'' ስም ኣምላኽና ክርስቶስ ንምጽዋዕ ዘይሓፍር ዶናልድ ትራምፕ ናብ ዋይት ሃውስ'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 92,383

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 354
@Mokonen-eh9gt
@Mokonen-eh9gt 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር፡ ይሓግዞን ፡ይሓልዎን።ክብሪን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን ጎይታ ። ኣመን
@awetbereket3570
@awetbereket3570 2 ай бұрын
"እግዚአብሔር ንልቢ ነገሥታት ከም ወሓይዝ ናብ ዝደለዮ የቕንዖ ዝብል ቃል ብተግባር ክንርእዮ ኢና ንመስል"ተመስገን ኣምላኽ።
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf 2 ай бұрын
ደምርን❤
@MisshabashiHabashi
@MisshabashiHabashi 2 ай бұрын
Bhaqi igzabher intay ysano
@Esrom_1238
@Esrom_1238 2 ай бұрын
ንዘለኣለም ናብ ሲኦል/hell ምኻድ። ዋላ ሓደ ሰብ እካ ብሰናይ ግብሪ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ኣይክእልን እዩ፥ ምኽንያቱ ንሕና ኩላትና ሓጣኣን ኢና። ዓስቢ ሓጣኣን ክኣ ሞትዩ፥ ብዓይኒ ቅዱስ ኣምላኽ ገበነኛታት ኢና። ስለዚ ገበነኛ ናብ ቤት ማእሰርቲ ክኣቱ ይግብኦ እዩ። ዓሰርተ ትእዛዛት ዝጠሓሰ ኩሉ ገበነኛ እዩ። ኩሉ ሰብ ድማ ሰቢርዎ ኢዩ። ስለዚ ቁጥዓ ኣምላኽ ኣብ ልዕሌና ኣሎ። ከምኡ ውን ጽቡቕ ብምግባር ወይ ንስሓ ብምግባር ንነብስና ከነድሕን ኣይንኽእልን ኢና። ኣምላኽ ግን ኣዝዩ የፍቅረና እዩ። ስለዚ ንሓጢኣትና ክኸፍል ሰብ ኮነ። ስለዚ ድማ እዩ ቅድሚ ምሟቱ ተወዲኡ ዝበሎ። ሓጢኣትካ ክሕደገልካ ክትገብሮ ዘለካ ንካህን ዘይኮነስ ንኣምላኽ ብሓጢኣትካ ምንሳሕእዩ።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
​​@@Esrom_1238aye athsasba menafiq 😢😢😢
@Esrom_1238
@Esrom_1238 2 ай бұрын
@@fthawitnuwaye1293 መጽሓፍ ቅዱስካ ከፊትካ እንታይ ከም ዝብል ርአ ኣይትፍረድ።
@FdrXgt
@FdrXgt 14 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንእግዚአብሔር እኾ ዝሳኣኖ ነገር የለን 🙏🙏🙏
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት 2 ай бұрын
ብሓቂ ከምዚ ዓይነት መራሒ እዩ ዘድልያ ፍራሓት ኣምላኽ ዘለዎ እዩ ንሆ ንሕና ካዓ ንሕጎሶሉ ናብ ስልጣን ምምፅኡ ❤❤❤
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 2 ай бұрын
ብሓጺሩ ወዲ ናብ ጓል ምቅያር ጓል ናብ ወዲ ምቅያር ነዊሕ ዝገበረ እኳ እንተኾነ አይ ከም 2024 ስለዚ ነዚ ብምስትብሃል ዶናልድ ትራምፕ ሃገረይ ክትድሕን አለዋ ኢሉ ዝተላዕለ መራሒ እዩ አምላኽ ይሓግዞ
@hagostesfamichael9737
@hagostesfamichael9737 2 ай бұрын
Tramup fetinu ayfetinu zmetsie lewti yelen amlak baelu eyu kikyro zkiel tramup hayli yeblun bzeyka fetari entekione gin tramup nana kem Christian wela hade zhgzena yeblun mknyatu nsu ab sultan kolo nitegaru nktefieu greenlight hibu atfieom slezi tramup mimratsu nana kem hbretesb turgum yeblun suk elkum aytdkemu
@millionmahdere9660
@millionmahdere9660 2 ай бұрын
@@hagostesfamichael9737 EGZIABHER ab men koynu diu zeserh? Nimnitay xebuk zeyniminey, nezi tewediuu zelo serah seyttan bezi sebeay enteyeereyo men yfelit, b, tselot tray ninkah::
@yoditb5198
@yoditb5198 2 ай бұрын
​@@millionmahdere9660ata bejakum nihseb Trump amlko nay genzeb eyu zelwo manm kitsawetelna aynefkid nab amlakna tesfa nigber
@haymi8606
@haymi8606 Ай бұрын
ኣብ ሰብ ኮይኑ ግን ሰብ ምስ ዝጠዓስ እዩ​@@millionmahdere9660
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 2 ай бұрын
ጽፉፍ ትምህርቲ መምህረይ፣ ወንጌል ዘይትምህር ከኣ ይብሉ ከምዛ ዝመሃሩ ሓበሻ ዕደ ዝመጻካ ዘሎ ከቢድ ዘመን ዘይትርዳእ፣ስለ ደቅኻ ዘይትሓስብ፣እታ ሰበይቲ እንተ ትምረጽ እካ ንዓለም ከቢድ ነውጺ እዮ፣ ንስደተኛ ጽቡቕ ክኸውን ይኽእል ንህጻናትናን፣ንእምነት ክርስቲያና ግን ከቢድ እዮ፣እዞም መምህርና ድማ ክመጸና ዝኽእል ዝነበረ፣ ትራምፖ ምምራጹ ጽቡቕ ምዃኑ፣ ኣብ ዓለም ክሳብ ዘለና ናይ ዓለም ሓቤሬታ የድልየና እዮ፣ ስለዚ ንመምህርና ካብታ ዘላቶም ግዜ ንዝሃቡና የቀኔየልና ክንብል ይላቦ ካብ ሓለፈ ወንጌል ዘይትምህር ዶ ገለ ዶ ምባል ይገርመኒ፣ ክንዲ ሎሚ ወንጌል ኣይበዝሐን ንሰምዕ እንተ ኮይንና መሊኡ ቪድዮ ኣለና ንስምዓዮ ኣብ ፍኖተ ኣበው ሜድያ፣
@zerisenayrussom8508
@zerisenayrussom8508 2 ай бұрын
ብሩኸይ ሓሳብካ ብቅንዕና ተረዲአዮ ኣለኹ። ግን ከኣ ካብቲ ዘልኣለማዊ ቃል ኣምላኽ ዝልወጥ ነገር የለን። ብምምራጽ ትራምፕ ዝርህው ክርስትያናዊ ህይወት ወይ ብምምራጽ ካማላ ሃሪስ ከኣ ዝዕንቀፍ ክርስትያናዊ ህይወት፣ እቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዘይዓበየ ክርስትያን ጥራይ ኢዩ (ከምዚ ከማይ ሰብ)። ሕጂ እውን ሰላምና ክርስቶስ ኢየሱስ ኢዩ። ዮሃ 16፣ 33 ኣባይ ሰላም ምእንቲ ኽትረኽቡ፡ እዚ ነገርኩኹም። ኣብ ዓለም ጸበባ አለኩም። ግናኸ ኣጆኹም፡ ኣነ ንዓለም ስዒረያ እየ፡ ኢሉ መለሰሎም። ካብ ሓዋርያት ዘመን ክሳዕ ሎሚ ክርስትና ብመከራ ዝሓልፍ እምበር መምስ ዝመጸ ዝኸይድ፣ ዝቅሕም ኣይኮነን። ኣቐዲመ ዘልዓልክዎ ሓሳብ ግን ቁሩብ ክውስኸሉ፣ መምሃራን ቤተክርስትያና ንዓና ኣመንቲ ኣብዚ ዓለም መከራ ከም ዘለናን ካብዚ ዓለም ከም ዘይኮናን ደኣ ዕለት ዕለት ክምህሩናን ከዘክሩናን ከትብዑናን ይግባእ እምበር በዚ ከምዚ ዝበለ ግዚያዊ ደስታ ዜና ክሰርሑ የብሎምን ክብል ኢለ እየ ጽሒፈ። ዮሃንስ 15:18፤ ዓለም እንተ ጸልኣትኩም፡ ንኣይ ቅድሜኹም ከም ዝጸልኣትኒ ፍለጡ። ዮሃንስ 15:19፤ ካብ ዓለም እንተ ትዀኑስ፡ ዓለም ነቲ ናታ ዝዀነ ትፈትዎ እያ እሞ፡ ምፈተወትኩም ነይራ። ኣነ ደኣ እየ ኻብ ዓለም ዝሐሬኹኹም እምበር፡ ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን፡ ስለዚ ዓለም ትጸልኣኩም እያ። ዮሃንስ 15:20፤ ነቲ፥ ባርያ ኻብ ጐይታኡ ኣይዓብን እዩ፡ ኢለ ዝነገርኩኹም ቃል ዘክርዎ። ንኣይ ሰጕጎምኒ እንተ ዀይኖም፡ ንኣኻትኩምውን ኪሰጉኹም እዮም። ቃለይ ሓልዮም እንተ ዀይኖም ከኣ፡ ቃልኩምውን ኪሕልዉ እዮም። በክርስቶስ ሓውኻ
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 2 ай бұрын
@@zerisenayrussom8508 የቀንየለይ ስለ ቲ ኣኽቢርካ ዝመለስካለይ ብሩኽ ሓው። ናይ ኣምላኽ ስራሕ ኣስዕኩን ግን እቲ ናይ ሰይጣን ስራሕ ንዓለም እንዳ ወሓጣ ይኸይድ ኣሎ ንደቅና ናብ ቤት ትምህርቲ ክንሰዶም ኣብ ንስከፈሉ ግዜ በጺሕና፣ ኣምላኽ ድማ እንታይ ይስኣኖ ንልቢ ንጉስ ናብ ዝደለዮ ዝጠዋውዮ ኣምላኽ እዮ። ስለዚ እምነት ኣብ ኣምላኽ እምበር ኣብ ሰብ ኣይኮነን
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 2 ай бұрын
እግዚኣቢሄር ይመስገን ንኣምላክ ዘመስግን ዘክብር መራሒ ብምትስኡ
@tabiemicheal91
@tabiemicheal91 Ай бұрын
ክቡር መም ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርትይ አዩ አግዝኣብሄር አንታይ ይሰኣኖ ነዚ ናይ ትራምፕ ከኣ ኣምላክ ይሓግዞ ነዚ ቃል አዚ ዝሰምዕ ዓይኒ ልቦና ይዓድሎ ህዝቢ ኣመርካ ቃል ሂወት የስምዓልና ❤❤❤❤
@MehariTeklemariam-jp1zj
@MehariTeklemariam-jp1zj 2 күн бұрын
እግዚኣቢሀር ተኣምሩ ከሪኢ ኢዩ፡ ተመስገን ኒፈጣሪናን ኣምላክናና ቅድስቲ ስላሴ❤❤❤
@AllApp-i1g
@AllApp-i1g Күн бұрын
ኣሜን (3)ቃለ ሂወተ የስመዐልና❤
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 2 ай бұрын
ደስ ዝብል ናይ ትራምፕ ሓሳብ
@ምስጽጌናይ
@ምስጽጌናይ 2 ай бұрын
Father Emanuel ክብርን ምስጋናን ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ይኹን ትራምፕ ክምረጽ ጸሎትኩም ሰሚዑ እዩ ኣሜን ✝️🙏✅
@dawitm.841
@dawitm.841 2 ай бұрын
I voted for Trump God help me to do the right things 👍👍👍👍👍👍👍. አሜን
@HEGDEFAWIT
@HEGDEFAWIT 3 күн бұрын
Egziaebher yhalwo tramp Egziaebher ybarko🙏🙏🙏🙏🙏🙏Amen
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 2 ай бұрын
ንእግዚአብሔር እኾ ዝሳኣኖ ነገር የለን ❤
@MikiHaile-i3q
@MikiHaile-i3q 2 ай бұрын
እግዚኣቢሄ ይመስገን
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 2 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም መምህርና ❤ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንባሕቲ ሕዳር ከሙኡዉን ባዓለ ፅጌ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ❤😊
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf 2 ай бұрын
ደምርን❤
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 2 ай бұрын
@@BerhanGebra-tx8xf oke🩷
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@alexanderbeyne2561
@alexanderbeyne2561 2 ай бұрын
ኩብር መምህር ሓውና ካሳሁን ካብ ንእስነተይ ስጋብ እዛ ሰዓት እዚኣ ካብ ዝራእክዎም ኣዝየ ካብ ዝፈትዎም መምሃራን ወንጌል ኢካ። ጎይታ ኣብ ጸጽባሕ ኣዕዚዙ ይባርካ እመ ብርሃን ዘልኣለም ምሳካ ትኩን!!🙏 እዚ ዘለናዮ እውን ፍታኒ ዝኮነ እዋን እዮ እሞ ንሃገርናን ንዓልምን ሰላምን ርግኣትን ዘስፍን ሓቢርናና ንእግዚኣብሄር ነመስግነሉ ጊዘ ይኩነልና ። ካብ ብልቢ ዝፍትወካ ሓውካ ዲ ኣሌስ እየ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
❤️✝️🙏
@YemaneLugi-b4k
@YemaneLugi-b4k 4 күн бұрын
Igzabir yehluwenna kulla alem 🙏 🙏 🙏
@zeromHaileberhe
@zeromHaileberhe 2 ай бұрын
ኣታ ህዝቢ መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብብ ኣሜን ኣሜን ጥራይ ኣይትበል መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብብ ክርስቶስ ኣብ ልብኻ ምንጋስ ጥራይ እዩ ዘዋጽእ ዓለም መርገጺ የብላን !!!
@peacelove1806
@peacelove1806 2 ай бұрын
ኣበየናይ ቤተ ክርስትያን ኢኻ ትኸይድ ?
@fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701
@fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701 2 ай бұрын
Yes goyta yesus yesebk ab hagerna wala
@roziroza3655
@roziroza3655 2 ай бұрын
​@@peacelove1806:-አብዝከደ ይኪድ መጽሓፍ ቅዱስሞ ንምንባብ እንታይ ሕቶ አድሊዮ?
@zeromHaileberhe
@zeromHaileberhe 2 ай бұрын
​@@peacelove1806Entay maletka eyu emnet wirsha meslika
@LeterufelHabte
@LeterufelHabte 2 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
@ZebibKidane-i2u
@ZebibKidane-i2u 2 ай бұрын
ኣብ ጊዜ ኮረና ከማን ጾም ኣውጁ ኔሩ እዩ ኩሉ ሰብ ናብዝኦምኖ መሕረት ክሓትት ኢሉ ኔሩ ሕጂ እውን ኢድ እግዛብሄር መድላዩ ብጣዒ እዩ ደስ ዘብል እግዛብሄር ይጋስዮን ይሓልዎን ንመራሕቲ ዓለም ድማ ራኢ ዝኸውን ይግበሮ
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 Ай бұрын
❤❤❤Temsgen Amlak Asey edmen tenaen yehabo Thx Trump
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 2 ай бұрын
ቓለ ሂይወት የስመዐልና ከምኣፍኩም ይግበረልና ኽቡር ሓውና
@ogbaghebriel5736
@ogbaghebriel5736 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሰላም ኣምላኽ ሰላሙ ይምለሰልና።
@talkingtooth9871
@talkingtooth9871 3 күн бұрын
ሀዉና እተምህረና ኩሉ ብዛእባ እምላክና ጎይታና መድሀኒትና እየሱስ ኩርስቶስ ባጣእሚ ህጉስቲ እየ።
@Adisasgedew
@Adisasgedew 4 күн бұрын
እግዚኣቢሄረ ዓይኒ ልባናኡም ይብረሀልም ሰም እገዚኣቤሄረ ይመሰገን
@GerezgiherHabtemariam-k2u
@GerezgiherHabtemariam-k2u 2 ай бұрын
እዚኢ,ጰጰኣስ,ናኣይባሀቂ,ወአዲ,ኣምላክ
@tsinatissak1138
@tsinatissak1138 2 ай бұрын
ኣምላኽ ይመስገን ፡ ሰናይ ትምህርቲ
@zewdihaile9358
@zewdihaile9358 23 күн бұрын
ነዚ ፕረሲደንተ ትራፕ ብዝያዳ መራህቲ ሀይማኖት ምስጋናን ምብርታኢን መልኢክቲ ኢንተትህልፍሉ ከመይ ጽቡቅ ነይሩ ኩሉ ሀሳባቱ ናይ ሰላምን ቅንኢናን ኢምነትን ሂዙ
@fitawahferom7577
@fitawahferom7577 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን❤❤
@miriamgtsige4469
@miriamgtsige4469 2 ай бұрын
ዶናል ትራም። ነቡሱ። ንሸጣን ዘይሸጠ ሰቡ። አዬ። ካቡ 1 መዐልቲ አትሒ ዙ። ጸረ ገይ ዝቀዋም መራሒ። አዬ። አገዘቡሔር። አምላክ። ዕድመን። ሕዕና። ይሀቦ። ቡደሙ። ይሸፈኖ I vote for him , happy to see hem again !!!!
@MehretTsegay
@MehretTsegay 2 ай бұрын
ቃለ ሒወት የስመዓልና ሓውና ካሳሁን ብናይ ጾታ ተሳቂና ኔርና አና ናይ ካልኢ ኣምላኽ ይፈልጥ ጥራይ ሃይማኖትና ዘኢፈቕዶ ኣየርኤና
@rigatmazgaba3736
@rigatmazgaba3736 2 ай бұрын
selezi btaomi zftu negerat alwo btaomi eyezfetwo 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@medhintecruray1307
@medhintecruray1307 Ай бұрын
Amen amen Egzeabiher yibarekhka kibrey ne Amlakh yikhon 🙏🙏🙏
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 2 ай бұрын
Haleluya!!!"""
@ሸዊት-ትግራይ
@ሸዊት-ትግራይ 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓቂ እዩ ❤
@titititi2598
@titititi2598 2 ай бұрын
❤❤❤Aemn amen aemn ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️
@asmaraeritrea6853
@asmaraeritrea6853 Ай бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና 🙏
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 2 ай бұрын
Yes, you are right, memhr Egziabher Amlak nay baelu gize alewo ena nay mhret zemen ygberelna.
@aranshitesfaldet2126
@aranshitesfaldet2126 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉yesyesyegood❤❤❤❤❤❤
@betelhemsolomon7624
@betelhemsolomon7624 3 күн бұрын
ጰዉሎስንሰብ ንሓንቴ ስዓት አይግዛእን ኢሎ❤ፕረዚዳንት🙏ትራንፕ አምላክ ይባርዃ❤
@helenlove2791
@helenlove2791 2 ай бұрын
Natu ztezareba qal des zbeletni tyt mes shetoto amaekel hzbi EGZIABHER adhinini ilo ❤
@zerisenayrussom8508
@zerisenayrussom8508 2 ай бұрын
መምህረይ እዚ ኩሉ ናይ ዓለም ዜና ካብ ማንም ኢና ንረኽቦ። ንሕና ወንጌል ዝጸምኣና ኣመንቲ ኢና እሞ ነዚ ብጸጋ ክርስቶስ ዝተኸፈተልካ ኣገልግሎት ክትረብሓሉ ካብ ንእሽቶይ ሓውካ ናይ ኩልሳዕ ሓሳበይ የካፍለካ። ቃል ኣምላኽ ዝተዓጥቀ ኣማኒ ከኣ ብዝመጸ መራሒ ኣይሞቖ ኣይቆሮ።
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 2 ай бұрын
ዝተዛረብዎ ውን ቃል ኣምላኽ እይ እንተ ተረዲኡካ፣ ትራምፖ ምምጽኡ ንዓና ንክርስትያን ጽቡቕ እዮ፣ ወንጌል ንዝሰምዕ ማዕዳ ምኽሪ ክኔረክብ ከለና ክንሔጎስ ይግብኣና፣ እንታይ ክብል ከም ዝደለየ ተረዳኣዮ፣
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 2 ай бұрын
Ewe bhaki Egziabher b men yeayiy aynfeleten ina❤ kale hiwet yesmalna memhrey
@SelamRezene-y2q
@SelamRezene-y2q 2 ай бұрын
Amen amen 🙏 qal hiwet yesmalna amlak nay zemenka agolgetka ybarko🙏❤️‍🩹
@pietrosmichael7321
@pietrosmichael7321 2 ай бұрын
May the Lord bless you and your ministry abundantly my dear brother !
@awetberhe5220
@awetberhe5220 27 күн бұрын
God Bless you
@weynits571
@weynits571 2 ай бұрын
Selam niaka memoir hawna Kasahun slety teqrbo mehar kisemiaka kolku kem KAL AMLAK mesret EGZIABHER Haylkayu bertie❤🎉❤🎉❤🎉Enque des belna nideqna ketfie ziteatqe nay diyablos aserarha AMLAK silzgelbeto EGZiABHER ztemsgen ykun❤🎉❤🎉brukat Eritrawyan Ethiopyawyan yehwate❤❤❤ nemsgino tirah ni AMLAKNA ziterfe hitotatn baelu kimlselnayu❤🎉❤🎉❤
@samrawitdaniel9202
@samrawitdaniel9202 2 ай бұрын
Tram betam tkkl new yemnagerow Ewnet dma new wendmie lemn dnew tqawom aleh ante
@KebraAmelat
@KebraAmelat 2 ай бұрын
ኣምየን ቃል ሂወት የስምዐና መምህረይ ዓይነ ልበናኡ ይክፈተሉ ኣብዝተዛረቦ የጽንዓዯ
@Goku-w3o
@Goku-w3o 2 ай бұрын
You are absolutely right! We voted for Trump for the Bible as we really faced a challenge in our and children lives.
@Nebayt
@Nebayt 2 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ ዛ ሰላምታካስ ልበይ ያ ትረክበኒ ንቁዱሳን ደቂ ዓዶም እትብል ቃል ብፍላይ ደስስስስስስ ኢያ ትብለኒ ይግበረልና 🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
Aseyyy wala nay tesfa ygbir ms zkulu hatatey😢😢😢✝️✝️✝️❤❤❤
@Nebayt
@Nebayt 2 ай бұрын
@@fthawitnuwaye1293 ኣጃኪ 🥰 ዝሓፍተይ ማዓረይ እግዜኣቤሄር ካብ ማዓቱ ምሕረቱ ኢዩ ዝበዝሕ ሞ ተስፋ ጥራይ ዘይኮነ ምሉእ እምነት ጥራይ ይሃልወና 🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
@@Nebayt eshi brktey timti lsan❤️🙏✝️
@slasandmkael1278
@slasandmkael1278 2 ай бұрын
Temesgen 🙏❤❤❤
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን እንካዕ ብሰላም መፃእኩሙልና❤❤❤❤❤❤
@haragozana3340
@haragozana3340 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና አምላክ ዓይነ ልቦንኡ የብራሃሉ በቲ ዝተዛረቦ ቃል የፅናዓዮ
@zebibgebiher1783
@zebibgebiher1783 2 ай бұрын
Amen 🙏
@zebibgebiher1783
@zebibgebiher1783 2 ай бұрын
Amen 🙏
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf 2 ай бұрын
ደምርን❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@MebruWoldu
@MebruWoldu Ай бұрын
Egzsbher yemesgen tebarek zemneka yebarek
@tegistikiflemaryam3097
@tegistikiflemaryam3097 3 күн бұрын
Egzeabher enkae mn mukanu ftaren hibu zkle yhmimu zfews hteat zgdf emntu eyu zgdesna nhna mn koyna ena hseyu gele knbl Egzeabher neana htee ember nxadkan delye aymxakun eyu elu slzy turanp ykun nhna ab kdeme Egzeabher 1 ena ab gxna zelo htyat zyreana ab ayny hwena zelo knrey knwaraze Egzeabher seltn ykun hlafent ayhbnan 😢😢kale hewt ysmealna hwena mm.kashun
@semina8117
@semina8117 2 ай бұрын
Egziabher ymesgen entay yseano geta🙏❤️
@mebrhitmehari6491
@mebrhitmehari6491 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና
@mealti
@mealti 2 ай бұрын
"ህዝበይ ጠፊእና ኣለና'ሞ ፈጣሪ ነቐድም" ስለ ዝበለ። ክልተ ግዜ ፈተነ ቅትለት ኣካይደሙሉ!😢 ንስክላ ብህይወት ክድሕን ክኢሉ። እዚ ኩሉ ብሓይሊ ፈጣሪ እዩ፡❤ ፈጣሪ ካብ ሞት ኣትሪፉ ከም ዝዕወት ገይርዎ! እምበር ክንደይ ግዜ ክቀትልዎ ዘይፈተኑ!😢 ትራምፕ ዕድመ ይሃቦ እምበር ዝሓሸ መራሒ እዩ። ብምኽንያት ዩ ክዕወት ክኢሉ!❤🎉❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
Kfai yu zebenu egziabher amlak bayni mhretu ytemtena ❤❤❤😢😢😢✝️✝️✝️
@KhK-p8n
@KhK-p8n 2 ай бұрын
Amlak ybarkka rznet zelewo zerba egziabiher haymanot hizu aymexen tebarek bwedu bzey afalalay nalem tarikiwa zamenen ztetmken dma kdhn eu
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላኽ ንኹሎም ነገስታትና ልቦንኦም የብርሃልና 🙏
@MhretKahsay
@MhretKahsay 2 ай бұрын
Amennnnn(3)Qal hiweti yesmana memhr hawna amlak yhagza kuluab eu eyu fetari amlak hariwa eyu Amerika dfret amlak bzihu eyu fetariom resiom eyom
@millionmahdere9660
@millionmahdere9660 2 ай бұрын
Abona marmari newih edmen tienan, kinuee mengedi EGZIABHER zimhru,fitsum fikri kirstios zelewom abo, ane orthodox mikanom ye zifelit, welhade kab abotat nay orthodox kemti natom b,difretin,tibieatin zimher yelen, mebzahtieom elamoom resiom they seek in their throne. So we need to wake up who is the true shepherd, abona marmari yes the true shepherd in this time. Long live for abona marmari, we need more like him.
@rahelnegash4751
@rahelnegash4751 2 ай бұрын
He is definitely an orthodox i heard it from his speech last year May God Bless our father BISHOP MAR MARI
@millionmahdere9660
@millionmahdere9660 2 ай бұрын
@@rahelnegash4751 Amen, the best father ever in our lifetime.
@weynits571
@weynits571 2 ай бұрын
Kirkintilloch kiten nihdem baesyu zemxemo bimsgana ymelae libna❤🎉❤🎉❤
@WintaKahsay-c7u
@WintaKahsay-c7u 2 ай бұрын
A 20:17 mien amien amien zebene selamn qisanetin yigbetelna amlak senay zeben yimleselna ❤❤❤❤❤❤❤
@rigatmazgaba3736
@rigatmazgaba3736 2 ай бұрын
nezi kulu mnesey ashgi welftat ewn zkawem eyou🎉🎉🎉🎉❤
@abrehetkidanekidane
@abrehetkidanekidane 2 ай бұрын
በሉ እታ ባንዴራ ካብ ኩሉ ኣብያተ ትምህርቲ ወሪዳ ትምህርቲ ናይ ሰዶም ውን ኣብ ቤትትምህርቲ ተሪፉ።❤
@Rahel318
@Rahel318 2 ай бұрын
Congratulations egziabher n dmsi abona Bishop semiewo yu mo sibhat yekuno❤❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 2 ай бұрын
Aseyyyy ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq 2 ай бұрын
Egziabiher belama zmerexo ygbero selam nafikna atum hzbi❤❤❤
@letebrhanandebrhan9462
@letebrhanandebrhan9462 2 ай бұрын
Nsle wludna ntramp Amlak edme ehabo
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 2 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna kubur memhrna 🎉❤
@abbyha7518
@abbyha7518 2 ай бұрын
Amennnnn Temesgen Fetari edmen tinan yhabka Amlak xeletka yhdalka Fetari 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️👍🏽🇪🇷
@teagesgoitom5333
@teagesgoitom5333 2 ай бұрын
🙏🙏🙏 Amen
@rigatmazgaba3736
@rigatmazgaba3736 2 ай бұрын
bzh eti nalem kefiwa zlo wedinwedi ateyafineger zqawemeu ❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤
@selamtesfazion9684
@selamtesfazion9684 2 ай бұрын
Waw amlak yemesgen odmen tonan yhabo fetari ❤❤❤
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 2 ай бұрын
Yes,Bhaki N Xeliyelom 🙏
@merryabraham9119
@merryabraham9119 2 ай бұрын
You are right.Some of our habesan people chosen Kamela Harris just BC of politics.This is about life.As a Christian Donal Tramp.
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
ብሓቂ እግዝአቢሄር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf 2 ай бұрын
ደምርን❤
@weyniftuwi6920
@weyniftuwi6920 2 ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna.
@GodsMercy123
@GodsMercy123 2 ай бұрын
That’s why I and my husband voted for Trump! We are always in fear for the future of our kids specially Christian families! This time this four years America and the world really needs a president who have Gods love and that’s him! God bless him so our world will bless
@abnerkem6389
@abnerkem6389 2 ай бұрын
Bitarmi des zibil eyu sim amlak bidifret ab White house zitsiwie . Amlak Tibet yihabo ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@lalembatsehaie5962
@lalembatsehaie5962 2 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር ሓውናን መምህርናን
@BerhanGebra-tx8xf
@BerhanGebra-tx8xf 2 ай бұрын
ደምርን❤
@ክብርናምስጋናንእግዛብሄር
@ክብርናምስጋናንእግዛብሄር 2 ай бұрын
እንካዕ ዳሕና መፃዕካ ክብር ሓውና
@Okuba-m9h
@Okuba-m9h 2 ай бұрын
Nay bhaki xbuk srah eyu geru amlak xegu ybzhalu❤❤❤❤❤
@abbyha7518
@abbyha7518 2 ай бұрын
Yesssss thank you 🙏🏽 good 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🕊️🕊️🕊️🕊️
@SleepyBeachChairs-eq1lv
@SleepyBeachChairs-eq1lv 2 ай бұрын
ቃል አምላክ ንትራም ቀልዲ ምካኑ ተረዳእ ካሳሁን ሐወይ... እንደገና ኖን ዶ አብ አሜሪካ አብ ዓለምና ዘለዉ ኩሎም መራሕቲ ብፍላይ አብ ዝማአበላ ሃገራት ዘለዉ ኩሎም ንሃዱሽ ናይ ዓለም ስርዓት ተሃባበርቲ ምካኖም ፍለጥ.....
@Amen-tp5xy
@Amen-tp5xy 2 ай бұрын
Yes you are right 💯
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 2 ай бұрын
ክክ ኣየ ሕቡሽ ኣበይ ክርድኣክኩም፣
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 2 ай бұрын
Ab Eritrea zelo halafi Kemey iyu aski gletselna pls , N papas zqetl N felesti zasr N kahnat Bret zeatq Pls gletselna
@selihom5916
@selihom5916 2 ай бұрын
ምሳኻ ይሳማማዕ የ. ትራምፕ ዝብሎ ኩሉ ሓሶት ዩ ባንደራ ናይ ግብረሰዶም ሒዙ ኣብ መድረኽ ደይቡ ርኣዮ ኣለኹ መጽሓፍ ቅዱስ እውን ሒዙ ይመጽእ ዩ. ብዝኾነ ጽቡቕ ጥራሕ ምትምናይ ይሓይሽ
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 2 ай бұрын
Yes,Amennn🙏 N AMLAK Zferh🙏🕊️🙏🕊️🙏🕊️
@TekleweyniTesfay-b7q
@TekleweyniTesfay-b7q Ай бұрын
🙏 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤
@negusebelay4012
@negusebelay4012 2 ай бұрын
Like❤❤❤
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 2 ай бұрын
Amen
@Michael-i2o
@Michael-i2o 2 ай бұрын
Welcome
@weinizerea8791
@weinizerea8791 2 ай бұрын
Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena kubur memhrina xegueu yebzhalka ❤❤❤
@weynits571
@weynits571 2 ай бұрын
❤🎉❤philippians 4 ትግ - ፊልጲ 6: ድሌትኩም ዘበለስ ብጸሎትን ልማኖን ምስናይ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር፡ ብገለ እኳ ኣይትጨነቑ።❤🎉❤
@TesfetAfworki
@TesfetAfworki 2 ай бұрын
Wawwww Good Bless you Brother
@AsmeretWeldigabrielAndom
@AsmeretWeldigabrielAndom 2 ай бұрын
Nay bhaki kale hiwet yesmealina Abona ✝️⛪✝️🙏🙏
@ShewitLibseqal
@ShewitLibseqal 2 ай бұрын
Yae bhaqi nay amlak seb eu kbur hawna .
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 2 ай бұрын
አግዚኣብሄር ይመስገን ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና❤❤❤
@misganamedhanje5437
@misganamedhanje5437 2 ай бұрын
Amlrk ymasgan Amlrk zkabrelu amnet eua thanks God🎉🎉🎉
@ZewdikisheMeles
@ZewdikisheMeles 2 ай бұрын
Amen amen amen
@robelabrham5888
@robelabrham5888 2 ай бұрын
amlak ybarkka bro, Jesus is Lord !!
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Egziabher. mehaeret. Aurad. Ahwatey. 🙏🙏🙏🌿❤️🌿
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
Ինչպես Աստված փրկեց Լոս Անջելեսը
42:54
Armen Hareyan
Рет қаралды 146 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН