No video

ታሪኽ ገዲም ተጋዳላይ ኣልኣዛር ዘርኣይ - ማእገር: ዕላል ተመክሮ | maeger elal temekro alazar zeray

  Рет қаралды 78,673

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ታሪኽ ገዲም ተጋዳላይ ኣልኣዛር ዘርኣይ - ማእገር: ዕላል ተመክሮ | maeger elal temekro alazar zeray
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.

Пікірлер: 326
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 4 ай бұрын
Tanks Eri TV,,,,,, በጃኩም ታሪክ ጀጋኑ ኣቦሓጎታትና ክንምሃረሉ ብሂወቶም ከለዉ ከምዚ ገይርኩም ኣቅርቡልና ታሪኮም መወዳእታ የብሉን ኣቦሓጎታትናን ኣቦታትናን ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓና ክጥዕመና❤❤❤
@awethaile8522
@awethaile8522 4 ай бұрын
ተባዕን ጅግናን ኢካ ኩሉ ሃወትካ ብቁምነገር ይሕሊፍካዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ ኩላ ሂወቱ ታሪኽ እያ ይበል፡ እቲ ከዳዕ ኣበይ ክነብር ዝበልካያ እንታይ እሞ ክንገብር ለዋህ ወድብን መንግሰትን ህዝብን እዶ ተፈጢርና ፡ እቲ ጋዘጠኞ ዳማ ጽቡቅ ድምጺን ላዛ ዘለው ዘረባ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኢረይ🇪🇷🙏🇪🇷💪💪💪
@user-kf5qh2ph1n
@user-kf5qh2ph1n 4 ай бұрын
ተዘኩሮታተይ አብ ዓዲ ናአምን ብ1985 ምስ ብጾተይን ብኩረ ቃልስናን ዝነበረት ዓመተ-ምህረት ኢያ ክብርትን ዕደመን ይሃብካ ኩቡር ብጻይ።
@user-kf5qh2ph1n
@user-kf5qh2ph1n 4 ай бұрын
ኩብርት የሕዋተይ ላይክ ዝሃብኩምኒ ክብርት ጥዕናን ይሃብኩም (Stuttgart)
@user-kf5qh2ph1n
@user-kf5qh2ph1n 4 ай бұрын
ኩቡራት ይሕዋተይን ብጾተይን እቲ ዘንታ ናይ ኡሱራት ምውጻእ ካብ ቤተ ማእሰርቲ ግን (ድሩዕ) ተአሲሩሉ ዝነበረሉ 1975 (ብተ፡ሐ፡ኤ) ሰሪሒት ኢዩ ነጻ ዝወጹ ታሪኩ ከምዚ እዩ መኽንያቱ አባኡ ስለዝነበርኩ ካልእይ ግዜ ካአ ብሻዓብያ ተካይዱ ነይሩ ታርክ መልክዑ ነዘንትዎ። ኩቡራት ብጸቶይጥዕናን ፍቅርን ዕደምን ነቶም ምእንታን ህዝብናን መርየትና (ብሻዓብያን ጀብሃን) አነ ክስዋእ እስካ ጽናሕ እናበሉ በጃ ዝሐለፉ ብጾትናን።
@mhretabghrmay6736
@mhretabghrmay6736 4 ай бұрын
Nay Bhaqi Tarik Abotatnan Adetatna Ab Alem Medargtin Mewadadrtn Yebulun. Edmen Tienan Yhabka Abona.
@sailncermedia7904
@sailncermedia7904 4 ай бұрын
ጅግና ተባዕ ሓርበኛ ክልተ መድረኽ ክብሪ ን ምስጋናን ስለ ኣገልግሎትካ ።🎉
@samuelghebru4683
@samuelghebru4683 4 ай бұрын
ገጽ ስድራና ኣርኢኹምና ።ጅግና ተጋዳላይ ጅግና ኣቦ ኣብ ኩሉ ጅግና እንቋዕ ውሉድካ ኮንኩ ኣነስ
@meazamichael67
@meazamichael67 3 ай бұрын
ጂግና ከንሱ ፡ ብጥምየት ክመውት ዝደለየ ይመሲል ምስኪናይ ተጋዳላይ ኤርትራ፡
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 4 ай бұрын
ሰሚዕካ ደይጽገብ ታሪኽ ጀጋኑና🇪🇷💖: ንበረልና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽::
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 4 ай бұрын
ኣብ ኩሉ ተድምዕ ጅግና ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን እምነየልካ
@divtekie5472
@divtekie5472 4 ай бұрын
❤ቕሰኑ ጀጋኑ ተጋደልትና ኣፍርኹም እኹም ዋርሳይ መንደላይ ንወያነ ዝቐርሰማ ክብርን ሞጎስን ንስዋትና
@alemhagos3094
@alemhagos3094 4 ай бұрын
ደመት ከምዝተሰወአት ሎሚ ፈሊጠ ! ኩሉ ንጫረቖ ዝነበርና ተዘኪሩኒ ሓዚነ ፡ ክብሪ ይኹንኪ ደመት ፡ ዓወት ንሓፋሽ !!
@adhanombeyene81
@adhanombeyene81 4 ай бұрын
Thunkyou for ur services! You are all heroes ❤️
@olugatewold2212
@olugatewold2212 4 ай бұрын
Wedi Adi Namen aday I am so proud of you and thank you for serving our country 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 4 ай бұрын
የቐኔየልና ዓቢ ታሪኽ ዝሓዘ ጅግና ተጋዳላይ ኣልኣዛር ዝገበርኩሞ ዕላል ኣዝዩ ስሓቢን ማሃርን ኢዩ ከም በዓል ወድዘርኤ ዝኣመሱሉ ብሂወት ዘለዉ ጀጋኑና ታሪኽና ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ብግቡእ ክትርኹ ኣብ መዱባትኩም ብቑጻሊ እንተተቕርቡልና ኣዝዩ ጽቡቕ እዩ ታሪኽና ከይድፈን ንቑጻሊ ወሎዶታትና ክስነድ ንግበር ብሂወት እናሃለው
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 4 ай бұрын
Long live to our Tegadelti & Eternal glory to our martyrs. ✊🏿🇪🇷🐪
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 4 ай бұрын
ኣንታ ዞም ወለድና,ሲ እዚ ታሪኾም ሲ ሰሚዕኻ ዘይምኖ❤❤
@Burie22
@Burie22 4 ай бұрын
ቃላት የብለይን ግን ሓንቲ ቃል ኣላ ትገልጾም፡ “ጉዳመኛ ኣምበላይ።”❤❤❤
@danielwater1321
@danielwater1321 4 ай бұрын
ሓርበኛ ኣያናን ኣቦናን ወዲ ዘር ኣይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ስድራቤትካ፡ ኣዝዩ ረዚን ታሪኽ ክትሰምዖ ውን ዝኸብደካ፡ ብዘይካኹም ብዘይካቶም ናይ ሽዑ እዋን ጀጋኑ ኣብዚ ዓለም ውን እንተኾነ፡ ካል'ኦት ክገብርዎ ዘይክእሉ ንዘል'ኣለም ኣብ ደምካ ዝነብር፡ኣዝዩ ረዚን ኤርትራዊ ወተሃደራዊ ሓርበኝነት፡ ኣዘናትዋኻ ኣዝዩ መሳጥን ስሓብን ነሩ፡ ብዘይካ ኣብ ፊልም ብተግባር ክግበር ይኽእልዩ ኢልካ ምእማኑ ዘጸግም፡ ብሉጻት ዝተበጀውሉ ኤርትራዊ ወተሃደራዊ ጅግንነት!!! ኩርዓትን ሓበንን ንኩሉኹም ሓርበኛታትና ወድኹም ጋልኩም! ረዚን ዝኽርን ክብርን ንኩሎም ሰማእታትና!!! ጋዜጠኛ ወደሰፋው 2ይ ክፋል ደጊምካ እንተትምጽ'ኣልና ጽቡቕ ነሩ፡ ምኽንያቱ እታ መዘከርታ ስውእቲ ሓርበኛ ኣዲኣ ዝኾነት ኣብ ሜዳ ዝተወልደት ጋሎም ኣበይ ኣላ? ካልእ ውን ወዲ ዘር ኣይ ከምቲ ብህጻኑ ኣዲኡን ኣቡን ብሞት ምፍላዮም ኣሕዋት ኣለውዎ ድዮም የብሉን? ሕጂ ኣቦ ክንደይ ቆልዑ ኮይኑ- - - ወዘተ ኣብቲ ታሪኽ ውን ቀስ ኢሉ ብዕምቆት ክገልጾ ዘለዎ ገና ብዙሕ ተረፍ ኣሎ ዝብል ግምት ኣሎኒ፡ ምኽንያቱ እዛ ዝገበርኩማ 1ይ ክፋል ቀልጢፋ ዝተወድ'አት ኮይኑ ተሰሚዑኒ።
@bgebsha
@bgebsha 4 ай бұрын
Bzaba Wlad ab ane Bwlqey 4 yfeltelu
@ansebamedia
@ansebamedia 4 ай бұрын
Abo 8 eyu 6 eko ab sed eyom zelewu
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 4 ай бұрын
ጅግና ብጅግንነት ዛዚካዮ ብጣዕሚ ዘሔብን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኩርዓተይ ሐበነይ ብሳላኹም አደልዲልና ንረግጽ አነ ኤሬትራዊት እየ ኢልና ንኾርዕ ክብሪ ይሃብኩም 💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤
@godislove7204
@godislove7204 4 ай бұрын
What I can do for my country, I am willing to do." "A hero is someone who has given his or her life to something bigger than oneself. Our Eritrean veterans fighters I Salute you 🙋🏽‍♀️🕌⛪️🐪🇪🇷
@flosimon1727
@flosimon1727 4 ай бұрын
Glory to breve Eritrean heroes. Thank you for your service to our beautiful beloved country Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eliasyohanes8543
@eliasyohanes8543 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐯🦁🐫!!!ዕድምን ጥዕንን ሓርበኛ ጀጋኑ ኣቦታት ኤረትራ!!!
@menilekkenfe4708
@menilekkenfe4708 4 ай бұрын
Amazing story of Eritrean heroes 🇪🇷❤️💪🏿✊🏿
@woineteklea275
@woineteklea275 4 ай бұрын
Welcome dekie Eritrean God bless Eritrean and the people Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 🙌 👏 ❤️ Thanks 🙏 🙌 Eritrean Eritrean awet Nhfash Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 🙌 👏
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ኤሪ ቲቪ ከምዚ ጌርኩም ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣያታትናን ክተፍሉጥና ንምሕጸን። ኣብ ዓለም ክሳብ ሕጂ ከም ጅግና ሕባዊ ግንባር ኣይተፈጥረን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawikibreab2238
@merhawikibreab2238 4 ай бұрын
ኣቤት እወ ጅግንነት ሃገር ተክልክምሉና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። Eri tv ከኣ ታርክና መታን ክንፈልጥ ኩሉ ግዜ ቀጹሉልና፡፡
@ghideimerha3881
@ghideimerha3881 4 ай бұрын
ጅግና ሓውና ታሪኽካ መመሊስካ ስምዓዮ ይመጸካ ከምዚልካ ጸኒሕካስ ኤርትራና ዱሙቕ ጻሓያ በሪቑላ ክትሪኢ ዘብቓዓካ ሓጎሰይ ወሰን የቡሉን
@rozinaghebreabr7702
@rozinaghebreabr7702 4 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ አልአዛር ዘርአይ🇪🇷👏🏾💪🏾
@hiwotmehari8015
@hiwotmehari8015 2 ай бұрын
Kiber Nber Wedi Eri Jigna Harbgna Alazar Zerai 🇪🇷💒🕌🌿
@user-mh6yn4mp6y
@user-mh6yn4mp6y 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ኣጓናጺፉ ንስሓ ይሃብኩም ፈጣሪ ። ጀጋኑ ዓስብኹም አምላኽ ይኽፈልኩም።
@Freedom1991-l9b
@Freedom1991-l9b 4 ай бұрын
“We will never forget you, Eritrean heroes, and the sacrifices you gave to the country. Thank you, Eri TV, for showing his story. Long live Eritrea!"
@abrahamsereke2924
@abrahamsereke2924 4 ай бұрын
ምስ ብጻይ ወዲ-ዘርኤ ፡ ከም ሓላፊየይ ኮይኑ ንገለ ዓመታት ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ብሓባር ሰሪሕና ኔርና። ካብ ጅግንነቱ ቁንጣሮ ጥራይ'ዩ የዕሊልና ዘሎ። ወዲዘርኤ፡ ከም ተጋዳላይ ህርኩትን ለጋስን ሓላዪ ብጾቱን ከምዝነበረ ኣየዕለለን፡ ኣነ ምባል ስለዘይፈቱ ። ልዕሊ 12 ስዓታት ተጓዒዝና ኣብ ነዕርፈሉ እዋን ዝኾነ ስራሕ ኣየትሕዘካን ኢዩ። ባዕሉ ዕንጨይቲ ኣርዪ፡ ሓዉ ኣጒዱ፡ መግቢ ኣዳልዩ፡ ጸባ በጽቢጹ ሻሂ ኣፍሊሑ ኢዩ ዘተሳኣና ኔሩ። ዕሩቕ ብጻይ እንተርእዩ፡ ዝባኑ ቀንጢጡ ይኸድኖ። ከይተዛረበ፡ ብግብሪ ዝህቦ ዝነበረ ትምህርቲ ፡ ንብዙሓት ብጾት ኣብሊሑ'ዩ። ጋዜጠኛና፡ ንመጻኢ ሰርሳሪ ሕቶታት ተጠቒምካ ፡ ድሕሪ ናጽነት ንሂወት ብኸመይ በዲህዋን ታዓዊቱላን ሕተቶ። ጠቓሚ መልእክቲን ተመኩሮን ከካፍለካ ኢዩ። ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኹም ። ዓወት ንሓፋሽ !!
@nohisack7796
@nohisack7796 4 ай бұрын
ጅግና አቦና ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ እዛ ጆጋር ታንክ ህዝባዊ ግንባር ዝማረካ ካብ ሰላዕ ዳዕሮ ናብ ደቀምሐረ መሪሕዋ ዝከደ ጅግና ሰውእ ኮኔረል ሚኪኤለ እዩ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed Ай бұрын
ጀጋኑ ኣያታትና ወትሩ ኢና ነኽብረኩምን ንፈትወኩም ✌️👍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selam8217
@selam8217 4 ай бұрын
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት አቦይዉ ብጣዕሚ ነመስግን ዋልታ ሃገርና ኤረትርያ ስብ አለዋ ናይ ብሐቅ አምላኽ ይሐግዘና ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ሕጃዉን ንቅሐትን ደቃ ኤረይ መዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlmazTekie-kc9vm
@AlmazTekie-kc9vm 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጂግና ተጋዳለይ ህግሓኤ ተጻዋሪ በሊሕ ዓቃል ገርሂ ርህሩህ ኩሉ ኢዩ'ሞ ዕድመን ጥዕናን ንመነ
@AdiEto
@AdiEto 4 ай бұрын
Thanks for sharing the histories of our heroes. The more you tell us the more we understand and love our country keep it up. Eritrea 🇪🇷 tirik jeganu ❤❤💪💪💪
@ErdiYosief
@ErdiYosief 4 ай бұрын
ጅግንነት ናይ ህዝባዊ ግንባር መዳርግቲ የብሉን ዕድመ ይሃብኩም ጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪
@zeeMe2323
@zeeMe2323 4 ай бұрын
Welcome Eri Our Heroes EDF Leaders God bless Eritrea for Eritrian only Eritrawinet kibur Mennet 🇪🇷🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪9🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️Awet Nehfash
@akilehab377
@akilehab377 4 ай бұрын
Thank you for freeing our nation, Eritrea. Glory to our beloved martyrs.
@misghinakidane4097
@misghinakidane4097 9 күн бұрын
❤❤❤Jgna ❤❤❤Meswaeti Hawna Zgelexka Nemesgneka ===❤❤❤kfle Kidane (Astatkie ) ❤❤❤❤
@TraLala-vi7te
@TraLala-vi7te Ай бұрын
ዓወት ን ሓፋሽ ✊🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🏿🙏🏿🍀♥️
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 4 ай бұрын
ተጋድላይ ህዝባዊ ግምባር ክብሪ ንዓኽ🙏❤🇪🇷❤🇪🇷
@woineteklea275
@woineteklea275 4 ай бұрын
God bless you dekie Eritrean Amen 🙏 🙌 ❤️ ❤❤selam ambsa wide Eritrean bless to the Eritrean people Amen 🙏 Thanks 🙏 🙌 👏 🇪🇷 🙏🙏🙏🌹🌹💕🌹💕💕💕🇪🇷
@bahri1415
@bahri1415 4 ай бұрын
ከዳዕ አበይ ከንብር ዶ እልካ ጀግና ተጋዳላይ አቦና አልአዛር ዘርአይ ናይ በይነካ ሕቶ አታሐሳሰባ አየኮነን እነታይ እሞ እዛ ሃገር ገለ በዘይ እረፈቲ አበ ገደሊ ናብ ገደሊ በዘይ እረፈቲ ትክረቱቱላ ገለ አብ ዘነበረ ነሩ ዘዕንድሩላ ሃገረ ገሮማ እነታይ ፀማ ጀጋኑ ተጋደለቲ ነዚኡም ዘይትከውን ፑሊሲ ሃገረ በጣዒሚ ይሕሪረካ ካልእ ተተረፈ ክሳብ ዘላ ሂወቶም እረፈቲ አየግብኦምን ነ አምሓራ ከወፂኡ ነሰነቶም አብሊዮም ነወያነ ከብሉ እደሚኡም ካብ ተኩሲ ናብ ተኩሲ
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 3 ай бұрын
Gazetegna Hailab Asefaw…..zedniqeka gazetegna eka 👍👍👍 Kilte zifetwen derfitat alewaka ..❤ Entay koina derfi zeikexelkayo…..tum hibri dimxi aleka….bro….derfi kea kexlo 🙏
@user-yk5ty3zv1j
@user-yk5ty3zv1j 3 ай бұрын
ጅግና ኣቦና ወዲ ዘርአ ❤❤❤
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 4 ай бұрын
No words to describe those Eritrean heroes but we always remember them.
@rahelnuguse8151
@rahelnuguse8151 4 ай бұрын
🇪🇷✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽❤ዘገርም ታሪክ ገድሊ ዘይውዳእ ሓቦን ንሕን
@weldegebrielredi43
@weldegebrielredi43 4 ай бұрын
Edmen tienan jigna wedi zerie eri tv kexiliwo ezi aynet srah good job.
@hss2423
@hss2423 4 ай бұрын
ኣየ ጅግንነት ገሊጽካ ዘይውዳእ እቃዕ ካኣ እታ ጀግና ዋዕሮ ሓድጊ ገደፈት ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩዝወረስ ሰብ ታሪኽ ሰብ ቅያ ከዳዕ ንግዚኡ ነታ ሜሬት ክረግጻ እዩ ታሪኽ ጊን የብሉን ብኻዳዕ እዩ ክዝከር❤❤❤❤💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💐💐🌹🌷🥀🌷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐👍💪
@mogosdebesh7956
@mogosdebesh7956 4 ай бұрын
ታሪኽ ኤርትራና ታሪኽ ጅግንነት፡ ክብሪ ይሃበልና ማእገር።
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 4 ай бұрын
መርሓባ መደብ ናትራን ንጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ በጃኹም እዞም ኣርካናት ገድሊ ጀጋኑ ይሓልፉ አለው እሞ ከሓለፉ ከምዚ እንዳምጻእኩም ታሪኾም ክገልጹ ክምዘለዎ ግበሩ ኣይትሕመቑ ደቂ ኤረይ ታሪክና ዝትምዝዙ ብዙሓት እዮም ኩልና ኣብ ታሪክ ምትራክ ድልዋት ንኹን ንክድ ጠራይ ብርሃን ዩ ቅድሜና ወትሩ ኣብ መትከልና ንጽናዕ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 3 ай бұрын
Aseyyyyyy………👍👍👍 Enguae abo sidra kone……❤🌷💕🌸💐🌺❤ GBU…🙏🙏🙏 Harbegna abona…💕💕💕
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 4 ай бұрын
Merhaba wedi erey jigna aynebrn eu tariki eu zwers eritrawi t Mahaxn memeliska entezwulaa admen tanan yhabka fetari🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-oy7ux2xv4g
@user-oy7ux2xv4g 4 ай бұрын
ER,TV, Btaemiy Des zbl. Program.Ketslwo. tarick msnad Nay woledo weledo Eyu. thank you.
@galaxy7056
@galaxy7056 3 ай бұрын
ጀጋኑ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤
@senaittesfamariam183
@senaittesfamariam183 4 ай бұрын
Thank you for your service our hero ❤️ ⭐️🇪🇷❤️🌻 eternal glory to our martyrs
@user-uk8bo1pv3p
@user-uk8bo1pv3p 4 ай бұрын
የቐንየልና ERI TV ማእገር ነዚ ዓብን ብጣዕሚ ረዚንን ታሪኻዊ ጅግንነት ተሰኪሞም ዘለዉ ህልዋት ሓርበኛታት ታሪኾምን ታሪኽ ዝሓለፉ ብጾቶምን ንከዘንትዉ ዘቕረብኩምልና። ናይዚ ጅግና ሓውናን ኣያናን ኣቦናን ታሪኽ ዳርጋ ሓንቲ gram/ton እዩ ገሊጹ እሞ እንተ ተኻኢሉስ ከፋፊልኩም እንተ ተቕርቡልና ጽቡቕ ኔሩ። እቲ ዝገልጾ ዝነበረ ሓጺርን ከቢድን እዩ ኣብ ዉሽጡ ግን ማእለያ ዘይብሉ ታሪኸ ኣሎ፡ ንኣብነት ታሪኽ ጅግና ወልደነኪኤል ወዲ ሃይለ፡ ጅግና ወልደርፍኤል፡ እዚኦምሲ ካብቶም ዓበይቲ ጀጋኑ ዝሓለፉ እዮም እሞ ኣያና ክኣ ህሉው ምስክር ናቶም ሰለ ዝኾነ ከምኡ ውን ብዛዕባ እቲ ከዳዕ ኣበይ ከምዝበጽሐን ኮታ ብዙሕ ዘሎ እዩ ዝመስል እሞ በጃኹም ኣብ ብዙሕ ገዜ ከፋፊልኩም ኣቕርቡልና። የቐንየለይ።
@fevenalazar8620
@fevenalazar8620 4 ай бұрын
Iwe tsbuq alka nay weldiyey iu mat tarik alwo zeytzrzre libka zitnkif 😢😢😢😢 gin 28 minuten germa aboy jigna nay joganu
@user-uk8bo1pv3p
@user-uk8bo1pv3p 4 ай бұрын
@@fevenalazar8620 ሰላም እዛ ሓብተይ ድየ እዛ ጓለይ ክብለኪ፡ ብዝኾነ ኣብ ብዙሓት ሰባት ዘርጊሐያ ኣለኹ። እሱ እኳ ጀግና ናይ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ናይ ስድራ ቤቱን ደቂ ዓዱን ከኣ ኩርዓትን ሓበንን እዩሞ እንቋዕ ዘርኢ እዚ ጅግናን ሓርበኞን ኮንኪ ኩርዒ ተሓበኒ ይብለኪ። ሕቶ እስኺ አታ ኣብ ሜዳ ዝተወለድኪ ዲኺ ወይ ንእሽቶ ሓብታ?
@AlmazTekie-kc9vm
@AlmazTekie-kc9vm 4 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 ሓርብኛ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@tiblezwoldu6748
@tiblezwoldu6748 4 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@user-Eri
@user-Eri 4 ай бұрын
እዞም ሰብ ታሪኽ ብሂወት እንከለዉ: እቲ ሓቀኛ ፍጻመ ብዚዓበየን ብዝሰፍሓን ብፊልም እንተዚስራሕ ከመይ ጽቡቕ ምኾነ።ብዛዕባ ምወላ እንተኾይኑ ድማ ኢደይ ኢድካ ምበልና።ታሪኽና ዚበዝሓ ክፋሉ ኣፋዊ: ብሒደት ዓቐን ከኣ መጽሓፍቲ ኮይኑ ይተርፍ ኣሎ። ኣቕረብቲ ድማ ንኸምዚ ዓይነት ታሪኻዊ ፍጻመታት ምቕራብ ቀጽሉዎ ኢኹም። ጅግና ኣቦናን ኣያናን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዓለም።
@tesfagergishyebio3953
@tesfagergishyebio3953 4 ай бұрын
ሰላም Eri TV አብ ስራሕኩም አሳልጦ አብ ሂወትኩም ጥዕና እንዳተመነኹ ከምዚ ናይዚ ጅግና አቦና ሰራሕቲ ታሪኽ ብዙሓት ስለዘልዉ ከምዚ ጌርኩም ከተቕርቡልና ንምሕፀነኩም ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 4 ай бұрын
ክብርን ሞጎሱን ንጀጋኑና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yelowbelay8540
@yelowbelay8540 4 ай бұрын
ወዲ ዘርኤ ጅግና ክልተ መድረኽ ወዲ ህዝቢ ❤
@danielghirmatsion3708
@danielghirmatsion3708 4 ай бұрын
ኤርትራውነት! ብዙሕ ክትብል ትደሊ እሞ በየን ክትጅምር ከኣ ይጠፍኣካ፡ በቃ እታ ደርፊ ነዚ ዕላል ከተሰንየኩም ዝጸንሐት ምድጋም ይሓይሽ "ጉዳመጃ ኣምበላይ"🇪🇷💪🏾🐆👈
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 4 ай бұрын
ከዳዕ ኣበይ ይነብር ?እታ ከብደይ ዝበልዐትኒ ሕቶ😢😢😢😢 ሓቕኻ ኢኻ ክትግረም ቀደም ብዙሓት ከድዓት ኣይነበሩን ኩልኹም ኣቦታትና ጀጋኑ ኢኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤❤❤ ሕጂ ግን ከድዓት ኣብ ስደት በዚሖምና ኣለዉ። ጅግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏❤🇪🇷💪
@abrahateklom7503
@abrahateklom7503 4 ай бұрын
ጅግና ሓርበኛ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@dana.j9062
@dana.j9062 4 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንሰማእታትናን ጀጋኑናን ስለቲ ኩሉ መስዋእቶምን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ክህቡና ዝገበርዎ ጽንዓትን፣ ስለቲ ተወፋይነቶም ድማ ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና። 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@fortunamedhanie7935
@fortunamedhanie7935 4 ай бұрын
We love you proud proud to be eritrean
@habteefrem83
@habteefrem83 4 ай бұрын
Ata denberke seb eyom it is amazing history oh may God is this real history I seems me dream
@habteefrem83
@habteefrem83 4 ай бұрын
Edmen tienan brukat abotat
@SenaitAbed
@SenaitAbed 4 ай бұрын
Haweboy halal abo Tarik❤️
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 4 ай бұрын
ሓደራ ቀጽልዎ ኤሪቲቪ ክንደይ ታሪኽ ይቕበር ኣሎ ሰኣን ዝሓቶም ዝሰኣኑ ጀጋኑና፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ❤❤❤
@rufilamisghina8504
@rufilamisghina8504 4 ай бұрын
ጽቡቅ አሰሚዕካና አብ መጨረሸታ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም ፈጣሪ ❤ግና ናታ ጓሎም አብ ሜዳ ዝተወልደት አበይ በጺሓ አይሐበርካናን❤thanks ደቂ ኤረይ 👍👍❤️🇪🇷🌺🤲
@tsigeredaocubamiceal1671
@tsigeredaocubamiceal1671 4 ай бұрын
Thank you for all you do for us.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናንያሃብካ ጅግናሓዉና
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 4 ай бұрын
ፈጣሩ ዕድመን ጥዕናን ይብካ አርካነይ ስለቲ ዕድሜኻ ሙሉእ ንስለ ሃገር ዘወፈኻዬን ነዛ ዘይትድፈር ዘውዲ ሃገር ዘረከብካና ንሕበነልካ ንኾርዓልካ እንካዓ ናትና ኮንካ.🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️🐫
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 4 ай бұрын
ውጻኣ መዓት አዩ መውጋኣቲ መስዋኣቲ ዕድል አዩ ብሓደ ኣብ ሓንቲ ታባ መጥቓዕቲ ገለ ትስዋኣ ገለ ትውጋኣ ገለ ዲማ ከይተትንከፈት ትወጽ ኣ ትጋዳላይ ወዲ ዘረአ ንስክላ ካብ መስ ዋኣቲ ድሒኑ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ጅግና ተወፋይነት አንተዘይሕሉ ናጽነት ኣይምመጸአትን ተጋዳላይ ግን ክወጽ ኣ ከሎ ክስዋኣ ኢሉ ኢዩ ወጺኡ ክምለስ ሓሲቡ ኣይፈልጥን ንሱ ስለ ዝኮነ ተወፋይነት ጅግንነት ሓነ ክሓልፍ ንስካ ጽናሕ ብጻይነት ሓልዮት ተገዳስነት ምስጥራውነት ተጻዋርነት ተሓንጊጡ አዩ ዝከይድ ነይሩ መን ከም ተጋዳላይ ሕዝባዊ ግንባር ኣብ ዓለም ተራኣዩ ዘይፈልጥ ጅግንነት ታሪክ ሕዝባዊ ግንባር አዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@demetgebremedhin
@demetgebremedhin 3 күн бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@titihaile4514
@titihaile4514 4 ай бұрын
የቀንየልና ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣልኣዛር ዘርኣይ ነቲ ብዝርዝር መደብ ዕላል ብሂወት ሃሊካ ምትራካ ዝሃብካና ተዘክሮታት ገድሊ ኣብ ግዜ ወይ መድረክ ብዙሕ ነገራት የዘክረካሞ ብዙሕ ኣዘኪርካና ክብረት ይሃበለይ። ካብቶም ሓደ ዘይጸዓድ ሓያል፣ጅግና ወልደንኪኤል ሃይለ ነቲ ውጥን ኣጸናንዓ ናይ ስንበል ስርሒት ኣብ ውሽጢ ክልተ ስዓት ምውዳእ እቲ መጽናዕት ኣዝዩ ጽጹይ ከም ዝነበረ ይምህረካ፣ተጋደልትን ውፉያት ሓፋሽ ውዱባትን ዓቢ ቅያ ስለ ዝስራሕኩም ክብሪ ይኩንኩም። ወልደንኪኤል ሃይለ ብጅግንነት ኣብታ ዓዱ ምስውኡ ብረሽራሽ ተስዊኡ ኢሉ ምስክርነቱ ሂቡ። ወልደንኪኤል ሃይለ ብፈንጂ ከም ዝተስውኤ ኢዩ ዝነገርሞ ንስካ ግን ኣብ መንኪና ብረሽራሽ ዝትኩሳ ዝነበራ ኢልካ። የቀንየልና ነቲ መግለጺካ። ተለፎኑ ትፈልጡ እንተለኩም ኣብዚ እንተትጽሕፉለይ ወይ ኣብቲ መጨረሻ እንተርቪው እንተትገድፉልና ጽቡቅ ይብል።
@shida2004
@shida2004 4 ай бұрын
ከዳዕ አብዩ ዓዱ :* ስደት ረኺብዋ አሎ ሎሚ 🙏
@lemlemseyoum6476
@lemlemseyoum6476 4 ай бұрын
Thank you my Hero ♥️
@ST-qz8jf
@ST-qz8jf 4 ай бұрын
I proud of you godhead❤❤! ERI TV ብዛዕባ 1977 ናይ ባጽዕ እባ ኣምጽእልና፡ እዛ ናይ ባጽዕ ታሪኽ ክፈልጥ ደልየ ኣለኩ!!።
@frehaile6298
@frehaile6298 4 ай бұрын
Eritreawnet kbur mennet 🇪🇷❤️ awe buluxat yehewatna kesrna ,bsnki xelaetna 👈🏼 Respect nzehelfun helwatn bja zehelflna 🙏thanks for all service bulux hewei 🇪🇷❤️👈🏼
@edenteklegiorgis9889
@edenteklegiorgis9889 4 ай бұрын
❤❤❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Absolutely great explanation Anabes 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@user-th9ot1ee9v
@user-th9ot1ee9v 3 ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏
@user-ti8mr2ud6u
@user-ti8mr2ud6u 4 ай бұрын
❤❤❤
@teklomyeabyo1087
@teklomyeabyo1087 4 ай бұрын
የቀንየልና ❤ስለ ቲ ንሃገር ሂወትኩም ወፊኩም ዘጽናሕኩምልና ።ወላ ኣነ ከዳዕስ ኣበይ ኢዩ ክነብር ዝብል ኣተሓሳስባ ነርኒ ሕጂ ግን ምስ እቲ ጅግና እካ ደኣ ብጽቡቅ ይናፈስሉ ይዛወርሉ ። ሓሳውን ከዳዕን ዝነበረ ብዙሕ ኢካ ትርኢ ልዕሊ ጅግና ኣብቲ ሃገር ክነብር ።
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 4 ай бұрын
ክብርን መጎስ ዝክርን ኒሰማታትና ነቶም ጀጋኑ ብሂወት ዘለኩም ምስኩሉ ኣከላዊ መዉጋእቲ ጸርኩም ትኸዱ ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤🇪🇷💟⭐️🌹
@mizanabraha573
@mizanabraha573 4 ай бұрын
ጀጋኑ ተጋደልትና ክብሪ ነአኩም❤
@LSAN-bh4vl
@LSAN-bh4vl 4 ай бұрын
ውድ ሂወት የተከፈለባት ሃገር ወየውለት የሚነካት!! ጀሮ ያለው ያድምጥ!! ዓወት ንሐፋሽ!! ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና!!
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@user-dt3nw4fb7w
@user-dt3nw4fb7w 4 ай бұрын
ጅግና ኣቦ ማራ ሓጺሩ ኣንዋሓዮ ወይከ ካልይ ግዜ ኣምጻልና እበር እዚ ታሪኽ ህዝባዊ ግባር ምትንካፍ ጥራይ ኮይኑ ስራሕኩም ካብ መንዩ እቲ ጌጋ ካባኹብ ድዩ ወላስ ካብቶም ኣኽራናት ሳሕል
@gugulen
@gugulen 4 ай бұрын
Wow 👌 Wow 👌 Wow 👌 Wow congratulations wade.eri.anbsa ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤enqa Eze Koloa mase gadle halfway abze abkaka abo sadra qonka amlka team demands teanan yahbka fatre Koloa alma Amen.amen.amen 1000th gazya wade.eri.anbsa ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@teswedigrma23
@teswedigrma23 4 ай бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ታሪክ ዪ፣ኣዞም ኩሎም ኣብ ደገ ንህና ህግደፍ ኢና ዝብሉ ዘለው ሃግር ከዲዖም ዝወጹ ምካኖም ትዝ ይብለካ፣ህሉፋት ሃገራውያን ኮይኖም ህጂ ን አርትራ ከይዶም ክሰኣሉ ንሪኦም ኣለና፣ዘገልገለ ዝሰንከለ፣ዘይነብረላ ሃገር ፣ብጀይካ ዘውደልደለ
@neamnteklemariam4954
@neamnteklemariam4954 4 ай бұрын
Adey adi neamn ❤
@aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542
@aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542 4 ай бұрын
Aye jignnet Eritrea nalem zegerme ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 4 ай бұрын
Thank you and God bless Wedi ER jigna Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@tsegaiabraha1867
@tsegaiabraha1867 4 ай бұрын
ወትሩ ህዝባዊ ግንባር። ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@akrankifle401
@akrankifle401 4 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊
@abdulkadertaha1891
@abdulkadertaha1891 4 ай бұрын
ናይ 60ታት ታሪኾም ከይተመስገብ ዓለም ኣርኪባቶም ናይ 70ታት እውን ቁሩብ እዮም ተሪፎም ዘለው please ኣርክቡዎም ናይ 80ታት እውን ።ብኽብረትኩ ጀጋኑ ከይሓለፉ ዘግብዎ ።ምኽንያቱ ታሪኹ ዝይፈልጥ ህዝቢ ቱሩጉም የብሉን ናይ ሃገር ኣምር እውን የብሉን ❤️🇪🇷 please
@habtomtekie8717
@habtomtekie8717 4 ай бұрын
እንታይ ዝበለ ንቕሓትን ትብዓትን እዩ ነይርዎም እዞም ኣቦታትና ክትሓስቦ መመሊሱ ይገርመካ።
@gebrehiwettecle8990
@gebrehiwettecle8990 4 ай бұрын
ታሪኽ ኻ ዘግም ጅግና ኢኻ ዕድመ ይሃብኻ
Magic? 😨
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 17 МЛН
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 8 МЛН
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 14 МЛН
Нашли чужие сети в озере..💁🏼‍♀️🕸️🎣
00:34
Connoisseur BLIND420
Рет қаралды 3,6 МЛН
Texebeyuni ተጸበዩኒ - Best Eritrean Comedy By Wegihu Fshaxion -  full movie
59:02
Magic? 😨
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 17 МЛН