Ftsum Beraki | መብርሂ ንህሉዉ ዛዕባ...

  Рет қаралды 192,025

Ftsum Beraki

Ftsum Beraki

Күн бұрын

ደድሕሪ ንፋስ ምኻድ ንባዕልኻ ዉን ከምቲ ቦቕቦቓ ሓመድ ተበቲንካ ኻብ ዓይኒ ሰብ ምድፋን ትበጽሖ ምዕራፍ የልቦን። ዋላ'ዃ ብዝኾነ ኣካል ግዳይ ዝኾነት ሓፍትና ብሓቂ እንተላ፡ እቲ ወጽዩ ዘሎ መርትዖ ግን ምልኣት የብሉን። ነዚ ኣነ ኣይኮንኩን ኢለ ክማሳኸር ኣይመጻኹን። እቲምንታይ ቪድዮ ከይተረፈ ንምስክር ዝኸዉን ኣለና ይበሃል ስለ ዘሎ፡ ኣሎኒ ዝበለ ድማ ኣበይ ኣሎ ደኣይኻ ትብሎ'ምበር የብልካን ኣይበሃልን፡ ስለዚ እቲ ዘሎ ጭብጢ ይዉረድ ሰብ ካብ በለካ ለኽዓካ ክድሕን። ካልኣይ ድማ እዚ ጉዳይ ካብ ደወሻ ሓሊፉ ልክዕነት እንተለዎ ብዘይ ከሳሲ ሰብ ኣይጥቐንን እዩ። ኣነ ፍጹም ይኹን ካልእ ፍጹም ብዘየገድስ እታ ኸሳሲት ጉዳያ ናብ ህዝቢ ኣቕሪባቶ ስለ ዘላ ንምንጻሩ ኽጥዕም ንሳ'ዉን መን ምዃና ተትሕበር ግርም ምነበረ። ካብ'ዚ ሓሊፉ ግን ብስም ሰብ ምሽቃጥ ጠጠዉ ይበል።
Instagram link - / ftsum__beraki
Spotify link - open.spotify.c...
Facebook link - www.facebook.c...
© Copyright: FTSUM BERAKI. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 2 100
@samiwedey4707
@samiwedey4707 2 жыл бұрын
ኣጀካ ፍጽም ሓወይ ዘይ ገበርካዮ ኣይለግበካን እይ እግዝኣብሄር ምሳካ ይክን
@wel4243
@wel4243 2 жыл бұрын
ፋጫ ሓወይ ካብ ልቢ ኢና ነመስግን። ሕጂ ዉን ደላይ ፍትሒ ደኣ’ምበር ዕሱብ ከምብዓል ንሶም ዘይኮንካ እዮም። "ኣናፍራ ቆቃሕ ዘይፈልጥሲ ኣይሃዳናይን" ጸኒዕኻ ጥራይ መክት ! ፍትሒ ንህዝቢ ኤርትራ !
@user-em7lt1qg1c
@user-em7lt1qg1c 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መግለጺ ፋጨ ነብሲ•••ናይ በሓቂ ኣገዳሲ መግለጺ ኣብ ግዚኡ መሊሲ መሓብኻ ንህዝቢ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነገር"ዩ።
@lamulamu2576
@lamulamu2576 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ፍጹም ሓወይ በትሪ ሓቂ ትቀጥን ኢንበር ኣይትስበርን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ።
@ertria5686
@ertria5686 2 жыл бұрын
ፍጨ ዘይንቅነቅ እምኒ ዓረ ሓቅነትካ ሒዝካ ኣፍልብካ ንፋሕ ጥራይ ኣብጎንካ ኣለና🇪🇷🇪🇷
@freteklemaryam1176
@freteklemaryam1176 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ምስ በዓል ሓቂ ይኹን 🙏
@Naturalism85
@Naturalism85 2 жыл бұрын
Ameen
@freteklemaryam1176
@freteklemaryam1176 2 жыл бұрын
@@Naturalism85 👍❤
@eritreanadi4580
@eritreanadi4580 2 жыл бұрын
👍👍👍
@ykialomaekele9111
@ykialomaekele9111 2 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ፋጨ ሓወይ ኣንቃዓ ቃልካ ሃብካ ሞ ወላ ኮ 100%ኣይውዕሎን ዩ አንተ በልኩ ግን ከም ሰብ ፈሪሐን ተጠራጢረን ሞ ስለዚ ውሽጠይ መሊስካዮ ሞ ውሽጥካ ይመለስ መምህር ምንባር ናተይ ኮኮብ God bless you ፈተውቲ ፋጨ 👍ርገጽዋ
@eluhopeentertamen5969
@eluhopeentertamen5969 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፍጹም ከም ስምካ ብራቮ ዕድመካ ዕድመ ማቱሳላ ይግበሮ መሳድድቲ
@zebibhagos2361
@zebibhagos2361 2 жыл бұрын
ፉጹም ባራኪ ካብ ኣምላክ ርከቦ
@saralove9803
@saralove9803 2 жыл бұрын
Ygerm u ezi Newram kelbi areb !
@ferejmahmoud6581
@ferejmahmoud6581 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ኩሩዕ ኤርትራዊ, ፉጹም ሓወይ ዕላምኣም ፉሉጥ አዩ, ኣይትገደሰሎም, ኩሉና ምሳኻ ኣለና 😍😍👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷
@forsatv3905
@forsatv3905 2 жыл бұрын
Tekawamay eritreawi eu
@user-xt1hb9wq2p
@user-xt1hb9wq2p 2 жыл бұрын
እንታይ ኣምጽኦ ሕጅስ ኤርትራዊ ዶ ገለዶ ኢልካ ዘረባ ።
@simonmengstap6395
@simonmengstap6395 2 жыл бұрын
ኣጆካ ወዲ ሪመይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonashabteab7788
@yonashabteab7788 2 жыл бұрын
እዚ ሩኡይ ጸለመ ዩ ድሌታቶም ስለ ዘየማላእካ ጥራይ ዩ ከምዚ ዘብሎም ዘሎ ኣብ ጎንኻ ለና ፋጨ ሓቢቢ❤🇪🇷✌
@dadudaduye8652
@dadudaduye8652 2 жыл бұрын
ኣቅሊ ጽቡቅ እዩ ጠበቃ ናይ ሰብ ኣየረጋገጽካ ጽቡቅ ኣይኮነን ጭብጢ ይብል ኣሎ ምጽባይ እዩ
@sarawoldu6938
@sarawoldu6938 2 жыл бұрын
Well done my brother ❤️❤️
@senaitmebrahtom557
@senaitmebrahtom557 2 жыл бұрын
Atom sebat fuxum beraki eiko aytebahalen so why tilafalefu baeilukum 60 alata
@eripride56
@eripride56 2 жыл бұрын
This is definitely a set up or some one using your name. Thank you for coming up to clarify. We know you can't do this. Take care .
@eloheelohe4289
@eloheelohe4289 2 жыл бұрын
@@senaitmebrahtom557 sh gzia aybhal dea enber ab lti comment fxum beraki and you tuberar wn videos serihomlu ezi lekbat seltene u nezi hzbi bexbixomo alewu reshat yom eziom
@salikalo4197
@salikalo4197 2 жыл бұрын
ያ ፍጹም ሕጂ ከማን ወጺኻ ምዝራብካ ብዝያዳ ንስድራኻን ፈተዉትኻን ደገፍትኻን እምበር ነዞም ዘህተፍትፉ ዘለዉ ኣይኮነን ኣነ ከምዝርድኣኒ ምስታ ኣቀዲምካ ዝዘርጋሕካያ ንሰላም እምበር ንኪናት ኣይሰብኽን ዝበልካያ ኢዮም ብኢደዙር ክሃርሙኻ ስለ ዝደለዩ ኢዮም: እዚ ክኣ ስነ ኣእምራዊ ኪናት ተባሂሉ ይግለጽ
@amannegash4783
@amannegash4783 2 жыл бұрын
ናይ ሎሚ ሰብ ክትፈልጦ አይትኽእልን ኢኻ::ስለዚ እቲ ሐቂኛ መን ሙኻኑ ክሳብ ዝፍለጥ ዓቕሊ ጥራሕ እዩ ዘድሊ::
@merrytube8231
@merrytube8231 2 жыл бұрын
Gal anstyti hafte yeblkan dika mrgagetsi alewen mes yehwatka dew bel
@gangster_isaias_afewrki1082
@gangster_isaias_afewrki1082 2 жыл бұрын
@@merrytube8231 ታንኪ ትርግጽኪ ኣበይ ኣሎ መራጋገጺ ጽልልቲ
@amannegash4783
@amannegash4783 2 жыл бұрын
@@gangster_isaias_afewrki1082 አስተዉዒልካ ምስማዕን ከምኡውን ዝተጻሕፈ ምንባብን ከድልየካ እዩ ብድሕሪኡ ግብሪ መልስኻ ብጸርፊ ዘይኮነ ብአገባብ ዝታሐወሶ ክኸውን ይግባእ:: አብ መወዳእታ ክብለካ ዝደሊ ኩሉ ሰብ ዝተፈላለየ ሐሳብን አራአእያን ስለዘለዎ ብናትካ ወገን መርትዖ የለን ትብል አለኻ ስለዚ ይኹነልካ:: አነ ግን ፍጹም ብኸመይ ይገልጾ መሲሉካ ሐደ ፈገርን ሰራቕን መጠፋፍእን እዩ እሞኻ አብ ደቂ አንስትዬ አሕዋቱን ደቂ ዓዱን እዚ ወዳሐንካ ሰሰናዩ ንኹላትና::
@matiwesaraya8178
@matiwesaraya8178 2 жыл бұрын
ፋጹም ሓወይ ተስፋ ዉጹኣት ባህጊ ቡዙሓት ኣጆካ ትራይ ከመ ከቀደምካ ትራይ ናተይ
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 2 жыл бұрын
🇪🇷 🇪🇷 ፍጹም ለባም ትሑት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷 🇪🇷
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r 2 жыл бұрын
#ኤርትራ-ንኤርትራውያን-ንዝበለ-ሰብ-ከጸልሙ-ካብ-ዝጅሙሩ-እኮ-ነዊሕ-ጌሮም-ኢዮም-እዞም-ሞዴስ-ጁንታ#ካብኣ-ትሓልፍ-ዓቕሚ-ድኣ-የብሎምን-እምበር-🇪🇷❤️
@wediredae6731
@wediredae6731 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@eloheelohe4289
@eloheelohe4289 2 жыл бұрын
Nay bhaqi nadyam wn ko nann nsdran nab mot feridoma yom tegaru tethz ala da belu eziom ko gele u fesila za ertranas lomzeben btmae tegaru btaemi u zgerm
@user-si1sr8ud4d
@user-si1sr8ud4d 2 жыл бұрын
You are Right 👍
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 2 жыл бұрын
Yes i agree with you you
@zemenzemen67
@zemenzemen67 2 жыл бұрын
እቲ ሰልጠነ ዝብልዎ ሕማም ርእሲ ኣለዎ ድንቁርና ከም ዓወት ዝቆጽሮ ጽቡቅ ኤርትራዊ ዘይድሊ እዩ።ኣጆኻ ንሕና ውን ኣይኣመናዮን ጸለመ መጀመርኡ ኣይኮነን❤
@tesabraha3771
@tesabraha3771 2 жыл бұрын
ኣንታ ሓወይ ፍጹም ስለ ዝመለሰ ኢልካ ቁኑዕ ማለት ኣይኮነን ገበነኛ ካብ ብማኣስ ዩ ገበን ጌረ ኢሉ ዝዛረብ ሕጂ እቲ ሓቂ ክሳብ ዝወጽእ ሕማቅ ኣይትዛረብ
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 жыл бұрын
@@tesabraha3771 ትኽክል መን ዩ ሓቀኛ ንግዜ ንግደፎ ዓርብና ይግበሮ
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 2 жыл бұрын
@@tesabraha3771 chibti entezeyeblu nmntay tekadadimu ywnjulo.
@azebweldu1949
@azebweldu1949 2 жыл бұрын
Zemen eritreawi aytbelo baelu yfelt 🇪🇷 yhsema ydrbya nerus hji entay ybldna alo ezi gomdad tenan ftsum malet 🤮🤮🤮
@akibrhane7948
@akibrhane7948 2 жыл бұрын
@@gabigunners8073 z
@segank3747
@segank3747 2 жыл бұрын
ኣብ እስራኢ ዘለዋ ድኣ ካበይ ኣምጺኣ 20 ሺሕ ከተምጽእ ንባዕለን ዝበልዓ ዘይረከባ ን ፍጹም ጂግና ኣብ ነብሱ ዝተእማመን ጀግና ኣዘራርበካ ብስነስርዓት ዝዓበየ አካ ኣዛራርባካ ይምስክረልካ ቅንኢ ቅንኢ አዩ ኣብጎንካ ኣለና ፍጹመይ ኣይትገደሰሎም
@sasorik8800
@sasorik8800 2 жыл бұрын
Great speech! We proud of you 👏 We trust you! Bravo 🙌
@tesfationtesfaldet8077
@tesfationtesfaldet8077 2 жыл бұрын
እዞም ኣጆካ ትብሉ ዘለኩም ጽባሕ ኣብ የሕዋትኩም ምስ ወረደ ክትጣዓሱ እኩም እዚ ሰብ ብሕጊ ተታሕዙ እንተ ሓቅነት ሃልዎ ብሓቅነቱ ይወጽ ወድሓንኩም
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n 2 жыл бұрын
Ab Seltenes zeydwl shiu bhade nab Media zeymexu wela 10min gebari ekey sle zkone gn kwl kwl ybl alo
@solomonyemane8851
@solomonyemane8851 2 жыл бұрын
Meregagexi zeyblka sekitka aytefer
@neverforget7472
@neverforget7472 2 жыл бұрын
I believe in Fitsum beraki because he speaks the truth. Temenawi show he is fake, person just made drama .he has no proof no evidence.
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n 2 жыл бұрын
@@neverforget7472 tigrina zeytxhf kab English mxhaf
@rigochentoo6525
@rigochentoo6525 2 жыл бұрын
ድምጻዊ ፉጹም በራኺ መምህር ስነ ምግባር ኢኻ እዚ ንዓኻ መጸበቅካ ዩ ከምዘይ ትውዕሎ ከኣ ህዝብኻን ትፎዞካን መስክርልካ ዩ ከምዚ ኢልካ መልሲ ምሃብኻ ከኣ ደስ ኢሉኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ 🙏🙏🙏
@tigrignapost
@tigrignapost 2 жыл бұрын
እታ እንኮ ተሳዒራ ዘይትፈልጥ "ሓቂ" ጥራይ ኢያ። ፍጹም ቡዑሉግ ካብ ሕጊ ኣምለጠ ማለት ዘበት!!!
@diamondbrhane4605
@diamondbrhane4605 2 жыл бұрын
@@tigrignapost ብኸመይ ንሱ ከምዝኾነ ኣረጋጊጽካ ወይስ ምስኣ ኔርካ ኢኻ
@lidia.t5703
@lidia.t5703 2 жыл бұрын
@@tigrignapost how do u say he is a disgusting or not innocent with out any evidence??? Shame on u!
@tigrignapost
@tigrignapost 2 жыл бұрын
@@diamondbrhane4605 101%! ከም-ዝዋዓሎ ተረጋጊጹ'ዪ ንዛ ጋል ጥራይ ኣይኮነን። እምበር ከ! ገበነኛ'ዶ ዊዒለዮ ይብል'ኡ! እንተ-ኣስተብሂልካሉ ክኣ ኣነ ናይ ፍትሒ ደራፋይ ኣይኮንኩን ኢሉ ኔሩ: እዛ ሜላ እንታይ ኢያ ይመስለካ:ነዚ ገበኑ ንግዚኡ ካብ ደገፍቲ ህግደፍ ደገፍ ተረኸብኩላ ኢሉ ዝፈጠራ ዝበርዐነት መላ ኢያ: ግን እታ እንኮ ተሳዒራ ዘይትፈልጥ "ሓቂ" ጥራይ ኢያ።
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 2 жыл бұрын
እዛ ጋል ውን ኤርትራዊት ያ ።ግን ንሰልጠነ ስለ ዝጸላእኩም ጋል ሂዋን ትብድሉ ኣለኩም ተሕዝኑ ሓፍትኩም ጋል ኣቦኩም ተትከውን ከምዚ ኣይምበልኩምን
@samrayzena321
@samrayzena321 2 жыл бұрын
Thanks ፍጹም በራኺ ጽቡቅ መግለጺ
@tesfumihreteab4670
@tesfumihreteab4670 2 жыл бұрын
ኣቤት ጸለመ፡ኮነ ኢልካ ምድካም ኢዩ።ኣጆካ ጥራሕ በርትዕ።my best.
@askfajdjrj7656
@askfajdjrj7656 2 жыл бұрын
ኣጀካ ዘይገበርካዮ ኣይ ለግበካን እዩ።ጅግና ወዲ ጀጋኑ ወዲ ኤሬይ በሊሕ መንእሰይ ጽናዕ አብ መትከልካ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ertra_hagerey
@Ertra_hagerey 2 жыл бұрын
Ftsum hawey shikor lebam abi seb I’m sorry this is happening to you ❤️ stay strong 💪🏾🇪🇷👑
@danieri2392
@danieri2392 2 жыл бұрын
ሽለል በልዮ ሸለል ናይ ሰብ ዘረባ... ትብል ናይ ተስፋይ መንገሻ ደርፊ ጋብዘና ፋጨ ነብሲ
@samrawitgerezgiher6478
@samrawitgerezgiher6478 2 жыл бұрын
Entay shelel kblom ksem alewom enber
@danieri2392
@danieri2392 2 жыл бұрын
ግዜ መልሲ ኩሉ ነገር ዩ
@peacandlove2700
@peacandlove2700 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ዘይገበርካዮ ኣይለግበካን እዩ ስነ-ጥበባዊ ፍጹም መብርሂ ስለ ዝሃብካ የቐንየልና
@robel4420
@robel4420 2 жыл бұрын
🤣😂🤣😅🥲😂🤣🤣😂🤣😄🤧🤧🤧
@mejiger
@mejiger 2 жыл бұрын
Gerwo eyu
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 2 жыл бұрын
ኣነ ካብ ምስ ፍጹም በራኺ፣ ምስ ሰልጠነ ፖሎቲካዊ ዝምድናይ ይተኣሳሰር ኣብዚኣ ግን ኮነይ ኢልካ ን ፍጹም ንምጽላም ዝተገብረ ዉዲት ድኣ እንበር ሓቀኛ ወይ ሓላዪ ኮይኑ ኣይኮነን ዝዛረብ ዘሎ፣ ሰልጠነ! እዚ ከምዚ ዓይነት ኣካይዳ ድማ የዕንወና እንበር ኣየዕርየናን"ዩ። ፍዙም ሓቂ ዘረባ የሓይሽ ኣብቲ ትገብሮ ናይ ስነ-ጥበብ ኣዝየ"የ ዘድንቐካ ኣብቲ ፖሎቲካዊ ጠመታኻ ግን፣ ምስ ምክብባር ምሳኻ ዝፈለየኒ ብዙሕ እዩ። ከምዚ ስለ ዝኾና ግን ነንባዕልና ክንጻላለምን፣ ክንዋናጀልን ኣይኮናን። ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ እዩ ነገሩ! ደሓር ናይ"ዚ ዓንዛር ዝኾነ መንእሰይ ተዛሪብካ ኣይዉድኣን"ዩ ምክንያቱ ኣብቲ ኮመንት ኣትየ የንብብ ኔረስ ጥቅላላ፣ ትስንብድ ኢኻ፣ ማዕረ ክንድዚ ብዘይጭብጥ ዝጓዓዙ መናእሰይ እዮም ዘለዉና ኢልካ ትጉሂ😭 ቀጽሎ ፋጬ እቲ ሓቂ ክስዕብ ዝደሊ ኣብ ጎንኻ ኣሎ ኣብዛ ትብላ ዘለኻ!❤🥂💚🌾
@KAKATZ1993
@KAKATZ1993 2 жыл бұрын
ግን ውዒልዎ እንተኾይኑ ከ
@senaitfsehatsion244
@senaitfsehatsion244 2 жыл бұрын
Well said bro!!nay bhaki tsbuk zereba eyu!!!👏👏👏👏👍👍👍
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 2 жыл бұрын
Tygray Tewet kibl du deltkum 😇😇😇😇🇨🇦
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 2 жыл бұрын
Proud 👏 of you brother 💙 🙏 🙌
@barkamedia5346
@barkamedia5346 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መብርሂ ዩ ፍጹም ሓወይ ናይ ብሓቂ ኣብነታዊ ስነ ምግባር ከም ዘለካ ናይ ቀረባ ፈለጥኻ መስኪሮምልካ እዮም በዚኦም ግዜኻ ኣይተጥፍእ
@user-hv1dn8rg1w
@user-hv1dn8rg1w 2 жыл бұрын
ኣይትፍረዱ ከይፍረደኩም ኢልና ነይርና ኣጆካ ፋጨ መዓረይ❤💛
@fishalefutsum2696
@fishalefutsum2696 2 жыл бұрын
ዊዕለዮ ክትብል ትጽበ ኣለካ😂😂
@Haniyotuber
@Haniyotuber 2 жыл бұрын
@@fishalefutsum2696 Kla sk bel endu
@andittesfay8905
@andittesfay8905 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንጹህ ሰብ ኢካ ፍጹም ሓወይ ጉዳይ ስነ ጥበብካ ጥራይ ግበር ።ቀናኣትን ሓስዳትን ብዙሓት እዮም ከየዕቁፍካ ።ተጠንቀቅ እየ ዝብለካ።
@filimonberhane6808
@filimonberhane6808 2 жыл бұрын
@@Er1trea kamey gerka kamzewalo kea tezareb alka esu eko balu waxiu yezreb alo etom zaxlmwo gen waxyom aytzrabun reskum yesarh du
@filimonberhane6808
@filimonberhane6808 2 жыл бұрын
@@Er1trea kesab zetamex zaymaxa gen nexhue eu neu endyom zeblwo zalwu bakale maxu ymles alo
@user-ts8yc2em9e
@user-ts8yc2em9e 2 жыл бұрын
ፋጨ ጎይታ ዓቅሊ ብሓቂ ህዱእ ኢካ ጉጠም ቪወርስ ንምርካብ እንድዩ ዓቅልካን ህድአትካን ግን ኣሕጊስካኒ ወዲ ሪመይ👍♥🇪🇷
@ostirch3380
@ostirch3380 2 жыл бұрын
ፋጨ ሓወይ ኣጆካ መደልደልካ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ
@samrigal_erey9353
@samrigal_erey9353 2 жыл бұрын
ክቡር ስነጥበባዊ ፉጹም, ትግራይ ትዕወት ስለ ዘይበልካ ጥራይ ዩ!ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር, ኣጆኻ ጥራይ ንቅድሚት ወድይ ኤረይ ኣብ ጎንኻ ኣሎና 👏👏🇪🇷🇪🇷
@HdHd-uu4xn
@HdHd-uu4xn 2 жыл бұрын
Tigrai tiewet zibel leba ayedliyenan duhurat
@user-vg2ee5sp9v
@user-vg2ee5sp9v 2 жыл бұрын
ጨጋዓት 🐑🐑🐑
@shmokeyone3119
@shmokeyone3119 2 жыл бұрын
Gben geyru etkone ke
@azebnegash3459
@azebnegash3459 2 жыл бұрын
entay aynet donkoro eki dedeb
@hermonhabte5948
@hermonhabte5948 2 жыл бұрын
Respect is ftsum beraki King 🎤🎤 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@omarosman4321
@omarosman4321 2 жыл бұрын
ፋጨ ኩቡር ስነ_ጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሪመይ 🇪🇷❤️🤝
@eri-binit6226
@eri-binit6226 2 жыл бұрын
ረሳሕ ንስኻ ደኣ ኢንታይ ክግድሰካ ዘይ ንሓፍቱዩ በዲሉ ኢልካ
@jamesdebesay9342
@jamesdebesay9342 2 жыл бұрын
@@eri-binit6226 antay chbti aleka sek elka hateftef tebel
@wediokubay138
@wediokubay138 2 жыл бұрын
Ya
@user-qq2my4zn4k
@user-qq2my4zn4k 2 жыл бұрын
ፋጨ ወትሩ ሕቡናት ኢና በኣካ ኣጆካ እቲ ጸገም ትግራይ ትዕወት ስለ ዘይበልካ ኢዩ🇪🇷😘
@titihailu058
@titihailu058 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐⭐⭐🔒🙏🙏
@hanitades2460
@hanitades2460 2 жыл бұрын
@@titihailu058 sis semkyo do eti zeblo zelo
@netsanet7155
@netsanet7155 2 жыл бұрын
@@titihailu058 ኣብዚ ዘለኺ ለኽባጥ ኣምሰሉ ስለ ሽርሙጥናኺ ዘይትገብሪ ንስኹም ትግራይ ትዕወት በልኩም ኣይበልኩም እንታይ ትሙሉእልና ነገር ኣሎ መጀመርታ ንህዝብኹም ኩኑ
@rbifnteyestabey6602
@rbifnteyestabey6602 2 жыл бұрын
☝️ሕማቕ'ዩ ግዚኡ ለባም'ዩ ዝደሊ!!! ኣጆኻ ፋጨ💪 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 👌 ደርሆ እንተ ሓለመት ጥረ ምረ'ዩ ዘሎ እዋኑ። ... 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💞🔥🙌 🇪🇷🇪🇷🇪🇷... "ሰላምካ ሰላመይ!!! ባህግኻ ድሌተይ" (ናትካ'የ ወገነይይይ)
@merhawitdawitnegasi1251
@merhawitdawitnegasi1251 2 жыл бұрын
Anbesa fach haweyyy
@anbes6646
@anbes6646 2 жыл бұрын
ኣጆና ጥራይ ፍጹም ሓወይይ
@fioryhidry1hidry82
@fioryhidry1hidry82 2 жыл бұрын
ኣጅኽ ፍጽም ሐውይ በዐል ሐቂ ውዓሉ ሐዲሩ🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@wediredae6731
@wediredae6731 2 жыл бұрын
ፋጨ ካባካ ከምዚ ዓይነት ዝጽበ ኣሎ ኣይብልን እየ ንሱ ካኣ እቲ ሓሶት ከም ውርሻ እዩ ወሪስዎ ስለዚ ስክፍ ኣይበልካ
@yonastsegayyonas4253
@yonastsegayyonas4253 2 жыл бұрын
ኣጆካ ፉጸም ሓወይ ኣብ ጎንካ ኣለና ናትና ሰብ Love you meksebyy
@chelseachelsea753
@chelseachelsea753 2 жыл бұрын
Mekseb zeyblak tfae dmusus
@Eritreashikor
@Eritreashikor 2 жыл бұрын
እቲ ዕላማ ንኤርትራዊ ምድካም ዝተሰርሐ እዩ ፋጨ ዓርከይ 👉🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 жыл бұрын
መን ዩ ኤርትራዊ መን ዩ ኸ ኤርትራዊ ዘይኮነ
@djdhfu9998
@djdhfu9998 2 жыл бұрын
ክክክክክክ
@robel4420
@robel4420 2 жыл бұрын
🤣😂🤣😂🤣🤣🤧🤣🤮🤮🤮🤮🤣😜😜😜😜😜😜😜😜
@Eritreashikor
@Eritreashikor 2 жыл бұрын
@@gabigunners8073 እስካ ወዲ ስግር መረብ
@forsatv3905
@forsatv3905 2 жыл бұрын
Kkkkkk
@Gucci_eri4
@Gucci_eri4 2 жыл бұрын
ኣብ ጎንኻ ኣለና ፋጪተይ ❤️
@zabibzaray1872
@zabibzaray1872 2 жыл бұрын
ኣጆካ ፍጹም እዚኦም ሽም ሰብ ንምጽላም እዩ ዕላምኦም ኩላትና ምሳካ ኢና ❤❤❤
@natannatan3586
@natannatan3586 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ፋጨ ሓወይ ዘይ ውዓልካዮ እንተኮይንካ ስኽፍ ኣይበልካ እዚኦም ንዓኻ ዳውን ክኸውን ይኽእል እዩ ርግእ ኢልካ ጥራይ ተዓዘቦም ።
@tigrignapost
@tigrignapost 2 жыл бұрын
ይድምስሶ ኣሎ እቲ ኣንጻሩ ዝተጻሕፈ እዚ ገበነኛ!!!!!
@natannatan3586
@natannatan3586 2 жыл бұрын
@@tigrignapost bhaki
@user-wb7ud5lr9h
@user-wb7ud5lr9h 2 жыл бұрын
ኣጆካ ፋጨ ሓወይ ኣብ ጎንካ ኣለና።
@UserJesushiwtey
@UserJesushiwtey 2 жыл бұрын
Never give up broye 💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@zenaaron6765
@zenaaron6765 2 жыл бұрын
Ajoka ftsum hawna ezi kone elka ztemahze shemka nmxelam zmexe neger eyu nehna ewen ab goneka alena 100 persent 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@genighidey8521
@genighidey8521 2 жыл бұрын
Dont worry fachie hawey this is game. We proud of you and your work.
@siraksiku8186
@siraksiku8186 2 жыл бұрын
እዋን ፍለ ፍለ'ዩ ፋጨ ሓወይ ተጠንቀቅ እዛ እዋን ምስዚ ጠባይካ ከም ትብድሆ ይኣምን እየ፡ ኣብ ርእሲ ልብኻ ኣብዚ ናይ ማስ ሜድያ ሓሸውየ እዮም፡ ከእትዉኻ ደልዮም ርግእ ኢልካ ተዓዘቦም።
@alexandermulugeta4807
@alexandermulugeta4807 2 жыл бұрын
ብራቮ!
@meseretmessi6141
@meseretmessi6141 2 жыл бұрын
Nay bhaki anbesa bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🌹🌹🌹💯💯💯🙏🙏🙏
@yonastesfaldet7176
@yonastesfaldet7176 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ፋጨ ሓወይ በዓል ሰልጠነ ደኣ ሞ አንታይ ጽቡቅ ክንጽበየሎም ምስኦም ኮንካ ትግራይ ትዕወት ዘይበልካ ዩ ነዚ ሕማቅ ሓስብ ምሂዞሞ ዘለዉ ፡ንስኻ ስኽፍ ኣይበልካ ኣጆኻ ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎኒ ሓቂ፡ ኣብጎኒ ሃገርካ ኩን ጥራይ ፍትወይ።
@temesgennaizge4890
@temesgennaizge4890 2 жыл бұрын
ድምጻዊ ፊጹም በራኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ 🎤🎶🎶🎶🎶🎶🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅🙏🙏🙏
@tigrignapost
@tigrignapost 2 жыл бұрын
ገበነኛ'ዪ እዚ ቡዑሉግ!!
@wedi1680
@wedi1680 2 жыл бұрын
@@tigrignapost togar ykun entay ymlketeka guhaf
@esromyonas189
@esromyonas189 2 жыл бұрын
@@tigrignapost sekt gunuf
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 2 жыл бұрын
@@tigrignapost No he is Eritrean hero we belive him. He not HelpJunta, 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 2 жыл бұрын
@@tigrignapost You are in Wrong Madia sorry Go to Digital Wayne Madia.
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 2 жыл бұрын
Ajoka fitsum hawey egziaebiher msaka ykun berte ❤️❤️
@uzziafom3565
@uzziafom3565 2 жыл бұрын
ፍጹም አጆካ ኣነ ኤርትራዊ እየ ኤርትራዊ ኽቡር መንነት እዩ በሎም ነቶም ንሃገርና ኤርትራዊ ነትናን ከሃርሙ ኤሪትራ ሃገረይ ኢልካ ድረፈላ ዝኮነ ሐገዝ ንጠበቃ እንተደሊካ አጆካ ባዕለይ ክሕግዘካ እየ ኤርትራዊ ኩቡር መንነት
@siemsmblawi6049
@siemsmblawi6049 2 жыл бұрын
Alna meska fexum hawey ab gonka 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋
@jesusking7000
@jesusking7000 2 жыл бұрын
Eritreawi diu?
@amannegash4783
@amannegash4783 2 жыл бұрын
ሰራቒ ሞባእሲ ባዕሉ ይላፋለፍ እዛ ወዲ ተደርብሻ ነዘን መሳኪን አሕዋትና ደቂ ገርሂ ልባ ለኪማተን አላ::
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 2 жыл бұрын
@@amannegash4783 Drama Junta
@amannegash4783
@amannegash4783 2 жыл бұрын
@@h.gebrndras6749 ፍጹም ዝባሃል መደናገሪ ምናልባት ንአብራር ዑስማን ከማን ለኪምዎ ከይከውን ክሕተት አለዎ::
@jerrycan0820
@jerrycan0820 2 жыл бұрын
ፍጹም! እዚ ንስምካ ናብ ህቦብላ ኣእትዩ ኣብ ቕርዓት ዓለም ክዘውር ዝገብር ዘሎ፡ መረጋገጺ፡ ክሳብ ዘየቕረበ እቲ ዝጥቀመሉ ናይ መናውራ ኣካይዳ ክዕገት ክትሰርሕ ጽቡቕዩ።
@jerrycan0820
@jerrycan0820 2 жыл бұрын
ሎሚ ዝምዕብል ዘሎ ድማ፣ ነቲ ዘይ ንቡር ጌሩ ዝበሃል ዘሎ ሰብ ኣብ ከባቢኡ ሰናት ኣለዉ። ወድ ትሕድርትና ኣይኮነን። ኣብ ማሕበረ ገጻት ንመርከቢ ሰዓብትን ሰናቲምን፡ ሕውስውስ ዝበለ ዛዕባን ኣርእስቲ መመሪጽካን ዝግበር ህውተታ መንዩ መርመርትን መጻረይቲን ጌርዎም እዞም ሰባት! ኣብ ከባቢ ናብዘለዋ ማሕበረ ኮም፡ ናይ እምነት ሓለፍቲ፡ ዓበይቲ ሰባት፡ መቕርብ ክኸይድ ዝነበሮ ጉዳይ፡ ከም ለወጥቲ መሲሎም ለንቀጥቲ ጉዳይን መሳወርት ነገርን ይበዝሑና ኣለዉ። ብወገነይ ማእከላይ ኮሚተ የድልየናሎ። ኣቱም ሰብ ንቡር ከለና ብሰንኪ ናይ ዩቱብ ጻሕገርቲ ሰብ ቃራና መልሓስን ዕሩባት ሕልናን ኣብ ዘይ ንቡር ንነብር ኣለና። የቕልሎ። 03/10/2022
@habenlove6730
@habenlove6730 2 жыл бұрын
Haswi ferdai aytkuni
@jerrycan0820
@jerrycan0820 2 жыл бұрын
@@habenlove6730 ወይ ጉድ? ጸባ ደርሆ እንታይ ክእዘዝ! ወየባ ኣብ ፌስቡክ ወረ ወጽዩስ ህዝብን ሕብረተ ሰብን ዘሐብን ኮይኑስ ኣፈሙዝኪ ናባይ ተቕንዒ። ንጸበዶሞ ሓሳውን ፈኲስን ከነለሊ
@gezagobaytv136
@gezagobaytv136 2 жыл бұрын
ፋጨ ሓወይ ኣጆኻ እዚኦም ለሚደሞ እዮም እቲ ከምዚ ዓይነት ስራሕ። ምስኦም ጥራይ ኣይትመላለስ እዚ የሕሊፍካዮ ዘለኻ መልእኽቲ እኹል እዩ ወዲ ኤረይይይይ
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl 2 жыл бұрын
ፍጹመይ ሓወይ አጆኻ አለና ንሕና የሕዋትካ ኤርትራዊያን , ሰነስርዓት ጸገብ ወሉድ ኢኻ ❤️🇪🇷❤️
@Azmarino291
@Azmarino291 2 жыл бұрын
Ajoka amlak kulu gezie ms haki iyu emo tesfa ygeber hakeka ketkewen btaemi zekbreka zfetweka degafika iye fache hawey 🙏
@Jjajjo
@Jjajjo 2 жыл бұрын
I love your confidence… keep up the good work Dear Brother!!
@user-fz6sz7td7g
@user-fz6sz7td7g 2 жыл бұрын
You don't know confidence.
@fqriemnet9836
@fqriemnet9836 2 жыл бұрын
That's not confidence he has no confidence
@user-qs5be2uc9w
@user-qs5be2uc9w 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ዳሓን ውዱቕ ሰብ ምስኡ ኪልኪመካ ኢዩ ዝደሊ ናይ ባሓቂ ርስሓት ኢዮም ኢዚኦም
@dawitbeyene5470
@dawitbeyene5470 2 жыл бұрын
Seltene wedi adgi kblwo haqom eyiom 😥😥😥😥😥😥😥
@astertekle4781
@astertekle4781 2 жыл бұрын
አጆኻ እግዚአቢሄር ምሳኻ እዩ ጀግና አዘራርባኻ ስርዐት ድስፕሊን ዘለዎ ክቡር ሰብ ኢኻ ኤርትራዉነት ክቡር መንነት
@praiselordamen4328
@praiselordamen4328 2 жыл бұрын
🇪🇷 አነ ገሪሙኒ ዘሎ ግን ከመይ ገርካ ደቂስካ ትሐድር አለኻ ቁሩብ ከ መቸም እግዚአብሔር ንብዐት እዘን እሕዋትና ከንቱ አይ ከውንን አሜን !
@merrytube8231
@merrytube8231 2 жыл бұрын
Eko yegrmka eu way
@afewerkiafewerki749
@afewerkiafewerki749 2 жыл бұрын
ውጻእ ካብዚ ገዛ ወድዛ ፋራ ገልጣም መጋል
@merrytube8231
@merrytube8231 2 жыл бұрын
@@afewerkiafewerki749 sekit geltam eska
@emanabraha3251
@emanabraha3251 2 жыл бұрын
@@afewerkiafewerki749 sekit ata guhaf nahfitika kedagima eyu shiuu ambesa fache kitinlo kinrieyeka ena gunuf
@neverforget7472
@neverforget7472 2 жыл бұрын
you are really junta.you are one of slave .brother to Temenawi show Seltene Liars .you are a liar .He has not done anything, you shit slows down will ruin him.never in life happens.
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 2 жыл бұрын
ነሽነሽ ግን ኣድኒቀዮ ። ትማሊ ወገንነት ከይሓዘ ብግልጺ ክትዛረብ ከም ዘለካ መልሲ ምሃብ ጽቡቅ ምካኑ ነጊርካ ድሮ ሰሪሕካ ።ጽቡቅ ጌርካ ።ሕጂ ሰልጠነ ጭብጢ የቅርብ እሞ ንሕና ንፈርድ ። ኣምላክ ምስ ሓቐኛ ይኩን ።
@user-jt5qm8rz4v
@user-jt5qm8rz4v 2 жыл бұрын
Aytgedeselom fache hawey nska hagerey 🇪🇷sele tbel eyom nabti natom hasewuye ketuka deliom 100%.
@LRL.1995.8
@LRL.1995.8 2 жыл бұрын
😂 ሰብ ርክበ እልካ ንሰልጠነ ኣድጊ መብርህ ትህበሉ ኣለኻ so ኣይትገደሶሉ
@NiceNice-sf1de
@NiceNice-sf1de 2 жыл бұрын
ኣጆካ ፉፁም ሓዎይ ጥራይ ሓቂ ሒዝካ ጥራይ ተጋዓዝ 😥 ክፈትወካ ማዓት እየ ሰላምካ ይብዛሕ🥀❤️
@mengistabhabtegabir507
@mengistabhabtegabir507 2 жыл бұрын
ፍጹም ሓዉና ኣጆኻ ኣይትዳሃል ሰረባ ተጋሩ ሰሚዒካ ሰልጠነ ደኣ ኩሉ ግዜ ንኣርቲስት ሃገርና ምሰጸለመ እድዩ ሰብ ዘይለመዶ ኮይኑ ፋልማዩ ይመስሎ ኣሎ እበር ።
@Wawa61919
@Wawa61919 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ፋጨ ሓወይ ዘይገበርካዮ ከምዘይኮነ ንፈሊጥ ኢና ካብታ ኤርትራ ዝበልካያ ኣብ ታርገት ገሮምኻ ኣለዎ እዚ ድማ ኮነ ኢሎም ዮም ስለዚ ኣጆኻ ሓወይ ናተይ ሕጂ እዉን ኤርትራዉያን ኢና ብኸምዚ ንሰብ ምጽላም ደው ይበል
@DB-zk3oq
@DB-zk3oq 2 жыл бұрын
How do you know?
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 2 жыл бұрын
ሱቅ በል ለኽባጥ ሓሳዊ ሸያጥ ኩሊት
@abrahamyemane8976
@abrahamyemane8976 2 жыл бұрын
እቲ ሓቂ ዝፈርድ ኣምላኽ ይፍረድ ::
@eritreanadi4580
@eritreanadi4580 2 жыл бұрын
ንፉዕ 👏🏽
@habtimtekle7761
@habtimtekle7761 2 жыл бұрын
እት እላማ ንኤርታዊ ምድካም እዩ መስልውም ግን ሓይሊ ዝህብ እንበር በዚ ንደክም መስልውም እዩ ፍጹም ኣምበሳ ❤🇪🇷💪
@zareghere2606
@zareghere2606 2 жыл бұрын
ጽሕፍተካ ኣይንበብን ዘሎ
@iloveyoumummy1899
@iloveyoumummy1899 2 жыл бұрын
Xuruy baelu eyu zixeri ajoka goita tebay wedi ereyyyyy ❤❤❤❤🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷
@luwamhaile8758
@luwamhaile8758 2 жыл бұрын
Ajoka fuxumey hagerey slezbelka eyu Ezi kulu xeleme. ካብ ናሆም ናባካ ሰጊሮም. ከሙኡ አውን ንኣድያም ኣጸሊሞማ. ኤርትራዊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንምድካም አዩ አቲ ዕላማ ብሰልጠነን ከምቲ ናቱ ከድዓትን ዝተማህዘ ድራማ አዩ ።ምሕረት የውርድ አግዛቢሀር 💒🙏
@elnatannatnael8157
@elnatannatnael8157 2 жыл бұрын
እታ ሰላም መገዲ ከባድ'ያ ፣ብህድኣት ተጓዓዝ ኣብ ጉንካ ኣለና።
@shishayqalat5446
@shishayqalat5446 2 жыл бұрын
ቀዳመይቲ ርኢቶይ እዚኣ እያ እንቋዕ ድምጽካ ሃብኻ 2000+4000+5000 =11ሽሕ ዝሓለፈ ሰሙን ዝነበረ ሓሳብ ብዛዕባ ምምስራት ተለቪዥን ተፈታዊ ሻው ኣመልኪቱ ሓደ ሰብ ኸምዚ ጽሒፉ ተልቪዥን እኳ ኣብወርሒ 10'000 ዶላር እዩ ከድልዩ ቁሩብ ጽንሕ ክብል ኣሎዎ ዝብል ርኢቶ እዩ ዝጽሓፈ። ድሕሪ ዉሑዳት መዓልታት ድማ ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ክልተ ቆልዑ ኣብ እስራኤል ሓደ ስነ ጥበባዊ ኣብ ኣውሮጳ ዝነብር 11 ሽሕ (ከምዚ ኣብ ላዕሊ ኣቀሚጠዮ ዘሎኹዝርዝር ኣወሳስዳ ጌሩ ) ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ክልተ ኣብ ሓደ ጎሓፍ ዝፈሶ ኣንቢራትሉ ኸይዳ ሓደ ዓረብ ብጻዩ ካብቲ እንዳ ጎሓፍ ወሲድዎ ግን ድማ እቲ ድማ እቲ ስነ ጥበባዊ ኣታሊልዋ እዩ ነታ ጏል ኣንስተይቲ ዝብል ቡዙሕ ዝርዝራት ዘሎዎ ጽሑፍ ይጽሕፍ ኣሎ።ክልተ ክፋል በፂሑ --------:: ኣስተውዕሉ 11ሽሕ ተታሊላን ኣይተታለለትን ዝብል ኽርኽር ሓሳብ ክአቱ ፍቃደኛ ኣይኾንኹን። ዘይትታለል ሰብ ኣላ ዘየታልል ውን ኣሎ ዝብል እምንቶ ውን የብለይን ሰብ ኹልና ንስስዕ ኢና ግን ክሳብ ክንዲ እዚ ዕሽነት ዝወነነት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ እስራኤል ኣላ ዝብል እምንቶ የብለይን ብውሑዱ እቲ ምስግጋር ገንዘብ ውን ከምተን 5ሽሕ ብሓወላ ምሰደደትሉ ብኸመይ ተምጽኦ ኣላ ስለ ትፈልጥ ኣብ ባጎኒ ክንዲ እዚ ዶላራት ኣይትገድፍን። ሓቂ ዝመስል ፈጠራ 1 ብጫ ባጊኒ! ኣብ እስራኤል ኣብ ቡዙሕ ቦታታት ዝርኸብ ባጎኒታት ኹሎም ሓውሲ ናብ ሓምላይ ሕብሪ ዘሎዎም እዮም እዞም ቀጠልያ (ሓምላይ) ሕብሪ ዘሎዎም ባጎኒታት ኣብ ዝኾነ ህንጻን ጎደናን እስራኤል ብቀረባ ዝርኸቡ ብፍላይ ኣብ ደቡብ ተልአቪቭ ሞ ነፍሲ ወኸፍ ጎደና ኣሎዉ ሕዋስ የብሎምን ክንብል ንኽእል ኢና።ናብ ሰሜናዊ ወገን እስራኤል ካልእ ቦታትን እንተኸድና ግን ኣብ ጸግዒ ህንጻን ሓውሲ ንእስ ዝበለት ቦታ መንበሪቶም ይርኸቡ ኣብ ጎደና ቡዙሕ ኣይትርእዮምን ሳሕቲ ድም ብጫ ኣሎዋ ካብ 100ባጎኒ ሓንቲ ንረኽብ ንኸውን ጋዜጣን ኻልእን ዝድረበያ ። ስለዚ ኣብ ደቡብ ተልአቪቭ ብብዝሒ እቲ ትሑት ናብራ ዘሎዎ ስደተኛ ዝነብሮ ቦታ ብጫ ባጎኒ ዳርጋ ብቀረባ ክርኸብ ዘይክእል ዓይነት ባጎኒ ብምኳኑ ዝያዳ ንፈጠራ ። ይመስል። ዓረብ እቲ 6ሽሕ ዝተቀበለ ዓረብ ምኳኑን ኣብ ዝባን ፓላሶ ኾይኑ ይዕዘባ ምህላዉ ከተቀምጦ ይርእያ ከም ዘሎን እዩ ዝሕብሮ ።እቲ ዓረብ ኣብ እስራኤል እቲ ስነ ጥበባዊ ኣብ ኣውሮጳ ብምንታይ ተፋሊጦም? ስለምንታይ ኸ ንዓረብ ክትህበሉን ብመንገዲ ዓረብ ምርኢት ኣብ እስራኤል ከዳሉን መሪጹ? ኣብ እስራኤል ንምእታዉ ውክልና ዓረብ የድሊ ድዩ? ንምንታይ ኣድልዩዎ ዓረብ ኸ ኣብ እስራኤል ምርኢት ናይ ሙዚቃ ንምድላው ንምኳኑ ስነ ጥበባውያን ኤርትራ ብአዕራብ ምርኢት ኣዳልዮም ይፈልጡዶ ኣብ እስራኤል? እቲ ዓረብ ኸ ባዕሉ ይርእየኪ ኣሎኹ ኣንብርያ አብአ ዘይብላ ካብ በቲ ስነ ጥበባዊ ኣቢሉ ዝረክባ ናብ እስራኤል ምርኢት ክገብር እንዳ ኣምጽኦ ኸ ስለምንታይ ተሓቢኡ ክቅበላ መሪጹ ስለምንታሲ ብአካል ፊትንፊት ክረኽባ ዘይደለየ?እዞም ኣብ እስራኤል ዘሎና ኣብ እስራኤል ዓረብ ምርኢት ናይ ኤርትራውያን የዳልዉዶ ?ንፈልጦ ኢና። እዞም ኣቀዲመ ዝጠቀስኩዎም ሑቶታት ኣልዒለ ፈጠራ እዩ ዝብል ግምት ሒዘ ፥ ኣብዚ መስርሕ እቲ ብስም ዓረብ ተሳቲፉ ኣብዚ መስርሕ ዝብሃል ዘሎ ውን ብልክዕ እዚ ጉዳይ ተፈጺሙ እንተኾይኑ ብትክክል እቲ ተሓባባሪ ዓረብ ዘይኾነ ኤርትራዊ ክኸውን እዩ ዘሎዎ። ዓረብ ብሕብሪ ክዳን ምስሊ ኣለባብሳን ንኤርትራዊ ጓል ኣንስተይቲ ገጻ ከይርእየ ክፈልያን ክፈልጣን ኣይክእልን። እታ 5ሽሕ ዝተቀበለት ኣብ ኡጋንዳ ዘላ ድማ እቲ ገንዘብ ክትወስዶ ምስ ከደት ገጻ ተሻፊና እያ ወሲዳቶ ይብል ሰልጠነ ። ስለምንታይ ክትሽፈን ደልያ፧ ኣብዚ ኣዝዩ ናብ ፈጠራ ዝተጸግዐ ምኳኑ ዝሕብር ቃል ውን ኣሎ ስእልኪ ሃብና ወይ ፍርሚ ኢሎማ እቲም ገንዘብ ዝህብዋ ሰባት ዝብል እዩ። ብመሰረቱ ካብ እስራኤል ናብ መላእ ዓለም ዝሰጋገር ገንዘብ ብጸሊም ዕዳጋን ሕጋዊ ብዘይኾነ መንገዲን እዩ ኣብ ዘይሕጋዊ ስራሕ ድማ ሕጋዊ ውዑል ምፍራርም የሎን ስእሊ ናይ ውልቀ ሰብ ምሕታትን ውንየሎን እንታ ሓሲቦም ስለምንታይ ኸምኡ ኢሎም ሓቲቶማ ውን መብርሂ ክህቡ ኣሎዎም እታ ሰዳዲት በጺሑን ኣይበጽሓን ነቲ ተቀባሊ ብምሕታትን ነቲ ኣብ እስራኤል ዝሃበቶ ክሰደላን ድማ ኣብጺሑላን ኣየብጽሐላን ብምሕታትን እዩ ዝረጋገጽ እቲ መስርሕ ድማ ስም ሰዳዲ ቁጽሪ ተለፎንን ሰዳዲ ስም ተቀባሊ ተለፎን ተቀባሊን ቦታ ጥራይ እዩ ዝሓትትን ዝውድእን። ስለዚ ፈጣራ እዩ'ዚ። ንምንታይ ድአ ኣድለየ? ኣብቲ ላዕሊ ኣንቢረዪ ከም ዘሎኹ ተለቪዥን ንምክፋት ዘሎዎ ተበግሶ 10 000 ንወርሒ የድልዩ ዝብል እዩ ምስዚ ብምትሕሓዝ ውልቃዊ ግምታዊ ሓሳበይ ከንብር እየ ቅድሚኡ ግን። ዝሓለፈ እዋን ብስም ደቂ ኣንስትዮ ተበዲለን ዝብል መስርሕ ሕጋዊ መንገዲ ክንዲ ምክታል ጎፋንድ ጌርካ ገንዘብ ኣዋጺእካ ነቲ ጉዳይ ምዕጻዋን ኣፍ ምዕባስን ተራእዩ እዩ እዚ ሓሳብ ውን ተካይዱ ምንባሩ ምዝኻር የድሊ። እተን ልክዕ ስመንን ምስለንን ዝተራእያ ደቂ ኣንስትዮ ልክዕ እቲ ዝወጽአ ኹሉ ዶ ረኪበን ፍርቁ ብዘየገድስ ተበዲለዶ ኣይተበደላን በቶም ሰባት ከይተሓተቱ ኣሽሓት ጎ ፋንዲ ተካይዱ እዚ ውን ገሊኡ ብሰልጠነ እዩ ተካይዱ። ሕጂ ውን ምስ መደብ ምምስራት ተለቪዥን ኣተሓዙ ስማን ስም በዳሊኣን ብምጢር ዝተታሕዛ ብድልቲ ጏል ኣንስተይቲ ኣብ እስራኤል ኣላ ይብል ኣሎ :: ከም ዝቀደመ ጎ ፋንድ ንምክፋትን ብኡ ኣቢልካ ረብሓ ምእካብን እዩ። ክንገብሮ ዘሎና ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ እስራኤል ዘሎኽን ብሓፈሻ ድማ ኹልና እዚ ጉዳይ ንቡዙሓት ስድራቤታት ማሕበራዊ ቀውሲን ዘይምትእምማን ዝፈጠር እከለ ዶ ትኸውን እከለ ኸብል ዝክእል እዩ ቡዙሓት ኣደ ክልተ ቆልዑ ደቂ ኣንስትዮን ሰብ ሓዳርን ብውልቀ ደቀን ፅዒረን ዘዕብያን በዚ ጉዳይ ብምትሕምማይ እከለ ዶ ትኸውን እከሊት ካብ ምብህሃል ማሕበራዊ ቀውሲ ካብ ምፍጣርን ክርጋእ እዛ ሰብ ስማን ሙሉእ ኣድራሻአን መንያ ክትወጽእ ኣሎዋ ። ስምን ሙሉእ ኣድራሻን ናይቲ ስነ ጥበባዊ ኣብ ኣውሮጳ ዘሎ ክወጽእ ኣሎዎ። ስምን ሙሉእ ኣድራሻ ናይቲ ዓረብ ክልተ ግዜ ሓንሳብ 2000ሽሕ ሓንሳብ ውን 4000ካብዛ ግዳይ ኾይና ዝብላ ዘሎ ሰብ ዝወሰደ እቲ ኣብ ኣውሮጳ እዩ ዘሎ ዝብሃል ዘሎ ስነ ጥበባዊ ክህብ ኣሎዎ እቲ ዓረብ ድማ ብሕጋዊ መንገዲ ኣብ ፍርዲ ቤት እስራኤል ክቀርብ ከም ዘሎዎ ክግበር ። እዚ ኹሉ ንክወጽእ ግን ሰልጠነ ቁልቁል ኣፉ ደፊእካ እታ ሓቂ ከውጽአ ከም ዘሎዎ ክግበር ኣሎዎ። ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ እስራኤል ዘሎኽን ክብርኽን ንምሕላዉ ልዑል ጸቅጢ ግበራሉ . ።
@iloveyoumummy1899
@iloveyoumummy1899 2 жыл бұрын
You are just amazing 👍👍👍
@simone-so4wc
@simone-so4wc 2 жыл бұрын
No comment!!!!!.No question!!!
@millionkubrom7961
@millionkubrom7961 2 жыл бұрын
Bzuh xhifka eka emo entay gber tblo aleka bsm sne tbebawi?
@lulitefyante7719
@lulitefyante7719 2 жыл бұрын
ቀዳመይቲ መዓልቲ በከምኣ ተረዲአያ 👌 ኣሻሓት ሃመማ live ክዕዘብዎ ተሓደሩ go fund me ተኸፊተ ኣየሕፉሩንን ዮም ኢሉ ሓሲቡ ኔሩ።ርእይ ተበልካ 10 ሽሕ ንሱ ከማን ናቱ ሓዊስካዩ ።ነዚ ሃጋፉ ንምሽፋን ነዛ ጽንጽዋይ ደሪሱ...ነዋጻኣላ ክብል ምኻኑ ኩሉ ተረዲእዎ 🤣
@miklidmikilidsuak8242
@miklidmikilidsuak8242 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ፋንድያ ፡ እዚ ኩሉ ክፍኣት ናቱ ዩ
@user-qc6di1bx3x
@user-qc6di1bx3x 2 жыл бұрын
ሓሶት ብጸላእቲ ይፍጠር ብዓያሹ ድማ ይዝርጋሕ ብደናቁር ከኣ ይእመን !
@lovebest4461
@lovebest4461 2 жыл бұрын
😅 Yessss
@michaelsolomon3918
@michaelsolomon3918 2 жыл бұрын
Ja haki
@eloheelohe4289
@eloheelohe4289 2 жыл бұрын
😂😂😂😂 haqi belka tgerm u seb eritrawi ye sle zbeles ab target yatwu way zom sne tbebawyan ertrawyansi tewaridom ko mesakin mexaweti poletika koynom
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 2 жыл бұрын
Yes Brother I agree with you 💯
@rodastesfay3809
@rodastesfay3809 2 жыл бұрын
ፉፁመይ ዓቢ ሰብ ከም ዘይትውዕሎ ምሒለልካ እየ ኣድናቒትካ ካብ ትግራይ💊
@birifikir7119
@birifikir7119 2 жыл бұрын
ፉፁመይይይ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ፈጣር 🙏🙏❤️
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 2 жыл бұрын
ፋጨ ኣክርያዊ ኣይትገደሰሎም ነዞም ጉዕ ዘይተቀርፉ ብሓድሽ ስርሓት ምጸና ዛዓርከይ
@abogida669
@abogida669 2 жыл бұрын
Absolutely gue zebeselu
@robelmeles4652
@robelmeles4652 2 жыл бұрын
አድምአን ጦናን የህባክ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤❤ ከላክ ኤርትራው አስትውል ከይትዳንግር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ ፍጺም ሓወይ ፡ ኣነ ከማን ኢዛ ጉዳይ ምስትውዓል ዝጎደላ ከይትኸውን ብዙሕ ጽሒፈሎም እየ ። ምኽንያቱ ሰብ ሎሚ ክእመን ኣይክእልን ኢዩ ሓስዩ ከሐስወካ ስለዝኽእል ምስትውዓል ዘድልዮ ግዜ ኢዩ ። ብኾነ እንኳዕ መልሲ ሃብካሉ ዝቕጽል ክኣ ንርኦ ። ብጣሚ ጽቡቕ መልሲ ።
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 2 жыл бұрын
Ajoka ftsum hawey lebam egziaebiher msaka ykun berte
@nuguseteferi188
@nuguseteferi188 2 жыл бұрын
Keytefeswe aychinon kemzibihal, we can’t believe until further information provided.
@biniammikel996
@biniammikel996 2 жыл бұрын
Fache hawey you will never do that we have a lot. of respect for you keep your head up and go forward I wish for more success in a future❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robel4420
@robel4420 2 жыл бұрын
🤮🤮🤮🤣🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤣🤣😂😂🤣😂🤣
@biniammikel996
@biniammikel996 2 жыл бұрын
@@robel4420 ur an idiot you can’t type Pussy
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 2 жыл бұрын
Essey zehawey kemzi eyu Artrawi, I love your calmness and well explained, there are mad people, ajoka🌹
@dawit3032
@dawit3032 2 жыл бұрын
ፋጨ ኣይትገደሰሎም እዚኦም ሳክት ኢዮም ፡ እዚ ሰብ ኣብዚ ፐጅ ሸር ዝብሎ ዘሎ ክኣ እቲ ኣብ ዓለም ዝሓመቀ ሰብ አዩ
@rh3099
@rh3099 2 жыл бұрын
ኣጆካ ፊጹም ናይ ትርኪ ምርኪ ዘረባ ኣይተቃልበሉ ዜና ስኢኑ አዩ ዜና ሰሪሒልካ
@ssmruz6452
@ssmruz6452 2 жыл бұрын
Well said brother GBU
@alinasir6290
@alinasir6290 2 жыл бұрын
king fache we always ,,your side,,,,dont wory
@robel4420
@robel4420 2 жыл бұрын
Ali Nasir ata gehad gudayka gbr hasawi 😀😀😀😀😀
@meleyhailemeley2964
@meleyhailemeley2964 2 жыл бұрын
ይገርም እዩ ቤላቤለዉ ምዕጋት ዘይለመድና ህዝቢ ኢና በሓቂ ። ሓሰውትን መካፋእትን ክግለጹ ኣለዎም ። በሕጊ ሰዓቦ ። ኣንበሳ ፍጹም ሓወና ጽፉን ትሕትና ተሓወሶ ውርዙይ መልሲ ።🤝😘🙏
@starking7144
@starking7144 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ፋጨ ኣብ ጎንኻ ኣለና ገብራይ ደንቆሮ ወዲ ሓዃሪ ማሃይም ኢዩ
@henockmehari2708
@henockmehari2708 2 жыл бұрын
❤🇪🇷❤😋😍🇪🇷 facih abi seb gadefom teray ሽሕ ግዜ ይኩን ሕያዋይ ኣይ ትእመን ትግራዋይ
@furtitesfamikal6164
@furtitesfamikal6164 2 жыл бұрын
ኣጆካ ፉጹም ሃወይ መጸበኪካ አዩ 😍😍💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hailezgiteki8911
@hailezgiteki8911 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ፋጨ ሓወይ ብምንታይ ድኣ ክሃርሙኻ በዚ ጸሌመ እዮም ክፍትኑ
@mahmudmuktar4992
@mahmudmuktar4992 2 жыл бұрын
ፋጨ ዓርከይ ነዞም ለኻብጥ ግብረ መልሲ ከማነይ ኣየድልዮምን ብሩኽ ወዲ ብሩኻት ምኻንካ ኩሉ ይፈልጥ'ዩ በርትዕ 💪💪 ጥራይ ብግጥምኻ ዝጻረሩኻ ግጠሞም መታዓቢቲ
@jesusking7000
@jesusking7000 2 жыл бұрын
Hawna metabitka diu Eritreawi diu? Kali tehatu naru slemntay gadifwa hji Tigrawti hizu welidu zbehal haki Diu?
@valeriisandrean7281
@valeriisandrean7281 2 жыл бұрын
@@jesusking7000 gudayka giber entewelidu ke natu hiwet ember naykalie aykonen tekebilka were sher nimgbar du
@matyasjhon
@matyasjhon 2 жыл бұрын
ፋጨ ሓወየ ስምካ ንምጽላም ከይ ደቀሰ ዝሓድር እንተሎ ሰልጠነ ዝበሃል ሰብ ኢዩ ነዚ ከኣ ኩሉ ኤርትራዊ ግዜ ኢና ንጽበየሉ ዘለና ❤🇪🇷❤🇪🇷
@temesgengoytaye7063
@temesgengoytaye7063 2 жыл бұрын
ajoka aytgedeselom fache hawuna hmak gze bejakum sm seb aynexelm frhat egziabiher yhalwena
@user-qx1ti7yh5k
@user-qx1ti7yh5k 2 жыл бұрын
ፋጬ ሓወይ ኣጆካ ብላዕ ዘይተባህለስ ጽቡሕለይ ይብል እዩ !
Ftsm Beraki - Msay Kuni | ምሳይ ኩኒ - New Eritrean Music
7:39
Modus males sekolah
00:14
fitrop
Рет қаралды 13 МЛН
Now it’s my turn ! 😂🥹 @danilisboom  #tiktok #elsarca
00:20
Elsa Arca
Рет қаралды 12 МЛН
Ftsum Beraki - Ariam | ኣሪያም - New Eritrean Music 2018
5:02
Ftsum Beraki
Рет қаралды 1,3 МЛН
Ftsum Beraki - Nafqot | ናፍቖት - New Eritrean Music 2009
6:06
Modus males sekolah
00:14
fitrop
Рет қаралды 13 МЛН