Eritrean full interview Kahsay Habteslassie(Zawya)by Lidya bereket ሰፊሕ ቃለ መሕትት ምስ ድምጻዊ ካሕሳይ (ዛውያ)

  Рет қаралды 45,544

Eri-mama Entertainment 2 ኤሪ -ማማ  ኢንተርተይመንት 2

Eri-mama Entertainment 2 ኤሪ -ማማ ኢንተርተይመንት 2

Күн бұрын

ሰላም ተኸታተልቲ ኤሪ-ማማ 2 ኢንተርተይመንት እንቓዕ ብድሓን መጻእኩም ናብዛ ሓዳስ ዩቱብ ቻነል ኤሪ-ማማ 2 ኢንተርተይመንት ሳብስክራይብ ጌርኩም ኣተባብዑና ።ብመሰረት ጠለብኩም ምስ ዝጠፋኡ ስን ጥበባውያን ሰፊሕ ቃለ መሕትት ጌርና ኣለና እሞ። ናይ ሎሚ ጋሻና ድምጻዊ ካሕሳይ ሃብተስላሴ (ዛውያ) ክኸውን ኢዩ።ናይቶም ዝተረፉ ክእ ብብሓደ ናብ ተዓዘብትና ከነውሕዞም ኢና።ሞራል ጌርኩም ኣተባብዑና።
ዕላማ ናይዛ ቻነል ነዚ ይመስል- ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ዝጠፍኡ ደረፍቲ፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ሓደስቲ ሸዋት፣
ድራማ ናይ ጋዕዳ ወይ ፍግራ ደርፍታት ወዘተ ምፍራይ ኢዩ ። ሓንቲ ካባኹም ዝድለ ሳብስክራይብ ፣ኮመንት ፣ላይክ ከምኡ ውን ሼር ኢዩ። የቀንየልና @Eri-mama2Entertainment
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Follow us on ፈይስቡክ/facebook-www.facebook.c....
ቲክቶክ/tiktok- / uczrhr8qjlcybxdg5gk8vahw ​
Instagram/ ኢንስተግራም- / selamtekle73 ​
ኣብዚ ሳብስክራይብ ግበሩ- / @eri-mama2entertainment ​
Copyright @ ( Eri-mama 2 entertainment )Any illegal reproduction of this content in any form will result in immediate action against the person concerned.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ!

Пікірлер: 395
@Eri-Mama2Entertainment
@Eri-Mama2Entertainment 3 ай бұрын
ኣብዚ ሳብስክራይብ ግበሩ- / @eri-mama2entertainment
@EstifanosAbrham-cz7vp
@EstifanosAbrham-cz7vp 4 ай бұрын
ኣታ ክንደይ ትጽብቑ ኢኹም፡ ሊዱ ነዚ ሕቡእ ወርቂ ምምጻእኪ የቐኔልና፡ ናይ ካሕሳይ ምልከት ክራር ከየድነቕክዎ ኣይሓልፍን እየ። መግለጺ ስኢነልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@danieltsegay2641
@danieltsegay2641 7 ай бұрын
ናይ በሓቂ ኣነስ ከብደይ በሊኻኒ ዘይ ምሱል መሲልካ ዛውያ ሓወይ እቲ ቀደም ኣብ ክሊባትካ ክረካ ከለኩን ሒጅን ዘይ ቀራረብ ዩ ብዝተረፈ እዚ ወዲ ፋይንንሳዊ ሓገዝ እንተ ዝግበረሉ ጽቡቅ ኔሩ ንዛውያ ዝፈቱ እስከ lieke deqi erey
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 7 ай бұрын
ኣዝየ ዝፈትዎ ኣርቲስት ምቕሉል፡ ጡዑም፡ ትሑት ሰብ፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !
@user-hz8pn5qy2b
@user-hz8pn5qy2b 7 ай бұрын
ዛውያ ብጣእሚ ጽቡቅ እታ መወዳእታ ዝበለኩም ኣስተብህሉላ ሰብ ቻነል ብዝሓት ዝተደቁሱ ኣለዉ ከምዚ ጌርኩም ኣቅርብዎም
@helenahferom
@helenahferom 7 ай бұрын
ንፈትዎ ደራፋይ እንቋዕ ብሰላም ረአናካ አምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ።🥰🥰🥰🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Wedighirmay
@Wedighirmay 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ድምጹን ክራሩን ዝወጾ ዘይብሉ ጥበበኛ። ብዛዕባ እዙይ ግን ዝዛረብ ሰብ ዘየለ ብዛዕባ እልፊ ገለመለ ክዛረቡ እንዳ ወዓሉ።😢
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 7 ай бұрын
ሊዱ ሓብተይ ሽኮር ካሕሳይ ብጣዕሚ ጡዑም ቡሱል ሰብ ዩ ከም ኣጋጣሚ ኣብ እንዳ ሻድሻይ ሳዋ ምሳይ ተኣሲሩ ነይሩ ቀደም 2009 ኑፉዕ ሃራሚ ክራር ዩ ነይሩ በዚ ኣጋጣሚ ኣይ ላቪው ንክልቲውኹም ዕድመ ጥዕና ።
@user-sd3ur4tr6z
@user-sd3ur4tr6z 7 ай бұрын
ደርፍታት ሃገርና ዳኣ ዛውያ እንድዩ ሰሪሕዎ
@NatiMan-xi9dw
@NatiMan-xi9dw 4 ай бұрын
ካሕሳይ (ዛውያ)&ሊዱ ደስ ዘብል ዕላል ምስ ሰፊሕ መግለጺኡ ንገዲም ስነጥበባዊ ሓውና ኣቦና ካሕሳይ ክኣ ሙሉእ ምሕረት ይሃቦ ፈጣሪ🛐✝️🛐🫶♥️♥️♥️🫶♥️😘😘😘
@user-xm6zh2nf9q
@user-xm6zh2nf9q 7 ай бұрын
Waw!!!❤ ካሕሳይ ሓወይ ወዲ ኣሃዶይ ደስ ኢሉኒ ስለ ዝረኣኹኻ ኣዘኪርካኒ ዘሕለፍናዮ ጽቡቅ ግዜ ኣብ ሳዋ ዮርዳኖስ እየ ትዝክሮዶ ናይ ምሸት ድሕሪ ድራር ዝነበረና ጽቡቅ ሰሓቅን ጸወታን ኣብ እንዳ ሓፈሻዊ ጥዑም ግዜ ሓሊፉ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዘቢሄረ ኣባሻውል❤❤❤
@Eri-Mama2Entertainment
@Eri-Mama2Entertainment 7 ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/eZCkaWekrb6ce6M
@user-vt4ul2yf6n
@user-vt4ul2yf6n 7 ай бұрын
Nmntaygn qnana zele. Nsu ztsearos kala kbelao. Hanaqikum ykun zeynatkum. Egziabeher. yfredom😢😢
@Tobar757
@Tobar757 6 ай бұрын
ካሕሳይ ሓወይ ሓቃ እያ ሊዱ ጠፊእካና ነርካ ፡እንቋዕ ብድሓን መጻኻና ።
@zemehretweldemariamandehai6697
@zemehretweldemariamandehai6697 5 ай бұрын
እዚ ጥዕምቲ ደርፊ ንመጀመሪያ ግዜ አብዚ ዓመት 2024 ሰሚዕያ ብጣዕሚ ደስ ትብል ።
@rimonrae1048
@rimonrae1048 7 ай бұрын
ካሕሳይ ቀዳሞት ድምጻውያን ሳዋ ብሰንኪ ኣብ ሳዋ ነዊሕ ምጽናሕ ድሕሪት ዝተረፈ ምስ ክእለቱ ምስ ድምጹ ይዝኸረኒ ኣብ ሓደ እዋን ናይ ዳዊት ክደግም ግን ግጅለ ሳዋ ካሕሳይ የማነ ነቢል ነይሮም ፍልጣት ኣበይ ይህልዉ
@Eri-Mama2Entertainment
@Eri-Mama2Entertainment 7 ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/eZCkaWekrb6ce6M
@hagoshilu6088
@hagoshilu6088 7 ай бұрын
ሊዱ ሓፍተይ ከመይ ኣለኪ ማራ አየ ዘመስግነኪ ን ካሕሳይ ኣቦ ጥበብ ምምጻአኪ አንተ ይካኣል ኮይኑ አባ ኣብ ስቴጅ ክደግሞ ደርፊታቱ ገለ ግበሪ ግን ን ሓደ ዉጹዕ ሓዉና ምምጻአኪ ኣመና አና ንድንቀኪ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ንገብረልኪ ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 7 ай бұрын
እዋይ ዛውያ ዓርከይ ጠፊኢኻ እንዲኻ አነስ ኩሉ ጊዜ እየ ዝሓተልካ ክሕሻ ዓርከይ
@user-hs3ie3xl6c
@user-hs3ie3xl6c 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 zawuya blux sne tbebawi btemi zednkeka dmxawi drftatka azye ye zfetwom kexlo tewesaki lidu btaemi xbuq xbuq aqerarba senseletawi htotaki keyednekuki ayhalfon kxlyo bertiei❤❤❤❤
@Eri-Mama2Entertainment
@Eri-Mama2Entertainment 4 ай бұрын
Thanks for your sweet response
@Nardos-vr1os
@Nardos-vr1os 7 ай бұрын
ንፈትዎ ደራፋይ እንቋዕ ብሰላም ረአናካ አምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ።🥰🥰🥰🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 forsa like,share ngbero joemae kahsay shkor
@user-ef2mh1ps5r
@user-ef2mh1ps5r 7 ай бұрын
He is my favorite singer. Aejoka temelesena!
@fukadueyob3101
@fukadueyob3101 4 ай бұрын
Wowww Teum Demxu Betami Nefue Artist amlak mehret Yeweredelka 🙏🙏🙏
@user-dt1bt2tx4o
@user-dt1bt2tx4o 7 ай бұрын
ያ ሊዱ ፓርቲ ገበርላ ካሓሳይ ኣፍሮ ፖው ኣቤት ድምጺ ክራር ይፈጥራ ወዲ ምቅርቲ ኣጋባብ ግበር ሕጂ ዊን ከይትሃጥም ናይዚ ዝጠፋእካይ ክትክሕሰና ኣለካ ❤❤❤❤❤❤❤
@SamiBrhane-yl2tp
@SamiBrhane-yl2tp 7 ай бұрын
ካሕሲኖ ሽኮር ኣሕሕሕ ኣታ ኣይትጥፍኡና በጃኹም🤗🤗❤❤❤
@user-wj7yc8jr7q
@user-wj7yc8jr7q 7 ай бұрын
Eh zawya tesekifu eu eko aqmi sine keybl ane hawey ab wshtu gerwo 😌😔 nhagzo yhwat
@Eri-Mama2Entertainment
@Eri-Mama2Entertainment 7 ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/eZCkaWekrb6ce6M
@azebhagos9374
@azebhagos9374 7 ай бұрын
ዛውያ ሹኮር ሙሉኡ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ሊዱ ሹኮር ነዞሙ ጠፊኦሙ ዘለዉስ ኣምጽእዮሙድኣ ብጣዕሚየ ዘድንቀኪ ቀጽልዮ ❤❤❤
@user-pn9so8dc9w
@user-pn9so8dc9w 7 ай бұрын
Zawya hawey first of all the health after good job kexlo ajoka ❤❤❤❤❤❤ mhret yewrdelka
@asmireyabiti4254
@asmireyabiti4254 7 ай бұрын
Kahsay hawey zawya ajoka amlak mulu mhiret yewrdelka amlak msaka ykun
@ZEMU-W
@ZEMU-W 7 ай бұрын
Mlket nay krar ms dmxi natu fluyunet bzuh u ❤bkue artist ajoka haweni taena yhabka
@dendenredae8422
@dendenredae8422 7 ай бұрын
ታንክስ ሊዱ ኣዝና ነመስግን ኣብ ህይወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕኻ ዓወተን ኣሳልጦን ይምነ❤❤
@tsegayandebrhan1549
@tsegayandebrhan1549 7 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ኣጀካ
@berewazerezghi3210
@berewazerezghi3210 7 ай бұрын
ብ/ጽብቅ ሊዱ የቀንየልና። ዘያሚ ምልከት ክራር ብዓቢኡ ጥዕም ድምጺ ጥዕና ይሃበልና። ካባካ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ኣጆካ በርትዕ።
@zerietamine5635
@zerietamine5635 7 ай бұрын
Lidu መደባቲክ ትጽቡቅ ኣሎ ሓያላት ኩሉ ጌዜ ብክፋላት ኣመትሴላና ከም ዉን በዓል ኣብርሕት አንከረ ኣምትስልና
@user-fj3uv6ex4v
@user-fj3uv6ex4v 7 ай бұрын
ኣጀኾ ናይ ንእሰነተይ ቡልጽ ደራፊ❤❤❤❤❤
@user-mn6uo9ye2g
@user-mn6uo9ye2g 7 ай бұрын
Kahsay zfetuwo derafay❤❤❤❤❤
@ermiasnatan7265
@ermiasnatan7265 7 ай бұрын
Wawwww nay behaki xbuk serah ztefe seb amxiklna kahsay
@user-rq4hh7bf6q
@user-rq4hh7bf6q 7 ай бұрын
ዋው ጥበብ ኣብዚ nehelka
@Habtega2
@Habtega2 7 ай бұрын
ንዓይ ኣብ ዓለም እቲ ዝበለጸ ኢኻ። ❤🎬💋💋
@SurprisedAirplane-cf5xk
@SurprisedAirplane-cf5xk 7 ай бұрын
tefetawit lidu tefetawi seb amxieki tank u ❤❤❤❤❤
@abrahamabi7049
@abrahamabi7049 7 ай бұрын
Zfetwo derafay (zawuya) leke bhmam eka tefieka , mlue mihret yewrdelka Thanks ledu ❤
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 7 ай бұрын
ዛውያ ብሉጸይ ናይ ሙደይ ❤❤
@mussiehabtemariam6157
@mussiehabtemariam6157 7 ай бұрын
Pls n zawya zfetu like 🙏netebabayo thanks lidu shikor❤❤❤
@dolphin1584
@dolphin1584 7 ай бұрын
ከምዚ ክኸውን ኣለዎ መደብ ነዊሕ ዝጠፍአ ስነ ጥባባዊ ምቕራብኪ thankyou lidu.
@shewitsereqe
@shewitsereqe 6 ай бұрын
ካሕሳይ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም መጻካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ከኣ እምበር ጥዕናካ ጽቡቅ ከምዘየለካ ወላ ሒጂ ካ ኣደማምጻካ ይፍለጥ ኣሎ ድምጽካ ንውሽጢ ይድፋእ ኣሎ ምሉእ ቸክ ግበር ብምቅጻል እዝያ ዓቅሊ ጥራሕ ትብል ደርፍካ ኣብ ዩቲብ የላን ናትካ ምካና ግን ካብ ቀድም ይፈልጥ የ ብዝተካእለካ መጠን ሒጂ ከተሓድሳ ኣለካ
@cinemaexpo1672
@cinemaexpo1672 7 ай бұрын
ንበይነ ትብል ደርፈይ ክብል ከሎ ብዛዕባኣ ክብሎ ዝደሊ ነይርዎ እዩ፡ደጋጊምልኪ ኣይተረዳእክዮን ተሰሪቃቶ ብዙሕ የሕሊፉ ነይሩ፡ዕድመንን ጥዕናንን ይሃብካ ዛውያ።
@rahelabrham9044
@rahelabrham9044 7 ай бұрын
ንፈትዎ ደራፋይ እንቋዕ ብሰላም ረአናካ አምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ።🥰🥰🥰🌹🌹🌹
@SirakYohannes
@SirakYohannes 7 ай бұрын
Zawya arkey enqe bselam haleka smoll shkan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fisehasbhat9708
@fisehasbhat9708 7 ай бұрын
በጃኻ ምጻና😢
@user-qc3ms7pf7s
@user-qc3ms7pf7s 7 ай бұрын
Enkae bselam mexaka bejaka tum dmxi aleka kabzi gala wexae gele gber ❤❤❤
@Kndeygizehalifu
@Kndeygizehalifu 7 ай бұрын
Aman hamid badisa amxilna lidu meqeret ❤❤❤
@mussieyemane6282
@mussieyemane6282 7 ай бұрын
One my favourite singer , Lidu kea nice xibuk tebegiso 🥰 b temesito nay zawya Gina fezizki diki gele 😊
@mesfunmihertab6442
@mesfunmihertab6442 7 ай бұрын
ልዱ ሽኮር & ዛውያ ሓወይ ኣምላኽ ምሳ ካ 🙏🙏🙏ይኩ ን
@AlayMihreteab-vz6xc
@AlayMihreteab-vz6xc 7 ай бұрын
zawya tefika nay bhaqi ❤❤❤🎉
@bt5200
@bt5200 7 ай бұрын
Kahsay hawey nay kedam sebi ❤
@user-dg3vp9ix4y
@user-dg3vp9ix4y 7 ай бұрын
Wawww btami tum dmxi zawya shkor
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 7 ай бұрын
ዋው ሊዱ ናትና ሽኮር ብጣዕሚ ኢና ንመስግን ጠፊኡ ዝነበረ ድምጻዊ ጽቡቅ ዕድል 👑🎶❤
@amanielmahdre7286
@amanielmahdre7286 7 ай бұрын
My best Kahsay welcome
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ከሙስግነኪ ይፈቱ ንካሕስሽ ድማ ምሉእ ምሕረት ክምነየሉ ይፈቱ
@jossijossi7972
@jossijossi7972 7 ай бұрын
Zawya ybel dmxi kielet krar. Lidu kea nfieti gn buzuh ketedrfyo nerki ! Thank more
@hadshadi607
@hadshadi607 7 ай бұрын
Wawwww zearkey mearey jegna wedi Eri Hatatit kea hede ela gobez deki Eri 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@user-no5pr5bp7r
@user-no5pr5bp7r 7 ай бұрын
እዋይ ካሕሳይ ዓርከይ ዘይድገም ሂወት ሳዋ ኣብ ትሃድሶ ሻድሻይ ብርጌድ 2005 ንነዊሕ ግዜ ብሓንሳብ ትኣሲርና ኔርና ኣለለያ ትብል ደርፍካ ቅድሚ ምዝርግሓ ክትደርፈ ከለካ ይዝክር ካሕሳይ መጋባይ ይብለካ ኔረ ምስቶም መጋቦ ስለ ዝነበርካ ሓሊፉ ፍቅሪ ስሓቅ ምስቲ ሑሱም ባርነት መንግስቲ ኣጆካ ግን ድሓን ብዝኮነ ቁጽሪ ስልኩ በጃኪ ተሓባበርና ዝሓፍተይ
@Eri-Mama2Entertainment
@Eri-Mama2Entertainment 7 ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/eZCkaWekrb6ce6M
@user-cx1vn6cf1m
@user-cx1vn6cf1m 7 ай бұрын
Wawwww. Enkae.mselam. Mexika. ❤❤❤❤
@kieruhabibi6456
@kieruhabibi6456 7 ай бұрын
ዘዝጠፍኡ ተምጽልና አለኪ ብራቮ ሊዱ ቀጽልሉ
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤ኣለሌያ ኣሎ ድዩ ጥዑም ድምጹ ጠፊእኻ🇪🇷
@SamuelMardoqaiy
@SamuelMardoqaiy 7 ай бұрын
Kahsay hawey metaabity edmen tienan yhabka fetari qedameyti zfetwa aleleya axelilatniya kulu tuum yu derftatka bfuluy zfetwa gn aleleya good job Lidu haftey alewu gezawtna buzuhat kemzi dagebrki amxielna thanxxx
@rusomamare6125
@rusomamare6125 7 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት የውርደልካ
@user-ml8pc3qf1h
@user-ml8pc3qf1h 4 ай бұрын
Wawww❤❤❤❤❤
@user-mr5ei9zp2p
@user-mr5ei9zp2p 7 ай бұрын
Lidu haftey nfetwo seb amxiklna tanks zawuya hawey enqa gexka reana
@Eri-Mama2Entertainment
@Eri-Mama2Entertainment 7 ай бұрын
Angesom Tesfay kzbin.info/www/bejne/hoqkpnWHiNCnnc0
@Bz3470
@Bz3470 7 ай бұрын
ሰላም ሊዱ ናይ ብሓቂ ኣርቲስትን ሙዚቀኛን ሓደ ካብቶም ኣለውና ንብሎም ኢዩ ካሓሳይ ሃብተስላሴ ሒዝክልና ምምጻኪ ብልቢ የመስግነኪ ። ንስነጥበበኛ ካሕሳይ ብሕዱሽ ስርሕ ከምቲ ልሙድ ምስ'ቲ ካናሪ ዝጥዕም ድምጹ ክመጸና ብተስፋ ሃረር ኢልና ክንጽበየካ ኣለና በልለይ!! ካልእ ሊዱ ሕብተይ ሓንቲ ብጣዕሚ ተፈታዊት ንፍዕቲ ድምጻዊት ሄለን ፋኒኤል እባ በጃኪ ዳሃያ ኣምጽእልና ? ናይ ብሓቂ ዝፈትዋ ደራፊት ኢያ !🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እዛ ሕቶ ብጃኪ ሸለል ኢልኪ ክይትሓልፍያ ሊዱ ሓብተይ።
@HermonMsgna
@HermonMsgna 7 ай бұрын
ዋዋ ይበል ኣብ ቀረባ እዋን ብሓዱሽ ስራሓ ክትመጸን ክንጽበ ኢና ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ዛውያ❤❤❤❤
@rrezeneabraham5700
@rrezeneabraham5700 7 ай бұрын
ካሕሳይ ዓርከይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@user-yp8wp2rq1r
@user-yp8wp2rq1r 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ንፈትዎ ስነጥበባዊ ኣምጺክልኩምና ደርፍታቱ ኣብ ክደግም ኣብ መድረክ ክንጽበዩ ኢና ከምተም ጠፊኦም ዝነበሩ ስነጥበበኛታት ( ሬድዋን ወዲ ሓማ ሚኪኤለ ሳንጣ ደርፍታቶም ዝደገምዎ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ❤🇪🇷🇪🇷
@efremtesfay3008
@efremtesfay3008 7 ай бұрын
Lidu Ne angsom tesfay (wedi tesfay) Amesilna
@hagosangosom6523
@hagosangosom6523 7 ай бұрын
ሊዩ ሽኮር ኣጆኪ ቀጽልዮ ክንክከታተለኪ እና
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 7 ай бұрын
ዋው ዝጠፍኤና ኩቡር ስነጥበበኛ ሃገርና ስለዘምጻእኪልና ነመስግነኪ ሊዱ
@ykistudio44
@ykistudio44 5 ай бұрын
Dmxi + hrmet krar wow welcome back zawya ❤
@andomajokahubuhaweyqotsilo1191
@andomajokahubuhaweyqotsilo1191 7 ай бұрын
Ludu shikor🎉and zawiya zfetwo derafay
@regengg3267
@regengg3267 7 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ክብር ሰነ ጥበባዊ ካሕሳይ ኣይትጥፍእና ናብ ስሩዕ ስራሕካ ተመለሰና እካ
@Massawa90com
@Massawa90com 7 ай бұрын
Mhret yewurdelka Bro !!Ajoka Bro Ane ab Asseb keleku kemzi neharka koyne neyre gn Hkmna keyde kes bkes gedifni eti nay nfas eu Bro !! Nervi aykonen , Nervi ente zkewun ktzareb keman aymkalkan neyrka ,Ajoka hkmna kid Bro !!
@liasium9571
@liasium9571 7 ай бұрын
zewy shkor tiom demxo einqa besalam mixak ❤good plss you ❤wed aeryyy ❤
@Eri-Mama2Entertainment
@Eri-Mama2Entertainment 7 ай бұрын
ንካሕሳይ & ሊዱ ዝፈቱ ❤ኣብዚ ሳብስክራይብ ግበሩ-kzbin.info/door/7t8oBldG4U8tDYiqQ_7L_g❤❤❤❤
@Yohnayohans9287
@Yohnayohans9287 7 ай бұрын
ንኻሕሳይ ክብል ሶብስክራይብ ጌረ ኣለኹ ኣጆኻ ሐደ ምዓልቲ ክሐልፍ እዩ ብዓል ንስኻ ከለኹም እልፊ ገለመለዶ ንደገ ኮንሰርት ይሰድዎም ግን ድሐን ምኽንያት ናይ ዓድና ስለ ዝርዳኣና ክወግሕ እዩ
@Eri-Mama2Entertainment
@Eri-Mama2Entertainment 7 ай бұрын
Thanks for your support
@aderashtv928
@aderashtv928 7 ай бұрын
ክላ ስቅ በል መልመጺ ኣድኒቅካ ዘይትሓልፍ
@user-vt4ul2yf6n
@user-vt4ul2yf6n 7 ай бұрын
Zawya shkor❤❤
@Michelateklay1269
@Michelateklay1269 7 ай бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ ዘድንቆ ዘያማይ ደራፍይ (ዛውያ) ኣንበሳ ኣጀኳ ኣብ ጎንካ ኣለና: ሊዱ ሓብተይ ብጣዕሚ የቀንየልና ኣጀኪ ቀጽልዮ ኣብ ጎንኪ ኣለና
@SirakYohannes
@SirakYohannes 7 ай бұрын
Well come Lidu haftey & zawia nnatu demse gayla akrblna Please 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SamualTekle
@SamualTekle 7 ай бұрын
❤❤❤❤ tanks lidu shkorr zawuya abey alo ybl niere
@lovelove-iv2mk
@lovelove-iv2mk 7 ай бұрын
ዛውያ ዓቢ ኣርቲስት አንቃ ብሰላም ገጽካ ራኣና ፡ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ፡ብሃንቀውታ ንሓዱሽ ስራሕካ ከምቲ ልሙድ ሓያል ስራሕ ሒዛካ ክትመጸና ንጽበ ወዲ ኤረይ❤።
@hagosbeyen
@hagosbeyen 7 ай бұрын
Zawya tefiekana nerka well come bzuh kea ntsibe ane kabtom b bikaatka ab abi medrek krieka ytisfo
@nahoohadish3643
@nahoohadish3643 7 ай бұрын
Zawya best 👏👏👏
@med2024bravo
@med2024bravo 7 ай бұрын
Mehret yewred zawya kaalay ab abeiti medaitat tetfenwuwo aymahashen
@abelteklit4321
@abelteklit4321 7 ай бұрын
Amlak mlue mhret yewrdelka kahsay hawey❤🙏🙏🙏
@kalabtesfagergs7706
@kalabtesfagergs7706 7 ай бұрын
Wawww just wawww ❤❤❤knhgzo alena
@kt-so2zn
@kt-so2zn 7 ай бұрын
Kahsay arkey nekax ember lokmax aykonkan Ember sigab highi ab sawa Bizikone amlak misaka yikun
@RobelFishation
@RobelFishation 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vl6ui2wx9s
@user-vl6ui2wx9s 7 ай бұрын
የቀንየልና ሊዱ ፍቱዉን ትስፉዉን ሓውና ረኪብክዮ ኣጆካ ቀጽሎ ፍትው ሓውና❤❤❤
@mussiehabtemariam6157
@mussiehabtemariam6157 7 ай бұрын
Zawya hawey God bless yuo❤ enkoa gexka reana ata bluxx seb❤❤❤❤
@MiTe521
@MiTe521 7 ай бұрын
Eway abey alo ybl nere, Thank you Lidu shikor, ane Eta Caremela Tbl and N'beyney zbla derfu mara eya Zexelilani. ❤😂❤
@user-ru4nz9rw1r
@user-ru4nz9rw1r 7 ай бұрын
Zawuya enqa biselam mexaka mihert yewurdeleka fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawitekleab8351
@merhawitekleab8351 7 ай бұрын
Kahsay the best bro❤❤
@romanande169
@romanande169 7 ай бұрын
Way hawey Egziabiher amlak mhret yewrdelka ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Black_star_of_Eritrean
@Black_star_of_Eritrean 2 ай бұрын
ደስ ክትብሉ ፍቁራተይ ከጸብቀልኩም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም 🌻💐
ERi-TV -  ማእገር :ድምጻዊ ካሕሳይ ሃብተስላሴ (ዛውያ)
44:01
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 62 М.
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 6 МЛН
ካሕሳይ ሃብተስላሴ (ዛውያ) ጋዕዳ -ወይ ኣነ ሓላ /New Eritrean music 2024 by Kahsay Habteslassie Gaeda- wey ane hala
6:27
Eri-mama Entertainment 2 ኤሪ -ማማ ኢንተርተይመንት 2
Рет қаралды 86 М.
New Eritrean video 2024 ዓመት ቆልዓ ፊልሞን ወዲ ኢታይ@Eri-Mama2Entertainment
4:27
Eri-mama Entertainment 2 ኤሪ -ማማ ኢንተርተይመንት 2
Рет қаралды 19 М.