Estifanos Abraham (Zemach) - Nestey | ንእስተይ - New Eritrean Music 2016

  Рет қаралды 4,148,586

AMEN ENTERTAINMENT

AMEN ENTERTAINMENT

8 жыл бұрын

Subscribe us bit.ly/2saq6nZ
’’Eritrean Music’’ ’’New Eritrean Music 2016’’
New Eritrean Tigrigna Music 2016 by Estifanos Abraham (Zemach)
Copyright © Amen Entertainment 2018
An unauthorised use, distribution or re-uploading without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Popular Videos: bit.ly/2sbAa00
Newest Update: bit.ly/2KR6ltn
Follow us on Facebook: bit.ly/2xaOzzm
#AmenEnt #EritreanMusic

Пікірлер: 852
@sasenegahi5973
@sasenegahi5973 4 ай бұрын
መን ኣብ 2024 ዝስምዓ ዘል እዛ ደርፊ ላይክ እስከ ❤🇪🇷
@user-yj4uf1hi3c
@user-yj4uf1hi3c Ай бұрын
Me too😢😢😢😢😢
@danites
@danites Жыл бұрын
መን ኣብ 2023 ዝሰምዓ ዘሎ እዛ ደርፊ ላይክ እስከ
@soli494
@soli494 Жыл бұрын
Me 19/4/2023 🇸🇪
@AhmedAli-df5pw
@AhmedAli-df5pw Жыл бұрын
ኣነ🥺
@BrtuBrtu
@BrtuBrtu Жыл бұрын
ኣለና ❤
@lunaaraya2766
@lunaaraya2766 Жыл бұрын
2/7/2023 b aziye zfetwon zefqron mnase hawey kab eritrea tegabize ysema aleku degagime🙏🙏🙏 😘👩‍👧💋💗💖💘💓❤miss you more ma love bro
@danites
@danites Жыл бұрын
@@lunaaraya2766 ❤️🥰
@user-rn1qp4it8p
@user-rn1qp4it8p 5 жыл бұрын
ኡኡኡኡ ይይይይ ዘማች ኣንቢዓትኒ ደርፍካ ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ሓወይ ሓፍተይ ቕድሚ ናይዛ ድርፊ ተዝኩሮ ምንግረይ ተስፋኩም, ኣይፈለየኒ ኣብ 2013 ኢዩ ዝፈትዋ ሓፍተይ ምንኣሰይ ጋል 17 ኣመት ተሪዓ ካብ ትሕጸ ክሳብ ተምራዓ ሑጹኖት ትውድእ ብዘይ ሙቁራጽ ኣብ ቲሎፎነይ ሰሚዒያ ኢየ ድሕሪኡ ስደት ወጽየ ውን ስሕት ኢለ ይስምዓ ኒረ ኢየ ሓፍተይ ብ ህጻና ምምርዓዋ ከይ ኣክላ ድማ ኣደ ሓንቲ ኮልዓ ምስ ኮነት እቲ አንዳ የዕበየ ስበይቱ ክገብራ ተስፋ ጊረሉ ዝነብርኩ ኩቡር ብዓል ቢታ ጉዳይ ዓለም ኮይኑ ካብዛ ዓለም፡ ብሞት ትፈሊዋ ሓፍተይ ነቢዒላ ግን አንታይ ይግበር አንተስ ዕድላ አንተስ ባህልና እንተስ ስድራና ሕማክ ዕድል ኢያ ረኪባ ሞ ኣነ ወን ፡ካብኣ ዝይፍለ ከቢድ ጽቅቲ ኢዩ ዘለኒ ሞ ተስፋኩም፡ኣይትሓባኣኒ 👉❤❤❤👈
@user-ft8zr8kb7g
@user-ft8zr8kb7g 5 жыл бұрын
ን ፍቅሪ ኢየ ዝፈርሕ + ናይብሓቂ ሓውይ ናተይ እዛ ጹሑፍካ (comment) ምስ ኣበብኩዋስ ምስ እዛ ደርፊ ናይ ዝማች ተደሚሩ ወሽጠይ ተንኪፍትኒ ብሓቂ ከቢድ ዩ ንሓብትኻ ጽንዓት ይሃባ ዝተረፈ ሂወታ ናይሓጎስን ደስታን ኩኮነላ ይምነ ንስኻ ካ ከም ሓዋ መጠን ዝስማዓካ ባዕልኻ እኮ ገሊጽካዮ ኢኻ ኣሽኳይ ሓብትኻስ ማንም ጓል ኣንሰይቲ ተጸጊማ ክትሪኣ ተደንግጸካ እያ ስለዚ ሓብትኻ ዝያዳ ናትካ ምትብባዕ ዩ ዝድልያ እሞ እጆካ !
@weledo
@weledo 5 жыл бұрын
Ajoka hawey amlak alo
@user-uq2sr7nb5i
@user-uq2sr7nb5i 5 жыл бұрын
ን ፍቅሪ ኢየ ዝፈርሕ ብሓቂ ልበይ ተንኪፍካኒ ግን ኢንታይ ይግበር ኮይኑ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ ዩ ንሓብትኻ ጽንዓት ይሃባ ፈጣሪ ንስካ ከኣ ኣጆካ ተስፋ ሃባ ኢንተ ስድራና ግን ንጽቡቅና ኢሎም ስለ ዝኾኑ ኣይተሓዞምን ኢዩ ኣነ ጛል 14 ዓመት ኣመሪዖምኒ ካብ ትምህርተይ ኣውጺዮም ብዙሕ ኢየ ንስድራይ ዝኸሶም ነይረ ግን ስድራና ለዋሃት ኢዮም ሓዳር ገርና ወሊድና ክሪኡና ስለ ዝደልዩ ኢዮም ኢምበር ብኽፍኦም ኣይኮኑን ኣነ ነዛ ደርፊ ኢዚኣ ክሰምዓ ኣይክእልን ኢየ ብጣዕሚ ኢዩ ዝስምዓኒ
@user-rn1qp4it8p
@user-rn1qp4it8p 5 жыл бұрын
@@user-uq2sr7nb5i Tanks Abey Seb ❤❤❤
@user-uq2sr7nb5i
@user-uq2sr7nb5i 5 жыл бұрын
ገንዘብካ ሓወይ መዓረይ ኣምላክ ዝኣኻኽብ ጊዘ የምጻልና ስደትና የሕጽረልና ኣጆኩም ስደት ንበድሃዮ ቀረባ ዩ ጽባሕ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሰሰናዩ ነዓኩም ኩቡራት የሕዋተይ
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
2021 ንተሰሚዕካያ ሰላም በለኒ'ኻ
@tsegaethiopia2921
@tsegaethiopia2921 3 жыл бұрын
sela selam beluni sle zbelka eye
@letishefrem8729
@letishefrem8729 3 жыл бұрын
Selam bro
@rahase156
@rahase156 3 жыл бұрын
Selam 👋
@rahelghebremariam775
@rahelghebremariam775 3 жыл бұрын
Selam bro
@lifegoeson5959
@lifegoeson5959 3 жыл бұрын
👍 👍 👍
@user-wq8mk2xh7t
@user-wq8mk2xh7t 4 жыл бұрын
*መን ኣብ 2020 ዝሰምዓ ዘሎ እዛ ደርፊ ላይክ እስከ*
@zufanzufan4943
@zufanzufan4943 4 жыл бұрын
Me
@serekeseleba7222
@serekeseleba7222 4 жыл бұрын
Me 20 tams 😢
@maharigebrhiwot9873
@maharigebrhiwot9873 4 жыл бұрын
Me btaemi tzta aleni
@importantlife7944
@importantlife7944 4 жыл бұрын
21/2/2020 Like
@Yosan23697
@Yosan23697 4 жыл бұрын
ተስፍ ጽባሕ ✋❤️
@LulyaftsumBeyan
@LulyaftsumBeyan Ай бұрын
2024 still my favorite music ❤❤❤ 🇪🇷 ❤️ 💕 ♥️ 💓
@selamyemanesol4639
@selamyemanesol4639 4 жыл бұрын
እውይ ክንደይ ማዓልቲ ክእልሻ ተቐሚጠ እዛ ሙዚቃ ኣልሸ ስኢነያ ኔረ ሎሚ ረኺበያ ምስማሓዙተይ ተኣኪበይሰምዓ ኔረ ክፈትዋ 😥😥😥😢😢ኣዕርኽተይ ናፊቐ ስደት ናኢድኻ ኣይትስኣን😢
@slma_2mhani588
@slma_2mhani588 4 жыл бұрын
ኣጅኺ ማዓረይ
@user-tg4ue9mg2g
@user-tg4ue9mg2g 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ወለላይ ክንምለስ አና ናብታ ብርኽቲ ዓድና ኢትዮጵያ 😢😢😢😢ዋላ ኣነ ሰደት ሙኻን ኣብኒ
@meriayney6139
@meriayney6139 3 жыл бұрын
Aye ewe ab gzye tmhrti mes deki klasey koyna knzell ay sdet entay kon gudka
@iamtigrayan475
@iamtigrayan475 4 жыл бұрын
እዛ ደርፊ 1999 አ.ም ትምህርተይ ገዲፈ ጓል 16 ዕደመ ነይረ ቁልዕነተይ ከይወዳእኹ ጠኒሰ እንዳ ነባዕኹ ትምህርተይ ገዲፈ ሓዳር ምምራሕ ጀሚረ ግን ኹሉ ከም ዝፈራሕኽዎ ኮይኑ ውላደይ ደርብይ ስደት ከይደ ሄለነይ ❤ጓለይ እነይ ሓፍተይ ዓርከይ ምሓዛይ ናተይ ዕድል ከይገጥመኪ ንዓኺ እየ ዝለፍዕ ዘለኹ ኹልግዜ አብልበይ ኢኺ ናተይ ፍርቂ አካለይ
@amentube4610
@amentube4610 4 жыл бұрын
? ? ? ዋእ 1999
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 жыл бұрын
ስነ-ስርዓት ኤማ Haile tigraweyti eya mesleni ብ ግእዝ ኢዮም ዝቆጽሩ
@iamtigrayan475
@iamtigrayan475 4 жыл бұрын
ትግራወይቲ እየ ስለዚ ብግእዝ እየ ዝቖፅር
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 жыл бұрын
ደሓርስ እኳ ፈሊጥና
@ablantebisrat5741
@ablantebisrat5741 4 жыл бұрын
ETA zftwa habtey mnasey xegitey tamixa lbey tnkf music
@degneshtades9752
@degneshtades9752 4 жыл бұрын
እውይ እዛ ሙዝቃ ምስ ሂወተይ ዝተኣሳሰረት እያ ጋል 17 ዓመት ተመርዕየ ኣሻዒቱ ክሰምዓ ከለኩ ደም ይነብዕ ነይረሕጂ ደኣ ሓደ ቆልዓ ወልደ ገድፈዮ ስደት ከርተት ይብል ኣለኩ ዘማቸም ምርጥ ዝኮነት ሙዝቃ እያ ብላይክ ኣፅናዕንዑኒ የሕዋት
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 3 жыл бұрын
Tegagki hadarki kitgebri neruki miseu
@user-jf3ri3nn8s
@user-jf3ri3nn8s 2 жыл бұрын
Emo mnalbat bgdieta temerieki ktkoni tkeli gn maare wlad welidki hadarki ktgebri nieruki
@luligualtigray5555
@luligualtigray5555 Жыл бұрын
me too ajona zyaday💔😢
@merhawittesfalem4951
@merhawittesfalem4951 Жыл бұрын
15 ዓመት ዝተመርዓና ከ እንታይ ክንብል ኢና ኣሕ ተበዲልና ኢና ሓቂ ትሓይሽ😢😢😢
@user-ox6sj5wb6l
@user-ox6sj5wb6l 6 ай бұрын
​@@merhawittesfalem4951😂
@Israel-pz6lg
@Israel-pz6lg 9 ай бұрын
ከምዚ ከማይ ነዛ ደርፊ ብዘይ ምግናን ዓሰርተ ግዜ ዝሰማዓ ይህሉዶ ብጣዕሚ እያ ልበይ ትትንክፈኒ ❤❤❤❤❤❤❤
@imadhmadi5457
@imadhmadi5457 4 жыл бұрын
ኣብ 2020 ኣብ ሰደት ኮይኑ ነዛ ደርፊ ዘስተማቅ ር ዘሎን ወዲ ሃገረሰብ ዘኾነ ከምዚ ከማይ like እስከ ይሓግዘኒ ኣብ ሰደት ፀሚውኒ ሰለ ዘሎ
@robilovemessi4542
@robilovemessi4542 4 жыл бұрын
Eritrea entay eya hager. Nska entay eka seb. Bhansb = hagereseb. Aytgdefeni don't leave me 😂😂❤ wedi hagye sebey❤
@user-ud8xt3qf4k
@user-ud8xt3qf4k Ай бұрын
🌏🌎🌍🌋🏛🏗🧱🪨🪵🎉🫳👹👉🤌🤏👆🤛🖕🤞🫳🫲👈🤏🤌👌👉💨
@user-ud8xt3qf4k
@user-ud8xt3qf4k Ай бұрын
Fhcbxnjjhv😂und 😊😢🎉😢😮😅 😢❤uthhhhzhgghhhhjjhjj😢😢😮😊😮ist eine app teuer 😢😮😅
@user-ud8xt3qf4k
@user-ud8xt3qf4k Ай бұрын
​@@robilovemessi4542ccmj mag mgxhmxgmyggnym
@user-ud8xt3qf4k
@user-ud8xt3qf4k Ай бұрын
🙊😭😰😨☠️💀💩💫💦🦾💪🦿🦵🧑‍🚀👨‍🔧👩‍🔧🧑‍🔧👨‍🏭🧑‍🔧🧑‍🔧🧑‍🔧👨‍🔧👨‍🍳🧑‍🏫👩‍🏫👨‍🏫
@tantandadu9818
@tantandadu9818 6 жыл бұрын
ናይ ዘማች ደርፊ ክሰምዕ ንብዓት እዩ ዝስዕረኒ እዛ ደርፊ ምስ ሂወተይ ዝተኣሳሰረት እያ like ባ ሃቡኒ ንምትብባዕ በጃኹም ሕማቅ ኣለኹ
@gezanatv9713
@gezanatv9713 6 жыл бұрын
Tantan Dadu ajoka bro
@savageking2496
@savageking2496 5 жыл бұрын
Eya kemayn nay eze echa eye nihiwetey tgelisa eza derfi
@adisuxada4219
@adisuxada4219 5 жыл бұрын
Sqbel mshmush like habuni kea ybl guhaf
@adiamokbmikel2931
@adiamokbmikel2931 5 жыл бұрын
Tantan Dadu hamli
@elizag8353
@elizag8353 5 жыл бұрын
This is just like me, but I was 17 years old.
@princessentertainment.4158
@princessentertainment.4158 3 жыл бұрын
2021 ✨ ✨ zsema entelo bir kitbl tehagos
@user-yl3zj1kq6w
@user-yl3zj1kq6w 5 жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ በሉኒ ምኽንያቱ ሎሚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተዓሪቐን እየን ።ኣነ ካብ ክልቲአን ሃገራት እየ ተወሊደ።
@almazhajos8515
@almazhajos8515 5 жыл бұрын
Hiio
@henogwediluul2086
@henogwediluul2086 5 жыл бұрын
ህህህ
@bekiabapp8074
@bekiabapp8074 5 жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ
@kbromkb8705
@kbromkb8705 4 жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 жыл бұрын
እዞም ካብ ክልተ ሃገራት ዝተወለድኩም እኮ ኣብ መንጎ ተቀርቂርኩም ስለ ትጭነቑ እንቋዕ ሓጎሰኪ ክብለኪ ይፈቱ እንተ ነዞም 💯 ኤርትራውያን ግን ሓዘን'ዩ
@user-kb8qw9hh1s
@user-kb8qw9hh1s 4 жыл бұрын
እፍፍፍፍ እዛ ዘፈን ምስ ሂወት ታሪከይ ዝተኣሳሰረት እያ ግን ክሰምዓ ከለኩ ንብዓተይ እዩ ዝቅድመኒ
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 жыл бұрын
ነጊ ጋል ትግራይ ኣጆኺ ክብረተይ
@user-go9st3zz3z
@user-go9st3zz3z 7 жыл бұрын
ዘማቸይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን እዛ ደርፍ ሙሉእ ትሕዝቶኣ ናተይ ሂወት እያ ትገልፅ ሕሳስ ልደ ናይ ገዛና እየ ብዘይ ፍቃደይ ኣብ ዕሽል ዕድመይ ኣመርዕዮምኒ ከምቲ ዝበልካዮ "ዕድል መፃእየይ ከይመርመሩ ዕድለይ ሰይርሙለይ ሓዳስ መርዓት ኮይነ ደርፍካ እውን ሓዳሽ ነይራ ደርፍካ ይስምዕ እሞ ክነብዕ ይውዕል ነይር ከምትዝበልካዮ ሓዳር እውን ኣይኮነለይን ሕጅውን ደጋጊመ ይስምዓ እሞ ይነብዕ
@ethiolove2634
@ethiolove2634 7 жыл бұрын
ልቤ ጉዞ ላ ላይ ነው አጆኪ ዝያዳይ ደሞ ተመሳሳሊ እዩ ሂወትና
@zarieri4569
@zarieri4569 6 жыл бұрын
መንገደኛ ነው ልቤ ï
@jaeferbrhanemeskelmebrahto7459
@jaeferbrhanemeskelmebrahto7459 6 жыл бұрын
መንገደኛ ነው ልቤ ኣጆኺ ሓፍተይ ኩሉ ንጽብቕኪ ኡዩ
@user-kd2jh9kh3f
@user-kd2jh9kh3f 6 жыл бұрын
መንገደኛ ነው ልቤ tefatihiki diki😏 hji??
@salihabrar3162
@salihabrar3162 6 жыл бұрын
መንገደኛ ነው
@melesetrunh2321
@melesetrunh2321 5 жыл бұрын
ኢሄን ሙዚቃ ስሰማ ብዙ ትዝታ ይቀሰቅሣል
@kabomiss2580
@kabomiss2580 5 жыл бұрын
እዋይ ዓለም ውሑጅ ዘማቸይ ናይ ብሃቂ እዛ ደርፊ ኣብ ሂወተይ ዘይርስዓ ታሪክ ኣለዋ እታ እንኮ ዝፈትዋ ዘክብራን ምንኣስ ሓፍተይ ሕጂ ብሂወት ዘየላ እያ ተዝክረኒ
@rohamedia484
@rohamedia484 Жыл бұрын
ትርጉሙ ባይገባኝም ብዙ በጣም የምወደው ዘፈን
@user-vv9kq5rs7l
@user-vv9kq5rs7l Жыл бұрын
ትርጉም ታናሸ እህቱ ያለ እድሜዋ አግብታ አልቻለም አንጀቴ መለያየት አሰጣላኝ እያለ ነው
@tesfaldetdawit9627
@tesfaldetdawit9627 3 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት አዛ ደርፊ ነኣይን ሃፍተይን አላ ዝተደርፈት ኮይኑ ይስመኣኒ ኩሉ ጊዘ ከኣ ደጋጊመ ይሰማኣ ሓብተይን ኣነን መባይን ምናስን አና ጋል 16 ኣመት ያ ነራ ኣነ ከኣ ወዲ 14 ዓመት ነረ ድሕሪኡ father በሓይሊ ገዲዱ ኣመሪዋ
@mealone2541
@mealone2541 7 жыл бұрын
wawwww አዛ ደርፊ ብጣዕሚ አየ ዝፈትዋ፡ ሲኢነያ ነይረ ሕጂ ግን thanks
@freweintame2984
@freweintame2984 7 жыл бұрын
me alone ዋውውውውው።ብጣዕሚ።ጥዕምታ።ደርፊ
@user-vp1wu6it6z
@user-vp1wu6it6z 2 жыл бұрын
ምርጥ ሙዚቃ እህቴ ትዝ አለችኝ ልክ እንደዚህ ነበር ያገባችው አንጀት የሚበላ ሙዚቃ
@keren475
@keren475 Жыл бұрын
ንብዓት ይመጻኒ ናይ ዘማች ደርፊ ክሰምዕ ከለኽ!
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 2 жыл бұрын
ቁልዕነተይ 😭
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 5 жыл бұрын
እዛ ደርፊ እዚኣ ብፍሉይ ዝበኸኹላ መዓልቲ ኣላ ዕድል መፃእየይ ከይመርመሩ ንዓይ ምፍናዎም ከይትርፍ ኣብ ንእሽተይ ሓፍተይ ምስደገምዎ ምሒር ኣብክያትኒ ስለ መርዓን ቃልኪዳንን ከይፈለጥካ ተጎቲትካ ትኣትዎ ሓዳር ብዙሕ ቀፃልነት የብሉን ኣሕሕሕሕ
@slma_2mhani588
@slma_2mhani588 4 жыл бұрын
@ዘመንካ ይመለስ ጣኒቆ awe
@senaitgebremikael2884
@senaitgebremikael2884 4 ай бұрын
😢
@butterfly-85
@butterfly-85 Жыл бұрын
መን ኣሎ 2023 ዝሰመዓ ዛደርፍስ ስቅላ ከብድኻ ትበልዐካ😢
@debasskahilie5956
@debasskahilie5956 4 жыл бұрын
i am from gojjam ethiopia we love u eritreans bro and sisters GOD bless u
@AkberetAbadi
@AkberetAbadi 6 ай бұрын
Akatari
@robelgebremichael3314
@robelgebremichael3314 4 ай бұрын
akatari "bale antenna"
@hannastehaye8845
@hannastehaye8845 3 жыл бұрын
I love this song because it is an educationa to our older generation l in a fun way. Thanks Zemach
@samigosb8538
@samigosb8538 4 жыл бұрын
07.02.20 /// ksab 2050ዝሰምዓ ሓፍተይ ናፊቀያ ኣብ ስደት ኮይነ 🤒🤒🤒
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 жыл бұрын
One Love kulatna 😭😭
@lovesesu840
@lovesesu840 3 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ቀጻሊ ክሰምዓ ከለኩ ንሓብተይ ተዘካክረኒ ጋል 15 ዓመት ከላ ተመሪዓ እንዳ በከየት ክሰምዓ ከለኩ ሓብተይ ድረከብኩ ኮይኑ ስለ ድስሚዓኒ ቀጻሊ ኢየ ድደጋግማ
@furtunaandemichael6831
@furtunaandemichael6831 2 жыл бұрын
ቡኡነት ይበለኩም ናነባእኩየ ዝሰምኣ ዘለኩ zemacey እቲ ድምጽካ ገለአለዎ እወድሃለዉ
@tigstidesta1755
@tigstidesta1755 6 жыл бұрын
ናይ በሓቂ መምህር ብጣዕሚ እየ ፈትየያ እዛ ደርፊ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዘይ ዕድመአን ከይ ከይከዳ እያ ትገልፅ ቀፅለሉ ይመችካ ድማ ።
@Stormi.m
@Stormi.m 5 ай бұрын
My mom used to listen to this music and she forgot about it and it popped up in my screen and it is good memories
@dhhdzdzvdhdhddh9764
@dhhdzdzvdhdhddh9764 6 жыл бұрын
ምስቲ ኹቡር ባህልና ብሓቂ ዝናኣድ ስራሕ ዘማች ኣቦ ስነጥበብ
@russomamare2586
@russomamare2586 5 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ናይ ብሓቂ ኣብ ሕብረትሰብና ዓቢይ ተራ ኣለዋ ቀደም ብናኣሹተን የመርዕውወን ነሮም
@hamohaji3018
@hamohaji3018 4 жыл бұрын
ich liebe die Musik ich bin Aus Syrien ❤
@Ilenmehari
@Ilenmehari 5 ай бұрын
Do you understand the song?
@kedirassefa16
@kedirassefa16 Жыл бұрын
Before learning Tigrinya language I used to understand this song perfectly . The idea of the song revolving on every brothers minds .
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 Жыл бұрын
Nay ertra ya
@AkberetAbadi
@AkberetAbadi 6 ай бұрын
​@@selamgebirehaweriy1642kkkkk
@oneloveafricaiwillstopinee7502
@oneloveafricaiwillstopinee7502 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ሕጅስ ዛደርፍይ ናተይ ታራክ ትገልፃ ኣላ ታይ ይብሃል ኣነ ኣብስደት ካይነ ንኡሽቶን ሓፍተይ ይዘምትዋ ኣለው ኡውይ ኢልካ ዘይተልሞዓሉ በይነይ እዛ ደርፊይ እናሰማዕኩ ይነብዕ ኣለኩ ዋ ሰማዒይ ዘይቡሉ ኣውያት ዋይ ዛዓለም ናዛ ፀገም ክሰምዕ ካይነ ዝተፈጠሩኩ ካይኑ ይስምዐኒይ ኣሎ
@LovelyMakeup-zv2my
@LovelyMakeup-zv2my 3 ай бұрын
ናይ ዘማች ደርፊ ብጣዓሚ ከብደይ ይበለዐኒ
@user-kj5ek6jn5s
@user-kj5ek6jn5s 6 жыл бұрын
ዞማች በሃር ድምጻዊና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም ነቶም ደለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ዚሰኣናዮም በሃራት ሰነጥባባዊያና ከም በዓል እስያስ ጸጋይ ካ መንግስተ ሰማይ የዋሪሶም፡ እምበር ካባኩም ደኣሞ ከምዚ ዓይነት ፍሪያት ንጽበዮ ኢና ኣጀኩም ካ ንፉዓት ደቂ ኤረይ we love you so much is song for ever.
@shokingempire
@shokingempire 7 ай бұрын
My Mom used to listen this song every day. Good old times. 🙏
@kokobmajor5072
@kokobmajor5072 4 ай бұрын
Eza derfi ksema kelku seq elu eyu nbat zmexni kab 2021 ksab 2024 hji wen yqexla alku kemzi kemay thlwu do ❤❤❤
@msgunmebrahtu68
@msgunmebrahtu68 3 жыл бұрын
ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ሲ ኣይንረክቦን እምበር ዘርእና ካብ ዝጠፍእ ምሓሸና ነይሩ ካብ ኩሉ ሓዲግ እና ዘለና የሕዋትኩም ።
@kalMHe
@kalMHe 3 жыл бұрын
_It has been a long time since this song came out, but I still get goosebumps whenever I listen to it. The message it sends really makes it unique!!_
@berhanasmart2848
@berhanasmart2848 2 жыл бұрын
I agree ☝️ it’s an educational song in the first place 🥇❤️
@felafela1552
@felafela1552 Жыл бұрын
@@berhanasmart2848 2222222
@mainanmane1043
@mainanmane1043 Жыл бұрын
​@@berhanasmart2848 ❤❤❤❤❤❤😊¹11qqqq❤
@meberkfisungiher6793
@meberkfisungiher6793 7 жыл бұрын
ብሓቂ ነዓይ ዝተደርፍት መሲሎ ትስሚዑኒ ዕድል መፃእይ ከይ መርመሮ መፃኢ ዕደለይ ዝስባበሮ
@slmamibrahim3215
@slmamibrahim3215 2 жыл бұрын
ما فاهم شي لكن دي أجمل موسيقي واجمل لحن تحية لحبايب قلبي للشعب الارتري ،♥️🧡💛💚💙
@stu147
@stu147 Жыл бұрын
She’s getting married while she’s still so young 😢
@NeNe-ck9mo
@NeNe-ck9mo 5 жыл бұрын
ዘማች ሕጅውን ተቃላሳይ ናይ ውልቀይ መዓረይ ሓላለይ ሓወይ ኢኻ!
@mayakalayu9186
@mayakalayu9186 8 жыл бұрын
እዛ ደርፍ ብፍላይ ንዓይ ኣፀቢቃ እያ ትገልፅ ዕድል መፃኢኪ ከይመርመሩ ኪዲ ይብልኪ ኣለው ንሓዋሩ ስኣን ምፍላጦም ዕድለይ ሰይሮምለይ
@ludamisa4487
@ludamisa4487 7 жыл бұрын
hahhahahah iwey bhaki
@natuts6472
@natuts6472 7 жыл бұрын
ክክክክክክ ኢሞ ብስምኪ ከሐድሳ ሕተትዮ እምበር
@merrylovebieti8052
@merrylovebieti8052 7 жыл бұрын
maya Kalayu kikikiki me too uffff
@zebibtesfamichael3479
@zebibtesfamichael3479 7 жыл бұрын
maya Kalayu ajoki nxbuki elom eyom nsom wala hasibomo
@dinartela8218
@dinartela8218 7 жыл бұрын
maya Kalayu
@user-yj9tw6rb5y
@user-yj9tw6rb5y 3 жыл бұрын
ዘማች ጥዑም ድምፂ💓😢😢
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 3 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ናይ ብሓቂ መምህሪት እያ💖😘
@ziniyaziniyan7043
@ziniyaziniyan7043 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍ አረ ውይ ንዓይ ዝተደረፈት ይመስለኒ😢
@alemhailay2423
@alemhailay2423 5 жыл бұрын
ውይ ከም ዘማች ዝፍትወ ደራፍ የለን ብጣዕሚ እየ ዝድንቆ♥♥ እዛ ደርፍ መጀመሪያ ካልእ እዩ ነይሩ ክሊፕ ናይ ከተማ እስታይል እዩ ነይሩ። ሕዚ እዩ ናይ ገጠር ገይሩ ስርሒዋ እንበር ስርሐ ርሲዐ ክስምዓ ዝዊዒል ዝነበርኩ ደርፍ♥
@dearmom2633
@dearmom2633 4 жыл бұрын
Ewe bbelo eya tmrao niera eza merat Tezeytegagye Erena afewerki eya eta model ab eritrean tv yriaa neyre
@dearmom2633
@dearmom2633 4 жыл бұрын
Yelan eta nay kedem video delye seineya eye wala ane habibti
@yowhansnerayo7787
@yowhansnerayo7787 4 жыл бұрын
578 ኣታ እዞም ዲስላክ ዝገብሩ ደምበር ዶ ዲስላክ ላክ እንታይ ትርጉሙ ይፈልጡ እዮም መን ኣሎ 2020 ዝሰምዓ
@mikidelayinebsu4391
@mikidelayinebsu4391 4 жыл бұрын
Ane
@epicplayzethiopia5190
@epicplayzethiopia5190 3 жыл бұрын
ane 2021 sgab hji ysema aleku
@yonathanabraham8351
@yonathanabraham8351 3 жыл бұрын
Download eyu msilwom zkewin 😅
@abieltadese5467
@abieltadese5467 Жыл бұрын
እዛ ደርፊ ክሰምዕክለኩ ንደይ እየ ዝዝክር😢😢😢
@user-tu1cn4fx7k
@user-tu1cn4fx7k 5 жыл бұрын
Anes hadime amlite eye 😂😂 Zemch shukor kulu zefenka aymnon😘😘😘
@user-xd1kc7gu1x
@user-xd1kc7gu1x 6 жыл бұрын
ኣየ ወ ዕድል መፃኢና ከይፈለጠ ሽው ኣበለሙና ንእስነት ከይኣስተማቀርኩ ኣሕሕሕ
@user-qi2vi5by7s
@user-qi2vi5by7s 4 жыл бұрын
wula ane ab kulatna u ajuna
@bitewededjgnaertrawiye5348
@bitewededjgnaertrawiye5348 4 жыл бұрын
Lbka ttnkf derkfi 😭❤
@samiwedimaiaini9467
@samiwedimaiaini9467 4 жыл бұрын
Ata ane eza derfi memnaw sineya lomi elet 08 02 2020 yesma aleku
@goodplaza9545
@goodplaza9545 5 жыл бұрын
ዘማች ደርፍካ ኣንብዕኒ ምክንያቱም ምዓባይ ሓፍተይ ከማኣ ገይሮም ኣምርዐማ ኣብ 12ዓመታ ግን መራዓዊ ዶ ኣብ በቅሊ ይስቀል እዩ ምክንያቱም ኣብ 2ተበቅሊ ስለ ተሰቆሉ እዩ ሓፍቱኩም ካብ ትግራይ እንደባጉና
@natuts6472
@natuts6472 7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መምህር
@abdulfatahmohammed4937
@abdulfatahmohammed4937 5 жыл бұрын
Zamach .. so great 😭
@selamgkidan3186
@selamgkidan3186 5 жыл бұрын
ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ ኩሉ ግዜ እየ ዝሰምኣዓ
@rihitaasgele6561
@rihitaasgele6561 4 жыл бұрын
ኣነ ካብተን ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ብስድረአን ተፅዕኖ ዝተመርዐዋ ሓንቲ እየ ሀዚ ኣዶ ሓንቲ ቆልዓ እየ ኣብ ሓዳረይ ብዙሕ ክፍተት ኣሎ እቲ ዝገርም ነገር ግን ናይ ዓድና ሰብ ባዕሉ ፈትዩ ወሲኑ የማርዕየካ እንተ ፀሊኡ ድማ ከፋትሑኻ ይፅዕሩ ብቻ መድሃኒኣለም ባዕሉ ይርኣየለይ በደለይ እምበር ታይ ክበሃል ኮይኑ ቤተሰበይ ክልተ ግዜ ከምዘይብድለኒ ተሰፋ ይገብር እዛ ናይ ዘማች ሙዚቃ ካብ ብህፃነይ ኣትሒዘ ይሪኣ ነይረ ኣብ ትግራይ ግን ታይ ዋጋ ኣለዎ ጥቕልል ኢላ መፅያትኒ ናብ ገዛይ 😢😥😥😢
@rihitaasgele6561
@rihitaasgele6561 4 жыл бұрын
@habesha love የቐንየለይ መዓረይ እግዚአብሔር ባዕሉ ጥንካረ ይሃበኒ
@user-di3bt9kf4r
@user-di3bt9kf4r 5 жыл бұрын
ግዜ ትማሊ እንተዝምለስ ሎም ክንደይ ምጣዓመ ብህጻንካ መርዓ በዝ ሎም እንተዝኾን ክንደይ ምጣዓመ
@user-gb5vh9mv5r
@user-gb5vh9mv5r 6 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ወለደይ እባ ወፂዖምኒ ዕድል መፃእየይ ከይመርመሩ ናዓይ ኢልካ ኢካ ደሪፍካያ so ranks
@faz_ildxb8041
@faz_ildxb8041 4 жыл бұрын
Tt
@faz_ildxb8041
@faz_ildxb8041 4 жыл бұрын
Th
@iloveyoudad5243
@iloveyoudad5243 4 жыл бұрын
እዛ ሙዚቃ ክሰምዓ ከለኹ ኩሉ ግዘ ይነብዕ ልብኻ ትትንክፍ ብጣዕሚ
@banakibrom6842
@banakibrom6842 Жыл бұрын
I cried every time😢
@tesfeabraham6302
@tesfeabraham6302 5 жыл бұрын
it s very emotional song when i listen this music i feel cry.specially it is eritrean town to do like this culture until now
@samisami5727
@samisami5727 Жыл бұрын
I like 💕so much this song 🎧 🎵 🎶 Still more so well done!👍
@mafiimafuu2114
@mafiimafuu2114 3 жыл бұрын
Ewiyyyyy anta mexeleliy😭😭😭😭😭 kedmi 2010 keyitmraku yesma neyire tegabze ab hiwety tezekro alatni😭😭😭😭
@howican1051
@howican1051 2 жыл бұрын
I love ❤️ this song because of the action it learns education 🎓 🎒.
@asmeromzewde6847
@asmeromzewde6847 7 жыл бұрын
zemach ....thanks a lot for being the veteran fighter and the bridge among all the generations from 1950s to 2010s
@robeldebesay9768
@robeldebesay9768 4 ай бұрын
መን ኣሎ 2024 ዝሰማዓ ደቂ ኤሬይ ሽኮር❤❤❤
@melatmeles9096
@melatmeles9096 4 күн бұрын
Ane😢
@mekereyemane6106
@mekereyemane6106 6 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ኣነ ወዲ የ ግን ክሰምዓን ከተንብዓንን ሓደ ያ ክንደይ ግዜ ኢና ምስ ንኣሽቱ የሕዋትና ክንፋላለ። መሳኪን የሕዋትና ጉማማ ዝኾነ ባህሊ ቁጽይ እንዳበለ ወዲኢኩን ኢናዓል ከዲስ ባህሊ
@dan-lc4dt
@dan-lc4dt 5 жыл бұрын
Mekere Yemane 😕😠😠😈😈😈😇😈😡😉😉😉😈😈😉😉😉
@haregum9796
@haregum9796 4 жыл бұрын
Ezia music 🎶 nae wela ndhrit tmelseni 😭😭😭😭🤧🌺🌺🌺🌺💯💯💯💯💯👄👄💕💕💋💋💋💋
@samiwedimebrya785
@samiwedimebrya785 7 жыл бұрын
the best of Eritrea music Estif shkorrrrr love you love your song
@TimoProduction74
@TimoProduction74 4 жыл бұрын
Heartbreaking 💔
@rahelrahel6194
@rahelrahel6194 4 жыл бұрын
ኣሕ ኪዲ ይብሊኪ ኣለው ናሓዋሩ ነቢዐ ከምዘይሓልፍ
@mitikuamanumesele3975
@mitikuamanumesele3975 5 жыл бұрын
ahhhhhhh.....i cried when i hear this music, especially when the little girl criess...ahhhh
@hermonsebhatu1660
@hermonsebhatu1660 4 жыл бұрын
5yu
@fanu1116
@fanu1116 3 жыл бұрын
🥲😔
@goodplaza9545
@goodplaza9545 5 жыл бұрын
እዋይ ሓልዋ ኣባጊዕ ተራኣዩና
@loveyoumom9794
@loveyoumom9794 3 жыл бұрын
Uffff eza derfi keltin yhwatey ynafqen😭😭😭😭😭 amlke aboy sedtna yhxerlna
@nebyber8009
@nebyber8009 7 жыл бұрын
gross Atist .ብጣዕሚ፡ንፉዕ፡ገጣሚ፡ነቲ፡ዐሻ፡ባህልና፡ጽቡቅ፡ገርካ፡ ገሊጽካዮ።Thank u very much.
@techzone6330
@techzone6330 6 жыл бұрын
Efffffffff eza derfi ezia gena nab sdet keywetsaku ms aerktey nsemea nerna abyi zkri aleni😢😢😢😢😢😢😢😢
@yehelmfechi
@yehelmfechi 7 ай бұрын
Nov 3 thu ❤😢🎉 from ethiopia 9 :35 pm
@FF_SALU_D
@FF_SALU_D 5 жыл бұрын
መምህር ሙዚቃ ናይበሓቂ, 👍👍👈👈
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 3 жыл бұрын
ኣክክክክክክ /13/ ዓመት ተመርዕየ ሹዐ ወፂኣ ዛደርፊ ሐዚ ኣብ ስደት ኣለኩ ንዓይ ዝተደረፈት እየ ዝመስለኒ ኣየ ወለደት ንእስነተይ መፃኢ ግድለይ ......እህህህህህህህ
@HabenKidane-mf3ok
@HabenKidane-mf3ok 24 күн бұрын
Ewyyy anes gezana ember nafiqeyooommm 2024❤😢😢
@filihawidelina2479
@filihawidelina2479 7 жыл бұрын
this music my story thanks zemach
@unicorndream1328
@unicorndream1328 6 жыл бұрын
you should work with human rights international...you have the the right mind my friend ..God bless!..
@musiejohn2260
@musiejohn2260 5 жыл бұрын
unicorn dream what you mean international rights bich
@saronsaron9945
@saronsaron9945 4 жыл бұрын
This song made me cry 😢
@selamselam70
@selamselam70 7 жыл бұрын
zemach eza derfi nay elka eka derfkaya I love you so much thanks.
@fishh2729
@fishh2729 4 жыл бұрын
i love this music , i'am from ethiopia.
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 6 жыл бұрын
ዋየይ ናተይ ኣታዓባብያ ከምዚኣ እያ ተፈታዊ እቲ ባህልና
@musiejohn2260
@musiejohn2260 7 жыл бұрын
nice song to keep it as historical and cultural of our people thanks
@awetjona5173
@awetjona5173 6 жыл бұрын
www www www xebuk Dumexi Nay himamey Eri
@sammy2954
@sammy2954 9 ай бұрын
This is not good you Retard, this song is not the idea of whats happening tho.
@abderhimabrahim9755
@abderhimabrahim9755 2 жыл бұрын
Kisab 17/9/2021ysema aleku zeytmno derfi men alo zey menewa Hii beluni deki erey halal 💞🌺🌻
@user-sl7dt8ui4c
@user-sl7dt8ui4c 7 ай бұрын
Wela ane ksab 2023😢😭😭😭🥺
@gezaegoitom214
@gezaegoitom214 6 жыл бұрын
I like so much this song well done! !
@dpregege3159
@dpregege3159 8 жыл бұрын
Kebdka ttnkf derfi ya!! Nice everything..
@lulabahare4788
@lulabahare4788 3 жыл бұрын
Gona mbar nay bhaki saeri saeri eyou. Memhr zemach 💕
@user-qt5dd6mt6h
@user-qt5dd6mt6h Ай бұрын
Eza derfi gn ksemi haftey tezekreni 😢😢😢😢😢😢😢😢😢alem godolo
@johnbyohannes639
@johnbyohannes639 7 жыл бұрын
ጣዕሚ ጥዑም ሙዚቃ ምስማዕ ኣቤት ክጥዕም ።
@user-fe1lg1pm6q
@user-fe1lg1pm6q 9 ай бұрын
ትዝታ ግዜ ብፅቡቁ😢😢😢
TSBAH Abrar Osman  ጽባሕ ኣብራር ዑስማን
6:57
ABRAR OSMAN
Рет қаралды 1 МЛН
Alem Xaeri
8:28
Tesfai Nrea - Topic
Рет қаралды 6 МЛН
Василиса наняла личного массажиста 😂 #shorts
00:22
Денис Кукояка
Рет қаралды 10 МЛН
Wait for the last one! 👀
00:28
Josh Horton
Рет қаралды 127 МЛН
Luck Decides My Future Again 🍀🍀🍀 #katebrush #shorts
00:19
Kate Brush
Рет қаралды 8 МЛН
DO YOU HAVE FRIENDS LIKE THIS?
00:17
dednahype
Рет қаралды 51 МЛН
Eritrean Guayla Music  Abrehet Berhane  And abera Beyene Kahtana  eastafro.com
7:49
Estifanos Abraham (Zemach) - Semira | ሰሚራ - New Eritrean Music 2016
7:12
AMEN ENTERTAINMENT
Рет қаралды 3,4 МЛН
teame-aitmkeruni- eritrea
7:30
Emil Lee
Рет қаралды 2,5 МЛН
Say mo & QAISAR & ESKARA ЖАҢА ХИТ
2:23
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 992 М.
V $ X V PRiNCE - Не интересно
2:48
V S X V PRiNCE
Рет қаралды 1,1 МЛН
LISA - ROCKSTAR (Official Music Video)
2:48
LLOUD Official
Рет қаралды 73 МЛН
Райымбек Нысанбек - Сүйдім аруды (Премьера песни) 2024
3:39
IL’HAN - Eski suret (official video) 2024
4:00
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 794 М.
Zattybek & ESKARA ЖАҢА ХИТ 2024
2:03
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 110 М.
QANAY - Шынарым (Official Mood Video)
2:11
Qanay
Рет қаралды 394 М.