Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021/ዘማሪ ሚኪኤለ ተኽለሚካኤል/ምለሰልና/zemari Michael Teklemichael /mleselna

  Рет қаралды 131,302

KERADION -TV

KERADION -TV

Күн бұрын

Пікірлер: 246
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 3 жыл бұрын
✝️ #ምለሰልና ✝️ ምርኩስ ድኻ ተስፋ ናይቲ ስዱድ ኣምላክ ሰላም ናይ ጥቁዓት ዘመድ ጥዑም ዘመን ልቢ ዝረግኣሉ ምለሰልና እኽብክብ ንብለሉ(2) ወላድ መኻን ኮይና ተበቲኖም ደቃ ጎበዝ ተኮሊፉ ኣደ ተጨኒቃ ዝወጸ ከይምለስ ምስ ከደ ጠሊሙ ደንዲኑና ዘመን በዓል ሓይሊ ኮይኑ ✝️ እግዚኦ እግዚኦ ኤሎሄ ኤሎሄ ተለመን ኣምላኽና ሃበና ፍጻሜ ዘመነ ቁልውላው ናይ ጻዕሪ ዓመታት(2) ይኣክል በለና እዚ ሕሱም ስደት(2) ምርኩስ ድኻ ተስፋ ናይቲ ስዱድ ኣምላክ ሰላም ናይ ጥቁዓት ዘመድ ጥዑም ዘመን ልቢ ዝረግኣሉ ምለሰልና እኽብክብ ንብለሉ(2) ስጋ ቆንጥያትና ናይ እንጌራ ነገር መፍትሒ ደሊና ኬድና ባዕዲ ሃገር ከርስና መሊኡ ውሽጥና ጎደሎ ኮይንዎ ድዩ ከምዚ እዚ ናትና ውዕሎ ✝️ ታ'ዩ ዚበሃሎ እህህታ'ዩ ቃንዛ ዘርባዕባዕ ኢሉ'ኮ ቆሪሩ ውሽጥና ፈጸምቲ ናይ ትንቢት ናይቲ መወዳእታ(2) ኮይና ከይንተርፍ ሓደራኻ ጎይታ(2) ምርኩስ ድኻ ተስፋ ናይቲ ስዱድ ኣምላክ ሰላም ናይ ጥቁዓት ዘመድ ጥዑም ዘመን ልቢ ዝረግኣሉ ምለሰልና እኽብክብ ንብለሉ(2) ነቲ ጉስነትና ኣጎልጉሎት ፍቅሪ መን'ዩ ዚትንክፎ ነቲ ቆፎ ንህቢ መዓር ጣዕሚ ፍቅሪ ሕብረት ዝበርበሮ ኣርማ ሓድነትና መን'ዩ ዚነቅሎ ✝️ መን ደኣ ተንከፎ ሰረት ሓድነትና ኣብ ማእከል ሓድሕድና ምውቕቃስ ኮይና ምለሰልና እባ እቲ ፍቅሪ ቀደም(2) ሕውነት መልኽዑ እቲ እዋን ደሓን(2) ምርኩስ ድኻ ተስፋ ናይቲ ስዱድ ኣምላክ ሰላም ናይ ጥቁዓት ዘመድ ጥዑም ዘመን ልቢ ዝረግኣሉ ምለሰልና እኽብክብ ንብለሉ(2) ካህን ጸሚኡና ሽታ ቤተክርስትያን ታቦት ካብ ንርኢ ፍቅዲ ኣልቦ ዘመን ከነደንግጸካ ከብድካ ክንበልዕ ብሓለንጊ ስደት ዝባና ኽንቅጻዕ ✝️ከቢዱና ኮ'ዩ ኣቢና ምጻሩ ጀለም ዝብል ዘሎ ንብዓትና ስቅ ኢሉ ሓደው ውሰደና ሓደው ምለሰልና(2) እቲ ጥዑም ዘመን ናይቶም ኣቦታትና(2) ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ሚኪ ሓወይ። 🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@milionkesete6475
@milionkesete6475 3 жыл бұрын
Xegu yebzh...
@asmeretmebrahtu1340
@asmeretmebrahtu1340 3 жыл бұрын
Lbey teriru ayney mnbae kab ziabyeny newih koynu neru ety qedem sy mezmur wey wun xelot sbket kisemie enkeleku bibkyat ( nibat) yhxeb nere ab bet amlak kemu mkuaney dma egbet yhbeny mo qdus tiaum senbet yehlf nere. Ente abzy kurub gzye gn beqa denzize nere kulu hmaq tray ekua ente bezhe en beka ayney neqixu lbey teriru neru. Eza mezmur gn endiey beka kulu ety ni egzabher zlmno gdy gelixatley koynas semia mxgab sieneya ayney wun nab nbru melisatley maletey tahney awxia anes kemzy aynet lmano maletey mezmur delye nay lbey zgelxeley. Zmare melaekty yesmealna 🙏🙏🙏💒💒💒
@adebatekie9643
@adebatekie9643 3 жыл бұрын
🙌ከነደንግጸካ ከብድካ ክንበልዕ ብሓለንጊ ስደት ዝባና ኽንቅጻዕ ከቢዱና ኮ'ዩ ኣቢና ምጻሩ ጀለም 😭ዝብል ዘሎ ንብዓትና ስቅ ኢሉ ሓደው 🙏ውሰደና ሓደው ምለሰልና(2) እቲ ጥዑም ዘመን ናይቶም ኣቦታትና😇(2) 🙏ተለምን ጌታየ ስደድና ኣሕጽረልና🙏 🙏
@zemariyonasgebrekidanmayek8952
@zemariyonasgebrekidanmayek8952 3 жыл бұрын
ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይምላእካ እግዚአብሔር! በርትዕ... ካብዚ ንላዕሊ ቅድስት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ክትጽበየካ'ያ ክቡር ብጻየይ ሚኪኤል!
@hermongalasmera8739
@hermongalasmera8739 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ብጸጋ ይደግፍካ ሚኪ ዓቢ ሰብ ይኣክል ይበለና ነዚ ቅልዉላዉ ዘመን ! ፍቅርን ስኒትን ዝመልኦ ጥዑምን ሰናይን ዘመን የምጽኣልና !ወላዲተይ ኣብ ቦታ እዛ ኣደ የእቴ ብጽሞና የ ተከታቲለያ ሂወት ገዛና ዘኪረ ሓቦጭ ቦጭ ኢሉኒ
@user-ky1ed4dh2k
@user-ky1ed4dh2k 3 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ንብዓትና ምክልካል ኣብይኒ ብሓቂ ጎይታ ይእከልኩም ይበለና ኣጆና ኣሕዋተይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራተይ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
@burktekilt5235
@burktekilt5235 3 жыл бұрын
Wenn ich nicht weiß k0nuebi zum Thema kommen
@burktekilt5235
@burktekilt5235 3 жыл бұрын
Meine
@burktekilt5235
@burktekilt5235 3 жыл бұрын
Ja ich weiß nicht
@mielatyonas6254
@mielatyonas6254 3 жыл бұрын
መዝሙር፥ ምለሰልና ዘማሪ፥ ሚከኤል ተ/ሚከኤል 28-01-2021 ምለሰልና ምርኩስ ድኻ ተስፋ ናይቲ ስዱድ ኣምላክ ሰላም ናይ ጥቁዓት ዘመድ ጥዑም ዘመን ልቢ ዝረግኣሉ ምለሰልና እኽብክብ ንብለሉ(2) ወላድ መኻን ኮይና ተበቲኖም ደቃ ጎብዝ ተኮሊፉ ኣደ ተጨኒቃ ዝወጸ ከይምለስ ምስ ከደ ጠሊሙ ደንዲኑና ዘመን በዓል ኃይሊ ኮይኑ እግዚኦ እግዚኦ ኤሎሄ ኤሎሄ ተለመን ኣምላኽና ሃበና ፍጻሜ ዘመነ ቁልውላው ናይ ጻዕሪ ዓመታት(2) ይኣክል በለና እዚ ሕሱም ስደት(2) ምርኩስ ድኻ ተስፋ ናይቲ ስዱድ ኣምላክ ሰላም ናይ ጥቁዓት ዘመድ ጥዑም ዘመን ልቢ ዝረግኣሉ ምለሰልና እኽብክብ ንብለሉ(2) ስጋ ቆንጣትና ናይ እንጌራ ነገር መፍትሒ ደሊና ኬድና ባዕዲ ሃገር ከርስና መሊኡ ውሽጥና ጎደሎ ኮይንዎ ድዩ ከምዚ እዚ ናትና ውዕሎ ታ'ዩ ዚበሃሎ እህህታ'ዩ ቃንዛ ዘርባዕባዕ ኢሉ'ኮ ቆሪሩ ውሽጥና ፈጸምቲ ናይ ትንቢት ናይቲ መወዳእታ(2) ኮይና ከይንተርፍ ሓደራኻ ጎይታ(2) ምርኩስ ድኻ ተስፋ ናይቲ ስዱድ ኣምላክ ሰላም ናይ ጥቁዓት ዘመድ ጥዑም ዘመን ልቢ ዝረግኣሉ ምለሰልና እኽብክብ ንብለሉ(2) ነቲ ጉስነትና ኣጎልጉሎት ፍቅሪ መን'ዩ ዚትንክፎ ነቲ ቆፎ ንህቢ መዓር ጣዕሚ ፍቅሪ ሕብረት ዝበርበሮ ኣርማ ሓድነትና መን'ዩ ዚነቅሎ መን ደኣ ተንከፎ ሰረት ሓድነትና ኣብ ማእከል ሓድሕድና ምውቕቃስ ኮይና ምለሰልና እባ እቲ ፍቅሪ ቀደም(2) ሕውነት መልኽዑ እቲ እዋን ደሓን(2) ምርኩስ ድኻ ተስፋ ናይቲ ስዱድ ኣምላክ ሰላም ናይ ጥቁዓት ዘመድ ጥዑም ዘመን ልቢ ዝረግኣሉ ምለሰልና እኽብክብ ንብለሉ(2) ካህን ጸሚኡና ሽታ ቤተክርስትያን ታቦት ካብ ንርኢ ፍቅዲ ኣልቦ ዘመን ከነደንግጸካ ከብድካ ክንበልዕ ብሓለንጊ ስደት ዝባና ኽንቅጻዕ ከቢዱና ኮ'ዩ ኣቢና ምጻሩ ጀለም ዝብል ዘሎ ንብዓትና ስቅ ኢሉ ሓደው ውሰደና ሓደው ምለሰልና(2) እቲ ጥዑም ዘመን ናይቶም ኣቦታትና(2) ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማልና ሚኪ ሓወይ። 🙏🙏🙏
@mikaltesfagabr2352
@mikaltesfagabr2352 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Egziabihier Amlak xeguu yebzh
@zere.s4401
@zere.s4401 3 жыл бұрын
AMEN 🙏
@BMSHomeWeeklyNews
@BMSHomeWeeklyNews 3 жыл бұрын
ከመይ ረኺብኩማ እዛ መዝሙር ድለታት ልብኹም ብሙሉኡ ከምዝረኸቦ እዚ ዘማሪ ርዱእ እዩ ክንደይ ከኣ ኣንቢዓትኩም ትኾውን ክንደይ ስድራኹም ኣደናፊቃትኩም ትኸውን እሞ በሉ ሕማቕ ኣይትርከቡ ሕማቕ ረኺበ ይብል ኣሎ እዚ ዘማሪ 2ቲአን ኮላሊተይ ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ኮይነን እሞ ርድኡኒ ይብል ኣሎ ንሕና ንሓግዞ ነዛ ሊንክ kzbin.info/www/bejne/eWHWo2SrbLWUY7c ተመልከቱ ወነንቲ እዛ ቻነል ድማ ከምዚ ገርኩም ክትነግሩሉ ብ እግዚአብሔር ስም ይሓትት::
@samitesfaldet167
@samitesfaldet167 3 жыл бұрын
Amen zmare melaekt yesmialna aza tenkafit mezmur.amlak bmhretu yrayena
@alekrespo4694
@alekrespo4694 3 жыл бұрын
143 መዝሙር ጉይታየ ጸሎተይ ስማዕ፣ንምህለላይ ጽን በሎ።ብሓቅኻን ብጽድቅኻን መልሰለይ።ሕያው ዘበለ ኣብ ቅድሚኻስ ሓደ እኳ ጻድቅ የልቦን እሞ ፥ ምስ ባርያኻ ኣብ ፍርዲ ኣይትእቶ።ጸላኢ ንነፍሰይ ይሰጓ፥ንሕይወተይ ናብ ምድሪ ይድርብያ ከምቶም ቀደም ዝሞቱ፥ኣብ ጸልማት የንብረኒ ኣሎ። መንፈሰይ ኣብ ውሽጠይ ይደክም፥ልበይ ኣብ ውሽጠይ ይስንብድ ኣሎ።ናይ ቀደም መዓልታት እዝክር ፥ኩሉ ተግባርካ ኣስተንትን ፥ግብሪ ኣእዳውካ እሓስብ ኣሎኹ።ኣእዳወይ ናባኻ እዝርግሕ ነፍሰይ ከም ደረቅ ምድሪ ትጸምኣካ ኣላ ።ኦ እግዚኣብሔር መንፈሰይ ደኺሙ እዮ እሞ ፥ ቀልጢፍካ መልሰለይ ነቶም ኣብ ጉድጓድ ዝወርዱ ከይመስልስ፥ገጽካ ኣይትኸውለለይ።ብኣኻ እውከል ኣሎኹ እሞ፥ኣንጊህካ ምሕረትካ ኣስምዓኒ።ነፍሰይ ናባኻ አልዕል ኣሎኹ እሞ እታ ዝኸዳ መገዲ ኣፍልጠኒ።ኦ እግዚኣብሔር ኣባኻ ተወኪለ ኣሎኹ፥ካብ ጸላእተይ ኣናግፈኒ ።ንስኻ ኣምላኽይ ኢኻ እሞ ምግባር ፍቃድካ መሃረኒ ፥ሠናይ መንፈስካ ብቅኑዕ መገዲ ይምርሓኒ።ኦ እግዚኣብሔር ስለ ስምካ ኢልካ ብሕይወት ኣንብረኒ ።ብጽድቅኻ ንነፍሰይ ካብ ጸበባ ኣውፅኣያ ።ኣነ ባርያኻ እየ እሞ ፥ብሣህልኻ ንጸላእተይ ኣጽንቶም ነቶም ንነፍሰይ ዘጽብቡላ ኩሎም ከኣ ኣጥፍኣዮም።ሃሌ ሉያ። ዝማሪ መላእክት የስምዓልና ሚኪ ሓወይ እወ ይዝክር ኣብ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስትያን ብመዝሙር ክንድሰት ንድንግል ክንልምን ድንግል ድማ ክትባርኽ ብፍቅራ ንኹላትና ክትእክብ ።እወ ይዝክር ዝጉሃየ ልብና መፍትሒ ዝተሳእኑ ሽግርና ክንነግር ኣብሪ ቅድስት ኩንና እወ ይዝክር ድንግል ክትባርኸና ሽግርና ክትፈትሕ ።ሚክ ሓወይ ናይ ብሓቂ ልብና ተንኪፍካዮ ኦ እግዚኣብሔር ምለሰልና።
@habenweldemichael696
@habenweldemichael696 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሚኪ ኃወይ ዘመነ ሰላም፡ ፍቕሪ፡ ምክብባር ይምለሰልና፡፡
@alexandernegusse1478
@alexandernegusse1478 3 жыл бұрын
"ምለሰልና"- ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር!!! ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!!! ኣምላኽና ጸሎትናን ልማኖናን ሰሚዑ ዘመን ይምለሰልና!!!
@surafielyeheyis2731
@surafielyeheyis2731 3 жыл бұрын
Amen yimleselna kibur hawey Bi dimxika geru sle zestemahrena kibrn misganan nigoytanan medhaninan fetari semayn midrn eyedu kirtos yikber yimesgen.
@filmonnegusse4465
@filmonnegusse4465 3 жыл бұрын
Amen(3) miki hawey xebuk serah ewa yemleselna nkulena kekem nemenayo yehabena
@furtunatsegay2116
@furtunatsegay2116 3 жыл бұрын
Egzabehier zemariakum teqebilu yeteareqena yehwatttt. Lbeka tetenkeff
@yodittewelde9327
@yodittewelde9327 2 жыл бұрын
Zmari melaekt yesmealna ztnkf mezmur bhaqi mleselna eti tueum zemen telemen Goytana
@yenfhabtab9924
@yenfhabtab9924 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti ysmalena
@senaitamanuel227
@senaitamanuel227 3 жыл бұрын
Zemare melaikty yesmena 🙏🙏🙏💗
@mehiretberhane6533
@mehiretberhane6533 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna xegu yebzhalkum
@Yorubeal
@Yorubeal 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር እዞም ዘመርቲ ናይ ኤርትራ ትሓባቢርኩም ከምዚ ኦርቶዶክሳዊ መዝሙራት ጌርኩም ኣርውዩና በጃኩም ዝማሬ መላእክት ዘማሪት ብርዕካ የሰስኖ ድማ ጽሓፊን ግጥሚ ኣውጻእን
@gdeyhagos9343
@gdeyhagos9343 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር
@Wedimesfin
@Wedimesfin 3 жыл бұрын
Zemare melaekt yesmealna... ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክ።
@batsebamulubrhan3324
@batsebamulubrhan3324 2 жыл бұрын
Zemari melakt yesemelna miki hawey
@heavenbrehane7160
@heavenbrehane7160 3 жыл бұрын
Zmare melaeketi yesemealena EGZABHER YLEMENELNA
@makdatsegai6744
@makdatsegai6744 3 жыл бұрын
Zemare melaekt yesemealna Miki hawey egziabher xegeu ybzhalka ... Amennnnn. Egziabher Amlak ti teum zmen libi zeregealu ymleselna dea ekbekebbb nbelelu """NEGZIABHER AMLAK MO TAY ZESEANO NGER ALO"" tebareku ahwaty....
@habentekle1036
@habentekle1036 3 жыл бұрын
Zmarie melaekt yesmealna tebarek kbur hawey Egziabher hsemna yqenttelna. xegeu yebzehalka fetari 🙏🏻♥️♥️
@samibereket1798
@samibereket1798 3 жыл бұрын
ሚኪ ሓወይ ኣምላክ ነቲ ጥዑም ዘመን ይመልሰልና ብምሕረቱ ይጠምተና፡ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ናይ ኣምላክ ምሳካን ምስ ኩሎም መሳርህትካን ይኩን፡ንዓካ ከኣ ኣምላክ ምሕረቱ የብዘሓልካ ኣጎልግሎትካን ዘመን ሂወትካ ኣምልክ ይባርከልካ ሚኪ ሃወይ
@simonsiyum1937
@simonsiyum1937 3 жыл бұрын
Zmare melaekt yesmealna kbur haw zemenka ybarek yeakl ybelena sdet,kertet,mfllay, yeakl!!!
@mercy271
@mercy271 3 жыл бұрын
Amen zmarei melakiti yesmeana hawey mearey amlak kabzi nlaali kitbirtia xega yehabzahalka hawey
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ እግዚኣብሄር ስደትና ዝሓጽረሉ ታሪኽና ዝቕየረሉ ዓድና ንምለሰሉ ገጽ ስድራና ንሪኤሉ ካብ ባርነት ሓጥያት ካብ ባርነት ሰይጣን ንፍታሓሉ ግዜ የምጻኣልና ።
@michealandom2592
@michealandom2592 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakt yesmalna kem bzhi mhretu ytemtena fetari 🙏✝️💒❤️
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 3 жыл бұрын
Zmarie melakt yesmelna miki hawey 🙏🙏🙏
@brhaneweldeslase6954
@brhaneweldeslase6954 3 жыл бұрын
Zimarie melakiti yesmealina hawina miko
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 5 ай бұрын
Xega ab leleli xega yhabkum bhaki zemene sdetna ykal ybelena amlakna bselam nab hukfi sdranan gorebabrnan hagernan yakakbena bhaki ewanawit mezmur eya zmarie melaek yesmekum
@user-kd4rk4og2z
@user-kd4rk4og2z 3 жыл бұрын
Nay bhaki qale hiwet ysmalna mergeta egziabiher nay agelglot zemenkum ybark
@wintatesfaalem2145
@wintatesfaalem2145 11 ай бұрын
Amen...ekibkib nblelu amlakey ❤❤❤❤
@kisanetadhanom3006
@kisanetadhanom3006 2 жыл бұрын
ዝማሬ መልእኽት ይስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልካ
@peterwelday3452
@peterwelday3452 3 жыл бұрын
አሜን ሰናይ ዘመን የምፃልና የህዋት አምላክ ገፁ ይመልሰልና ሰላም የውርደልና ስደትና የህፅረልና ጎይታ
@ውዕለትኪድንግልበዚሑኒዩ
@ውዕለትኪድንግልበዚሑኒዩ 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ እዛ መዝሙር ልበይ ተንኪፋትን ኣባታታና ዘይማሃሩና እቲ ቅድሚስ ኣቦታትና ተፋቆሩ እና በሉ እዮም ኣዕብዮምና እንተ ሕጂ ግን ምፍልላይ በዝሑ ሓውና ቃል ሂወት የስመዕልና
@tirhasgrmay6669
@tirhasgrmay6669 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሄር ኣምላኽ ሰላሙ ይልኣኽልና ብምሕረቱ ይጠምተና ፣👏👏👏👏🏫🏫🏫🏫👏👏👏👏
@kinghero5346
@kinghero5346 3 жыл бұрын
Amlak Balu Yihalwena Ember Endiy Basi Bezihu Abey Kemnged Tefina Eko Lomsi
@luwamyemane111
@luwamyemane111 3 жыл бұрын
Zmari melakt ysmealna yhwat tsegakum ybzhayo xbuk srah .
@user-yu9nf7no6f
@user-yu9nf7no6f Жыл бұрын
ናፍቆት ሕሱም ዩ😢❤
@gebrehiwetyosef8191
@gebrehiwetyosef8191 3 жыл бұрын
Lbka tseber tami zelewa mezmur😭😭😭 zmare melakti yesmalna .
@shmendiasmerom6876
@shmendiasmerom6876 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይምለሰልና ዘማሬ መላአክት የስመዓልና ዘሃወይ።
@danielfirezgi5422
@danielfirezgi5422 3 жыл бұрын
Qal hiwet yesmelna lbi ztnkf zmarie Egzabhier senay u yebzhalna
@user-vp7lg7mt7p
@user-vp7lg7mt7p 3 жыл бұрын
ብጸግኡ ይደግፍካ ሚኪ ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስምኣልና
@atakltielias
@atakltielias 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!! ዝማረ መላእክት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏፡ ይሃብኩም ድያቆን ሓውና 🙏🙏🙏.
@yohanaberhane4185
@yohanaberhane4185 3 жыл бұрын
Amen🙏🙏🙏🥺.libka ztinkif mezmur💝miki hawey neaka kea mihret yewrdelka fetari Amen🙏🙏🙏
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 2 жыл бұрын
Zmare melaekt yesmalna
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 3 жыл бұрын
Amen miki hawna zemenka ybark sdetna yehxiru tum zemen ymleselna🙏🙏🙏😭😭😭
@sandroghirmay7592
@sandroghirmay7592 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ማይኮ ሓወይ
@tadeseamare9544
@tadeseamare9544 2 жыл бұрын
Zmare melakti yesmalina egziabher amlak xegeu yebzhalkum
@semharkusmu4530
@semharkusmu4530 3 жыл бұрын
Zmare meleakit yesmealna
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ዘመን ኣቦታትና ይምለሰልና።
@edenteklehaimanot6215
@edenteklehaimanot6215 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና
@rigatmehari5401
@rigatmehari5401 3 жыл бұрын
amen amen amen zmere meliakti ysmealina
@arsiemamebrahtu6610
@arsiemamebrahtu6610 3 жыл бұрын
Zmarie melakti yesmalna Mikey ❤️❤️❤️❤️❤️
@HaniHani-ic4bf
@HaniHani-ic4bf 3 жыл бұрын
Btaemi temti lbka ttnkf kale hiwet yesmalna hawey
@alexteklit1946
@alexteklit1946 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይመስገን፤ ከማኹም ዝኣምሰሉ ኣገልገልቲ ዝሃበና። ንፍቕርን ሓድነት ቤተ-ክርስትያና እትጽዕሩ።💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 ኣጆኹም ቀጽልዎ፣ ከምዚ ዝኣምሰለ ሂወት ዝህብ መዝሙር ኢዩ ጸሚኡና ዘሎ ።
@efremhaile4153
@efremhaile4153 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏
@WeyniMurad
@WeyniMurad Ай бұрын
Aemennnnnnn 👑❤️👑❤️👑🙌💐🙌💐🙌🙏🙏🙏🙏🛐🛐🛐
@yesabhabteab1680
@yesabhabteab1680 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmalna nay agolugulot zemen edmekum ybark
@yohanaberhane4185
@yohanaberhane4185 3 жыл бұрын
zimare meleakti yesmeana miki hawey.selam yewrdelna liul fetari🙏❤
@fortunahabtemotivationalth5191
@fortunahabtemotivationalth5191 3 жыл бұрын
Amen 🙏Amen 🙏Amen 🙏zmare Melaikt yasemaln. Blbi wshtka ztnkf mezmur Egziabher Amlak xegu yebzhalkum. Sdetna yhxrelna.
@yowhannestesfamichael4979
@yowhannestesfamichael4979 3 жыл бұрын
Amen zimare meliakti yesmialna
@danielfirezgi5422
@danielfirezgi5422 3 жыл бұрын
Zmarie melaekt ysmelna kbur haw egzabhier xegeu yebzhalka
@sami9086
@sami9086 3 жыл бұрын
Ezgabher amlak mhretu yewrdelka hawey
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 3 жыл бұрын
Amennn Egziabher Amlak kulu ab edu eu ymelselna nay selamn fkeren hagosen sihaken gzie Zmare melakt yesmalna tsegu yebzhalkum ahwat
@genetzerabruk3854
@genetzerabruk3854 3 жыл бұрын
Kalhwait yealna
@nfaqerdoalena8799
@nfaqerdoalena8799 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪ zmare melaekti yesmalna
@aekuattube
@aekuattube 3 жыл бұрын
እልልልል እልልልልልል እልልልልልልል ሠናይ ሠናይ ውእቱ።
@kisanetteame7698
@kisanetteame7698 3 жыл бұрын
Betaemi lebka zetnkf mezmur Amlak ymlselna ekbkeb neblelu Amen 🙏🙏🙏🙏❤️🙏😍
@samrawitmebrahtu3544
@samrawitmebrahtu3544 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና !!! ሚኪ ሓወይ አግዚኣብሄር ኣምላክ ጸሎት አቶም ቅዱሳኑ ክብል ገጹ ይምለሰልና 🙏🙏🙏 !!!!
@rimonsimon130
@rimonsimon130 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስማለን ወንዱሜ።😍😍😍
@teametube8509
@teametube8509 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም💠👑❤💠
@wedihabte2962
@wedihabte2962 3 жыл бұрын
ምለሰልና እወ ጎይታ ዘመን ኣቦታትና
@wehazittesfamichael4120
@wehazittesfamichael4120 3 жыл бұрын
Amennn ❤️ zmare Melaktiy yesmalna 🙏🙏🙏
@ambesajrsemere3466
@ambesajrsemere3466 3 жыл бұрын
Yeakil belena ezi Hsum sdet Mleselna ekibkib nblelu Kulu ab. Edka eu fetari kulu Alem.
@sarazenawi5752
@sarazenawi5752 3 жыл бұрын
bitami libika tinikif Mezimer eya zimare melakti yesmealina Amen Amen Amen 🙏
@peacepeace1419
@peacepeace1419 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላኣክት የስምዓልና ሚኪ ሓውና እግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏
@delinabeyene4065
@delinabeyene4065 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@elaryabereket1919
@elaryabereket1919 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማልና እወ እቲ ጥዑም ዘበን ናይቶም ኣቦታትና ምለሰልና
@robelpaulos5148
@robelpaulos5148 3 жыл бұрын
ደስ ዝብል ዝማሬ መላአክት ዝመስል መዝሙር ....ልብኻ ዘረስርስ ጥዑም ዝማሬ ኡፍፍፍ አግዚኣብሄር ይባርካ ሚኪ ሓወይ🙏🙏🙏 !!!
@bielulmenkerios5086
@bielulmenkerios5086 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማልና! እግዚብሄር ብ ጸጋ ይደግፍኩም።
@muluebahta2876
@muluebahta2876 3 жыл бұрын
Amlak akakbo yefterlna mes sedrana betaemi lebka tetnkef mezmur
@luwammesfn1766
@luwammesfn1766 3 жыл бұрын
ዝመራ መላክቲ የስመዓልና ሚኪ ሓውና ነዓካ ጸጋ እግዚኣብሔር የብዘሓልካ ሚኪ ሓወይ
@suzansimon992
@suzansimon992 3 жыл бұрын
Zmarie melakti yesmealna nay agolgulet zemenkum ybark brukat yhwat 🙏⛪💒
@rahwarahwa9513
@rahwarahwa9513 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ህያው አምላኽና ይአክል ይበለና ኦ ህያው አምላኽና ሓደራኻ ስደትና ኣሕጽረልና ሰላምካ ላኣኸልና አሜን አሜን አሜን
@sasimeksebalem3466
@sasimeksebalem3466 3 жыл бұрын
Zmare melaekti yamealna 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ edmen tienan yhabika Miki hawey🙏
@Ereytsda
@Ereytsda 3 жыл бұрын
Zmare melaekt Yesmalna Micheal hawey Amlak edmen Tinan yhabelna Tsgeu abzihu yhabka. Nay agelglot zemen hiwetka yebark kemu wen kulkum sdra Egziabhier yehwat.
@esromesrom3528
@esromesrom3528 3 жыл бұрын
😍😍😍WOW zmariey mlaketi yesemana🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@esromesrom3528
@esromesrom3528 3 жыл бұрын
@hermongebrehiwet5745
@hermongebrehiwet5745 3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmalena miki hawey egzabher xegaiu yebzhlika zehwey
@selamgebremichael
@selamgebremichael 3 жыл бұрын
zmare melakt yesmealna hawuna behaki labka ztnkif mezmur
@RB-do2vg
@RB-do2vg 3 жыл бұрын
So touching 😥zemare melaekt yesmealna
@yorsyors5490
@yorsyors5490 3 жыл бұрын
Amen amen amwn zmare melaekti yesmealna hawna amlak xegau yebzehalka
@abadityohannes3530
@abadityohannes3530 3 жыл бұрын
Zemare melakti yesmealna ahwetey bahaki selam yewredelna 🙏🙏🙏🙏
@st8671
@st8671 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዓና ፡፡ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብጸግኡ የኣኻኽበና ፡፡
@samuelkidane9657
@samuelkidane9657 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna zemari melaekti yesmealna egzabiher amlak mhretun natsenetun yawujelna
@hanahaile8877
@hanahaile8877 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ሚኪ ሓውይ ዘማሬ መልኣክቲ የስምዓልና
@ermiastekleab8254
@ermiastekleab8254 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምኣልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ እምላክ ይባርክ
@michaelokuba7070
@michaelokuba7070 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare Melaekti yesmalna.
ዕፀሳቤቕ TV - (በቲ ሓይሊ ዝህበኒ) by  Zemari Bereket Tikue : Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
8:51
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 2,5 МЛН
At the end of the video, deadpool did this #harleyquinn #deadpool3 #wolverin #shorts
00:15
Anastasyia Prichinina. Actress. Cosplayer.
Рет қаралды 20 МЛН
Asbi alo #ዝጽግዓላ #zxgeala - ዲ.ብርሃነ ፍስሃየ- New Eritrean Orthodox #Mezmur 2020
7:23
Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ
Рет қаралды 1,4 МЛН
yefkrekaye(የፍቅረካ’የ)~Eritrean ~Orthodox ~Tewahdo mezamur ~(ንስሓ) remixed (2022) By Zemari Henok Fikadu
5:08
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 2,9 МЛН