No video

Eritrean New Wedi Taba መራሕቲ ወያነ አብ ልዕሊ ኤርትራን ህዛባን ዘውርድናዮ በደልን ዕንወትን ይቅረ በሉልና ዲዮም ዚብሉ ዘለዉ። Part Two

  Рет қаралды 68,540

HGDEF VISION

HGDEF VISION

Күн бұрын

መራሕቲ ወያነ አብ ልዕሊ ኤርትራን ህዛባን ዘውርድናዮ በደልን ዕንወትን ይቅረ በሉልና ዲዮም ዚብሉ ዘለዉ። ክሳዕ ይቅረ በለልና ህዝቢ ኤርትራ ዚብሉ ምርሳዕ የለን።

Пікірлер: 172
@letekidanbrhane6265
@letekidanbrhane6265 5 жыл бұрын
ጅጊና ኣርትራው ወዲጣባ ኣቦይን መምህረይን
@merry3355
@merry3355 5 жыл бұрын
Deki Ere Niberuley Egziyabher Hager Eritrea Mengstina hizbina Egziyabher yibarkelna Amen Amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ahferomtsehaieweldeselasie8882
@ahferomtsehaieweldeselasie8882 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ህግደፍ ደቂ ሐላል መሬት።
@bilienmhasion9411
@bilienmhasion9411 5 жыл бұрын
thank you my Eritrean brother explain in detail.
@gabrielgabriel9777
@gabrielgabriel9777 5 жыл бұрын
ወዲ ጣባ ጅግና ጅግና ንጹር መልክቲ በሉስከ ከማኩ ይብዝሕና ስዋትና ንዘንትእለት ይዘከሩ ዓወት ንሓፍሽ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
ኣንታ ጎይታና: ኣብ ትሕቲ ስርዓት ወዲ ተምቤን ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘይተነግረ እንበር ዘይተገብረ ግፍዒ የለን:: ሕጂ ግን ጎይታኻ ተምቤናይ ሰላይ ሃጸይ ሃይለስላሴ ተባሂሉ ዝሕመዮ ዝነበረ ሓቂ ምኻኑ ኣብ ግበሪ ኣሪኡና:: ንኤርትራውያን ደው ኢሎም ከምዘይሸኑ ገይረዮም እየሞ ሕጂስ ስርሓይ ወዲኤ እየ ኢሉ ምብርእሰ ተኣማንነት ነቶም ጀነራላትና ከይተረፈ ከየፍለጠ ሰላም ክገብርየ ኢሉ:: ቴምቤናይ ኢሳያስ ንኤርትራ ረኪሱ መራሒ ዓባይ ኢትዮጵያ ንክኸውን ሰዓቱ ዝኣኸለ መሲልዎ ነታ ቁምቡላ ኣብ ገጹ ደኣ ፈንጀራ:: ህዝቢን ሰራዊትን ኤርትራ ከም ዝነደረ ምስ አስተብሃለ ብጣዕሳ ተበሊዑ ኣብ ዓዲ ሃሎ ከም አንጭዋ ተሓቢኡ ይነብር ኣሎ:: ነገረ እንዳ ጸንከረት ምስከደት ንኣብይ ብሚስጥር ንዓዲሃሎ ኣምጺእዎ ድሕሪ ምቅናይ: ሎምቅነ ንኤርትራውያን ዘተኮረ ግን ከኣ ንደቂ ዓዱ ውሃ ዘበለ መግለጺ ሂቡ:: ንሕና ደቀባት ከኣ ደሓን ተራዳዲእና ኢና ንብል ኣለና::
@mebrahtutesfay5397
@mebrahtutesfay5397 5 жыл бұрын
I love you so Mich Wedi taba hora hora shiokr
@tesfalemg.ghebremariyam2876
@tesfalemg.ghebremariyam2876 5 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ጣባ አንቋዕ ብደሓን መጻአካ። ኣዝዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ የቐንየልና። ወያነ ክገብሮ ዝኽአል ዓቕሚ የብሉን ኣኺሉዎ ኢዩ ብዙሕ ብዛዕብኡ ዘይምሕሳብ። አቲ ኩሉ ዝጀሃሮ ዝነበረ ሕቖ ክንሰብር፣ ክንቅርስም ፣ኣብ ሕጊ ከነቕርብ ወዘተ ኩሉ ናብኦም ተመሊሱ መራሕቲ ወያነ ናብ ፍርዲ ዝቐርቡሉ ኣይርሕቕን ኢዩ። ኤሪትራ ግን ከምቲ ዝብልዎ ዘይኮነ ሰዊዳ ወጺኣ ኢያ ።
@Darotayy
@Darotayy 5 жыл бұрын
Viva wedi Taba :nizur meglezsi ; we listen u👂 all over the world ,long life 🙏🏾🙏🏾
@hagereyeritrea7117
@hagereyeritrea7117 5 жыл бұрын
Waw wedi taba I like your explanation thanks brother I proud of you
@yonashadgu814
@yonashadgu814 5 жыл бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይብኩም ኣምላክ ደቂ ህግደፍ
@GgGg-dl6wm
@GgGg-dl6wm 5 жыл бұрын
j
@jemalmohamed8297
@jemalmohamed8297 5 жыл бұрын
Tekekel Wedi taba Weyne Game over0
@demesasberhe6027
@demesasberhe6027 5 жыл бұрын
Proud of You wedi Taba
@tibletsewoldeselassie402
@tibletsewoldeselassie402 5 жыл бұрын
Welcome wedi taba 💪🇪🇷👍
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 5 жыл бұрын
ተጋሩ ዶናቁር ምስኦም ተጠፍኡ ይምረጽ ኩሎም ሓደዮም ትግራዋይ ተለቢሙ ምጾተ ኣለም ኢዩ ስለ ዝኾነ ጊዜ ከይበላዕካ ምላሃዮም ህዝቢ ኢርትራ ንቁሕ ኢኻ አሞ ኣኡትታሃመል
@haregukesete3154
@haregukesete3154 5 жыл бұрын
WEDI TABA NICE TO HEAR YOUR VOICE.
@tsighehanaghebreyesus2907
@tsighehanaghebreyesus2907 5 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ጣባ
@seyumbrhane6001
@seyumbrhane6001 5 жыл бұрын
ኣነ ኢኮ ዝገርመኒ ኢባ ወያነስ ካብ ባድመ ኣውጸኤምኩም ካልአይ ዝገርመኒ ነገር ማኢረ ክንደይ ኣባህርረኩም ሰምብረ ወያነ ወያነ ትብሉ ኢሶም ግን ዘክሮምኩም ኣይፈልጡን መደንገጻት ተሕዝኑ
@merhawighebrezgiabher210
@merhawighebrezgiabher210 5 жыл бұрын
ኣዚኩም ንፉዐት100/100 ንጹር መልሲ ብሩህ ዘረባ ደቒ አረ መርሓባ ለባም ሰብዐይኑ ኣብ ርእሱ ቖራጽ ሰብ ምትእማኑ እብ ነብሱ ካባካ ምውላደይ ይኩርዐኒ የሓጉሰኒ ህዝቢ አርትራ ናይ ጸለምቲ>>>>>>>> >ተዐወት ይራኣየኒ ኣሎ መገመቲ / መስፈሪ / መለክዒ / ዘይብሉ ፥ዐወታት ካብ ሰለሙን ቀያሓታይ
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl 5 жыл бұрын
እዚ ፈጣሪስ እንታይ በዲልናዮ ኢና ነዚኦም ዓጋመ ጎረባብትና ጌሩ ኮፍ ዘበለና ፡
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
እንታይ በልካ ኣንታ ብኾፉ ዝተሸጠ መሃይም? አዚ ርጉም ተምቤናይ ሓማሴናይ እየ ኢሉ ብንእስነት ዕድሜኻ ንሓንጎልካን ሕልናኻን ተጋሲሱ ምናምን ከምትኸዉን ገይሩካ:: ሙሉእ ዕድሜኻ ኣንጻር ኣሕዋትካ ተሰሪዕካ ንህዝብኻ ከምትብድል ገይሩካ እዩ:: እዚ ሩጉም ትግራዋይ ኣምላኽካ: ንኣውራጃውነትን ወያነን ቀንዲ መሳርሒ ክኾኖ ምእንታን ኣብ ሓንጎልካ ኣሲሩልካ ስለዝኸደ ሓንጎልካ ካብኣ ወጺኣ ከምዘይትሓስብ ገይሩ እዩ ንንእስነትካ ተጻዊቱሉ:: ምልሻ ሰርናይ ከይብለካ ክበዝሓካ እዩ ምኽንያቱ: ደርጊ ብውሑዱ ነቶም ምልሻ ሰርናይ ዝህቦም ሓለፋታት ነይሩ አዩ:: እስኻ ግን ምእዙዝ ከልቢ ወዲ ተምቤን ንኽትከውን ምእንትን 2% እንዳኸፈልካ ኢኻ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ትነብር:: ወዲ ተምቤን ናትካ ኣድላይነት ከምዝተወድኣ ምስ ኣረጋገጸ ንዓዱ ኢትዮጵያ ከይዱ እንታይ ኢሉ ሓሲቡ ይመስለካ? ነዘን ሃላያት ሓማሴን ክሳብ ዝኣኽለኒ ተጠቂመለን ኣብ ዝብጻሕ በጺሔ እየሞ: ንኤርትራ ረኪሰ መራሒ ኢትዮጵያ ዝኾነሉ ዘመን መጺኡ እዩ ኢሉ አብ ዓዱ ኢትዮጵያ ምስከደ አብ ቅድሚ ደቂ ዓዱ እንዳነብዐ ልቡ ክጥብጥብ ርኢኻዮዶ? ሕጂኸ ኣበይ ኢኻ ክትሕባእ? እስኻን ከማኻን ዝኣመሰሉ ኣናጹ ሕብረተሰብና ዘለኩም እንኮ ዕድል አብ እግሪ ደቀባት ኤርትራ ተደቢርኩም ይቅረታ ምሕታትን: ንህዝብኹም ምኽሓስን ጥራሕ እዩ:: ካብኡ ዝተረፈ ግን ምስ ጎይታኹም ወዲ ተምቤን ኣብ ባሕሪ ምጥላቅ ጥራሕ አዩ ዕድልኩም:: ጽቡቅ ዕድል ይምነየልካ::
@CCRUUS
@CCRUUS 5 жыл бұрын
ንምኻኑ ሰብ ዲኻ አንስሳ። ብሓንጎልካ ዘይኮንካ ብሓንጎል ሽፍታ ሀግደፍ ኢካ ትሰርሕ። ስለዚ ሮቦት ናይ ህግደፍ ማለት ኢዩ።
@ghebreyodit8156
@ghebreyodit8156 5 жыл бұрын
Anti resah kab agame zeyweledes aychwan hasad emo men delyki jahra
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
ካብ ብዛዕባ ጎረባብትኺ ዓጋመ ትዛረቢ: ብዛዕባ ኣብ ዉሽጢ ገዛኺ ኾይኑ ዘዋርደኪ ዘሎ ዝዓበየ ዓጋመ ወዲ ተምቤን ዘይትዛረቢ:: ኣነ ሓጺርክኒ ይብል እስኺ ከኣ ተጎምቢሕኪ ትስዕስዒ ኣለኺ እዩ ኮይኑኒ ናትኪ ነገር::
@moses3400
@moses3400 5 жыл бұрын
ድላይኩም በሉ: ወያነውን ህልም ይበል !!! ግን በዓል አቲ ጸያፍ ኣብ ማሙቕ ገዝኡ ኮይኑ ውግእ ዝእውጅ ዘሎ : ዓጀውጀው ተዝገድፎ ጽቡቅ ነይሩ :: ተደልዩ ድማ ይኺድ ባዕሉ ይዋጋእ:: ክሳብ ሎሚ ድፋዕ ዝሕሉ ዘለዉ የሕዋት ኣለውና: ገዝኦም ክምለሱምበር ኣብ ሳልሳይ ሓዊ ክስሕኑ ኣይንደልን ኢና ::
@lemlemhabtemariam6459
@lemlemhabtemariam6459 5 жыл бұрын
J
@user-fi5ku4di2l
@user-fi5ku4di2l 5 жыл бұрын
ወዲጣባ ሃወይ ኣነሲ ዘረባካ ማራ እንድየ ድፈትዎ ግን በጃካ እዞም ጠዋያት ልቦም ዓጋመ ምሶም ደው ክንብል ኢናስ ኣይትበል በጃጃጃጃጃካ ወዳኢቶም ትምጻእ ኩሎም ናይሃንቲ ሳንቲም ግምጣል እዮም ዋእ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
@Jimy John ኣንታ ጎይታና: ኣብ ትሕቲ ስርዓት ወዲ ተምቤን ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘይተነግረ እንበር ዘይተገብረ ግፍዒ የለን:: ሕጂ ግን ጎይታኻ ተምቤናይ ሰላይ ሃጸይ ሃይለስላሴ ተባሂሉ ዝሕመዮ ዝነበረ ሓቂ ምኻኑ ኣብ ግበሪ ኣሪኡና:: ንኤርትራውያን ደው ኢሎም ከምዘይሸኑ ገይረዮም እየሞ ሕጂስ ስርሓይ ወዲኤ እየ ኢሉ ምብርእሰ ተኣማንነት ነቶም ጀነራላትና ከይተረፈ ከየፍለጠ ሰላም ክገብርየ ኢሉ:: ቴምቤናይ ኢሳያስ ንኤርትራ ረኪሱ መራሒ ዓባይ ኢትዮጵያ ንክኸውን ሰዓቱ ዝኣኸለ መሲልዎ ነታ ቁምቡላ ኣብ ገጹ ደኣ ፈንጀራ:: ህዝቢን ሰራዊትን ኤርትራ ከም ዝነደረ ምስ አስተብሃለ ብጣዕሳ ተበሊዑ ኣብ ዓዲ ሃሎ ከም አንጭዋ ተሓቢኡ ይነብር ኣሎ:: ነገረ እንዳ ጸንከረት ምስከደት ንኣብይ ብሚስጥር ንዓዲሃሎ ኣምጺእዎ ድሕሪ ምቅናይ: ሎምቅነ ንኤርትራውያን ዘተኮረ ግን ከኣ ንደቂ ዓዱ ውሃ ዘበለ መግለጺ ሂቡ:: ንሕና ደቀባት ከኣ ደሓን ተራዳዲእና ኢና ንብል ኣለና::
@samisamuel6782
@samisamuel6782 5 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 very great message brother
@ephraimtik920
@ephraimtik920 5 жыл бұрын
ትማሊ ስብሃት ነገ ህቶ ኤርትራ ዳግመ ግምት ክንገብር ኢና ይብል ኔሩ። Kkkkk መንግስቱ አብ መወዳእት ጥቃ አሰብ ዘላ ሃሌብ ግደፉለይ ነጽነት ኤርትራ ክቅበል ዝብላን አባይ ጸሃይ አይፈልጥን ኔሩ ዲዮ? ሽኡ ብ ህግሃኤ ዝተወሃበ መልስ ምንም ዝውሃብ የሎን ን ህዝቢ እሪፈረደም ሃቲትካ ጉዳይ ኤርትራ ምዝዛም ተባሂሉ። Kkkkkkአባይ ጸሃይ ብ ውህዱ አሰብ ናይ ኢትዮጵ ክግብር ኢና ዝብል መልስ እዝ ሽንቲ አይኮነን ን አሰብ ክሃትት ን ህግሃኤ እርድኡን እንደበለ ብ ቻእቢያ ታንኪ ተንጠልጢሉ AA ዝአተው። ን ማንኝውም ናይ ጸላኢ ን እሽቶይ የሎን አን አብ እዝ ዝዛረቦ የብልይን። መንግስቲ ኤርትራ ዝገብሮ ባእሉ ይፍልጥ አይኮነን ህጂ አብ ጥቅኡ አምጺወእ። አብ AA ከሎውን አረካኪቡሉ እዩ። እድሜን ጥእናን ነቶም ጀግኑ መሪህነት!!!! ቀብር ወይኔ አብ መቀሌ አርኢወምን ህጂ አብ ቀረብ ተስክር ወይኔ ክንጽዋእ ንጽበይ አሎን። ን ወይኔ ገሃንም እስት የዋርሶ!!! እንደበልን ዝህላን ሜስን ጎጭ ከንብል አድሙናkkkkkkk አውት ን ኤርትራ!!!!!
@tsegaygebru
@tsegaygebru 5 жыл бұрын
Anbesa wedi taba
@hagereyeritrea7117
@hagereyeritrea7117 5 жыл бұрын
Waw Santa gegna hawey you are very smart
@user-pi8qp5vn2t
@user-pi8qp5vn2t 5 жыл бұрын
ወያነ ንፕረዘደንት ኢስያስ ኣፍውርቂ ኣይኮነክን ብዲልም። ወያነ ንህዝቢ ኤርትራ ኢዩም ብድልም፡ ንልዕሊ 90ሽሕ ሕብረ ዓይንኽም ኣጽልእና ኢልም ንብረቱ ወረሶም ዝዛመትውም መራሕቲ ወያነ ተጋሩ ኢዩም። ስለዚ መራሕቲ ወያነ ድምኛ ጽልእቲ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩም።እዚ ክኣ ንቶም ብልዕም ዝርስዑ ብልዕም ክርስዑ ይኽእሉ ኢዩም።እንተ ንሕና ግን ትማሊ ዝብልዕናዩ ኣይንርስዕን ኢና።ወያነ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝገብርዋ ገብን ቀዳማት ትሓተቲ ኢዩም።
@samsonwoldegaber5060
@samsonwoldegaber5060 5 жыл бұрын
President Isaias = Eritrean
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
እንታይ በልካ ኣንታ ብኾፉ ዝተሸጠ መሃይም? አዚ ርጉም ተምቤናይ ሓማሴናይ እየ ኢሉ ብንእስነት ዕድሜኻ ንሓንጎልካን ሕልናኻን ተጋሲሱ ምናምን ከምትኸዉን ገይሩካ:: ሙሉእ ዕድሜኻ ኣንጻር ኣሕዋትካ ተሰሪዕካ ንህዝብኻ ከምትብድል ገይሩካ እዩ:: እዚ ሩጉም ትግራዋይ ኣምላኽካ: ንኣውራጃውነትን ወያነን ቀንዲ መሳርሒ ክኾኖ ምእንታን ኣብ ሓንጎልካ ኣሲሩልካ ስለዝኸደ ሓንጎልካ ካብኣ ወጺኣ ከምዘይትሓስብ ገይሩ እዩ ንንእስነትካ ተጻዊቱሉ:: ምልሻ ሰርናይ ከይብለካ ክበዝሓካ እዩ ምኽንያቱ: ደርጊ ብውሑዱ ነቶም ምልሻ ሰርናይ ዝህቦም ሓለፋታት ነይሩ አዩ:: እስኻ ግን ምእዙዝ ከልቢ ወዲ ተምቤን ንኽትከውን ምእንትን 2% እንዳኸፈልካ ኢኻ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ትነብር:: ወዲ ተምቤን ናትካ ኣድላይነት ከምዝተወድኣ ምስ ኣረጋገጸ ንዓዱ ኢትዮጵያ ከይዱ እንታይ ኢሉ ሓሲቡ ይመስለካ? ነዘን ሃላያት ሓማሴን ክሳብ ዝኣኽለኒ ተጠቂመለን ኣብ ዝብጻሕ በጺሔ እየሞ: ንኤርትራ ረኪሰ መራሒ ኢትዮጵያ ዝኾነሉ ዘመን መጺኡ እዩ ኢሉ አብ ዓዱ ኢትዮጵያ ምስከደ አብ ቅድሚ ደቂ ዓዱ እንዳነብዐ ልቡ ክጥብጥብ ርኢኻዮዶ? ሕጂኸ ኣበይ ኢኻ ክትሕባእ? እስኻን ከማኻን ዝኣመሰሉ ኣናጹ ሕብረተሰብና ዘለኩም እንኮ ዕድል አብ እግሪ ደቀባት ኤርትራ ተደቢርኩም ይቅረታ ምሕታትን: ንህዝብኹም ምኽሓስን ጥራሕ እዩ:: ካብኡ ዝተረፈ ግን ምስ ጎይታኹም ወዲ ተምቤን ኣብ ባሕሪ ምጥላቅ ጥራሕ አዩ ዕድልኩም:: ጽቡቅ ዕድል ይምነየልካ::
@samsonwoldegaber5060
@samsonwoldegaber5060 5 жыл бұрын
Eritrea + Ethiopia + Somalia +...........leads by sir president Isaias Afewerki!!!!! You are right we love Eritrea and our PIA!! It doesn’t matter to be illiterate to love your Country and your beloved president!!! Game over
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
@@samsonwoldegaber5060 you don't even know who and how a person is given the title "sir" eventhough you live in the U.K. A baby killer can't qualify to take that "sir" title. Gotta?
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
አንታ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገበነኛ ተምቤናይ ገዲፍካስ ንስግር ዶብ ከይድካ ምስ ህዝብታት ጽልኢ ብምስባኽ ዕድመ ወዲ ተምቤን ክተናዉሕ: ዘይካኣለሉ ዘመን ከምዝበጽሓና ኣይተረዳኣካን:: ተምቤናይ ንኢትዮጵያንሶማልን ክመርሕ ይኽእል አዩ ምሳኻ ኮይኑ: ኣብ ሃገርና ኤርትራ ግን ኣሽንኳይዶ መራሒ ክኸውን ኣብ ዓዲሃሎ ከም ኣንጭዋ ካብ ህዝቢ ተሓቢኡ እዩ ዝነብር ዘሎ::
@regatgebre7838
@regatgebre7838 5 жыл бұрын
Jimey John Thanks
@bereketeabfishagergisbiret9805
@bereketeabfishagergisbiret9805 5 жыл бұрын
Tabino yahoo
@binikidu9741
@binikidu9741 5 жыл бұрын
Eseyas. Hagoskisha tegaru do aikonun amaniel teno esepa hizbi felitukum. Tenbenay an taba zeserkayom mikael. Senayt. Robel ab karscheli resyrkayo dika tenbenai medya ena nblekum. Yakil KB dekebat
@regatgebre7838
@regatgebre7838 5 жыл бұрын
ኒኢሰያስ ዘይኮኑ ንህዝቢ ኤርትራዩ ንብረት ዘሪፎም ዝሰጎጉዎ ነዚ ክፈልጥዎ ኣለዎም ክሳብ ሕጂ ልቢ ወያነ ጥውይዋይዩ ዘሎ ኣይእሞኑን ኢዮም
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
አንቱም እኩባት መሃይም: እዛ ሃገር መስሓቅ ሸራፋት ኮይና ዘላ ስለምንታይ ይመስለኩም? ወዲ ተምቤን ንዓኹምን ንኹሉኹም ሰብ መሰል ነባሕቲ ኣኻልቡን: ብኾፍኩም ከለኹም ሓንጎልኩምን ሕልናኹምን ካባኹም መንዚዑ ነቶም ደቂ ሓወቡኡ ወየንቲ ስለዘካረዮ እዩ:: ንሓንጎልኩም ምክራይ ጥራሕ እንተዝኸውን ደሓን ነይሩ: እዚ መንደላይ ተመን ተምቤናይ ግን ንወያነ አብ ሓንጎልኩም ብሰንሰለት ሞቁሒዎምሲ ከይደቀስኩም ከለኹም "ወያነ ወያነ" እንዳበልኩም ከምትብህርሩ ገይርኩም: ሓቀይ? ጉዳይ ሃገርካ ገዲፍካስ ጉዳይ ናይ ጎረቤትካ"ወያነ ወያነ" ክትብሉ ካብ ትውዕሉ ቁምነገር ዘለዎ ሓሳብ ዘይትሓስቡ? ኩሉኹም ኣምለኽቲ ወዲ ተምቤን ገለ ካብ ህዝብና ዝሓባእኩሞ ሚስጢር ከምዘለኩም ኣይስሕቶን እየ:: ምኽንያቱ ገለ ኣበር ዘይብሉ ሰብ ነዚ ገበነኛ ወዲ ተምቤን ክድግፍ ኣይክእልን እዩ:: ከም ኣብነት ዝጥቀስ ኸኣ እቲ ዝዓበየ ሊቅ ጭፍራ ህግደፍ ክኸውን ዝፈተነ ወዲ ጣባ መጨረሽትኡ አባል ኢሰፖ ኮይኑ ንስድርኡ ዘእሰረን ዘቅተለን ኮይኑ ተረኺቡ ስለዝኾነ ካባኹም ገና ብዙሕ ጉድ ክንሰምዕ ኢና:: ኣብዚ እዋን መርገጽካ ኣፍልጥ ንወዲ ተምቤን ብቁሉዕ ምድጋፍ ዘይካኣለሉ ዘመን ስለዘርከበ: እቶም ንተምቤናይ ክትድግፉ ትደልዩ ዘለኹም ንወያነ ከም መሕብኢ ክጥቀሙላ ትፍትኑ ከምዘለኹም ምስክር ዘየድልዮ ሓቂ እዩ:: ጀነራል ፍሊጶስ ብወዲ ተምቤን ተዓሽዩ ኤርትራ ማለት ደቂ ከባቢ ኣስመራ ጥራሕ እዮም ኢሉ ድሕሪ ምእማኑ: ፍሊጶስ ንወዲ ተምቤን ከሐጉስ ኣሽሓት ኣሕዋቱ ክቀትልን ከሳቅይን ጸኒሑ:: ድሕሪ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ወዲ ተምቤን ንኤርትራ ረኪሱ መራሒ ኢትዮጵያ ክኸዉን ምስፈተነ: ጀነራል ፍሊጶስ ሰንቢዱ ካብ ድቃሱ ተባራቢሩ:: ሕጂ ኸኣ "ሓለዉቲ ኣባቅልና" እባ ተጻዊቶምልና እንዳበለ ብቁሉዕ ክዛረብ ጀሚሩ ኣሎ:: ስለዚ እቲ ግዜ ሃገራውያን ደቀባት ካብቲ ደመኛታትና ዝኾንኩም ኣምለኽቲ ተምቤናይ ካብቲ ተሓቢእኩሙሉ ዘለኹም ጉድጓድ ኣናጹ እንዳዉጽኣና ንብርሃን ቀትሪ ክነረክበኩም ኢና:: ናይ ወያነ ፍቅሪ ዘለኩምን ቅልውላው መንነት ዘለኩምን: ብፍላይ ከኣ እስኹም ኣብ ኤርትራውነት ዝተሓባእኩም ደቃሉ ኩሉኹም እንዳ ወያነ ኸይድኩም ኢድኩም ሃቡ:: ኤርትራ ናይ ደቀባትት ኤርትራ እንበር ናይ ደቃሉን ደቂ አርባዓን ኣይኮነትን: ኣይክትከውንን ኸኣ እያ:: ብፍላይ ከኣ ናይዚ ገበነኛ ሰላይ ሃጸይ ሃይለስላሴ ተምቤናይ::
@frewyniembaie9965
@frewyniembaie9965 5 жыл бұрын
Wefi taba hawna Rhus hadsh omet Ajoka kexlo memhrey
@HAREGU1
@HAREGU1 5 жыл бұрын
መን ከም ህግደፍ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@helenabera2307
@helenabera2307 5 жыл бұрын
Seat akyla wedi taba yfedesu yfedsu
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 5 жыл бұрын
Wedi taba ayttfae
@gereboxstesfay593
@gereboxstesfay593 5 жыл бұрын
አቱም ሰባት ብዛዕባ ናትኩም ግበሩ ኤርትራውን እንተ ኾንኩም ብናትኩም ተዛረቡ
@helenabera2307
@helenabera2307 5 жыл бұрын
Merhaba wedi taba
@helenabera2307
@helenabera2307 5 жыл бұрын
Lbi yblomn ertrawyan elom slzhasb eyom
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
ኣየ ነባሒ ከልቢ ተምቤናይ: ካን ንሳ እያ መልስኻ? ነዚ ኢትዮጵያዊ ጎይታኻ ኢልካስ ክንድዚ ነብሰ ሕስረት? እስኻን ከማኻ ዓይነት መሃይማትዶ ኣይኮንኩምን ብኣውራጃ ሓማሴን ተወዲብኩም ቀንዲ መሳርሒ ኢትዮጵያዊ ሰላይ ኮይንኩም ንኣሕዋትኩም ዘጽነትኩም ሃላያት ፍጥረት:: እዞም ነዚ ተምቤናይ መራሒካ ክትሕግዝ ከለኻ ዋላ ትንኣስ ጥቅሚ እንተዝህልወካ ምተረደኣኒ: እዚ ተምቤናይ ግን ካባይ ንላዕሊ ንዓኻ እዩ ዝንዕቀካን ኣምሪሩ ዝጸልኣካን ዘዋርደካን:: እዚ ከኣ እዩ ንዓኻ ትሕቲ እንስሳ ከምትስራዕ ዝገብረካ:: ኤርትራ ናይ ህዝቢ ደቀባት ኤርትራ ምኻና ትፈልጥዶ? ታሪኽ ጅግንነት ህግሓኤ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ምኻኑኸ? እዚ ኹሉ ነብሰ ሕስረትን ሕልናኻ ምሻጥንከ እንታይ ንምርካብ እዩ? ሃገር ጽቡቅ ኣላ ካብ ትብል: ኣነ ሓርኢ እዚ ትግራዋይ መራሒ ክልሕስ እየ ባህ ዝብለኒ በሃላይ እንተኾይንካ ከኣ ስለምንታይከ ናብኡ ከይድካ ዘይተገልግሎ? ዕድመ ንኣብይ ጎይታኻ ሙታንቱኡ ከይተረፈ ኣውጺኡ ጥርሑ ተሪፉ እዩ::
@fetarieritrea9159
@fetarieritrea9159 5 жыл бұрын
B visa kiAtu Alewom::.. lieli 1 werhi kibehabu yebli
@E1991.
@E1991. 5 жыл бұрын
Ab Addis Ababa refuges compe zeketelewam Eritrawiyan ke teresihu deyu ab TV Ethiopian news nai alem do aikonen terahu ab Tigrai wen komu kendei refugee Eritrawi heko ketilom akusilom heyom hezom Aremeniyawat Seitanat zekonu sebat yehwat?? kiblu ab HAWI YEHTEWU NEZELHALEM SETAWENTI. Heti hezbi tigrai kemei mequanu hasabu ab lehli HEZBI ERITREA hezi Sanction mestelehale hade tigrawai Congra aibelen wala nai kelhalem hetom kalohot Ethiopians gen buzuhat hagosom gelizom ab TV news, social media so on, so Eritrawi zei hezebom mesilwom. Derama nai ERITREA kerihu gen meharei yehwatei kiblu yewehlu alewu ab KZbin Fake.
@e.l.sm.m.h6202
@e.l.sm.m.h6202 5 жыл бұрын
Hej
@adesta7277
@adesta7277 5 жыл бұрын
Moo
@samisamuel6782
@samisamuel6782 5 жыл бұрын
ወዲ ጣባ ኣብ ዘይፈልጡኻ ጅግና ትበሃል ኣለኻ በቃ። ኢሳያስ ወዲ ተምቤናይ ወያነ ሙኻኑስ ኣይትፈልጥን ማለት ዲዩ።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 5 жыл бұрын
ከም ሓደ ዘዕለለና ውን እዞም ከም ኤርትራውያን ተመሲሎም ካብ ኢትዮጲያ ንወጻኢ ዝሳፈሩ ዝነበሩ፡ ዓሌቶም ብዘይገድስ ቀንዲ ቤተሰብ ደገፍቲ ወያነ ወላ እሙናት ዑሱባት ኤርትራውያንን ኢዮም እምበር ብሽም ማንም ተግራዋይ ተባሂሉ/ላ ኣይኮነንን፡ ገለ ፉሉያት ደገፍቶም ክሳብ መቀለ ከይዶም ኣብ በዓል ፕላኔት ሆቴል ምስዝተመርጻ ኣዋልድ ዝዕንድሩን መከላከሊ ሽጉጥ ዝዕደሎምን፡ በቲ ዝተደበስዎ ድማ ገዛ ዝዓደጉ ኣለው፡ ሓሻኪት ተሳፋራይ/ሪት ኣብ መዓስከር ቀንፈዘው እናበለ ወይውን ዝገደደ ብምድረበዳ/ባሕሪ ግዳይ ኮይኑ ከሎ ብሽሙ ሰብገንዘብ ግን መዓስከር ከይረኣዩ ብግቦ ጥራይ ዝወጽሉ ግዜውን ኤሩዩ ይብል፡ ብሓቂ ገሊኡ ኣብ መዲያ ክትዛረበሉ ዘሰክፍ ኢዩ፡ ብኣንጻሩ ከምዚ ወዲጣባ ዝበሎ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝሑልን ውዑይን ምስ ህ.ግ ደው ክብል ዝከኣለ፡ ብቀዳምነት ንድሕነቱ ስለዝከላከልን ብዓቅሙ ከኣ ብማዕርነት ስለዝካፈልን ኢዩ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
ሃላያት ደቂ ሃገር ከምዚ ከማኻ ቀንዲ መሳርሒ ገበናት ወዲ ተምቤን እዮም ነይሮም:: እዞም ኩሎም ሃላያት ጀነራላት ደቂ ሓማሴን: ተምቤናይ ንኢትዮጵያ ምስከደን ካብ ኤርትራዉነቱ ንላዕሊ ኢትዮጵያውያነቱ ከምዝስዕሮ ከይሓብኣ ንኢትዮጵያውያን ደቂ ዓዱ እንዳነብዐን ኣፍልቡ እንዳጠብጠበን ምስ አርአዮም ከምዛ ንስኻ ተኾምቲርካያ ዘለኻ ኩሎም ሃላያት ኣምለኽቱ ኩምትር ኢሎም እዮም:: ናይ ጀነራል ፍሊጶስ እሞ ኸኣ ዘረባ እዉን ኣይርከቦን እዩ: መምስ ሰኸረ ድላዩ አዩ ዝዛረብ ዘሎ:: ወዲ ተምቤን ከምቲ ነቶም ካልኦት ኤርትራውያን ኣዘንጊዑ ዝተጻወተሎም ከይገብር ምእንታን ብዘይ ሓለዋ ነብሱ ዝንቃሳቀስ ኤርትራዊ ጀነራል የለን:: ነቲ ብስሪኦም ዘምጽእዎ ማዕረግ ጀነራል: ከም ወዲ ተምቤን ብድሌቱ ዝመጽወተሎም ገይሮም ዝርድእዎ ሃላያት እውን ኣይሰኣኑን እዮም:: አዚ ኹሉ ዘመን ተምቤናይ ንዕሽነቶም ተጠቂሙ ብኣውራጃ ወዲቡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቁጸሩ ኣሕዋቶም ብዘይምሕረት ከምዘጽንቱ ገይርዎም እዩ:: ሕጂ ግን ዋላ እቶም ዝዓሸው ቀተልቲ ኣሕዋቶም ጀነራላት ደቂ ሓማሴን ከማን መንነት እዚ ገበነኛ ሰላይ ሃጸይ ሃይለስላሴ ተረዲኡዎም እዩ:: እዚ ኸኣ እዩ እቲ እቲ ዝዓበየ እዋናዊ ኤርትራዊ ፖሎቲካዊ ምዕባለ:: እቲ አብ ሃገርና ዝመጽእ ናይ ለዉጢ ምዕባለ ክመጽእ እዩ ጥራሕ ዘይኮነ መጺኡ እዩ:: ወዲ ተምቤን አብ ኤርትራ ከም ኣንጭዋ ተሓቢኡ ዝኸደሉ ዘመን ኢና ንዕዘብ ዘለና:: ንስኻ ምሽክናይ ኸኣ: ከም ጥሪት ብኾፍካ መን ንመን ይሸጠካ ከምዘሎ ከማን ኣይርድኣካን እዩ ዘሎ:: ወዲ ተምቤን ከመይ ዝበለ ዕዮ ገዛ ሂቡካስ "ወያነ" "ዓጋመ" እነዳበልካ ለለ... ክትብል ብኾፍካ ከለኻ ካልእ ዋና ክህልወካ አዩ:: ስለዚህ ንነብስኻን ንሕልናኻን አኽብር: ንዓለም ከምዘላታ ረኣያ: ካልእ ሰብ ክሓስበልካ አይተፍቅድ: ትፈልጦን ዘይትፈልጦን አለልይሞ ነቲ ዘይትፈልጦ ተመሃሮ:: ንነብሰኻን መንነትካን አኽብር ኣኽብር ኣኽብር: ክሕሸካ ምእንትን::
@mussieghirmay4938
@mussieghirmay4938 5 жыл бұрын
Welde Negodguad guhafi ekia himaki nethi
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
@@mussieghirmay4938 what are you talking about?
@amanueliyassu2391
@amanueliyassu2391 5 жыл бұрын
barry sherrfif anita wedi gahiba wedi medihin berad gahiba wedi gahiba terewae wedi shormuta
@melakemedhania654
@melakemedhania654 5 жыл бұрын
Ata meas eka tberaber
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 5 жыл бұрын
ንህዝቢ ኤርትራ ዝፈተው ኣይምሰልካ ማንጁስ:: ንሳቶም ንጠላም ኢሰይስ ስለዝፈትው ኢዮም:: ወያነ ምስ ትኳዕ ኢሰያስ ጽልኢ ኣይነበሮ: ሎሚ'ውን የብሎምን:: ንስኻ ከተስተውዕለሉ ዝግብኣካ ግን: ስልምንታይ ኢዮም ሊዕሊ 260,000 ሕጻናትን መንእሰያትን ተሰዲዶም ዘለው?
@nopenot4058
@nopenot4058 5 жыл бұрын
Agame weyane agame same thing TPlf must be dismantled and destroyed then will see if not eritrean have no trust with agame
@habteweldeghabr9841
@habteweldeghabr9841 5 жыл бұрын
segundo meu pediu pedido
@mebrahtuweldemichael5178
@mebrahtuweldemichael5178 5 жыл бұрын
Not only big country Ethiopia very rich but robbery leaders Woyane.
@user-rx8wm8nv3e
@user-rx8wm8nv3e 5 жыл бұрын
Funny Alamo haleqa diaqon sheramut seb siwa Wey woy ane
@teklehagos5099
@teklehagos5099 4 жыл бұрын
N7265.app.goo.gl
@embasoyrafenqil6575
@embasoyrafenqil6575 5 жыл бұрын
ኒሶም ቢንሶም ወዲጣባ፡ኮይንኩም ብዛዕባ ወያነ ።
@senayeritrean6592
@senayeritrean6592 5 жыл бұрын
Wade taba kelu zarebak maret aywdeken eyu
@helenabera2307
@helenabera2307 5 жыл бұрын
Nweyane merarrr mydia ea hhhhh
@fesshawoldu7191
@fesshawoldu7191 5 жыл бұрын
Esayasin korakhuroon ab leeili hizbe Eritrea ziftsemew gifi nikhishifin bizaaba wedi taba zibehal koorkur zebelo enabellkum aytetsmumuna !!
@robeltewelde9705
@robeltewelde9705 5 жыл бұрын
smuni ando hgdef nmntay eyu halafikum iseyas nab eropa wey nab America zeymex gudu key kla mnti b mensey eritrea eyu tenkes elu mmxa abiyu zelo abten sebawi mesel zeyekbra hagerat tray trok torok zbl zelo nab bal sadi areb nab etopa tray zbalales zelo antm gey wedi afewerki zkenkum asu krwa eyu zkeyd nab sudi arb gey mkanu ayfeletkumn
@peacefulresolution1881
@peacefulresolution1881 5 жыл бұрын
We Tegaru must be ready for war and also to protect our self from enemies. Kulu tigraway kitett
@user-sq2nz9ss3t
@user-sq2nz9ss3t 5 жыл бұрын
ሮክራክ ወካርያ ኣብትሕቲ ኮበርታ ኮይንካ ኪተት ቲብል" ኩናት ዘይወዓለ ብሊሕ" ዚበሃል ምስላ ትፈልጣ ዲካ ነቲሚስክን ዘይበልዐ ኪትጠብስ ወካርያ።
@fetarieritrea9159
@fetarieritrea9159 5 жыл бұрын
wedi jegla wedi jegna Weyanie kaliAey gize kemzeytitisieu ekum wedikum Game over Agame
@hagosgedamu1059
@hagosgedamu1059 5 жыл бұрын
P
@mtekle572
@mtekle572 5 жыл бұрын
tom dneberu kemiu ybelu ska dia ndatehabaeka dhalefka suk
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
ወዲ ጣባ ሙሉእ ዕድሜኻ ንጥቅምኻ ክትብል ኣሕዋትካ ከይተረፈ ኣሕሊፍካ ንኣዛብእ ትርክስ ዝነበርካ ሕልና ዘይብልካ ፍጥረት ኢኻ:: ዕድሜኻ እንዳዓበየ ምስከደን ተሞክሮታት እንዳደለብካ ክትከይድ ምስጀመርካን ግን ንድሕሪት ተመሊስካ እንዳ አስተንተንካ ምስ ሕልናኻን ምስ ፈጣሪኻን ክትዕረቅ ምተገባኣካ እንበር ነቶም ዝዶንቆሩ ኣካላት ሕብረተሰብና ኣኪብካ ዝያዳ ክተዶንቅሮም ኣይግብኣካን:: እቲ ዝኸፍኣ ነገር ከኣ ንኤርትራ ክትከይድ ዘይትኽእል ሰብ ከለኻ ንድንቁርና ውልቀሰባት ተጠቂምካ መሕለፊ ግዜኻ ክትገብሮም ብተኸታታሊ ክትምድረሎም ምውዓልካ እዩ :: ንዝሓለፈ ልዕሊ ኣርብዓ ዓመት እቲ ጉዳይ ምእንቲ ሞጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ እዩ ነይሩ እንበር ኤርትራውያን ዓሻሹ ስለዝነበርና ኣይነበረን:: እዚ ትግራዋይ መራሒና ትዕግስትናን ልቦናናን ከም ዕሽነትን ድንቁርናን ዝወሰዶ ዝነበረ እዩ ዝመስል ጸኒሑ:: ናዕና ደቀባት ከኣ ይንዕቀና ጥራሕ ዘይኮነ ኣምሪሩ ከምዝጸልኣና ካብ መጀመርታ 70ታት ጀሚሩ ካብ ዝወስዶ ዝነበረ ስጉምትታት ክንሪኦ ንኽእል ኢና:: ቅድሚ ቁሩብ ዓመታት ምስ ሰኸረ "ኣብ ቅድመይ ደው ኢሉ ዝሸይን ኤርትራዊ የለን" ኢሉ ከም ዝፈከረ ከኣ ሰሚዕና ኢና:: ኣብዚ ንኽበጽሕ ግን ዉሑዳት ምእዙዛት ኣኻልብ ኤርትራውያን ብፍላይ ደቂ ሓማሴን እቶም ቀንዲ መጋበርያ ኮይኖም እዮም ጸኒሖም:: እዚ ከይኣክል ግን ሕጂ ንኢትዮጵያ ክሸጠና ክቃራረብ ከሎ ኩሉ ኤርትራዊ ክቃወም ምስጀመረ እቶም ምስኡ ሃገርና ንክትሽየጥ ዝሳማምዑ ዘለው ኩሎም እሳቶም እዮም ኮይኖም ተረኺቦም:: ስለዚህ እታ ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ ትበሃል ኣዛራርባ ዘይትጠቅመሉ ግዜ ስለዘርከበ ነቲ ሓቂ ሓቁ ክድሕድሖ ተገዲደ:: ወዲ ጣባ ግን ኣብ ግዜ ደርጊ ወይጦ ነይርካ ሕጂ እውን ወይጦ ኣለኻ::
@lifeonmovement8061
@lifeonmovement8061 5 жыл бұрын
skbel kabaka nlalie weto yelen kab kulu dma aletna hamasin grm esub wahid
@yemaneyemane6694
@yemaneyemane6694 5 жыл бұрын
ውድ ጣባ ንተጋሩ መድሖኒትኢሖ ። ግን ንኢሰያስ ብከመይ ተቀቢልካዮ ሖገር ህዝብ ዝኦክል በትግራዋይ ወድ ተንቤን ክትምራሕ ሖንጎልካ ብከመይ ተቀቢልካዮ
@peacefulresolution1881
@peacefulresolution1881 5 жыл бұрын
Kulu tigraway yiktet. We have to be ready for war and also to protect our self from enemies
@yehdegoyosephe1196
@yehdegoyosephe1196 5 жыл бұрын
FOR HOW LONG YOU GUYS THINKING RONG. THEY ARE ETHIOPIAN. STILL THEY HAVE A POWER..PEOPLE OF TGRAY IS NOT DAM THEY KNOW WHAT THEY DOWING. IF TGRAY HAVE NO PEACE THERE IS NO PLACE IN ERITREA OR ETHIOPIA. SO PEOPLE ALL WAYS HAVE A POWER SO THEY CAN CHANGE ANY THINGS.
@mesfungermai8294
@mesfungermai8294 5 жыл бұрын
ኣድመ ንኤርትራ ውድከት ንወያነ ኣወት ንሃፋስ
@mesfungermai8294
@mesfungermai8294 5 жыл бұрын
ኣጆካ ወዲ ታባ ከዝሎ ከማካ ይብዛህ
@hagoskiros3692
@hagoskiros3692 5 жыл бұрын
Wedi shermuta
@destagere646
@destagere646 5 жыл бұрын
@@mesfungermai8294 RIH
@tekieamaregabru7114
@tekieamaregabru7114 5 жыл бұрын
At a wed I Diyala bay tilman adekoya ameharey Eyu Shertwa way stiliyan men Eyu Shermuta
@hagerjeganu4324
@hagerjeganu4324 5 жыл бұрын
ወዲ ጣባ ፅቡቕ አለኻ ሌባ አይቃለስን እዩ: እስኻውን ሌባ ስለዝኾንካ ብ1996 ሃገራዊ አገልግሎት ንኸይትገብር ወይ ንኸይትቃለስ ንኢትዮጵያ ሃዲምካ ከይድካ: ሌባ ከምዛናትካ አብ ዘረባን ሐሶትን እዩ ንፍዕ::
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
The problem is the weyane virus wedi tembien implanted in you brain. I don't have any identity crises; therefore, I don't have anything to prove you. Why don't you talk about the current issue of Eritrea. Our primary difference is that you allow someone else to think for you while I think for me. Set yourself free from this tigrayan wedi tembien's cult membership, then everything around you will unravel for you to see your world clearly. The change in Eritrea is here; not to come, but it is here. Wedi tembien is fealthy rich worth over $4 billion. For example, after the peace agreement in Saudi Arabia, Ethiopia announced that it received $3 billion, where is our share? Definitely it went straight to wedi tembien's personal accounts. Don't be submissive; ask questions. Most of all, it's your citizenship rights.
@mogeshadush9534
@mogeshadush9534 5 жыл бұрын
ክንደይ ትጅሃሩ ደቀይ? ናትኩም ዘይትገብሩ ግዳ? ተርባዕባዕ ቀደደድ በራዕራዕ ዘይትገድፍዎ? ንልዕሊ 3000 ዓመት ብመስዋእትና ኢና ሃለዋትና አረጋጊፅና ብመስዋእትና ከአ ሃለዋትና ነረጋግፅ ዋላ ሓደ ልባም ሰብ ዘይብልኩም ፍጥረታት ኢኩም?
@destagere646
@destagere646 5 жыл бұрын
Resahat kemakum aykonan ata qondaf lemani
@peacefulresolution1881
@peacefulresolution1881 5 жыл бұрын
Ewayyy tigray adi jigna rara abilatukum. Game over tibilu ayneberkumun hiji tigray tigray tigray tibulu alikum
@amanueliyassu2391
@amanueliyassu2391 5 жыл бұрын
sekitu aregitot usubat terewaeti
@CCRUUS
@CCRUUS 5 жыл бұрын
ወይ ኣንጹ ናትክን ዘይትገብራ ካብ ወያነ ወያነ ኢልክን ግዚክን ትጥፍኣ፨፨ ወያነ ዘይኮኑ ሽሂፍታ ኢሳይስ አርትራ ምስ ኣዲኡ አትዮጵያ ክሕውሳ ጉልባቡ ዝቅውልዕ ዘሎ። ንሕና ሓደ ህዝቢ ኢና ይብል ኣሎ። ዶብ ኣገዳሲ ኣይኮነን ይብል ኣሎ። ስልጣነይ ን ኣቢ ሂበዮ ይብለና ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣብባ ኣምሓሩ አርትራ ናብ ዝፈትሓ ሰብኣይ ማለቶም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሳ ኢሎም ኮንፈረንስ ይግብሩ ኣልዉ። ወካሩ ናይ ህግደፍ ሓቂ አንተለክን ዶብ አርትራ ሓንፅጽኦ።
@tajedinyenus875
@tajedinyenus875 5 жыл бұрын
Entay emo sheger alewoo mis Ethiopia tetahawesna ...neskoom kab Ethiopia kitginseluu ena nesebey zelena ...misti lewah hizbi Ethiopia mehiwas shiger yeblun ...misakum ena fenfinayoo zellena.
@CCRUUS
@CCRUUS 5 жыл бұрын
@@tajedinyenus875 አንታይ ክትብል ከምዝደለካ ሓሳባትኻ ንጹር ኣይኮነን። አም ምሕዋስ ንመን ክጥዕሞ ።
@user-jh7pj1um6k
@user-jh7pj1um6k 5 жыл бұрын
Klu guhafat nay hagerkum dema keytserhu tgaru ba weyane ba nabelkum afkum chenyu hatafat ab lbya zsakeyleeu ahwatka da zeytzareb leflafi weyane lomi weyane tsebah woyane eya
@yemaneyemane6694
@yemaneyemane6694 5 жыл бұрын
እዋ ንስኩም ኢትዮጵያን ኤርትራውን ዲሁም ከምኢሰያስ ኢሰያስ ኤርትራዊ ጌርኩም ሀዝብና ንኢሰያስ መንግስት ገይሩ ከምዝኦምኖ ጌርኩም ትካትኡ ኢሰያስ ንተጋሩ ይቀርብ ኤርትራ ዝትድሕን ብኤርትረዊ ጥራዩ ።
@samsonwoldegaber5060
@samsonwoldegaber5060 5 жыл бұрын
President Isaias = Eritrean
@amanueliyassu2391
@amanueliyassu2391 5 жыл бұрын
wedi taba luwti wedi shermuta tegaru yehiwatna eyom
@alexmalet313
@alexmalet313 5 жыл бұрын
Amanuel ata Guhaf Qomal agame ertrawi konka kitxihif gena kemzia indageberkum newih tetsawitkum ikum hji gin akilu u mialtikum lekabit
@fetarieritrea9159
@fetarieritrea9159 5 жыл бұрын
Amanuel Iyassu nisika Agame eika .. Ahwatina megbi Asan bahrin zigeberkumuwo niskum ekum .. Ahwat? Ab hawi tetebesu Alet seytawunti
@raskeisar4049
@raskeisar4049 5 жыл бұрын
@@fetarieritrea9159 ተጋሩ የሕዋተይ'ዮም ክትብል መሰልካዩ የሕዋትና ግን አይኮኑን!
@raskeisar4049
@raskeisar4049 5 жыл бұрын
ተጋሩ የሕዋተይ'ዮም ክትብል መሰልካዩ የሕዋትና ግን አይኮኑን!
@nardoskiros7735
@nardoskiros7735 5 жыл бұрын
Yehwatey belom nay gin gorebet eyom
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
ወዲ ጣባ ቁሩብ ክስማዕ ዝኽእል ዕሙቀት ዘለዎ ዘረባ ክትዛረብ ብምኽኣልካ ካብቶም ከቢቦምኻ ዘለው ጋዋኑ ዝሓሸ ሙህሮ ከምዝቀሰምካ ይርድአኒ እዩ:: እዚ ክብል ከለኹ ግን ከም ወዲ ተምቤን ታሪኽካ ሓቢእካ ኣብ ኤርትራዊ መድረኽ ከምዝተጸንበርካ: ግን ከኣ ሰላይ ከይትኸውን ብዓይኒ ጥርጣረ ከምዝጥምተካ ኮይነ ኣለኹ:: እዛ ሃገር መስሓቅ ሸራፋት ኮይና ዘላ ስለምንታይ ይመስለካ? ወዲ ተምቤን ንዓኹምን ንኹሉኹም ሰብ መሰል ነባሕቲ ኣኻልቡን: ብኾፍኩም ከለኹም ሓንጎልኩምን ሕልናኹምን ካባኹም መንዚዑ ነቶም ደቂ ሓወቡኡ ወየንቲ ስለዘካረዮ እዩ:: ንሓንጎልኩም ምክራይ ጥራሕ እንተዝኸውን ደሓን ነይሩ: እዚ መንደላይ ተመን ተምቤናይ ግን ንወያነ አብ ሓንጎልኩም ብሰንሰለት ሞቁሒዎምሲ ከይደቀስኩም ከለኹም "ወያነ ወያነ" እንዳበልኩም ከምትብህርሩ ገይርኩም ይርከብ:: ጉዳይ ሃገርኩም ገዲፍኩም ንጉዳይ ናይ ጎረቤትኩም "ወያነ ወያነ" ክትብሉ ካብ ትውዕሉ ቁምነገር ዘለዎ ሓሳብ ዘይትሓስቡ? ኩሉኹም ኣምለኽቲ ወዲ ተምቤን ገለ ካብ ህዝብና ዝሓባእኩሞ ሚስጢር ከምዘለኩም ኣይስሕቶን እየ:: ምኽንያቱ ገለ ኣበር ዘይብሉ ሰብ ነዚ ገበነኛ ወዲ ተምቤን ክድግፍ ኣይክእልን እዩ:: ከም ኣብነት ዝጥቀስ ኸኣ እቲ ዝዓበየ ሊቅ ጭፍራ ህግደፍ ክኸውን ዝፈተነ ወዲ ጣባ መጨረሽትኡ አባል ኢሰፖ ኮይኑ ንስድርኡ ዘእሰረን ዘቅተለን ኮይኑ ተረኺቡ ስለዝኾነ ካባኹም ገና ብዙሕ ጉድ ክንሰምዕ ኢና:: ኣብዚ እዋን መርገጽካ ኣፍልጥ ንወዲ ተምቤን ብቁሉዕ ምድጋፍ ዘይካኣለሉ ዘመን ስለዘርከበ: እቶም ንተምቤናይ ክትድግፉ ትደልዩ ዘለኹም ንወያነ ከም መሕብኢ ክጥቀሙላ ትፍትኑ ከምዘለኹም ምስክር ዘየድልዮ ሓቂ እዩ:: ጀነራል ፍሊጶስ ብወዲ ተምቤን ተዓሽዩ ኤርትራ ማለት ደቂ ከባቢ ኣስመራ ጥራሕ እዮም ኢሉ ድሕሪ ምእማኑ: ፍሊጶስ ንወዲ ተምቤን ከሐጉስ ኣሽሓት ኣሕዋቱ ክቀትልን ከሳቅይን ጸኒሑ እዩ:: ድሕሪ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ግን ወዲ ተምቤን ንኤርትራ ረኪሱ መራሒ ኢትዮጵያ ክኸዉን ምስፈተነ: ጀነራል ፍሊጶስ ሰንቢዱ ካብ ድቃሱ ተባራቢሩ:: ሕጂ ኸኣ "ሓለዉቲ ኣባቅልና" እባ ተጻዊቶምልና እንዳበለ ብቁሉዕ ክዛረብ ጀሚሩ ኣሎ:: ስለዚ እዚ ግዜ እዚ ኤርትራውያን ደቀባት ነብዞም ደመኛታትና ኣምለኽቲ ወዲ ተምቤን ካብቲ ተሓቢእኩሙሉ ዘለኹም ጉድጓድ ኣናጹ እንዳዉጽኣና ንብርሃን ቀትሪ ክነረክበኩም ኢና:: ናይ ወያነ ፍቅሪ ዘለኩምን ቅልውላው መንነት ዘለኩምን: ብፍላይ ከኣ እስኹም ኣብ ኤርትራውነት ዝተሓባእኩም ደቃሉ ኩሉኹም እንዳ ወያነ ኸይድኩም ኢድኩም ሃቡ:: ኤርትራ ናይ ደቀባትት ኤርትራ እንበር ናይ ደቃሉን ደቂ አርባዓን ኣይኮነትን: ኣይክትከውንን ኸኣ እያ:: ብፍላይ ከኣ ናይዚ ገበነኛ ሰላይ ሃጸይ ሃይለስላሴ ወዲ ተምቤን::
@user-tf2fq5xq1l
@user-tf2fq5xq1l 5 жыл бұрын
ክላእ ለዛዪ ሰብ ካልእ ይሓስብ ኣብዚ ዘመን እዚ ንስኻ ከኣ ተንቤን መቀለ እንዳበልካ ጽንጽዋይ ትደግም ደንቆሮ።
@sabasemere3573
@sabasemere3573 5 жыл бұрын
Welde Negodguad resah denqoro shgr hzbi anda tezarebe kemzey mlketka mkon dnqurna ayu
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 5 жыл бұрын
ናይ ቀደም ወዲ ጣባ ሰላይ ወይ ኣብ ጉጉይ መስመር ኔሩ ሕጂ ግን ዝተኣረመ ክከውን ኣይክእልን፡ ስቅኢልካ ይግራይ ተንቤን ትብል ንስካ ከም ኢሰያስ ንህዝቡን ሃገሩን ኣወፊካ፡ ኣሽሓት ወጻእተኛታትን ወላ ናይየምሓሩ መበቆል ዘለዎም ግን ብኤርትራውነቶም ኣሚኖም እንኮ ሂወቶም ዘወፈዩን ጌና ዘበርኩቱ ከምዘለውን፡ ብኣንጻሩውን ጽሩያት ሃገራውያን ከለው ግንከኣ ብዙሕ ዕንወት ዝፈጸሙን ከምዘለው ፍለጥዶ፡ እምበኣርከስ ሓቀኛ ሃገራዊ ዘብለካ ቀንዲ ረቃሒ ተግባርካ ጥራይ ኢዩ፡ ስለዚ ካብ ጸቢብ ዕሽነታዊ ኣተሓሳስባ ናጻ ወጺእካ ኣዚርካ ሕሰብ፡ ምካነይ ከኣ ሓላይ የመሲሉ ጽሩይ ማይ ዘሪጉ ተረፍመረፍ ክኣራሪ ዝተላእከ ንባዕልካ ሓደ ዕሱብ ትከውን
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
@@dawitgebrat1878 ናዓ ደኣ ዳዊት: ናበይ ክትሃድም? ናበይ ናብ ሮማ ይብሉ ተጋሩ እንተረኸቡ:: ናይ ወዲ ጣባ መልእኽቲ ኣብ ሃገርነት: መንግስቲ: ህዝባዊ ግንባር: ታሪኽን ካልኦት ዘይተነጸራ ቃላት ተሓቢኡ ወዲ ተምቤን ከመይ ዝበለ ለባምን ኣብነታዊ መራሒን ከምዝኾነ ንኽሰብከና ጥራሕ እዩ ዝፍትን ዘሎ:: ነዚ ምስ ኣስተብሃልካ ጥራሕ እዩ ነዚ ናተይ መልእኽቲ ክርድኣካ ዝኽእል:: ንወዲ ተምቤን ልኡኽ ሰላይ ሃይለስላሴ ከምዝኾነ ስለ ዘይጠርጠርናዮን ነቲ ዝህበና ዝነበረ ሙቅሉል ኣስተምሁሮታት ግን ብግርህነት ንቅበሎ ስለዝነበርና እኳ ኢና ኤርትራና ትሕቲ ትግራይ ሰሪዕዋ ዘሎ:: ስማዕ እስከ አምሓራ "ለስላሳ ሌባ" ክብሉ ሰሚዕካዶ ትፈልጥ? ወዲ ጣባ ማለት እሱ እዩ:: አብ ኤርትራ ትፈትዎ እንበር ትኣምኖ ፖሎቲከኛ ክህልው ከምዘይብሉ ህዝብና ክርዳእ ኣለዎ:: ህዝብና ተቀባሊ ጥራሕ ዘይኮነ ሓታቲ እዉን ክኸውን ክጅምር ኣለዎ ካብ ዝብል እየ ተበጊሰ ዘለኹ:: ብዛዕባ ወለዶ ኢትዮጵያ ዘለዎም ኤርትራውያን ዘለኒ ክብሪ ብቃላት ክገልጾ ኣይኽእልን እየ: ብፍላይ ነቶም ዝጋደሉን ዝተሰውኡን:: ኣነ ብዛዕባ እዚ ቀታሊ ቆልዑ ወዲ ተምቤን ክዛረብ ከለኹ: ወዲ ተምቤን ኣብ ልዕሌና ሸይሸይ ክብል እንተደኣ ኾይኑ ንህዝብና ክመቃቅሎ ከምዘለዎ ተረዲኡ:: ወዲ ተምቤን ነቶም ዝሃለዩ ደቂ ሓማሴን ብግብሪ እንዳ ጸልኦም ከሎ ግን ንበዓል ወዲ ጣባ ሊኢኹ ንምፍልላይ ህዝብና ከይተሓለለ ጎስጉሱ:: "መንግስትነት ናይ ሓማሴን እዩ" ካልኦት ንሕና ሓማሴን ስለዝኾንና ቀኒኦምልና ንወዲ ተምቤን ይጻብኡዎ ኣለዉ እንዳበሉ ጎስጊሶም ኣብዚ በጺሕና:: እሞ ወዲ ተምቤን ኣብ ሞንጎና ዘሎ መንደላይ ተመን እንበር ጹሩይ ሓማሴናይ ከምዘይኮነ ነቶም ዝኣምኑዎን ዝኽተልዎን ሃላያት ደቂ ሓማሴን ንምብራህ እዩ::
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
@@sabasemere3573 ሃላያት ደቂ ሃገር ከምዚ ከማኻ ቀንዲ መሳርሒ ገበናት ወዲ ተምቤን እዮም ነይሮም:: እዞም ኩሎም ሃላያት ጀነራላት ደቂ ሓማሴን: ተምቤናይ ንኢትዮጵያ ምስከደን ካብ ኤርትራዉነቱ ንላዕሊ ኢትዮጵያውያነቱ ከምዝስዕሮ ከይሓብኣ ንኢትዮጵያውያን ደቂ ዓዱ እንዳነብዐን ኣፍልቡ እንዳጠብጠበን ምስ አርአዮም ከምዛ ንስኻ ተኾምቲርካያ ዘለኻ ኩሎም ሃላያት ኣምለኽቱ ኩምትር ኢሎም እዮም:: ናይ ጀነራል ፍሊጶስ እሞ ኸኣ ዘረባ እዉን ኣይርከቦን እዩ: መምስ ሰኸረ ድላዩ አዩ ዝዛረብ ዘሎ:: ወዲ ተምቤን ከምቲ ነቶም ካልኦት ኤርትራውያን ኣዘንጊዑ ዝተጻወተሎም ከይገብር ምእንታን ብዘይ ሓለዋ ነብሱ ዝንቃሳቀስ ኤርትራዊ ጀነራል የለን:: ነቲ ብስሪኦም ዘምጽእዎ ማዕረግ ጀነራል: ከም ወዲ ተምቤን ብድሌቱ ዝመጽወተሎም ገይሮም ዝርድእዎ ሃላያት እውን ኣይሰኣኑን እዮም:: አዚ ኹሉ ዘመን ተምቤናይ ንዕሽነቶም ተጠቂሙ ብኣውራጃ ወዲቡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቁጸሩ ኣሕዋቶም ብዘይምሕረት ከምዘጽንቱ ገይርዎም እዩ:: ሕጂ ግን ዋላ እቶም ዝዓሸው ቀተልቲ ኣሕዋቶም ጀነራላት ደቂ ሓማሴን ከማን መንነት እዚ ገበነኛ ሰላይ ሃጸይ ሃይለስላሴ ተረዲኡዎም እዩ:: እዚ ኸኣ እዩ እቲ እቲ ዝዓበየ እዋናዊ ኤርትራዊ ፖሎቲካዊ ምዕባለ:: እቲ አብ ሃገርና ዝመጽእ ናይ ለዉጢ ምዕባለ ክመጽእ እዩ ጥራሕ ዘይኮነ መጺኡ እዩ:: ወዲ ተምቤን አብ ኤርትራ ከም ኣንጭዋ ተሓቢኡ ዝኸደሉ ዘመን ኢና ንዕዘብ ዘለና:: ንስኻ ምሽክናይ ኸኣ: ከም ጥሪት ብኾፍካ መን ንመን ይሸጠካ ከምዘሎ ከማን ኣይርድኣካን እዩ ዘሎ:: ወዲ ተምቤን ከመይ ዝበለ ዕዮ ገዛ ሂቡካስ "ወያነ" "ዓጋመ" እነዳበልካ ለለ... ክትብል ብኾፍካ ከለኻ ካልእ ዋና ክህልወካ አዩ:: ስለዚህ ንነብስኻን ንሕልናኻን አኽብር: ንዓለም ከምዘላታ ረኣያ: ካልእ ሰብ ክሓስበልካ አይተፍቅድ: ትፈልጦን ዘይትፈልጦን አለልይሞ ነቲ ዘይትፈልጦ ተመሃሮ:: ንነብሰኻን መንነትካን አኽብር ኣኽብር ኣኽብር: ክሕሸካ ምእንትን::
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 48 МЛН
小丑把天使丢游泳池里#short #angel #clown
00:15
Super Beauty team
Рет қаралды 48 МЛН
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 6 МЛН
王子原来是假正经#艾莎
00:39
在逃的公主
Рет қаралды 17 МЛН
MARILDA PEELE - MORADORES DAS ESTRELAS August 27, 2024
40:47
Sociedade Espírita Luz Infinita
Рет қаралды 5
Quiet Night: Deep Sleep Music with Black Screen - Fall Asleep with Ambient Music
3:05:46
كيف تنجح العلاقات مع ياسر الحزيمي | بودكاست فنجان
3:03:09
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 48 МЛН