ገብረፃዲቕ ኣይሞተን ! / ዝገርም ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ጌታቸው ኪዳኑ ( ጎይታ ጭራ ) 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 51,291

Zantana Tube

Zantana Tube

4 ай бұрын

Welcome to Zantana Tube....
Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

Пікірлер: 189
@yirgalemdesta7869
@yirgalemdesta7869 3 ай бұрын
He is a double Hero. The next Geberetsadik to leap up the TIGRAYAN Music . A specialist in Chira. Keep it up appreciated
@imissmama3978
@imissmama3978 4 ай бұрын
ዝወዲ እዚ ዝገርም ብቕዓት ,ዩ ዘለዎ፡ እዛ ጨራ-ዋጋ ኣዝዩ ,ዩ ዝመልካ። ቅድሚኡ ዝስራዕ የለን ብሓቂ ሓያል ክኢላ ,ዩ። ብዙሕ ሓገዝ የድልዮ። ቀጽሎ ጎይትኦም👑 ሓውና👌💊
@rahsienterteiment1491
@rahsienterteiment1491 4 ай бұрын
ልዕሊ ተክለሃይማኖት ኮይኑ ኣይስማዓንን
@imissmama3978
@imissmama3978 4 ай бұрын
@@rahsienterteiment1491 ኖ ,ሞ ግምትካ ወሪዱ ኣሎ። እዚ ዳግማዊ ገብረጻድቕ ,ዩ።
@rahsienterteiment1491
@rahsienterteiment1491 4 ай бұрын
@@imissmama3978 ane Nay Tekle hrmet fluy eyu neay zeyestewialkulu keykewin gin check kgebir
@haileabay4021
@haileabay4021 3 ай бұрын
ዕድመ ይሃብካ ህያብ ትግራይ
@northerntube3171
@northerntube3171 4 ай бұрын
ብሓቂ ዝገርም ክእለት፣ ዘደንቕ ተወፋይነት ጌች፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤚🤚🤚👏👏👏👏👏
@bashatube8986
@bashatube8986 4 ай бұрын
ብሓቂ ዝገርም ክእለት፣ ዘደንቕ ተወፋይነት ጌች፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና!
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 4 ай бұрын
አብየት ተጋሩ የሕዋትና መክበሪት ሃይማኖትን ባህልን እግዚአብሔር ይሓጉዝኩም 🙏🏻🙏🏻
@Samuel-vk6kl
@Samuel-vk6kl 4 ай бұрын
I just subscribed for having such talented Tigrians.
@Bentomtes
@Bentomtes 3 ай бұрын
Betaemi Betaemi gobez /nefue/ ketslelu.
@tesmegebreyesus8883
@tesmegebreyesus8883 4 ай бұрын
You are, really, hopefully professionally muscian Tigrawi . Keep going on the path you chose. Tigrai will be proud of you.
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 4 ай бұрын
ገራሚ ዉህብቶ ❤Tdfey❤ክበራታዓ ዝግቦኦ መንእሰይ ❤❤❤❤
@alganeshhagos5391
@alganeshhagos5391 4 ай бұрын
God bless you my tidf ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ef1vc7du5o
@user-ef1vc7du5o 4 ай бұрын
ጅግና ተጋደላይ ጌች
@L.Nuguse
@L.Nuguse 4 ай бұрын
Nay bhaqi gretsadq aymoten ybel ❤❤❤❤
@nahoomnahoom5294
@nahoomnahoom5294 3 ай бұрын
God bless you young brother.
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር ያብዝሕኹም❤❤❤❤❤
@evacell668
@evacell668 4 ай бұрын
ገቺ የይ ወድ ዓደይ ጎበዝ ኢካ፡ ደርፊ እካ ኣይፋቱን እየ፡ግን ንጌቹ ተይኣድነቁ ኣይሓልፍን
@smon4679
@smon4679 4 ай бұрын
Wow ጅግና ተጋዳላይ እዩ ደማይ ❤❤❤ መፃኢ Supper ⭐Star of Tigray
@user-hg1lz4dm1v
@user-hg1lz4dm1v 4 ай бұрын
የቐንየልና ንኣሰናዳኢን ጋሻን! ብጣዕሚ ንፉዕ ብዓል ጭራ-ጌቾ! ቀፅለሉ! ተረእዩ ዝጠፍእ ብዙሕ እዩ፤ እንካብ እቶም ተረእዮም ዝውልዑ ክትከውን ንምነየልካ።
@Wedigebru1
@Wedigebru1 4 ай бұрын
❤❤ጂግና ተጋዳላይ T D F
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 4 ай бұрын
ዋዉ ብሓቂ ቃላት የብለይን ዝገርም ክእለትዩ ዘለካ ፅባሕ ድማ ካብዚ ንላዕሊ ደረጃ ከም ትበፅሕ ብዓልቲ ምሉእ ተስፋየ ኣጆካ ጎብዝ ጌችየ ጅግና tdfይ❤
@ANDOM.HAMRA.YouTube
@ANDOM.HAMRA.YouTube 4 ай бұрын
❤❤❤ጀግና ቡሉፅ ዛሓወይ ቀፅለሉ❤❤
@user-gq6cq9jh5g
@user-gq6cq9jh5g 3 ай бұрын
ጌች ዘለዎ ክእለት ብጣዕሚ ዝገርም እዩ፡፡ብናይ ባዕሉ ሙዚቃ ብዙሕ ስራሕ ይፅበ፡፡
@user-ke7vw4ld7w
@user-ke7vw4ld7w 4 ай бұрын
ብሓቂ ንፉዕ ትግራዋይ። ብዝተኸአለ መጠን ትምህርቲ ክረክብ አለዎ።
@kasahunsoratube3290
@kasahunsoratube3290 3 ай бұрын
በጣም ጎበዝ መሰንቆ ተጫዋች ልጅ ገብረጻዲቅን የሚተካ ባለሞያ
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 3 ай бұрын
ጅግና❤❤❤
@user-ef1vc7du5o
@user-ef1vc7du5o 4 ай бұрын
❤❤❤
@kidan5256
@kidan5256 Ай бұрын
ጌችየ ዝገርም ክእለት ጅግና ወዲ ዓደይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዙሕ ንፅበ ኢና ካባካ🙏❤💛😍
@aregawigebrehiwet3746
@aregawigebrehiwet3746 4 ай бұрын
ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ፡፡ ብወገነይ ብሉፅ ኢለዮ ኣለኹ፡፡
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 4 ай бұрын
መናአሰይ ትግራይ ጅጋኑና ንፈትወኩም ነኽብረኩም ትግራይ ዓድኹም ለምለም ትኹነልኩን ቡሩኻትይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rk9em1me4m
@user-rk9em1me4m 3 ай бұрын
ኣረ ይመችኩም ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mizan_tesfay
@mizan_tesfay 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብፃይ ጌች ፍሉይ ሰብ
@arayaselassie9390
@arayaselassie9390 3 ай бұрын
እዙይ ትንሳኤ ገብረፃዲቕ እዩ። ከምኡ ዝበለ ይፍጠር ዶ እየ ዝብል ነይረ። ተመስገን ፈጣሪ! ኣጆኻ በሉዎ!
@tekestewselassie2966
@tekestewselassie2966 4 ай бұрын
ፅቡቕ ዉህብቶ ይበል ኽእለት ቐፅለሉ:: ብፍላይ ኣብ ናይ ኤልሳ ነላ ፀዋታ ጭራኻ ነታ ደርፊ ቕመማ እያ::
@user-no3qs3jh2r
@user-no3qs3jh2r 3 ай бұрын
Moral👏👏👏👏👏👏
@AsAs-tr4ty
@AsAs-tr4ty 3 ай бұрын
በጣዕሚ ዝገርም ደስ ባሃሊ ጌች
@user-ex7rl6uy9j
@user-ex7rl6uy9j 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ብዙሕ ክተርእየና ኢኻ። መን'ዩ እዙይ ክትብልያ ዓለም።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ባህሊ ፈንቅል ደቂ ሃገረ ትግራይ ኢነርጂኹም ነቲ ቓልሲ ዝሃብኩሞ ክብሪ ዝገርም እዩ❤❤❤❤
@user-nk1es8fw1r
@user-nk1es8fw1r 9 күн бұрын
አሜንአሜንአሜንአሜን
@amanuelberhane2747
@amanuelberhane2747 4 ай бұрын
ፉሉይ ውህብቶ ምስ ፉሉይ ክእለት ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@danielgebreab692
@danielgebreab692 4 ай бұрын
ክዓቢ ዝግበኦ ንኢሽተይ ገብረጻዲቕ 💙💙❤❤
@user-nk1es8fw1r
@user-nk1es8fw1r 9 күн бұрын
አሜንአሜንአሜን❤❤❤❤❤❤
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd 3 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👌👌💛❤️💛❤️
@gebremeskeltekia1662
@gebremeskeltekia1662 2 ай бұрын
ዝገርም ብቕዓት ይባሻጦ ኣለኩ ብኑኡሰይ ኮሎኩ ኣይ ሓስቡን ድዮም ስድራኪ ኣይ ወዲ ኣዳም እንድየ ብጣዕሚ ጎቦዝ
@user-cy6qx4fn9s
@user-cy6qx4fn9s 4 ай бұрын
This guy should be appreciated 👏
@KbKa-ir6go
@KbKa-ir6go 3 ай бұрын
ብርቱዑ ጀጋኑና
@paulosabraha9342
@paulosabraha9342 4 ай бұрын
ጎበዝ ኣማን ገብረጻድቕ ብሓቂ
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 4 ай бұрын
ብሓቂ ዝገርም ብቕዓት ዘለዎ ፍሉይ መንእሰይ!!!
@habtomabay5276
@habtomabay5276 3 ай бұрын
ን'ኣድናቐትካ ቓላት የብለይን በርትዕ ቀጽለሉ ☝️👌
@robraeritra3471
@robraeritra3471 3 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ዜማናን ግጥምናን እንዳፈተኹሞ ንምንታይ ኢኹም ንዓና ኔርትራውያን ትጸልኡናን ትሕሱዱናን፡ቀደምኳ ዋላ ብገብረጻድቕ ተደጊሙ እንተተዘየመ፡እዚወዲ ምድጋሙ ከማን ደስ ኢሉኒ።❤
@Say-2424
@Say-2424 3 ай бұрын
ብሓቂ ቃላት የብለይን !!!ገ/ፃዲቅ ኣይሞተን!!!
@HintsaHailay
@HintsaHailay 4 ай бұрын
Ameazing
@user-wv4hw3zx9l
@user-wv4hw3zx9l 3 ай бұрын
ገብረፃዲቕ ክትክአልና ዝኽእል ብሩህ መንእሰይ TDF
@user-vw1sf4ps3s
@user-vw1sf4ps3s 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ዝገርም መደብ ነይረ ደስ በሃሊ ጋዜጠኛ መደብካ ትሕትናኻ ይበል ❤
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md Ай бұрын
ጎይትኦም ኪዳነ
@strongwoman366
@strongwoman366 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ጀጋኑ ደቂ ዓደይ መቑፀሪ ብዘይብሉ መወዳእታ ብዘይብሉ ፍቕሪ ኢና ነፍቅረኩም❤❤❤❤
@Solomon-bf6qc
@Solomon-bf6qc 4 ай бұрын
ዝገርም ብቕዓት
@user-si7wy1hc9l
@user-si7wy1hc9l 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@hanslemlem3861
@hanslemlem3861 4 ай бұрын
Awesome thanks keep doing
@user-vn8hl9fn7g
@user-vn8hl9fn7g 3 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍
@berhanalami806
@berhanalami806 4 ай бұрын
ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤
@AbebaUae-if6be
@AbebaUae-if6be 4 ай бұрын
ዋውውውው❤❤❤❤
@fissehamebrahtom1694
@fissehamebrahtom1694 4 ай бұрын
በርትዑ
@user-cy6qx4fn9s
@user-cy6qx4fn9s 4 ай бұрын
Amazing!
@user-fs4jd8jz2n
@user-fs4jd8jz2n 4 ай бұрын
ዝገርም ብቅዓት ❤❤❤❤❤❤❤
@semayatatube
@semayatatube 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ጌች ንፉዕ ኢኻ ቀፅለሉ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ
@yonnan2063
@yonnan2063 4 ай бұрын
ጀጋኑና 👌
@giovanni7859
@giovanni7859 4 ай бұрын
Btaemi mesati mlket Bravo 👍 gotishey .
@SamiYewah
@SamiYewah 3 ай бұрын
ኣብየት ብቅዓት በዓል ሙልእ ተስፋ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fl8dy2zc2u
@user-fl8dy2zc2u 4 ай бұрын
ዝገርም ሙዚቀኛ ገረፃዲቅ ዳግም ተፈጢሩ ፅቡቅ አቅሚ ስለዘለዎ ትግርኛ ሙዚቃ አብ ምምአባል ተራ ክህልዎ ስለዝክልን ንቀፃሊ ወለዶ ፅቡቅ መርአያ ስለዝከውን ኩሉ መዳያዊ ደገፍ ይገበረሉ ክንደይ ምሳርሂ ክአለት አድመን ጥአናን ይሀቦ ጅግና
@user-dy2hu8hs9h
@user-dy2hu8hs9h 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ❤❤❤❤
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 3 ай бұрын
❤❤❤💛💛💛💊💊💊💊
@tesfaygebremedhn525
@tesfaygebremedhn525 4 ай бұрын
ዘኽብረኩም ብጾተይ እንኳዕ እስኪ ተረፍኩም። ጌች ጎይታ ዓቕልን ጥበብን ብቃላት ዘይግለጽ ኣኽብሮትን ፍቕርን ክገልጸልካ እፎቱ። በርትዕ
@GizachewGebresamuel
@GizachewGebresamuel 4 ай бұрын
አረ ዕድመ ይሃብካ !ንታሪ ዝተሓረየ ፍጥረት ኮሪዐልካ ብሓቂ
@Hailezghi-yq4yx
@Hailezghi-yq4yx Күн бұрын
Gobez ❤❤❤
@mussieimbay9873
@mussieimbay9873 4 ай бұрын
ዎ ዎ ናይብሓቂ አደኒቀካ 💙💙
@aronyonas7563
@aronyonas7563 3 ай бұрын
ስላም ስላም ህዝቢ ትግራይ ገብረፃዲቅ ገብረየውሀንስ ማለት ንውድብ ህዋህት ቀዳማይ ንህዝቢ ትግራይ ዘፋለጠ ሓውና አይሞተን ተኪኡ ንኡኡ ዝመስል ህገሳት ኢና❤❤❤
@user-zg6jb3yv2o
@user-zg6jb3yv2o 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ef1vc7du5o
@user-ef1vc7du5o 4 ай бұрын
መራል ክረክብ ዘለዎ ሰብ እዩ መራል ሃብዎ❤❤❤
@GeriyeGeriye-fy6wt
@GeriyeGeriye-fy6wt 4 ай бұрын
ባሓቂ ንፉዕ
@user-ut7zp2uz1y
@user-ut7zp2uz1y 4 ай бұрын
እንኳዕ ኣምላክ ኣትረፈኩም! ክንደይ ንቁሕ ዘይፍለጥ ሰብ ሰኣና!
@AbebaUae-if6be
@AbebaUae-if6be 4 ай бұрын
ጎበዝ ፊሺክትኡ ደሰ ክብል ❤❤❤
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 4 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🌹🌹🌹
@MewaTube
@MewaTube 3 ай бұрын
👏👏👏👏👏
@desu-r1b
@desu-r1b 4 ай бұрын
ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ ዩ በጃኩም ምስቶም ከይንትና ኣላልዩዎ ብጣዕሚ ናይ ገብረፃድቅ ጭራን ደርፍን ኣድናቂ የ ኣጆካ በርትዕ ዛሓወይ❤ ሳብስክራይብ ገረልካ ኣለኩ ናይ ገብረፃድቅ ፅብቅቲ ያ ዉን ድረፈልና በሎ
@user-hy5jn2eb2b
@user-hy5jn2eb2b 4 ай бұрын
ኣኹሪዕኻና።
@eliastesfahun9071
@eliastesfahun9071 4 ай бұрын
😮 wowww
@jaguarb6307
@jaguarb6307 4 ай бұрын
Bahali fenkel 🤔 but great job 👏🏾 bro much respect ✊🏾
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 3 ай бұрын
❤❤❤❤💛💛💛💛💊💊💊💊💊💊
@user-sq4mv7re7o
@user-sq4mv7re7o 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘👍👍❤️
@kesetearaya3469
@kesetearaya3469 4 ай бұрын
Waww😮❤👌✌️
@waskan9628
@waskan9628 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ገቹ ጅግና
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 4 ай бұрын
ይበል ጭራ ጌቾ 🎉🎉🎉🎉❤
@user-sh9if5ol2v
@user-sh9if5ol2v Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abaynirie7153
@abaynirie7153 3 ай бұрын
ይፈልጥ እየ ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጀጋኑን ከይንቲ ምዃና ናይ ጌቼ ግን ተዓምር እዩ።
@zinabumarsie8321
@zinabumarsie8321 4 ай бұрын
❤🎉waw!
@user-st3hh2bi5o
@user-st3hh2bi5o 3 ай бұрын
ዝገርም ብቅዓት ኣለካ Tdf
@user-up3le8rb9d
@user-up3le8rb9d 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
МАМА И STANDOFF 2 😳 !FAKE GUN! #shorts
00:34
INNA SERG
Рет қаралды 4,7 МЛН
LOVE LETTER - POPPY PLAYTIME CHAPTER 3 | GH'S ANIMATION
00:15
Слепой парень помог раскрыть тайну 😱
0:45
Фильмы I Сериалы
Рет қаралды 1,2 МЛН
Зря они облили полицейскую водой...😂
0:25
БЕЛКА ПЕРЕПУТАЛА ТАРЕЛКИ #юмор #cat #топ #cats
0:13
Ужасное свидание🤯 #стальноймужик #жиза #еда
0:50
SteelMan XXL | Стальной мужик
Рет қаралды 2,1 МЛН