ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ መርገጺኡ ኣነጺሩ

  Рет қаралды 11,912

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

Күн бұрын

ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ መርገጺኡ ኣነጺሩ

Пікірлер: 89
@meharihaile9372
@meharihaile9372 12 күн бұрын
ብፍጹም ኣይትረደኤካን ዘሎ እዚ ፖሎትካ ናይ ትግራይ እዚ ዝወሰንዎ ውሳነ ብጣዕሚ ቁኑዕ ውሳነ ዩ ብፍጹም ዝምጸእ ጸገም የለን ፡ ብኣንጻሩ ከማን ዝሓሸ ከከወን ዩ ፡
@BerheTeka-g1f
@BerheTeka-g1f 12 күн бұрын
ሰራዊት ምስ ህዝብን መንግስትንምበር ምስ ፖለተካዊ ውድብ ኦንታይ ኣለዎ
@okbeghiwot7667
@okbeghiwot7667 12 күн бұрын
ተጋጊኻ ምናልባት ናትካ ቤተሰብ ኣይሞቱኻን ይኽውን ስለዚ ኢኻ ንደብረጼን ምስሥድርኡ ትድግፍ ዘለኻ
@YohannesIV1889
@YohannesIV1889 12 күн бұрын
እዋይ ድንቑርና እዋይ ምህይምና ከምዚ ዓይነት ትንታነ ዋላ ካብ ካድረታት ግምት ኣይተፀበኹዎን።
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 12 күн бұрын
ኣቶ ብርሃነ ተዋቒዕካ ኣሎ
@Abrom-gg
@Abrom-gg 12 күн бұрын
ዓጀውጀው ኣይትበል ኤርትራዊ ወኪል ብልፅግና።
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 12 күн бұрын
ሰራዊት ትግራይ እንታይ ይገብር ኣጸቢቑ ይፈልጥ ኢዩ
@YohannesIV1889
@YohannesIV1889 12 күн бұрын
ኣንታ ሕፍረት ኣልቦ ካድረ ግምት ወብልፅግና ክትፍክር ዶ ኣይቀነኻን ኣነስ ነጊረካ ነይረ ዓቕሚ የብልኹምን ዓቕልና ከም ሰኣን ዓቕሚ ኣይትውስድዎ እንተበልኩኻ ኣይሰማዕካንን 😂😂 እንድሕር ብልፅግና መሬትና ዘይትምልስ ኮይና ከምዛ ንግምት ዘጥፋእናያ ንዕኣ እውን ኣብ ሰሙናት ክነጥፍኣ ኢና ፋኖ፣ ሻዕብያን OLAን ናትና ተለኣኣኽቲ እዮም እምበር ንሕና ናቶም ኣይኮናን ከምዚ ናትኩም እንዳ ግምት ጥልዕ ጉምብሕ ኣይባህልናን ብልፅግና እንተጠፊኣ ደኣ ፋኖ ወዲ ፋኖ ሻዕብያ ወዲ ሻዕብያ ኣበይ ከይኸዱና። ሕዚ ‘ውን ዓወት ንህወሓትን TDFን ❤️💛
@aregawiabiraha1358
@aregawiabiraha1358 12 күн бұрын
ትምበል ፣ ጉበኛ
@AlulaEngda-rc2rn
@AlulaEngda-rc2rn 12 күн бұрын
መዝታይስ የመና ኳ በዚሑ ። በቢ ግንባሩ ክንደይ ግዜ ምይይጥ ተገይሩ እዩ። እኳ ደኣስ ዘንጊዖም።
@BerheTeka-g1f
@BerheTeka-g1f 12 күн бұрын
ደብሪፅ ድኣ ይምሓረና ይትረፍዶ ምዕራብ ትግራይ ክመልስ ካልእ ጣጣ ከየምፃኣልና የስገኣና 'ሎ
@إبراهيمصالح-ل1خ
@إبراهيمصالح-ل1خ 12 күн бұрын
Ata donqoro aragit tegray teser teable nerkas hege federal teable alekha??
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 12 күн бұрын
ን7 ሃገራት ዝሰዓረ ሰራዊት ትግራይ ንሻዕቢያ ክስዕር ድዩ ሓይሊ ስኢኑ ምስቲ 1 ሚልየን ህዝቢ ዝወድኤ ኣቢይ ሕበሩ ትብል ዘሎኻ
@ኩሩዕኤረትራዊ
@ኩሩዕኤረትራዊ 12 күн бұрын
😂😂😂😂😂 ኣየየየ ዓጋመ መቸም ዓቅመኹም ኣይትፈልጡነ እኹም
@YohannesIV1889
@YohannesIV1889 12 күн бұрын
እዋይ ድፍረት ንስኻ ዲኻ ንኣዘዝትና ፖለቲካ ክተምህሮም? 217+ መራሕቲ ተሰማሚዖም እዮም ወሲኖምዎ ኮር ዶ ገለ ዶ ኣይትበል ሓሳዊ ካድረ ግምት! ኣብ ቪድዩ ኣለካ ኩሉ ነገር ክንድዚ ክትሕሱ ሲ ዘይትሓፍር? ዓብይ ሰብ ዶ ኣይኮንካን? ንነገሩ ሃገርካ ዝኸዳዕካስ ንዓና ክትኸድዕ ንቡር እዩ።
@AbrahamGebrhiwet
@AbrahamGebrhiwet 12 күн бұрын
ብርሃነ ከመይ አለካ ቀፂለ ግን አስተያየተይ አባካ ዝዕዘቦ ነገር አብ ትግራይ ዘሎ ናይ ፖለቲካ ኩነታት ፁቡቅ ጌርካ ተንብቦ አይመስለንን ቡዙሕ ግዜ ክትጋገ እየ ዝዕዘቦ ካልአይ ኢሳይያስ ካብ ስልጣን ክወርድ እዩ ድሌትካ እንበር አብ ናይ ትግራይ ረብሐ አይትዛረብን ካልእ ረጊፁ ዝወፀ ጀነራል የለን ጌጋ አዩ
@halay4067
@halay4067 12 күн бұрын
ርሃነ ሓውና ኩሉ ግዜ እተቕርቦ ትንተና ብጣዕሚ ዝምስጠኒ። ናይ ሎሚ ትንተናኻ ግን ኣይተሰማማዕኩላን። ምኽንያት ናይ ዚ ኣርእስትኻ ጠንቂ ብውዕል ፕሪቶርያ መሰረት ምድርዳር'ምበር ኣጀንዳ ኣብዪ ኣብ ምፍጻም ስለ ዝጸንሑሞ ብኡ ዝተቆጥዑ ጀነራላት እዚ ሕጂ ተኸሲቱ ዘሎ ክኸውን ኰይኑ ።
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 12 күн бұрын
ሰራዊት ትግራይ ምስ ኣቢይ ይሕበር ኢልካ ዘረባ ናይ ጹሉል ዘረባ ኢዩ
@mihreteabsheshay5956
@mihreteabsheshay5956 12 күн бұрын
ይሕበር ጥራይ ከይኮነስ ሓሊፎም ተሪፎም ፈሪሱ ንመከላከያ ይፀንበር ንስልጣን ኣብይ ኣሕመድ ክብልስ ደም ኣብ ፈቐዶ ኣምሓራ፣ ኦሮምያ፣ ሶማልያን ኤርትራን የፍስስ እኮ ኢሎምና እዮም እዞም ከሓዶ።
@johannestedla1429
@johannestedla1429 12 күн бұрын
ስላም ምሳካ ይኩን ብርሃነ ሐዉና። ን
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 12 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ተልዓል ዕግርግር ፍጠር ኢልካ ዘረባ በዚ ዕድመ እዚ ነቲ ጽቡቕ ታሪኻ ኢዩ ዘበላሹ እንታይ ኣምጽኦ መንእሰይ ትግራይ ተልዐል መንገዲ ዕጾ ኢልካ ዘረባ በዚ ዕድመ እዚ
@yemaneyohannes862
@yemaneyohannes862 12 күн бұрын
Great analysis Berhane.
@iam4all2
@iam4all2 12 күн бұрын
ትላንት ፣ ትግራይ ፣ ትገንጠል ፣ ትግራይ ምስ፣ እሳያስ፣ ኮይና፣ ዓብይ፣ ያጥፉዎ ትብል ነይርካ፣ ሂጂ ፣ትግራይ ፣ ምስ፣ ኢትዮጵያ፣ እያ ፣ክትከውን፣ ዘለዋ፣ ትብል፣ የሆንክ ፣ የዩቱብ ፣ጡረተኛ. Activist with poor content ...... repeat him self nothing new..... በናትህ ዓብይ ዓብይ እያልክ ፣እንዳያስታውከን፣ ተወን.....
@hyabare3272
@hyabare3272 12 күн бұрын
Ata kndey thsu way
@paulosh6916
@paulosh6916 12 күн бұрын
ብርሃነ እቲ ድንቁርናኻ ዓቐን ግበረሉ!
@mulluberhantemelso3537
@mulluberhantemelso3537 12 күн бұрын
ንመን ኢዩ ዝድግፍ ሕጂ... ሰራዊት ትግራይ ዝወሰኖ ቅኑዕ ኢዩ.... one TPLF!
@coffeepulseexportingco.5207
@coffeepulseexportingco.5207 11 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤አዋጅጅጅጅጅ😢😢😢ብልፅግና ምስ ጌችን ደብሪፅን ኣብ ውሽጢ ኮይኖምን ፈተውቶምን ደገፍቶም ን ኮይኖም ሓደግቲ ገበርቲን ነቲ አፈላላይ ሓዊ ከእትው ዝኽእሉ ሰባት ኣእቲዩ ይሰርሕ ከምዘሎ ተሰሚዑ።😮ካብ ኣቶም ሓደ ልፍዓተይ ብርሃነ ወዲ ወለጋ ምኳኑ ተፈሊጡ🎉ብርሃነ ወለጋ ዋና ፀረ ብልፅግና መሲሉ ነቶም ወሰንቲ ሰባት ክጥቅንን አፈላላይ ከስፍሕ ን ከይዕረቑን ንደብሪፅ ሓዊ ❤❤❤ከቕብልን ናብ ደረጃ ምቕትታል ከእትዎምን ካብ ብልፅግና መደብ ተቐቢሉ ይሰርሕ ከምዘሎ ተፈሊጡ🎉❤❤❤❤
@samcolherzogsamcolherzog9234
@samcolherzogsamcolherzog9234 12 күн бұрын
Wey werdet, wey gud! Et tu, Brute? It is breathtaking how TDF has made countless youtubers speak in tongues and perform political gymnastics that makes them look spineless! Fortunately, unlike you, TDF is a principled army that was established to save Tigrayans from genocide and, as such, TDF will never ally with either Hegdef or PP because they are both genociders. Finally, are you so trusting of Abiy that you would stand against TDF and the people of Tigray? Or, is your new agenda the reintegration of Eritrea and Ethiopia? Shame on you!
@kevifkrr-pt9on
@kevifkrr-pt9on 12 күн бұрын
አታ ባንጋ አፉ ኩሉ ግዝ ንገታው እካ ትድግፍ አለካ ጨናዊ ግን ንስካ ግን ንህዝብ እየ ዝድግፍ አለኩ ትብለካ ግን መርየት ትግራይ እኮ ተሸይጡ እዩ ፃርቃን ን ገታቸው ን ክወርዱ አለዎ
@iam4all2
@iam4all2 12 күн бұрын
ሕወሓት አልደግፍም ግን ፣ አንተ ጋ ስመጣ ያለጥላቻ ያልተመዛዛእነ ግብታዊ ስለሆ፣ አንተጋ ስመጣ እደግፋቸዋለሁ.... እንዴት ዛሬ እንደ ዥንጆሮ ወንበር ላይ ተጎልተህ፣ የአብርሃም በላይ ቃል አምነህ ሕወሓት ተጋሩ ወደ ም እራብ እንዳይሄዱ አዳክሟል ትላለህ ፣ የሆንክ ደካም፣ አክቲቪስት፣ ትንተናህ ፣ ኮሚኒቴ ሴንተር የሚያወሩት ለላቃቅመህ ፣ ታደክመናለህ፣......your talk need to be focused on facts not on speculation.
@NaredosNaredos
@NaredosNaredos 12 күн бұрын
ብርሐነ ፌዴራል መንግስት ያለውጪ አጋዥ ትግራይን አይገጥምም
@tesatgray
@tesatgray 11 күн бұрын
ኩነታት ትግራይን ፀላእቱን ዘይርዳአካ ደንቆሮ ኢኻ ።
@johannestedla1429
@johannestedla1429 12 күн бұрын
ብርሃነ ሐዉና ዝበልካዮ 100% ሐቂ እዩ ምስ እሰያስ ምጽጋዕ ሞት ድክነት የምጽእ።
@gebrebahre-ld2db
@gebrebahre-ld2db 11 күн бұрын
👌👌👌👌👌👌👌👍
@samuelaraya6636
@samuelaraya6636 7 күн бұрын
Duhul wedi xadqan
@aksum-b9b
@aksum-b9b 12 күн бұрын
ትግራይ ተአምር ተስርሀ አላ። ናይ ዓለም ርእቶ ዓለምታትኩሎም አፍሪሳቶ። ኩሉ ተዛረበትውን መን ምካኖም አርእይትና። ብርሀነ እውን ተደሚርካ ምስ ፒፒ መንገዲ ፒፒ ጭርቂ ይግብረልካ። ትግራይ ይቅረ ህዚ ስራዊት ሂዛ ስራውቲ ፤ አጽዋር፤ ንዋያት ዘይሀዘት እውን ናይ ዓለም ምሉእ ጣቃዕት መክታ አላ። ትግራይ ሻዕብያ አይተደሊ፤ ፋኖ አይተደሊ። ባዕላ እህልቲ ህገር እያ ካብ ናይ ሻዕብያ ህገር ፤ ካብ ናይ ወዲ ባሻሻ ሀገር። ህዚውን ዝበለጸት። ህዚውን ትግራይ ትስዕር። አገንዕ ሀይሊ ትግራይ።
@danielmezgebe4829
@danielmezgebe4829 12 күн бұрын
እንታኡ አዴካ ከምዝትደሊ ካብ ተጋሩ አይርደኤካን ናትካ ግበር ናይ ህዝብካን መንግስትካን ግበር በጃካ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ኮንካ ብዝትፀልኦ ህዝቢ ክትልፍልፍ አይካአልን ናትካ ድሌት ብደም ተጋሩ መንግስትካ ክትአሊ ዩ ደንቆሮ
@awashmichael9745
@awashmichael9745 12 күн бұрын
ኣጀውጀው !! ትግራይ እድ ኤርትራ ሸዓብያ ይኩን ኢትጵያ ኣትፅበን :: ፅልኢት ህወሓት ከፀልለካ እዩ:: ፅሊኢት ድማ ፍትሒ የብሉን:: ሃላይ እዩ ድኾን::
@AlemHaileslasie
@AlemHaileslasie 12 күн бұрын
ትክክል እዩ ግምትና አመራርሕኡ ናይ ግምት ከይሰርሐ አነ እየ ሕወሓት አብ ዝብል ግዚኡ ብምብኻን ባዕሉ ጠፊኡ
@birhanehaile1652
@birhanehaile1652 12 күн бұрын
ብዛእባ ተመዛበልቲ ህስብ
@abrahamaregay3188
@abrahamaregay3188 12 күн бұрын
Thank you real persone
@muluwelday4144
@muluwelday4144 12 күн бұрын
ሰላም ብርሃን ❤❤❤❤❤❤❤
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 12 күн бұрын
እንታይ ገደሰካ ሕውሓት ኣብ ውሽጢ ትግራይ ኢዩ ዘሎ ደገፍቱ ካኣ ህዝቢ ትግራይ ኢዮም ቺድ ቺድ ቦርኮ ናትካ ተዛረብ
@RahelGmariamRahel
@RahelGmariamRahel 12 күн бұрын
ባዕልኻ ኼዴኻ ተዋጊእኻ ንኢሳያስ አዉሪድኻ ነፃ አዉፅአያ
@mebrahtommaby8866
@mebrahtommaby8866 12 күн бұрын
thank you my brother you know more than anyone
@mulluberhantemelso3537
@mulluberhantemelso3537 12 күн бұрын
ሃታፍ
@AddisuWoldemichael
@AddisuWoldemichael 12 күн бұрын
❤❤❤
@HappyBeetle-oy1jy
@HappyBeetle-oy1jy 11 күн бұрын
Medid ምስ ሕወሓት እዩ
@Alem-f9z
@Alem-f9z 11 күн бұрын
፡ብርሃነ ሓሳዊ መሞቲኻ አይንውዳእን
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj 12 күн бұрын
ብርሃነ ተሳሓሕትኻ ከምኡ ኣኮነን
@SALAMANSALMAN-gx4cw
@SALAMANSALMAN-gx4cw 12 күн бұрын
ብርሃነ ሓሳዉይ ተገልበጥ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 12 күн бұрын
ብዛዕባ ኤርትራ ተዛረብ ብዛዕባ ትግራይ ንዓለም ዝገርም ፖለቲካዊ ትንተናታት ኣሎ ጸገም የብሎምን
@ኩሩዕኤረትራዊ
@ኩሩዕኤረትራዊ 12 күн бұрын
ናትኩም አንዴዩ ዓጋመ እዩ ኣብ ኤረትራ የቅመጥ ሰለዝነበሪ እዩ ኤረትራዊ የመሰለኩም 😂😂😂
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 12 күн бұрын
ከዚ ግርም ኣብ ትግራይ ናይ ሻዕብያ ስርዓት ክተኽሉ ዝደልዩ መን መን ሙኻኖም ምጽራዩ ጽቡቕ እዩ ።
@mulluberhantemelso3537
@mulluberhantemelso3537 12 күн бұрын
ቅድሚ ሕጂ ከኣ ምስ ህግደፍ ተዓረቁ ኢሉ ይጉስጉስ ኔሩ... ንፉስ
@smithy1810
@smithy1810 11 күн бұрын
ዘይተረደአካ ጉዳዩ አሎ ሰራዊት ትግራይ ዝገበሮ ውሳነ ትክክለኛ እዩ ዘይተረደአካ ሀለውለው አይትበል ገዲፎ ዝወፁ ድማ 3 እዮም ንሶም ድማ እኒወደሸብር እዮም ናትካ ሐሳብካ ግልፂ እዩ
@awashmichael9745
@awashmichael9745 12 күн бұрын
ብርሃነ ናይ ፖለቲካ ማሃይም እዩ:: ንህሪ ሓይሉ ፅልኢት እዩ:: ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣይሰምዖን ቻው
@kevifkrr-pt9on
@kevifkrr-pt9on 12 күн бұрын
አነ ዝገርመን እኾ አታ ናይ ህዝብካ እንዶ ሰራሓ ናይ ትግራይ ዘትወካ የብልካን ስለ
@birhanebezabihambaye6636
@birhanebezabihambaye6636 12 күн бұрын
Things to consider 1. Tegadalay is NOT a solder Tegadalay is concesnes and soldier is Do's and Don'ts 2. Avoid federal recognised. Federal is Abiy with no integrity 3. TDF as instution is loyal to the people preventative councile 4. Tegadalay as person in individual or group has the right to participate in Tigrai polotics 4. Unarmed politics 5. Debretsion group is impire and Getachew is Liberal We prefer the mixed
@debasifisahayesmedhanye8394
@debasifisahayesmedhanye8394 12 күн бұрын
ሰለሞ ዳሃይ መንእሰይ ትግራይ ንሰካ ተጋሩ ኸ ዕወቱ ድልየየትካ አዩ አንተ ኮነ ሕጂ ናይ ፆድቃን ጊታቸዉን ደደጋፈ ኮይንካ አብ አዉራጃታት ከባቢየወነነት ዝተደረከ የዋፅአ ኢልካዶ? ትሓሰብ
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 13 күн бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 12 күн бұрын
ሓቕኻ ሓው ብርሃነ ፣ ዞም ጊላታት ናይ ሻዕብያ ድሑር ኣተሓሳስባ ሒዞም ብደም ተጋሩ ስልጣን ይምነዩ ።
@tsehaitukiros8361
@tsehaitukiros8361 11 күн бұрын
𝑦𝗲𝑠🎉🎉🎉𝙏𝘣𝑎𝒓𝒌
@TipTop-c5f
@TipTop-c5f 12 күн бұрын
ኣይተ ብርሃነ ዓጋመታይ ወዲ ተምቤን ኢኒኤኻ ብህይወት ልነዊሕ ግዘ ስለ ለይረኣኩኻ ብጥሜት ተቓቢጩ ይኸውን ብምባል ናይ ደስደስ ቮድካ ክሽርብ ቐኒየ ነይረ ብልኾነ ምህላውካ ችግር የለይ ምቕባጭ ናይ ወይዘሮ ጻድቓንን ገቾ ቮድካ ንክትርኢ ብድሕሪኡ ንስካ ውን ብእንጽርጽሮት ጋሕ ከም ትብል ጥርጥር የብለይን ኣንታ ኣባል ማሕበር ላማኖ ትግራይ !!!!!
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 12 күн бұрын
ንትግራይ ቁፅሪ ሓደ ሰይጣን ፌደራል መንግስቲ ሙኻኑ ዘከራኽር ክኸውን የብሉን:: ባዕሉ ከም ዝበሎ ንትግራይ ህዝባ ጨፍጪፉን ኣጨፍጪፉን ናብ በሻሻ ቀይርዋ እንተብቅዕ ማዕረ በዝሒ ህዝቢ ትግራይ ዘለወን ክልላት $ 21 ቢልዮን ዓመታዊ ባጀት እንትምደበለን ንትግራይ ኣብ ክንዲ ዝዓነወ ንብረት ንምትካእ ባጀት ወሲኽካ ምምዳብ ጭራሽ ካብቲ ዝነበረ ቀኒስካ; $ 13 ቢልዮን ጥራይ ኣየምውት ኣየሕዩ ባጀት ምልቃቕ ህዝቢ ትግራይ ብቐፃሊ ንምድኻም ካብ ዘለዎ መደብ ዝመንጨወ ከም ዝኾነ ፍፁም ክስሓት የብሉን:: ትግራይ ካብ ዘለውዋ 3 ሰያጥን ካብ መከራ ክሳብ እትወፅእ ምስ ኣየናይ ሰይጣን ምስራሕ ይሕሸና ዝብል ግን ብዝምልከቶም ሰብ ሞያ ተፀኒዑ ናብ ህዝቢ ክቐርብ ይግባእ ንብል::
@tesfaywoldemichael2843
@tesfaywoldemichael2843 11 күн бұрын
ደሃይ መንእሰያት ኣብዚኣስ ሓሶት ክብለካ። ኢሳያስ + ኣቢይ ኣህመድ = ጀኖሳይድ። ስለዚ ጌታቸውን ፃድቃን ንኢሳያስ ከውድቑ ምስ ኣብይ ኣህመድ ተሳማሚዖም ዝበልካዮ "ሓሶት" ኢዩ፡ ካብ ምንታይ ተበጊስካ ብርሃነ ከምኡ ኢልካ?
@ኩሩዕኤረትራዊ
@ኩሩዕኤረትራዊ 12 күн бұрын
ብርሃነ ውዲ ቅሺ ዓጋመ ሓሱት ዝድራሩ ትግራይ ትግረኛ ሒልሚ እዩ እልናካ እና ሱቅ እልካ መድሃነትካ ውሰድ 😂😂
@MuleZena-c2t
@MuleZena-c2t 12 күн бұрын
😀ምስ ኢሰያስ ይሰማምዑ አስመራ መቀለን ይምራሕ ስልጣን ስለዝፈቱ ከልእ ሽግር የብሉን ኢልካ ኔርኻ
@negatadesse1867
@negatadesse1867 11 күн бұрын
ከመይ ሞ ከተማ ! ህዝብኻን ዓድኻን ባዕልኻ ነፃ ኣውፅእ ! ብደም ተጋሩ ዓድኻ ነፃ ከተውፅእ ሎንቸ! እንተደሊኻ ንስኻ ምስ ፌደራል ኮይንካ ሻዕብያ ተዋጋኣዮ! ከማኻ ዓይኒ ጤል ዝበልዐ ኣይረኣኹን!!
@Abrom-gg
@Abrom-gg 12 күн бұрын
Unsubscribed በልዎ ተጋሩ።
@AaAa-m6t1y
@AaAa-m6t1y 11 күн бұрын
በጃኻ አይትጠዋወ ተጠውኻሰ ይትረፍ ቀንዕኻወን ሰብ ክሪደአካ ይሽገር እዩ
@KassahunGebrmichael
@KassahunGebrmichael 11 күн бұрын
ንስኻ እቲ ዝዓበዬ ዕላማኻ ህዝቢ ትግራይ ተቓሊሱ ንኢሳያሰ ክኣልየዎ ጥራሕ እዩ። ካብዚ ብዝተረፈ ህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ከይጠፍኡ ብሓደ ኮይነን ክቃለሳ ይግባእ ትብል ፀኒሕኻ። ሎሚ ድማ ብዛዕባ ሰራዊት ውሳነ ኣይንሽየጥን መሬትና ክምለስ ህዝብና ናብ መረበቱ ክምለስ ኣለዎ ኢሉ ዝወሰነ ሰራዊት ትኽክል ኣይኮነን እሞ መንእሰይ ውፃእ ተሰለፍ መገዲ ዕፆ በፅብፅ ዕግርግር በል ኢልካ ኣፍካ መሊእኻ ትዛረብ ኣለኻ። ንስኻ ዃሓልቲ መሲለን መንቆረቲ ማለት ኢኻ። ንስኻ ኣብ ባይታ ዘሎ ኩነታት ክትርዳእ ዘይትኽእል ናይ ውልቅኻ ናብራ ትመርሕ እምበር ቃልሲ ህዝቢ ርኢቶ ክትህብ ዓቕሚ ይንእሰካ ኣሎ። ስራሕኻ ክኸውን ዝኽእል ብዛዕባ ዓድኻ ጥራሕ እዩ። እዚ ድማ የራስዋ ኣሮባት የሰውን ታማስላለች ከምዝበሃል ብዛዕባ ናይ ባዕልኻ ዓዲ ሕሰብን ሰራሕን።
@SamiWacu-u4z
@SamiWacu-u4z 12 күн бұрын
Tembal berhne
@desuabe9540
@desuabe9540 11 күн бұрын
ኤርትራዊ ፒፒ
@rahmamami3581
@rahmamami3581 11 күн бұрын
አዚ ብአይ ዘረብኢ የማስል የክርክ አሎ
@rahmamami3581
@rahmamami3581 11 күн бұрын
ዘብዛብ
@davidharcot220
@davidharcot220 12 күн бұрын
ንስኻ ደአ ጥሮታ ወጺኤ እየሞ ደሓን ኩኑዶ አይበልካናን ኤእ KZbin money 😂
@kirosasefaasefa9242
@kirosasefaasefa9242 11 күн бұрын
እዚ ሰብአይ ብሱሩ ናይ ፖለቲካ ርድኢት ዘይብልካ ኢኻ ከንቱ ግዝየኻን ዕድመኻን አጥፊእኻ
@Alemaz-vi7on
@Alemaz-vi7on 12 күн бұрын
ብርሂን ልፍአተይ ጀግና ትግራዋይ እዩ እስካ ግዳ አፍ ናይ ግምት አካ ብላሽ ኮንካ!!
@mulluberhantemelso3537
@mulluberhantemelso3537 12 күн бұрын
No clue
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 12 күн бұрын
DEHAY.................Manesyasit............Media............Tg.............CITEY.........COUNTRY
@genhasmelash1697
@genhasmelash1697 11 күн бұрын
Bit you are not confusion
@Asmara2b
@Asmara2b 13 күн бұрын
When Ethiopians work together in agreement, is what the neighboring countries want to strengthen the people when it helps.. But no country should be worried about any foreign invasion. Eritrea can defend itself even to protect the Issayas regime for the sake of protecting sovereignty. That's how much Eritrea independence means to make more sense.. The Pretoria agreement is with legitimacy to unite Ethiopia on restraining foreign aggression as well for the sake of their peace accord.
@EmmbberTegga
@EmmbberTegga 12 күн бұрын
ህወሃት እናሓለዎ ናይ ተጋሩ መከራ ዓይኣክልን ዕዚ ሓቅ ይረዳዐና ተጋሩ ናይ ችግርና ምኽንያት ህወሃትን(ሰራዊቱ) ዕዩ።!!
ጀነራላት ትግራይ ተሰማሚዖም ዝበሃል ሓቅነት ኣለዎ ድዩ?
44:58
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 1,7 М.
ብድሕሪ ስቕታ ህግደፍ ዘሎ ምድላው ኩናት
1:45:10
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
00:21
Two More French
Рет қаралды 42 МЛН
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
"ኣይተወከልናን" - ማሕበር መናእሰይ ትግራይ
1:09:28
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 2,8 М.
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН