zaeba lomi ዛዕባ ሎሚ ብኸመይ ሓሰውቲ ካብ ሓቀኛታት ነብያት ንፈሊ?

  Рет қаралды 11,485

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 83
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 12 күн бұрын
ሓዋርያ እዝራ ሓወይ እግዚኣብሄር ትብዓትካ መመሊሱ ይብዛሓዮ 🙏 ንቡዙሓት ን በረኸት ኩን 🙏We Love You 😇🤗💓
@amantegegne380
@amantegegne380 15 күн бұрын
ካብቲ ዚገረመኒ እሞ ዚድነቕ እንተሎ ሉቦና ፊናን። እዩ። ዘገረም ቢስለት ዘገረም እሩም ቃላት ኒኹሉ ዘማክል ጠርናፊ ዎለዶ ዘመንካ ኣምላኽ ይጠቐመሉ ፊናን ሓዎይ ሃወርያ እዝራ ድማ ብሓቒ ኣነ ከይፈለጥኹኻ ገጋ ስእሊ ህይቢምኒ ነይሮም ገለ ሰባት ግን ብሓቒ ትሕትና ዝመልኦ ብቓት ዘለዎ ቡሩኹ ኣቦ ከይንካ ረኺበካ ኒወለዶ ዘሰጋግር ፊልጠት ኣምላኽ ዘለካ ቡሉጽ ኣገልጋሊ ዘመንካ ይባረኽ ብሓቒ
@semereasefaw7506
@semereasefaw7506 15 күн бұрын
ብሓቂ ድንቂ ኣስተምህሮ። እግዚኣብሔር ይባርኽካ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 14 күн бұрын
ሓቂ ዝምስክሩ ከማኻ ይብዙሑልና ክቡር ሓዉ ከምኡዉን ፍናን ተባዕ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ሰላም ንሃገርናን ንጎረባብትናን ንነብረለን ዘለና ሃገራትን ይግበረልና 🙏🩵🎉🩵🎉🩵🎉🩵🎉🩵🎉
@diborakingofkings3234
@diborakingofkings3234 14 күн бұрын
ደስ ዝብል ፕሮግራም ኣፖስትል እዝራ ምስ ፍናን እግዚኣቢሄር ይባርኽኩም!
@tedrosmen2012
@tedrosmen2012 15 күн бұрын
Regime change without revenge God bless you pastor ezra
@bisratbeyene1874
@bisratbeyene1874 15 күн бұрын
ብሓቂ ድንቅ ዝኾነ ተበግሶ እዩ ኣምላክ ይስመዓና🙏🏿😍
@huruyweledoartministry4010
@huruyweledoartministry4010 15 күн бұрын
ዝንኣድ ቃለ መሕትት Thank you fenan and apostle Ezra
@Saym3Press
@Saym3Press 14 күн бұрын
ጽቡቕ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ቀጽልዎ ፡ ፍናን & ሓውና እዝራ ፡ ቀጽልዎ እግዚኣብሄር ይባርኽኩም።
@marcusweldemichael1087
@marcusweldemichael1087 14 күн бұрын
GBU❤❤❤
@abimass5642
@abimass5642 13 күн бұрын
Amennnn amennnn ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽኩም ስለ ዚ ክቡር ጻዊዕትን ምሕጽንታን ። ❤❤❤😂
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 12 күн бұрын
ፍናን ሓወይ ቡሩኽ የእምሮ 😇 ቀጽሎ 👍 እግዚኣብሄር ይባርኽካ 🙏🤗
@GgCx-o9j
@GgCx-o9j 12 күн бұрын
ናይ ብሓቂ፡ ተባረኹ God blessss u
@berhaneghide5842
@berhaneghide5842 15 күн бұрын
Go ahead You are balanced. God bless you.
@wegahtahaile9612
@wegahtahaile9612 2 күн бұрын
Naybihaki Hawarya Ezra hawey ane bitaemi eye difetweka mikniyatu hawey sile zikonka eyu bifilay gin bisul seb eka Kal Amlak miliat dima aloka emo nibereketna eka tebarek
@samialweldegebrial6972
@samialweldegebrial6972 12 күн бұрын
ኣምላክ ይባርካ ብጣዕሚ ዝምስገን ሓሳብ
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 14 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ሓው እዝራ ጅግና ብዓቡዩ ከኣ ፍናን
@kiflayhabtu5080
@kiflayhabtu5080 12 күн бұрын
God bless you apostle Ezra ❤
@miniahailay9619
@miniahailay9619 15 күн бұрын
Amazing. Thx Finan. God bless you both
@ምድሓንብኢዬሱስዩ
@ምድሓንብኢዬሱስዩ 14 күн бұрын
ስለዚ መደብ ኣዚየ የመስግነኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኔሩ። ብዛዕባ አቲ ተሓታትነት ወይ መን እዩ ሓላፍነት ዝወስደሉ ነቶም ዝጋገዩ ዝብል ሓሳብ። ከነስተውዕሎ ዝግበኣና ፡ ኣመንቲ እታ ቤተክርስትያና ኣብ ስደት እያ ዘላ ተሰዲዳ ክሳብ ዘላ ከኣ ቐዋሚ ኣሰራርሓን መሪሕነትን ክትጽገም ንሪኣ ኣለና ብሰንኪ ዉሑዳት ቖርበት በጊዕ ዝተከድኑ ኣብ ማእከል ኮይኖም ነታ ቕድስትን ብደሙ ዘጥረያ ከጽርፉ ከለዉ ብውልቒ እቲ ኣማኒ ክገንሕ እምበር ሕግን መሪሕነትን ዘማልአ ክኸውን ይጽገም። ❤ በዚ ሩዱኣት ክንከውን ይላቦ ጎይታ ይባርኽኩም። ❤
@ሃይለኪዳነማርያም
@ሃይለኪዳነማርያም 15 күн бұрын
Thank you prophet and thank you Fnan well presented.
@awetsolomon4130
@awetsolomon4130 13 күн бұрын
Amlak ybarka haw ezra sle tihtnakan haknetkan nice presentation be blessed both of you ❤❤
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 15 күн бұрын
እግዚኣብሄር ኣቦይ በጃኻ ምሕረት ግበረልና፡ ኣብ ክልተ ባላ ምስቃል ኣድሕነና። ስጋን ደምን መንግስተ ሰማያት ክወርስ ኣይክእልን እዩሞ፡ ኣቦያ በጃኻ ንዓኻ ባህ ኣቢልና ክንሓልፍ ርድኣና። ከምቲ ቃልካ ዝብሎ ቀዳሞት ዳሕረዎት፡ ዳሕረዎት ቀዳሞት ከይንኸውን ርድኣና። ኣብቲ ቃልካ ክንነብር፡ ከም ፍቓድካን፡ ሓሳብካን ፡ መደብካን ፡ ክንነብር ርድኣና ፡ ካብ ዓለም ክንፍለ ርድኣና፡ ተሓዋዊስና ኣሎናሞ፡ ኣኽፊእና ኣሎና፡ ከምቲ ቃልካ ዝብሎ ቤተይ ቤት ጸሎት ክብሃልን እምበር ቤት ጉሓሎን መሽረፍትን ገበርኩሞ ከምዝበለና፡ ኣብዚ ግዜዚ ቤት ኣምላኽ መጨፈሪ ኮይኑ ኣሎ፡ በጃኻይትኩም ንእግዚኣብሄር ንፍራሓዮ። ተባረኹ።
@lovebest4461
@lovebest4461 14 күн бұрын
❤❤❤❤. Thanks guys
@meron5311
@meron5311 9 күн бұрын
ጽቡቅ ትሕዝቶ ዘለዎ ዝርርብ ተባረኹ ፡ እታ ሃዋርያ እትብል መቀጸልታ ስም ግን ሓሲብካ እንተትገድፋ ፡ ኣገልጋሊ ኣምላክ ዝብል ስም እኮ መዳርግቲ ዘለዎ ስም ኣይኮነን ፡ ሓውና ፍናን ግን ምስናይ ምስጋንኡ ፡ ኣብናይ ወንጌላውያን ቤ/ክ ሕጂውን ወንጌል እዩ ዝስበኽ ዘሎ ፡ እቲ ጸገም ግን ዉሑዳት ነዚ ሚዲያ ተቖጻጺረን ፡ ጸርፍን ናይሓሶት ትንቢትን ከመሓላልፋ ይውዕላ ስለዘለዎ እዩ ፡ ብስም ክርስቶስ ዝተኽፈታ ናይ መኽሰብ ትካላት እየን ፡
@merhawitKidane-c5t
@merhawitKidane-c5t 13 күн бұрын
Ezra hawey God bless you
@lulutekle2184
@lulutekle2184 14 күн бұрын
Ane kab emnet ortodox eye genn ne hawarya ezra betami feteyo temehrtu and azerarebu god bless u both🙏
@adughebrebrhan703
@adughebrebrhan703 12 күн бұрын
Waww eloquent!!
@mhriesolomon1434
@mhriesolomon1434 14 күн бұрын
ፍናን ብስለትካ ደስ እዩ ዝብለኒ ቀጽሎ ❤❤
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 15 күн бұрын
ብራቮ ፍናን!
@saramesghina1380
@saramesghina1380 15 күн бұрын
Amlak ybarka zebenka ybarek
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 15 күн бұрын
Keep it your tallent apostle izra with fnan
@mhriesolomon1434
@mhriesolomon1434 13 күн бұрын
So very interest inteview❤
@loveiskeyinlife7302
@loveiskeyinlife7302 12 күн бұрын
ዚገርምሲ እምላኽ ብፍቕሪ እዩ ዝሰርሕ ተማና ፍቕሪ እዩ። እናበለ እንድዩ ነቲ መልኽቲ ዘርጊሕዎ ፍቕሪ ኣማልኽ ዝውክል ፍቕሪ ኣይኮነን ኣምላኽ ፍትሒ ግን ፍትሒ ኣይሰኣናን እዩ። ጾሎት እቶም ኣብ ጎዳጉዲ ንዕስራታት ዓመታት ዝተደኮኑ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ንብዓት እቶም ሕዙናትን ዝዝነነሉ ክመጽእ እዩ። ይቕረ ይግበርልና ኩልና ጾሎት ልቢ ንጸሊ ለውጢ ክመጽእ እዩ ግድን ትንቢት ብትንቢት ክፈርስ ከምድላዮም ክብሉ ሰማዕና ንሓፍር ድማ። ህዝብናን ምድርናን ለውጢ ይፍጠረልና።
@azahelbiniam249
@azahelbiniam249 11 күн бұрын
ሳሚኤል ግን ኣብ ትምቢት ኣይኮነን ተጋጊዩ
@embatekera9244
@embatekera9244 13 күн бұрын
Fnan Hanti Tksi Kab Bibel Keytekeska Kemti N,Kalie Tegediska Tenbebo N,Bibel Ka Gzie Habo Dhri Mot Frdi . Slezi Ketenbeb Yedmeka thank you❤
@YonasTewelde-h7r
@YonasTewelde-h7r 14 күн бұрын
Good topic 🎉
@AwetTeckle
@AwetTeckle 14 күн бұрын
Baheki goyta texerifu😢😢😢
@philiposyonas744
@philiposyonas744 14 күн бұрын
ዝከበርካ ፍናን ሓወይ ሕቶ ኣሎኒ 1፡ናይ ሓሶት ትንቢት ናይ ሓቂ ትንቢት ወይ ድማ ቃል ጥበብ ቃል ፍልጠት ኢሉ ብዙሕ ክምህር ጸኒሑ እዚ ሓውና 2*ናይ ኣበል ሓሲት ኢልዎ 3*ናይ ተስፋእየሱስ ሓሲት ኢልዎ 4*ኣስተውዕል ፍናን ሓወይ ናይ ምልላይ መንፈስ ኣሎኒ ኢሉ 5*ናይ የማነ ግና ንግዜ ሓዲግዎ እሞ እቲ ሓቂ ከመይ ኢዩ ኢልካ ኢባ ሕተተልና
@samiyow
@samiyow 14 күн бұрын
Ezi hawna, nebiy kgagey ykel eyu zblo btaemi gega eyub b bible meseret, 1 samuel 16 ,1-13 anbibwa, esu kea timbit aykonen.
@haregueman7439
@haregueman7439 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤.tebareku. Jesus is the only way to the father .But we have to respect the seints .Hallelujah. Jesus is Lord.
@freweininegash298
@freweininegash298 15 күн бұрын
ኣብዛ ገዛ 90 %ክብረቱ ዝሕለው ስብ አዩ ዝሎ ተባርኩ
@teklehailu6924
@teklehailu6924 12 күн бұрын
አነ እንድዒ ባዕልኻ ሃዋርያ እየ ኢልካ ምስያም ከምቲ ንሰምዖ ዝነርና አቦታት ዝብሉና ዝነበሩ ባዕሎ ሃዋርያ ኢና ዝብሉ ክመፅኹም እዮም ዝብሉና ዝነበረ ሕጂ ኒሪኦ አለና ቢልስሉስ ቃላቶም። አነ ዝብል አገልገልቲ እኳ እንተዝብሉ ቁሩብ !!
@medhntekle4781
@medhntekle4781 14 күн бұрын
😊😊😊 ግን ፍናንን extremeley ብዛዕባ ወንጌል ምስባኽ ዲኻ ጸሊእካ ኣነ ደውል ዝመሃዘ ኣብ በትክርስትያን የድንቖ ኣብ ሕልና ሰባት ወይ ንምጽላይ ወይ ሰዓት ምዝካር ኣሎ።ወንገል ክስበኽ ከሎ ዘሕርቆ ዘይጥዕሞ ካብ መንታይ እዩ። ክንዲ ተዓድሎም ክንድዚ ዝዓዩ ምባል ወይ ዕድል ሃበኒ ኣምላኸይ ንዓይ ከኣ ከገልግል ምባል ክርስትያን እየ እንዳበልካ ኣንጻሩ ምልዓዓል።እምበር ቃል ኣምላኽስ 2ጢሞ2፥2-5 ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገስሉ ዘበን ክመጽእ እዩ ናብ ጽውጽውያትውን ክምለሱ እዮም እሞ______ ብግዚኡን ብዘይ ግዚኡን ክትሰብኽን ከተስምዕን ክትገንሕ ____ ክትቀጽዕን ክትምዕድ ____እምህጸነካ ዝብለና። ስለዝ ክስብኽ ወንገል ይፍቀደና እዩ።ምላይ መናፍስቲ ዘሎዎም ቕቡኡት የሃበና ይቕበኣና❤❤❤።ትምኒትን ትቢትን ክንፈላሊ።
@senubereket7393
@senubereket7393 Күн бұрын
Fani tenafaki dehan do / xbuk Elalekum fenany sek Eka Adimom /
@HOLYERITREA
@HOLYERITREA 15 күн бұрын
Great job
@yariedyosief8070
@yariedyosief8070 13 күн бұрын
Isaiah 59 ትግ - ኢሳይያስ 1: እንሆ፡ ኢድ እግዚኣብሄር ንምድሓን ሓጻር ኣይኰነትን፡ ከይሰምዕ ከኣ እዝኑ ኣይጻንዖን እዩ። 2-3: ግናኸ ኣእዳውኩም ብደም፡ ኣጻብዕኩም ብበደል ረኺሰን፡ ከናፍርኩም ሓሶት ይዛረባ፡ ልሳንኩም ከኣ ክፍኣት ይናገር ኣሎ እሞ፡ ንኣኻትኩምን ንኣምላኽኩምን ኣብ መንጎኹም ኰይኑ ዝፈላለየኩምሲ ኣበሳኹም እዩ፡ ከይሰምዓኩም ከኣ፡ ኣብ ቅድሜኹም ገጹ ዜሕብኣልኩም ሓጢኣትኩም እዩ።
@samiyow
@samiyow 14 күн бұрын
Ezi hawna, nebiy kgagey ykel eyu zblo btaemi gega eyub b bible meseret, 1 samuel 16 ,1-13 anbibwa, esu kea timbit aykonen.
@solomonliben6854
@solomonliben6854 14 күн бұрын
ሰላም ንዓካ ብሩክ ፍናን ፍርሓት አምላኽ ዘሎካ ትመስል ሰለዚ ሚዛናዊ ምኳን አዝዩ ይጥቅመካ እዩ ። በዓል ሓው እዝራ ነታ አብ ህይወቱ ብዙሕ ዝዓየየት ቤት አምላኽ (ማሕበር ክርስቶስ) አብ ዝጥዕሞ ቦታ ምስ ረከብ አንጻር ዳክትሪና ገዛእ ርእሱ ሸይሙ"ሓዋርያ" እየ ዝበለ ብሩክ ሓወ እዚ አካይዱኡ ዝረአናዮ ምናልባት ክሳብ ዝደልዎ አንጻር ክሚንስታዊ ሰነ-ሓሳብ ይቃለስ አሎኩ ክብል ከሎስ ታክቲካዊ ቃልሲ ከይከውን ምጥርጣር ህርኩትነት እምበር ዕሽነት ወይ አይኮነን ፍናን ሓወይ ልክዕ ከምቶም ምስ ሓደ ዓምጺ ስርዓት (ህግደፍ) ወጊኖም ክርስትናዊ አካይዳ መሳርሒ ዝገበሩ ገረ ፍልልይ ክትሪኢ ተትፍትን ኢካ ሚዛናዊ ክትከውን ትክእል ። ፓለትካዊ ፕሮፕጋንዳን ንቅሓት መንፈሳዊ ስብከትን ፍልልይ አለዎ። ፓሎቲካዊ ፕሮፕጋንዳ ፍልጠትን እፍልጦ ዓለማዊ ፍልጠትን ናይ ምግልባጥ ሲስተም ከማዕብል ይሓትት። ንቅሓት መንፈሳዊ ስብከት ድማ ናይ መጀመርያ ክእለቱ ጽጋዊ ውህበት መንፈስ ቅዱስ አለዎ እዚ ድማ ሳህሊ ፍርሓት አምላኽ አለዎ አምላኽ ድማ ሓቂ እዩ ። ሰለዚ በዚ መዕቀኒ ንክቡር ሓወይ እዝራ ተትመዝኖ ሰናይ እዩ ።ተዘይኮይኑ ግን ከሙኡ መንፈሳውያን ሓልዮት ህዝብን ሃገርን ዘለዎም (ደገፍቲ ዓምጺ ህግደፍ) ዘይኮኑ ፊት ብፊት ተትራክብ እሞ ተትመዝን ሰናይ ምኮነልካ በሃላይ እዪ ክቡር ሓወይ ፍናን ምናልባት ብዘይ ፍልጠት እንተድአ አጉህየካ አይትሓዘለይ።
@MichaelIssack-c1r
@MichaelIssack-c1r 14 күн бұрын
❤❤❤
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 15 күн бұрын
ሓቅ ተዛረብካ ሃዋርያ እዝራ ካልድ እንተላይ ነቢ ኢዩ ብቕዓቱ ዝገርም ኢዩ
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 15 күн бұрын
ጋይታ ይባርካ ኣፖስትል ኣፍ ኩሉና ኮይንካልና ኢካ
@TeklabAmare
@TeklabAmare 15 күн бұрын
Ewe
@YoniAsafaw
@YoniAsafaw 10 күн бұрын
ኣታ መንሰይ ትግርኛ ብዘይ ኢሰያስ ምንባር ኣሎ ብዘይ ናይ ጥልያን ኤርትራውነት ምንባር ኣሎ
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 15 күн бұрын
ፓስተር እዝራ ሓወይ ፡ ነብይ ሳሙኤል አይተጋገየን። ተጋግዩ ዝበሃል ቀቢእዎ እንተ ዝኸውን እዩ። ነብይ ሳሚኤል ፡ ድምፂ አምላኽ ብትኽክል ዝሰምዕ ነብይ ስለ ዝኾነ ፡ ንሱ አይኮነን ምስተባህለ ፡ ድምፂ አምላኽ ሰሚዑ ነቲ ክቕባእ ዝግብኦ ዳዊት ቀቢእዎ። ስለዚ ምስ ምሉእ አኽብሮት ፡ ነብይ ሳሙኤል ፡ ምንም አይተጋገየን። ተባረኽ🙏🙏
@ibelongtojesus4562
@ibelongtojesus4562 15 күн бұрын
ክብር ኣገልጋሊ ሰሌ ሓወይ! ብትኽክል ሳሚኤል ኣይተጋገየን። ኣምላኽ ውን ክልእኾ ከሎ ካብ ደቂ እሰይ እምበር ንዳዊት ቅብኣለይ ኢሉ ኣቀዲሙ ኣይነገሮን፡ ካብዚ ብምብጋዝ ድማ ንኤላብ ሓው ዳዊት ርእዪ እዚ እዪ እዪ ቅቡእ ኢሉ ምስ ገዛ ርእሱን ምስ ኣምላኽ ተዛረበ እምበር ጌጋስ ኣይፈጸመን። እግዚኣብሄር ድማ ንሳሚኤል ነቲ መንገዲ እንዳነጸረሉ ከደ። ሳሚኤል ተጋግዩ ዝብል ሓሳብ ጌጋ ኮይኑ ይስምዓኒ። ሃዋርያ እዝራ መንገድኻን ትምህርትኻን ጽሩይ እዪ ኣምላኽ ይባርኽካ ክቡር መምህርና ሃዋርያ እዝራ። (ተቀዋሚ ኣማኒ ምስ ዝኸውን ነቲ ዝገብሮ ዘይ ቃል ኣምላኻዊ ልምድታት ሸለል ይብሃል ኣሎ ንኣብነት ከም በዓል ካሓሰ፡ ብርኽቲ ደሞዝ ንየማነ ወልደትንሳኤ ክካላኸልሉ ተዓዚበ ኣለኹ። ንጌጋ ትምህርትን ትንብትን ሸለል ይብሃል እዪ። ተቀዋሚ ይኹን ኣይኹን ንጌጋ ትምህርትን ትንቢትን ክእረም ጥራይ እዪ ዘለዎ) በዚ ነገር እንታይ ኣብ ትምህርትታትካ ገከ በለና ኢኻ ሰሌ ሓወይ ተባረኽ።
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 15 күн бұрын
@ ክቡር አገልጋሊ አምላኽ!! ሓቂ በልካ!! አነ ከምኡ ርድኢት እዩ ዘለኒ። መርገፂየይ ድማ ንሱ እዩ። ዝኾነ ተቓዋማይ ፡ ሰራቒ እንተ ኮይኑ ፡ ምሳይ ኮይኑ ስለ ዝተቓወመ አይድግፎንየ። ዋላ ብስጋ ሓወይ!! ክቡር ሓወይ አብ Solo Media For Truth በዛ ንእሽተይ ዓቕመይ ነዚታት ዝምልከት ቪድዮታት አሎሞ ስምዓየን። ሃብታም ዝኾነ ርእይቶኻ ድማ ክፅበየ። ዘመንካ ይባረኽ ክቡር ሓወይ🙏🙏
@ibelongtojesus4562
@ibelongtojesus4562 15 күн бұрын
@@solomondebesay5542 ኣሜን ሰሌ ሓወይ
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 15 күн бұрын
@ አሜን ክቡር ሓወይ🙏🙏
@philiposyonas744
@philiposyonas744 14 күн бұрын
1 Samuel 16 ትግ - 1ይ ሳሙኤል 6: ኰነ ኸኣ፡ ምስ መጹ፡ ንኤልያብ ርእዩስ፡ እቲ ቕቡእ እግዚኣብሄር ብርግጽ ኣብ ቅድሚኡ ኣሎ፡ በለ። ኣንታ ብሩክ እዚ ቃል ካብ ነቢ ሳሚኤል ወጺኡ ንምንታከ ቀጺሉ ኩሎም ደቂ እሰይ በጺሕዎም ብሃሰሰ ለባም ዲዩ ብደንቢ ተጋግዩ እምበር መጽሕፍ ቁዱስካ ተኣመሮ ጽቡቅ ገርካ ብሩክ
@Eliadha
@Eliadha 15 күн бұрын
ኣብ ካናዳ ኣሎ ዝበልካዮ ሕብረት ኣየናይ ሕብረት ኢኻ ዝበልካዮ መን ኢዩ ሓቢሩ ኣበይ ኢዩ ዘሎ ሕብረትኩም ከ ኣነ ኣብ ካናዳ ኢየ ዘለኹ ትብሎ ዘለኻ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ እዩ።
@ngstiyanet8866
@ngstiyanet8866 14 күн бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@FilimonMichaele
@FilimonMichaele 13 күн бұрын
Righttt
@AwetTeckle
@AwetTeckle 14 күн бұрын
Wengelawyan smuo
@user-dm7gd4ml7h
@user-dm7gd4ml7h 15 күн бұрын
አቦይ እዝራ ዳርጋ ቦታኹም ተሐድጉ አለኹም
@AwetTeckle
@AwetTeckle 14 күн бұрын
😢😢
@LuwamMana
@LuwamMana 14 күн бұрын
Hzbi mo zeykbeleka zelo
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 15 күн бұрын
ብሓቂ እግዚኣብሄር ለውጢ ኣብ ኤርትራ ብዘይ ጥፍኣትን ሞትን ክገብሮ እንታይ ይኸብዶ እስከ እዚ ቃሉ ነምብቦ።
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 15 күн бұрын
2ይ ነገስት 7:6፤ ኣምላኽ ድማ ኣብቲ ሰፈር ሶርያውያን ደሃይ ሰረገላታት ደሃይ ኣፍራስን ደሃይ ብዙሕ ሰራዊትን ኣስሚዕዎም ነበረ እሞ፡ ንሓድሕዶም፡ እንሆ፡ ንጉስ እስራኤል ንነገስታት ሔታውያንን ነገስታት ግብጻውያንን ተኻርዩ ኣባና ኣምጺእዎም እዩ፡ ተባሃሀሉ። 2ይ ነገስት 7:7፤ ጽልግልግ ምስ ኰነ ድማ፡ ተንሲኦም፡ ሀደሙ። ድንኳውንቶምን ኣፍራሶምን ኣእዱጎምን እቲ ሰፈሮም ከም ዘሎ ሓዲጎምዎ ነፍሶም ኬድሕኑ ሀደሙ።
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 15 күн бұрын
እምላኽና ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ኢዩ።
@heyabisak6814
@heyabisak6814 14 күн бұрын
I know her wife senit she live in Guelph
@semira911
@semira911 9 күн бұрын
ኣቶ እዝራ 25/26 ኣይሪኦን ኣለኹ ንድበለ ቀዲምና ኣይፈርዶን ኢልካ ኣይመውትን:ኣሎ ንድበለ ሓሶት ጌርካዮ ክልተ ዓይነት መንፈስ ኣለካ ማለት'ዪ?? ነቲ ኣይሪኦን ድበለ ን ነቲ ኣሎ ድበለን ድፈላሊ? እቲ ድሓተካ ደሎ'ውን እቲ ሰማኢ'ውን ይዕዘበካሎ መን ኮነንትን ፈረድትን ገበረኩም
@temsgentomas1812
@temsgentomas1812 15 күн бұрын
1111
@heyabisak6814
@heyabisak6814 14 күн бұрын
🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@ኹሉ--ግዜሕጂ
@ኹሉ--ግዜሕጂ 14 күн бұрын
ካብ ጰንጤ ሰረቅቲ ዝመጽእ መፍትሒ የለን።ህዝቢ ተቃሊሱ ህጽቡ ከድሕን ኣለዎ።😎
@theobserver2677
@theobserver2677 15 күн бұрын
It sucks! ጎይታ ተቐቢሉ ዶ በልካ? ኣየ ሞያ ጋዜጠኛ ጉድ ረኺባ።ቋንቋኻ ዘየጽረኻስ ሱቕ ኢልካ ማዓልታዊ ጠኒንካ ናብ ዩትዩብ ትሃልል? ማዓስከ ትዳሎ እንድሕር ማዓልታዊ ንሸቐጥ ኢልካ ናብ ዩትዩብ ትመጽእ ኣለኻ? መሕፈሪ ሰብ።ባዓል ውፉይ ናብ እዚ ምምጽኦም ጥራይ የጉሂ እምበር ከም እዚኦም ዓይነት ዘይርጉኣት unstable ሰባት እኳ ልክዕ ቦትኦም ኢዩ።
@solomondebesay5542
@solomondebesay5542 15 күн бұрын
ንአምላኽ ምፍቃርና ፡ ንፍትሒ ደው ምባልና ፡ በቲ መፅሓፍ ቅዱስ ዝብሎ መገዲ ንምኻድ ምፅዓርና ድዩ unstable ኮይንና? ብዝኾነ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንዓኻን ንቤተሰብካን🙏🙏
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 14 күн бұрын
ሰብየ ንስኻ ዳኣ ንመን ክትወራዘየሉ ሃገርን ህዝብን ዘጥፍእ ዘሎ ሳድስቲ ኢሰያስ ከም ጣኦት እንዳምለኽካ ኣይ ካብ ፍልጠት ኣይ ካብ ሕልና መሖፈር በጃኻ ሼንካ ደቅስ
@MichaelIssack-c1r
@MichaelIssack-c1r 14 күн бұрын
❤❤❤
@GgCx-o9j
@GgCx-o9j 12 күн бұрын
❤❤❤❤
@GgCx-o9j
@GgCx-o9j 12 күн бұрын
❤❤❤❤
Ful Video ☝🏻☝🏻☝🏻
1:01
Arkeolog
Рет қаралды 14 МЛН
Air Sigma Girl #sigma
0:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 45 МЛН
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН
She wanted to set me up #shorts by Tsuriki Show
0:56
Tsuriki Show
Рет қаралды 8 МЛН
በርጌድ ንሓመዱ  የዋጽኦ ድዩ ምስ ሻዕብያ
16:58
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 1,4 М.
ብርጌድ ንሓመዱ ኣዲስ ኣበባ | Yikealo Tv
8:29
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 2,6 М.
I WANT SUMO (Shorts Version)
0:30
FilmPop
Рет қаралды 50 МЛН
Best Got Talent 127 part 1 #Shorts #Smart #Talent
1:00
Smart Tech Art
Рет қаралды 38 МЛН
Everybody Was Afraid😨||But The Gorilla🦍Knows His Friend😊|| #shorts #youtubeshorts
1:00
𝐿𝓊𝒩𝒶_𝒪𝐹_𝐿𝑜𝒱𝑒
Рет қаралды 12 МЛН
Жекпе-жек. Төртінші тур | Екінші топ | Jaidarman 2022
1:6:41