eritrean songs 2024- kiros asfaha-sefei(ሰፍኢ)

  Рет қаралды 77,884

Kiros Asfaha

Kiros Asfaha

Күн бұрын

ግጥም ኪሮስ ኣስፋሃ
ዜማ አብርሃም ባይረ

Пікірлер: 694
@YafetKiros
@YafetKiros 11 күн бұрын
ኩሉ ከም ኪሮስ ዘትኸውን ሲ ከምቲኣ ንምነያ ኤርትራ ምመስረትናያ❤❤❤❤❤❤ ኪሮሰይ ንበረልና ንዘላኣለም
@SenedTesfa-is4yn
@SenedTesfa-is4yn 5 ай бұрын
ኪሮስ ጅግና ሰላም ናይ ሃገርና የረካ አምበር ህዝብናስ ጠላም አዩ ኩሉ ጠልሙዎም አስራት ኣቦታትና
@AbielBereket
@AbielBereket 5 ай бұрын
Kiki jgna nhaqi teqalasay 🎉🎉🎉🎉 .
@MikelTewelde
@MikelTewelde 5 ай бұрын
ኪሮስ ጅግና ከማካ ተቃላሳይ የለን ሓቦኛ ናይ ብሓቂ ሰራዊትና ኣኪልዎም ንመዋእሎም ክዝኩሩካ አዮም።
@yohannesyemane5569
@yohannesyemane5569 5 ай бұрын
ኪሮስ ኣባ ዳህሪ ኣይሑሱ ኣየውሪ ብየማን ጸፊዕካ ብጸጋም ተብሪ 💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪
@gabigunners8073
@gabigunners8073 5 ай бұрын
ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ግዜ ብባዓል ሕልናን ብድምጺ ውጹዓት ወትሩ ክትዝከር ኢኻ ወዲ ኣስፍሃ ጅግና።
@Gebremedhin-nl8pk
@Gebremedhin-nl8pk 5 ай бұрын
ኣዶ ከም ኪሮስ ወሊዳ ትምከን farsey abo bzhuat my love. ውዕለታ ህዝብካ ብኣምላክ ርከቦ
@simonmussie86
@simonmussie86 5 ай бұрын
1.5m
@Soli354
@Soli354 3 ай бұрын
Amen
@yonastekle1019
@yonastekle1019 5 ай бұрын
ድምጺ ውጽዓት ብዓል ሕልና ኪሮሰይ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@bobsmart8302
@bobsmart8302 5 ай бұрын
ጽብቅቲ ስያመ ኪሮሳ ጂግና ነዚኦም ሰፍኢ ምድግዳጎም ጥራይ
@TedrosEyasu-z3x
@TedrosEyasu-z3x 5 ай бұрын
ኪሮስ ኣፍ ውጹዓት ኩሉ ክቅየር ዩ ጽባሕ ካልእ ምዓልቲ ኢያ 💙💙💙💙💙
@meyeah4882
@meyeah4882 5 ай бұрын
Sekt hasawi ferah hadami beqa nay internet konkum terifkum 😂😂😂 bro kid tewagae hasewti comment dea xehafu demamu
@Kemkemey
@Kemkemey 4 ай бұрын
ኣንጻርካ ደው ኣይበለን ኣንጻር ነብሱ እምበር።ቁርብ ዓመት ጸኒሕካ ርኣዮ ጣዕስኡ ኪሮሳ
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 5 ай бұрын
This is why we love you and respect you so much Sir💙✌🏽!!!
@meyeah4882
@meyeah4882 5 ай бұрын
Damn respect? 😂😂😂😂 you runs away with him yoo anxiwa zeytiatuwu dea nihna tblu nerkum mish 😂😂😂😂 funfunat tegaru
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ 5 ай бұрын
ኪሮሳዊ መትከላዊ ኩሉ ጊዘ ብሉጽ ስራሕ 💙💙💙💙💙💙👊👊👊👊👊💙💙💙💙💙💙💙💙።
@king_kiros_
@king_kiros_ 5 ай бұрын
ፋርሰይ ዘመድ ልበይ ❤ ንጉስ ጥበብን ሓቅን🤴💙
@shishi_wedi_tes
@shishi_wedi_tes 5 ай бұрын
ኪሮሰይ ከማኻ እኮ እኮ ኣይተፈጠረን ኣርሓ💙🦁
@Okkjkukiuiujk
@Okkjkukiuiujk 5 ай бұрын
*ካብዛ ስናዕ ንደቃ ዘይትኸዉን ናይ ዉሑዳት ሰባት ሃገር*ኪሮሰይ ትዓብ ኣጆኻ ዓወትና ናይ ግድን ዩ*
@filmonestifanos2608
@filmonestifanos2608 2 ай бұрын
ኪሮሰይ ጅግና ወዲ ህዝቢ💙💙💙💙💙💙💙💯💢💢💢💯💯💯💯💯
@wedi-bereket
@wedi-bereket 5 ай бұрын
Well come back Kirosey,xbuk srah zema Abraham Bayre xbuk gerka serihkaya kuluna brged nhamedu like comment share nbel nezom natna baelna support ngberelom deki meley ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Znab11
@Znab11 5 ай бұрын
Kerosay King seb matkal abo haqei kulu geza bulux nay buluxat 💙💙💙💙💙💙✅️
@ኤርትራ-ነ3ጠ
@ኤርትራ-ነ3ጠ 5 ай бұрын
Xbahana bzey beaka ente koyna ttrefena farsey ❤❤❤
@merihteame1085
@merihteame1085 5 ай бұрын
ወትሩ ኣብ ጎኒ ዉጹዓት ኣጆካ ክወግሕ ዩ💙💙💙💙💙
@thomsteame
@thomsteame 5 ай бұрын
ኪሮሰይ ኣቦ መንእሰይ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ፍትሒ 💙🌿💙
@TaflaKing-j2m
@TaflaKing-j2m 2 ай бұрын
ኪሮስ kinግ❤ጥበብ ንበር ክበር ❤❤ኪ❤❤ሮ❤❤ስ❤
@ጉድፈላ
@ጉድፈላ 5 ай бұрын
ናይብሓቂ ምሃሪ ደርፊ እዝኒዘለካ ባርያ በጃካ ስማዕ😢😢😢😢😢
@jontesfay5418
@jontesfay5418 5 ай бұрын
Kiros king abo haki good Job
@abelkbrom8725
@abelkbrom8725 5 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ምስ ህዝብካ ኪሮሰይ ክወግሕ ኢዩ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@samuelberih6770
@samuelberih6770 5 ай бұрын
ኪሮሰይ ፈውሲ ልበይ 💙💙💙💙
@wedimom
@wedimom 5 ай бұрын
Kiros asfaha king amazing voice 🎉🎉😢
@ephriemmichael
@ephriemmichael 5 ай бұрын
ኪሮስ መሰታ ሓቂ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@-zo7mx
@-zo7mx 5 ай бұрын
ኪሮስ ጅግና ብስነጥበብ ጥራይ ተቃለሰልና ❤❤❤❤❤❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ኪሮስ ዓቢ ሰብ ተዋህዶን ኣምሓይ ዝተቀየሩን እዮም ንሚልዮናት ህዝብታት ዘሳቅዩ ዘለው !
@NebiTesfamkael
@NebiTesfamkael Ай бұрын
Kiros king ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Shawsh-e3d
@Shawsh-e3d 5 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙kirosey kab zfan ngsnetu weridu nhaqi zharey
@Hi-y8wምንባር
@Hi-y8wምንባር 5 ай бұрын
ኪሮሳዊ የኣኽ ❤❤❤ኣጆኹም ንሓመዱ ኣሕዋተይ ሰብ ሕልና
@Amanule-zu1hf
@Amanule-zu1hf 5 ай бұрын
ሓደ ክንዲ ሽሕ ኪሮስ ጅግና
@TsflaBoy
@TsflaBoy 5 ай бұрын
ኪሮሰይ ንጉስ ጥበብ ኩሉ ግዜ ሑጉስ ኢየ ባኣካ ❤ታ❤❤ላ
@ykalozerihans
@ykalozerihans 5 ай бұрын
ኪሮሰይ ጅግና ናይ ጀጋኑ ብፍቅሪ ህዝቡ ዝሓረረ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@miletebeletse443
@miletebeletse443 5 ай бұрын
ኪሮሰይ ኣፍ ዉጽዓት ብዓል ሕልና💙🌿💙🌿
@JapanHadsh
@JapanHadsh 4 ай бұрын
King of king❤ኪሮስ❤❤ታ❤ፍ❤ላ
@habenmhretab5811
@habenmhretab5811 5 ай бұрын
ኪሮሰይ, ብልጽቲ ስራሕ, ክንዲ ኣቦናን, ኣያናን, ማሓዛናን, ዓርክናን, ንስኻ ኩሉ ኢኻ ንዓና።
@samiasgodom6096
@samiasgodom6096 5 ай бұрын
Kirosay weturu abe lebena 💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@YafetKiros
@YafetKiros 11 күн бұрын
Kirosey abo wuxeat❤❤❤
@zaydteklemariyam279
@zaydteklemariyam279 5 ай бұрын
ክሮሰይ ዝፈትዎ ሰነ ጥበባ ኣቦ ሓቅ ኣቦ ውፅዕ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@Galeb414
@Galeb414 5 ай бұрын
kiros My knig of ❤❤❤🎉😢
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 5 ай бұрын
King kirosey jegna abo haki admen tena yehbka feri 💙 🌿 💚 💙 🌿
@Kelie222
@Kelie222 5 ай бұрын
Fereseyyyy 🏇🏇🏇 meriet 🆎 mwgha eya dro kebdi adgi koyna
@KirosMeles
@KirosMeles 5 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙 ኪሮሰይ ንበረልና ቀጽለሉ
@SimonAmanuel-n9h
@SimonAmanuel-n9h 5 ай бұрын
Kiros ab alem ati zey teqm futur eyu
@hanimulue4525
@hanimulue4525 4 ай бұрын
ኪከይይ💙💙💯💯✊
@Flimon-hv9eb
@Flimon-hv9eb 5 ай бұрын
ኪሮስ ንጉስ ጥበብ ❤❤❤ከሙኡ ኢልሎ ሕጂ ዝበጻና ኣለና ኣባላትኩም በርጌድ ንሓመዱ
@tesfaydaniel1662
@tesfaydaniel1662 5 ай бұрын
ኪሮስ ኣባ ጥረግ ምስዉጹዕ ህዝቡ ኩሉ ግዜ
@dadMom-r4j
@dadMom-r4j 5 ай бұрын
ኪሮሰይ ጎይታ ህዝቡ
@MeraMaku
@MeraMaku 5 ай бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@samikfle
@samikfle 5 ай бұрын
ኺከይ ንጽሁ ገርሂ ከመኻስ የለን ኣታ ጅግና 🩵🩵🩵
@f2hr4z
@f2hr4z 5 ай бұрын
atum sebat kemzi kemey do n Kiros tfetwwo tkonu💙💙💙
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp 5 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙 kiros king of the king abo wuxae abo Haki
@Justbsxg1358hk.
@Justbsxg1358hk. 5 ай бұрын
ኬሮሰይ ኣቦ ዉጹዓት እንቃዕ ብሰላም መጻኻ🙏 ከማኻ እንተ ዝኾኑ እዞም ኩሎም ስነቀንጠብጠበኛታት ክንደይ ምስ ጠዓመ ኔሩ.....ጽባሕ ንጉሆ ግን ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ቦታኻ ዓቢ እዩ ደመይ💙💙💙💪👈
@Marken-s8j
@Marken-s8j 5 ай бұрын
💙💙💙
@binambini2343
@binambini2343 5 ай бұрын
Kirosay king 👑👑👑👑👑👑💙💙🌿🌿💙💙
@JermenRezene
@JermenRezene 5 ай бұрын
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@FilmonTadesse-l9u
@FilmonTadesse-l9u 26 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 ክሮስይ
@tesfaymhab
@tesfaymhab 5 ай бұрын
ኪሮስ ደላይ ፍትሒ ክብሪ ይሃብካ❤ ኣነ ግን ይስስዓልካ ዜማካ'ባ ከም ቀደም ኣመቅሮ ከም ሪኢቶ'ያ ❤❤❤
@ፈቃርሰብናፊቀ
@ፈቃርሰብናፊቀ 5 ай бұрын
😂😂😂 መይታቶ እንድያ ሰፍኢ ክብል ኣረጊት ሰፍኢ መሲሉ ዘሎ
@tesfaymhab
@tesfaymhab 5 ай бұрын
@@ፈቃርሰብናፊቀ ብ'ኪሮስ ንክትወረዛ ብቅዓት ኣለካ ድዩ?
@meashobrhane
@meashobrhane 4 ай бұрын
​@@ፈቃርሰብናፊቀይዋእካ ዘለኻ ዳመሰለካ ዝሞትካ እምበር ! ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኪሮስ ኣስፍሃስ ኣብ ምድሓን ህዝቡ ልዕሊ ሰቡን ከም ሰቡን ኣብ ቃልሲ ተጸሚዱ ስለዘሎ እዩ ንህዝቡ በቲ ክቡር ሞዩኡ ጌሩ ወጽዓ ህዝቡ ዝገልጽን ዘሎ። ንኸም በዓል ንስኻን ከማኻን ሕልና ኣልቦ ሓቂ እዳፈለጥኩም ኣብ ጥፍኣት ህዝቡኹም ብተቓለስቲ ትላገጹን ወረጃታት ማዕዶን ትኾንሉን። ኩቡር ስነጥበባዊ ኪሮስ ኣስፍሃ ሕሉፍ ግጥምታቱን ዜማታትን ካን ንነብሱ ሓሊፉ ዝበለጹ ስርሓቱ ንኸምኡ ስነ-ጥበባውያን ጥዑም ዜማን ግጥምን ዘበርክት ዝነበረ እዩ። ሕጂ ውን እንተኾነ ነቶም ዝርድኣና ቃና ስርሓቱ መሊሱ ይምዕዘልና እዩ ዘሎ። ንበኢኣል ንስኻን ከማኻን ግን ብዘይካ ሳዕስዒት ትርጉም ድሕነት ህዝቢ ዘይንታይኩም ስለዝኾነ! ቃንዛ ኩቡር ስነ-ጥበባዊ ኪሮስ ኣስፍኣን እቶም ነዚ ኩቡር ኣያና ንስዕብን ክትርዱኡና ኣይትኽእሉን ኢኹም። ሰፍኢ ምባል ዘስሓቐካ ትመስል ! ሰፍኢ ሓንቲ ቤዴታት ትስፈ ኣብ ኣጎልጉሎት ናብራና ትገልግል መሳርሒ እያ። እዚ ብፈጣሪ ዝተፈጥረ ሰብ ግን ካብ ተፈጥራዊ ሕልንኡ ወጹ ከምታ ብሰብ ዝተሰርሐት ሰፍኢ ዝኾነ ክወስዳን ክጥቀመላን ዝኽእል ! እዞም ሎሚ ኣንጻር ህዝቦም ምስ ስርዓት ህግደፍ ወጊኖም ዘለዉ ብሰፍኢ ምምሳሉ ዓቢ ትርጉም እዩ ሂብዎም። ምኽንያቱ ኣነ ሰብ ክሳብ ዝኾንኩ ብሰብኣዊ ሕልናይ እምበር ብፍርሒ ተባዒጠ ከም ብሰብ ዝተሰፍየት ሰፍኢ ዝኾነ ሰብ ክጥቀመለይ ኣይፈቅድን እየ።
@AmanuielWeldemaryam
@AmanuielWeldemaryam 5 ай бұрын
Kirosey ab haqi king wedi asfha ❤❤❤❤❤❤
@TekleTekle-xh5kv
@TekleTekle-xh5kv 5 ай бұрын
Kirosey King 🤴 welcome back 💙
@kibromtesfay8977
@kibromtesfay8977 5 ай бұрын
ጎይታ ሃቂ ስሚ ኣመጽቲ 🎉ካብ ሰፍx የድህነና
@Danini-o1i
@Danini-o1i 5 ай бұрын
kiros nay ውሽጠይ he is my blood❤
@sweetheaven3282
@sweetheaven3282 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኪሮስ ወዲ ህዝቢ 👌
@Amazonmedia12
@Amazonmedia12 5 ай бұрын
ኪሮስ ኣርሓ 💙💙💙🟦
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 5 ай бұрын
Kros hero abzi himak gezie lekabt zbzhwo gezie haki hizka terkbka kros haki metkelka.👍👍👍😍😍
@frezgishmay2922
@frezgishmay2922 5 ай бұрын
Kirosyyy is love ❤❤❤
@tewoldetesfamariam5170
@tewoldetesfamariam5170 5 ай бұрын
ብሉጽ ስራሕ!
@ሰላመይክረክብ
@ሰላመይክረክብ 5 ай бұрын
ኣይትትሓለል ኪሮሰይ ሓንቲ መዓልቲ እቲ ን ደልዮ ሰላም ክመጽእ ኢዩ
@medhanetesfay1314
@medhanetesfay1314 5 ай бұрын
Kiros HAWEY ❤❤❤ ajoka gzie alewo nwtsue hizbna
@Saymon23
@Saymon23 5 ай бұрын
Sefakis 💙💙💙💙 Kirosye yaho
@ብሊና
@ብሊና 5 ай бұрын
Kiros abo haqi amlakh edmen tienan yihabka tsibuk sirah 💙💙💙💙👏👏🤝🤝
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 5 ай бұрын
My hero real azemarino ❤🎉
@Shiden550
@Shiden550 5 ай бұрын
ኪኪ ጸረ ሓሶት❤❤❤
@ዓለምጨናዊትፎ
@ዓለምጨናዊትፎ 5 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ኪሮሰይ ወዲ ህዝቢ
@samrawithayelom1900
@samrawithayelom1900 5 ай бұрын
Kirosey anbesa 💙💪
@haneber7369
@haneber7369 5 ай бұрын
🆙🎵ኪሮሰይይይ!! U R ze True mussicial!...🎶🆓
@Yosantewelde-abraham
@Yosantewelde-abraham 5 ай бұрын
ጎይታ ሓቂ ❤❤❤❤
@dungadunga-f1z
@dungadunga-f1z 13 күн бұрын
ኪከይ ናይ ብሓቂ ተስፍኦም ካባነና ኢዩ ኩልኻ ሳብስክራይብ ዘይገበርካ ግበርሉ ነዚ ጅግና ❤❤❤
@wediereyfetawiadu2413
@wediereyfetawiadu2413 5 ай бұрын
Shul dmxi jgna Nay jeganu Sumi gewanu❤🎉🎉❤
@BatuBatu-o9z
@BatuBatu-o9z 4 ай бұрын
Kirosey❤❤❤
@PROMISEYOURSE
@PROMISEYOURSE 5 ай бұрын
ሰላም ኪሮስ ሓንቲ ክልቦውካ ነዚ መንሰይ ድፍኢ ኢልካ ከትዓርቆ ናይ ኩሉ ግዜ ሓሳበይ ኢዩ እዚ መንሰይ ኣብ 2023 ርእኻዮ ኢኻ ሓብሩ ክቃለስ ከሎ ህግድፍ ኣብ ትሕት ምድሪ ካኣቱ ኢዩ ደልዩ ኔሩ ሕጅ ግን ሰዕሮምና ኢዮም ሰለምታይ ተብልካን ዋላ ኪሮስ ውግንነት ሕጅ'ካ ኢኻ ኣብ መንጎኦም ከም ዓንዲ ኮፍ ኢልካ ከትቃራርቦም ይገባካ በዘተረፍ ጽቡቅ ሰራሕ🎉
@HabtomMehari-gh4vk
@HabtomMehari-gh4vk 5 ай бұрын
💙✊🏿kirosey jegna 💙💪🏿
@meronteame-l3f
@meronteame-l3f 5 ай бұрын
Eti hakegna eritrawi kiros asfaha hmum bhzbu❤❤❤
@biniambini9207
@biniambini9207 5 ай бұрын
Kirosey haqi azmarino 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@simonnabtan6635
@simonnabtan6635 5 ай бұрын
ዓርከት ኪኪ ኩሉ ግዜ ቡሉጽ hero
@emanabraha3251
@emanabraha3251 5 ай бұрын
Kiros abo haki mengste semayat kitwers eka
@FerzghiBerhe
@FerzghiBerhe 5 ай бұрын
ኪሮስይ ኣቦ ዉጻዓት ሑሙም ብህዝቡ
@SkyEritrea
@SkyEritrea 5 ай бұрын
Kirosy abo haki ❤
@MisgenaZeruTekle-ze6jq
@MisgenaZeruTekle-ze6jq 5 ай бұрын
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ ቡሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ
@semerearaya7302
@semerearaya7302 5 ай бұрын
ኪሮስ ኣስፋሃ መራሒ ሓቂ
@WediWelye-xb2bp
@WediWelye-xb2bp 5 ай бұрын
ኪሮሳዊ ❤❤❤❤❤❤
@WediHagos-z8w
@WediHagos-z8w 5 ай бұрын
𝐊𝐢𝐫𝐨𝐬𝐞𝐲 𝐚𝐛𝐨 𝐡𝐚𝐪𝐢👑🌿🩵🌿🩵👑🌿
@FREZGHITESFAGIORGIS
@FREZGHITESFAGIORGIS 5 ай бұрын
ኪሮስ ንጉሱ ዓለም
@Johannesbeyene
@Johannesbeyene 5 ай бұрын
🎉🎉🎉 Kiros 🎉🎉🎉 Abo HilinA
@jonathanamanuel8496
@jonathanamanuel8496 5 ай бұрын
Farsey abo haki 💙💙
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 5 ай бұрын
ድምጺ ባ ንኩኖም ኣተዕርፍ ሕልናይይይይይ💙💙💙
@m.entertaiment1614
@m.entertaiment1614 5 ай бұрын
ኪሮሰይ ሓላል ጎኒ ውጹዓት, ናይዚ እዋና የማነ ባርያ ሓላይ ህዝቡ!!!🩵🩵🩵🩵🩵🩵👍👍👍💞💞💞💞💞💞💞💞
@MaiLhamAzaboMaiLham
@MaiLhamAzaboMaiLham 5 ай бұрын
Kirosey wedi hzbi ngus tbeb💙👌💪
Eritrea musik kiros asfaha-gezawtna(official vedio)
8:25
Kiros Asfaha
Рет қаралды 148 М.
«Жат бауыр» телехикаясы І 30 - бөлім | Соңғы бөлім
52:59
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 340 М.
OCCUPIED #shortssprintbrasil
0:37
Natan por Aí
Рет қаралды 131 МЛН
ጻኒሒት ምስ ደቀይ ኣብ ትግራይ
46:13
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 72 М.
Medhanie G/Medhin_Niusey_(ንኡሰይ)_ Eritrean Tigrigna Music.
5:49
Eritrean music kiros asfha Ayni ketema(ዓይኒ ከተማ)
8:25
Meatwere(መዓትወረ)
Рет қаралды 92 М.
Kiros Asfaha |Shedenawitey with Lyrics by Y.T
8:07
Meley Yemane
Рет қаралды 745 М.
Menbar Aydgemnyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
11:25
ህየሳ ደርፊ 'ይተኣለ'
17:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 82 М.
«Жат бауыр» телехикаясы І 30 - бөлім | Соңғы бөлім
52:59
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 340 М.