No video

Eritrean Orthodox tewahdo mezmur ካብ ሑጻ ባሕሪ( kab hutsa bahri ) ናይ ንስሓ መዝሙር - Lyrics

  Рет қаралды 658,219

Yonas Kinfe

Yonas Kinfe

Күн бұрын

ናይ ንስሓ መዝሙር (ናይ ጾም) ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጢኣተይ ምስ ጽሕፈት ዘለዎ

Пікірлер: 643
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 3 жыл бұрын
please Subscribe ኣይትረስዑ ኢኩም ኣብዚ ናተይ ቻነል kzbin.info/door/wZLDhkCw4Y35Q8G6hDYdtw ሪኢተኩም ሓሳብኩም ከኣ ኣይፈለየኒ ።
@fnaneyob4368
@fnaneyob4368 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላአክቲ የስማዓልና
@tsegawitkhasy4976
@tsegawitkhasy4976 3 жыл бұрын
Abet goytaye yqre belelna
@helentesfankel2705
@helentesfankel2705 2 жыл бұрын
@HanaTesfayTekle-cg6fv
@HanaTesfayTekle-cg6fv 11 ай бұрын
ኦ እግዚኣብሕር ኣምላኽ ይቅረ በለልና ኣብታ ትመጺእ መንግስትካ ዘክረና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-mj3xk4vo2w
@user-mj3xk4vo2w 9 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mennettube6486
@mennettube6486 4 жыл бұрын
ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጥያተይ ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ሰማይ ኣይዝርዘርን’ዩ ብዙሕ እዩ በደለይ ምኽኣሉ ስኢነ ከቢዱኒ ጾረይ ንስሓ ዝሰራዕካ ኣይኮነን ንጻድቃን ንዘይበደሉኻ ንኣብርሃም ንይስሓቅ ንያዕቆብ ንሙሴ ኣኮነን ንእዮብ ንዓይ ንሓጥእ’ዮ ንዓይ ንዱኹም ሰብ:: ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ:: ዕርቃነይ ተሪፈ ተገፋፍ ጸጋይ ቅድሜኻ ደው ክብል ኣይክእልን ብርከይ እነይ ብሓጥያት ጠኒሳ ወሊዳትኒ ጎይታይ ንሓጥያተይ ኣሕሊፍካ ኣይትሃበኒ ቅኑዕ ኣለኻ ኣምላኽ ክትቀጽዓኒ ቅኑዕ ኣለኻ ክትግስጸኒ:: ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ:: ግብሪ ዘይብለይ ቃልካ ተዛራቢ ኣብ መድረኽ ደው ኢለ ወንጌልካ ማሃሪ ዘማሪ ወዳሲ ሞቕረቢ ቀዳሳይ ኣብቲ ቅዱስ ቤትካ ማህሌትካ ቀዋማይ ግብሪ ዘይብለይ ደንዳን እዩ ልበይ ገብርሄር ክኸውን ጎይታ ፍቐደለይ:: ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ:: ቃልካ ዘክር ጎይታ ናይ ቀራንዮ ኣብ ቤተልሄም ምውላድካ ዘክሮ እቲ ኩሉ ስቓይ ምእንታይ’ዶ ኣይኮነን ቃልካ እዩ ጎይታ ሓኪም ንሕሙማን:: ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ:: ፍያታዊ ዘየማን ምስ ለመነካ ቃሉ ሰሚዕካ ሓጥያቱ ገዲፍካ ኣምስለኒ ከምኡ ንዓይ ንባርያኻ ጎይታ ዘክረኒ ኣብ ዳግማይ ምጽኣትካ:: ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ::
@embayematiwos6718
@embayematiwos6718 4 жыл бұрын
jhon
@user-xl7qg4ni4o
@user-xl7qg4ni4o 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን አሜን
@mennettube6486
@mennettube6486 4 жыл бұрын
ድንግለይ ኣደ ፍቕሪ ኣሜን ዝማሬ መላእክትን ቅዱስን ኣበው ዝተቀበለ ኣምላኽና ንዝማሬ ይሕዋትና ከም ጥዑም ጨና ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ቅቡል ይኹነልና::
@yedngllijbrhane5383
@yedngllijbrhane5383 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalehiwet yasmaalna 😭😭😭
@zereit981
@zereit981 4 жыл бұрын
ኣቶም ብጡዑም ድምጽኩም ልብና ተረስርሱ የሕዋተይ ከምኡ'ውን ቃል ሂወት እትምህሩና የሕዋተይ ዓስቢ ኣለኩም ኣሜን+++።
@filmonhabtay6106
@filmonhabtay6106 4 жыл бұрын
Nay bahki hawey
@filmontumzgi2852
@filmontumzgi2852 4 жыл бұрын
Naybhaki des zbel egziabiher amlak nay agelglot edmeom ybarkelom
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 жыл бұрын
nay bhkei amen amen amen
@binibakos1342
@binibakos1342 2 жыл бұрын
Nay bhaki Mezmr Zeriet hawey
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@user-lv6yk9kz2p
@user-lv6yk9kz2p 3 жыл бұрын
ኦ ኣምላኸይ ብምሕርትካ ዘከርኒ ኣነ ሓጣን እየ እሞ ይቅረ በለለይ 😭😭😭😭😭💔ዘማሬ መላኣካን ይስምዓልና ኩቡር ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏👏👏👏👏👏
@gauldnglmaryam.4780
@gauldnglmaryam.4780 4 жыл бұрын
ብመንግስትካ ዘክረኒ ጎይታየ ንዓይ ንሓጥእ ጋልካ😭😭🙏 ኣሜን ሓውና ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና 🙏
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 ай бұрын
Amen Amen Amen kem bzhi mhretka yu goytay😭😭😭🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@meronkibrom2523
@meronkibrom2523 3 жыл бұрын
የሕዋተየ ልብና ኣይንትርሮ፡ ኣምላክ ይኩሕኩሓና አዩ ዘሎ አሞ ማዕጾ ልብና ነርህወሉ፡ መታን ኣብ ግዜ ሓጢያትና ከርሕወና ናይ ዘላለም ሂወት ክህበና። ኣምላክ ምሳና አዩ ዘሎ ነስተውዕል አንተሎና፡ ንመንፈስና ነፍቕራ ልክዕ ከም መንፈስ ብጻይና፡ መታን ጽባሕ ንግሆ ከይረፍደና። ኣምላክ ምስትዉዓሉ፡ ጥበቡ ይዓድለና! ኣሜን! ፈጣሪና ኩሉ አዩ ዝከኣሎ። የፍቕረኩም አየ💕. ፍቅሪ ኣምላክ ምስ ኩላትና ህዚቢ ይኩን።✝💟☮
@gfuivji3021
@gfuivji3021 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጥዕምት መሃሪት እያ መዝሙር እያ እም ኣሕዋተይ ካብ ናብ ዓለማውስእቲ ናይ ኣምላክ ቃል ንስማዕ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ቅዱስ እግዚአብሔር 👐
@geni581
@geni581 Жыл бұрын
ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጢኣተይ ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ንሰማይ ኦ ፈጣሪ ስደትና ኣሕፂርካ ናብ ንስሃ ኣብቀዓና ካብ ወፂካ ምትራፍ ኣድሕነና💔🙏 ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፍትወይ💙🥰🥰
@yonatanhabtu3840
@yonatanhabtu3840 3 жыл бұрын
🙏ኣሜን፣ 🙏ኣሜን፣🙏ኣሜን ። ኣምላክ ናዓና ሓጢኣን ደቕካ ኣብ ትመጽ መንግስታካ ዘክረና በደልና ይቕረ በለልና 🙏🙏🙏።ኣቦታትና'ካ ኣምላክ ኣገልግሎትኩም ይርኣየልኩም ኦርቶዶክስ ንዘላለን ትንበር ስም አግዛኣቢሄር ንዘላለም ዝተመስገነ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@yordanosdesale6029
@yordanosdesale6029 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 жыл бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን! ¶ካብ ሑጻ ባሕሪ¶ ካብ ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጢኣተይ ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ሰማይ ኣይዝርዘርን'ዩ ብዙሕ እዩ በደለይ ምኻኣሉ ስኢነ ከቢዱኒ ጾረይ ንስሓ ዝሰርዓካ ኣይኮነን ንጻድቅ ንዘይበደሉኻ ንኣብርሃም ንይስሓቅ ንያዕቆብ ንሙሴ ኣይኮነን ንእዮብ ንዓይ ንሓጥእ'ዩ ንዓይ ንድኩም ሰብ ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ ዕርቃነይ ተሪፈ ተገፊፉ ጸጋይ ቅድሜኻ ደው ክብል ኣይክኣለን ብርከይ እኖይ ብሓጢኣት ጠኒሳ ወለደትኒ ጎይታ ንሓጥያተይ የሕሊፍካ ኣይትሃበኒ ቅኑዕ ኣለኻ ኣምላኽ ክትቐጽዓኒ ቅኑዕ ኣለኻ እንክትግስጸኒ ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ ብዝፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ ምግባር ዘይብለይ ቃልካ ተዛራቢ ኣብ መድረክ ደው ኢለ ወንጌልካ ማሃሪ ዘማሪ ወዳሲ ሞቚረቢ ቀዳሳይ ኣብቲ ቅዱስ ቤትካ ማህሌትካ ቀዋማይ ግብሪ ዘይብለይ ደንዳኒ እዩ ልበይ ገብርሄር ክኸውን ጎይታ ፍቀደለይ ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢካ ቃልኻ ዘኽር ጎይታ ናይ ቐራንዮ ኣብ ቤተልሄም ምውላድካ ዘክሮ እቲ ኩሉ ስቓይ ምእንታይ'ዶ ኣይኮነን ቃልካ እዩ ጎይታ ሓኪም ንሕሙማት ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ (ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ)(2) ፍያታዊ ዘየማን ምስ ለመነካ ንቃሉ ሰሚዕካ ሓጥያቱ ሓዲኻ ኣምስለኒ ከምኡ ንዓይ ንባርያካ ጎይታ ዘክረኒ ኣብ ዳግማይ ምጽኣትካ ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታ ክትመጽእ ከለኻ (ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ)(2)
@YacobTesfalem
@YacobTesfalem 14 күн бұрын
ኦ ጎይታይ ኣብዛ ግዚያዊት ዝኮነት መታለሊት ዓለም ሓጥያተይ ኣዝዩ ቡዙሕ ኢዩ እሞ ንጾረይ እትጸውር ውን ሓደ ንስካ ኢካ እሞ ጾረይ ዘራግፈላ ሓንቲ ናይ ንስሓ መዓልቲ ፍጠረለይ ኣሜን ኣሜን ኣሜብ😢😢😢😢❤❤❤❤❤
@meharena
@meharena 4 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና፡ ኣቤት ነብሰይ እንታይ ኢልኪ ኢኺ ተመኽንይዮ ይቅረ በለለይ ጎይታይ ብግዜ ንእስነተይ ዝገበርክዎ ሓጥያተይ ደምስሰለይ ኡፍፍፍፍ😭
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@tesfahansbrhane3369
@tesfahansbrhane3369 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤hei god morgen Niat Tesfahans Berhane
@user-fq6if3zl4w
@user-fq6if3zl4w 12 күн бұрын
ሓጥያተይ ካብ ሑፃ ባሕሪ ይበዝሕ ዩሞ ብመንግስትካ ዘኽረኒ ጎይታይ😢😢ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ኩቡር ሓውና
@debesayteklit9836
@debesayteklit9836 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና እዝጋብሄር ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@simrets5434
@simrets5434 4 жыл бұрын
Amen zmare melakti yesmialna hawna
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-ts8vn3ub4g
@user-ts8vn3ub4g 3 жыл бұрын
ኣቤት ጎይታ ሆይ ይቅረ በለልና
@habtugezae7135
@habtugezae7135 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመኣልና ናይበሓቂ ከብዳካ ትበል መዝሙር እያ
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@selameyudlieteynsha4018
@selameyudlieteynsha4018 3 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmalna mlash hawna abzelekayo selamu yihabka amlak
@meazakeshi4496
@meazakeshi4496 3 жыл бұрын
Mlash hawey zmare melaet yesmalna nay agelglot zemanka ybark fetari admen tanan yhabka zhawey
@natiman4433
@natiman4433 2 жыл бұрын
Ameeen meaziyeee
@deshi6644
@deshi6644 4 жыл бұрын
ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ሓውናቀጽሎ ዮናስ ሓወይ
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen💛💚❤🤲🤲🙏🙏
@semharhayleab7863
@semharhayleab7863 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዮናስ ሓወይ
@ansbdbbahhsbdb4304
@ansbdbbahhsbdb4304 3 жыл бұрын
ብመንግስትካ ዘክረኒ ጎይታ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ንአይ ንድክምትን ሓጥያተኛን ሓፍትኩም አብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ ፍቁራተይ
@anbeshagos2636
@anbeshagos2636 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና።
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@khankpk3495
@khankpk3495 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-cp3uv4wo4i
@user-cp3uv4wo4i 4 жыл бұрын
amen amen amen zmare melaekt ztekebele zmarekum ykebel amen.
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen
@askaleschnugese1610
@askaleschnugese1610 4 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yasemalna
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-km3yl8ho5l
@user-km3yl8ho5l 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላእክቲ የስምዕና ክብር ሓወና❤❤❤❤❤❤❤
@teklemariamasmerom1628
@teklemariamasmerom1628 4 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእክት የምዓልና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen
@asadaetho3618
@asadaetho3618 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-vq7oz5kj8f
@user-vq7oz5kj8f 3 жыл бұрын
አቤቴ ማሓረኒ ይቅረ በለኒ ገታየ ሆይ አነ ሓጥያተኛ እየ እሞ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-oc3pt7kn8o
@user-oc3pt7kn8o 3 жыл бұрын
ብመግስትካ ዘክረኒ ጎይታይ ናዓይ ንሓጢእ ጋልካ😭 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ክቡር ሓዉና
@fthiwedigerie3025
@fthiwedigerie3025 4 жыл бұрын
Amen amen amen zmarie melakti yesmalna
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-hq8vp2he9x
@user-hq8vp2he9x 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራተይ
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@fioriabraham5206
@fioriabraham5206 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@habtekidane432
@habtekidane432 4 жыл бұрын
Amen amen amen zimare melakt yesmalna tesgiu yebzih
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@jsjsh8734
@jsjsh8734 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐና እልልልልልልል
@andayzemenfes817
@andayzemenfes817 4 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmalna kubur hawna
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@erifuturesmedia4892
@erifuturesmedia4892 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ተዘይተጋጌ ዘማራይ ሚላሽ ዜና ድዩ ሓቀይ ክቡራት የሕዋተይ
@natiman4433
@natiman4433 2 жыл бұрын
Xibuk aleka zemari melash zena eyu
@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r 4 жыл бұрын
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hirytihryti991
@hirytihryti991 4 жыл бұрын
@@yonaskinfe6164 zmarie melaekti ysemaelna🙏🙏⛪⛪⛪🙏🙏
@lpjokljyoiukht5242
@lpjokljyoiukht5242 3 жыл бұрын
ቃል ሃወት ይስመዐልና ከቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዘሐልካ
@yohanamichael348
@yohanamichael348 4 жыл бұрын
Kab huxa bhri ybezh hatyatey qah ele ktmt aykealkun n semay amen amen amen zmare melaekti yesmana ab zmexe mengstu yzekrena goyta fetari kulu alem sle kulu temesgen
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@nebaygurja5374
@nebaygurja5374 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna hawna,nay agolgulet zemenka ybarkn ykedsn Egziabher💒💒💒🙏🏾🙏🏾🙏🏾Tewahdo nzelalem tnmber::
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@tedrosteklezgi9558
@tedrosteklezgi9558 2 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ከም ምሕረትካ አምበር ከም በደልና ኣይኹን
@gghd4069
@gghd4069 3 жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መልአኽቲ የስመዐልና 😢😥👐
@bietuestifanos1153
@bietuestifanos1153 4 жыл бұрын
(Amen 3)ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና❤❤❤🙏⛪️
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
ኣሜን
@ST-mk3mz
@ST-mk3mz 3 жыл бұрын
Amen! Amen! Amen!!! May GOD bless you🙏🙏🙏. ዝማረ መላኣክቲ የስመኣልና::
@atsedesamerayou5400
@atsedesamerayou5400 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረመልኽት የሰምዓላና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@fthawitghirmay3922
@fthawitghirmay3922 4 жыл бұрын
Amen amen
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ኣቤቱ ኣምላኬ ሆይ ለንስኃ ሞት ኣብቃኝ ኣቤቱ
@user-he2ev4ez6p
@user-he2ev4ez6p 4 жыл бұрын
Amen.Amen.Amen.kale.Hiwet.Ysemalena
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@danielshishay4870
@danielshishay4870 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኽቲ ይስምዓልባ
@yemaneteklemikeal2037
@yemaneteklemikeal2037 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@nurayinabdu6091
@nurayinabdu6091 3 жыл бұрын
Zemari melaakiti yesmealna hawuna edmen tenan yhabka amlak
@zerietmahri3698
@zerietmahri3698 4 жыл бұрын
Amen amen amen amen qal hiwet yesmaalna zmare melaikti yesmaalna amlak xeguu yebzahalka hawuna
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@yohanayosief8176
@yohanayosief8176 4 жыл бұрын
Amen amen amen zemare melaeiktiei yesmalena zehawey
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@binibakos1342
@binibakos1342 Жыл бұрын
I always come back to this mezmur whenever I remember I am not worthy of the lord’s mercy
@Gh-sj7yf
@Gh-sj7yf 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብመንግስትካ ክትመፅእ ከለካ ዘክረኒ ጎይታይ አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-km6bt1xy3k
@user-km6bt1xy3k 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና
@user-cx1oz6ok7q
@user-cx1oz6ok7q 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ኩቡር ሔዉና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@merrygebrehiwet6793
@merrygebrehiwet6793 3 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmalna kubur hawna, Kem huxa behri ynezh Hatyatey , Bzefrh grma ktmexe keleka zekreni ika Oo goytaye kem gbrna zeykones bayni mhretka temtena , Ynas hawna naka kea xegu yebzhalka
@Kubrom27
@Kubrom27 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmslna
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@hareguyemane8272
@hareguyemane8272 4 ай бұрын
Amen Amen Amen zemarie melakti yesmealna.❤
@ccccf2259
@ccccf2259 Жыл бұрын
ብመግስትካ ዘክረኒ ጎይታ ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
@merhabachannel9922
@merhabachannel9922 3 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmalna amen amen amen
@abosaud3659
@abosaud3659 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሰናይ ይስመዓልና ጸግኡ የብዘሐልካ ዝማሬ ቅዱሳን ዝተቀበለ ዝማሬካ /ና ቅዱስ አግዚአብሔር አምላክ ይቀበለልና አሜን ጸግኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓወይ ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽአ ከለኻ ብዘፍርሕ ግርማ ክትመጽአ ከለኻ ዘክረኒ ኢካ አሜን 😭😭😭
@shewittesfamariam3331
@shewittesfamariam3331 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zimare melakiti
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@fiyoriokbay4007
@fiyoriokbay4007 3 жыл бұрын
Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen Zmare melakit ysmalna
@shewitmengs1923
@shewitmengs1923 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ፡ጸጉኡ ይብዝሓልካ።
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@knfeabraha8196
@knfeabraha8196 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመኣልና ወገነይ😍🙏
@user-lv6yk9kz2p
@user-lv6yk9kz2p 3 жыл бұрын
ኦ ኣምላኸይ ከም ተግባረይ ኣይትፈርደን😭😭 ኣነ ሓጣን እየ ከም ብዝሕ ምሕርትካ ሓጣተይ ደምሰስ 😭😭😭💔💔💔
@merhawigebrehiwet5997
@merhawigebrehiwet5997 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna
@simonmengstap6395
@simonmengstap6395 4 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላአክቲ የስማዓልና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@eyobeyob3098
@eyobeyob3098 4 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@michaelteweldemedihn2101
@michaelteweldemedihn2101 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@samsomelias2444
@samsomelias2444 3 жыл бұрын
ፍያታዊ ዘየማን ምስ ለመነካ ንቃሉ ሰሚዕካ ሓጥያቱ ሓዲኻ ኣምስለኒ ከምኡ ንዓይ ንባርያክ ጎይታ ዘክረኒ ኣብ ዳግማይ ምጽኣትካ ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመጽእ ከለኻ ብዘፍርህ ግርማ ክትመጽእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝማሬካ ይቀበለልካ ናይዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባርከልካ ካብ ጸጋ ናብ ጸጋ ይዓድልካ
@user-wj6gy2ex9n
@user-wj6gy2ex9n 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማኣና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-fg6mk3db1i
@user-fg6mk3db1i 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማረ መላክቲ የስምዓልና።
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@arontekia3555
@arontekia3555 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብጣዓሚ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር እግዚአብሔር አምላክ ንንስሓ ዝበቅዕ ልቢ ይዓድለና አሜን።
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@abrahamghebregzabhier4647
@abrahamghebregzabhier4647 4 жыл бұрын
Amen amen amen zemare melakti yesmalna
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@shewitweldemichaelteklemic7919
@shewitweldemichaelteklemic7919 3 жыл бұрын
O Amlakey nay nhati baryaka yqre beley Zmare melakti yesmaelna
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 3 жыл бұрын
ከም ሑጻ ባሕሪ ይበዝሕ ሓጥያተይ ቋሕ ኢለ ክጥምት ኣይክእልን ሰማይ ኣምላኬ ንንሳሕ ሞት ኣብቀዐኒ 😥😥 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሩከይ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ የብሐልኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርኽ ይቀድስ 🤲🤲🤲🤲
@alekrespo4694
@alekrespo4694 4 жыл бұрын
amen zemari melaketi yesemealena ohh amlak bimehretka meharena..
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Letsharaya
@Letsharaya 3 жыл бұрын
A amelak aboy bmflats ykun bzey mflats zserahkuwo ykre ytrf beley amlak aboy kulu ykaaleka eye ezgabiher amlak 😭😭🙏🙏🙏
@D_SALU
@D_SALU 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ቁዱሳን ዝባረከ እዝግኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽ ጸግኡ ድማ የብዝሓልካ ኩቡር ሓውና❤️🙏🙏🙏
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ኣምላክ ሓጥያትና ሓዲጉ ኣብታ ትመጽእ መንግስቱ ይዘክረና ናሓዉና ከዓ ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
@semeregebreslasie1991
@semeregebreslasie1991 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-vq7oz5kj8f
@user-vq7oz5kj8f 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክት ይስመዐልና
@frtunagebreyohanns8750
@frtunagebreyohanns8750 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@tigistitewelde1862
@tigistitewelde1862 4 жыл бұрын
Amen Amen
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 4 ай бұрын
ዝፈትዋ መዝሙር ናይ ንስሃ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀገኡ የብዝሕ ክቡር ሓውና👏👏👏😢❤❤
@luwam6122
@luwam6122 4 жыл бұрын
Amen kalhiwet yesmana amen🙏🙏🙏🙏
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-bf4ye4dv5c
@user-bf4ye4dv5c 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣብ ዳግማይ ምጽኣቱ ንኹላትና ህዝበ ክርስትያን ይዘክረካ. ምሕረቱን ፍቑሩን አቲ ሉዑል ፈጣሪ ይስደደልና አቶም ኣብ ዝተፋላለየ ኩርናዓት ዓለም ዘለካ
@samuelmengstab3312
@samuelmengstab3312 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክ የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልካ ኣጀካ በርተእ
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@mebrahtubeyene9623
@mebrahtubeyene9623 4 жыл бұрын
Aman zmare melakti yesmalna nhawna xega egziabhier Amlak mskulatna deki tewhado ykun bereket rediet nay adeina kdste kudusan weladit Amlakna ms kulna ykun 🧡💗🗼💒⛪💓💙💜💗💛💚🙏
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Trhasgaltewahdo
@Trhasgaltewahdo 3 жыл бұрын
ብመንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ክትመፅእ ከለኻ ብዘፍርህ ግርማ ክትመፅእ ከለኻ ዘክረኒ ኢኻ አሜን /፫/🙏🙏🙏🙏🙏 በውነት ንክቡር ሓውና ጥዑም ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና 🌹🌹🌹🌹
@wediyemane8
@wediyemane8 4 жыл бұрын
ዝማረ መላኣኽቲ የስምዓልና ኣምላኽ። ቡሩኽ ጾም ይግበረልና።
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-cp4lj4sl2l
@user-cp4lj4sl2l 4 жыл бұрын
ኣሜን (3) ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና ሓውና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@henokokubazghi4909
@henokokubazghi4909 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@temesgenamlakey2695
@temesgenamlakey2695 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmaria melaektiy yesmalna Amlak xegoo yebzhalka
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen amen
@welduzayd4717
@welduzayd4717 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen zimare mlaekti ywsmalna
@genetokube2508
@genetokube2508 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ኦ ጎይቲ ኣብ ምጻትካ ዘክረና ኢካ
@selamtsegay2909
@selamtsegay2909 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@romanande169
@romanande169 2 жыл бұрын
Zmarye melaekti yesmalna kbur hawna tsegun bereketun yebzhalka agelglotka ybarek Bayni mhretka temtena amlakey Amen Amen Amen
@slamhsloom1993
@slamhsloom1993 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና🙏🙏🙏😥😥😥😥
@yodittewelde321
@yodittewelde321 3 жыл бұрын
Amem Amen Amen zhawey abt mdhney marena bejaka zmare melakt yesmalna hawey ykber ymesgen nakum zfetere gotay
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 3 жыл бұрын
Amen
@hiritykahsu8125
@hiritykahsu8125 4 жыл бұрын
Zemare melaekti yesemealena tsegeu yebzehalka Egziabher Amlak
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@geni3064
@geni3064 3 жыл бұрын
አሜን፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናብ ንስሃ ሞት አብቀዓና ጎይታይ
@senaittekie2573
@senaittekie2573 2 жыл бұрын
Amen amen amen o amlak aboy yekire belelina 😭😭😭
@Djhfjxsk
@Djhfjxsk 4 жыл бұрын
Bmengstka zekreni goytay neay nhati galka 🙏 kal hiwet yesmalena egzabiher nay agolgulet admekum ybarkelkum ahwatey 🙏
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ብመንግቱ ይዘክረና ሓጥያትና ይቕረ ይበለልና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
ዝተመረጹ ምሉእ ናይ ንስሓ መዝሙር። Eritrean orthodox tewahdu full nay nisha mezmur.
51:45
Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
Рет қаралды 539 М.
ኣደ ሩፍታይ|| ምሉእ ኣልበም. ADE RUFTAY WHOLE ALBUM.
1:19:22
KABATRANOS TV
Рет қаралды 1,1 МЛН
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 42 МЛН
ተመሊሰ ሓድሽ ልቢ ዝማርክ ትግርኛ መዝሙር  ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ New Tigrigna Orthodox Mezmur 2023
6:35
ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ zemarit hewan G/Aneniya
Рет қаралды 1,2 МЛН
🔴 የፍልሰታ ለማርያም መዝሙሮች ||Ethiopian Orthodox Mezmur Filseta Maryam @Hosaenamedia
1:03:41
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 733 М.
ቅድስት ኣናሲሞን Eritrean Orthodox Tewahdo Church film
1:55:54
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 678 М.
የኪዳነ ምሕረት መዝሙሮች new kidane mhret mezmur 2024 #ethiopian #ortodoxo #tewahido #mezmur
24:41
ኪዳነ ምሕረት ኩኒ ሚዲያ kidane mhret kuni Media
Рет қаралды 17 М.
#collection_non_stop_nsha_mezmur_ናይ_ንስሓ_መዛሙር_2021
1:31:18
Anastasia ኣናስታስያ
Рет қаралды 320 М.