EVE Entertainment - Best Tigrigna Music Nigerwa (ንገርዋ) 2017

  Рет қаралды 1,202,414

EVE ENTERTAINMENT

EVE ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Best Tigrigna Music Nigerwa (ንገርዋ)
Subscribe ብምግባር ናይዚ ቻነል ቤተሰብ ይኹኑ !!

Пікірлер: 450
@EVE-ENTERTAINMENT100k
@EVE-ENTERTAINMENT100k 2 жыл бұрын
ሰላም ንኹላትኩም ደቂ ሓላል መሬት : ብዙሕ ኮሜንት ሪእናሞ : ብዝገርም ማዕረ ክንደይ ፍቕሪ እዛ ደርፊ ከምዘለኩም ቃልኩም አቐሚጥኩም አለኹም እሞ : ናይ ተኽላይ ደርፍታት ውን ካብ ቀደሙ ፉቱው እዩ ; ስለዚ ካልእ እውን ንኽበፅሓኩም Subscribe ምግባር ውን አይትሕመቑ; ነዛ ቻነል ብሙሉእ ፍቕሪ Subscribe ገይርና ነዕብያ !!! ክብረት ይሃበልና ነቲ ብሉፅ comments ዝሃብክምዎ 🥰💝🥰 EVE Entertainment 20 March 2022
@user-sb1xt1tr4q
@user-sb1xt1tr4q 2 жыл бұрын
አረ ቐፅለሉ ናይ ተክላይ ተሃሊካ ምዓረየ
@tiberehhailay1363
@tiberehhailay1363 2 жыл бұрын
ተክላይ መን ይባሃል 🙏🙏
@Grma_Tigray
@Grma_Tigray 2 жыл бұрын
በጃኻ ናተኽላይ ደርፊ ሙሉእ ኣብ ዩቱብኩም ፀዓኑልና ብዙሕ ሰብ ይፈትዎን ይደልዮን እዩ ብና10ጀምዓይ ሰብስክራይብ ጌረልካ ቀፅለሉ
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 2 жыл бұрын
Serkty berber
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 2 жыл бұрын
BaElay Eye zmenwa ❤❤❤❤❤
@Herimon514
@Herimon514 3 жыл бұрын
*መን ኣሎ ኣብ Tik Tok ሰሚዕዋ ናብ* KZbin ዝመጻ
@hagosbsratbsrat9311
@hagosbsratbsrat9311 3 жыл бұрын
Ane
@ansbdbbahhsbdb4304
@ansbdbbahhsbdb4304 3 жыл бұрын
ane aleku
@rayarayuma9616
@rayarayuma9616 3 жыл бұрын
Ane
@nevergiveupjagalskardigmam1643
@nevergiveupjagalskardigmam1643 3 жыл бұрын
@@user-sc7gn7uf4j an dima lomi ysema aleku before five years 2015 nay measker hiwet tezekirni ewe uffff
@fitsumgebreslassie8274
@fitsumgebreslassie8274 3 жыл бұрын
Ane keman aleku haaa
@mussietn1966
@mussietn1966 2 жыл бұрын
ኣብ ዓዲ ከለኹ እሠምዓ ነይረ ፡ ሎሚ ድማ ድሕሪ 7ተ ዓመታት ብፍቕሪ ሓንቲ ቅጭን ተዘሪረ ዝያዳ መቂራትኒ ። 2022 ትሠምዓ ዘለኻ like ኣግርጭው
@user-nv8nf5wh3q
@user-nv8nf5wh3q 2 жыл бұрын
😁😍😍
@lewamtsegay1458
@lewamtsegay1458 2 жыл бұрын
አነ ✌️✌️
@yacobhaile7915
@yacobhaile7915 2 жыл бұрын
መስሓቅ ኢካ 🤣🤣🤣
@hdyatraya8591
@hdyatraya8591 2 жыл бұрын
😅😅
@rutaruta7603
@rutaruta7603 2 жыл бұрын
ኣታ ብናተይ ፍቅርተዘይኮይኑ ፋሕብትን ይበልፍቅርኩም ዑቡድ🙄😳😳
@tigraytube5491
@tigraytube5491 Жыл бұрын
ኣብ ዩቱብ ክንደይ ደልየ ሲኢነያ እዛ ደርፊ ሕዚ ግን ረኺበያ ላይክ እስኪ ግጨውኒ ከምዚ ከማይ ዝኾነ ❤️❤️❤️
@yacobhaile7915
@yacobhaile7915 2 жыл бұрын
ተጋሩ ቡሩካት ሰባት
@FilateyStar
@FilateyStar 2 жыл бұрын
Tnx zhawey bluxey❤❤
@yesno5335
@yesno5335 2 жыл бұрын
አወ ሓቅኻ ወደይ አዚ ብሩኽ ህዝቢ ገርሂ ንሕና እንደኣልና ብሰንኪ አዚ ሽፍታ ስርዓት ርጉማት ንባዕልና ኣይጠዓመናን ፈቀዶ ስደት ተበቲንና ነዐኦም ከኣ ለኪምናዮም
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 Жыл бұрын
አጆና ህዝቢ ፈጣሪ ይሓልዎ
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын
❤❤❤
@user-ty3ke2bk2n
@user-ty3ke2bk2n 2 ай бұрын
455ትጤናጤና ይስጥልኝ 444444ትትትትትትትትትጥትትትትትትትትት5ትት ይስጥልኝ ጤና ይስጥልኝ ❤ላይ ላይ ላይ ላይ ጤና ይስጥልኝ 4ጤና ይስጥልኝ ላይ ጤና ይስጥልኝ ላይ ት​@@yesno5335
@iloveyoumami5099
@iloveyoumami5099 4 жыл бұрын
Ata anes 2014 ኣጸሊላትኒ ነይራ ። ሕጂ ክኣ ስእነያ ነይረ ድሕሪ ኮለል ረኺበያ So Thanks more nic pic music.❤💯👌
@shewitteklai8137
@shewitteklai8137 3 жыл бұрын
Iove you ereyy me too
@esayasokba2150
@esayasokba2150 3 жыл бұрын
2014 🤙👌🏼👍kemay
@nevergiveupjagalskardigmam1643
@nevergiveupjagalskardigmam1643 3 жыл бұрын
Ane kaa ab 2015 atselilatna niera ab measker yzkro abyet zhalefe hiwet
@kuluhalafayeu2859
@kuluhalafayeu2859 3 жыл бұрын
Wela ane ewn 2014 ab Sudan nezia trah eye zsemi nere Thanks bzuh gzye sieneya nere
@user-dq5pw7ok5k
@user-dq5pw7ok5k 3 сағат бұрын
ኣረ ኣነስ ነዚ ቆልዓ እዚ ዝገልፅ ቃላት ሲኢነ ፁሩይ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤😍😍😘
@user-nr6vj4ts1u
@user-nr6vj4ts1u 2 жыл бұрын
ኣብ 35 ዓመተይ ብሓንቲ ሂዋን ብፍቅሪ ተማሪከ እዛ ዳርፊ ክሰምዕ ይውዕልን ይሓድርን ኣለኩ
@user-dy9fr1ck5p
@user-dy9fr1ck5p Жыл бұрын
ሐጂ ከኣ ምሽ 36 ኣለካ ሕራይ ኢላትካ ዶ😂
@kuluNsenay21
@kuluNsenay21 11 ай бұрын
ኣጀካ😢
@user-nr6vj4ts1u
@user-nr6vj4ts1u 11 ай бұрын
​@@kuluNsenay21ዓለም ከምኡ እያ ምስ ትፈትዎ ኣይትነብርን 😢
@user-nr6vj4ts1u
@user-nr6vj4ts1u 11 ай бұрын
​@@user-dy9fr1ck5pብዘይ ንሳ ቆቢዕ ዘይብሉ ፈላሲ ኮይነ ዓለም የሕልፋ ኣለኩ ዓለም ቦሻዕ😢
@kiduiloveu2631
@kiduiloveu2631 3 жыл бұрын
ድሕሪ ክንደይ እዩ ኮለል ኢለ ደልየ ረኪበያ..♥
@dejentsegay9651
@dejentsegay9651 3 жыл бұрын
Wala ane
@johnwick7208
@johnwick7208 2 жыл бұрын
Congratulations to you you and me too 💝🇻🇳
@MBT1997
@MBT1997 2 жыл бұрын
@@user-sc7gn7uf4j 😂😂
@rahwasibhat3220
@rahwasibhat3220 6 ай бұрын
shimu eba nigeruni
@TghTtt-fh4xt
@TghTtt-fh4xt 5 ай бұрын
ዋላ ኣነ ክብረተይ❤
@MeyRamo
@MeyRamo 2 ай бұрын
ብ2011ዓ/ም ዝነበረ ፍቅር ምሰ አሕዋተይ ሽካብ ሐዝ ሰመዔአለኹ ዘይመንዋ ብኽይ ኢየ ዝውዕል 😢😢 አይ ትዝታ ዓደም ትመለሱኹ ም ቤተሰብይ ንጫወተላ ኢና ዳዊኡ ተብቅዕናሰ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢
@yona734
@yona734 2 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ኩሉ ማዓልቲ ዝሰምዓ still know i listenig 17/7/2022
@eritreanloveentertainment1229
@eritreanloveentertainment1229 Жыл бұрын
Dihri newih gize degim yisema aleku 25.08.2022
@samikeshi5279
@samikeshi5279 Жыл бұрын
ኣነ እም በዛ ደርፊ ተጸሊለ ደየ ዓቢደ ንክረክባ ኮለል ኢለ
@abrhaabrha9932
@abrhaabrha9932 Жыл бұрын
@@samikeshi5279 ኡንን
@tgray_eya-hagrey
@tgray_eya-hagrey 3 жыл бұрын
በጃኻ ሰሙ እባ ንገረኒ ካሊእ ሙዚቃ ኣለዎ ደልየ ሲኢነዮ thanks You ❤❤❤❤
@gideymeresa8414
@gideymeresa8414 3 жыл бұрын
teklay chlfit
@user-xk3ix7mj3u
@user-xk3ix7mj3u Жыл бұрын
ተከላይ
@salvato7665
@salvato7665 Жыл бұрын
ተክላይ በርሄ ዩ ስሙ ብዙሕ ደርፊ ኣለዎ
@SelamGaedagahamus-jx5ez
@SelamGaedagahamus-jx5ez Ай бұрын
ተክላይ ጭልፊት❤🎉❤
@k.mmengs6331
@k.mmengs6331 3 жыл бұрын
ብ ክሊብ ክስራሕ ዝነበሮ ደርፊ ዮ ። ብጠዓሚ፡ዮ ተንክፍን ጥዑምን ኣይገርምኩምን።
@user-dy9fr1ck5p
@user-dy9fr1ck5p Жыл бұрын
እዛ ደርፊ ግን ከማይ ዝዓብደላ ይህሉ ዶ ስደት ከይጀመርኩ ኣብ ዓዲ ይሰምዓ ነይረ ሐጂ ክኣ ድሕሪ ክንደይ ኣለሻ ረኪባያ ❤ከማይ ብምእላሽ ዝደከምኩም እስከ👉👍
@user-nr5zm4kd7j
@user-nr5zm4kd7j 26 күн бұрын
🫶🏻🫶🏻🫶🏻👍🏻👍🏻❤❤❤
@zendozeray4267
@zendozeray4267 2 жыл бұрын
ሰላማት ደቂ ሓላል መርየት ተጋሩ💊💊💊💊🥰🥰🥰💊💊
@user-ig5ip7jy3v
@user-ig5ip7jy3v 2 жыл бұрын
ካብ ቲክቶክ & ናይ ሰልጤ ሳዕስዒት ሪኢኻ ዝመጻኻ ላይክ ጠውቕ ዝዓርከይ።
@tigraytube5491
@tigraytube5491 Жыл бұрын
ክክክክክክክክ 🙄🙄🙄
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 3 жыл бұрын
ኣ💥ሰ💫ይ ሎሚ ረኪበያ ዝፈትዋ ድርፊ ቀፅሎ ባዓል ጥዕም ድምፂ💯♥♥
@ybrahyh9853
@ybrahyh9853 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤ ዝፈትዋ ደርፊ የቀንየልና ክቡር ሓዉ ቀቢጸ ኢየ ሲኢነያ ኔረ❤❤
@senight8444
@senight8444 2 жыл бұрын
ድሕሪ ክንደይ ግዜ ከለል እለ እየ ሎሚ ረኽበያ ደስ ትብል ዜማ ክፍትዋ❤❤❤
@adeymaarey8603
@adeymaarey8603 2 жыл бұрын
መን እዩ ሹሙ እባ ንገርኒ እቱ ደራፊ
@merimeri9455
@merimeri9455 Жыл бұрын
ተክላይ ጭልፊት
@saskatchewans7443
@saskatchewans7443 Жыл бұрын
ከም ኤርትራውን ክሰምዕዋ እዚ ቭዲዮ ከለው እንታይ ዝብል ዘሎ ትግርኛ ዝመስል ይብል ኤርትራዊ ? 7 ትግርኛ ናይ ኤርትራ ስሚዐ ክገርመኩም
@user-jm5ro8wv3j
@user-jm5ro8wv3j 3 жыл бұрын
ብዙሕ ደርፍታት ኣሎ ብሉጻት ስርሓት ብሰንኪ ኣዛራግሓ ድዩስ ወላ እንታይ ኢዩ ኣይርድኣን ይትረፍ ሰማዒ ክረኽቡ ወላ ዘይፍለጡ መሳኪን ምስ ምሉእ ብቅዓቶምን ጣዕምታት ዘለዎ ደርፍታቶሙን ካብዚኣ ዝጥዕም ደርፊ የለን ግን ሰማዒ ቪውስ የብላን ናብ ክሊብ ሃምቦፍ ካልእ ነገራት ዘለዎ ግን ኣብ 24ሰዓት 200.000 ምተራእየት ግፍዐኛታት ዝኾኑ ህዝቢ
@nebugaltewhado8835
@nebugaltewhado8835 2 жыл бұрын
ክክክክክ
@lewamtsegay1458
@lewamtsegay1458 2 жыл бұрын
ሓቂካ ሑቡሸይ ምሰ ሃንብፍ እየ ዘሎ 😉😉😉
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 Жыл бұрын
You are right
@HaymiteklayGebere
@HaymiteklayGebere 2 ай бұрын
ኣይይይ ተዘክሮ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ❤❤❤❤
@user-ri8hg5uz5w
@user-ri8hg5uz5w 2 жыл бұрын
ኣነስ ኣብ ማዓስከር ሕንጻጽ ኣጸልልትኒ ነራ ሽዑ ሓድሽ ኣፍቃሪ እየ ነረ ክሳብ ለሚ ናይ ተሌሎፎነይ መቀበሊ ኣላ እዛ ደርፉ ደርፉ ትግርኛ ንዘላአለም ይንበረልና ንመላአ ተዛረብቲ ትግርኛካ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየሎም ብስም እዛ ደርፉ ፍቅርን ሰላምን ንተዛረብቲ ትግርኛ !!!!
@user-rt5hg6gg1h
@user-rt5hg6gg1h 2 жыл бұрын
ዓርኩ ትፈልጦ ድካ ስሙ
@FilateyStar
@FilateyStar 2 жыл бұрын
Amen lebamey❤
@yesno5335
@yesno5335 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk ሓቅኻ ኢኻ ኣጋጢሙኒ ደይኮነስ አቲ ሓሳብካ ስለዝተረዳኣኒ አየ መወዳትእኡ ግን ስሊጡካ ክኸውን ተስፋ ይገብር
@amanuelhabte7506
@amanuelhabte7506 Жыл бұрын
@@user-rt5hg6gg1h ya
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 Жыл бұрын
@@user-rt5hg6gg1h ጭልፊት ወይ ተክላይ በርሀ ይበሃል ተዘይተጋግየ
@galltigray4496
@galltigray4496 2 жыл бұрын
ብዛ ናይ ተክልሽ ደርፊ ናይ ኩሎም ደቂ ዓደይ ደቂ ሰፈረይ ትዝታ ኣሎኒ ኣብ መርዓ ጨፊርናሉ ከም ዘይሓልፍ😢😢
@user-ol8nb2sx6k
@user-ol8nb2sx6k Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስስስ ትብል ደርፊ ያ እታ ዝፈትዋ ቀጽለሉ ብሉጸይ ❤️❤️❤️❤️❤️
@abebaabeba8930
@abebaabeba8930 Жыл бұрын
ዝፈትዋ ዜማ ትግርኛ ደሕሪ ክንደይ ዓመት ረክበያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊😍😍😍😍😍😍💊💊💊
@michalehabte8040
@michalehabte8040 7 ай бұрын
ትግራይ ከለኩ 2013 ይሰምዓ ኔረ ሕጂ ግን ኣብ ቲግ ቶግ ረኺበያ❤❤❤
@tsigegebreslase393
@tsigegebreslase393 3 жыл бұрын
መን ኣሎ ከማይ ዝፈትዎ 🥰🥰
@tsehayedesta2324
@tsehayedesta2324 2 жыл бұрын
Aykemayin😍
@Messi-rk9gn
@Messi-rk9gn 2 жыл бұрын
Ane❤✌️
@meramera1492
@meramera1492 3 жыл бұрын
ኣታ ኒኣይ ከተጸሊለኒ ደሊያ ቢሰኒካ ሲራሕ ተሰጉገ ወላ ቢሒሊመይ ኪደጊማ ይሓዲር ሚሲዛ ደሪፍ ሚሲመይ ካኣ ዲሓን ኣይቱኩን ኣሪከይ ከሊያቲኒ ዘለኩዎ ባለይ ኢየ ዚፈሊጦ ቢጣሚ ደስ ዘቢል ሳራሕ ቀጺሎ ላይክ ሳቢሲኪራይብ ካኣ ኣይነዉሒደሉ
@user-uh7pf4vq3e
@user-uh7pf4vq3e 3 жыл бұрын
ኣታ ብናይ ዝወዲ ደርፊ ድቃስ ስነ ❤♥በጃኹም እቲ ካልእ ደርፍታቱ እውን shere ግበሩልና ♥♥♥
@amanuelhabte7506
@amanuelhabte7506 2 жыл бұрын
Men eyu semu ba negereni
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f 2 жыл бұрын
@@amanuelhabte7506 ጭልፊት/ተክላይ ይባሃል
@amanuelhabte7506
@amanuelhabte7506 2 жыл бұрын
@@user-vz8pf7vt9f Buzuh Thanks haftey nateyy
@rahealaxum8200
@rahealaxum8200 4 жыл бұрын
እዋይ ዛ ደርፊ ኣብ ክንደይ ኮሊለ ረኪበያ ❤❤❤🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤ thanks ❤❤❤❤❤❤❤
@user-xt2lx1gd8r
@user-xt2lx1gd8r 4 жыл бұрын
Kemzi kemay
@brktikcn7716
@brktikcn7716 2 жыл бұрын
ኣይ ትዝታ 💘ዝፈትዋ ደርፊ 💊💕ግዜ ተመለስ እንዶ 💔💔💕💕
@freweyni.....a7976
@freweyni.....a7976 2 жыл бұрын
በጃኹም እቲ ካል ደርፍታቱ እውን አምፅእልና ክንደይ ግዜ እየ አልሸዮ😳💛❤💛❤💝
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብትክቶክ ሰሚዕዋ ዝመፀ ላይክ ደቂ ዓበይቲ😍😍
@awetgoitom3551
@awetgoitom3551 3 жыл бұрын
ዋውውውውወገለ ዓይነት ኣብ ቲክቶክ ረክበያ ናይ ብሓቂ መጸለል
@tglove7635
@tglove7635 2 жыл бұрын
ኣነስ በዚ ደራፊ ክፅለል ደልየ❤️💛 በጃኩም ካሊእ ብዙሕ ደርፊ ኣለዎ ሸር ግበሩልና
@soliwan1932
@soliwan1932 2 жыл бұрын
ጭልፊት ወዲ ሰፈርና ❤
@yohnnesjanhoy8667
@yohnnesjanhoy8667 2 жыл бұрын
መን እዩ ስሙ ?
@amanuelhabte7506
@amanuelhabte7506 Жыл бұрын
@@yohnnesjanhoy8667 Teklay Berhe chilfi eyu zebehal bro
@Sarah-xo8qk
@Sarah-xo8qk Жыл бұрын
​@@soliwan1932Slide clipboard items to delete them
@wediakeletigray4017
@wediakeletigray4017 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰😍😍❤️❤️💪🦁🐅🐅🐅🐅😍😍😍🥰🥰🥰🥰 mara des tebel derfi eya 😍😍😍😍🥰🥰🥰👍👍👍👍🥰🥰❤️
@user-vc4lr9yj2s
@user-vc4lr9yj2s 3 жыл бұрын
ተክልሽ ወዲ ዓደይ ማዕረይ ብዘለካዮ ሰላም ኩነለይ ምስ ስድራካ ምስ ቤተሰብካ ሓላለይ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@alamatatoday8002
@alamatatoday8002 2 жыл бұрын
emo mulue shimu endo nigerena teklay ---------------
@user-nq3vh1nw1k
@user-nq3vh1nw1k 3 ай бұрын
​@@alamatatoday8002teklay chilfit
@tesfayemekonnene5849
@tesfayemekonnene5849 9 күн бұрын
ተኽላይ በርሀ​@@alamatatoday8002
@adeyeyaalemeyy2482
@adeyeyaalemeyy2482 2 жыл бұрын
Offfff anes dhri kndey kolel lomi rekibeya mara eye zeftwa eza drfi,2015 fluyy tezkiro aleni nezia ksmea enkleku nbat eiu zemexeni💯💯✅❤❤🥰🥰🥰
@solomontesfamariam6266
@solomontesfamariam6266 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ እትብል ዜማ ትግሪኛ ኣስሚዕና የቀንየልና ፍትው ሓው።ብሉጽ ፍርያት ፣ብሉጽ ስነ ጥበብ ።
@maspriv9s277
@maspriv9s277 2 жыл бұрын
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@tthjgtgby8002
@tthjgtgby8002 2 жыл бұрын
aapqapaapappppqapapaapqqpa@@maspriv9s277 q
@rgfjoyygdhf814
@rgfjoyygdhf814 Жыл бұрын
ብጣዓሚ እየ ዝፈትው ዝዳራፊ ድሕሪ ክንደይ ኮለል ረኪቦዩ ❤❤❤
@mekelle1232
@mekelle1232 2 жыл бұрын
I am in love with this song😅🥰
@utifyftiyiutti6731
@utifyftiyiutti6731 Жыл бұрын
ዋይ 16 ዓመተይ እፍቅር ብኩሪ ፍቅረይ ጋብዝኒ እክ 25 ዓመተይ ርክበያ ስምዕካ ዘይተፅገብ ዘፈን
@user-mu2sh7cf5i
@user-mu2sh7cf5i Жыл бұрын
መኒኦ ማይ ላእተየ ልሰምዓ ነበረ ኣብ ዓዲ ኣይ ጊዜ😢
@user-tx9gg7de3q
@user-tx9gg7de3q 3 ай бұрын
Nay bahaki I love ❤️ you ❤️ 💖 💓 ♥️ Eritrea 🇪🇷 ♥️ 💖 ❤️ 💓
@gooopkvooasd3787
@gooopkvooasd3787 Жыл бұрын
ደስ ትብል ደርፍ ዝሓመላ አያ 💊🥰
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 Жыл бұрын
ኮኮብ ደራፊ ቢታአሚ አና ኒፍትወካ ኣጀካ ላዛ ቲግሪና ቢሃኪ ሚኒዋ ጎበዝ ህርመት ቲግሪና ❤❤❤❤❤❤❤
@hhu2093
@hhu2093 2 жыл бұрын
ዋይ ብጣዕሚ ደስ ብሃላት ተምሃራይ 5ይ ክፍሊ እናሃለውኩ ይሰምዓ ነይረ ገና ገሐመለ ከይፈለጥኩ ብዝኾነ ከየንቲን ሰብ ሚድያ ሰማዕቲ ትግርኛን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቐንየልና ኩሉኹም ሓባይብ
@rozaza168
@rozaza168 Жыл бұрын
me7th😭
@mebrhitmezgebo1417
@mebrhitmezgebo1417 3 жыл бұрын
ብልጽቲ ስራሕ ኢያ ኔራ ግዳስ ሰማዒ ኣይረከበትን እምበር ።
@EVE-ENTERTAINMENT100k
@EVE-ENTERTAINMENT100k 3 жыл бұрын
meri mezgebo thanks 🙏 kbretey
@aminekesete4142
@aminekesete4142 2 жыл бұрын
Dhri kindey rekibya bitaemi des tibil derfi smu ziflto seb xhafuley.
@FatmahRais
@FatmahRais Ай бұрын
ትርጉሞ,ባይገባኝም,,ሰውዳቹህ,,ዝፍናቹህ,ወሰጤ,ነው❤❤❤❤❤
@amanuelhabte7506
@amanuelhabte7506 2 жыл бұрын
Nenewih gezie delie zesankwa derfi lomi rekibeya Thanksss
@leultechbest7474
@leultechbest7474 Жыл бұрын
Realy it is the best sound the ton,keep it up.thank you so much.
@razolcomedy7920
@razolcomedy7920 2 жыл бұрын
My first comment on KZbin for ma favorite song
@hanihaniberhna8189
@hanihaniberhna8189 4 жыл бұрын
Kabe tik tok eya mexa keday kolil eu niru
@gerebhanhadgu2625
@gerebhanhadgu2625 2 жыл бұрын
ኣነስ ንመጀመርያ ግዜ ሕጂ ኢየ ስምዔያ ጥዕሚቲ ኢያ ናይ ብሓቂ 2008 ወይ 2014 ድስማዒኩማ ኣለኹም ተኺላይ ኢዩ ሹሙ መሲ 2 ተ ደርፊ ሪኤሉ ኣለኹ
@ablelfoto9041
@ablelfoto9041 Жыл бұрын
Measker Hnxax zekires eyyyyyyyy I love this music so much tezekrotatey ndhrit ymlsenimo suk eles kemgele kwunnnnn👂👈❤❤❤❤❤❤❤ ablel
@haftomteklay
@haftomteklay 11 ай бұрын
እዚኣ ክሰምዕ ከለኩ ኣብ ሰደት እናተጓዓዝና ምሰ ከማይ ዝበሉ ተጓዓዝቲ ብ 2009 ዓ.ም ሰሚዕናያ ግን
@gelilsabs8912
@gelilsabs8912 3 жыл бұрын
Its very nice music I have large memory by this music thanks
@EVE-ENTERTAINMENT100k
@EVE-ENTERTAINMENT100k 3 жыл бұрын
💝💝💝💝💝✊
@desalekahsay9935
@desalekahsay9935 4 жыл бұрын
ይበል ደርፊ ኣበይ ታሓቢኡ ነይሩ እዚ ደፍታት እዚ
@RobelA-tj2ri
@RobelA-tj2ri 4 жыл бұрын
Teklay berhe!! ybehal
@selomonsol8417
@selomonsol8417 2 жыл бұрын
@@RobelA-tj2ri ኣበይ ቻናል እዩ ዝርከብ ካሊእ ኣለዎ
@devorajossi4909
@devorajossi4909 2 жыл бұрын
Wowww 👍🏽👍🏽 negeruni semu pls
@tdf1266
@tdf1266 2 жыл бұрын
G natey abey kon thlu mukurey 4 amet mulueu keyte selachka nfkri leminkani alemey hji ke ezi adl ezi mhabkani do bulutsey yzkr ka mukrey wala atsika keloku ab zelekwa bota metsika ktsema keleka za derf Hji gn nbeyney eda tetasku ms nafkotey ysema aleku nay eidey ewn rekibeye zyaday aytamenn eseke selam temeles segarey selam yrakbena ካልእስ ይትረፍ ይቅረታ ክሓተካ ከብረት ሓቅቐልካዴ ፈቃረይ ኣነ ናይ ሕልና ዕርፍቲ ክረክብ ግን ሰላም ሃልወለይ ሰላም የራኽበና gይ
@trhas2012gmail
@trhas2012gmail 2 жыл бұрын
😢
@user-xl3qj2zo6z
@user-xl3qj2zo6z Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝፊትዋ ደርፊ እያ❤
@destaeyasu6856
@destaeyasu6856 3 ай бұрын
ሰላምኹም ይብዛሕ ኣሕዋት ወኣሓት ጋቢዘኩም ኣለኹ እዛ ጥዕምቲ ዜማ
@mehariarefaine3168
@mehariarefaine3168 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ አያ 🥰🥰🥰🥰🥰
@alamatatoday8002
@alamatatoday8002 2 жыл бұрын
tigray tigray mefrey jeganu aymchiwunyu eman eba wedey
@user-up2bn3zb7o
@user-up2bn3zb7o 8 ай бұрын
ትግራዋይ ሙካን ክጥዕም እሰያስ ኣደናጊሩኒ ኔሩ ዘይመንነተይ ኤርትራዊ ኢሉ።
@Brtukan-xt5yc
@Brtukan-xt5yc 2 ай бұрын
Men alo kemzi kemay eza derif zifoto degagime semiayas kimeniwa ayikialikun😢❤❤❤❤❤❤
@eyerusalemdm3177
@eyerusalemdm3177 Жыл бұрын
ምሳይ ብሂወት ዘየለዉ መሓዙተይ የዘክረኒ ዝደራፊ💔😥
@Aasaveendieley-rm7pw
@Aasaveendieley-rm7pw 6 ай бұрын
እውይ ብዛ ደርፊ እዚኣ ኣነስ ሓሚመ ከመይ ድያ ኬፍ ዘላታ❤❤❤
@shiblimob4232
@shiblimob4232 2 жыл бұрын
Ya kef zelewa music azekakeratine❤❤
@kibreab1728
@kibreab1728 Жыл бұрын
Cool adisse aksom Barack terfena eshekuna mekase nekesena mewexa
@Merhawi48
@Merhawi48 4 жыл бұрын
I remember 2013 masker Hnxax
@leipzighzhs4955
@leipzighzhs4955 4 жыл бұрын
Really
@tfggtbbb3754
@tfggtbbb3754 4 жыл бұрын
Feloy tazkro 2014
@nevergiveupjagalskardigmam1643
@nevergiveupjagalskardigmam1643 3 жыл бұрын
Ane win misakatkum tezekro aleni misti zeymno nafqot jematey aye ewe hinxaxin ason entebasna hiwet halifu
@sidralomi
@sidralomi 2 жыл бұрын
Wawwww brother thank you so much for this music how you find it jesus. Wawwww I am going to subscribe becuose of this bro.
@EVE-ENTERTAINMENT100k
@EVE-ENTERTAINMENT100k 2 жыл бұрын
Thanks for listening
@gereaeagle1583
@gereaeagle1583 Жыл бұрын
Tigray❤❤❤ this song ግዜ ይመለስ
@banogebrematios9679
@banogebrematios9679 2 жыл бұрын
Woww Entay kwexo ❤️💕
@gnatatheobi2734
@gnatatheobi2734 7 ай бұрын
ተጋሩዋይ❤❤
@habtomgrmay8631
@habtomgrmay8631 Жыл бұрын
ቀጽሎ ኣንበሳ ብጣዓሚ ደስ ትብል ደርፊ
@alenaberhie5158
@alenaberhie5158 8 ай бұрын
ewuyy ezuy derfi kifetiwo meaat, yekiniyeley zuhawey
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Жыл бұрын
እዝ ግዜ ናፈቀን ሰላም ንወዲ ሰብ
@denden3397
@denden3397 2 жыл бұрын
Yesterday eshem eshem abilatna 100 best ever song 👏👏👏
@sewhunu
@sewhunu Ай бұрын
Amharaye ❤😢😢😢😢❤❤❤
@user-pv4hi5hm7p
@user-pv4hi5hm7p Жыл бұрын
ብጣዕም ዝፈትው ወደንይ ይዝከረ
@NooriKhan-qh1hj
@NooriKhan-qh1hj Жыл бұрын
መኣረይ ፍቅራይ
@loveyoumyfamilyandmissyou
@loveyoumyfamilyandmissyou 2 жыл бұрын
አውይ ትዝታ 2010 ኣክ ኣነስ መንዩ ረጊሙኒ ስደት ዝወፃኹ😬😢
@mesayhailu6989
@mesayhailu6989 2 жыл бұрын
Fantastic music 🎶🎵👌
@selamgebirehaweriy1642
@selamgebirehaweriy1642 2 жыл бұрын
Gal welase krkr meakerki Entay Eyu
@khabkhan3737
@khabkhan3737 2 жыл бұрын
ኣሰይ😍😍😍 ሙቁረይ 🌹🌹ዕድመይ ❤️❤️❤️❤️ጥዕናይ 😘😘😘ያሃብኻ🙏🙏
@AfiyeAfro
@AfiyeAfro 2 жыл бұрын
Wala ane bhaki, I like this music
@destatesfay4789
@destatesfay4789 2 жыл бұрын
I like it, Keep it up
@marymolu-vg8gl
@marymolu-vg8gl 2 ай бұрын
ትዝታ ብቻ💊👈❤
@tsgefisha9401
@tsgefisha9401 Жыл бұрын
Selam tigray adey
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl Ай бұрын
Habitna n eseyas netfaayo
@bereketkidey2487
@bereketkidey2487 2 жыл бұрын
ብከደይ መከራ ረክበያ ብጣዕሚ እየ ዘፈታ
@yoni.muliye76
@yoni.muliye76 2 жыл бұрын
Ezi nay tigrewet musik kifetwot meat eye ane🥰
@michaeltekle1126
@michaeltekle1126 Жыл бұрын
❤kab zgerim lbi ya tharim fliyti derfi eya gelaxit ya.
@meskelebrhanhadera1849
@meskelebrhanhadera1849 2 жыл бұрын
ስሙዑለይ እስከ ደቂ ሃላል መሬት
@letebrhanbayru2045
@letebrhanbayru2045 Жыл бұрын
ድምቅቲ ጥዕምቲ ደርፊ❤❤❤
@abiabi-vl6qz
@abiabi-vl6qz 6 ай бұрын
😢ኣይ ግዜ🖤💔
@retagphone2413
@retagphone2413 3 жыл бұрын
የዚ ልጅ ስሙ ማነው ሙሉ ቪዶውን እፈልጋልጋለው በጣም ነው ደስ የሚለው
@mmrr857
@mmrr857 2 жыл бұрын
ተክላይ በርሀ (ጭልፊት)
@efremtewelde8310
@efremtewelde8310 Жыл бұрын
Des zbl derfi
@tittit8091
@tittit8091 2 жыл бұрын
ዋውውውው ሰምዕካ ዘይምኖ ሰላም ንትግራይና
@meharibeyn7786
@meharibeyn7786 8 ай бұрын
ብሰንኪ ደቭ
ተክላይ በርሀ ጭልፊት #teklay berhe #tgray music
6:12
merhawit merhawit
Рет қаралды 87 М.
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 2,1 МЛН
One moment can change your life ✨🔄
00:32
A4
Рет қаралды 34 МЛН
Playing hide and seek with my dog 🐶
00:25
Zach King
Рет қаралды 32 МЛН
teame-aitmkeruni- eritrea
7:30
Emil Lee
Рет қаралды 2,5 МЛН
hruy gebreslassie endeley ህሩይ ገብረስላሴ/እንድዕለይ/
7:01
Teklay Berhe -Tigrigna Music (ከዛውረኪ) EVE ENTERTAINMENT 2023
5:23
Tigrinya Music - Debesay Zegeya | Kuda | Wata | Non Stop Collection Music
1:40:59
Это ежегодное настроение 😉 #tiktok #юмор #жиза #funny
0:10
ЖВАЧКИ!!!
0:47
Li ALINA
Рет қаралды 4,4 МЛН
ВОДА В СОЛО
0:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 23 МЛН
La emociones de Bluey #歌ってみた #bluey #burrikiki
0:13
Bluey y BurriKiKi
Рет қаралды 16 МЛН
MrBeast Встретился С Сигмой😳 #shorts
0:48
a_ve_znali
Рет қаралды 2,8 МЛН