ERIZARA - ሓቐኛ ዛንታ! ካብ ኣቦይ ጠኒሰ - ብመም ሜሮን ሃብተማርያም

  Рет қаралды 139,745

EriZara LTD

EriZara LTD

Күн бұрын

We "EriZara" Produce Interview Famous People |Eritrea Series Movies | ,Documentary, LOVE STORY, Short/Long Story, Comedies.
Set this channel as Not Made for Kids. I never upload content that's Made for Kids.
Copyright © EriZara Entertainment 2020
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
© All rights reserved.
- - - - Connect with us - - - - -
Y O U T U B E: / erizaratech
Website: erizara.com
F A C E B O O K P A G E : / erizaratech27
I N S T A G R A M: / erizara1
T W I T T E R:goo.gl/9ETqLH
#erizara#NewEritreanStory#goitomghile

Пікірлер: 331
@ሆሳእናንወዲዳዊት
@ሆሳእናንወዲዳዊት 2 жыл бұрын
ዋይ ሓፍተይ ብኸመይ ክረኽባ ይኽእል ሓግዙኒ please
@maykoafeweki8875
@maykoafeweki8875 Жыл бұрын
ኣንታ ብሓሶት ዝኣለምዎዩ ሓቂ ከይመስለካ ጻሓፍትን ተረኽትን ዩቱብራት ንመኽሰቦም ዝሰርሕዎዩ ሓቐኛ ተዝኸውን ኣብዚ ኣይምመጸን
@alextesfay3809
@alextesfay3809 Жыл бұрын
@rimnatv5767❤❤❤love u eko och omsorg i dag till dag och omsorg i dag till dag och omsorg i dag till dag och omsorg i dag
@fitsumkelati8552
@fitsumkelati8552 Жыл бұрын
ብራቮ! ማይኮ ሰብ ዝተብሃሎ ጥራይ ሰሚኡ ዝኣምን? እዚኣስ ጓል 21 አመት ጎርዞ ብመስተ ጨርቂ ኮይኑ ዝመጸ ምናልባት ብናታ ድሌት እንተዘይኮይኑ ብሀይሊ ክእምጻ አይክአልን ብወገነይ ዋላ ሓንቲ ዘእምን ነገር አይረኸብኩሉን እቶት ዮትዮብ እያ ትመስል
@ሕልፍቲውዕለቱዘክሪነብሰይ
@ሕልፍቲውዕለቱዘክሪነብሰይ 2 жыл бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶ ሓፍተይ መዓረይ😥😭😭😭😭😭
@aliteyhafeshawit1688
@aliteyhafeshawit1688 2 жыл бұрын
ኣዝያ ተሕዝን ዛንታ በቃ ኡፍፍፍ 😢😢ካብ መጠን ንዓቀብ ተሰሚዒኒ በቃ 😭😭😭😭😭
@tsritigaltigray6720
@tsritigaltigray6720 2 жыл бұрын
እፍፍፍፍ ኣይይ ዓለም ቅሳነት ዘይብላ😭💔💔💔 ኣጆኺ ሜሮን ሓፍተይ ኣኻእሎ ይሃብኪ😭 በጃኺ ግን ንማማኺ ደውልላ😢💔
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 жыл бұрын
ኣየ ናይ ሰብ ሕማቅ ነገር ተዛርብካ ኣይውዳእን እዩ። ጎይታ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ግዜ ስጋውኡ ንደቀ መዛሙርቱ ክምህሮም ከሎ ኣብቲ ዳሕራይ ዘመን ንሰብ ቤተሰቡ ጸላእቱ ክከኑ እዮም ስጋብ ሞት ውን እንተኮነ ከብጽሕዋም እዮም ይብለና። እንሆ ሎሚ ትንብቲ ይፍጸም ብዝሑ ሰብ ብቀረባ ቤተሰቡ ይብደል ንርእን ንሰምዕን ኣለና ኣምላክ ነቶም ዝተበደሉ ወገናትና በደሎም ርኡ ካብ በደሎም ይደብሶም የጻናንዓዮም ብዓቢ ምሕረቱ ይብጽሓዮም፣ ነቶም ሕልና ሸይጦም ሓዎም ይኩን ሓፍቶም ከምኡ ውን ካልእ ሰብ ዝብድሉ ድማ ኣምላክ ይቅረ ይበለሎም
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ 2 жыл бұрын
እዊይይይይ ጓል እትረክቦ እና ኣይዞኪ ማዓረይ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ኣክእሎ ይሃብኪ 😢😢😢😢
@biniamandebrhan618
@biniamandebrhan618 2 жыл бұрын
በሓቂ ዘሕዝን ዛንታ እዩ ክተስድዶ ኣለዋ ምኽንያቱ ካብ ወላዲኣ እዩ ጠኒሳ ምስዳድ መጽሓፍ ቅቡል ኣይኮነን
@liyaabraham8881
@liyaabraham8881 2 жыл бұрын
Off btaemi zehizin 😭😭😭 Ajoki haftey egziabher Zhasebelki alewo🙏 💔 💔💔
@arontekle151
@arontekle151 2 жыл бұрын
ዘሕዝን ዛንታ ሜሮን ሓፍተይ እቲ ሓቂ ግን ኮምኡ ኣይኮነን ንማዘርኪ ደወልላ ዋላኳ እትሓቂ ኣይትንገርያ ግን ሰላም ከምዝኮንኪ ዳሃይ ንገርያ
@danieltesfamariam6877
@danieltesfamariam6877 2 жыл бұрын
እዋይ ሓፍተይ ምዓረይ ኣጆኪ በርትዒ እዚ ኣብ ኩሉ ደቀንስትዮ ዘጋጥም ኢዩ ኣምላክ ምሕረት የውርደልና
@wedikeren6656
@wedikeren6656 2 жыл бұрын
ኣሕ ክንደይ ረሳሕ ከምዘሎ ተማሂረ ። ከምዚ ጌርኪም፡መሃሪ ብምቕራብኩም ብጣዕሚ ኢና ንመስግነኩም ።
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭💔💔💔 💔💔haftey meaerey egziaebiher msaki ykun naedeki dewlla aeytrhaki
@merry_media
@merry_media 2 жыл бұрын
ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት ገጽ ወለድኹምን ዓድኹም የርእኹም ሰላም ይፍጠረልኩም መደባተይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት
@samiኣብፍቅሪእዩእምነተይ
@samiኣብፍቅሪእዩእምነተይ 2 жыл бұрын
እዋይ ምጽኣት ዓለም በጺንሕና ዋይ ሓፍተይ ኣምላኽ ሓይሉን ጽላሉን ይሃብኺ ።
@semharfisahaye4077
@semharfisahaye4077 2 жыл бұрын
Ahhhhhh way gal trekbo 😭😭😭😭 kab weladika kea kemzi aynet tegbar alo ajoki haftey natey 🙏🙏🙏❤❤
@freweynighebremeskel2219
@freweynighebremeskel2219 2 жыл бұрын
እዋይ ሓብተይ ካብ ኣጋጠመ ትገብርዮ የንልክን ነዴኪ ኩሉ እቲ ጸገም ንገርያ ብዓብዩ ባህሪ ሰብኣያ ስለትፈልጦ ትብለኪ የብላን ግን ከሐዝና እዩ እቲ ዘጋጠምኪ ንስኪ ግን ኣጆኪ በርትዒ ኣብ ዓለም ምሉእ ከምዚ የጋጥም እዩ ኣምላክ ካብ ሕማቃት ሰባት ይሓልወና
@fifififo4529
@fifififo4529 2 жыл бұрын
ብጂኪ ጨንቂን መከራን ሓላፋይ ኢዩ ሂውት ምሕላፍ ጥራሕ ኢዩ ዜውግሕ አጆኪ ማሪያም ድባርባ ዘዕዐየትኪ ከትሕግዠኪ ኢያ አጆኪ ሸጊር ሓላፋይ ኢዩ ❤ንኬኪ ራኣይ ኦም እንት ኮይኒልኪ ሰድዲዩ ውዲ ሩጉም ከይተረግም ሩጉም ኢዩ አጆኪ ነኩሉ ሰብ ዘጓነፎ ኢዩ ትጓኒፊኪ ኑዑዑ ምዳሃኒኣልም ያዓንቅፎ
@nkulugziealwo5754
@nkulugziealwo5754 2 жыл бұрын
Nska emo komu gerka aytbke sebay endika .mara abzihkayo .neshitey tray neti zanta ktom lsls tray bel enber aytbke
@fifififo4529
@fifififo4529 2 жыл бұрын
ብጃኪ ነዴኪ አይትንግሪያ ግና ድዊልኪ ጹቡቅ ኣልኩ ብሊያ ኣዴኪ ከይትኸሰሪ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ ነኤሪትራዊያ ሓግዛኒ ኢልኪ ሺጊርኪ ኬይሓባኣኪ ክም ትሰዲዮ ግብሪ ሰብ ንኣማኒኡ እዝጊ ነለማኒኡ
@abrahalegrmay6036
@abrahalegrmay6036 2 жыл бұрын
ዝከበርኪ ረካቢት ሽግር ሓቦ ግበሪ ኣነ ግን ክብለኪ ዝደሊ ኣብ ፖሊስ ኪድኪ ዘይተስድድዮ ካብ ቀረባ ቤተሰብ ዝተጠነሰ ብሕጊ ፍቁድ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ከሙኡ ግበሪ ግን ዝሓለፈ ኮይኑ ኣይትሓዝለ እምበር ኣባኪ ኣይተጀመረን ኣቡዙሓት ዘጋጥም ኢዩ ኣይትሕፈሪ ብሽርሙጥና ወይ ብጽጋብ ኣየምጻእክዮን ንዝኮነ ሓቢረታ ንዳዋወል ኩነታትኪ ክፈልጥ ካብ ደላይ ጽቡቅኪ!!!""
@ኣዶክርስቲያን
@ኣዶክርስቲያን 2 жыл бұрын
ኣጆኪ ጽሕፍተኪ ኣሜን እልኪ ችግራትኪ በድህዮ ሓፍተይ ወላዲትኪ ግን ደውልላ በጃኪ 😥😥😥
@mamitey44
@mamitey44 2 жыл бұрын
Bejaka bejaka eza comment endhr tbexha tekoyna plz ንማማ ኪ ደውልላ ኣደ እኮያ ን ኣደ ከሙ ኣይግባኣን ኢዩ ኮ ኣዴኮ ክትበኪ ክትነብዕ ከላ እሞ ሳኣልዮ ኣብ ሓንጎልኪ ጓለይ ባዕለ'የ ኣትፌኤያ ኢላ ምስክነይቲ ኣብ ዘይ ሕማማን ሓዘንን ክትድርበይ በጃኺ ሓዘንክን ንብዓትክን ኣብ ዉሽትኪ ጌርኪ ካልእ ተተረፈ ማማ ኢልኪ ድምጽኪ ኣስምዕያ በጃኺኪኪኪኪኪኪኪኪኪኪኪ
@awetgebre9995
@awetgebre9995 2 жыл бұрын
Ahhhh ajoki eti haylu zeywda fetari hayli yahabki kabzi ysewrena atum sebat
@zebibtsghanes7748
@zebibtsghanes7748 2 жыл бұрын
ኡኡኡኡኡፍፍፍፍፍፍ እዋይ ሓፍተይ ጓል ትረክቦ ሽግር ብዙሕ ኢዩ።ግን ኣጆኪ ኣብ መብዛሕቴና ደቂ ኣንስትዮ ዘሎ እዩ።እግዚኣብሄር ኣብ ዘለክዮ ይሓልኪ ሜሮን ሓውና ከኣ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣጆካ ቀጽሎ ወዲ ኤረይ ጅግና
@1996ቃለማህላይኣብሳዋ
@1996ቃለማህላይኣብሳዋ 2 жыл бұрын
ኣብ መብዛሕትና ደቀንስትዮ ዘሎ እዩ ዲኺ ዝበልኪ??? እሞ ኣቦኺ ተጋሲሱኪ ክኸውን ኣለዎ። kkkkkkk እሞ ሽልሖ ( መሸኒት ) ናይ ኣቦኺ ከመይ ኣስተማቒርክዮ የዕጊቡኪ ዶ ተጋሩስ ፍሉያት ኢኹም።
@eriboy8597
@eriboy8597 2 жыл бұрын
@@1996ቃለማህላይኣብሳዋ 😌
@ኣዶክርስቲያን
@ኣዶክርስቲያን 2 жыл бұрын
@@1996ቃለማህላይኣብሳዋ ካብ ዘረባ ዩ ሓወይ ዋላ ኣነ የ ዛጽሕፍቲ ገርማትኒ 😁
@1996ቃለማህላይኣብሳዋ
@1996ቃለማህላይኣብሳዋ 2 жыл бұрын
@@ኣዶክርስቲያን ዕግርግር ናይ ኢትዮጵያ ቅድሚ ምጅማሩ፣ ኣብ ህዝብን ፖሊስን መደብ ናይ ትግራይ ፣ ፖሊስ ትግራይ ዘመሓላልፍዎ ዝነበሩ መደባት ተኸታቲለ ኔረ።ብዙሓት ተጋሩ ወለዲ፣ ንዝወለድዎም ደቆም ከም ዝጋሰሱ፣ መንእሰያት ውን ነሕዋቶም ነተን ኣዋልድ ከም ዝዕምጽወን ክልል ትግራይ ብገበን, ደቀንስትዮ ምዕማጽ ሳዕሪራ ከም ዝነበረት፣ ባዕሎም ፖሊስ ትግራይ ብዜና KZbin ሓቢሮም ከም ዝነበሩ ተኸታቲልናዮ ኣስደሚሙና እዩ። ሕጂ መንነቶም ዘይፍለጡ ሰባት መጽዮም ኣብ ኤርትራ ከም ዝተገብረ ኣምሲሎም ክትርኹ ንሰምዕ ኣለና ዝገርም እዩ ናይ ዓጋመ ተንኮላት። ብቐደሙ ካብ ዓጋመ ካብ ተጋሩ ረሳሓት፣ ጽቡቕ ኣይንጽበን ኢና።
@alugoltigray1533
@alugoltigray1533 2 жыл бұрын
ኡፉፉፉፉፉ ብጣዕሚ መሕዘኒ ዛንታ😭😭
@sabatesfu1653
@sabatesfu1653 2 жыл бұрын
O fetari kabzi kemzi ysewrena ykre ybelelna xnat yhabki
@abifaithlovehope2157
@abifaithlovehope2157 2 жыл бұрын
Betaimi kebied eu Egizabeher redeitu yeleakelki haftey natey
@merontewelde3351
@merontewelde3351 2 жыл бұрын
Haftey merray batem kazanti eyu gen eze kulu amelka keqhsake eyu ajoki ezum abutat ka ab zaukwen negar enatwe emo ka ab hashash rasom zazabebal negar zaytemaralu gen ahhh amelka nekulu negar haberti yaheba eyu neti gega zakona negar qayah negar ne haqe zakona ka qatelya seliz ka bajekam tamheru
@ፈቃርእምበርኣይኮንኩንጠላ
@ፈቃርእምበርኣይኮንኩንጠላ 2 жыл бұрын
ኣጀኺ ማዓረይ ማዓረይ 🙏🙏🙏😭😭😭💔
@siemmeresie3625
@siemmeresie3625 2 жыл бұрын
ኣምላክ የጽንዕኪ ሓላል ሓፍተይ ወላዲት ኣምላክ ጽላላ ተንብረልኪ ኻብ ሕማቅ ሓሳብ ከኣ ትሓልኪ ሓላለይ ኡፍፍፍ
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 жыл бұрын
ዘይሰማዕ እንበር ዘይገበር ዘይለ እፉፉፉፉ ሓፍተይ😢😢💔
@merhawibekit4828
@merhawibekit4828 2 жыл бұрын
Zanta endyu gin wela zanta ykun yhriqeka.
@michaelkifle5191
@michaelkifle5191 2 жыл бұрын
ክክክክ
@ZflyeDroba
@ZflyeDroba 2 жыл бұрын
ከቢድ ንምሕሳቡ ዘፀግም ዛንታ
@fiorigebreamlak6848
@fiorigebreamlak6848 2 жыл бұрын
Ajoki haftey sger menabrtna eyu adeki gn dewulla
@abiner1187
@abiner1187 2 жыл бұрын
ከምዚኦም ሰባት ዕድል እንተ ዝወሃበኒ ብሂወቶም ከለው መቃጸልክዎም ! ረስሓት ብስምዒቶም ዝግዝኡ ኣካልብ!
@merrygalgerye8488
@merrygalgerye8488 2 жыл бұрын
ኣይትፍረዱ ከይፈርደኩም አዩ ዝብል ነቶም ዝበደሉ ካኣ ብዓለይ ክፈርዶም አየ ይብል so ሓወይ ናተይ /ሓፍተይ ሕማቅ ቃል ኣይትናገሪ 😥 ሓፍትና ካኣ ኣካኣሎ ያሃብኪ 😥😭ብጣዓሚ ዝሕዝን ዛንታ 😥😭
@abiner1187
@abiner1187 2 жыл бұрын
@@merrygalgerye8488 nbarlu frud deazi entay ay tfredu tbli ay tfredu ko netom ab tkikil mengedi zelew ktferd keleka iu hgi dea emo entay koynu geben nzgebere zferd ane kea edil ente zwhabeni iye ile.klte gzie kiqetla kelo non ane amlak keman ay ytsaweron iu nski edlena konki aboki kem abo koynu yeabiki ykewin nayza gal gn ab nebsey yeatiye kihasbo keleku btarmi iu zero guhyeni lebam lebam ay titsaweti nhaftiki wey neaki non aboki manm wedi tetsaeitu kigedfeki kelo zwerd mahseyti ay tirdiayon iki tmesli bhiwetka keleka kem zmotka yferdeka alo non nezi abo koynu kemzi zgebere nmanim wedi keman ngal kigefia kelo ay titsaweron ika ab wshateki dea kalie kitbli twiali key tkoni
@senaitalem4558
@senaitalem4558 Жыл бұрын
Me to
@myid7781
@myid7781 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ💔😭😭😭😭😭
@bsge6697
@bsge6697 2 жыл бұрын
😭😭😭😭 please dewlela ezi klu yebyatki.kab aboki mekanu aytngerya.
@habtomghirmay6601
@habtomghirmay6601 2 жыл бұрын
Nay bhaki mesati zanta ajoki habtey namlak gdefyo thgoslu gizie yhlu ykewn
@azebmehirtab2402
@azebmehirtab2402 2 жыл бұрын
Betami zehazen zanta eyu gen newladitki ati zekonkeyu ay tengerya behiwet kem zelki ken telfon ketngerya eyu zelki ati zekfa naa dehay mesana eyu haftey natey
@mhretabkesete2667
@mhretabkesete2667 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ነብስና እኮ ከም ገለ ጌሩና ኡይይይይይ ዶ ክብል ኣታ
@elsawelday4190
@elsawelday4190 2 жыл бұрын
eway haftey entay ybahal beli amkak zey drbi eyumo amlak msaki ykun nedeki gn dewlla bejaki ajeki zhaftey
@ablelshumay5512
@ablelshumay5512 2 жыл бұрын
Eway habety himaq rekibki gin agoki nimatherki gin dewilia eye zbleki adalewti zimedeb kea niakum edmen tenan ehabkum gin ane mihagezkuwa delye hji abey ala….😭😭😭😭😭
@starnight1094
@starnight1094 2 жыл бұрын
Pls adrasha ane khgza duluw aleku alem zeyfthawit ajoki haftey😌
@samuelfseha7929
@samuelfseha7929 2 жыл бұрын
Mieri hawey ajoka good job
@natanasli3142
@natanasli3142 2 жыл бұрын
Ahhhhhhhh ewyyy ane haftey zehzn tarik
@naebyonas8279
@naebyonas8279 2 жыл бұрын
ሰላማት ኩቡራት ተዓዘብቲ አንታይ ድየ ክብል ደልየ አዚ ናይ ተፈጥሮ ገሪምኒ ናይ ጋል ሓይሊ ን ዝሰከረ ሰብኣይ ክደፍአ ዘይኽአል ዩ ግን ከኣ ኩላትና ካብኣ ንውለድ ምካና ዩ አቲ ዝገርም ናይ ብሓቂ ድዩ ግን ዶ ዛንታ ስለ ዝኮነ ዩ
@gideyghebrehans5221
@gideyghebrehans5221 2 жыл бұрын
ኣጀኪ ሓፍተይ ናተይ ኩሉ ግዜ ሽግርን መከራን ሓላፋይ ኢዩ ክሓልፈልኪ ምካኑ እመኒ እቲ ኩሉ ዘጋጠመኪ ዘሎ ሽግርውን ክሓልፍ ኢዩ ሓፍተይ ናተይ እንተ ነደኪ ግን ደውልላ ወላዲት ድምጺ ወላዳ ክትሰምዕ እንከላ ምስጋና ንኣምላክ እተቅርቦ ወሰን የብሉን
@lemlemnegashwelu7952
@lemlemnegashwelu7952 2 жыл бұрын
Nay amlak fekry mesakiy yekun mefteh yehabkey......
@heriheri4413
@heriheri4413 2 жыл бұрын
Kemzi wesidata zela wusani gn giga eyu adia melisu eyu kgeda
@nazrettewelde1969
@nazrettewelde1969 2 жыл бұрын
ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ኣምላክ ክሕግዘኪ አዩ ንወላዲትኪ ደውልላ
@mlasheyakrurawifewsilibi6982
@mlasheyakrurawifewsilibi6982 Жыл бұрын
ኣ😭😭ሕሕሕሕ ኩሉ ዝወልድስ ኣቦ ክኣ ይበሃል 😢😢😢 በዛ ዛንታ እየ ተረድኡለይ ከሙ እንበር ኣቦ እንዲና ግን መስተ መስተ ክሳብ ኅጋልካ ዘረስዕ ይትረፈኒ. ኣጆኺ በጃኺ ግን ንኣደዋይይይ ጰዋር ደውልላ.
@abrehetbereke5268
@abrehetbereke5268 2 жыл бұрын
ዋይሃፍተይ ኣጀኪ ኪንደይ ስዲ ሰብዲዩዘሎ ኣብዚ ኣለም ግንደሃን ፈታሪ ኣሎምሳኪ
@azebzeray2835
@azebzeray2835 2 жыл бұрын
Ajoki teberaberi aboki kab kedem gana eyu nedieki reyi dnglnaki enber aemuroki aywesedelkn
@henokande9789
@henokande9789 2 жыл бұрын
Nay behaqi xbuq atararka gn ab ti instrument ataqaqma gn bzuh mqyyarat bezihwo wala kemta nay felema enteziwidie xbuq nieru bzikone xbuq srah mieri hawey kea bteqrbo aziyu meseti zikone xuhufatka ajoka bertie ab gonka alena.
@ፁምዋናፊቀ
@ፁምዋናፊቀ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ዘሐዝን ዛንታ ዩ😥ግን ንማማኪ ኣትጨክንላ ካርተት ኢላ ኣዕቢያትኪ ልዕሊ ማንም ዳሃይኪ እዩ ዘድልያ ኣብ ከባቢኪ ዘሎ ቤተርስትያን ከይድኪ ኩሉ ፀርኪ ኣራግፍዮ እሞ ሓቂ ኣትድፈንይ እያ እቲ ኩሉ ዘጋጠም ንደዋኪ ንገርያ እግዚአብሮ ይሓግዝኪ
@desawitokubay8904
@desawitokubay8904 2 жыл бұрын
Ufffff OMG 😲 😭💔😭 zanta u ba beluni 💔😭💔 haqi ente koynu gal welidka ms abua keman ktgedfa yeblkan 🙉🙉
@btsuamlakkidane6094
@btsuamlakkidane6094 2 жыл бұрын
ኣሕ ዘሐዝን ዛንታ ክርቢት ካብ ከብዲ ኣዲኣ ትሓክኽ ድዩ ዝበሃል ግን ክንብል በለእንበር ኣይተካዕወን እቲ ዝዓበየ ብልጫ ብህይወት ምህላው እዩ እቲ ብልጫ ካብዛ ዘለክያ ክትብገሲ ትክእሊ ኢኪ:: ሽግር መካፍልቲ ህይወት እዩ ሽግርካ ናብ ሰብ ምክፍል ፍጡን መድሃኒት እዩ::
@tekiaandebrhan7209
@tekiaandebrhan7209 2 жыл бұрын
Eway tekal trik ezom geliom ko sb dyom shetan ayrdiaknn eyu abet kab kemzis nbmluna Egzabihier amlak ysewrena Behataytna zey kone beayni mhretu ytemtena.
@kebronghere6786
@kebronghere6786 2 жыл бұрын
Ewayyyy haftey egzabher misaki ykun blood zeyblu chekan aremen u ajoki himaq aythisebi
@miherttewlede7088
@miherttewlede7088 2 жыл бұрын
Ajeki haftey natey 😭😭😭
@abaliwedieri9615
@abaliwedieri9615 2 жыл бұрын
Tmti zanta iya ….the end not good
@solomo5847
@solomo5847 2 жыл бұрын
Normal eyu nzegateme mikbal eyu fewsu mibkayn mihzann tewesaki shgr eyu kifetrelki ajoki zeytfeltyo entetkoni wn eko zgede eyu neiru aytekabdyo . Tigre wn eko kab yehwatom yweldu eyom kemu malet eyu kem lmdka dea koinu ember .
@dyanatesfudyana8645
@dyanatesfudyana8645 2 жыл бұрын
away haftey
@salemaraya9182
@salemaraya9182 2 жыл бұрын
Eway zeygber yeleni kabzi yedhnena ♥️♥️♥️♥️♥️
@fevenmengstu283
@fevenmengstu283 2 жыл бұрын
Amen🥺
@ለቱሽጓልማርያምፅዮን
@ለቱሽጓልማርያምፅዮን 2 жыл бұрын
አይይይ ጓል ትረኽባ 😢😭
@SenaySenay-bb5yw
@SenaySenay-bb5yw 4 ай бұрын
Ahhhhhhhhhhh away haftey nateyyyyyyy ajoki nmazer gn bjaki dewlla dhay weladitki gberi 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@natsnettekle4247
@natsnettekle4247 2 жыл бұрын
Ezigo meharena kurustos ykre ybelelna kemzi ke alo du zey tenegre eber zey tegebtes yelen kbhal s Leke haki u kbrti habtey bejaki nedaki dewlla kabzi zelato nay shakulet humet ay kefan u
@abeilzemikeal3276
@abeilzemikeal3276 2 жыл бұрын
Miari hawey Aydenekelun eye ezi Nay heji serahka mekniyatu kabezi Nelaeli kesereh zekeal Akemi sele zeleka beheji wen kem Zetemeye Ambesa Afey hah Abile ketsebeyeka eye
@salihmohammed7536
@salihmohammed7536 2 жыл бұрын
Uway gual mukhan ajokhi haftey uf
@ሚጣነኝየትግራይልጅ
@ሚጣነኝየትግራይልጅ 2 жыл бұрын
ዝኮነ ኮይኑ እዩ ኣጆኪ ግን ማማኪ ደውልላ እቲ ሓቂ ኣይትንገርያ ግን ሰላም ከም ዘለኪ ንገርያ በጃኪ እፍፍፍፍ
@samrawitberhe431
@samrawitberhe431 2 жыл бұрын
ajki zhftey ayne zalwo fetar Alo😭😭😭
@ኣፍሪቃዊሕብሪ
@ኣፍሪቃዊሕብሪ 2 жыл бұрын
Selam zhawey adrashia yhlweka do ykewin, ajoki zhaftey amlak waga hsemki kihbeki u. Kemzi aynet bedel zwereden hagez yedlyen u, lielu kulu gn n Adia kitrekiba alewa, way gahi, Asha xbuq alo u negeru!😭
@robielmengis
@robielmengis 2 жыл бұрын
Please bkemey knrekba nkel address tehababerena
@gilwetamlak3647
@gilwetamlak3647 2 жыл бұрын
ተፈጸመ ኢልካ ፣ ግን ሐደ ክፋል ድአ ክኸውን ይኽእለበር ፣ አብ ሱዳን ስደት ዘስዐቦ ክንደይ ክፉእ ዘይተፈጸመ ። ጥነሲ ክሰዳ ብዙሐት ነብሰን ዝሰአና አለዋ ። ስለዚ አብ ፍርቂ በጺሕካ አሎኻ ። ወይ ቆልዐ ተወልደዶ ወይተሰደዶ ወይ ....... ...አብ መደምደምታ አብጸሐዮ ። ቀጺልካውን ሰይጣን ክሳዕ ክንደይ ሕሱም ምኻኑ ንመንፈሳውያን ምሁራት ምሕባር : ሐቀኛ ዛንታ ብምቅራብካ አመስግን ።
@ሄሉ-ኘ3ዀ
@ሄሉ-ኘ3ዀ 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭
@bereketgebremedhin951
@bereketgebremedhin951 2 жыл бұрын
Habtey natey nkitkieliyo hayli yhabki fetari gele gele zanta miemanu eu zexgmeka mesakin yehwatna buzuhu xgem lieli akimen ywerden ንዓለመ ከተብረትዕ ደኣ ኢምበረ መሊሳ ኢያ ተደቁሰካ ኣጆኺ ኢዛ ሓበተይይ ብሓቦ ተበራበሪ ሰደት ረሳሕ ንኹሉ ኤሬትራዊ በደሊና ኢዩ ዘደሊ ኢንተሉ ከንተሓበበረኪ በደሂዬ
@hiwetkesete8558
@hiwetkesete8558 2 жыл бұрын
አዋይይይይ ጋሊ ትረክቦ አንታይ ዓነት ብዕራይ ስዲ አዩ ኣጆኪ ፈተነ ደሎ አዩ ጥራይ ዓቅሊ ንጽቦቅኪ አዩ ንደኪ ግን ደዉልላ ኣተሻቅልያ
@musayemane2268
@musayemane2268 2 жыл бұрын
አይይ ስቃይ ኣንስትዮ😢😢😥
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 2 жыл бұрын
Ah abzi alem zeytengre ember zeytegebre yelen kbhal haki eyu way gual trekbo ahhh
@hermelabrhane7471
@hermelabrhane7471 2 жыл бұрын
Musse hawey kulu gize bejaka terik ms ezi etedalwuwo klasik Mara lbka zselb
@ብርኽቲጓልህጻንቅዱስቂርቆ
@ብርኽቲጓልህጻንቅዱስቂርቆ Жыл бұрын
ብሓቂ ብጣዕሚ ዝሑዝን ዛንታ እዩ ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍትና ኣብ ዓለም ዘሎ እዩ ዘጋጥም እዪ ኣይጋል እንድኪ ከምኡ ገርኪ ተስፋ ክትቆርጺ ኣብልክን ናብቲ በዓል ዓብዪ በዓል ምሉእ ተስፋ ዝኮነ እግዚኣብሔር ንበዓትኪ ኣፍስሲ ብድልየትኪ ፎትኪ ዝገበርክዮ ነገር ኣይኮነት ብዓመጽ እኪ ተደፍርኪ ብስጋ ወላ ድንግልናኪ ተከደ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ግን ድንግል እኪ ስለዚ ከሕዝነኪ ዘይኮነስ ተስፋ ስንቅኪ ሓቦ ተዓጥቅኪ ንስሃ ኣትኪ ህወትኪ ምርሒ ንኣደኪ እውን ደውልለን ኩሉ ዘጋጠመኪ ንገርየን ኣዶ ማለት ናይ ህወት ብርሃን እያ ብርግጽ ከብድ እዩ ኣብ ኣምላክ ተተወክልካ ግን ኩሉ መፍቲሒ ኣለዎ ኣጆኺ ዛሓፍተይ ❤
@filmonchapati82
@filmonchapati82 Жыл бұрын
እዋይ እዛ ዓለም እዚኣስ ዘይምንባር ምሓሸና ሓፍተይ ናተይ ከምዚ ናትኪ ኣጋጢሙኒ ብዘይ ፍቃደይ ጥራሕ ነብሰይ ሸር ክብሎ እየ ወይ ሰልዲ ክፈል እንዳበለት ትፈራርሃኒ ኣላ ሓፍተይ ኣጀኪ እምበር እዛ ዓለም እዚኣስ ተስፋ ተቅርጸኒ ኣላ ምንባር ተስፋ የቅርጸኒ ኣሎ😂😂😂😂😂😂😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@HfhgjgJtuguy-sr2kf
@HfhgjgJtuguy-sr2kf Жыл бұрын
ዓሕሕሕ ዘይትነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን😢😢😢😢😢😢
@petroshabtemicheal1449
@petroshabtemicheal1449 2 жыл бұрын
ኡኡኡኡኡፍፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ ሓፍተይ እንታይ እሞ ይግበር ኩሉ ከመ ፍቃደ ኣምላክ እዩ ንኩሉ ተጻዊርኪ ሜሮን ሓብተይ ን ማማኪ በቻክ ዳሃይ ግበርላ ።
@abititemesgen5849
@abititemesgen5849 2 жыл бұрын
Eway gal trekbo shger
@rahiletesfay2985
@rahiletesfay2985 2 жыл бұрын
Hemak agatami ajoki bertei nski hemak aygbrken
@jiromgebrelul6662
@jiromgebrelul6662 2 жыл бұрын
Eway tekal zanta ajoki zihaftey b amlak krekbo eiu
@hiritysahle4088
@hiritysahle4088 2 жыл бұрын
Kelet gze bedeluki nedeki rayi zhafty bztkalki hgez htety nay aboki thgem natki aykonen eze abo aykonen 😅
@kbreabtekie2760
@kbreabtekie2760 2 жыл бұрын
Tsbuk zanta eu gn bwedi sleztrek zelo eti bkyat tetgedfo mud yeblun gal tetenbbo xbuk nieru..kexlo xbuk aleka kalie
@michaelkeshimengis3258
@michaelkeshimengis3258 Жыл бұрын
😭😭😭🙏🙏🙏 amelak yehlki haftay btami zehzan
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 9 ай бұрын
እዋይ መከራ ኣጆኪ ሓፍተይ እዋይ ጋል ትረክቦ 😢😢😢😢😢😢😢
@birhangidey5997
@birhangidey5997 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭
@russomdrar5262
@russomdrar5262 2 жыл бұрын
Enkae kab kalie ayteneski kkk
@sweetheart3383
@sweetheart3383 2 жыл бұрын
Ehhhhhhh uffffff bejaki nedeki rkebya ktmexeki eya baela. Seb channel krekba mdeleku meza seb ane kem0a zktime z0abeku sle zkonku bejakum gele khgza
@sweetheart3383
@sweetheart3383 2 жыл бұрын
Kedem nebsa negiruwa alo ayttngerya gn rkebya, dewilki bzeykaki eko hiwet yeblan
@eruchanel
@eruchanel 2 жыл бұрын
ብመጀመርያ ኣምላኽ ኣካኣሎ ይሃብኪ፡ ግን ናይ ጋል ዓቅሚ ንብመስተ ተሰኒፉ ዝመጸ ክከላከል ዘይከአል ደዩ ኮዩኑ?
@fiyorihabte7350
@fiyorihabte7350 2 жыл бұрын
Gale kaynka kitftina xbuki neru gen higi tefetro ando koynu
@elduAbraham
@elduAbraham 2 жыл бұрын
Azi abo aykonen bejakum neriwo u zeytefelte mstir
@enbabakeshi3541
@enbabakeshi3541 2 жыл бұрын
Ah haftey natey 🥺🤦😢😭 ajoko tray kulu halafay eu zyhalf mot ray eu bi gizie zanta kukewun eu .please ni adeki dewlla ezi ftah ay konen zhaftey marey nsawun bi gahi entay kem tkewun ay tfeltn eki slezi dewlla please please please
@tsegaysbahtu8259
@tsegaysbahtu8259 2 жыл бұрын
Enika dehin mxika mussiela kinre dmixe tfika k ewayy niy bhike zhizen zanita bezkon kixlo 👍🇪🇷❤️
@zerithabte6575
@zerithabte6575 2 жыл бұрын
ሜሪ ጅግና ብዙሕ ክንጽበየካ'ና በጃኻ ቀጽሎ ።
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሐዝን ዝሓፍተይ ኣጆኺ፤ እዚ ዘጋጠመኪ ዓመጽ ምዃኑ ኣሚንኪ ነታ በዓልቲ ቃል-ኪዳንኪ ኣዴኺ እንተዘይተባተኽኪ ይምረጽ፣ ስለዚ ግድን ክትራኸብያ ይግባኣኪ። 🌹🌹🌹🌹🌹
@hiwotrobins6818
@hiwotrobins6818 2 жыл бұрын
ታሪኽ እዩ ዝመስል፡ ምኽንያቱ፡ ጓል 3 ዓመት ገዲፉኒ፡ ድሕሪ 20 ዓመት ሪኤዮ ኢሉ፡ ክንደይ ይኸውን፡ 23ዕድመ ይህልዋ። ኣፍቲ ዕድመ ናይ ጾታዊ ዝገበረትሉ ድማ 21 ዓመተይ ነይሩ ትብል ኣላ። ኣብ መበል 23 ዓመታ ጓል ኣንስተይቲ ናይ ጸታ ርክብ እንተገይራ ፡ ብዙሕ ደም ኣይትወጽእን። ግን ኣይተዓመጸትን ኣይብልን ዘለኹ።
@binyamaregay2897
@binyamaregay2897 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ጌርካ/ኪ ስምዓዯ . ጋል 3 ዓመት ከላ ገዲፍዋ ከይዱ ግን ሽዑ ቆልዓ ስለ ዝነበረት ብዙሕ ኣይትዝክሮን እያ. ስለዚ ዳርጋ 20 ዓመት ጌራ ኣላ ካብ ዘይትሪኦ!!
@sdethsum7859
@sdethsum7859 2 жыл бұрын
Entay koyna buzhu dem zeytwexie seb yfalale ykewn enber gele dem zeyblu alo gele kea miegeti zeyblu alo
@PY49
@PY49 Жыл бұрын
Don’t worry about the age try learn from the story
@ameenalam1223
@ameenalam1223 Жыл бұрын
እዛ ኣብ 22/23ዓመት ፆታዊ ርክብ ተገይራ ቡዙሕ ደም ኣይፈሳን ዝበልክላ ባ ኣረዲእኒ ማዓረይ ኣብ ባዕለይ ስለ ዝበፀሐ ናይ ሕልና ክርክር ስለ ዘእተወኒ እዩ ታይ እዩ እቲ ኣፈላላይ ድንግል እንድሕር ኔርካ ኣብ 23 ዓመት ንምንታይ ዩ ዘይፈሰካ ትሕቲኡ ዘለዋ ከ ንምንታይ ዩ ዝፈሰን
@tsegaihagos-he8qd
@tsegaihagos-he8qd Жыл бұрын
ኣብቲ ፍጻመ እንተተተኩር ምሓሸ ኔሩ እተን ጓል ሰለስተ ዓመት ከለኹ ዝረኣኽዎ ከምዝረኣኽዎ ክዝክሮ ስለዘይካል ዳርጋ ምስ ናይዚ ሕጂ ዘለኽዎ ዕድመ ዝኣክል እየ ነቦይ ዘይፈልጦ እያ ኢላ ።
@huriidris9294
@huriidris9294 2 жыл бұрын
Is that true, I can not believe, haftey please kbdetu yrdeanii gn ajoki bertii zkone nnebskn zhasi aytgberi ....
@መርሃዊትአፀብሃአረጋዊ
@መርሃዊትአፀብሃአረጋዊ 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭
@rodastesfamichel7879
@rodastesfamichel7879 2 жыл бұрын
😭😭😭
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 105 МЛН
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 71 МЛН
🍉😋 #shorts
00:24
Денис Кукояка
Рет қаралды 3,6 МЛН
እቲ እንዳተሰርሐ ዝጽሓፍ ኣሰቃቒ ዛንታ
9:13
Grdet Tube / ግርደት
Рет қаралды 2,7 М.
ዳኒ ዛሬም ለሷ ቦታ አለኝ አለ.እውነታው ወጣ😱😭😭
26:22
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 54 М.
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 105 МЛН