Fnan Adal ft Tewelde Birhane - Demey (ደመይ)- New Tigrigna Music Video 2022 © Venus music

  Рет қаралды 76,633

Venus music

Venus music

Күн бұрын

Google+ :- plus.google.co...
Facebook :- / yfmvideoproduction
Subscribe :- / @venusmusic896
Check Out New Ethiopian Musics,Eritrean Music,Comedy and More Videos by YFM KZbin Chanal
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2022 : YFM KZbin CHANAL

Пікірлер: 311
@angosomyemane4354
@angosomyemane4354 2 жыл бұрын
ኣሰይ ወገናተይ ናተይ ክብራት ገለ ዓይነት ሰራሕ ኣቱም ደቂ ሐላል ህዝቢ ሰንዓፈ ❤❤❤💙❤💙💙❤💙 ❤💙💙❤❤💛❤💛❤💙💙💙❤💙❤🙏💪
@tititigray3938
@tititigray3938 2 жыл бұрын
ብቃ ኣከለየ ናተና ኢዩም ምቃለይ ሓበንይ ቃንዛይ ዝቅንዘውም ሓጎስይ ዝሕጉሶም ብቃ ናተና ኢዩም 🤩😍😍😍😍🙏🥰
@afewerkigoitom6008
@afewerkigoitom6008 2 жыл бұрын
Eway hsret wurdet eske eta Eritrea dehan wana alewa neta akeleguzay adkum eqa aytidngxun kulatna nikawem enamo aykemakumn akfikum
@Fthi366
@Fthi366 2 жыл бұрын
@@afewerkigoitom6008 ክላ ጉሓፍ በዓል ንስኹም ኢኹም ማዳ ሃገረ ኤርትራ ኮንኩም ዘለኹም ወድ መጋል I love tegaru sooo much 💖💛💙❤💫❤💛💫💙💥💫❤️‍🔥💛💥❤💫🧡💯💙 ቃንዘኦም ቃንዛና ናትና ደም ኢዮም ስቅ ኢልካ ናብቶም ደቅ ጎንደርካ ዘይትኸይድ እንታይ ኣምጺኡካ ናብዚ ወድ ጻዕዳ ቑማል ❤Akele❤tgray❤
@atakltitafere5687
@atakltitafere5687 2 жыл бұрын
ነተባባዓዮም ነዞም ደለይቲ ሰላም ኣጆና ብሕጂ ትነብዕ ኣደ ትግራይ /ኤርትራ ይብልናን ንዘላኣለም👌❤💕😍💋
@dc8625
@dc8625 2 жыл бұрын
ኣብ እታ ኣብ ቅርኒ ኣፍሪቃ ንሓቂ ዝመቱ ኣከለ ጥራይ ኢና ስራሕና ኢዩ ዝራብ ኣከለ ኩሉ ግዜ ምስ በልና 🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝💜💜💜❤️💪🏽💪🏽✊✊✊✊
@user-kv6co7eb5y
@user-kv6co7eb5y 2 жыл бұрын
ፅብቅ ስራሕ ደቂ ኣከለ ደመይ ጅጋኑ ንበሩና ❤️❤️❤️❤️💊ደመይ ዓደይ ደመይ ትግራይ እወታ ❤️❤️❤️💊🙏
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha 2 жыл бұрын
ደመይ ኣሕዋተይ ከም ወትሩ ፅቡቕ ስራሕ❤👏🏽👏🏽
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 2 жыл бұрын
😋🥰🥰🥰🥰🥰🐆🐆🐆🐆💐💐💐💐💐🐆🐆💐💙💙💙💙💙💙🧡🧡🧡🧡🧡🧡❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖
@2pac.180
@2pac.180 2 жыл бұрын
Nfaqer eski mnbar nk'al 🇪🇷❤💊.
@natsi617
@natsi617 2 жыл бұрын
ብሉፀይ ኩፉእ ኣይንክኣካ 💘🙏🏻 ፅቡቅ ስራሕ ደቂ #ኣከለ ስብ ሕልና ♥️💘
@oneday9854
@oneday9854 2 жыл бұрын
አሕዋተይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ❤ ዜማ100% ግጥሚ100% ድምፂ100% ቀፅሉ ጀጋኑና❤❤ክብረት ይሃበልና !
@letishkebede5965
@letishkebede5965 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏 ይበል ግጥሚ100% ዜማ100% ድምፂ100% ቀፅልሉ
@user-cq4wn9nr1z
@user-cq4wn9nr1z 2 жыл бұрын
ኣከለጉዛይ + ትግራይ ሓደ💊💙💊💙💊💙💊💪♥።
@raheltesfay9449
@raheltesfay9449 2 жыл бұрын
ጥዑማት ድምጺ ቡሉጻትና 💪💪💪❤️🧡❤️🧡💙💚💙💚❤️🧡💙💚💊💊💊
@tigrayadey2549
@tigrayadey2549 2 жыл бұрын
So proud of my beloved borthers ❤️💛💙💙👏👏👏 peace and love for Tigray and Eritrea 🌿💐
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👌
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 2 жыл бұрын
Like share
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 2 жыл бұрын
Wowwww wowwww
@landescap2262
@landescap2262 2 жыл бұрын
Amen amen
@Bori-gp1fm
@Bori-gp1fm 2 жыл бұрын
ቃንዛና ቃንዛኹም ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንና ዞም ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደስ ብሃሎ ፅቡቅ ስራሕ ብኹሉ ሙሉ 1000🥰
@user-kf7ep9hs1o
@user-kf7ep9hs1o 2 жыл бұрын
ጀጋኑየይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ክሩዓት ኢና ባኣኩም ደቂ አከለ ጉዛይ ሓላላትይ ቀፅሉሉ💙💙❤️🇻🇳❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍
@tsadkanabrha109
@tsadkanabrha109 2 жыл бұрын
ትግራይ ትዕወት 💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪
@kokobtigrai4087
@kokobtigrai4087 2 жыл бұрын
ዋውው ብልፅቲ music ኣጀኹም ሰብ ሕልና ፍረ ፃዕርኹም አብ ዝሓፀረ ግዜ ብደማቕ ክውላዕ እዩ.
@lem607
@lem607 2 жыл бұрын
ወላ ናዓይ ደመይ ኢኹም ኣንቱም ሓላላት ኩሉ ሙሉና ሓደ ጩራውያን ኣብዛ ብሃልሃልታ ሓዊ ትፍተን ዘላ ሰላም ተጋሩን ኤርትራውያንን ማይ ኮይንኩም ንክትጠፍእ ሰለም ዘይተብሉ ዘለኩም ክብሪ ናዓኹም ዞምናተይ 😍😍😍😍😍
@user-vg4fi1ko6g
@user-vg4fi1ko6g 2 жыл бұрын
ፈኒ ሓወይ ሓወይ ጅግና ኣጆካ ኣንበሳ ባዓል ድርብ ሕልና ንፍዕ
@1755tigray
@1755tigray 2 жыл бұрын
አሰይይይይ ፅቡቅ ሥራሕ እዞም ናተይ ቡሉጻት ♥️♥️♥️♥️
@user-vl9dd6fy9m
@user-vl9dd6fy9m 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሰብ ሕልና ፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 2 жыл бұрын
ደመይ ንሃገርይ ትግራየየየየየየ ❤💛💛💛❤💛❤🌹🌹🌹💪💪💪💪💪💪💪💪🌹💛❤❤❤❤❤❤❤
@user-HagosTikue123
@user-HagosTikue123 2 жыл бұрын
ትግራየይ ሰላምኪ አብ ቀረባ ይመልሰልና ፈጣሪ Proud you ደስ በሃሊ ስራሕ
@user-ev7ts5mt4c
@user-ev7ts5mt4c 2 жыл бұрын
ደመይ ንዓደይ እወታ ደምና ንዓድና❤💛❤💛💙💙💙💙 ፅልኢ የደምሰስ ፍቅሪ የንገስ👌❤💛💙💙💙💙
@user-yp1ho5pj1p
@user-yp1ho5pj1p 2 жыл бұрын
ዋዉዉዉዉ ብሉፅ ሰራሕ ጀጋኑ ንበሩልና 💊💊💊🔥🔥✊
@netsanet7155
@netsanet7155 2 жыл бұрын
እውይ ክጥዕም ድምጾም 😱❤️💛💙
@user-pv8mr8zc6g
@user-pv8mr8zc6g 2 жыл бұрын
መግዛኢቲ ነጺጉ ቃታ ዝሳሓበ ኣብቲ ግንባር ግንባሩ ዝሃበ ዕርዲ ኣስጢሙ ንክብሪ መረበቱ መላሲ ዘይብሉ ከይረከበ ዓወት ጽቡቅ ስራሕ ወገናትና ኣጆኩም በርትዑ ኣብ ኩሉ ብኩሉ ኣብ ጎድንኩምን ምሳኩም ኣለና ❤️❤️💞❣️😘😘
@missqueen4725
@missqueen4725 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ አደይ ጀጋኑ ደመይ ንአደዬ፣🇻🇳🇻🇳
@AaAa-of9ln
@AaAa-of9ln 2 жыл бұрын
ደቂ ኣከለ ጀጋኑ ኣሕዋርና ♥♥♥♥💛💛💛💊💊💊
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 2 ай бұрын
ፍናነይ በልፅ ጠብበ ጠብባን ናይ ሕልና ኣርማ ፍትሕ ናይ ወፅዓት ደኛ ምሰ ውፁዕ ዝሕረን ሕልና ኣቀድም ሹም ንህብ ፍናነ ከም ስሙ ካታሰ ንዓኻ ዝገልፅ ቃላት ይብለይ ሰላምኻ ይምነየልኻ ፍንተይ ዝፈትወካ ወገነይ ምቃል ጎድነይ 💊😍💙💙🙏💙💙💙💙💛💛😍😍😍
@tigrayrimey6418
@tigrayrimey6418 2 жыл бұрын
#AkeleGuzay people are so honest and wise people and show their sympathy to #Tigray! No doubt you have made history, unlike the other Eritreans who are blindly supporting enemies of #Tigray! Keep up doing a good job!
@destagalkahsu2743
@destagalkahsu2743 2 жыл бұрын
ኣሰይ ዞም ኣሕዋተይ ሕማምኩም ሕማምና እናበልኩም ህራስ ዘይብልኩ እታሓድሩ 💛💛💘🙏😘
@komaeisteka6434
@komaeisteka6434 2 жыл бұрын
ደመይ እወ ንትግራይ ደቂ ሃገረይ ጥዑማት ድምፂ❤❤❤
@Manka1973BN
@Manka1973BN 2 жыл бұрын
My favorite singers ❤ God bless you my dear Brothers ❤ God is with TIGARY peoples and TDF 👏🙏 🙏👏🇪🇷👨‍👩‍👦💝👪💛❤👏🙏 Amcha 🇪🇷
@newuaq1125
@newuaq1125 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ጀጋኑና 🙏🙏🙏💛💛💛❤️❤️❤️💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊 ሰላምን ራህዋን ንክልቲኡ ህዝቢ ይሀበልና❤️💛💙❤️💋💋
@muluetekle5166
@muluetekle5166 2 жыл бұрын
I’m proud of you guy’s
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ኣሕዋተይ❤💛
@melatey1
@melatey1 2 жыл бұрын
Nice to see both brothers side by side🥰
@masuii9267
@masuii9267 2 жыл бұрын
እሰይ ዛም ናተና ጀጋኑ ብጣዐሚ ፅብቅ ሰራሕ ሰላምኩም ይበዝሓይ ሰብ ሕልና🥰🥰🥰💙💙💛💛❤️💝💝💝
@fshatsegay1025
@fshatsegay1025 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ፍቅርን ሰላምን ንህዝቢ ትግራይን ንደለይቲ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራን የዉርደልና ክብረት ይሃበልና ዞም ሓተይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ትግራይ ትስዕር
@hiwothiwot3843
@hiwothiwot3843 2 жыл бұрын
ለባሚት እኹም ናይ ባሓቅ ጀጋኑ❤️❤️❤️😍😍😍😍
@user-ir7ql2pw8f
@user-ir7ql2pw8f 2 жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፀእኩም ዝፎትወኩም ዘድነቀኩም 💖💛💖
@samsung-kw1zv
@samsung-kw1zv 2 жыл бұрын
Kbret yhabelna💞💞💞💞💞
@titetite5659
@titetite5659 2 жыл бұрын
ብስሕተት ዝተፈለኩምና አከለይ አካልና ደምና ኢኩምና ናትና ደቂ ትግራይ ትግርኛ
@ktabtegaru770
@ktabtegaru770 2 жыл бұрын
ዝገርም ዜማ ግጥሚ ን ደረፍትን ይበል ዞም ሓተይ
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 9 ай бұрын
ብሓቂ እዚ music 1ኛ እያ ❤❤❤ደቂ አከለ ጉዛይ ኩለ ግዘ አብ ልብና አለኩም ሰብ ሕልና ፈልያት ኡኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hq8uk2ob7q
@user-hq8uk2ob7q 2 жыл бұрын
ደመይ ንዓደየ ናወለ ዝወፍር ❤ ደመይ ንትግራይ ናበለ ዝወፍር❤❤ ደመይ 💊💊💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 2 ай бұрын
ጀጋኑየይ ሰብ ሕልና ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ ክሪዓት አና ባኣኹም ደቅ ኣከለ ጉዛይ ሓላላት ፍጥርት ኩሉ ግዜ ኣብ ፀገም ህዝብኹም ጠጠው ብድበልኹም ንዓኹም መግለፅ የብልይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም 💙😍🙏💙😍😍😍😍💙💊💊💊💊
@beedulakifle2634
@beedulakifle2634 2 жыл бұрын
I am so proud of you our belived brothers and pice and love for Tigray and Eirtra peopel.god bless you.
@hiwetibrabironati7326
@hiwetibrabironati7326 2 жыл бұрын
We proud of you guys ❤💛😘💙🌿
@aaamithaylay5718
@aaamithaylay5718 9 ай бұрын
ፍናን ሓውና thanks you ስለ ኩሉ እትገብሮ አበርክቶ ኩብር ወዲ ክቡራት ንበረልና 10000❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-xt2ke9my5u
@user-xt2ke9my5u 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ሰራሕ ጅጋኒ💘💘💘💘💘💘💘💘
@dejumavieesttresbonne6956
@dejumavieesttresbonne6956 2 жыл бұрын
ጀጋኑና!"
@furhcf8594
@furhcf8594 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ሰራ እዩ እግዛኣቤሄር ኣምላክ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና ⛱💊💙💙💙💎💦🌿🌿🌿
@marygauitigray282
@marygauitigray282 2 жыл бұрын
ጀግኑ ናተና💛♥💙🌿💙👊💘🙏
@tdf9837
@tdf9837 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ምቁራት ጡዑማት ድምፂ⛱⛱🌿🌿💙💙⛱💙🌿🌿⛱⛱🌿💙⛱🌿💙⛱✊✊✊✊
@user-gt7cv4oc6t
@user-gt7cv4oc6t 2 жыл бұрын
ድቂ ኣካለ የሕዋትና ፍትውትውውው💖💎💎🙏
@jolyanna5404
@jolyanna5404 2 жыл бұрын
ትግራዋይነት ❤️💊✊❤️
@user-iq9gt9zh4j
@user-iq9gt9zh4j 2 жыл бұрын
ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣምላክ ትግርኛ ይቅደም ፈናን ቆንጆ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ዳርጋ ሜዳ ወሪድካ ዝተጋደልካ (ተጋዳላይ )እለካ ኣለኩ ኣነ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ውድቀት ንዓመፅቲ💛❤💙💙
@hiwetleul4061
@hiwetleul4061 2 жыл бұрын
ሓቂ ምዝራብ ንማዕተብካ ኢዩ ኣከለጉዛይ ምስ ኤርትራውያን ክነብሩ ኣይምተገበኣን ኣከለጉዛይ ፈተውትይ ሰላም: ፍቅሪ:ሓቂ:ፍትሓውያን ከመይ ኣብሎም ምስ ኤርትራውያ ይነብሩ ትግራይን ኣከለጉዛይን ብሓንሳብ ኢንተዝኮኑ ኣበይምበጽሑ ክልትኦም ጀጋኑ:ጻዕራማት ኢብይ ንባርነት ዝብሉ ሕብረተስብ ኢዮም ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ ፋን and ተውየ we love u
@rahelr3701
@rahelr3701 2 жыл бұрын
ዋው እሰይ እንካዕ ናትና ኮንኩም❤️
@wintaabraham9783
@wintaabraham9783 2 жыл бұрын
Nayna bluxat I’m proud of you 🌟🌟🌟🌟❤️❤️❤️❤️
@user-ie6gb5ol3h
@user-ie6gb5ol3h 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ሓበናትና
@haftomgirmay9445
@haftomgirmay9445 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ዘምሓተይ ሰላም የምፀልና!
@allugalltigray7766
@allugalltigray7766 Жыл бұрын
ጀጋኑ ደቂ ትግርኛ 💖💖💖💖💖
@nasinetb1462
@nasinetb1462 2 жыл бұрын
Proud off you 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️
@fretsehaye6957
@fretsehaye6957 2 жыл бұрын
ዋው ጽብቅ ስራሕ
@Habu98
@Habu98 2 жыл бұрын
ደመይ 🩸 ን ዓደይ ይብል ኣሎ ትግራይ ኢያ ብሌን ዓይነይ 👁 4።
@dyrt1727
@dyrt1727 2 жыл бұрын
እንኻዕ ደሓን መፃኩም ዘድንቆምን ዝፈትወምን ❤️💛❤️💛❤️💙💙💙💙💙👏👏👏
@tdf9446
@tdf9446 2 жыл бұрын
ደመይ ንዓደየ ብሉፃት ስራሕ
@user-jo8jb1uu6c
@user-jo8jb1uu6c 2 жыл бұрын
መግለፂ ስኢነልኩም ፈናነይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💙💙💙💙🤝🤝💛❤️💛❤️💊💊💊💊💊💊💊ሰብ ሕልና🥰🥰🥰🥰
@meazakahsay6399
@meazakahsay6399 2 жыл бұрын
ዋውውውው ኣዝዩ ደስ ዝብል 💪💪💪💪💪💪
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 2 жыл бұрын
💖💖💖💛💛💛 ጀገና
@Dy-zd2xq
@Dy-zd2xq 2 жыл бұрын
ብሉፃትና😍😍😍😍
@user-ow3lu7ik3x
@user-ow3lu7ik3x Ай бұрын
ኣሰይይ ፅቡቅ ስራሕ እዞም ናተይ ቡሉፃት❤❤❤❤
@mebratgeremedhen6224
@mebratgeremedhen6224 2 жыл бұрын
Gbozat ktslulu ntena jganu BRAVO 💖👌💊
@user-dm9sz5gf7t
@user-dm9sz5gf7t 2 жыл бұрын
እስይይይ እዞም ናተይይይይይ ደመይይይይይ ጀጋኑ 😘😘😘😘💊💊💊💊💊💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@user-jf7ts5wv6n
@user-jf7ts5wv6n 2 жыл бұрын
አንታይእሞ,ክንብል,ብሰንኪ,ኢሰያሰን,ሳዓብቱን,ሰላምና,ዘሪጎምልና,,አዚ,2ተኡ,ህዝቢ,,አንደተዳመይ,,አብ,ክንዲ,ዝበዝሕ,ይጠፍእ,አሎ,,እምላክ,ሰላምኩም,ይብዛሕ,አሕዋትና,❤❤❤
@wedichealohadadm8828
@wedichealohadadm8828 2 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ጀጋኑ ናተይ ተውየ &ፋኒ
@tigrinya531docduccomentary
@tigrinya531docduccomentary 2 жыл бұрын
ኣከለጉዛይ ንሓቅን ፍትሕን ዝሰየፍ ሕብረተሰብ, ክብረት ይሃብኩም ደቂ ኩብራት,, ኣከለጉዛይ ኮኾብ ሰሜን ♥♥
@ftoon8781
@ftoon8781 2 жыл бұрын
ወገናተይ እሰይይይይ ደስ ክብል ፀብቅ ስራሕ እሓዋተይ💖💖💖💖💖❤❤❤❤💛💛💛💘
@myecnai4317
@myecnai4317 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ኣሳልጦን ይሃብኩም ፈጣሪ ምቁራት ኣምላኩ ወትሩ ኣብ ዝርያኩም ይኩን ብልፃት ናተይ
@mahilatmahilat1323
@mahilatmahilat1323 2 жыл бұрын
ክፈትወኩም. ኣነስ. ሰይ ዞም ኣሕዋተይ💔. ሰላምኪ የስመዐኒ ትግራይ ዓደይ ምዓረይ ❤💛💪💘
@nathanentertainment9063
@nathanentertainment9063 2 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ብሉጻት ጽቡቕ ስራሕ። ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ወገናተይ😍😍
@dhdh9993
@dhdh9993 2 жыл бұрын
ክብሪ ንዓኩም ደቂ ኣከለዋኒ ደለይቲ ፍቅሪ♥️🥰🙏 TDF ይ ዓወት ንዓኩም ዕንወት ንወረርቲ💛♥️💙🙌
@user-hu8ls7zs2j
@user-hu8ls7zs2j 2 жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ደስ ባሃሊ
@lidufri3719
@lidufri3719 2 жыл бұрын
Tsruyatet bhaki enkao nathan konkum good job long live
@maryamaaqq2400
@maryamaaqq2400 2 жыл бұрын
ኣብቅ ሰራሕ እዩ ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣጀኩም❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿
@user-qt6ij8ph9h
@user-qt6ij8ph9h 2 жыл бұрын
ደቂ ኣከለ💋💋💋💋ፋኒ ክፈትወካ ማዓት ❤❤❤❤
@user-xu5uq1bt3c
@user-xu5uq1bt3c 2 жыл бұрын
መግለፂ ሲኢነልኩም ኣነስ ኣቱም ጀጋኑና እው እማንኩም ደምና ንዓድና ሕጉስቲ እየ ካባኩም ምፍጣረይ ዞም ናትና ደንግል ማርያም ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎንኩም ትኩን🙏🙏🙏 💜💖💜💉💊💉💊💝💝💝
@saralove7966
@saralove7966 2 жыл бұрын
ናይ ቑርፂ እዋን ደቂ ሪመይ
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 жыл бұрын
ደመይ ንዓደይይይይ ደመይ ንሪመይይይ
@tsionassefa6795
@tsionassefa6795 2 жыл бұрын
We Love you Respect Jegano
@habtomtesfahans3579
@habtomtesfahans3579 2 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ የሕዋት
@kfjcjcjcjcjc1890
@kfjcjcjcjcjc1890 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብደሓን መፃእኩም ዞምናትና ሰብ ሕልና❤️❤️❤️🔥
@tsegegbereysuse4139
@tsegegbereysuse4139 2 жыл бұрын
ሰብ ሕልና❤️💛💖💖
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 2 жыл бұрын
huberu deki jeganu weyenti tigray sesinu buzhu haylikum hayli hasin yigberelkum fetari misakatum yikun yiketelkum amen Tigray tisier awetina bikilsimna 🙏🏽👍💕💪💕🙏🏽
@yirgalemberhe6648
@yirgalemberhe6648 2 жыл бұрын
የሕዋትና የቅንየለና ሰብ ሒሊና ፅቡቅ ስራሕ ንኩረዕ ባአኹም💛❤✊
@mariyammariyam7099
@mariyammariyam7099 2 жыл бұрын
ደቅ አከለ ጀግና❤❤❤❤
@adalpac6919
@adalpac6919 2 жыл бұрын
ደመይ ንዓይ ድማ ንስኹም ኢኹም ደመይ ጥዑማት ድምጺ ደለይቲ ፍቕሪ 💙💛💙
@TDF-kh7iw
@TDF-kh7iw 2 жыл бұрын
ጀጋኑና 💊💊💊♥️♥️💙💙💙💛💛💛💊💊💪
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 99 МЛН
Throwing Swords From My Blue Cybertruck
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 11 МЛН
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 16 МЛН
Just Give me my Money!
00:18
GL Show Russian
Рет қаралды 1 МЛН
new eritrean music 2015 {እኩብ ዳሃያት} by ጩራ ባንድ
9:16
ማማየይ production
Рет қаралды 1,3 МЛН
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 99 МЛН