ERITREA:-

  Рет қаралды 2,737

SETIT

SETIT

Күн бұрын

ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ዓንኬል ግጭት ብኸመይ እየን ዝወጻ?

Пікірлер: 17
@snitnekulu2976
@snitnekulu2976 10 күн бұрын
ሱሌማን ትንታነካ ኣመና ደስ ዘብል እዩ። ካብዛ ናይ ሎሚ ሚሸት ደስ ዝበለትኒ ግን ንኢትዮጵያ መን ከ ዘይመርሓ ብጀካ መራሒኣ!! ብሓቂ😍።
@merhawitandegergish2839
@merhawitandegergish2839 9 күн бұрын
Thanks baba Suleman and Abdat you are trurly intelegent keep going
@saraasfa7825
@saraasfa7825 9 күн бұрын
🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@Esunosamsom
@Esunosamsom 8 күн бұрын
It is important topic so as it can encourage more discussion..
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 9 күн бұрын
Welcome our beautiful brothers ❤️ ♥️ 💙 💜 💕
@sarajoh313
@sarajoh313 7 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 9 күн бұрын
Btaemi subuk tntena ❤❤❤
@hethabt7149
@hethabt7149 9 күн бұрын
Thank you!!
@SETITMEDIA
@SETITMEDIA 8 күн бұрын
We appreciate your kind words!
@KhalifaAhmed-i5h
@KhalifaAhmed-i5h 8 күн бұрын
❤❤❤
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 9 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@MulugetaMulugeta-do6ee
@MulugetaMulugeta-do6ee 9 күн бұрын
NAETS VERE. GOD. GOD🎉❤🎉❤🎉❤
@chaeyge8486
@chaeyge8486 9 күн бұрын
ኤርትራ ንኢትዮጵያ ዝገበረትላ ውዕለት ከምቲ ዝገለጽካዮ ገሊጽካ ዝውዳእ ኣይኰነን። ኢትዮጵያ ግን ካብ ሃይለስላሴ ጀሚራ፡ ኣብ ደርጊ፡ኣብ ዘመነ ሕወሓት ሕጂ እውን ዝካየድ ዘሎ ፕሮፖጋንዳ እዚ እንርእዮን እንሰምዖን ዘለና ኢዩ። ስለ'ዚ ኤርትራ ኩሉ ነገር ናይ ኢትዮጵያ ገዲፋ፡ ናይ ባዕላ ስራሕ ከተተኩር ኣለዋ። ብምቕጻል ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ እትደልዮ እንተሎ ሰናይ ጉርብትና ኢዩ። ኢትዮጵያ ግን ታሪኽ ኤርትራ፡ ባሕሪ ኤርትራ፡መሬት ኤርትራ ገሊጽካ 'ውን ዝውዳእ ኣይኰነን'ሞ ኤርትራውያን ደው ኢልና ምሕሳብ ከድልየና ኢዩ።
@hadgu2562
@hadgu2562 9 күн бұрын
ሰቲት ሚድያ ቢቲገብሪዎ ገበናት ዝህወሓት ዚኢዚዞ ሰራዊት ኢትዮጲኣ ኣብ ሊዕሊ ሂዝቢ ኤሪትራ ዝፈጸሞ ገበናት ጺንተት ኣነባዕለይ ኣቢቲ ጊንባራት ሲለዚነበርኩ ይፈልጦ ኢየ። ሎሚ ገለ ኤሪትራውያን ቢወያነ ዚፈጥሮ ዲራማ ኪቅንዘዉ ኪሪኢ ከለኹ ቢጣዕሚ ይሓዚን። ካብ ዓሊጊዲር ኪኪሳብ ሰነዓፈ ኣጸብቀ ይፈልጦ ኢየ። ኣብ ዓሊጊዲር ሓዱሽ ናይህዝቢ ፋብሪካ ጡጥ ዚውሰድ ኒብረቱ ወሲዶም ሰራዊት ኤሪትራ ሲለዘርከበም ኣቃጽለሞ ሃዲሞም። ተሰነይ ጎሊጅ ኦምሓጀር ዚነበረ ዶኻኹን ሂዝቢን ባንኪን ዘንዘቡን ኒብረቱን ቢምዝማት ኣፍሪሰሞ ከይዶም ቲራግተራይ ካብ ጋሽ ዝወሰድዎን ቁጽሪ የቢለኒን። ኣሲሞሮም ዝወሰዱዎም ህዝቢኪሳብ ሕጂ ኣይተሞልሱን ኣበይ ከምዛተዉ ኣይፍለጡን። ባረንቱ ባረንቱ ዘሎ ኒብረታ ተዘሚቱ ቢፍላይ ተወለድቲ ኩናማን ናራን ቢብዝሒ ተዓሚጸን ተቀቲለን ዓበይቲ ቲካላት ቢተአንቲ ፈንጂ ቢምትካል ዓንዩ። ገለ ካብኡ ሆተል ጋሽ ሆስፒታል ኢዩ። ቲኾምቢያ ፡ኣውጋሮ ፡ሽላሎ፡ ሻቢቆ ፡ ሚልቂ, ማዱማ ፡ ሚሉአ ቆሓይን ቢፍላይ ካብ ኣውጋሮ ኪሳብ ሻቢቆ ዘሎ ሂዝቢታት ዘሎ ሂዝቢ ዘሎዋ ጢሪቱ ተዘሚተን ዘለዋ ጥሑናታት ኣብቲከባቢ ዚነብራ መካይን ተጻዕነን ከይደን ኢየ። ኢዚ ቢኣካል ዚፈልጦ ዚነበርኩሉ ዚተዋጋኩሉ ቦታታት ኢዩ። ጢሪቱ ሃፍቱን ቢሚሉኡ ናትግራይ ጊዕዙ ነሰለስተ ዓመት ኣብ ሽራሮ ተሸይጡ ኢዩ። ጾሮና ኢታኪልተ ጊዜ ዚተራየት ከተማ ከተማ ጸሮና ዝሎ ዚንጉኣ ከምዘለዎ ሓንቲ ገዛ ከይትረፈት ተቀንጥጡ ቢህዝቢ ተጸይሩ ኣብ መባሪዲ ዚበሃል ዓዲ ቲግራይ ኒመሸጣ ተቀሪቡ ተሸይጡ ኢዩ። ኢዚ ኪቢል ከለኹ ነብሲወከፍ ከዛ ዘለዋ ዚንጎን ማጾን ከምዘለዎ ናብቲግራይ ሰጊሩ ኢዩ። ደቀ ኢዚከባቢዚ ሎሚ ቲግራይ ቲዕዎት ኪብሉ ኪሰሚዕ ከለኹ ካብቲ ኣዚዩ ጺሕዚነኒ ኢዩ። ሰነዓፈ ሰኒዓፈ ሓንቲ ከብታን ቢሰራዊት ወያነ ዓቢ ገበን ዝተፈጸመላ ከተማ ኢያ ካብ ሚዕማጽ ደቂ ኣነስቲዮ ቢዝሒ ዝተፈጸመላ ከተማ ኢየ ኣንስቲ ሰቢኡት ቢዕድመ ዚደፈኣ ኣደታቲን ቲሕቲ ዕድመን ዓምጽ ተፈጺሙወኒን ገሊአን ኢዊን ዚወለዳ ኢየን። ኒንብረት ዝሚልከት ሰናዓፈ ዘሎ ኒብረታ ተዘሚቱ ኪሳብ ቢኣድገበቅሊ ተጻዕኑ ከይዱ ኢዩ። ዘለዉ ቲካላታ ፈሪሶም ኢዮም። መቃቢር ሓርበኛታት ዚምልከት ናይሰለስተ ከተማታት መቃቢር ሓርበኛታት ኢዩ ፈሪሱ። ጽሮና ናጸረና መቃቢር ሓርበኛታት ናብዙሓት ዓውደ ኩናት ዚተሰዊኡ ኢንኮላይ ኣብ1979 ኣብከባቢ ገሪሁስርናይ ኒወያነ ኪሕጊዙ ዚተሰዊኡ ጀጋኑ ዝዕረፊሉ መቃቢር ሓርበኛታት ኢዩ። ኒዚመቃቢርዚ ቢታንኪታት ኢዮም ኣፍሪሰሞ ወያነ ኪሳብ ካብከተማ ጾሮና ዚወጺ ሚዕሸጊ ታንኪታት ተጠቂምሉ ነሩ። መቃቢር ሓርበኛታት ሻቢቆ ኢዚ መቃቢርዚ ኣብዚከባቢታ ዝተሰዊኡ ጀጋኑ ሓርበኛታት ዓስከረኖም ዚዓረፈሉ ኢዩ ኢንኮላይ 1989 ንወናነ ኒምሕጋዝ ሺረ ዚተሰዊኡ ዘጋኑ ከተረፉ ኣብኡ ኣለዉ ኢንኮላይ ኢቶም ናይፈለማ ባዲመ ዚተቀትሉ ወያነ ብቃጻ ዝቀተለቶም 8 ሓርበኛታት ኣብዚ መቃቢር ኢዮም ዘለዉ።ኒዚመቅያቢር ኪተፍሪስ ዚተጠቀመትሉ ኒብረት ቲአንቲ ፈጂ ኢዩ ነሩ ደሓርዊን ሚዕሸኪ ታንኪታት ተጠቂማትሉ ነራ። ቶኾሚቢያ ኢዚመቃቢርዚ ናይቅድሚ ናጺነት ዚተሰዊኡ ጀጋኑ ዚነበርዎ ኮይኑ ቢደዞር ኢዩ ፈሪሱ ኒቲ ኣዕጺምቲ ሕዙ ዚነበረ ሰናዱቅ ኣብ ጺርጊያ ተቀዲዱ ኣዕጽምቲ ኣብጽርጊያ ፈሲሱ ቢታንኪታትን ኦራላት መካይኒን ተረጊጹ። ዲሕሪ ሰራዊት ወያነ ጋሽ ሚስጋሩ ኒቲዓጽሚ ኣሪና ቢኺሻ ኣኪብና ኣብ ቤትሚርቲ ኣቀምጥናዮ። ደሓር 2003 ኣብ ዓዲቲልያን ዚነብራ ሓርበኛታት ኢዘን ሎሚ ቢበርገድ ኒሓመዱ ዚጽረፋን ዝህረማን ዘለዋ ኣደታት ሓዱሽ መቃቢር ሃኒጸን ንቶም ኣብ ሳሊሳይ ወራር ኣብቲኸባቢ ዝወደቁ ጀጋኑ ተሓዊሱ ኣብ ሓዱሽ መቃቢር ሓርበኛት ኣትዩ። መቃቢር ሓርበኛት ሻቢቆዊን ቢዘን ኣደታት ኢዚአን ተሓዲሹ ቢሚሎኦም ኣብ ባዲመን ከባቢኣን ዚወደቁ ሎሚ ሚዕረፊኦም ኮይኑ ኣሎ። ኒዓምጽ ዚምልከት ተሰኒዱን ኣብ ኣርካይብ ሚሪሚርን ስነዳን ሰለዘሎ ጸገም የብሉን። ኢቲ ዝገሪም ኣብ ከባቢ ጾሮና ደቂ ተባዕቲዮ ከተረፉ ዚተዓመጺ ኣለዉ ሂዚቢ ናቲከባቢውን ይፈልጦ ኢዩ። ኣብ ከባቢ ዳሰይ ፡ፎድየ ፡ ኩሉኩ ኪሳብ ባረንቱ ዘለዉ ቢሐረ ኩናማን ዘለዋ ደቂ ስነስቲዮ ባዕለይ ዚረኣኹዎን ዚመዝገድብኩዎን ኢዚ ዘይበሃል ኪፍዒን ዓመጺን ወሪዱወን ኢዩ።
@HabtomBeraki-vb9hx
@HabtomBeraki-vb9hx 9 күн бұрын
abdu nato enginer ezmo timet zeyklu entay riyto aleka❤❤
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 9 күн бұрын
ኢትዮጵያ ንኸይትበታተን መጸግዒ ባላታት የድልያ አሎ ናበይ ገጻ ክትወድቕ"ያ ፉሉጥ አይኮነን ፤ አቲ ሰላሕላሕ ናይ ልኡኽ አበሓጎኦም ሀይለ ናብ ጥምየትን መለማመዲ ንዕልዋ ናይ ኮፕራረታትን ሽምባሻትን/ደርግ ኮይኑ ናይ ደርግ ዕንደራ ህድማን ማእሰርትን አስዒቡ ናይ ጭ ወያነ ክድምና ንፋሕፋሕን ናይ ቋንቋ ዓሌት መላመዲ ፖለቲካ ኮይኑ ናይ ልጅ አብይ ከአ ናብ ገማዕማዕ ወይ ናብ ሮሟዕ ዘስዕበሎም እዩ ዝመስል ። ከምቲ ደራፋይ አሮን ክብረአብ አብ 1991 ዝበሎ :- ተሓቢአ ኔራ ረኺብካያ ፈውሶም ረመጽ ኰዒኻሎም አብ ማእከል ደንበኦም ። አብ 1991 ወፍሪ ስግረ ዶብ ታንክታት ሒዝካ አራት ኪሎ ።አብ 2020+ ከአ ነታ ጭፍራ ናብ ጎድጓዳት "ታ ዶሯን ትግራይ ከምዚ ሕጂ/ሕዩ ነንሕድሕዳ ጯቕጯቕ ትብል ዘላ ፤ ልጅ አብይ ኸአ አብ 2024+ ቀልባዕባዕ እብል አሎ ። ኢትዮጵያ ነበር ከይትኸውን ተስግእ እያ ጽንጽዋይ ሰለስተ ሽሕ ዘይኮነስ ናይ ምነሊቅ /ምነሊክ ከረውረው ንሽዋን ንሀረርን ንባሌን ታሪኽ እኸውን አሎ ዶ ?
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
ሚስጥራዊ ዕርቂ ህግደፍ ምስ ሕውሓት
1:00:10
ADMAS FORUM
Рет қаралды 46 М.
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН