ዛዕባ ሎሚ ዕላማ ዋዕላ ፍራንክፈርት

  Рет қаралды 9,987

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @fnanappinfotech
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 53
@selinaalena4453
@selinaalena4453 3 ай бұрын
Very mature, articulate young men. Well ✔️ done❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 3 ай бұрын
ብሉጻት መራሕትና ❤🎉
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 3 ай бұрын
ፍንን ሕጂ ውን ንምንታይ ክትገብር ኣምጺካዮም ዝብሉ ሰባት ኣይክሳኣኑን ኢዮም።
@solomonmihretab9471
@solomonmihretab9471 3 ай бұрын
ብጣዕሚንፉዓት ሰብ ስጡም ራኢ ኣጆኹም
@temesgenamlak-kf9bu
@temesgenamlak-kf9bu 3 ай бұрын
fani admasawi keytxebb hadera 💙💚
@Football75
@Football75 3 ай бұрын
Busul hsab mes luzub azrrba ❤
@kibromhaylom2972
@kibromhaylom2972 3 ай бұрын
ኢንኮዓ ብደሓን መጻኣኩም
@KidaneGabrihiwet
@KidaneGabrihiwet 3 ай бұрын
Welcome back
@medhanesielay4486
@medhanesielay4486 3 ай бұрын
❤❤
@EliBoyWetrufromAdiQaula
@EliBoyWetrufromAdiQaula 3 ай бұрын
Nice ❤
@selinaalena4453
@selinaalena4453 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbrahamAhforom-v3h
@AbrahamAhforom-v3h 3 ай бұрын
Well done Fani
@Tsegaye-xm1iv
@Tsegaye-xm1iv 3 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ ፋኒ ቅንዕና ዘለዎ ዘተ እዩ ደስ ዘብል መደብ ኣጀኹም ብሓደ ምስረሕ ኣገዳሲብ እዩ
@EsraelAfason
@EsraelAfason 3 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 3 ай бұрын
Wwwwwwooo good job👍👍👍👍👍👍 ፋኒ ወዲ ህዝቢ💪👏👏👏👏፣ ሳብስክራብ ስሒበያ ዝነበርኩ መሊሰያ ኣለኹ ክክክ ኣጆኻ💪ቀጽሎ👍👍👍👍
@asly6954
@asly6954 3 ай бұрын
Xbuq medeb 💙💙💙💙💙💙
@Tesfahanestewelde
@Tesfahanestewelde 3 ай бұрын
Adrasha habuna wey glexiwo
@EfremYemane-hg7bi
@EfremYemane-hg7bi 3 ай бұрын
❤❤❤💙💙💙
@Keradyon908
@Keradyon908 3 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚 ጽቡቅ ምሸት ንፉዓት ኣጆኹም ሓርነትኩም ኣውጁ መን ንመን ክጸቕጦ ቃልስኹም ጥራይ ንሂግደፍ ይኹን እንበር ብድላይኩም ተወደቡ መሰልኪም ኢዩ ንዞም ካብ ኢሳያስ ዘይሕሹ ንሕና ዝበልናኩም ጥራይ ግበሩ ዝብሉ ዲክታቶራት ኣይትገደስሎም።
@musieyohanes4859
@musieyohanes4859 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 3 ай бұрын
💙💚💙💚
@SkayAndat
@SkayAndat 3 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚💚
@SkayAndat
@SkayAndat 3 ай бұрын
Seretey jeganu
@utb5066
@utb5066 3 ай бұрын
bsulat meneseyat eziom khbhebu eu zgbae neziom do ketexelm twel
@SkayAndat
@SkayAndat 3 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚💚💚💚
@filimontesfay8560
@filimontesfay8560 3 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚
@SkayAndat
@SkayAndat 3 ай бұрын
🎉
@meadyzete7356
@meadyzete7356 3 ай бұрын
Nfuat senay medeb kgebrelkum nmne
@SabuTedi-dl6du
@SabuTedi-dl6du 3 ай бұрын
Jeganu tekalesti
@kibromhaylom2972
@kibromhaylom2972 3 ай бұрын
ቅድሚ ዛኣገሪ ዕርቂ ከይተገበር ስላምንታይ ጉባኤ ይግበር ኢልና ሓቲትና ኢና ስለዝ ንክድ ጥራይ ኣብ ቅልሲ ዕንቅፋት ዘሎ ኢዩ
@Keradyon908
@Keradyon908 3 ай бұрын
እዞም ናይ ኣውራጆ ኢዩ ዝብሉ ዘለዉ ንብዓሎም ኣብ ቤተ ክርስትያን ከይተረፈ ብኣውራጃ ን ብዓድን ተወዲቦም ሰብ ዝበታትኑ ኢዮም ኣብ ሆላንዲ ኣብ እንዳ ቅዱስ ገብሪኤል ቤተክርስትያን እቲ ቀሺ በቲ ንሶም ዝበልዎ ስለዘይ ከደ ወዲ ሰራየ ስለ ዝኾነ ንዕኡ ኣውጺእና ብደቂ ዓድና ኣቕሽሽቲ ነምጽእ ኢሎም ነቲ ቐሺ ኣብ ቤተ ክርስትያን ክሃርምዎ ተኣኪቦም መጺኦም ክንደይ ጉድ ሓሊፉ እዚ ብዓለይ ብዓይነይ ዝርኣኽዎ ኢዩ ብውራጃ ዘይ ኮኑ ብወረዳ ትኣኪቦም ደቂ ሰንዓፈን ከባቢኣን ኢዮም ቤት እምነት ስለ ዝኾን ኢሉ እንበር እዚ ሕጂ ብኣውራጅኡ ተትኣከበ ዓሌታዊ ክብልዎ ማለት ዲዩ ብዓሎም ኣብ ልብኻ ዘይነበረ ኽፋእ ይምህሩኻ ተመሊሶም ከኣ ኒን ይብሉ ግን ንሱ ከምኦም ዓሌታዊ ስለ ዘኮን ጉድጋድ ንፋሓሪኣ ከም ዝብሃል ንብዓሎም ተባሪሮም ወጺኦም ሕጂ ውን ናይ ሰራየ ኢያ እንዳበሉ ኢዮም ዘውርዩ ንሕና ግን ካብ ክለን ኣውራጃታት ተኣኪብና ብሰላም ኣለና
@ከንቲባሃዘሞ
@ከንቲባሃዘሞ 3 ай бұрын
Kes elka haso hekot
@selinaalena4453
@selinaalena4453 3 ай бұрын
Lebam zerba ❤
@Keradyon908
@Keradyon908 3 ай бұрын
​@@ከንቲባሃዘሞ ሓስዋኻ ቭላኢ ሓደ ካብኣቶም ዲኻ እንበር እዝስ ዓለም ምሉእ ዝፈለጦ ሓቁ ኢዩ እንተደሊኻ ብዕስለ መጺኦም ንሓደ ቀሺ እንዳተብኣስዎ ያኢ ንዕኡ ዘኽፉኡ መሲልዎም ንሰሎ ሜዳ ብዓሎም ሰዲደምሉ ንሱ ኸኣ ንኹሎም ኣኪቡ ትግራይ ትዕወት ተባኢሶም እንዳበለ መብልዒ ይቱቡ ገርዎም ናይ ካልእ ተዝኸውን ብዓል ሰልጠነ ምግዓሩ ነሮም ግን ሰልጠን ናይ ካልኦት ኣውራጃ ክፋእ ክጽሕትር ዝውዕል እንበር ፍናን ውን ሰሙዑ ይኸውን
@Keradyon908
@Keradyon908 3 ай бұрын
ግን ፍናን ውን ፈሪሑ ይኸውን ከይሳሃልዎ
@SkayAndat
@SkayAndat 3 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚💚💚
@danielbokru1521
@danielbokru1521 3 ай бұрын
ጽፉፍ ፕሮግራም ፍናን! ኣይከውንን'ዩ ኣይትበል። ንምንቅስቓሳትን ውድባትን ፓነል ስርዓለን፡ ኣብ ቕድሚ ህዝቢ ድማ ይናዘዛ፡ እዚ ማዕበል ድማ፡ ማዕበል ኮይኑ ይቕጽል እንተዘይኮይኑ፡ እቲ ማዕበል ዝጥርንፎ ሲኢኑ፡ ናይ ጸላም ጠርነፍቲ ክፈጥር ይቕሰብ። ብዘይተረደኦ ድማ ኣብ ግጭት ይኣቱ። እቶም ኩሎም ምፍልላይ ዝመጹ፡ ካብዚኸ ናበይ ዝብል ሕቶ ምምላስ ምስተጻገሙ ዝተፈጠሩ እምበር፡ ናይዞም ሂወቶም ክኸፍሉ ድሕር ዘይብሉ መንእሰያት መለይ ኣይኮነን። ስለዚ ሕጂ ግዜ ውደባ ስለዝኾነ፡ እተን ተወዲብና ዝብላ፡ ናይ ሓቀን እንተኾይነን ዝፍተሻሉን፡ ናይ ብሓቂ ድማ ነዚ ዝተጀመረ ማዕበል ናብ ቑም ነገር ዝቕይራ ክኾና ይግባእ። ፓነል ምይይጥ ኣብ መንጎ፡ ምንውስቓሳትን ውድባትን፡ ሕጂዩ ግዚኡ። እንተዘይኮይኑ እቲ ማዕበል እንዳዘሓለ ናይ ምኻድ ባህሪ ኣለዎ ከም ተመኩሮ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ይኹን ዓለማዊ ማዕበል!
@kibromhaylom2972
@kibromhaylom2972 3 ай бұрын
ፖሎቲካዊን ህዝባውነት ዘጣመር ኢንተኮይኑ ኣብ ቃልሲ ዓቢ ተራ ኣለወ
@Kewakbtisemay
@Kewakbtisemay 3 ай бұрын
Entay dya zela etata arma hbra fnan 💚?
@tl2254
@tl2254 3 ай бұрын
መፎቶ ህግደፍ ኣይትግበርዎ መእሰይ :: ኣብ ሓደ ምጹ ኣይትዓሽው!
@Kewakbtisemay
@Kewakbtisemay 3 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚💚👌🏽👌🏽👌🏽
@STARTV-ig5cc
@STARTV-ig5cc 3 ай бұрын
Hiji wn sebkum nab kalsi awxewom 😅
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 ай бұрын
ተወደቡ ጽገም የብሉን ነቲ ከማኹም ተቃላሲ መህረሚ ግን ኣይትጠቀሙሉ ከምቲ ናይ ዕለት ዕስራ ብሓሳብ ምሳኹም ዘይነበሩ ገፋፊጥኩም ዝጸዋዕኹሞም ሽዑ እቲ ፍልልይ ኣግፊሖሞ ከይዶም ምሳኹም ከማን ኣይቀጸሉን ።
@goytomyemane7135
@goytomyemane7135 3 ай бұрын
እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ክጅምር ከሎ እኮ ክልተ ኢዩ ኔሩ ሰረተጉዛይ ኢሉ ዝጀመረ ተጎዝዩ ኢልካ ዘረባ ጣቋ የብሉን
@Insider24840
@Insider24840 3 ай бұрын
ግንባር ጎዖይ በቃ ኣኺልኩም ብዛዕባ ተቓለስቲ ከተጉረምርሙ ክትነብሩ። ብዛዕባ እቲ ክትገብርዎ ደሊኹም ዘለኹም ጉዳይ ዘይትገብሩ። ልሙሳት፡ ኣይትቃለሱ፡ ኣይተቃልሱ ፎእ
@selinaalena4453
@selinaalena4453 3 ай бұрын
Fooooo Awragawi hasawi
@kahsaytekle7646
@kahsaytekle7646 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@SkayAndat
@SkayAndat 3 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚💚
@selinaalena4453
@selinaalena4453 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@habtomzere7394
@habtomzere7394 3 ай бұрын
❤❤🎉🎉❤
@SkayAndat
@SkayAndat 3 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚
@SkayAndat
@SkayAndat 3 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚💚
መደብ ምስ ተስፉ ወዲ ነጋ
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 103
🍉😋 #shorts
00:24
Денис Кукояка
Рет қаралды 3,3 МЛН
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 69 МЛН
Как мы играем в игры 😂
00:20
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,1 МЛН
ዛዕባ ሎሚ   ውሳኔ ቤትፍርዲ ሆላንድ ከመይ ነበረ?
1:58:45