No video

''መንፈሳዊ ውግእ ሰብ ሓዳር ምስ ኢሉሚናቲ! '' (ነዛ ፈረንጂ ዘለዋ ጸጋ፣ ዝገርም እዩ፣፣) (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 51,599

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 163
@user-xu7wb7gd3r
@user-xu7wb7gd3r Жыл бұрын
አንታይ ይብሃል ኮይኑ ኣነ ውን ኣብ ውሽጠይን አግዚኣብሄርን ጊረዮ አንበር ልክዕ ብከምዚ መከራ ሓሊኢፈ አየ አግዚኣብሄር ይምስገን ግን ኩሉ ሓሊፉ ብሓይሊ ምድሃኒኣለም ኣጆኩም ናብ መድሃኒኣለም ጥራይ ንምዕቆብ አዚ ስዑር ሰይጣን ድማ አግዚኣብሄር ካብ ኮነ ምሳና ሓይሊ ትብሃል የብሉን ንሽዑ ንግዚኡ ከቢድ አዩ ስም አግዚኣብሄር ምስ ጸዋዕና ግን ኣይንሓፍርን ኢና።
@mebrekidane4475
@mebrekidane4475 Жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም ይኩን ኩቡር መምህርና ። በጃኩም ነዓይ ጸሉይለይ ኣብ ከቢድ ፈተና ኣለኩ ኩቡራት ኣሕዋተይ እግዛቢሄር ኣምላክ ካብዚ ዘለኩዎ ከቢድ ፈተና ይሓሉኩም
@user-dk6cm1co2y
@user-dk6cm1co2y Жыл бұрын
ፀሎት እመ ብርሃን ፀሎት ቅዱሳን አይፈለኻ/ኽ አጆኽ ኩሉ ሓላፍ እዩ። ንፁብቑና እዩ ፈተና ለይብሉ ክርስትና የለንሞ ንፅናዕ ድአ።
@user-lh5wo1qe7c
@user-lh5wo1qe7c Жыл бұрын
ኣጆኺ ብርኽቲ ሓፍተይ እዚ ደኣ ይምህረና ኣብ እምነትና ኽንብርትዕን ከምኡ ውን ደስ ዝብለካ ድያብሎስ ብሓንቲ ቓል ዝምብርከኽ ምኻኑ ኢዩ። ጽናዕ ትባዕ ኣነ እ/ ሄር ኣምላኽ ኣብ ትኸዶ ዘበለ ምሳኻ ኣለኹ አንዲዩ ዝብለና። ነዚ ቓል እዚ ስለ ዘይናምኖ ኢዩ ንፈርሕ።❤❤
@rahwagerie5003
@rahwagerie5003 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪✝️💊
@user-zl6iu3fd8x
@user-zl6iu3fd8x Жыл бұрын
*_አቤቱ እግዚአብሔር ሆይ የኢሉሚናቲ መንፈስን ገስጽልን አስታግስልን በጣም ያሳዝናል በተለይ እትዮጵያን አዲስ አበባ ግማሹ የኢሉሚናቲ ተከታይ ነው እባካችሁ ስለ ሃገራችን እናልቅስ እንጸልይ ተክልዬ የኔ አባት ሃገራችንን ጠብቅልን_*
@LemlemTadese-rd1dm
@LemlemTadese-rd1dm Жыл бұрын
አሜን ቃለሂወቱ የስመዐልና ክቡር መምህር እና ክቡር መምህር ኮሜንተይ ተሪእካዮ ሓደነገር ክሓተካ ደልየ ናይ አገልጋሊት ወይዘሮ አፀደ መፅሓፍ ናይአባዘወንጌል ደልየኔረ አብኢ/ያ አበይ አከባቢ ከምዝሽየጥ ዶ ምሓበርካኒ ንግዝይኡ አዲስ እየዘለኩ እና ንእትህበኒ ሓበሬታ እግዝአብሄር ይሃበለይ ከማካ ዝበሉን ነብስና ዝምግቡ መምህራን የሕዋት የብዘሐልና ፈጣሪ አሜን❤🙏
@thth5649
@thth5649 Жыл бұрын
፦ጣዕሚ ዝገርምዩ በሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ነዓይ ነሓጢኣተኛውን ከምዚ ጌሩ ይጎብንየኒ😭
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Жыл бұрын
ሰላም አሕዋት ጐይታናን መዳሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ካብዚ ናይዚ ርኹስ ፈተና ይሓልወና አብ እምነት ፅኑዓትን ጥንኹራትን ክንከውን ብፀጋ መንፍስ ቅዱስ ይርዳኣና ኣሕዋተይ 🙏🕊❤️
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 Ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️✝️✝️♥️♥️♥️
@brhane90
@brhane90 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይኽበር ይመስገን,ብምሕረቱን ቸርነቱን ይጠምተና ኣሜን፡ ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብቅድሳኑ ፡መላእክቱ ይሓልወና ጽላሉ የንብረልና፡
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኹም ኹቡር መምህርና ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣምላኽ ቁዱሳን ከም ድኻማና ዘይኮነስ ከም ምሕርቱ ካብ ሩኩሳን መናፍስቲ ቁዱስ መላኣኽ ሊእኩ ይሓልወና አሜን አሜን አሜን
@rishant9980
@rishant9980 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዐና ጎይታይ ማዐረይ አብ እምነትና አጽንዐና ክብርን ምስጋናን ንዐካ ይኩን አሜን
@yeheysokubazgi8702
@yeheysokubazgi8702 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብረከታን ተረዳእነታን ናይ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ካሳሁን ስለ እቲ ከይተሓለልካ ትገብሮ ዘለካ ኣገልግሎት ዓስብካ ካብ እግዚኣብሔር ርከቦ
@zaidembafrash
@zaidembafrash Жыл бұрын
amen amen amen kal hewat yesmealna
@lloveymama8011
@lloveymama8011 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓና ኩብር መምህርና ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጥምተና ጽሎትን ኣማላድነትን ናይ ኣድና ድንገል ማርያም ኣይፍለየና❤❤
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z Жыл бұрын
አሜን❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ❤️ ብሓቂ ንሕና ኣይንፈልጦን እምበር እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ዙርያና እዩ ብመላእክቱ ጌሩ ኩልሻብ ይሓልወና ቃለ ህይወት የስመዓና ፀግኡ የብዘሓልኩም 🙏❤️
@asfsdadsdd-cd2og
@asfsdadsdd-cd2og Жыл бұрын
😢ካብዚ ይማሓርና ምስ ናትና ትመሳስሊ ፊተና ከበደ እዮ ፊጣሪና ምሕረት ይላአክልና❤ቃል ህይወት የስመዕልና መምህረይ
@axumawit140
@axumawit140 Жыл бұрын
ቃል ህወት ያሰማልን
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 Жыл бұрын
Kebri egzabher temsgen 🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪⛪⛪❤❤❤💐💐💐
@user-st7us4jf5g
@user-st7us4jf5g Жыл бұрын
ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና ክዉር መምህርና ዝገርም ድንቅ ትኣምር እዩ እግዚአብሔር ፍፃሜኦም የፀብቐሎም❤❤
@zarefre8155
@zarefre8155 Жыл бұрын
ክቡር ሰባኪ ወንጌል መምህር ካሳኑን ሓውና ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባርኽ❤ ።
@zafutesgay156
@zafutesgay156 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ንኣሕዋትና ኣምላክ ካብዚ ፈተና መውፅኢ ይፍጠረሎም
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 Жыл бұрын
Amen amen amen ❤🙏❤
@wintagebremkael8765
@wintagebremkael8765 Жыл бұрын
O Amlak Aboy kab kulu kufu Zebele halwena bmengedka halwena ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
@simretgebre1445
@simretgebre1445 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@fuch9239
@fuch9239 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና
@kirostesfahans
@kirostesfahans Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 Жыл бұрын
ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና ካብ ኩፉእ የናግፈና ኣሜን።
@bahabolomrezene1248
@bahabolomrezene1248 Жыл бұрын
እግዝኣብሄር ይመስገን ደስ ዝብል መንፈሳዊ ጽንዓት የቀንየልና ክቡር መምህር
@tekleab9462
@tekleab9462 Жыл бұрын
ኣቱም መምህረይ እዚ ዘፍርሕ ናይ ኣጋንንቲ እንተዝተረፍና ብጣዕሚ የፍርሐና ኣሎ❤
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b Жыл бұрын
ንፈርሒ ጸሎት እዪ መድሓኒቱ ናበይ ክተርፍ ድኣ ስብ ይንቃሕ እምበር ወለከ
@user-lh5wo1qe7c
@user-lh5wo1qe7c Жыл бұрын
ኣጆኺ ብርኽቲ ሓፍተይ እዚ ደኣ ይምህረና ኣብ እምነትና ኽንብርትዕን ከምኡ ውን ደስ ዝብለካ ድያብሎስ ብሓንቲ ቓል ዝምብርከኽ ምኻኑ ኢዩ። ጽናዕ ትባዕ ኣነ እ/ ሄር ኣምላኽ ኣብ ትኸዶ ዘበለ ምሳኻ ኣለኹ አንዲዩ ዝብለና። ነዚ ቓል እዚ ስለ ዘይናምኖ ኢዩ ንፈርሕ።❤❤
@genetkidane7130
@genetkidane7130 Жыл бұрын
ብዘይ ምፍላጥና ናይ ኣጋንንቲ መጻወቲ ንከውን ከም ዘለና ስለ ዘይ ፈለጥና ኢና ከምዚ ንብል ዘለና ስለ ዝፈራሕና ክንድሕን ኣይንክእልን ኢና ደሓር ከኣ ናይ እግዚኣብሄር ሓይሊ ይዓቢ ናብ እግዚኣብሄር ንቅረብ ምክንያቱ ፍርሒ ናቱ እዩ ሴርኡ ንከይንፈልጦ እም ከይንድሕን እዩ እቲ ናይ ሰይጣን ዕላማ
@user-xu7wb7gd3r
@user-xu7wb7gd3r Жыл бұрын
አንታይ ይብሃል ኮይኑ ኣነ ውን ኣብ ውሽጠይን አግዚኣብሄርን ጊረዮ አንበር ልክዕ ብከምዚ መከራ ሓሊኢፈ አየ አግዚኣብሄር ይምስገን ግን ኩሉ ሓሊፉ ብሓይሊ ምድሃኒኣለም ኣጆኩም ናብ መድሃኒኣለም ጥራይ ንምዕቆብ አዚ ስዑር ሰይጣን ድማ አግዚኣብሄር ካብ ኮነ ምሳና ሓይሊ ትብሃል የብሉን ንሽዑ ንግዚኡ ከቢድ አዩ ስም አግዚኣብሄር ምስ ጸዋዕና ግን ኣይንሓፍርን ኢና።
@BiniyamWeldu
@BiniyamWeldu Жыл бұрын
@@user-cy2qe1nh4b kkkkk bezi win rekibeki kkkk❤ kemaki defar sebeyti abey krekib eye ❤ singl dki 😁😁😁😁
@rahelhmariam5647
@rahelhmariam5647 Жыл бұрын
ሩኩስ መንፈስ አርሕቀልና ጎይታ🙏🙏አሜን
@fusfv877
@fusfv877 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ካሳሁን ሓወይ ብሓቂ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲💒💒💒❤❤❤ 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z Жыл бұрын
ፈጣሪ ይክበር ይመስገን ክቡር መምህርና❤❤❤
@tesfomghebremedhn8738
@tesfomghebremedhn8738 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ካሳሁን ሓውና
@ntshtimulubrhan5311
@ntshtimulubrhan5311 Жыл бұрын
Besmam yefreheka gn amlak yehalwena🙏
@salamas4357
@salamas4357 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና
@norahabashi6554
@norahabashi6554 Жыл бұрын
አሜን አሜን አምን ክቡር መምህርና
@masho4931
@masho4931 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና
@estifbatu1468
@estifbatu1468 Жыл бұрын
Amen tebarek
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 Жыл бұрын
Kal hiwot yasmelena kebur memhrna ye Abona Aba z wengel tsilot tsiga berkete ayleyn Amen Amen Amen
@senayttekle4317
@senayttekle4317 Жыл бұрын
Egzabher b mhret ytemtena mstwaln tibebun emnetin yhabena🙏
@biemnethidru5182
@biemnethidru5182 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርምዩ ቃለ ሂወት የስመዓልና
@Th-si7zn
@Th-si7zn Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ኩሉ ክፍኡ ፀላኢ ብምሕረቱ ይካልለና
@user-lk9ov1px9j
@user-lk9ov1px9j Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ናይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ድንቅ እዩ ባሓቂ
@mebrihitmahray414
@mebrihitmahray414 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና
@fanushaile697
@fanushaile697 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna memhrey
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፅእካም ክብር መምህርይ ብሓቃ እግዚእብሔር ኣምላክ ካብ ፀላኢ ሰናይት ሰዉረና
@Selam893
@Selam893 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmaelna Memhir
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e Жыл бұрын
እጅግ ግሩም ድንቅ የእግዚአብሔር ስራ
@hadashad2092
@hadashad2092 Жыл бұрын
Hadas🙏🙏🙏❤️💛💚💙👍👍👍👍👍👍💐🌹🌹💐🌹
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna
@temesgenteame1061
@temesgenteame1061 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna kubur hawuna
@sarbean4827
@sarbean4827 Жыл бұрын
ቃል ህወት የስመዕና ካሳሁን ሓወይ
@user-kf6fm2mr6z
@user-kf6fm2mr6z Жыл бұрын
እንኾዕ ብሰላም መፀካ ክቡር መምህርና❤ ናይ ብሓቂ ሰጣን ዘይገብሮ የለን ቡዙሑ ስልታት እዩ ዝጥቀም ዘሎ ኣብ ደቂ ሰባት/// ቡዙሑ ዝተዓዘብክዎ እውን ኣለኒ ኣብህወተይ ኣብ ህወት ደቂ ሰባት ንህዝቢ ክማሃረሉ ከቃልዖ እየ ንደቂ ኣነስትዮ ይሕዋተይ ትቀንዲ ምላዳ ብጣዓሚ እዩ ኣፀያፊ ንክትናጎሮ እኾ ዘፅልአካ💔😢 ግን ብክናገር ከቃልዖ ናበልኩ ጌዜ ይወስድ ኣለኩ እምበር ሰብ ኣብ ሕማቅ ዓዘቅቲ ወድቁ ኣሎ ይሓዝን ጥራሕ 😢
@guetes8368
@guetes8368 Жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna.
@senaittekeste5832
@senaittekeste5832 Жыл бұрын
Kale hiwet yesimealina Thanks finote abew chanel
@freweyninagash7106
@freweyninagash7106 Жыл бұрын
Amen maen 🙏🏻
@user-tk5pv1rd6h
@user-tk5pv1rd6h Жыл бұрын
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዳስ ከፍርሓካ ኣምላክ ኣቦይ ብምሕረትካ ኣጽነዓና ።
@simretberhane501
@simretberhane501 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 Жыл бұрын
Igzabiher ymesgen kbru ysfah kulu tmhrena bereket Igzabiher ayfeleyeka bereketu yebzahalka
@tegistikiflemaryam3097
@tegistikiflemaryam3097 Жыл бұрын
Amennnn3 kale hewt ysmealna 😢😢😢😢❤
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላኽና ስብሓት ይኹኖ አሜን ንዓናውን እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣብ እምነትና የስፅንዐና አሜን፫
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Жыл бұрын
እግዝአቢሄር ሓለውቲ መላእክቲ የቆምልና ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና አብ ሕዚ እዋን ናይ መናፍስቲ ስራሕ ገኒኑ እዩ ዘሎ
@user-rb2cc2dh3e
@user-rb2cc2dh3e Жыл бұрын
Wawwwww Egzabiher enty yeseano! Qale hewat yasemana 🎉🎉🎉
@eri.hlland7089
@eri.hlland7089 Жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ መምህር
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 Жыл бұрын
amenamenamen❤❤❤👏👏💒👏
@user-ct6yv4rx8n
@user-ct6yv4rx8n Жыл бұрын
ወይ ታኣምር ኣንታ ክንደይ ዓይነት ፈተና ድያብሎስ እዩ ዘሎ።ኦ ጎይታሰራዊት ንስኻ ጓስየና።
@afewerkiwoldeslassie1727
@afewerkiwoldeslassie1727 Жыл бұрын
ኣምላኽ ይባርኸካ ነመስግን
@adiammicheal8453
@adiammicheal8453 Жыл бұрын
Amennn
@HhHh-qw5tr
@HhHh-qw5tr Жыл бұрын
ቃል ህውተይሰመዐልን መምህራን እግዚአብሔር ይሓገዝን አብ አምናተኒ ይፀንዕልን አምላኽ
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 Жыл бұрын
Amen
@timnityemane4438
@timnityemane4438 Жыл бұрын
ብመጀመርታ ኽብር መምህረይ እንቃዕ ብሰላም መጽካ በታ ንስካ ተቅርበም ትምህረናን ብዙሕ ኣብ ሂወተይ ኣብክፉእ ነገራት ዝሓስቦን ዝመጽንን ብዙሕነገራትትምህረንን ትግስጠንን ኣበ ሂወተይ ድማ ለዉጢ ይአክበሉ ዓቢትምርታ ኢካነዓይ ቀጽሎኣምላኽ ድማ ዕድመ ይሃብካ ጽገ ኣምላክ የብዝሓልካ ሰድራካን ደቅካን ድማ ኣምላክ ይባርኮም ስለ ተሰክሉ ትምህረና ኣምላካብኣ ገይሩ ዕይኒ ልቦና ይክፈተልና ኣብልብና ይሕደር ኣሜን
@zaydey3145
@zaydey3145 Жыл бұрын
ብሓቂ ልኣና ዓብዩ ትምህርቱ እዩ ዝመፀ ተመፀ አብ እምነትና ክንፀንዕ እዩ ዘለና አብ ሰደት ዘለና
@SB-en6ev
@SB-en6ev Жыл бұрын
⛪❤🙏
@northstar7051
@northstar7051 Жыл бұрын
Amenn kal hiwet yesmaelna.
@user-rb4rs3sv7n
@user-rb4rs3sv7n Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ፅንዓት ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐልና ንመምህርናዉን እግዚአብሄር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ቤቱየፅንዕካ
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 Жыл бұрын
❤❤❤❤fluy eyu srah egzabher❤❤❤❤
@betielghebrehiwet4236
@betielghebrehiwet4236 Жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna hawna egzabhier tsegeu yebzhalka nyehwatna dma egzabhier yhagzom fetenom baelu yeqllelom
@user-uk8bb8bx9x
@user-uk8bb8bx9x Жыл бұрын
Amen kal hiwet yesmelna
@Nigistidefat
@Nigistidefat Жыл бұрын
🙏🙏
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 Жыл бұрын
Selam Amlak msaka ykun
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ሰላምኹም ይብዛሕ መምህር
@weletekiros2334
@weletekiros2334 Жыл бұрын
Nay Hawna Btaemi zigerm mskrnet iyu. egziabher ab zemena nkem baal melake menkrat girma wendmun kalot abnay menafsti siera zestemhruna zelewu edmen tiinan yihabom.
@peacelove1806
@peacelove1806 Жыл бұрын
Part 2 ግበረልና ክቡር ሓወይ
@sahayabray5699
@sahayabray5699 Жыл бұрын
KABEZEZE KABEZEZE YEMAHARENA FETARI
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z Жыл бұрын
ቃለህወት ያሰመዐልና❤❤❤
@zaydey3145
@zaydey3145 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ብእነት ከመይ ዘበለ እምነት እዩ ዘለዎም ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር አምላክ ❤
@fevenmehari8574
@fevenmehari8574 Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልኹም ክቡር መምህርና ኣብ እምነትና ዳኣ ቡዙሑ ፈተናታት ኣሎ። እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና
@jemanejemane91
@jemanejemane91 Жыл бұрын
Egziabher abziom yisewrena gud u
@biniamiam8213
@biniamiam8213 Жыл бұрын
Amen❤❤❤❤
@lme5630
@lme5630 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ካብ ኩሉ ክፋእ ይሰውረና አግዝብሔር ኣምላክ ክሳሁን ሓውና ኣነስ ሓደ ሕልሚ ሓሊመልኻ ኣብ ሓደ ደንበ ናይ እንሣታት ንእስ ኢላ እሞ ከኣ በይና ጠሊ ዘለዋ ማለት ጡሉል ሳዕሪ ዘለዋ ከባብ ክም ዓውዲ ትመስል ኣብ ማእከላ ከኣ ኣባጊዕ ደቂሰን ንስካ ክኣ ምስእን ኮፍ ኢልኻ ትሕልወን ሪኤኻ ንዓይ ክኣ ዘይኣመንቲ ክቖትሉኒ ይመጹሞ ናባካ ሃዲመ መጽየ ኾይኑ ይስምዓኒ ። እዚኣስ እንታይ ዩ ምሳሊኣ ከሳሁን ሓወይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለካ ትምህርትኻ ክኣ ኣይሕልፎን ኮሞንቲ ግን ሕጂ እያ ዝጽሕፍ ዘለኩ ብጣዕሚ ኢና እኻ ንፈትወካ ዕድመኻ ይብዝሓዮ ፈጣሪ
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia Жыл бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ሓፍተይ፣፣ ብቐዳምነት ተኻታታሊት ናይዚ መደብ ስለ ዝኾንኪ ካብ ልቢ የመስግነኪ፣፣ ብዛዕባ ሕልሚ ዝምልከት እኳ፣ ሕልሚ ናይ ምፍታሕ ጸጋ ስለ ዘድሊ፣ ኣነ እዛ ናይ ሕልሚ ምፍታሕ ጸጋ የብለይን፣፣ ብዝኾነ ግን ኣብ ህይወትና ብዙሕ ፈተና ስለ ዘጋጥመና፣ እቲ ንሓስቦን መዓልታዊ ዘጋጥመናን ዘበለ ብለይቲ ክረኣየና ልስሙድ ስለ ዝኾነ ኣጆኺ ኣብ እምነትኪ ጥራይ በርትዒ፣ ኣምላኽ ኩል ግዜ ምሳና ኣሎ፣፣ እግዚኣብሄር ይሓልወና ንኹልና!
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h Жыл бұрын
ወይ ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ፈተናባ ማሓረና 😭🤲
@welduzeray3632
@welduzeray3632 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህር
@ghyu9291
@ghyu9291 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@michaelissack9271
@michaelissack9271 Жыл бұрын
@obsessedwitu
@obsessedwitu Жыл бұрын
🙏🙏🙏💝💝💝💝
@yorsyosief6807
@yorsyosief6807 Жыл бұрын
Amen 🙏 Egziabhier kab fetene yedhnena
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Жыл бұрын
ብየሱስ ክርስቶስ እመን እሞ ንስኻን ቤተሰብካን ክትድሕን ኢኻ ። እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ ህይወት የብሉን። እቲ እንኮ መድሓኒት ህይወቱ ኣሕሊፉ ናዕና ዘድሓነና እየሱስ ክርስቶስ ጥራይ እዩ። እየሱስ ከርስቶስ ኢሉና ፡ ኣነ መንገስን ሓቅን ህይወትን ፡ እየ፡ ብዘይብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዝኣቱ የልቦን። መዝሙር 91 ኣንብብዎ። ንእግዞኣብሔር ተገዘእዎ ናባኹም፡ ክቐርብ እዩ፡ ንዲያብሎስ ግን ተጻረርዎ፡ ካባኹም ክርሕቕ እዩ። ስለዚ እቲ እንኮ መድሓኒት ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ ፡ እየሱስ ክርስቶስ ጥራይ እዩ። እዝኒ ዘሎዎ ይስማዕ።
'' ፍትሒ ተዓሚጻ ንዝተቐትለት፣ ህጻን ሄቨን '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
25:17
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 11 М.
'' መልእኽቲ ናብ ቀሺ ዘነበ ፣፣''   (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
20:21
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 43 М.
КАКУЮ ДВЕРЬ ВЫБРАТЬ? 😂 #Shorts
00:45
НУБАСТЕР
Рет қаралды 3,2 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 19 МЛН
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 10 МЛН
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 4,9 МЛН
'' ውግዘት ኤፍረም (በልዓም)  ብሃ/ስብከት ኤውሮጳ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
23:23
'' መንእሰያት ዝወርር ዘሎ ሓደጋ ግብረ- ሶዶም ''  (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
24:31
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 13 М.
КАКУЮ ДВЕРЬ ВЫБРАТЬ? 😂 #Shorts
00:45
НУБАСТЕР
Рет қаралды 3,2 МЛН