🚨ግቡእ መልሲ ንዝጸረፋና! በዚሑ ከይተንከፍናኩም ነገር ደሊኹምና! ንሓዉኻ ክንድዚ ጭካነ! 17 January 2025

  Рет қаралды 48,258

Dadi & Mami

Dadi & Mami

Күн бұрын

Пікірлер: 725
@MakuNty
@MakuNty 11 күн бұрын
ኣነ ደስ ዝብለኒ እንታይ ድዩ ናይዚ ወዲ ኮንፍየ ሙሉእ ምካኑ እዩ በል እስከ ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ፋኒ ሓቢቢ ዉላድኩም የርእየና 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Kdmikuluabkulu
@Kdmikuluabkulu 11 күн бұрын
Bhaki 😂💯
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 8 сағат бұрын
ፋኒ ኣንበሳ❤❤❤
@brkti_tube
@brkti_tube 11 күн бұрын
ፍናን እዞም ኩሎም ብዛዕባኹም ዝዛረቡ ዘለው ንማሕበራዊ ሚድያ ንመስሐቒ እምበር ፀሊኦምኹም ኣይመስለንን❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 11 күн бұрын
ሽግሩ ምኒን ክብል ጭርቃን አይፈልጥን ዩ
@WintaAraya
@WintaAraya 12 күн бұрын
ንስካ ተሓጊስካ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ሓጎስ የለን ፍናነይ ዝሓወይ ኩሉ ጊዘ ተሓጎስ❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@NetsiBarchu
@NetsiBarchu 11 күн бұрын
ናተይ ኮመት ካብ f b ኮፒ ገይርኪ ኣምፂክያ😂😂
@WintaAraya
@WintaAraya 11 күн бұрын
ተጋሩ የተባብዑካ ሃሳዳት ኤርትራዉያን ድማ ይጽርፉካ ከም ሕብረተሰብ ጠፊአና አለና ልቦና ተጋሩ ይገርም አዩ ❤❤❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@ami_su
@ami_su 11 күн бұрын
አቦይ ፍቃድ ባዕሎም ይናአድ ሀሀሀ ዓጋሜ ዳ እውይ ክደፍሪ ንኤርትራዊ ከምኡ ክትብሊ ይቅሬታ ሕተቲ
@HanaMesele-x3w
@HanaMesele-x3w 11 күн бұрын
😊😊😊😊😊😊😊አዲነገሪ ሊገሪሺ ዝበቻዉ ቅናታም ናቸዉ እና አትሢሚቸዉ እኔ አማራነኝ እሡ ኤሪትራዊ ነዉ ግኒ አዲሣባ ተገናኝኒ ከዛ ሁለት ሊጆቺ አሉኒ አሁኒእሡ ፈረሣይ ነዉሚኖረዉ እና ለምና አማራ አገባህያሉ እዚህያሉት ያጣሉኒበሪ አሡግኒ አይሠማቸዉም አሁኒ አሁኒ ፈረሣይ ገብቻለሁእና እዚህ በሉ ኢሪትራያናቸዉ ያለት እኔ ካለሁበት አካባቢ እኔ በጣም ነዉ እሚገሉኝ ታገሺ ዝምበያቸዉ ሁሉነገሪሺ ቆጆነሺ ሚኒ ይወጣሊሻል ቀተዉ ነዉ
@ami_su
@ami_su 11 күн бұрын
@@HanaMesele-x3w አልገባኝም የጸፍሺው? አማራ ነኝ ብለሻል በምን ቓንቓነው የጸፍሽው
@user-oi3zo5cy4n
@user-oi3zo5cy4n 11 күн бұрын
ዉሸትዋ ነው ውደ አማርኛ የተናገረ ሁሉ አማራ አይደለም።😊​@@ami_su
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 12 күн бұрын
ሰብ ዝበልዑ እዩ ዝስእን እምበር ዝዛረቦ ቡዙሕ እየ ኣትገደሰሎም ብቻ ፈጣሪኻ ኣምንካ ተጋዓዝ ዚ ሓወይ 🙏😘
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@AlematMezgbo
@AlematMezgbo 11 күн бұрын
ደምርኒ መዓረይ
@Helenberhe1
@Helenberhe1 12 күн бұрын
ብሃቂ አድንቀቃ ፋኒ ለባም ህማቅ ዘይወፀካ ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@FihbHhjj
@FihbHhjj 11 күн бұрын
ፋኒ ለባም ❤❤ብሓቂ ደምረኒ ማዓረይ
@MeronRisom
@MeronRisom 12 күн бұрын
ፋንዬ ጅግና አይትገደሰሎም ጽቡቅ ንዕቅካዮም አለካ ኔበሎም ቡዳታት ሃሳዳት አዮም ❤❤❤🎉🎉🎉
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@نورةالحبشيه-ض1ط
@نورةالحبشيه-ض1ط 6 күн бұрын
ፋናን ሓዉና አይትገደሰሎም ስለ ዝቀንኡልካ እዮሞ ንሰካ ማለት ቢሄር ዘይትፈልይ ምስ ኩሉ ፍቅሪ ንሰላም ትሰብክ ውድእ መንእሰይ ኢካ ከማካ ስለ ዘይክእሉ እዮም ዝፃረፉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 12 күн бұрын
ፋኒዋይ እዞም ሓሳዳት ሞኒካን ዳዊትን ቅንኢ ኤዩ ዘዛርቦም ዘሎ ከማኻ ለባም ሰብኣይ ይፍጠረለይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@brhanezemo4204
@brhanezemo4204 12 күн бұрын
ስለ ዝበለጽካዮም ኤዮም ዘዕገርግሩ ዘለዉ እዞም ሰይጣዉንቲ❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@MabelAbrham
@MabelAbrham 8 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉 ደስ ትብሉ ሓዳርኩም ይባርኪ ፈጣሪ ግና ናይሰብ ተዛሪቦም ኢልካ መልሲ ምሃብካ ጽቡቅ ኣይኮነን ስቅ እቴልካሉ እዩ ንሰብ ዝርድኦ
@Mayear-w8y
@Mayear-w8y 11 күн бұрын
ኣጆኻ ፋኒ ሓወይ ገርሂ ጻዕዳ ልቡ ከምደስታካ ኩን ኹሎም ቐኒኦም እዮም እዞም ፋራታት መገሰማት 💝🫶
@gemeleyentertainmentchannel
@gemeleyentertainmentchannel 10 күн бұрын
አጆኻ ፍናን ሐወይ ሱቅ ኢልካ ቀጽል ናይሰብ አይትገደስ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኩም በርትዕ ቀጽልዎ❤❤❤❤
@ترهاسالشهراني
@ترهاسالشهراني 10 күн бұрын
ብጣዕሚ የ ዝፈትወኪ ምቅርተይ ጽብቅቲ ፍጥረት ምስ ጠባይኪ ፍቅርኩም ይሰስን ❤❤❤🎉
@HappyAnt-xi2qx
@HappyAnt-xi2qx 11 күн бұрын
ፍናን ሓውና ስለሰብ ኣይትገደስ❤❤❤🎉
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 12 күн бұрын
ከም ደስ ዝበለካ ተሓጎስ ወዲ ዓበይቲ እታ ኣብ ዓመት ትረኽባ ዕርፍቲ ናይ ጀርመን ኣስተማቕሮ ሰብ ዝበለ ይበል ።
@olgaberhane9530
@olgaberhane9530 12 күн бұрын
Yes
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 11 күн бұрын
ሽቡቅ አለኪ 👍👍👍👍
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@aheatjars9993
@aheatjars9993 12 күн бұрын
ኣታ ፍናን ሓወይ ቅንኢ ዘይገብሮ የብሉን ኣይትገደሰሎም ልዕሊኦም ስለዝኾንካ ኢኻ ፈቃር ለዋህ ለባም ክንደይ ኢለ እሞ ክገልፆ ናትካ ፀባይ ቀፅለሉ ጥራሕ ከማኻስ ንኹሉ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@Zeni-q2v
@Zeni-q2v 12 күн бұрын
ኣነ ግን ኣድኒቀካ ፍናን ሓወይ ሶ ኣይትገደሰሎም ፍቕርኹም የብዘሐልኩም ፈጣሪ❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@MabelAbrham
@MabelAbrham 8 күн бұрын
መልክዕ ዘይኮነ ጠባይ ፍርሃት እግዚኣብሄር ጥራይ ይሃልዎ ሰብ ዘብሎ ክፍእቲ ውን ኣይኮነትን ሰበይትካ ግና እቲ ሰብ እንተ ዘይተዘቡ ይሓሞ እዮም እዞም ሰባት
@TvSf-v7g
@TvSf-v7g 10 күн бұрын
ፍናን ሓዉና ፍቅሩኩም የብሓዮ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ ሓፍቱኩም እየ ካብ ትግራይ ስለ ናይሰብ አይትገደሱ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ትግራይ-ተ7ዀ
@ትግራይ-ተ7ዀ 12 күн бұрын
ንፊትወካ የና ተጋሩ ፍንየ🎉😢🎉🎉
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 12 күн бұрын
Welcome fani anbesa nkula wach wach abilkaya 🥰🥰🥰👍👍👍👍👍
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@temesgenamlakye380
@temesgenamlakye380 11 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ 🙏🙏🙏 ፋኒ ጅግና ቃው ቃው ኣቢልካዮም እቲ ግመል ይስጉም እት ከልቢ ይነብሕ ይብሉ ወለድና
@NiyatBereket
@NiyatBereket 12 күн бұрын
ጽቡቅ ምምናይ ንነብስካ ኢዩ ሕቡሽ ውላድኩም የሪኤና በል ኩልኻ
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@HHhh-c4h9j
@HHhh-c4h9j 11 күн бұрын
ኣይትገደሰሎም ዛሓወይ❤❤❤❤✅
@WintaAraya
@WintaAraya 11 күн бұрын
አዚ ናትና ሕብረተሰብ ነቶም ዝጻረፉ ይንአድ ፍቅሪ ንዝሰብክ ድማ ይጻረፍ የሕዝን አጆካ ፋኒ ፈቃር መክበሪ ሰበይቱ አይትገደሰሎም ሃሳዳት ፍቅሪ ዘየፍትወሎም አዮም ❤❤❤❤❤❤🥰🥰
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@eluzai-g1j
@eluzai-g1j 10 күн бұрын
ፍናን ሓወይ ንዓኹም ዝፀልእ ጡዑይ ኣይኮነን ኣይትሓዘሎም ጥዑያት ኣይኮንን ሸለል በሎም ❤❤❤
@Helenberhe1
@Helenberhe1 12 күн бұрын
ፅቡቃተይ❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 11 күн бұрын
ፍናን ንስካ ተሓጎስኻ ክረእ ከለኹ ካብ ደሰ ዝብለን እየ ጎይታ ፍቅር ኣጀኻ ናይዝ ናይሎሚ ሰብ ሕማቅ ዝዛረብ ሰማዕኻ ማ ዕላማኻ ረስዕኻ ዕሊምልም ምቅራይ እዩ ኣጀኻ እስኻ ፍቃር ምሰ ኩሉ ሕማቅ ዘይወፀካ ሰብ እኻ ፍቅርኹም ይብዛሕ ብረኻተይ 👏🥰💙🥰👏
@LieltiyGirmay
@LieltiyGirmay 12 күн бұрын
Ajoka aytgedeselom fkurkum zelaki ygbero medhanalem ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@MahfuzaMuhammed-i4m
@MahfuzaMuhammed-i4m 11 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባረኽ ጽቡቃት🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yordanoskifle3839
@yordanoskifle3839 12 күн бұрын
ኣው ቆንጆ ነሽ በጣም ቆንጀ እንወድሽ አለን የወንድማችን ሚስት ይመችሽ ውድድድድ 🥰ፍቅር ያሸንፍል❤❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@NiyatBereket
@NiyatBereket 12 күн бұрын
ኤርትራዉያን አይተጽርፉና በቃ ብዝከድክሞ ክትጻረፉ ፎአ አጆካ ፋኒ ነዞም ተመሲሆም ዘይድረሩ አይትገደሰሎም ክላስካ አይኮኑን ናዓቆም 🙏🙏👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰🥰
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 11 күн бұрын
አነ ትግራወይቲ ሓፍቱኩም ብጣዓሚ እየ ዝፎትየኩም❤
@MeronRisom
@MeronRisom 12 күн бұрын
ሞንካ ገጽ ገመል ሲ ምስ ኦርጅናል ክትወዳደር አይትሃፍርንድያ ሞኒካ ጊሔ 🥰🥰🥰🥰
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@Truth-1977
@Truth-1977 11 күн бұрын
may God bless your relationship. Original looks decent and down to earth and she is beautiful.
@merhawithaile7390
@merhawithaile7390 10 күн бұрын
ኣንታ ፍናን ሓወይ ምስ ሳሮን ውን ከምኡ ትጻወት ኔርካ ኢኻ ሕጂስ ኩሉ እትገብሮ ፕራይበት ግበሮ ኣነ ንሳሮን ኣዝየ እየ ዝፈትዋ ጅግና እያ ምስ ወዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@abjtabjt3859
@abjtabjt3859 10 күн бұрын
ምክንያት ዘፋላለዮም ዘይትፈልጢ አይትዛረቢ ወሊዱካ እንዱሕር ዘይትስማዕማዕ ምፋልላይ አሎ እዩ
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 11 күн бұрын
ፍቅርኩም የበዘሐዮ ፋኒየይ ናሰበ አትገደሰ ሕማቅ እንበር ፅቡቅ አየፍቱዮሚዋ ናፍቅርካ ገበረ ዝያዳይ❤️❤️❤️😘
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@moharenaguesh3248
@moharenaguesh3248 11 күн бұрын
ሙሉእ ሓጎስ ይፍጠረልካ ምስ ሰበይትካ ብሮ❤
@AaAa-v3v4o
@AaAa-v3v4o 11 күн бұрын
ሞኑ 😂😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣❤❤❤❤❤❤❤❤
@MabelAbrham
@MabelAbrham 8 күн бұрын
ሓፍትና ከኣ እዚኩሉ መስዋእቲ ከፊልልኪ ሰጥ እልኪ ሓዳር ግበርሉ ፍና ጎይታ ሓዳርዩ
@YohansFsahaye
@YohansFsahaye 7 күн бұрын
Goyta hadaru
@WintaAraya
@WintaAraya 12 күн бұрын
ኮኾብ ኩሉ ግዜ ካብ ርሑቅ ተጠማቲ እዩ እሞ ኣይትገደሰሎም ነዞም ሓሳዳት በታ ኣዶ ወድኻ ምኒን ተትብል ተትበክ ድማ በኻይ ምበሉኻ ነብስኻ ሓፍ ኣቢልካ ስለ ዝረኣዩካ ግን ሓሳዳት ደም ዓይኖም መሊእዎም ብሓበሻ ዘይምግዳስ ፈጨጭ በል ጥራይ ፈጨጭ 🥰🌟❤️🌟😘✨️
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@Niceertube-h3v
@Niceertube-h3v 10 күн бұрын
ፍናን ብዛዕባ ሰባት ተዛሪብካ ዝዉዳእ አይኮነን እቶም ቀደም አብ ገገዛዉትና ኮለል ዝብሉ ዝነበሩ ናይ አእምሮ ጸገም ዝነበሮም ሰባት ሎሚ ጊዚኦም ስለዝመጻሎም ማለት ቲክቶክን ፌስ ቡክን ተጠቂሞም ከምድሌቶም ንህዝቢ ከይተረፈ ክዝንጥሉ ከዋርዱን ይዉዕሉ አለዉ።እንቛዕ ጊዚኦም መጻትሎም።
@HadidaRiee
@HadidaRiee 11 күн бұрын
ይመችኻ ፍናነይይይ❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 11 күн бұрын
ናይ ስብ ዘረባ አይትገደሱ አሕዋተይ ፍቅርኩም ይብዛሓዮ 🥰🥰🥰🥰❤❤
@YergalemYakob
@YergalemYakob 11 күн бұрын
አነእኮ ብጣዕሚ ኢያ ደስ ትብለኒ ቼኮሌት ኢያ ከለራ ሳሐቢ ኢዩ በተለይ ትሕትንአ ንዓካ ግን ክብለካ ዝደሊ እቲ ገንዘብካ ካብ አብ ዝኮነ ቦታታት ትበታትኖ አብቲ ሃገር ብዙሐት ድካታት ከምእውን ነደቂ ስውአት ተትሕግዝ ጽድቂ ምረከብካ መባልይቲ ይግበረርኩም ፈረይቲ ኩኑ ተባረኩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
@TsiTsi1111-h8u
@TsiTsi1111-h8u 11 күн бұрын
ቅንኢ ፈውሲ ዘይበሉ ህማም 😮😮😮😮
@semharasmelashi7546
@semharasmelashi7546 11 күн бұрын
እውይ ጸገም እንታይ እዮ ግበሩለይ እልክም ኤርትራውያን ሓሳዳት ኩሉ ግዜ ጽብቅ ናይ ሰብ ዘይትፍትው
@Huruya-c1f
@Huruya-c1f 9 күн бұрын
ቤላ መልሲ ፋኒ
@wawa8948
@wawa8948 11 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕዮ ሓውና♥️♥️♥️
@filimonhagos5140
@filimonhagos5140 11 күн бұрын
Esika Nifu Eika Qexilo Tray Embah Bel I like you're confident keep it up ❤❤❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 11 күн бұрын
ፋኒ ሓወይ ነዚኦም እዝኒ ኣይትሃብዎም enjoy your time please.
@1122TT
@1122TT 11 күн бұрын
በርትዑ ዳኣ ናይ ሰብ ብዘይ ኣገድስ❤❤❤
@meharihayelom6173
@meharihayelom6173 10 күн бұрын
Fani hawey admen tanan yhabkum fqrkum ybzah natka des zbleni bafka hmaq zeywexaka mkanu yu ajoka qexlo ❤❤❤
@bortokala2241
@bortokala2241 11 күн бұрын
ፋናን ሓዉይ ልባም ሰብ❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@ዜዱ
@ዜዱ 11 күн бұрын
ኣይትገድስሎም ክበረተይ❤
@اللالل-ج6ح
@اللالل-ج6ح 11 күн бұрын
ፍናን ሓወይ ፍቅሪ ጽቡቅ እንድዩ ረኣይኒ ረኣዩኒ ረኣዩኒ ኣይትበል ❤❤
@meri-sd6ng
@meri-sd6ng 11 күн бұрын
ፅቡቃተይ❤❤❤🎉🎉
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 12 күн бұрын
ሓዳርኩም የፈፅምኩም ፍናን ሓዉና
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@zebibkesete1734
@zebibkesete1734 11 күн бұрын
Dadi mami ❤❤❤❤
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 10 күн бұрын
FINAN HAWEY AJOKA EZINI AYTHABELOM❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlematMezgbo
@AlematMezgbo 11 күн бұрын
ሰብ ዝበልዖ አምበይ ዝዛረቦ ኣይስአንን አዩ አንተኪኢልና ፅቡቅ ንፅወ አንተዘይ ኪኢልና ሱቅ ምባል ኣምላክ ዝፈትወ ዋ ተጋሩዋይ ፈተውቲ ተጋሩን ደሙሩኒ
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@daniwedihager7708
@daniwedihager7708 11 күн бұрын
Wellcome fani ❤
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 11 күн бұрын
❤❤🎉🎉Hade hade qeynanat nmntay zeyqenu elkum aytchenequ❤qnenakum qexlu trah🎉
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@AzmeraTsegay-y5s
@AzmeraTsegay-y5s 11 күн бұрын
ፈናን ሓወይ ግደፎም ሰብ ሓሳድ እዩ 😢😢 ብዘኮነ ኣድናቂትኩም እየ
@Niceertube-h3v
@Niceertube-h3v 10 күн бұрын
አፍቃሪትካ ጥዑም ክትዛረብ ጥራይ ተዓዚብናያ በዚ መንገድኹም ቐጽሉ እዚ እዮ ፈጣሪ ዝቕበሎ ስለዚ ካብ ግናያትን ክፉአትን መልሓስ የድሕንኩም
@AlbbBaad-y1q
@AlbbBaad-y1q 11 күн бұрын
አታ ጎታዋይ ቅንኢ ዘይገብሮ የብሉን ኣይትገደሰሉም ❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@wawwww5364
@wawwww5364 11 күн бұрын
ቀንኦም እዮም አይዘኩም ሶ ይመችኩም ❤
@SaalmA-e1j
@SaalmA-e1j 11 күн бұрын
ኣነ ኣደኒቀካ ፋኒየ❤❤❤❤❤❤❤
@blessedbychrist8306
@blessedbychrist8306 11 күн бұрын
ቀዳማይ ነገር ዝወጻ የብላን ብጣዕሚ ጽብቕትን ምጭውትን እያ!!!! ዳሕራይ ከኣ ኣይትገደሱሎም ነዞም ጽቡቕ ናይ ሰብ ዘይፈትው። ንደቂ ሰባት ኣብ ናብራኦም ጽቡቕ ዘንብሮም ናይ ውሽጢ ጽባቔኦም እዩ እምበር ናይ ደገ ጽባቔኦም ኣይኮነን። እግዚኣብሔር ፍቕርኹምን ናብራኹምን ይባርኽ🙏❤
@SaraHxtkvrg
@SaraHxtkvrg 11 күн бұрын
ፍናነይ ጎቦዝ ኢካ ዝሓወይ🎉😢😢
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@MuhammedMustafa-vh5ms
@MuhammedMustafa-vh5ms 11 күн бұрын
ተክክል 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@hiwet817
@hiwet817 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍
@AdeyHalaley
@AdeyHalaley 10 күн бұрын
ንስካ እንታይ ገርካ ቴለፎነይ እያ ናይ ዳዊት ትቪ ባ ኣምጽለይ😢
@LiyanLiyan-js5dh
@LiyanLiyan-js5dh 10 күн бұрын
Edmen tenan yahabkum fetari 🙏 ❤🎉
@TvSf-v7g
@TvSf-v7g 10 күн бұрын
አየ ናይ ሰብ ነገር ማዓት ሕሩጭ ተደፍዲፋስ ነዝአ አይንመስልንትብል ❤
@DavAsli
@DavAsli 11 күн бұрын
ajoki natey ❤❤❤❤❤❤
@rahwatek1870
@rahwatek1870 11 күн бұрын
እዋይ respect ዘለዋ ኣዘራርባኣ ን ሞኒካ ክትምልሰላ ከላ ኣዝየ ኣድኒቐያ ❤። ኣጆኹም ኣሕዋት ን ስኹም ዝበደልኩሞ እኮ የለን እቲ ትዝርግሕዎ ቪድዮ ይኹን ሰእሊ ውን ኣን ናትኩም እምበር ኣብ ናይ ማንም ሰብ ኣይኮነን።ስለዝስ ኩልና ውን ምርጭኣ ኣለና ፈቲና ንሪኦ ኣይፈተናን ውን ገዲድኩም ረኣይዎ ኣይበልኩምን።
@Milil-n6j
@Milil-n6j 11 күн бұрын
ኣየ ሓበሻ ምንቀኛ😂 ኣጆኩም ፅብቃተይ ወደ ፈት💞💞💞💞
@jhonocbay693
@jhonocbay693 11 күн бұрын
Werdetega agame afshen zegi🇻🇳
@asterkahsay2452
@asterkahsay2452 9 күн бұрын
nay fnan sehak des kbil❤
@AaAa-v3v4o
@AaAa-v3v4o 11 күн бұрын
ዋይ ሰብ ይዛረብ አንበር ሽኮረይ አያ ❤️❤️❤️❤️🤣
@HamadSalim-b2n
@HamadSalim-b2n 12 күн бұрын
ስላም ሰላም ሰለ ሰው ቀድጀ ልልበሰው እናተ ብቻ ፈጣሪ ፍቅራችሁን ያብዛ በርቱ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@KisanetAraya-c8h
@KisanetAraya-c8h 11 күн бұрын
Hasibkayom kem des zbeleka 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@lemlemTekel
@lemlemTekel 10 күн бұрын
ሰላም ሰለ ዘይተጻረፍካ ልቢ ህበካ ኣለኹ ጸርፊ ረኽሰ መንፈስ ህልኽ ሓጥያትኢዩ
@YySs-qx9wi
@YySs-qx9wi 11 күн бұрын
ኣይትገደሰሎም ፋኒ ሽኮር 🥀💖
@HgfGjh-l1g
@HgfGjh-l1g 11 күн бұрын
Fani መሕረር ይመችካ በቃ 😘😘
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@biniboy4614
@biniboy4614 10 күн бұрын
Ata eza gal ety geratikum meskineyti seb shikor God bless you both of you
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 12 күн бұрын
Senesrata gin des yibl❤❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@SimretZewde
@SimretZewde 11 күн бұрын
❤❤❤ fanu Abesebi eka 🎉🎉
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@SalmaSs-u5q
@SalmaSs-u5q 10 күн бұрын
አይዞህ ወንድሜ ኦርኪና ደግሞ የኔ ቆንጆ 😘😘😘
@hermonberhane5374
@hermonberhane5374 11 күн бұрын
Ane zegrmeni fenan hemak aytzareben ika tebarek bruk ika 🇪🇷🙏
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@bahavtime5073
@bahavtime5073 11 күн бұрын
እይይ እዞም ሓሳዳት እጀኩም ቅኒኢ እዩ እትገደስሎም ፋኒዋይ ሓዳርኩም ይባረከ እሕዋትኩም ተጋሩ ንፍትወኩም ኢና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🥰🥰
@Dembena
@Dembena 11 күн бұрын
❤❤❤fnaney
@HaniMokie
@HaniMokie 11 күн бұрын
Uffff ደስ ክትብሉ ❤😊
@edenaynalemn3036
@edenaynalemn3036 11 күн бұрын
Gobzie kilu bfkie danke ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@sabatesfaslasie3107
@sabatesfaslasie3107 11 күн бұрын
ኣዘራርባኪ ስነ ስርዓትኪ ደስ ይብል ጎይታ የሱስ ይባርኽኪ ብርኽቲ
@KsaKd-dj5eo
@KsaKd-dj5eo 10 күн бұрын
ብዛዕባ ሰብ ኣይትገደስ ፊቅሩኹም የብዘሐልኹም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ዋዛምስቁምነገርWazamskumneg
@ዋዛምስቁምነገርWazamskumneg 10 күн бұрын
This is my ጋሌጣ 😂😂😂😂 ሞኒዋይ ምሕረር
@luwam6122
@luwam6122 11 күн бұрын
Azom tsarefu hsdna trayu kab fkri ztam yelen anka tefakerkum ab hiwetka kemdletka ❤❤❤❤
@DadiMami
@DadiMami 11 күн бұрын
🙏🥰
@daniwedihager7708
@daniwedihager7708 11 күн бұрын
Wawwww 👌🏽 rekibka,om
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
ሐረግ ( ክፍል 48)
37:45
ለዛ
Рет қаралды 125 М.
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41