ሕፍረት ብኸመይ ነወግድ// ካብ ሕፍረት በኸመይ ትገላገል

  Рет қаралды 3,256

ማይ ሎሚን entertainments

ማይ ሎሚን entertainments

Күн бұрын

ሕፍረትና ከመይ ጌርና ነወግዶ ሕፍረትና ብኸመይ ነወግድ// ካብ ሕፍረት በኸመይ ትገላገል‪@fnanappinfotech‬ ‪@Maylominentertainment‬ #tigrigna tigrignamotivation #motivation
ናይ ምኽሪ ወይ ናይ ኮቺንግ ኣገልግሎት ክትረኽቡ ምስ እትደልዩ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ቴለፎን ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።
(+254 755 643871)
tiktok www.tiktok.com...
telegram t.me/maylomine...
thank you 🙏🙏🙏

Пікірлер: 49
@robeltesfalem9614
@robeltesfalem9614 Жыл бұрын
Tanks kubur seb❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 2 жыл бұрын
ብሓቂ ደሰ ዝብል ምክሪ እዩ አነ ብጣዕሚ እየ ምሰ ሰባት ተሓውሰካ ቀልዲ ፅዋታ ዘሕፈረኒ ግን ክምክር ካብ ከዚ
@hccgcjvc7110
@hccgcjvc7110 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር ሓውና ደሰ ባሃል ተምህርት እዩ የቅኔይና አነ እነእኩ ሂወትይ ከምይ ገረ ዝቅያሮ
@ማርያምኣዶጎይታ-ኈ5ለ
@ማርያምኣዶጎይታ-ኈ5ለ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ደስ ዝብ ምክሪ ትምህቲ ዝሓወይ ቃፅለሉ ብጣዕሚ ሂወተይ ዝቅይረኒ ጡዑም ቃላት ብሓቂ የቀንየልና፡፡
@hhjhh3414
@hhjhh3414 2 жыл бұрын
የቀንልና ናይ ብሓቂ ለባመይ ♥️
@filmontv5961
@filmontv5961 11 ай бұрын
Kubur hawey edme yhabka fetari zawey
@ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ
@ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዘሓወይ ደስ ዝብል ምክርታት አለካ አለካ ቀጸለሉ ❤️
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
thank you ❤🙏
@UuUu-e2t
@UuUu-e2t 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Kemeyalohiwet
@Kemeyalohiwet 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@ngsti8856
@ngsti8856 2 жыл бұрын
ብሓቂ ለባም ደስስስስ ዝብል ት/ቲ እዚ ሕቶይ እዩ ነይሩ የቅንየልና ዝሓወይይይይ💓💓💓💓💓✅✅✅ ዋላ ኣነ በጣዕሚ እየ ዝሓፍር 🤦‍♂️🤦‍♂️
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 2 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ደፊረ ምስማንም ዘይዛረብ ዝተኣከበ ሰብ ተሪአ ሱቅ ኢለ ምንም ዘይኮንኩ የብክየኒ
@ngsti8856
@ngsti8856 2 жыл бұрын
@@mebrhitgaldestalovetgray5665 🤦‍♂️🤦‍♂️😁😁🤭😁😀ጭራሽ ብኽያት ኣጆና ንለምዶ ኢና
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 2 жыл бұрын
@@ngsti8856ሓቀይ ኮየ ብእነት ክክክክክክ ኣጆማን ጓል ዓደይ
@abrehethansiamtigraweyti1369
@abrehethansiamtigraweyti1369 2 жыл бұрын
እእእ ረኪብካኒ💚
@محمعيب
@محمعيب 2 жыл бұрын
ብሓቂ ክቡር ሓወይ ኣብ ርእሰይ ዝመላለስ ዝነበረ ሕቶ እዩ ነይሩ ቀፅለሉ ክቡር ሓወይ
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
thank u 🙏
@salemaraya9182
@salemaraya9182 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ takk
@lulyatekle8106
@lulyatekle8106 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@Soods-g5s
@Soods-g5s 7 ай бұрын
ቡሓቂ ደሰ ዝብል ምክረ እዩ
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃካ ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ደስ ይብል ትምህርቲ በርትዐልና ደስ ዝብል እዩ ሰሚዕና ኣብ ተግባር ክነውዕሎ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዘና
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏
@vsduety5954
@vsduety5954 2 жыл бұрын
ቃደመይቲ ባዕለይ🥰❤so የቀንየልና ክቡር ሓወይ አዝየ እየ ዘድንቀካ።ቀፅለሉ
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
thank you 🙏❤🙏
@seluselu9753
@seluselu9753 2 жыл бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓወይ ኣብርእሰይ ዝመላለስ ዝነበረ ሕቶ
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
👍🙏
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 2 жыл бұрын
ኣሰይ ባሓቂ እተቅርቦ ሓሳብ ብሉፃት እዮም ቀፅለሉ እዚ ኩሉ ናተይ ህይወት አዩ ምንም እየ ድፍረት ዘይብለይ ዋላ ዝፈልጦ ዝነበርኩ አንተኮይነ ኣብ ቅድሚ ሰብ እንተቀረበ ግን ዝብሎ ይጠፍአኒ
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
🙏❤
@fuch9239
@fuch9239 2 жыл бұрын
ናብ ሓቂ ደስ ዝብል ምክሪ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ❤💐
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
ኣሜን 🙏❤
@ትልቅህልምአለኝ-መ7ለ
@ትልቅህልምአለኝ-መ7ለ 2 жыл бұрын
እሰይይይይይይይይይ
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 2 жыл бұрын
🙋🙋🙋ክቡር ሓወይ❤❤❤💛
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
🙏🙏❤ሓፍተይ
@AsdDsa-bs8zp
@AsdDsa-bs8zp 2 жыл бұрын
ኤልክየ ብጣዕሚ እና ነመስግን ብሉፅ ሓሳብን ትምህርት ኤልክየ እግዝአብሔር የክብረልና እና ኣነ ሓንቲ ፀገም ኣለኒ ስክፍታ ስቅቅታ ኣለኒ ብጣዕሚ እዩ ዝጎድአኒ ከመይ ገይረ ኣብ ሂወተይ ክነቅሎ ይክእል ፍትው ሓወይ ተገዲስካ መልሰለይ 😍😍እግዚአብሔር ይባርካ ቡሩክ
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
ኣብ ዋትሳብ ርኸብኒ ሓፍተይ 🙏
@AsdDsa-bs8zp
@AsdDsa-bs8zp 2 жыл бұрын
@@Maylominentertainment ስልክካ ኣበይ ክረክቦ ኤልክይ
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
+254 755 643871
@aligeytube786
@aligeytube786 2 жыл бұрын
😍😍😍❤
@medinmadina6165
@medinmadina6165 2 жыл бұрын
አበይ አለኩም ኮንታ መንቱ ኑዑ ተምሃሩ አብ ዘይጠቅም ኮንቱ ነገር ኢኩም ትዓስሉ ቀፅለሉ ዝሓወይ መሰረታዊ ዝኮኑ ትምህርቲ ኢካ ተመሓላልፈልና ክበረልና
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 жыл бұрын
ኤልየ እዚኣኣስ ናተይ እያ ኮፍ ኢላ ኣነ ብጣዕሚ እየ ሓፋር ኣብ ቅድሚ ስብ ፉት ንፉት ናዉጋዕና ኳ ቆላሕ ኢለ ኣይጥምቶን ንታሕቲ ናጠመትኩ ዝኮነ እየ ዝተኩትክ ወይ ዓይነይ የሐመኒ ናብኡ እንተጠመትኩ ብስልኪ ግን ኖርማል እየ ብጣዕሚ እየ ዝጫወት ይስሕቅ ብኣካል ግን ክሳብ ዝለምዶ ብጣዕሚ ይሓፍር ካብቲ ስባት ምስተፈለኩ ግን ይናደድ ታእዩ ዘሕፍረኒ ታይ ስለዝኮንኩ እየ ይብል ደጊም ኣይሓፍርን ይብልሞ ግን ከዓ ለዉጢ የብለይን
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
የቐንየለይ ዝሓፍተይ ኣጆኺ ሕፍረት ኣብ ኩሉ ኣሎ ግን ስለ ዝቆጻጸሮን በቢማዓልቱ ካኣ እናተለማመደ ስለዘመሓይሾን እዩ ስለዚ ንስኺ ውን በቢቁሩብ እናዐረኺ እና ደፈርኪ ኪዲ ሓፍተይ ብዝተረፈ ኣጆኺ 🙏🙏🙏
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 жыл бұрын
@@Maylominentertainment እሽኒ ኣሌዋይ እግዚኣብሔር የክብረለይ በርተዐልና ካባካ ቡዙሕ ናተመሃርና ኢና ብሓቂ ንሕና ድማኒ ሼር ኣይንሓምቅን
@yemanehayleab
@yemanehayleab 2 жыл бұрын
የድንግል ማርያም ኣጆኪ ቀስ ብቀስዩ ሕፍረት ሕማቅ ማለት ኣይኮነን ክብረትን ቅንዕናን ውን የሕፍረካዩ ክበዝሕ የብሉን ብዙሕ ኣይርድኣካንዩ ስብ ባዕልኪ ተረድእያ ነብስኪ።
@artentertainment2709
@artentertainment2709 2 жыл бұрын
ትሕዝቶታትካ ፅቡቓት እዮም ግን ኣይትዘንግዕ ቅልጥፍ ኢልካ post ግበር የቐንየልና❤😘
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
okay ጽቡቕ ሓሳብ እዩ thank you 🙏
@pxnfbvrkxjfgdu2200
@pxnfbvrkxjfgdu2200 7 ай бұрын
❤❤❤
@medinmadina6165
@medinmadina6165 2 жыл бұрын
አበይ አለኩም ኮንታ መንቱ ኑዑ ተምሃሩ አብ ዘይጠቅም ኮንቱ ነገር ኢኩም ትዓስሉ ቀፅለሉ ዝሓወይ መሰረታዊ ዝኮኑ ትምህርቲ ኢካ ተመሓላልፈልና ክበረልና
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 2 жыл бұрын
thank you ዝሓፍተይ 🙏🙏
@AlemMedhanie-m3w
@AlemMedhanie-m3w Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.
Хаги Ваги говорит разными голосами
0:22
Фани Хани
Рет қаралды 2,2 МЛН
Grade 11th#unit  Biology Lesson #Unit 3; Enzymes #Part Three; Protein structures.
31:27
ᶠᵃʰᵐ ᵃᶜᵃᵈᵉᵐʸ ᵒⁿˡⁱⁿᵉ school
Рет қаралды 20
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.