Eritrea | ንኺድ....ንመቓብሩ| ብ ተ/ጋ ኣረፋይነ ናትናኤል Arefaine Natnaiel 2017

  Рет қаралды 14,761

ሓሬና Hariena

ሓሬና Hariena

Күн бұрын

Пікірлер: 39
@edenrobel9939
@edenrobel9939 4 жыл бұрын
Heroes💪🏽❤️ You make me proud Eritrean.🇪🇷 💙❤️💚💛🐪
@hamidedrisawate5045
@hamidedrisawate5045 7 жыл бұрын
KSENU SEMATANA AB ASERKUM ALONA AWEEEEEEEEET NHAFASH!!
@eritrawihagerawi7167
@eritrawihagerawi7167 7 жыл бұрын
ZELEALEMAWI KBRN ZKRN NSWEATNA AWET NHAFASH....,..
@teklabmeles1361
@teklabmeles1361 7 жыл бұрын
semaetatna wetru bkibri yzekeru
@hariena442
@hariena442 7 жыл бұрын
ንኺድ ንመቓብሩ.... ጭልገ ዘይማሞቀ ንኣባይ ዘዓንተረ ንኹሉ ርካቡ ማእገሩ ዝገተረ ንዝሓለፉ መስገደል ገጥ ከይረብረበ ሂወቱ ኽረክብ መስዋእቲ ዝሓረየ ንኺድ......ንመቓብሩ.... ትማሊ ዝነበረ ንመንነት ብመስዋእቲ ዘብጽሕ እናስንተፈሰ ነብሱ ዝገንሕ ጸላም ብዘይ እሒታ ዘውግሕ ብስም ስዉእ'ዩ ልብና ዝነጽህ ንኺድ....ንመቓብሩ ምስኡ ክንጸንሕ በዒንትና ንርኣዮ ረኺብና ጪርታ ቀልብና ይማረኽ ነልዕሎ ብዝግታ ናትና'ዩ ሕሩይ መድሓኒ ቦታ ማዕርጉ ዝነገሰ ነባሪ ዛንታ ንኺድ እባ ናብ'ቲ መቓብር ብምጥን ኲኖ እና ርኣየ ዝጠምር ብፍቕሪ ጉዕዞ ሓርነት ዝነግር ፥ካብ ጽምጽም ጽምዋ ዘብርር ኣዛሪዎ እንዲ'ዩ ደም ኣዕጽምቲ ዝተደራረበ ኣብ መሬት ኮነ ኣብ ባሕሪ ኣኽራናት ዝደየበ ስለታ ናጽነት ንሓርነት ሓዊ ዘንበድበደ ጻማ ንህልዋት ባዕሉ ኣብ መጋርያ ዝነደደ ሰዊዱ እልቢ ንሒ ዝወነነ፥ጸዳል ሂቡ ኣዋርቕ ዘርኢ ፍረ ብሩር ዝናር ዕጥቂ ዘሰጋገረ ሞት ኣዳም መስዋእቲ ዝማሃረ ኣብ መቕደስ መስጊድ ልብና ዘርሓወ ብቁዱስ መስዋእቱ ዘናስሐ ኲኖ ራህዋ ጻማ ዝራሕረሐ ስዉእ'ዩ ንጽድቂ ዝመርሐ መሕረት ኣእላፍ ህያቡ ዝሃበና ንሱ ንዘይነብራ ሂወት ዘስተንፈስና ንሕና ማሕላ ዘልኣለም ሕድሪ ተሰኪምና፥ መብርሃቲ ስዉእና ንወልዕ ሰሚርና ኣቶም ሰባት ሰብ ንነብሱ ንፈተና ይምርምር እና ርኣየ ጥዑም ምስትምቃር እና ፈለጠ ኣጣጢሕኻ ምንባር ኩሉ እንዲ'ዩ ራሕሪሕው ሂቡ ግንባር፥ ምእንቲ እዛ መሬት ንውሓት ግዜ ከይተጻባጸበ ልዕሊ ኹሉ እምነት ካብ ዕላምኡ ከይተናቓነቐ ብምጽማ ዓወት ጸራይ ክጸርግ ዕድሚኡ ንእልበት ከሰተልና ብርሃን ስዒሩ ንጸልማት፥ ፍታዉ ከይመረጸ ባህጉ ከይሓበረ ከየምለሰ ድቃሱ ጾም ከይሰዓረ ዝመጺይ'ዎ ባልዕ ጽጉሩ ከይሰንተረ ፥ ከይረኸበ ድርዕቶ ነብሱ ዝዕጠረ ክሳብ ጽንፊ መስዋእቲ ዘላገበ፥ ንሱ'ዩ በሉ ንሱ'ዩ በሉ ኣብቲ መቓብር ዘሎ ኩሉ ዘይረኸበ ማሕላ ሂወት ባዕሉ ጠቂዕኡ ብጹእ እምነት ዕላምኡ ወቂዕኡ ሓለፋ ኹሉ ነብሱ ወጺዑ ውዕሎ መስዋእቲ ውህብ'ዩ ስሙ ቆው ኢለና'ሞ ንጠምቶ መቓብሩ ብዓቅሊ ከይመስለና ሓወልቲ ስእሊ ዘንጸባርቅ ብርሃን'ዩ ናቱ ምስሊ ቁብኡ ብጽኡ ሂወት ዘለሊ ዝስገዶ ዝፋን ትንፋስ ምቅሊ ነስተውዕለሉ'ሞ እቲ መቓብሩ ብዋጋ ህንጻ ኣይዀነን ዝትመን ነራግጽ ዝልሃዩ ቤት ኣይተደኮነን ብሕብሪ ዘንጸባርቕ ዘጌጸ ኣይኰነን ክብሪ መልኣክቱ ዝቕጽል ዘመነ ዘመን ስለዚ ኣብኡ ምስ በጽሓና ንስደዶ ኢድና ኩቡር መቓብሩ እና ደሃሰስና መንክር ተግባሩ እና ዘከርና መንጽሂ ስግደትና ስሙ እና ጸውዓና ብልቢ ንዕልሎ ብርክና ዓጺፍና.....................
@wediasimerno257
@wediasimerno257 7 жыл бұрын
ዘላኣለማወኢ ዘከር ነስወኣቲና ከበሪን ሞጎሰን ነዓክማ የኩኒ ዓወት ነሃፋሽ
@fitsumyemane1911
@fitsumyemane1911 7 жыл бұрын
wetro ab lebena alekum zekiri ni sematatna nesle neza nenberla zelena hiwetna elom hiwetom zehleflina wetero awet nihafshe
@andit-ou4lh
@andit-ou4lh 7 жыл бұрын
kbri nsemaetat eritrea
@amantedros7730
@amantedros7730 7 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ን"ስውኣትና,
@lemlemluulay6707
@lemlemluulay6707 7 жыл бұрын
ፍቅሪ ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ነባሪ'ዩ ንዓና ኽጥዕመና እታ እንኮ ዝውንንዋ ሂወቶም ገዝሚ ሃገር ኮይኖም ሓሊፎም ንሳቶም ከም ሽምዓ መኪኮም ንዓና ግን ንዘልኣለም ነባሪ ብርሃን ሂበሙና፡ ዘልኣለማዊ ዝክርን ክበርን ንሰማእታትና።
@getajemesgen8337
@getajemesgen8337 7 жыл бұрын
bluxat eri ab lbna yu sferkum eti qal zatewelkum amlak khlwayu nzelalem hegrkum bkemey naxnet kemezemxakuma sle zfelt Arefaine Natnael SWATeri tehebinom baka nberelna tari jeganuna ketezentwelna
@oneloveeri2045
@oneloveeri2045 7 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና
@haileabmezengi2193
@haileabmezengi2193 7 жыл бұрын
semate wetru yezekeru
@birukabraha330
@birukabraha330 7 жыл бұрын
ዘላለማዊ ዝክሪ ንስወዓትና
@zerayestifanos7497
@zerayestifanos7497 7 жыл бұрын
kbrne megosne nesemaatatena
@ሓደመዓልቲንራከብንከወን
@ሓደመዓልቲንራከብንከወን 7 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና
@0402-m7v
@0402-m7v 7 жыл бұрын
ሰማአታትና ወትሩ ይዘከሩ
@simonnegherezghi171
@simonnegherezghi171 7 жыл бұрын
wetru ab libna alekum nzenti elet
@aronbokray5114
@aronbokray5114 7 жыл бұрын
wetru ablebna alkum nzetelet
@daniwedimaytemenay3374
@daniwedimaytemenay3374 7 жыл бұрын
zelalemawi zkri sematatna
@musiegebreslasie6177
@musiegebreslasie6177 2 жыл бұрын
ናብ መቃብር ዘኽይድ የብልካን ነቶም ዘለዉ እሱራት ጥራይ ይፈትሑ በል። ነቶም ዝሓለፉ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶም።
@simonnegherezghi171
@simonnegherezghi171 7 жыл бұрын
sematatna wetru yzekeru
@danielgebreab692
@danielgebreab692 7 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ክብሪን ነቶም በጃ ህዝቦምን ሃገሮምን ክብርቲ ሂወቶም ዝወፈዩ ስውኣትና ግና ሓደረኦም ኣብ ግብሪ ንምትግባር ኩላትና ኤርትራውያን ሓላፍነትና ኣይንዘንግዕ
@danieltesfalem5964
@danieltesfalem5964 7 жыл бұрын
helalemawi zekri nsewatena
@ኤርትራውያንንጠፍእኣለና
@ኤርትራውያንንጠፍእኣለና 4 жыл бұрын
bwa ata ezi wedi demxun getmun 1 eu kab eritrawyan getmti emo ka misom zewfere abti hawi zwale jegna wedi ery nebrely netom jeganu sewat hawarytna dema zelalemawi zikrin kibren yekun Amen 🙏
@wedieru4605
@wedieru4605 7 жыл бұрын
zelalemawi zkri nsemaetatna
@awetfili8559
@awetfili8559 7 жыл бұрын
sala jeganu selam sefinu ajokum sewatina meswaetkum birhan demiqu
@samielkiflom3955
@samielkiflom3955 7 жыл бұрын
wetru abeza libena Edikum seleta hadas Eritreana
@feruzshwedenawity1410
@feruzshwedenawity1410 7 жыл бұрын
ክብሪን ሞጎስን ንሰማአታትና ዓወት ንሓፋሽ
@asliii5438
@asliii5438 7 жыл бұрын
wotru ab libna zalalmawi zekren ne samatatna awet nehfash
@menbaraydegemeneu7087
@menbaraydegemeneu7087 7 жыл бұрын
bynka kid gele shibom tetwka ayfletn eu
@tuemayabraham1610
@tuemayabraham1610 7 жыл бұрын
sematatna bikbri yizekeru
@chanchu456123
@chanchu456123 7 жыл бұрын
Zelalemawi kbri zkrn. Nsematat
@wedigerye7131
@wedigerye7131 7 жыл бұрын
kbrn zkrn nakum nzelalem ykun
@zeregabrarey1885
@zeregabrarey1885 7 жыл бұрын
kbrin mogosn nsemeatatna wetru ab libna alewu ::
@yonastem4321
@yonastem4321 7 жыл бұрын
fuk behwatna aytsawetu
@merahawiamaye6785
@merahawiamaye6785 7 жыл бұрын
sewtna wetru ab lebna
@yonastem4321
@yonastem4321 7 жыл бұрын
ab sedet du
@yonastem4321
@yonastem4321 7 жыл бұрын
abey alo eti hidri
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 12 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
The joker favorite#joker  #shorts
00:15
Untitled Joker
Рет қаралды 30 МЛН
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 12 МЛН