eyob bein jan6 2016 part2 - eritrea

  Рет қаралды 69,102

EritreanSimerrr

EritreanSimerrr

Күн бұрын

Part 2 of 2:
Eyob Bein (wedi gojela). Tells his past experience as a rank and file fighter in the Eritrean People Liberation Front (EPLF) - all the good, the bad, and the ugly. In Eritrean smerrr for change paltalk room1, January 6, 2016.

Пікірлер: 21
@filimonfucklove7
@filimonfucklove7 6 жыл бұрын
የቀንየልና ኢዮብ ጽቡቅ ታርክ
@issacjohn2152
@issacjohn2152 6 жыл бұрын
ድበለ እንተበለካ ሰብ ይበል እቲ ትብሎ ደለኻ ሓቂ እዩ። ንኩልና እውን በጺሑናን ሪኢናን ኢና።
@shishayzeru5954
@shishayzeru5954 7 жыл бұрын
kubur tegadalay hawina eyob eti gujle 15 zekrebwe nay hasa lewti kulu ab masmedya entetkribos hzbi mkyat meseriom nkefelit hagazi mkone mkinyatu bgimtal eu hzbi mkinyat meseriom zngero
@eyooogjxkdl3595
@eyooogjxkdl3595 8 жыл бұрын
nay behaki behal abey lebona hedak jegena
@elsaberhe4734
@elsaberhe4734 7 жыл бұрын
ድገርመኒ ኣን ምስ ሓዉ ሔዳቅ ኣብ ሓደ ግንባር ባኖና ን ዲስ ባኖናን ዝብሃል ዉጊእ ሓድሕድ ብሓደ ገጢምና እሱ ኣብ ህ/ግ ተጋዳላይ ነነሩ ኣነ ጀብሃ ተ/ጋት ነረ እሱ ብመምርሒ ውድቡ ጀብሃ ኣሰራ ካብ መረት ኤርትራ ንምጥፋእ ዩ ትእዛዙ ኣነ ( ንሕና) ከ እንድዒ ከነድሕና ዲና ነጀብሃ ንምንታይ ዩ ቲ ምክልካል መራሕቲ ጅሃ ናቲ ዝነበረ ዉጊእ ዝብሃል ዝነበረ ሻዕብያ ጀሚራ እንበር ዝኮነ ዝግበር ዝነበረ ስርርዓት ኣይነበረን ኣነ ከም ወትሃደር ሺዑ ኣዊኡ ኣፍቲ ግንባር ስለ ዝነበርኩ ደሕዝን ወተሃደራዊ መራሕትና ንጥቅምና ዘይሙካኑ ቲ ውግእ ዳፈለጡ ዘይትኣደነ ሰብ ሃሊቁ ብፍላይ ኣብዛ ባኖና ትብሃል ቦታን ዲስ ባኑናን ደሕዝን ነሩ ኣብዛ ቦታ ዝተሰውኤት ዘይርስዓ ኣብ ኢትዮፒያ ተወለሊዳ ዝዓበየት ስውእቲ ኣላ ንክዝክራ ድማ ሕርር ይብል ከሙኡ ውን ስውእ ዓንደብርሃ መራሕ ቦጦሎኒ ነሩ ጀግና ነሩ ሕጂ ስውኣት ዝሕለቁ ናይ ጀብሃ ተጋደልቲ ነበር ይሓዝን ኣነ ኣብ1980 ክሳብ ኮሮኮን ኣቲና ኣዊኡ ውን ተፈናጨልና ማለት ኣብ ኮሮኮን ታህዳይ ንሙካኑ ዩ ብድሕሪ ዚ ውን ኣብ ራሳይ በ ኣብደላ እደሪስ ብድሕሪ ውን ኣብ 1983 ምስ ሱሉሳዊ ሓድነት ( እንዳ ጃስር) በ ኣብራሂም ምሓመድ ዓሊ ኣባል ፈፃሚት ሽማግለ ምስ ገለ ካድረታት ንህልውና ጀብሃ ተባሂሉ ስምረት ተገብረ ደሕዝን ኣብዚ ውን ብዙሓት ብፆትና በቶም ዝነበሩ ጥርቅምቃም ተጋደልቶም ብዙሓት ኣሰሩልናን ቀተልሉናን ደሕዝን ዩ ነሩ ጭርጭር ዓበደ ጀብሃውያን ሕጂ ስውኣት ኣይትፅረፉ ክብሉ ይውዒሉ ከመይ ታ ትግርኝኦም ደሕዝን ዩ ስውእ ዝጠለሙ ናብ ፍቆዶ ሃገራት ኣማሪካ ኢሮፓ ሃገራት ዓረብ ፋሕሕሕ ዝበሉሲ ሕጂ ምውርዛይ ንስውኣት ኣብ ጀብሃ ዝነበሩ በታ ኣብ ጀብሃ ኮሎና 24,12 ታሕሳስ ዩ ነሩ ምዓልቲ ስውኣትና ክክክክክ ድስሕቀኒ ተሎ ንስውኣቶም ስምረት ገሮምሎም የሲሚዕ ምስ 20 ሰነ ተጨሚራ ዘላ ተምስል ነሓንቲ ምዓልቲ ዘኪሮሞም ኣይፈልጡን ድገርም ዩ ኣነ ግን ደይሀሃስስ ደልሀሃመት ኣሎኒ ምቅላሰይ ደጣዕሰኒ ዩ ብጣዐሚ ሞ ታይ ክብል የ ደለ ም ሔዳቅ ሓወይ ካብ ግንባር ሳሕል ናብ ግንባር ፓልታልክ ኣብ ሰምር ከውጊዕ ምስ ሰማዒኩዎ ደንፂዩኒ ሕጂ ድማ ነፍትሕን ርትዒን ህዝብና ንምርሽ ኣሎና ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ድማ ብኣካል ንራኸብ ኢና ።
@sterlinprdi77
@sterlinprdi77 8 жыл бұрын
waw you are the hero
@abrahalegeberemarym5850
@abrahalegeberemarym5850 7 жыл бұрын
ጸገምኩም እታይ ይመስለካ ነዚ ጸገም እዚ ዘይፈልጦ ሰብ የሎን ሓዱሽ ነገር ንጐሩና እዚ ንከይመጽእ ድሕሪሕጂ እንታይ ንግበር ሓዱሽ ሓሳብ ንጐሩና
@meharifish6377
@meharifish6377 6 жыл бұрын
thanks
@habtemariamhalemichael152
@habtemariamhalemichael152 5 жыл бұрын
Elsa berhe emo nski si haye Endo gele belina wey belena
@hayaluberha5887
@hayaluberha5887 6 жыл бұрын
KULU gebenat ztegbre kesened alewo kendey gefey eu tegeru. Mewdata zybelu gefey ewanu yakel selezelo kulu ysened.
@ኤርትራዊነትጹሩይዜግነት
@ኤርትራዊነትጹሩይዜግነት 5 жыл бұрын
ዝገርም እዩ እንታይ ገዲፍልና
@nesagissu8924
@nesagissu8924 6 жыл бұрын
Hesbawi gimbar kab shefta ygded , bahlawi shifta kemzi aygbren gizé shifta neru uka, nesiom mehashuna nerom haki mesrab yhaysh .
@יונסמוציון
@יונסמוציון 7 жыл бұрын
Ajoka
@FthawiAmare
@FthawiAmare 7 жыл бұрын
Entay tibl keynkef elika nebskitlet zeytgedfom wedey himak sgumti
@ጸላኢካፊለጥአንታመንእሰይ
@ጸላኢካፊለጥአንታመንእሰይ 5 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ግፊዒ አብ ነብስኩም እናወረዶኩም ንፁሃን ኤርትራዊያን አብ ቅድሚይ ዓይንኩም እንዳተረሸኑ ሱቅ እንዳበልኩ አሕሊፊኩሞ ተጋዳለይ ጂግና ኢለ ክፅውዖ ይከብደኒይ።አነ ጀጋኑ ኢለ ዝሐስቦም እቲኦም ካብቲይ ገድሊይ ዝሃዲሙ ዝነበሩ ወይም ወደ ገባ ኢዶም ዝሃቡ ጀጋኑ ኢዮም ስርዓት ሸፍቱ ስለ ዝተረዱኡዮም።ህዝቢይ ኤርትራ ጂግና አይኮነን ፍራሕ ሺፊታዩ።
@sterlinprdi77
@sterlinprdi77 8 жыл бұрын
aboy solomon woldu
@tesfamhretbgebrekristos7162
@tesfamhretbgebrekristos7162 7 жыл бұрын
30 amet gedli abey alem terae u kkkkkkk ah
@tesfamhretbgebrekristos7162
@tesfamhretbgebrekristos7162 7 жыл бұрын
Hakom ab artra shfta mukan tray
@samieltewelde3374
@samieltewelde3374 7 жыл бұрын
attt nezom damo higdef mendef hzbi wedu nskatkum ni naxnet tifelxu nsom nehalafnet higdef
@fishgebrihiwet4208
@fishgebrihiwet4208 7 жыл бұрын
negash hudru
Tv Sened Eritra Eyob Beyen Gojela interview 3 April 2019
1:01:09
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 18 М.
Tv Sened Eritra 4 July 2017 Interview Mr. Eyob Beyn (wedi Gojela)
1:11:39
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 135 МЛН
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 18 МЛН
eyob bein jan6 2016 part1 - Eritrea
2:55:20
EritreanSimerrr
Рет қаралды 113 М.
Beyene Gerezgiher (Wufuy): Part 1
1:41:15
EritreanSimerrr
Рет қаралды 52 М.
Dessale Berekhet-Shiftnet Gedli, sep. 24 2015
2:22:30
EritreanSimerrr
Рет қаралды 107 М.
'Writing is part of my blood' - an interview with Dessale Berekhet Abraham
13:51
Mehari Tesfamichael
2:39:57
EritreanSimerrr
Рет қаралды 46 М.
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 135 МЛН