Рет қаралды 75
ኣብረክሲስ ሚድያ Abraxis Media
ብበዓል ዋናነት መንበረ ሰላማን ምዕራብ ትግራይ ሑመራ ሃገረ ስብክትን ምስ ኣክሱማይ ሚድያ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኣብረክሲስ ፈላማይ መንፈሳዊ ዋዕላ ኣብ ኣክሱም ዝተሳለጠ።ኣብቲ ዋዕላ ብሑመራ ሃገረ ስብክት ተተርጉሙ ዝተሓተመ መጽሓፍ ድረሳነ ሚካኤል ብዕሊ ዝተመረቀሉ እዩ።