No video

Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 42 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part -42- full - 2020

  Рет қаралды 153,329

Hanza Tube /ሃንዛ/

Hanza Tube /ሃንዛ/

4 жыл бұрын

#hanza tube #እንዳ_ትሕሽ #Ethiopia #Eritria
ብስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛን ብስራሕቲ ምልላይን ኪነ-ጥበባትን ኖላዊትn ራእሲ ኢንተርትይንመንት ዝዳለው ተኽታታሊ ሲትኮም ድራማ ኣብ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ

Пікірлер: 405
@Mikiele_Wedi_Humera_Tigray
@Mikiele_Wedi_Humera_Tigray 4 жыл бұрын
Family እንዳ ትሕሽ ሙሉኡ ዕድመን ጣዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ❤🙏🏿
@user-uz4zl4uw7g
@user-uz4zl4uw7g 4 жыл бұрын
Amen Amen🙏🙏🙏 marrr
@MaryMary-yy2ot
@MaryMary-yy2ot 4 жыл бұрын
@@user-uz4zl4uw7g Amen Amen
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ማርርር
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 4 жыл бұрын
አብሽ ፍትየዬ ክሞት ደልየ ንአብሽ ዝፎት like ሃብለይ
@legendnani1786
@legendnani1786 4 жыл бұрын
አንዳ ትሒሽ ሸካኩር ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉኒ ኤርትራዊ ሓውኩም
@yut9623
@yut9623 4 жыл бұрын
❤❤💋💋👈
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 жыл бұрын
ዎዎዎ ኣይትቃልዱ ሸፈና ኣምፅእዋ ትብሉ ላዪክ ግጨዩኒ ደቂ ትግራይ ዓደይ
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 жыл бұрын
ብሓቂ ሰሓቅ ሞይተ ድብር ድክም ኢልኒ ፀኒሑ ንዓካትኩም ርእይ ምስ አበልኪ ኩሉ ድካመይ ይኩን ድብርተይ ፍትሕ ኢልለይ ናይ ልበይ እየ ሓላላተይ ዝሻፈድኩ ከይመስለኩም ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ሰላምኩም የብዝሓዮ
@merihabashy7341
@merihabashy7341 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቀይ እየ ላይክ ሂበኪ/ካ ሓላለይ
@abrahamafewerkimyking8757
@abrahamafewerkimyking8757 4 жыл бұрын
Nay bhaki wala ane
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 жыл бұрын
@@merihabashy7341 ካብ ልቢ የመስግን ሓላለይ ብጣዕሚ ድብርር እልኒ ነይሩ ስደት ጨምላቅ ናፍቆት ሓይሉኒ ብተለይ ለሙቅኑ ምቁዛምን ምንባዕን እዩ ኮይኑ ስረሐይ ናይ ፋዘር ስልኪ ምስራሕ አቢኒ ቀንዩ እግዚአብሔር አምላክ ስደትና አሕፂሩ ብሰላም እቶም ቡሩካት ወለድናን ስድራቤትናን መሓዙትናን ዓይኒ ልዓይኒ የራእየና ክቡራት አሕዋተይ
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 жыл бұрын
@@abrahamafewerkimyking8757 የቀንየለይ ሓላለይ እግዚአብሔር አምላክ በቢ ዘለናዮ ዋሕስን ጠበቃን ይኩነና ፍትዋተይ
@yut9623
@yut9623 4 жыл бұрын
❤❤❤❤❤👈
@genetgirmay4251
@genetgirmay4251 4 жыл бұрын
ዳ ትሕሸይ ቀዳመይቲ እየ ሎማዓንቲ like እማ የይ 😀😀😀
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 жыл бұрын
ደስ ክብለኪ like ክገብረልኪ እምበር ቀዲመኪ እየ ወለላዋ
@genetgirmay4251
@genetgirmay4251 4 жыл бұрын
ይኹን ዳሕና 😘😘😘
@brkatmark621
@brkatmark621 4 жыл бұрын
kkkK
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 жыл бұрын
ንእንዳ ትሕሽ ድራማ ትፈትዉ like👍ሃቡኒ 👇🏿
@romatela7057
@romatela7057 4 жыл бұрын
አይትለምን ብዘይ ጸዓርካሉ ክትበልዕ ከይለምደካ
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 жыл бұрын
@@romatela7057 Haha😂😂😜
@zedtekleab7780
@zedtekleab7780 3 жыл бұрын
Mara
@user-zu1ge3zy3h
@user-zu1ge3zy3h 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ነዛ ሙና ትበሃል እምበር ሓቢየያ ሞይተ እስከ ብሽም ሙና Like ርገጹ ፡ ሓውኹም ካብ🇪🇷🇪🇷
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 4 жыл бұрын
ሞ ከንርገጸለካ ዶ ማዓረይ 😋
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 4 жыл бұрын
@HIYAB EYOb ታይ ኣለዎ ደዩ
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 4 жыл бұрын
@ABEL KIFLEMARIAM ጸርፊ ነውሪ ታይ ከከብርለካ ዩ ዘሓውይ
@user-zu1ge3zy3h
@user-zu1ge3zy3h 4 жыл бұрын
@ABEL KIFLEMARIAM ከመይ ደኣ?
@user-om1rg9ek2f
@user-om1rg9ek2f 4 жыл бұрын
ኩል ጊዘ ምስ ሓበካ ሕጂስ ሕማም፡ሓብ ሕዝካ፡ከይኮን መርመራ ግበር
@helensyum7724
@helensyum7724 4 жыл бұрын
እንካዕ ደሕና መፃኩም ሓላላተይ ደቂ ትግራይ ሽኮራት💘💘💘💘💘💘😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@zhebjsis8603
@zhebjsis8603 4 жыл бұрын
ቆንጆ
@weldu8873
@weldu8873 4 жыл бұрын
እንዳ ትሖሸይ ደስ በሃሊ ዪ እና ቀፅልሉ መበል 11ኮመንት ይፅሕፍ አለኹ ንመጀመሪያ ግዜ ♥️💖❤️❤️እስኪ ናይ ላይክ ጥቅሚ እንታይ እዩ አነስ ላይክ ይህብ እየ ዋ
@saba_Gal_Maykadra_Tigray
@saba_Gal_Maykadra_Tigray 4 жыл бұрын
ብተጋርነትኹም ትሕብኑ like
@user-lm2hr6uh3z
@user-lm2hr6uh3z 4 жыл бұрын
ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝሕበን
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 4 жыл бұрын
ኣነ ውን ብጣዕም ይሕበን
@suzanagalejeganu9828
@suzanagalejeganu9828 4 жыл бұрын
ዓባይ ትግራይና ንቅድሚት🌷
@brilove1140
@brilove1140 4 жыл бұрын
አንካዐ ብሰላም መፃኩም ዳ ትሕሽ ንመጀመርታ ግዜ ኮሜንተ ይፅሕፍ ኣለኹ አስኪ like ሃቡኒ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-bf9wx8xb9g
@user-bf9wx8xb9g 4 жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኲም እንዳ ትሕሽይ ደቂ ሓላል ትግራይ♥
@love-xg3ws
@love-xg3ws 4 жыл бұрын
27 ካብ ክፉእ ይሓልወና ኣብ ፈተነ ኣይእትወና የሕዋት
@yordadiamond5789
@yordadiamond5789 4 жыл бұрын
Amen (3)
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-gp2nu5jy4z
@user-gp2nu5jy4z 4 жыл бұрын
ኣሜን ፫
@theonly3409
@theonly3409 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@salmuhairi9618
@salmuhairi9618 4 жыл бұрын
ተጋሩ ተጋሩየ ንሰላም እዮም ዝሞቱ ፍቕሪ ናዘመሩየ
@kdjddifkjf2055
@kdjddifkjf2055 4 жыл бұрын
ዋውውው ወዲ ትግራይ
@yamraki9426
@yamraki9426 4 жыл бұрын
እሰይ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ማራእየጰ ዝፈትወኩም ሃና እየ ካብ ኤሬ ሰብስክራይብ እባ ተሓባበሩኒ 😘😘
@jdhdhdxhddjdjxh9419
@jdhdhdxhddjdjxh9419 4 жыл бұрын
ውውውዋዋዋዋ
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 4 жыл бұрын
ሃኒ ሽኾረ ክፈትወኪ ማዓት
@nasseramar9785
@nasseramar9785 4 жыл бұрын
haniye gerelki aleku
@kidantsegay5262
@kidantsegay5262 4 жыл бұрын
Hani shkor naki zeykones geyrki aleku
@mebriabrha5913
@mebriabrha5913 4 жыл бұрын
Anewn geyrelki aleku haniye konjo
@user-fj4sw9hi8c
@user-fj4sw9hi8c 4 жыл бұрын
ዳ ተሐሸይይይይ ገና የራኣኩዋን ግን ኮሜ ቦታ ይሕዝ ኣለኩ እየ ዋ ላይክ ረጊፅኩምኒ ሕለፉ💘💘💘💘💘💘💘💘💘❤ክፈትወኩም ኮ❤💘
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 4 жыл бұрын
ዋውውውው ደቅ ትግራይ 1000 ዋልታን ክኑ ደቅ ሓላል መርየት ስላምኩም ይብዛሐለይ ከምኡ እውን አብ መላእ ኩርናዕ ዓለም እትርከብ ኣሕዋትይ ስላምን ቅሳነትን ይምነየልኩም ካብዝ ተላባዲን ተላባዕን ሕማም ፊጣሪ ይሓልወና
@miligere9280
@miligere9280 4 жыл бұрын
Amen
@user-gp2nu5jy4z
@user-gp2nu5jy4z 4 жыл бұрын
ኣሜን ፫
@user-nj9iv1fy8o
@user-nj9iv1fy8o 4 жыл бұрын
እሰይይይ እንዳ ትሕሽ ሓባይበይ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ናይ ሰሙን አሰባት ይበለና እዞም አብ ችግርን ፀበባን ዘለው ኣሕዋትና ድማ እግዚአብሔር አምላክ መዋፃፅኢ ይፍጠሮሎም አብ ፆሎትኩም አይትረስዕወም ኣሓተየ አብ ሓዱሽ ዓመት ጥዑም ብስራት እንሰመዐሉ ይግበረልና
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማርር
@sindunguse9741
@sindunguse9741 4 жыл бұрын
ኣረ መርሃዊ ዝረአየ ዓይኑ ይብራህ
@user-lo7dc8jr4p
@user-lo7dc8jr4p 4 жыл бұрын
🙄🙄🙄🙄ደሃይ እኮ ኣጥፊኡ
@sindunguse9741
@sindunguse9741 4 жыл бұрын
@@user-lo7dc8jr4p ብጣዕሚ ንፍቕ ኣብለዮ ብዘይካ መርሃዊ ድምቀት የብሉን ባች
@user-lo7dc8jr4p
@user-lo7dc8jr4p 4 жыл бұрын
@@sindunguse9741 ሰበይቱ ወሊዳ ትኮን ጥንስቲ እንድያ ነይራ ክክክክክ
@Finan2000
@Finan2000 4 жыл бұрын
Its ok biu geru yiwitsae zistaweto character des aybilin! Sorry!!
@tsegage6935
@tsegage6935 4 жыл бұрын
አረ ኣነ ውን ጠይቀ መልሲ የሃበኒይ ናፊቀዮ
@user-ti8kq3wr5r
@user-ti8kq3wr5r 4 жыл бұрын
ኣሰይ ኣብሸይ ርእይ ታሓደርክዎ ናይ ኣብሹ ኣይምነይኒ ጥዕም
@aaannnn7713
@aaannnn7713 4 жыл бұрын
እንካዕ ዳሕና መፃእኩም እንዳ ትሕሽ ናፍቀኩም ነይረ💋
@fghughij3275
@fghughij3275 4 жыл бұрын
ፁቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ
@frehagos4199
@frehagos4199 4 жыл бұрын
ሙቁራት ደቂ ታ ሓላል ትግራይ
@user-mu1di8kf3r
@user-mu1di8kf3r 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን ምፅእኩም ደቂ ትግራይ ዓድይ ከመይ ከመይ ዲየ ዝፍቲውኩም እስቲ like ገጫውኒ 😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
@ylgj3645
@ylgj3645 4 жыл бұрын
እንዳ ትሕሽ ፍቅሪ ኢኩም ብነብስኩም❤❤❤❤
@yut9623
@yut9623 4 жыл бұрын
እንዳ ትሕሽ ሽካር እንካዓ ዳሕና መፃአኩም ደቂ ትግራይ ሓላል ውድድድድ💋💋💋❤❤❤❤😍😍😍😍💪💪💪💪🇻🇳🥰🥰🥰🥰
@nanilove9557
@nanilove9557 4 жыл бұрын
Wayy መበል 11comment ይፅሕፍ ኣለኩ 💗💗💗እንኾዕ ድሓን መፃኩም ሓላላተይ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 4 жыл бұрын
ዳተሐሸይ ፍቅሪታት ክፈትወኩም ኣነስ ❤🥀👈
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 4 жыл бұрын
መምህር ልእሎም ክፎትወካ ማዓት የኔ መስሓቂ kkkkkkkkkk
@MesiLedeaha8156
@MesiLedeaha8156 4 жыл бұрын
እስቲ ትግራዋይ ብምካኑ ልሕጎስ
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 4 жыл бұрын
እንካዕ ሰላም መፃእኩም እንዳ ተሐሽ ሽኮራት
@taegiray4826
@taegiray4826 4 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ብሃንጠውታ ንፅበ ዲቂ ትግራይ ፕሌን ዓይኒ ዓለም ኢኩም ኣጀኩም ኣብ ጎድንኩም ኣለና
@user-kr4bm4ps7t
@user-kr4bm4ps7t 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ኣታ እቲ ህፃን ከምይ ድየ ዝፎትዎ ጅግና ከማኻስ ብዝሕዝሕ ይበሉ ናሆመይ
@gsggsgsg6797
@gsggsgsg6797 4 жыл бұрын
እንዳ ቶሖሸይ ምቁራት ክፈትወኩም😘😘
@user-jm4rc6bw4b
@user-jm4rc6bw4b 4 жыл бұрын
ትሐሸይ ምቅርተይ
@vpvipvipvip8391
@vpvipvipvip8391 4 жыл бұрын
እንኳዕ ደሕና መፃኩም ሓላላተይ ደቂ ትግራይ ሽኮራት
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 жыл бұрын
ልሎሞይ ማራ ኢኻ አሐጒስካኒ ዘይተምሃረ ምሁርዩ አምሂርካ ዶ በልካ ብሓቂ 100% ናይ ሎሚ ፍልይቲ. እያ ቀፅልዎ 💛❤💛
@landarayatube6043
@landarayatube6043 4 жыл бұрын
ልሎሞይ ምቁረይ ዓንድሑቐእንዳ ትሕሽከመይ ድየ ዝፈትወካ አጆኻ ቀፅለሉ ንሙና ከዓ ከይተኸስራ
@Dd-ps8ev
@Dd-ps8ev 3 жыл бұрын
ቀፅሉሉ ብልፃት ተዋሳእቲ
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z Жыл бұрын
ክክክክ 😁አየ እንዳ ትሐሽ እግዚአብሔር ምስአኹም ይኹን አቡሸይ ዳበይ ኸይዱ አይትሕደግዎ 🥰😘
@galtigray6523
@galtigray6523 4 жыл бұрын
ቧች ትሕሸይ ሳሓቅ ቀቲልኽኒ😂😂😂😂😂
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 жыл бұрын
ብመጀመርታ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሓላላተይ
@fufdgxbag2695
@fufdgxbag2695 4 жыл бұрын
Mukurat ahwatna anka bselam mestakum
@azugaltigray8414
@azugaltigray8414 2 жыл бұрын
ተሐሸይ ና ሉሎመይ ደስ ክብሉ🥰🥰🥰😂😂😂😂😂Soቀፅልሉ💚🥰
@samemekseb5650
@samemekseb5650 4 жыл бұрын
እዋይ ማራ ደይ ኩሉኩም ንፉዓት ኢኩም ብፍቕሪ ጋል ትሕሽ ግን ዝቐነየ ጸሓይ ዘሃረሞ ሓምሊ መሲለ ሕተቱለይ እስከ
@mebriabrha5913
@mebriabrha5913 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣
@user-st9kf8pw8x
@user-st9kf8pw8x 4 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ተሐሽ ደቂ ትግራይ ደቅዛ ሓላል መሬት💓💓
@user-ff8zm1eq1j
@user-ff8zm1eq1j 4 жыл бұрын
ደቂ ዓባይ ትግራይ እንኳዕ ብሰላም መጾእኩም ሽኮሪናታት😘😘😘❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤😘😘😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 4 жыл бұрын
ልለም ሳሓቅ ሞይተ ክክክክክክ ኣብዛገዛ ኣይቅመጥን እንዳ ተሐሽ ይሞችኩም💓💓💓🌷🌷🌷💔💔💔💚💚💚💚💘💘💘💘💘💘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤💚💚💚💚💚💚💚💚💓💓💓💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋❤❤❤❤💘💘💘💘💘
@user-ly7di2fb2b
@user-ly7di2fb2b 4 жыл бұрын
ኣድነቅቲ ኣብሽ ኣበይ ኣለኩም
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 4 жыл бұрын
ኣለና
@love.9390
@love.9390 4 жыл бұрын
ትሕሸ ምቅርቲ እስኪ ዘይዘቡሉ ድራማ እንታይ ኩዉን
@ggff5569
@ggff5569 4 жыл бұрын
ኒ መምህር ልለሞ ዝፈቱ lik ርገጰ
@hdbvzcyjnvxbn6544
@hdbvzcyjnvxbn6544 4 жыл бұрын
እንኳዕ ድሓን መጻኩሙ 💘💘💪✊💞
@wasli8257
@wasli8257 4 жыл бұрын
እንዳ ትሐሽ እንኳን ድሐን መፃእክም ደቂ ሓላል መሬት ቀፅልሉ ብጣዕሚ እየ ዘፎትወኩም
@user-om1rg9ek2f
@user-om1rg9ek2f 4 жыл бұрын
ደቂ ደርጊ ትግርኛ ኣይተባላሽዉልና ኢንኳን ኣማርኛ አዩ ኢንኳዕ፡በሊ፡መከራ
@wasli8257
@wasli8257 4 жыл бұрын
ኩሉ ሓደ አማርኛ እውን ቆንቆና እዩ ባለጌ
@user-wt1kh5ul6l
@user-wt1kh5ul6l 4 жыл бұрын
ኣነስ ንልሎም ኣፍቂረዮ እምበር 😳😃😜
@user-yi7vn7kt3u
@user-yi7vn7kt3u 4 жыл бұрын
ኣንቲ ንመኒአና ዳኣ ክኸዉን እዩ ዋላ ኣነ እንድየ ኣፍቂረዮ ምቅርተይ
@user-yi9op2dg5v
@user-yi9op2dg5v 4 жыл бұрын
ቆሪፅኽን ተኻፈልኦ ክክክክ
@milaluly6525
@milaluly6525 4 жыл бұрын
ድራማታት ናትናስ ካብቲ እንብሎ ዕለታዊ ንላዕሊ ዘይእምቱ
@Helen-ob9xg
@Helen-ob9xg 4 жыл бұрын
ንእንዳ ትሕሽ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም💖💖💖
@user-dr7ku3yz9w
@user-dr7ku3yz9w 4 жыл бұрын
አቡሸይ 💕💕💕♥ ክፈትወኩም አቦን ወድን ደስስ ክትብሉ (መምህር ሉሎም ንአቡሽ አብኡ ምኳኑ ትፈልጡ ዲኩም 😘😘 ሙቂራት ቅጭናት ♥💕 ቀጽልዎ ብሓፈሻ ንኩልኩም ፍትውትውውው ኢና ነብለኩም
@user-gp2nu5jy4z
@user-gp2nu5jy4z 4 жыл бұрын
ኣይንፈልጥን ኣቡኡ ድዩ?
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 4 жыл бұрын
ኣቡኡ ድዩ
@user-vp9iq7cf7t
@user-vp9iq7cf7t 4 жыл бұрын
ኣይፈልጥን ወዱ ድዩ ? ዋዉ ወልደ ይበል ብሓቂ
@mdinaal7283
@mdinaal7283 4 жыл бұрын
Enda tehesh enkae bselam metsaekum deki adey mearey 2013 nay selam nay tienan snitn rahwan ebyet awetin fikr zemen ygberelna fetari ayni tselaetna ydefen selamna ybzah halalat Tegaru💕💕💕👏👏👏
@romatela7057
@romatela7057 4 жыл бұрын
እውይ ትርሕሽ ብሰሐቅ ቀቲልክና ሞይተ ሞይተ
@user-nq5oz9fe4y
@user-nq5oz9fe4y 4 жыл бұрын
እንዳትሕሸይ ናፊቀኩም ቀኔ ኔረ እንኳዕ ድሓን መፃኹም
@samirhhabshy1137
@samirhhabshy1137 4 жыл бұрын
ኣቡሽይ መቀረት ከመይ ድየ ዝፈትወካ😍😍
@komakirose9997
@komakirose9997 4 жыл бұрын
እንካዕ ደሕና መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮረናታት😘😘😘😘😘😘😘😘
@tdf-gu8wj
@tdf-gu8wj 4 жыл бұрын
ኣቱም ዲስ ላይክ ትገብሩ ማዓልትኩም ትደፋእ ok AejeKum Natna bflay nahezi fluy eyu selamn Ksanetn NAekum ykunnnnnnnnnn
@genigrimey9024
@genigrimey9024 4 жыл бұрын
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ምቅራት
@yordadiamond5789
@yordadiamond5789 4 жыл бұрын
Haha ትሕሽ ሉሎም & ሙና l love you 💘 so በርትዑ
@roza7068
@roza7068 4 жыл бұрын
ኣይይይይይ ተሐሸይ ሉለመይ እማ ፍቅሪ እዮም 😍
@Isaac_wedi_Humera_Tigray
@Isaac_wedi_Humera_Tigray 4 жыл бұрын
ሎሚ ድራማ ፊልይቲ ኢያ።
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 4 жыл бұрын
አቡሽ ፍቅር ዝፈትው like agarcw
@samitigray4537
@samitigray4537 4 жыл бұрын
ብትክክል 13:19 ዝብላዕ ዘረባ እዩ ዘይተምሃረ ዘይኮነስ ዝበልሐ ኣእምሮ እዩ ዘድልየና ትግራይ ስለዚ እቶም ምሁራት እውን ክንደይ ደንቆሮ ከም ዘሎ ክንፈልጥ ኣለና
@alemtsehaygebretsarkan511
@alemtsehaygebretsarkan511 4 жыл бұрын
ማሮች
@user-jn7sj3jb4d
@user-jn7sj3jb4d 4 жыл бұрын
ሳሚየ ዓይነይ ግደፍ ጎነይ ኣይተራፅመኒ😂
@ey6104
@ey6104 4 жыл бұрын
በትክክል
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q 3 жыл бұрын
ኣቡሸይ ኣንበሳ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ
@user-jm4rc6bw4b
@user-jm4rc6bw4b 4 жыл бұрын
Well came anda tehash mukurattttt
@user-ty6cb9mp3k
@user-ty6cb9mp3k 4 жыл бұрын
ሽኩሪናታት እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን
@user-el4jd1fr5l
@user-el4jd1fr5l 4 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኣኹም ደቂ ዓደይ ማዓረይ
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 4 жыл бұрын
Willkommen deki tigray
@naodgebreyesus1871
@naodgebreyesus1871 4 жыл бұрын
Welcome
@tigrayhagerey4499
@tigrayhagerey4499 4 жыл бұрын
Mukuratey enqae bselam metsakum Miss U Kea
@user-yo4lz3vg1i
@user-yo4lz3vg1i 4 жыл бұрын
ትግራይና ትዕንብብ🇻🇳
@tesfaymesele3385
@tesfaymesele3385 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ
@user-bv9cl4lp9f
@user-bv9cl4lp9f 4 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ደቂ ዓደይ ማዕረይይ
@abrahamtigrinya4967
@abrahamtigrinya4967 4 жыл бұрын
ትግራይ ንቅድሚት ደስ በሃሊት ኮመዲ
@user-rz9bk5yo5j
@user-rz9bk5yo5j 4 жыл бұрын
ዓወተይ ንፍዕ ተዋሳኣይ
@user-fj1ry9lc7s
@user-fj1ry9lc7s 4 жыл бұрын
ምቁራተይ ከሜይ ድየ ዝፈትወኩም ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ አብ ስደት ዘለኩም ዘለኩም እሕዋተይ ሓሳብ ልብኩም ይመልአልኩም ፈጣሪ ዝከድኩሞ ኩሉ ይቅናዕኩም እግዚአብሔር ምሳና ይኩን
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩልና ሓላላይ
@robelgebremikael185
@robelgebremikael185 4 жыл бұрын
Welcome እንዳ ትሕሽ ከመይ ዲኩም ኬፍ ትህብኒ
@haileokbazghi1537
@haileokbazghi1537 4 жыл бұрын
ትሕሸይ ሽክርርር ብኩሉ ሽክርርር
@user-rr1zk4po2g
@user-rr1zk4po2g 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
@Finan2000
@Finan2000 4 жыл бұрын
Ete nieshetey kolae bitaime yu des behale kulatikum mukurat!!❤
@helenkww
@helenkww 4 жыл бұрын
That little kid is very talented! Woah!
@user-tg4ue9mg2g
@user-tg4ue9mg2g 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣ኣታ ክንዲ ሎሚ ሲሕቀ ኣይፈልጥን ትሐሽ መምህር ኣይትዛኣኑ
@alemwelela5777
@alemwelela5777 4 жыл бұрын
እንዳትሕሽ ብጣዕሚ ኢና እንፈትወኩም ግን ትግራይ ልብል ሽም ተትጥቀሙ ምኾራዕናልኩም ትግራይ ማለት ኹሉ ነገር እያ
@mayajore9805
@mayajore9805 4 жыл бұрын
ኣሰይ ሽኮርናታት 💓💓💓💗💗💗💗💗💗🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💋💋💋💋💋💋💋
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 жыл бұрын
ታይ ድኣ ለመንቲ ላይክ በዚሕኩም
@romatela7057
@romatela7057 4 жыл бұрын
ከይ ደከሙ ምብላዕ ለሚዶም ከይትተክበሎም like ነቶም ዝደኮሙሉ እዩ ዝግባእ
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 жыл бұрын
@@romatela7057 ነቲ ድራማ ሓሳብ ዝህብ ሰብ ተሳኢኑ ንሳቶም እውን ሓሳብ ተዘይ ሂብናዮም ካብዝይ ዝበለፀ ክሰርሑ ኣይክእሉን
@love-xg3ws
@love-xg3ws 4 жыл бұрын
ይገርም እዩ
@user-hm8zm8jb6c
@user-hm8zm8jb6c 4 жыл бұрын
WelkM🥂🥂🥂🥂🥀🥀🥀🥀🌹🌹🌹
@sooqugalasbehalale270
@sooqugalasbehalale270 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ
@user-hj5yc4ce2l
@user-hj5yc4ce2l 4 жыл бұрын
ደስስስስስ ክብል ድራማ ኢንዳ ትሐሽ
@lundkhwar2587
@lundkhwar2587 4 жыл бұрын
ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ጀጋኑ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክኣ ❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤❤❤👈
@hcchffc253
@hcchffc253 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፍቁራተይ😍😍
@selemawitabrham2130
@selemawitabrham2130 4 жыл бұрын
ኣቡሽ ዝብልዎ ቆልዓ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጸሎ ዛወደይ ጽቡቕ ገጸ ባህሪ ተላቢሱ ይዋሳእ!
@user-dd1kw1oq7m
@user-dd1kw1oq7m 4 жыл бұрын
ሓላለተይ
@yohanneswedimaykadra1746
@yohanneswedimaykadra1746 4 жыл бұрын
እዞም dislike እትሕቡ ዘለኹም እንታይ እዩ ጸገምኹም?
@23short
@23short 4 жыл бұрын
አንደዕ ወደይ
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 жыл бұрын
welcome guys good job so move on
Gere emun part 16
27:34
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 1,5 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 79 МЛН
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 22 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
/በስንቱ/ Besintu S2 EP.40 "ሞት በቀጠሮ " pt.1
43:02
ebstv worldwide
Рет қаралды 841 М.
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 79 МЛН