Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 23 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part -23- full - 2019

  Рет қаралды 85,584

Hanza Tube /ሃንዛ/

Hanza Tube /ሃንዛ/

Күн бұрын

Пікірлер: 249
@ብኣምላክ.ክበፅሖእየኩሉ.መ
@ብኣምላክ.ክበፅሖእየኩሉ.መ 4 жыл бұрын
I love ትግራይ ዓደይ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ፍትውትውውው እስኪ ከማይ በትግራይ ዓዱ ዝሕበን እንተሎ ሊንክ ረጊፁ ይሕለፍ
@ተመስገንአምላኬ-በ4ረ
@ተመስገንአምላኬ-በ4ረ 4 жыл бұрын
አነ አለኩ
@ህንፃጋልትግራይ
@ህንፃጋልትግራይ 4 жыл бұрын
ንኮዓ ብስላም እንዳ ተሐሽ ምቅራት ንመምህር መርሃዊ ዝፍቲ እስኪ ላይክ ደቂ ትግራይ መዓረይ ከብ ኮሮናሕማም ይስውረና ኣሜን
@mebrhitglakesehi6632
@mebrhitglakesehi6632 4 жыл бұрын
LOVE. ንደቂ ትግራይ🇻🇳🇻🇳💘❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 4 жыл бұрын
ነዛ ፅሑፍ ተንብቡ ካብ ኮሮና ባይረስ ፈጣሪ ይሓሉኩም ይሓልወና ደቅ ትግራይ ምዓረይ እንዳ ትሕሽ እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም ምቁራት
@fenkiljougar6052
@fenkiljougar6052 4 жыл бұрын
ኣዝመራ ዋየ መርዊኢተየ
@fenkiljougar6052
@fenkiljougar6052 4 жыл бұрын
@@azemeraazemar1543 የኔ ሞዛዛ እምሳም
@theonly3409
@theonly3409 4 жыл бұрын
Amen amen amen amlak bmhretu ytemtena
@Sara-sr4sg
@Sara-sr4sg 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 4 жыл бұрын
@@theonly3409 አሜንንንንንንን ፫
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ዋውውውው ናይ ሕጅስ ንበይኑ ዓይነት ድራማ እዩ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብዙሕ ዛዕባ ዘምህር ዋውውው ጀጋኑ ቀፅልሉ
@ወያኔነኝወያኔነኝ
@ወያኔነኝወያኔነኝ 4 жыл бұрын
መርሃዊ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ
@mebrhitberhe9816
@mebrhitberhe9816 4 жыл бұрын
አነ ለ
@bribsrat1831
@bribsrat1831 4 жыл бұрын
ሰሰናዩ ንዓኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ካብ ኮረና ሕማም ይምሓረና ኣብ ስደት ዘለና ካዓ ስደትና የሕፅረልና
@Gf-gw9iq
@Gf-gw9iq 4 жыл бұрын
amen amen amen
@salama22maksri93
@salama22maksri93 4 жыл бұрын
amennn
@samirasamira4933
@samirasamira4933 4 жыл бұрын
ኣሜን
@tdf3074
@tdf3074 4 жыл бұрын
አንኮዕ ብሰላም መፃአኩም አንዳ ተሐሽ ሓባይብ አምላክ አዮሱስ ክርስቶት ከብ ኮሮና ቫረስ አብ ውሽጢ ዓድን አብ ደገን ዘለና ባዕሉ ይሓልወና አሜን አሜን አሜን😍😍😍😍
@سارهمحمد-ت1د
@سارهمحمد-ت1د 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@hdbbr1696
@hdbbr1696 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@محمدمحمد-ر7ن9ض
@محمدمحمد-ر7ن9ض 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@ilovemama5326
@ilovemama5326 4 жыл бұрын
Amen👏👏👏 Amen👏👏👏 Amen 👏👏👏
@abrahamafewerkimyking8757
@abrahamafewerkimyking8757 4 жыл бұрын
Amen Amen
@nigstihagos5308
@nigstihagos5308 4 жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፀኩም ደቂ ትግራይ ሸኮራት ካብ ሕማም ኮረና ይሰወረና ኣብ ሰደት ዘለና ከዓ ሰደትና ኣሕፅሩ ብሰላም ምሰ ሰድራና የረከበና ሰናይ ዕለተ ሓሙሰ
@jcfug3355
@jcfug3355 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@azmeramohammed4782
@azmeramohammed4782 4 жыл бұрын
ኣሚን
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ንኽልን
@nazanetnazanet3324
@nazanetnazanet3324 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@مَسّتْرٌمٍهَسّتُرِ-ح6ت
@مَسّتْرٌمٍهَسّتُرِ-ح6ت 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምቅርቲይ
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 4 жыл бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃኩም ዳትሐሽ ካብዙ ሕማቅ ሕማምም ኮሮና ፈጣሪ ይሓልወና የሕዋት
@rahelrahel8397
@rahelrahel8397 4 жыл бұрын
ዋዉ እንዳ ትሐሸይ ብጣዕሚ ደስ ትብል ቆንጆ መልእክቲ ዘላታ ድራማ እያ ቀፅልሉ ፅቡቅ ኣለኩም ግድብ ኣባይ ንተጋሩ ከዘም ቀፃልም ይምልከተናን ይብፅሐናን እዩ ምክንያቱ ውፅኢት ድካምና ስለዝኮነ ።ብጠቅላላ ዘቅረብክምዎ መልእክቲ ኩሉ መሃሪ እዩ ።
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 4 жыл бұрын
በሉ ካብ ኮሮና ቫይረስ ማርያም ፂኦን ትሓልዉኩም ትሓልወና አሚንካ ካብ ምክሓድ ወዲቅካ ካብ ምስባር ደቂስካ ካብ ምትራፍ ሀና ማርያም ትሓልና ዋ ንመርሃዊ 1000like ሰሲዐዶ ሽኮሪናታት
@freteklefretekle6528
@freteklefretekle6528 4 жыл бұрын
አሜንንን
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 4 жыл бұрын
አሜንንንን ፫
@milimili3774
@milimili3774 4 жыл бұрын
Amen
@alemtsahaytamr9463
@alemtsahaytamr9463 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን፫
@hdhheiejdhdhdhrjf4644
@hdhheiejdhdhdhrjf4644 4 жыл бұрын
I love you ደቂ ዓባይ ትግራይ
@ጓልደብርፂጓል70እንደርታ
@ጓልደብርፂጓል70እንደርታ 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀእኹም. ብሩኻተይ ያሕዋተይ ካብዚ ኮረና ቫይረስ ዝባሃል ሕማም ኣብ ኩሪናዓት ዓለም ዘለና ተጋሩን ኤርትራውን እመቤት ማርያም ታሓልወና አሜን አሜን አሜን
@Wedi44
@Wedi44 4 жыл бұрын
ሙና ጋል ትግራይ ግዜን ሕቶን አለኒ Amen Amen Amen 🙏
@ጋልትግራይእየጋልጀጋኑኣዶ
@ጋልትግራይእየጋልጀጋኑኣዶ 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ኦርቶዶክስሀይማናትየ
@ኦርቶዶክስሀይማናትየ 4 жыл бұрын
ሸኮራተ
@ኦርቶዶክስሀይማናትየ
@ኦርቶዶክስሀይማናትየ 4 жыл бұрын
ማር
@ጓልደብርፂጓል70እንደርታ
@ጓልደብርፂጓል70እንደርታ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ኩሉኹም ያሕዋተይ ሕማም ኢዚይ ኣምላክ ባዕሉ ይሰዉረልና ስደትናዉን ያሕፅረልና
@እምነትእዩዓቢይ
@እምነትእዩዓቢይ 4 жыл бұрын
አምላክ ካብ ሕማም ዝኮነ ነገር የድሕነና አሕዋት መቸም ካብ ኩሉ ነገር ይሓልወና
@ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
@ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 4 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ፅሩያተይ !!እዚ ኮረና ልብሃል ካብ ገፀ ምድሪ የጥፋኣልና ኣምላክ😢
@fa4r269
@fa4r269 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏😘
@khabkhan3737
@khabkhan3737 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን(3)🙏🙏
@ሂወትደስታጓልትግራይ
@ሂወትደስታጓልትግራይ 4 жыл бұрын
ሰላም ንኣኩም ደቂ ትግራይ
@ሂወትደስታጓልትግራይ
@ሂወትደስታጓልትግራይ 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ክሕሎ ኮሪዐልኩም ቀፅልሉ
@smrahgazi2851
@smrahgazi2851 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ካብ ኮሮና ቫይረስ ይሓልወና 🙌🙌🙏🙏🙏🙏😢ኑሮ ምኽባሪ ኣይጎድኣናን
@amelaketebekegn1796
@amelaketebekegn1796 4 жыл бұрын
Amen tekekl eu
@kdusgebrialtebkegn7704
@kdusgebrialtebkegn7704 4 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ብርክት ኣሕዋተይ ኣምላክ ካብ ሕማም ኮረኖ ቫይረስ ይምሓረና ቡሩካተይ
@ኦርቶዶክስሀይማናትየ
@ኦርቶዶክስሀይማናትየ 4 жыл бұрын
Kkkkkkkk ትሐሸይ
@kdusgebrialtebkegn7704
@kdusgebrialtebkegn7704 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ተሐሽ አስፖርተኛ ምካን ከጥዕመላ
@ፊፊማኛ
@ፊፊማኛ 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ደቂ ትግራይ ዓደይ ጫት ኣብ ትግራይ ክይስፍሕፍሕ ንከላኸል ።👍👍👍👍👍
@negste2212
@negste2212 4 жыл бұрын
ዋውውውውውውውው እንቋዕ በሰላም መፃኩም እንዳ ትሕሽ ሙቑራት ኣነ ናይ መብሬየ ❤❤💝ኣዲናቂት እየ::
@melatabreha1239
@melatabreha1239 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ካብ ኮርና ቫይረስ ይሓልወና ወገናተይ ብብዘለናዮ 🙌🙌🙏🙏😢
@Wedi44
@Wedi44 4 жыл бұрын
melat abreha 123 Amen Amen Amen 🙏
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@gsggsgsg6797
@gsggsgsg6797 4 жыл бұрын
Amen🙏🙏🙏🙏
@ማሾጓልማይምክደን
@ማሾጓልማይምክደን 4 жыл бұрын
ኣሜንኣሜን ኣሜን
@mariaymaxumancihtabkgue5d655
@mariaymaxumancihtabkgue5d655 4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN
@mahiyemikitanash6471
@mahiyemikitanash6471 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳትሕሽ ሓላላት በርትዑልና እስከ👌💘
@ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ
@ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ 4 жыл бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኩም ሽኮሪናታት😍😍😍👍👍👍👍❤️❤️😍😍
@selamyihun8102
@selamyihun8102 4 жыл бұрын
This is my favorite weekly Tigrian drama.
@ሰኒነኝየህቴቅምጥልጥል
@ሰኒነኝየህቴቅምጥልጥል 4 жыл бұрын
ትሐሸይ ሸኮር እዉይ ክፈትወኪ ማዓት ማዓሪተይ ብሱሩ ምቁጣዕ ማሪ እዪ ዘጥዕመልኪ ሸኮሪይ
@selamselam5669
@selamselam5669 4 жыл бұрын
deki Tigery sehkiornata 👍 👌 like
@bbbjjj6791
@bbbjjj6791 4 жыл бұрын
Ewwwwww des behali eyu mkirat
@ማቻማቻ
@ማቻማቻ 4 жыл бұрын
እንዳ ትሕሽ ሽኮራት እንዃዕ ሰላም መፃእኹም ፅቡቅ ስራሕ ኽኣያ ናይ ሎምስ ነቲ ዝብሃል ዞሎ ኽኣ እግዛብሄርኣምላክ ብምሕረቱ ይሓልወና
@الوهلا-ر2ب
@الوهلا-ر2ب 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ ሰላምን ፍቕርን ንሙቅራታ ተጋሩ
@gualaragure8784
@gualaragure8784 4 жыл бұрын
እንዳ ተሖሽ ቆናጁ እንካዕ ዳሓን መፃእኹም እቲ ዝመፀ ሕማም አምላክ የጥፍኤና ናብ አምላክና ንመለስ አሕዋት ይቅርታ ንበሃሃል ተንኮልን ሽርሕን ንሕደጎ አምላክ ንለምኖ ይቅር ክብለና🙏🙏🙏
@SalamSalam-ke1iu
@SalamSalam-ke1iu 4 жыл бұрын
እንኳዓ ስላም መፃእኩም ድቂ ትግራይ ዓድይ እስቲ ካብዚ ክፉእ ሕማም እዚ ኣምላክ ይሓልዎና ኣሜን 🙏🙏🙏
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 жыл бұрын
I love you Tigraweyan Tigray sweet God bless you for ever and ever!!! I love you guys welcome! !!!
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 жыл бұрын
አንካዕ በስላም መፅአኩም ተዋሳአት አንድ ትሕሽ ሽካርናታት በጣዕም ደስ ዝበል ትምህርተ አዩ ቀፅለል
@iattbirehanaragey3183
@iattbirehanaragey3183 4 жыл бұрын
ዛ ድራማ ክትምቅር ብ ኩሉ ናሓለፈት ትምህር ቀፅልዎ እንዳ ትሕሸይ ሓባይብ
@sindunguse9741
@sindunguse9741 4 жыл бұрын
መርሃዊ ኬፍ ኣለዎ ብጣዕሚ
@abrihageremedhun1401
@abrihageremedhun1401 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሽኮራት ኣብ ደገን ኣብ ዉሽጥን ዘለና ካብ ኮሮና ቫይረስ ይማሓረና ባዕሉ ልኡል እግዛብሄር
@بنذننب
@بنذننب 4 жыл бұрын
አሰይይይ እዘን አዴታት ደስ ክብላ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራት
@selamselam6877
@selamselam6877 4 жыл бұрын
I love you tigray 🇻🇳 🇻🇳 🇻🇳
@hylemariyam5162
@hylemariyam5162 4 жыл бұрын
Sewedacu love you movie ♥️🇻🇳♥️
@سارهمحمد-ت1د
@سارهمحمد-ت1د 4 жыл бұрын
ኣምላክ ካብ ሕማም ኮሮና ባይረስ ይሓልወና
@سارهمحمد-ت1د
@سارهمحمد-ت1د 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏ክብረተይ
@እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
@እግዝአብሔርእረኛዬነውድን 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ጫች ሽሻ ካብ ትግራይ ጠቅሊሎም ክጠፍኡ አለዎም
@titizetigray8768
@titizetigray8768 4 жыл бұрын
Enkae selam metsakum deki abeyti
@ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ
@ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣይድያ እዩ 👍👍👍👍👍👍👍👍
@maryyoutube2253
@maryyoutube2253 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሓላል እንኳዕ ደሓን መፃኺም 😍😍
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 жыл бұрын
ካብ ዝባሃልሎ ሕማም ይሓልወና ፈጣሪ አቦይ ወገናተይ ብብዘለናዮ ብፀሎት ንፅናዓ🙏🙏🙏😢😢
@wasli8257
@wasli8257 4 жыл бұрын
እንኮን ዳሕና መፃእኩም ደቂ ትግራይ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 жыл бұрын
መፅእኩምለይ ዶ ወገናተይይ 💘❤
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለፋ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለፋ 4 жыл бұрын
welicoom dki tigiray
@Love-dm8zs
@Love-dm8zs 4 жыл бұрын
Shafana & teihsh marhawei lilom beteimei zeneidakum kexeiluwo
@helenyonas2475
@helenyonas2475 2 жыл бұрын
እናተን በኩፉ ያየ አይን ይደፈን :: ፈጣሪ ሰላሙን ያምጣልን::
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ፍትውውውውውው ኣሕዋተይ እፈትወኩም እየ❤❤❤❤🌾🌾🌾🌸🌸🌷🌼🥀🥀🥀🥀🥀❤️❤️🌼🌷
@የአላህባርይያናኛየአላህባ
@የአላህባርይያናኛየአላህባ 4 жыл бұрын
ቢጣአሚ ሀሪፍ
@ፍያሜታፍቅር-ኸ6ወ
@ፍያሜታፍቅር-ኸ6ወ 4 жыл бұрын
ወትሩ ሑጉሳት በርትዑ😘😍💪
@hdbvzcyjnvxbn6544
@hdbvzcyjnvxbn6544 4 жыл бұрын
ትሕሸይ ኣዮኪ 😙😙😙😙😝😝😝
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 жыл бұрын
ኣታ ወዮ መፃኢ ኣያ ዘርኣብርክ መሲሉ ገምቱ ገምቱ ኣብዚሑ
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 жыл бұрын
እካዕ ዳሓን መፃእኩም😘🇻🇳
@jolyanna5404
@jolyanna5404 4 жыл бұрын
አስይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ😘♥️💪💕💖💖👍👍👍👍
@ቃልኪዳን-ቀ2በ
@ቃልኪዳን-ቀ2በ 4 жыл бұрын
ናይ ትሕሽ ስፖርት ከመይ ድያ ኣስሒቃትኒ ክክክክ
@shamillash6219
@shamillash6219 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ሓላላት ፍጥረት
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ
@yut9623
@yut9623 4 жыл бұрын
መራሃዊ ሽካር ቀፅለሉ
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 жыл бұрын
ወይ ተሕሽን ሽፍናን ስሓቅ ኣቅስለናኒ 😂😂😂😂😂😂
@samerahmohamed4955
@samerahmohamed4955 4 жыл бұрын
እንካን ብስላም መፃኩም
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 жыл бұрын
እንዳትሕሽ ኣቱም ሓላላት እንቋዕ ዳሕና መፃእኩም ስፖርት ንኣካላዊ ለዉጥን ጥዕናን ዓብዪ ለዉጢ ኣለዎ..! ❤💛❤ ክክክ ትሕሽ ዘይተሕልፍ በቃ ጫት ናብ ትግራይ ከይኣቱ ብሓቂ ተኻላኸልዎ ❤💛❤
@oflakeren8586
@oflakeren8586 4 жыл бұрын
ፅብቕቲ መልእኽቲ:: ብፍላይ እታ ናይ ጫት ጉዳይ ክትውገድ ኣለዋ::
@kirossyrgaembaye1592
@kirossyrgaembaye1592 4 жыл бұрын
አሰይይይይይይ ደቅ ዓደይ ምዓረይ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 жыл бұрын
i loveu ደቂ ትግራይ መዓረይ 💖💖💖💖
@garrickalana7261
@garrickalana7261 4 жыл бұрын
I like endatsh 💕💕💕💕enqan dehna metachu👍👍👍🙏🙏🙏
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 жыл бұрын
I LOVE YOU TEGRAY ENDA THish❤❤❤❤❤❤
@salam3709
@salam3709 4 жыл бұрын
ደቀ ትግራይ ሸኮራት ክብ ሕማም ካሮና ይሰውረና አግዚኣብሔር አምላክ
@ጋልትግራይ-አ3ገ
@ጋልትግራይ-አ3ገ 4 жыл бұрын
ቀፅልሉ
@ziongeb2474
@ziongeb2474 4 жыл бұрын
Don't hand shuck guys take care 🙏love you guys
@helensam2959
@helensam2959 4 жыл бұрын
Wawa tehish abala tehishayyy 🌿💞🇪🇷🌿🇪🇷🌿
@zd6493
@zd6493 4 жыл бұрын
እንካዕ፣ብሰላም፣መፃኩም፣ሙቁራት፣ካዚሕማም፣ኮኔራ፣ይምሓረና።ኣሕዋተይ፣ኣብዘለናዮ፣ክፍእ፣ኣየስመዐና።
@gsggsgsg6797
@gsggsgsg6797 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏
@fa4r269
@fa4r269 4 жыл бұрын
Woww deki adey mary 😘😘kabe hemam corena yemaharen 🙏🙏🙏
@waoow4103
@waoow4103 4 жыл бұрын
ኣህለንኣሕዋት
@mebrhitteklay6720
@mebrhitteklay6720 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️selamm deki halall meet deki tegrigna amlak kabzi kufa hemamm yhalwena amlak
@حزامحزامحزام
@حزامحزامحزام 4 жыл бұрын
ሽኮሪናታት😍😘😘😘😘😘
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
መስቀል ንሳለም ብእምነትና ንፅናዕ ንፅህና እውን ንፍቶ ሰባት ብኣኢዳዎም ሰለም ክብሉና ኸለዉ ብደንቢ ሓቂፍና ሰላም ንበል ንጨባበጥ ብሓይሊ እግዚኣቢሔር ኣዚና ንተኣማመን ብእምነትና ንፅናዕ ቅዱስ ጊዮርጊስ መርዚ ሰትዩ ብእምነቱ ከምዝፀንዐ ንቅዱሳነ ደቂቅ ካብ ጋህሪ ነበልባል ሓዊ ዝድሓኑ ብእምነቶም ዝፀንዑ ብዙሓት ቅዱሳን መማህራና ንዘክር ነስታውስ ኣይንዘንግዕ ናብዛ ዓለም ዝመፃናዮ ምኽንያት ንፍለጥ ተግባረ ተጋድሎ ኣመንቲ ተኸተልቲ ክርስቶስ ደቂ ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ሥላሴ ንቅሑ ንንቃሕ ብእምነትና ንፅናዕ ብዓብይይ ፆም ምድሪ ካብ ፈተና ኣይንህደም ልኽዕ ከምቲ ዝተብሃለ እቲ ስርናይ ኣብ ልምሉም ግራት ዘይተዘርአ ግን ኣብ እሾኽን ኣብ ሓሸዋን ኣብ መንገዲ ዝተዘርአ ሂወት ኣይንኹን ካብ ፈተና ኣይነምልጥ ብእምነትና ፀኒዕና ንጋዓዝ ብዓብዩይ ፆም ምድሪ ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ሰለስተሻዕ ሴጣን ፈተኖ ግን ሴጣን ተሳዒሩ፣ ሕጂ እዉን ደቂ እግዚኣቢሔር ዝኾኑ ብዓብዩይ ፆም ምድሪ ምፍታኑ ጀመረ ከምዝሕጂ ዘለናዮ፣ ተዋሕዶ ኦርቶዶግስ ሆይ ዓይንኺ ክፈቲ ኣስተውዕሊ እቲ ትኽተልዮ ዝነበርኪ ኣምላኽኪ ሕጂ ብፈተና ድኣ ንምታይ ትሃድሚ ኣለኺ? ፈተናን ተጋፈጥዮ ብእምነትና ንፅናዕ ኣይንወላበድ ኩሎም ቤተክርስትያናት ኣዐርዮም ይከፈቱ ማዕፆ ቤተክርስትያናት ይከፈቱ፤ ካፍቲ ቀድም ዝበለ እዋን ብዝበለፀ ፀሎት ይገበር፥ምህለላ ይገበር፥ናይ ንስሃ መዝሙራት ይዘመር፥ መስኮት ቤተክርስትያናት ይከፈቱ፥ኩሉ ንስሃ ዘይኣተወ ንስሃ ንእቶ፥ፀሎተ ቅዳሴ ይገበር መስቀል ብስርዓት ክንሳለም ይፈቀድ ስርዓተ ቤተክርስትያን ነኽብር ናይ ቆራብያን ፀበል ንፍለ እቶም ዘይቆረብና ናይ ቁርባን ፀበል ክንሰቲ ከምዘይግባእ ቅድሚ ብዙሕ ጊዜ ትምህርቲ ይዋሃብ ነይሩ ብስርዓተ ሕጊ ቃለ ኣዋዲ፤ ሕጂ ግን ዝቆረበን ዘይቆረበን ኩሉ ማዕረ ናይ ቁርባን ፀበል ይስተሎ ሕጊ ቤተክርስትያናት ንምታይ ይጣሓስ? እቶም ዘይቆረብና ብሃይላኣንድ ማይ ሒዝና ኣስባሪኽና ክንሰቲ ከምዘለና ብሕጊ ቤተክርስትያን ፀኒዑ ነይሩ፣ ሕጂ ግን ስርዓቱ ቀስ ብቀስ ይሻሓር ኣሎ ልክዕ ኣይኮነን መራሕቲ ሃይማኖት እዚ ዛዕባ ከስተኻክልዎ ኣለዎ ክብል ኣሸፈቱ፤ እናም ኣጆና ዓብዩይ ፆምና ብስርዓት ብፅንዓት ንወዳኣያ ብሃይማኖት ግብርና ንፅናዕ ሓደራ ሓደራ ሓደራ እዚ ፈተና እዙይ ብፅንዓትን ብተጋድሎ ፀሎትን ብእምነትን ንሕለፎ፤ ብፍላይ ንተዋሕዶ ኦርቶዶክስ ኣዝዩ ዝምልከቶ ጉዳይ እዩ ብዓይኒ መነፀር ብምስትውዓል ንርኣዮ እዚ ፈተና እዙይ ንዓና ንተዋሕዶ እዩ ብዓብይ ፆም ምድሪ ፈተና መፀ፤ ኣማኒኸ እንታይ ገበረ ፈተና ምስመፆ ገዲፍዎ ሃደመ ከይኾን መወዳእታኡ ሓደራ እንገብሮም ነገራት ኣዚና ነስተውዕል ብእምነትና ንፅናዕ ወርቂ ብሓዊ ይፍተን ሰብ ድማ ብፍቅሪ ተስፋ እምነትን ፀኒዑ ብ ዝተፈላለየ ብዓብዩይን ብንእሽተይን ፈተና ብሴጣን ይፍተን፣እናም ብኣፍ ዘይኮነስ ልብን በጎ እምነትን እዩ ዘድሊ ወዮ ካብ ፍቅሪ ኣምላኽና ዝፈልየና የለን ምሽ ንብል ነይርና? ተዋሕዶ ኣስተውዕሊ ደቅኺ ኣኪብኪ ማዕፆታት መስኮታት ከፊትኪ ኣምህሪ ንፀሎት ማዓንጣኺ እሰሪ ኣይትፍርሒ ብኣምላኽ ተኣማመኒ፤ ተሞትና ናይ ኣምላኽ ኢና ተነቀርና ናይ ኣምላኽ ኢና ሂወትና ሓቢኢና ባዕልና ክነንብራ ኣይንኽእልን፣ ኣዛርያ ወ ኣናንያ ወ ሚሳኤልን ዝገበርዎ ተጋድሎ ዘክሪ ኣስታውሲ፤ መንጋ ሃዲሙ ኣባጊዕ ንውኻሩ ኣይዋሃብን፤ መንጋ ተፀኒዑ ኣባጊዕ እውን ኣይብተናን ኣይፈርሓን፤ ኣምላኽና ከም ማሓሪነቱ ይምሓረና እምነትን ኣዝዩ ይወስኸልና ነዚ ፈተና ክንስዕሮ ክንዕወት ይግበረልና ካብ ሕማቅ ኩሉ የድሕነና ንዝዋገአና ባዕሉ ይዋገአልና ብምሕረት ዓይኑ ይማዕድወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣✝️✝️✝️✝️ ካብ ልብና ንዕርስናን ንዓለትናን ንኀ ዓድናን ንሃገርናን ንኣሃጉርናን ንዓለምናን ኩሉ ኣዚና ንፀሊ ኣብ ዘዘለናዮ ብትግሃት ንፀሊ ብፀሎት ንተሓሳሰብ ብፈጣሪና ንተኣማመን፣፣፣፣ coronavirus/ኮሮና ቫይረስ ፈተና እዩ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ ኣምላኽ ኣሜን። ሎማዓንቲ ቀዳም ዕለት ፲፪/12 መጋቢት 2012 ዓ.ም። እንቛዕ ን ሊቀ መላእክት ንቅዱስ ሚካኤል ዘወትር ዝኽሪ ክቡር ወርሓዊ ብዓሉ ብሰላም፥ብደስታ፥ብሓጎስ፥ፍቅሪ፥ብሓባር ኣብፀሐኩም/ኣብፀሐና ኣሜን ፈ፤ ኣማላድነቱ፥በረኸቱ፥ረዲኤቱ፥ሰላሙ፥ፍቅሩ፥ፀሎቱ፥ፈጢን ተራዳኢነቱ ኹሉ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ተዋሕዶ ኦርቶዶግስን ምስ ኩልና ደቂ ኣዳም ዘርእን ይኹን፤ ናይ ልዑል እግዚኣቢሔር ምሕረትን ለጋስነትን ፍቅርን ርህራሄን ኩሉ ኣይፈለየና ናይ ፍቅሪ ወንጌሉ ኣብ ልብና ተወቂጡ ተፃሒፉ ይንበር ንፍረ ፅድቂ ሰናይ የብቀዐና ሳላሳ፥ሱሳ፥ሚኢቲ ክነፍሪ ዘንድ ፍቃዱ ይኹነልና ናይ ፍቅሩ ሓይሉ የበርተዐልና ካብ ሕማቅ ዘተ ይሰውረና ብሰማይን ብምድርን ክብርን ሞገስን ኣምልኾን ስግደትን ውዳሴ ኩሉ ንዑ ይብፃሓዮ ክብሩ ይስፋሕፋሕ ብሰማን ብምድርን ንልዑል ምስጉን ስላሴ ኣምላኽና ይመስገን ሎምም ፅባሕም ኩልሻዕም ዘወትርም ንዘለዓለም ዓለም ንሓዋሩ ሓዋር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይኹነልና ይግበረልና፣፣፣፣ ርሕሩህ ቅዱስ ሚካኤል ናብ ፍቁር ኣምላኹ ለሚኑ ምሕረትን ሰላምን በረኸትን ኩሉ የውህበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️✝️✝️✝️ ካብ ክብሩ ዝተልዓለ ምድሪ ኹሉ በሪሃ፡ ራእይ 18፡1 ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ዘለኽምዎ ብምልዳኡ ይሓልወኩምን ይሓልወናን ኣሜን ፫ ።
@letishitewlde9929
@letishitewlde9929 4 жыл бұрын
Ewa kkkkk sbort edmen tenan yhabka fetari❤❤❤❤
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 4 жыл бұрын
ንመርሃዊ ዝፈትውlike
@erieritrea6645
@erieritrea6645 4 жыл бұрын
እንቛዕ ብሰላም መጻእኩም እናዳትሕሽ ብፍላይ ናይዛ ጫት ዝብልውዋ ቆጽሊ ካብ ትግርይ ክትጉሓፍ ኢዩ ዘለዋ መባላሸዊት መንእሰያት ኢያ። ኣብ ኤርትራ ኣብቲ ፈለማ ክትኣቱ ጀሚራ ነይራ ናብ ኤርትራ ከይታኣቱ ሕዝቢ ስለዝተቓወመ ተእኸልኪላ። ክሳብ ሕጂ ኪኣ ዝፈልጣ ሰብ የሎን ። ውሉፍ ናይ ጫት ዝኾነ መንእሰይ ውን የሎን። ጫት ። ሽሻ። ኣብ ኤርትራ ኩልኩላት ኢዮም ። እዘን ንመንእሰይ ናብ ወልፊ ዘእትዋ ግዛዕ ምዛዕ ክኽልከላ ጥራይ ኢዩ ዘለዎን። ኣብ ትግራይ ንምንታይ ኢዩ ነጻ ኮይኑ ኢለ ይሓስብ ነይረ። ሕጂ ግን ግርም ሕሳብ ኢይኹም ኣልዒልኩም ዘለኹም። ሕጂ ውን ኮነ ኢልካ ውን ንመንእሰይ ትግራይ ብወልፊ ኣትሒዝካ ከምዘየልምዕ እናተባህለ ብብዝሒ ካብ ማእከል ሃገር ኪኣቱ ይኽእል ኢዩ ዝለዝስ ጥንቑቓት ንኹን። ዓድኻ ባዕልኻ ኢኻ እተጽሪ ። ድሕር ሕጂ ዋላ መራሕቲ ዓጀውጀው ይበሉ ድሕር ሕጂ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና ናብ ምዕባለን ራህዋን ንኸደሉ ግዜ እዩ እምበር ንናቖተሉ ግዜ ኣይኮነን። ባህልናን ቑንቃናን ነማኦብለሉ ግዜ ኢዩብሓደ እንተሰሪሕናን እንተደጋጊፍናን ንቛንቃና ትግርኛ ክሳብ ኣብ ጎጉል ኪኣቱ ክንገብር ንኽእል ኢና። ምስ ስነፍስ ዘሎ ንፋስ ኣይንንፈስ። መንግስታት ሓለፍቲ ኢዮም ሕዝብታት ግና ኣይሓልፉን ኢዮም።
@genetbirhane817
@genetbirhane817 4 жыл бұрын
Lebam seb!!!
@ጋልዞምተጋሩ
@ጋልዞምተጋሩ 4 жыл бұрын
ትክክል መዓረይ
@ብኣምላክ.ክበፅሖእየኩሉ.መ
@ብኣምላክ.ክበፅሖእየኩሉ.መ 4 жыл бұрын
መን እም ከምዝናትካ ዥሓስቡ ተዝህልው በዝሒ
@ብኣምላክ.ክበፅሖእየኩሉ.መ
@ብኣምላክ.ክበፅሖእየኩሉ.መ 4 жыл бұрын
መን እም ከምዝናትካ ዥሓስቡ ተዝህልው በዝሒ
@ጋልኢሮብዓጋመፅሪቲፍቃርት
@ጋልኢሮብዓጋመፅሪቲፍቃርት 4 жыл бұрын
ትክክል መዓረይ ለባም ሓው
@zefnfyfug2737
@zefnfyfug2737 4 жыл бұрын
ውድድድድድድድድ ድድድድድድ 😘😘😘😘😘🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘
@teklesesenbettadese3987
@teklesesenbettadese3987 4 жыл бұрын
ትሓይሽ ናይ ሕማማመይ፡
@ማርያመይህዝብኪሓደራ
@ማርያመይህዝብኪሓደራ 4 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gfuy9888
@gfuy9888 4 жыл бұрын
Walkm Daki hagry
@ሳምራዊት-ቈ8ተ
@ሳምራዊት-ቈ8ተ 4 жыл бұрын
Tegaru des bahalay drama
@samuelteame9336
@samuelteame9336 4 жыл бұрын
Amlak nezi ketali hmam ysewrelna amlak msakum yuokun
@mussiegidey9178
@mussiegidey9178 4 жыл бұрын
ቢሮ ጢዒና ክልል ትግራይ እስኮንሰር ገርኩምስ ትሰዓዓሙ ዝሕማም ሰላም ይኹን ምስዕዓም ይቅረ እንድዩ ዝበሃል ዘሎ ድራማ ማለት ትምህርቲ መዉሃቢ ሓደ እዩ ብዝበለፀ ፅቡቅ እዩ ስራሕትኹም
@ተመስገንአምላኼ
@ተመስገንአምላኼ 4 жыл бұрын
Wawww dess behali eyu ketsllu
@kirostirhas
@kirostirhas 4 жыл бұрын
ወይ ትሕሽ ሲ ንበይንኺ ኢኺ ኩላትኩም ብቁዓት ብርጽ
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 4 жыл бұрын
ሰላም ናዓኩም ይኩን ደቂ ትግራይ ምዓረይይይይ
@richyewkroljrichyewkrolj3294
@richyewkroljrichyewkrolj3294 4 жыл бұрын
Enkae bdhan metsekum mukuratey kemey dye zhbyekum ajokum bertu😍😍😍😍😍
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ስፖርት እማ ኩሉ ህፃውንቲ ኣረጋውያን መናእሰይ ኩሉ ክሰርሕ ክሳተፍ ኣለዎ መፃሕፍቲ ከንብብ ከመራመር ክስልጥን ክማሃር ኣለዎ ኩሉ ኣብ ቁምነገር ክውዕል ኣለዎ ብሓቂ ስፖርት ድማ ንጢዒና ኾነ ንኣይምሮ ፅቡቅ እዩ፣፣፣፣
@kuluweyo4820
@kuluweyo4820 4 жыл бұрын
Anes ni metsae & ni merhawi btaemi eye zfetwom
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 жыл бұрын
Wowo💛💛💚💚❤❤😍
@እማሓላላይናፍቀኪ
@እማሓላላይናፍቀኪ 4 жыл бұрын
ሰላም ደቅ ትግራይ ሓላላት
@makilovemilimakilovemili1214
@makilovemilimakilovemili1214 4 жыл бұрын
Love ትግርይ
@fjdhhdhdvehdhdhd6338
@fjdhhdhdvehdhdhd6338 4 жыл бұрын
Wowwwwwww👍👍👍👍👌👌👌👌
ዘ-ኤርትራ PROSE BY AWEL SAID
1:25:50
Hidmona TV
Рет қаралды 25 М.
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 15 МЛН
How I Turned a Lolipop Into A New One 🤯🍭
00:19
Wian
Рет қаралды 12 МЛН
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 48 МЛН
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 15 МЛН