Eritrean Artist Fkadu Tukue (ንክሓዊ ኢለ እየ ለሚነ) መደብ እንካን ሃባን ምስ (ፍቄ)

  Рет қаралды 41,549

BRIENA INTERNATIONAL(ብርዕና)

BRIENA INTERNATIONAL(ብርዕና)

Күн бұрын

Пікірлер: 133
@rishane9576
@rishane9576 7 ай бұрын
ፍቃዱ ሓወይ ናይ ሓድ ሓደ ደይረብሑ ሰባት ዘረባ ኣይሰማዕካ ማዓረይ እንታይ መጺካ ትልምን ህዝብካ ደይሓገዘካ ዳኣ፡መንሞ ክሕግዘጋ ስለዚ ኣጆካ ለማኒ ኣይኮንካን ወዲ ኤረይ ኤርትራዊ እኮ ናይ ምትሕግጋዝ ባህልና እዩሞ ምስዞም ምጭዋት ደቅካን ባዓልቲ ቤትካን ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ ፡ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤
@MatewosTesfamichael
@MatewosTesfamichael 7 ай бұрын
ኣይለመንካን የሕዋትካ ሂቦሙኻ ሻሂ። ኣስቴሙኻ። ኣዚ ወዲ ሰብ ዝነብሉ ሂወት ሰኽፍ አይበልካ ኣምላኽ ሙሉጥዕና ይሀብካ አሜን
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 7 ай бұрын
መርሓባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
@solomon56522
@solomon56522 7 ай бұрын
ምሉእ ጥዕና ይግበረልካ ፍቄ ሓዉና !! ንዞም ሕማቅ ዝዛረቡ መርቆም ከምቲ ልሙድ❤❤❤
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 7 ай бұрын
😂😂😂❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏You really made for people wedi Eritrean Anbesa ❤❤❤kindness is part of our Eritrean culture. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Thank u & God bless you with success and your families too. Bezey Meginan belkuka 😂
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 7 ай бұрын
Merhaba wedi Erei Gigna love much ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👏👏👏👏
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 7 ай бұрын
Admen tanan yhabka fkie hawna 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@kiflmariammengteab7280
@kiflmariammengteab7280 7 ай бұрын
Edmen tenan yhabk egziabher❤❤❤❤
@almazarefe8886
@almazarefe8886 7 ай бұрын
አቦ ምካን ፍቅሪ እዩ አጅካ ብዓቢኡ ጽቡቃት ውላድ ሂቡካ አሎ እግዚኣብሔር ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@xegaxega4826
@xegaxega4826 7 ай бұрын
Good job we'd rimey jegna 💕💕💕💕 mencei shaqey💞💞💞
@AviMedia
@AviMedia 7 ай бұрын
ጽቡቅ ገጽ ሪኢና ፍቄ ሓወይ ኣድናቂካ እየ::
@kisanet4715
@kisanet4715 7 ай бұрын
ኣሰይ ፍቄ ሓውና ቲ ናይ ቀደም ዋዛኻ ደስ ይብል ተመስገን እንኳዕ ሓወካ 🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐
@jordanatekestemerash3593
@jordanatekestemerash3593 7 ай бұрын
Kari hager eka toben ❤️😘😘
@GabrielST11
@GabrielST11 7 ай бұрын
አምላክ ይግደፈልኩም ውልዱኩም ❤ፍቃዱ ሐወይ ስላምን ፍቅርን የውርደልኩም ንስካ ፍቱው ሐውና ኢካ አምላክ ምሕረት የውርደልካ ♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🕌⛪️🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷
@xegaxega4826
@xegaxega4826 7 ай бұрын
Welcome bro I Respect you 🙏🙏💖💖💖💖💯💯💯
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i 7 ай бұрын
እግዝኣቢሂት ምሕረት ዪውርደልካ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ኣሚን ኣሚን ኣሚን🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🌹🌹🌹💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉 Ajokumo Ajoka Messe dekika❤ Mesehkenaybeki❤
@MussieTesfamariam-m4v
@MussieTesfamariam-m4v 7 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ፍቄ ሓወይ ብሓዱሽ ስራሕ ክትመጸና ካኣ ንጽበ
@negasihagos9864
@negasihagos9864 7 ай бұрын
ናማስተ ፍቄ መተዓቢቲ እንቋዕ ድማ ፈጣሪ ጥዕና ሂቡ ናብዚ አብቀዓካ ።
@verenaromberg665
@verenaromberg665 7 ай бұрын
Nice to see brother fike
@ቸንቶሚላ-CENTOMILLA
@ቸንቶሚላ-CENTOMILLA 7 ай бұрын
ፍቄ ነብሲ ደልዲልካ ምሉእ ጥዕና ረኺብካ ናብ ንቡር ስራሕካ ክትምለስ ሃንቆው ንብል ኣለና ሞ' ነዳዲ ሃባ ካብ ሓውኻ ቸንቶ ጀርመን🇪🇷👍🏻
@AbrahamKidan1
@AbrahamKidan1 7 ай бұрын
😄😄 you really are comedian !!
@NegasiAndebrhan-rs7hv
@NegasiAndebrhan-rs7hv 7 ай бұрын
መርሓባ ጥዕናኻ ናብ ንቡር ክምለስ ናይ ዞትር ጾለትና እዩ ። እድሜኻ ሙሉ ንእስነትኻ ኸም ብጾትኻ ሃገራዊ ጉቡዕኻ አብ ምፍጻም ምስ ኹሉ ማሕበራዊ ህይወትኻ አቦ ሽሞተ ቆልዑ ሓዳር ናብራ ምእባይ ቆልዑ ምስ ሃገራዊ ጉቡአትኻ ስለዝነበርናሉ ኸቢድ እዩ ። ንኹሉ በድሒኻ አብዚ ምብጻሕኻ ምስጋና ንፈጣሪ አጆኻ ምስ ህዝብኻ ስድራኻ አብ ሃገርኻ ቀሲንኻ ኽትነብር ምዃንኻ ንአምን ነቶም ሓደ ሓደ ታሪኾም ዘይፈልጡ አይትገደሰሎም ፍቄ ሓወይ ሰላም ይምነየልኻ ።
@yonasentertainment8744
@yonasentertainment8744 7 ай бұрын
❤thank you my brother ❤🇪🇷🇪🇷♥️
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 7 ай бұрын
ብኹሉ ይድንቕካ ገለ አተዓባብያ ዝበደሎም ንዓኻ ዳውን ክገብሩ ዘየድሊ ድዛረቡ አይትገደሰሎም ንነንሶም አጸቢቖም ዝፈልጥዋ አይመስለን በጃኹም ኤርትራውያን ይሕዋተይ ጽቡቕ ምዝራብ ምምስጋን ምትብባዕ ንሃቦም ኩፉእ ዘረባ ኩፉእ ዩ አጆኻ ቡሩኽ ቀጽል ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 7 ай бұрын
😂😂😂😂❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷funny Eritrean comedian 🤣 ❤❤❤❤🎉🎉
@danielestif8689
@danielestif8689 7 ай бұрын
ኣይለመንካን ፡ ካብ የሕዋትካ ሓግዙኒ ምባል ካብ ማዓስ ምልማን ኮይኑ ይፈልጥ
@semirnasri
@semirnasri 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤ fukadu hawna keep it up
@gomera-i7d
@gomera-i7d 7 ай бұрын
ፍቄ ነብሲ ለሚንካ ዘይኮንካስ ሓገዝ ኢካ ሓቲትካ ካብ ህዝብካ እዚ ንቡር ኢዩ ሎሚ ትሕገዝ ጽባሕ ከኣ ትሕግዝ ማለት ዩ እንተኮነ ግን ኣብዛ ትገብራ ዘለካ መደብ ግን ጨው ስኢንካ
@brtukhanhabtom4108
@brtukhanhabtom4108 7 ай бұрын
Welcome I’m glad to see you. How are you feeling?
@isayasasfeha9867
@isayasasfeha9867 7 ай бұрын
Hasawi eka
@MihreteabHBtw
@MihreteabHBtw 7 ай бұрын
Enqe mehareka fike wedi timrtey
@KisanetAraya-c8h
@KisanetAraya-c8h 7 ай бұрын
Fkie shkorrrr amlak mlui edmen tienan yhabka ❤
@habenhadish938
@habenhadish938 7 ай бұрын
❤❤❤
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 7 ай бұрын
Welcome❤❤❤
@wedibalila2130
@wedibalila2130 7 ай бұрын
እንቛዕ ሓጎሰኩም ኣጀኹም
@YafietAfewerkiYafuwediafie
@YafietAfewerkiYafuwediafie 7 ай бұрын
ብስም ፍቄ subscriber ጌረ ኣለኹ.
@kflaygebrebrhan5998
@kflaygebrebrhan5998 7 ай бұрын
Fike edimen tienen yhabka beselam gezaka temeles.tom zey rebh zixihfu aytigedes anixar sine tibeb Eritrea kidakem zidelu sebat alewu aytigedeselom aytimeliselom
@fintra26
@fintra26 7 ай бұрын
Feqe hidi bel mihret yewridelka
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 7 ай бұрын
Plz wrziy bel
@hermontekia6648
@hermontekia6648 7 ай бұрын
Kubur sinetbawi wedi tukue enkae trah hweka jgna comedian
@kyviheihivgveig
@kyviheihivgveig 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@simonbeyene7279
@simonbeyene7279 7 ай бұрын
Fqie nska tbeb ika.eza nay last natey hto iya N htoy kab ztexebekuwo nlaeli melsi emo Kea beti kief zbeni gtmka btbeb bmlamlaska 10Q degime. ❤✌🏽
@mahmudibrahim7918
@mahmudibrahim7918 7 ай бұрын
Ane kea ab gym koine yreyeka alku, edmen tenan naka🤞🏽
@rishanlady5041
@rishanlady5041 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@kiflmariammengteab7280
@kiflmariammengteab7280 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@wedzixc
@wedzixc 7 ай бұрын
ከጸብቀልካ ፍቂኖ
@delinaghirmaye1591
@delinaghirmaye1591 7 ай бұрын
Fike hawina einkae biselam mexakana❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@minyaweldegaber8905
@minyaweldegaber8905 7 ай бұрын
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊
@medhanietecle3603
@medhanietecle3603 7 ай бұрын
1898 arima kkkk 1998 eya Fike Arkey ❤
@segefisahaye3086
@segefisahaye3086 7 ай бұрын
🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷❤️🌹🌺💪🏾
@okubaymengestab7487
@okubaymengestab7487 7 ай бұрын
Mhiret yewrid kbur haw
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 7 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@MihreteabHBtw
@MihreteabHBtw 7 ай бұрын
Tel tx gibereley fike
@SemerTsegu-wq8ew
@SemerTsegu-wq8ew 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@efremtesfay3008
@efremtesfay3008 7 ай бұрын
Ajka Azmerino perimo
@MihreteabHBtw
@MihreteabHBtw 7 ай бұрын
Tel tx gibereley fike 31:45
@ፈቃርሰብናፊቀ
@ፈቃርሰብናፊቀ 7 ай бұрын
ክጅምር ከሎ ኣለኪ ካውኡ ኣውጽዮ
@elsateskay7060
@elsateskay7060 7 ай бұрын
❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@FeruzTesfalem-m3w
@FeruzTesfalem-m3w 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rutt6733
@rutt6733 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@andathagos675
@andathagos675 7 ай бұрын
Ajeko
@sgrbietna374
@sgrbietna374 7 ай бұрын
እቲ ብሩር ሲ እንታይ ክገብር'ዩ ልዕሊ ክራባታ ወጺኡ ክክክክክክክክክክክ
@kiflomtesfahannes7366
@kiflomtesfahannes7366 7 ай бұрын
Neshtoy aykonkan
@El-h5l
@El-h5l 7 ай бұрын
ሐገዝ ሐቲተ ዘይትብል
@kiflomtesfahannes7366
@kiflomtesfahannes7366 7 ай бұрын
Fekadu kurub hedi bel aytetahwk
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 7 ай бұрын
ከምጥበባዊ እቶም ተዋሳትን ንባህልና ዝብርዝን ካብመስመር ዝጰደፍ ስለዘለዎ ነንሕድኩም ምእራምን ምእላይን የድሊ አሎ ይኹን እንበር ትሰርሕሉዶ አለኹም?🇪🇷🙏🌻👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌻👍☘️💕🌿🥀🌹💐🌴🌳🌼🌼🌿🌻🌼🌻🌼🌿☘️🌿☘️🌿
@samsonkahsay1319
@samsonkahsay1319 7 ай бұрын
ኽላእ ሱዚኒኖ እዮ ትንፋስካ ሃለው ጎንደር ጌርኻዬ
@Sum-dz3cq
@Sum-dz3cq 7 ай бұрын
ናይ ካልእ ሃገርን ህዝብን ስነጥበባዊያን ደኣ ከይኮኑ፡ እንታይእዬም ህልው ናብራ ህዝብን ጭቆና እቲ ስርዓትን ዋላ ደገ ወፂኦም ዘይሰርሑ፧
@mikihavana8579
@mikihavana8579 7 ай бұрын
እዋይ ሃለውለው ክብል እዚ ወዲ sorry. ግን 😂😂
@YafietAfewerkiYafuwediafie
@YafietAfewerkiYafuwediafie 7 ай бұрын
He is legend
@ፈቃርሰብናፊቀ
@ፈቃርሰብናፊቀ 7 ай бұрын
ንነብስካ ሶሪ በላ ገልዳም
@mikihavana8579
@mikihavana8579 7 ай бұрын
እዋይ ሃለውለው ፍቄ. ዋላ ክሕዘካ ኣይከኣልኩን
@YafietAfewerkiYafuwediafie
@YafietAfewerkiYafuwediafie 7 ай бұрын
He is legend
@tektes365
@tektes365 7 ай бұрын
Something is off with these artists. Can’t really pinpoint though. Superficial
@brhanesbhateleab1294
@brhanesbhateleab1294 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷edge Tina yfter❤❤❤
@militenegasi172
@militenegasi172 7 ай бұрын
እንዳ ጎፋይንድሚ ንስካውን እዚኩሉ ሎቕመጽመጽ እንዳበልካ መቃጠሪ ። አታ ናትኩም እዩ ምግናን ካብ ሐቂ ብማይላት ዝርሐቀ ሐሳዊ ለመንቲ መጀምርያ ብምግናን ሞክ ተብሉና ድሕሪ ሳልስቲ ከአ ብጎፋይንድሚ እስከ ንነብድኩም ተጣበቒ
@FnanArayafifi
@FnanArayafifi 7 ай бұрын
Senserat nekbaber ok
@ፈቃርሰብናፊቀ
@ፈቃርሰብናፊቀ 7 ай бұрын
እዛ ጺሒፍኪያ ዘለኪ ኮሞንቲ ግን ኣብ ወላዲትኪ እንተ ዘዝወርድ ከምዚኣ ጺሒፍክያ ዘለኪ እንተጺሒፈሙልኪ እንታይ ምስ ተሰማዓኪ?
@ZuzuAwea
@ZuzuAwea 7 ай бұрын
ፍቄ ሐቂ ክንዝረብ ተኮይና ከማካ ሰም ስነጥበባውያን ዘፀልም ብአካ ዘይተተንከፈ ስነጥበባዊ የለን። ስለምንታይ ንነዊሕ እዋን ካብ ቡዙሕ ስራሕ ተነፂልካ ኔርካ ንፈልጥ። ንሐገዝ ክትብል ውላደይ አብ ሆስፒታል አሎ ትብል ሰብ ኢካ። ሕማምካ ፉሉጥ እዩ ከማካ ብዙሐት ሰባት አለው መንግስቲ ዝአልዮም ከይነውሐካ ። ብሰንክካ ምስራሕ ስኢኑ ዝተሰደ አሎ አይትረስዕ።🙏🙏🙏🙏🙏
@kidaneasfeha6841
@kidaneasfeha6841 7 ай бұрын
Enqa ezgbihr mhret awredelke fik
@amnhamnh5214
@amnhamnh5214 7 ай бұрын
Jgnek
@samsontewelde-y5b
@samsontewelde-y5b 7 ай бұрын
ane zgermeni eko ab ethiopia kedkum interview ktgebru kelekum tetenkekuk ente lone aytgberu
@Efratatube-u9g
@Efratatube-u9g 7 ай бұрын
ህድእ በል ሚዛንካ ሓሉ እንታይ ኢዩ እዚ ኩሉ ሃለፍለፍ ርዝን በል
@dejengebrhiwet4280
@dejengebrhiwet4280 7 ай бұрын
Comedian eyu kiebes do delikyo 😂😂😂
@bahri1415
@bahri1415 7 ай бұрын
ኸኸ ዘየነገር ሕማም ሐሚሚካ ዘወፀእ አብ ሀዘቢ አየነበረካን
@HagosElyas
@HagosElyas 7 ай бұрын
Entay Malet Eyu Ab degen Ab Gidamn Trkebu Armo
@almazgessesew13
@almazgessesew13 7 ай бұрын
Just say you need help not Wong
@noahluca5361
@noahluca5361 7 ай бұрын
ምሽኪናይ እንታይ ከ ሰሪሕካ ኢኻ ሞ ክትክፈል?😂
@weinighebrehiwot7718
@weinighebrehiwot7718 7 ай бұрын
ፈጺሙ ዘይ ስሕበኒ ሰብ :: ኣፐታይትካ ዝዓጹ ሰብ::
@Eritrea.91
@Eritrea.91 7 ай бұрын
Lkut beli fekas men do eznki degifu smayo elki eu
@weinighebrehiwot7718
@weinighebrehiwot7718 7 ай бұрын
@@Eritrea.91 ጽሑፍካ ደጋጊመ ምስኣንበብኩዎ ቁሩብ ተረዲኤዮ መስለኒ :: ሓደ ብዝግባእ ሓሳብካ ገሊጽካ ዘይትኽእል ሰብ : ስምዕዮ ኣይትስምዕዮ ክትብለኒ መሰል የብልካን:: ኣብ ገዝኡ ኣይከድክዎን :: ኣብ ሜድያ ባዕሉ ዩ ተቀልቂሉ ፍረ ዘይብሉ ዘረባ ሃተፍተፍ ክብል ውዒሉ :: At list I expressed my feeling to word him. And then, he can correct his mistakes.ካብ ድኹም ከምዚ ከማኻ ጸርፊ እምበር መኣረምታ ኣይጽበን የ :: ትምህርቲ ምኻድ ፍለጥ :: ካብ ዱንቁርና ክትገላገል ::ሓሳብካ ምእንቲ ብዝግባእ ከተስፍር :: ኣብ ዘይ ሕማምካ ከኣ ኣይትሕመም ::
@KisanetAraya-c8h
@KisanetAraya-c8h 7 ай бұрын
Wa sehabni ke elki du bhayli nsus eka kndey afriu nski ke dea 😢😅😂😂😂
@weinighebrehiwot7718
@weinighebrehiwot7718 7 ай бұрын
@@KisanetAraya-c8h He is sense less comedian or what ever.
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 7 ай бұрын
gets Aleqti
@neaminabrha6589
@neaminabrha6589 7 ай бұрын
ፍቄ ካብ2001 እየ ዝፈልጠካ እዚ እስካ ትዛረቦ ኮሜዲ ዲካ ትሐስቦ ድሕር ከኣ እንታይ ታሪክ ኣለካ ብዘይካ ማእሰርቲ ነቲ ምእሳር ኣብ ዛራን ዕድ ኣቤቶን ዲካ ታሪክና ትብሎ ክብ ሓቂ ማራ ነፊጽካ ኣሎካ
@Eritrea.91
@Eritrea.91 7 ай бұрын
Fekis eka Mara men kebdka regixka eka tngef zeleka azaf
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 7 ай бұрын
ክልምኑ እምበር ሓቂ ደኣ ዘይናቶም
@YafietAfewerkiYafuwediafie
@YafietAfewerkiYafuwediafie 7 ай бұрын
የእስር ድዩ ይእሰር ከመይ ማለት'ዩ?? ንኣፍልጦ ክንዕቅቦ
@Efratatube-u9g
@Efratatube-u9g 7 ай бұрын
ማራ ኣኽፊእካ ከም ገዲም ተዋሳኣይ ርዝን ኢልካ ዉርጹጽ ሓሳባት ተትህብ መጸበቐልካ እምበር ንኽዉድኣ ኣይከኣልኩን እዛ ናትካ video ሽዉሃት ትዓጹ
@YafietAfewerkiYafuwediafie
@YafietAfewerkiYafuwediafie 7 ай бұрын
Not true
@MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz
@MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz 7 ай бұрын
مرحبا هلأ وسهلا كيف حالك يا قلبي ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍬🍬🍬
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 7 ай бұрын
Entay eee aaaya elka zerebaka ayir8deanan ryu bilalat giletso biayya eyyyuuu si emichaa mibal kinue ayikonen nay beynika quanquas menieyu kirideo. Tigrigna eyu quanquana.
@berheyared4832
@berheyared4832 7 ай бұрын
ኣልግስ ጠበቕ መስል ጨው ዘይብሉ እቲ ዘረባኻ!
@merhawimehari4224
@merhawimehari4224 7 ай бұрын
መን ገዲዱካ ክትሰምዖ ሕማቕ ዘረባ ናይ ሰነፋት እዩ ::
@KisanetAraya-c8h
@KisanetAraya-c8h 7 ай бұрын
Men mesel hibka ktxaref
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 7 ай бұрын
ሕማቅ ሰብ ኢካ 36 ዓመት ህግድፍ ረሚሶሙካ ባርያ ኢሰያስ አብ አዲስ አበባ ደሎው ብናጽነት ይሰርሑ እንታይ ክትረብሕ
@UnlimitedGrowz
@UnlimitedGrowz 7 ай бұрын
ኣይትጋገ ሂወት ከምዚ ንስካ ትጥምታ ኣይኮነትን ። ከምዚ እንተኮይኑ ኣተሓሳስባኻ ንትምህርቲ ዝኾነካ ብዙሕ ፈተና ይጽበየካ ኣሎ ።
@KertetKertet-dc9ti
@KertetKertet-dc9ti 7 ай бұрын
Aftom tfetwom seb ms agatemeka ktfelto eka zarkey aytwaraze
@ፈቃርሰብናፊቀ
@ፈቃርሰብናፊቀ 7 ай бұрын
ኣታ ደንቆሮ ሓሲብካ ጸሓፍ
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 7 ай бұрын
ከም ዝርድኣኒ ንስኻ እቲ ሓግዙኒ ንመጋየጺ ኢኻ ተጠቂምካሉ ? ነቲ ብሕማም ማሲኑ ሓገዝና ዝጽበ ህዝብና ግን ገና ኣብ ትሕቲ ኣምለኽ ክንሕግዚ ኢና ንዝሓመሙ ድማ ምሕረት ንልምነሎም ። ሰበይታይ ዝኾነ ሰብ
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 7 ай бұрын
እንታይ ሕማቅ ትዛረብ ከምዛ ዝሐገዝካ ትመስል ህዝቢ ስለ ዝሐጓሶ ዲካ ተረፍ ቅንእካ ትሕስድ ዘለካ አብ ክንዲ ሞራል ትህብ ዓዘራ ትዛረብ ሕማቅ ሰነፍ ኢካ
@JamesSolomon-t7v
@JamesSolomon-t7v 7 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ማለትካ ድዩ?? ንህግደፍ እዩ ክኣትው ኢልካ ትቑጠበሉ ሓገዝካ ድዩ?? እዚ ኣብ ዳባት ዘሎ ኤርትራዊ ኸ ሓጊዝካዮ ትፈልጥ ዶ?? መን ምዃንካስ ብዘይ ዝኾነ ምጽጻይ ፈሊጠካ.....
@kisanet4715
@kisanet4715 7 ай бұрын
ስዲ ኢኻ ሕማም ይፍተረልካ ኤህ ሩጉም ዘይሓሰብካዮ ሕማም ይሃብካ, ቆንዳፍ
@Joe123_
@Joe123_ 7 ай бұрын
ሱቕ በል ለማኒ
@tektes365
@tektes365 7 ай бұрын
ኣብ ጊዜ ፋሽሽትነት፤ ዘይትዛረብን ትድግፍን እንተኮይንካ፤ ገና ካብዚ ንላዕሊ ክትርመስ ኢኻ፤ ርሙስ ባርያ። ንደቅኻ ከኣ ንሱ ኢኻ ኣዉሪስካዮም 🤮🤮
@ፈቃርሰብናፊቀ
@ፈቃርሰብናፊቀ 7 ай бұрын
ኣታ ገሊምሌኩምስ ቅጭ ክተምጽኡ ክንደይ ትድንቁር ንስካስ ንባዓልካስ ኣብ ኣፍሪቃ ኮይንካ ኣይተዛረብካን ኣታ ደንቆሮ።
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan 7 ай бұрын
@abrehetestifanos6963
@abrehetestifanos6963 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Eritrea33
@Eritrea33 7 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@afromama9089
@afromama9089 7 ай бұрын
❤️❤️❤️
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Accompanying my daughter to practice dance is so annoying #funny #cute#comedy
00:17
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 28 МЛН
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 102 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 16 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 36 МЛН
New Eritrean music 2024 Tesfay Mengesha bhwnetawi (ብሕውነታዊ)
8:27
NABEY YE FULL MOVIE
1:56:42
BRIENA INTERNATIONAL(ብርዕና)
Рет қаралды 99 М.
Yehdego G/Medhin - Vol 01 - Nonstop - Relaxing Video
1:04:54
ዋዛ ምስ ቁም ነገር !! Logbiba Tv #15
15:57
Logbiba Tv
Рет қаралды 37 М.
Accompanying my daughter to practice dance is so annoying #funny #cute#comedy
00:17
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 28 МЛН