Eritrean wedding Yared and Freta part 6 by Abera Bereket [Baria]

  Рет қаралды 39,595

Yared W

Yared W

Күн бұрын

Пікірлер: 25
@ereyadey5695
@ereyadey5695 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ኣታ እዚ ባህልናን ኣደታትናንንንን ! መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበሮ ።
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
Amen
@mt-pc6lf
@mt-pc6lf 3 жыл бұрын
16:30 ክብል ክብል ንትግራይ ኣበራ መቕሰን ኣብኡ ርገጽ❤❤👌👌👌
@beyo510
@beyo510 3 жыл бұрын
እጆክን ደቂ ኤረይ
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
👌
@sofishow6053
@sofishow6053 3 жыл бұрын
በርቱዑ
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
👌👌
@luwamyohanes6627
@luwamyohanes6627 3 жыл бұрын
Ruhus gama ygberelkum xbukatey 👫👈👌👍
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
Ameen✌
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 3 жыл бұрын
እዞም ደረፍቲ ህዝብና ናብ ሓጥያት ተእትውዎ ኣለኹም።በጃኹም እስከ ብ መዝሙር ንግበሮ ።መዋእልና ፡ንሰይጣን ከነሕጉስ ክንነብር? ደርፊ ሓጢኣት እና ተባህለ።
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
Your are right bro, stay 🙌 🙌
@moheri6271
@moheri6271 3 жыл бұрын
Mebruk
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
Allah yebarek fik
@romasyum4607
@romasyum4607 3 жыл бұрын
Ruhus gama ❤❤❤❤
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
Amen 🙌🙌
@ወለተጸጋየማርያምልጅወለተ
@ወለተጸጋየማርያምልጅወለተ 3 жыл бұрын
yktieta aene si gayla hatyat eyu bmezmur msigana negziaebheir zey kone ele ye zyada hagos nsu eyu
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
Its ok 🙌👌
@ወለተጸጋየማርያምልጅወለተ
@ወለተጸጋየማርያምልጅወለተ 3 жыл бұрын
Way hzibi ertra si gayla kfetu tselot aey fetun eyu
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
Nnuku geze alewo, ab geze selot selot ab geze tahgas kea tahgos bro
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 3 жыл бұрын
@@YaredWYF4ever ሓጎስ ብጓይላ ዝበለ መን ዩ።ኣበበየናይ መጽሓፍ ቅዱስ ንረኽቦ? እስከ መልሰለይ። ኣምላኣክና ዝተሓጎሰ ይዘምር፡ዝሓመመ ከኣ ይጸሊ ኢዩ ዝብለና።ዶስ ንሕና ዘይንፈልጦ ካልእ ኣምላኽ ኣሎ ኢዩ።ያእቆብ 5 13፤ ኣብ ማእከልኩም ሓሳረ መከራ ዚጸግብ አሎ፧ ይጸሊ። ሕጉስዶ አሎ፧ ይዘምር። ክምኡ ውን ጓይላ ሓጥያት ሙኻኑ ውን ይዛረብ ዩ። 1ይ ጴጥሮስ 4 3፤ እቲ ብዕብዳን፡ ብፍትወት ስጋ፡ ብስኽራን፡ ብጓይላ፡ ብመስተ፡ ብርኹስ ምምላኽ ጣኦት ክትነብሩ ኸሎኹም፡ ፍቓድ ኣህዛብ ዝገበርኩምሉ ዝሐለፈ ዘመን ይኣክል እዩ። ካብዚ ወጻኢ ኣይንፈልጥን ክቡር ሓው። እዚ ክብል ከለኹ ግን ንጹቡቕ ስለዝሓሰብኩ ኢየ። ፈታዊኻ ኢዩ ዝጣበቐልካ ፡ጸላኢኻ ግን የጽድፍኣካ ፡ይሑገስ ከኣ። ወዳሓንካ።
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
@@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ aytegegekhan alekha brother, bmenfesawy wey haymenatawi mengedi knkeyd bzuh saerin emneten yedleyena ayu, bahli slezekhone eyu kea guayla ab merea zegeber, abdan wey sekhran wey kea nab hmak mengedi zewesed neger aytegebren, azi kulu seb haguso bbahlo geliswo bselam kea kolo tefanyu. Kolo seb kea rekebu mes Fetariu natu halafnet ayu.
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 3 жыл бұрын
@@YaredWYF4ever ክቡር ሓው፡ ኣብ ምምልላስ ደኣ ከይንሓድር እምበር፡ ኣነ ውን እኮ ክሰኽሩ ኢዮም ወይ ካልእ ኣሎ ኣይበልኩን ኣብ መጽሓፍ ዘሎ ኢየ ጽሕፈልካ፡ ደሓር ከኣ ሃይማኖት ኢዩ ን ባህሊ ዝውስኖ እምበር ፡ባህሊ ን ሃይማኖት ኣይውጹኖን ኢዩ። ደርፊ ሓጥያት ኢዩ ፡ሓጥያት ኢዪ በቃ።ካልእ መግለጺ የለ። ዝሙት ፈቲና እንተፈጺምና፡እኳ ንግዚኡ ባህ ይብለና፡ ብጥንቃቐ ኢና ውን ንፍጽሞ። ዝሙት ግን ካብ 10 ትእዛዛት ኢዩ። ስለዚ ኣይትዘሙ እና ተባህለ ደስ ኢሉኒ ኢልካ እንተዘሚኻ ፡መን ዩ ዝሑገስ፡ኣምላኽ ዋላ ሰይጣን ደሓር ከኣ ዋላ እኳ ብሰላም ተዛዚሙ እንተበልካ ፡ ሰይጣን ግን ከምዝተሓጎሰ እመን። ኣብኡ እንታይ ከምዝተፈጸመ ኣይትፈልጥን ኢኻ። ንስጋና ክንብል ኣምላኽ ኣይነቖጥዕ። ጓይላ እንተሎ ኩሉ ኣሎ።ምናልባት ንስኻ ሎሚ ኣብ ዓዲ ስደት ኢኻ ዘለኻ መስለኒ፡ዓዲ ሕጊ ስለዝኾነ ፡ኣይነበረን ይኸውን እምበር ፡ኣብ ኤርትራ እኮ፡ጓይላ እንተሎ ፡ ባእሲ፡ስኽራን፡ዳንኬራ፡ዝሙት፡ ወዘተ ፡ ኩሉ ኣሎ። እዚኦም ከኣ ኩሎም ኣምላኽ ዝጽየፎም ኢዮም።ምናልባት ግን ፡ከም ድፍረት ኣይትቑጸረለይ።ኣበ ነብስኹም ብቐረባ ሕተትዎ። እወ 100% ሓጥያት ኢዩ ከምዝብለካ ከኣ ርግጸኛ ኢየ። እዛ link ተገዲስካ ስምዓያ ፡ከይሰልቸወካ፡እሞ ኩሉ ክበርሃልካ ኢዪ፡ምናልባይ መንፈሳዊ ዘይትሰብዕ ከይትኸውን። kzbin.info/www/bejne/h5ucanaNnZx3kMU
@YaredWYF4ever
@YaredWYF4ever 3 жыл бұрын
@@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰkberet yehbeka nezi menfesawi maedakha, stay safe and God bless you.
Guayla Abera Bereket (Baria) Eritrean wedding Yared and Freta
2:24:11
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 128 МЛН
1, 2, 3, 4, 5, 6, 7, 8, 9 🙈⚽️
00:46
Celine Dept
Рет қаралды 27 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 97 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 32 ( BY BRUNO )
44:12
Awra Tube
Рет қаралды 202 М.
ናይ ሞኒካ ጉዳይ ?
25:08
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 46 М.
#Eritrean_Wedding # Merhawi & Muzit  # Edmonton _ Canada
53:22
KM Photo Studio ltd.
Рет қаралды 9 М.
Abera Baria "እዚ ወለደኛ" Eritrea guyla part 10 Hot #2
10:58
Bzeleka TekeYef
Рет қаралды 41 М.
Eritrean wedding Yared and Freta part 1
1:21:02
Yared W
Рет қаралды 24 М.
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 128 МЛН