ገፅኪ ጥራሕ ክሪአኪ ንዒ ኢሉ ለሚኑኒ ወፅየዮ። ንመኒኦም ክመርፅ ጨኒቑኒ ምኽርኹም ደልየ abi habeshawit tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

  Рет қаралды 2,312

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

28 күн бұрын

Пікірлер: 70
@miliaxmawit1640
@miliaxmawit1640 24 күн бұрын
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ኣይዞኪ ክትክእልዮ ኢኪ ከምዚ ናተይ ንስኪ ዳሓን ኢኪ ናተይ ተትነግረኪ ምገረመኪ ኣነ ነዚ ዘፍቅረኒ ዝሓልየለይ ወድዓደይ ተመርዕየዮ እየ ከምቲ ዝግባእ ንላዖሊ ደማ ኣክቢሩንንን ገይሩለይን ግን መምህር ኣብ ዓዱ ኣይከብርን ክበሃል በሓደ ግዲ ኢና ዓቢና ይመስለኒ ኣብ ልዕሊኡ ካልእ ኣፍቂረ ንፈላለ ኢለዮ ዝበደሎ ዘይብሉ ብዘይፈልጦ ተፈላሊና ምስዚ ዘፍቅሮ ወዲ ክንራከብ ናተቆፀርና ወርሐይ ክመልእ ናተፀበና ትረፊ ክብለኒ ብኮረና ምክንያት መንገድታት ተዓፅዩ ብድሕሪኡ ተፍትሽ ኣጋጢሙ ተትሒዙ ኣብ እስርቤት ኮይኑ ይድውል በብሰዓቱ በብደቂቃ ኣነ ከማን ንሱ ዝድውለለይ ሰዓት ስለ ዝፈልጦ ብዘይ ውነይ ስርሐይ ኣጠናቂቀ እየ ዝፅበዮ ኣብ ዘግነዮ ኣጋጣሚ እዩ ዝድውለለይ ቅርሺ ደገ ናሃለወ እስርቤት ኣትዩ ኣዲሳባባ ምስ ከደ ትግራይ ምስ ከደ ባዕለይ እየ ኣይረድ ኣሸሓት ዝሰደሉ ዝነበርኩ ስረሐይ ቀዋሚ ዝተፈላለየ ገዛ ይሰርሕ ስለ ዝነበርኩ ናይ ቅርሺ ፀገም የነበረንን ንሱውን ይፈልጥ እዩ ስለ ናተይ ዘይፈልጦ ነገር የነበሮን ኩሉ እዩ ዝፈልጦ ኣጋጣም ኮይኑ ንኡ ቤተሰቡ ምስ ቤተሰበይ ይፋለጥ ፀኒሑ በዓል ሓዳር ምካኑ ቆልዓ ከም ዘለዎ ሰበይቱውን ሓራስ ከም ዘላ ይነግሮ እዚ ቤተሰበይ ውን ምስኡ ከም ዝደዋወል ይፈልጥ እዩ ነጊሩኒ ደንጊፀ ግን ትግራይ ከምቲ ኩላህና ንፈልጦ ኩናት ዕፅዋን ክባን ስለ ዝነበረ ስልኪ ውን ኣይነበረን ንነዊሕ እዋን ናነባዕኩ ባዕለይ ንባዕለይ ኣፀናኒዐ ድሕሪ ዝኩሉ ግዜ ስልኪ ተከፊቱ ይድውለለይ ግን ጋል ምኳነይ ከይተርፍ እዩ ይመስለኒ ኩሉ ረሲዐ ንዑኡ ብምርካበይ ተሓጉሰ ቅርሺ ኢሉኒ ሰብካ ናመተስ ኢለ ዝኣክሎ ብዙሕ ቅርሺ ሰዲደሉ ንእሽተን ምስተረጋገዐ ኩነታት ከም ዝፈለጥኩ ክነግሮ ወሲነ ነጊረዮ ጠቅላላ ኣይወዓልክዎን ክፈላልዩና ዝደልዩ እዮም ኢሉ ኣእሚኑኒ ኣነ ከዓ የፍቅሮ ስለ ዝነበርኩ ኣሚነዮ ናብ ቀደምና ተመሊስና ኣጋጣም ንሓፍቱ ደልየ ናታ ተባሂለ ዝተቀበልክዎ ስልኪ ደዊለ ሰበይቱ ተልዕለኒ መን ክብል ትብለኒ ንኣከለ እየ ደልየ ይብላ ንሳውን ኣነ ሰበይቲ ሓዋ እየ ንዕልተይ እያ ትብለኒ ስሙ ናፀወዐት ግን መን ክብል ትብለኒ ስመይ ነጊረያ ይፈልጠኪ እየ ኢላትኒ ከም ትጀናጀኑ ከም ትደዋወሉ ይፈልጥ እየ ኢላትኒ ንዓኣ ይቅሬታ ሓቲተ ገሪምዋ ከመይ ኢልኪ ሓቲትክኒ ትብለኒ ኣነውን በቃ ይቅሬታ ብቻ ግበርለይ ኢለ ዓፅየያ ድሓራይ ንሱ ብዘይፈልጦ ንቤተሰቡ ጠይቀ ንዕኡ ዝፈልጡ ዝበሃሉ ጠይቀ እቲ ሓቂ ፈሊጠ ኩሉ ፈሊጠ እየ ክትክሕደኒ ከይትሓስብ ይብሎ ጠቅላላ ኪሒዱኒ ኣን ንሳን ናይ ክልቴና ምስጢር ኣለና ንሰብ ክትነግሮ ዝከብድ ኣነ ንዓኣ እየ ሓጊዘያ ኢሉኒ ኣነ የፍቅሮ ስለ ዝነበርኩ ኣጉል ተስፋ ሒዘ ይፅበዮ ሓፍተይን ማሓዛይን ይፈልጢጣ ስለ ዝነበራ ሓንቲ ቅርሺ ከይሰደሉ ሓንቲ ንሓደ ሰሙን ከይደዋወሎ ቃል ኣእትየን ኣሲረናኒ ቃል ተተባሂሉ ይፈርሕ ስለ ዝነበርኩ ኣብ ተግባር ኣውዒለዮ እቲ ሓቂ ድማ ድሕሪ ሰሙን ይፈልጦ በተለይ ቅርሺ የብለይን ምባል ምስ ጀመርኩ ተቀይርኪ ኪሒድክኒ ሙሉእ ብምሉእ በዳሊት ምካነይ ኣእሚኑኒ ጥፍት ከምዘጥፋእኩ ክስመዐኒ ብዙሕ ፂዒሩ ግን ቅርሺ ስለዘይሰደሉ ዝነበርኩ ተቀይርኪ ይብለኒ ድንገት ብዓዲ ክውድኣልኪ ይብለኒ ኣነ ድማ ተሓጎስኩ ክሓስበሉ ኢለ ዓፀኩዎ ኩሉ ክሓስብ ጀመርኩ ግን ከዓ ናብዙይ ክመፅእ እየ ይብለኒ ስለ ዝነበረ ዕላምኡ ንምስካዕ ምሽዋርን ካልእን ንምሽፋን ከምዝኮነ ተረዳእኩ ብዓዲ ምውዳእ ኣበክዎ ናብዙይ ድማ ተበገሰ ተለቂሑ መፀ ድማ ብሰላም ኣተወ መሻርፍ በለኒ ኣነውን ቃለይ ኣፍሪሰ ንክሰደሉ ወርሐይ ክመልእ ተፀበ በልክዎ ስለ ዘይነበረኒ ሰዲደዮ ፀኒሐ ሐዚ እየ ዝደሊ በለኒ ከም ዘቅመጠ ኣነውን የብለይን ሰሙን ተፀበየኒ ካብ ሰብውን ዝሕግዘኒ የብለይን በልክዎ ባሕረኛ ስለ ዝነበረ ኣሕዚኑኒ ክሰደሉ ደልየ ወርሐይ ይፅበ ግን ኣመንጉዩ ምስቲ የብለይን ዝብሎ ዝነበርኩ ጠርጢሩ ይመስለኒ ሐዚ ሐዚ ስደድለይ ታይ ሲኢንኪ ሃፍታም እንዲኪ ይብለኒ ኣነውን ቅጭ ኣምፂኡለይ የብለይን በልክዎ ብድሕሪኡ ተቀይርኪ ኢሉ ተባኢስና ንወርሒ ተዓፃፂና ድሕሪ ወርሒ ይቅሬታ ኢሉ ደወለ ኣነውን ልበይ የቆረፀለይን ስለ ዝነበረ ስቅ ኢልና ተደዋወልና ምስቲ ዘጋጠመ ከቁርፀኒ ዝክእል ምክንያት ይደሊ ስለ ዝነበርኩ ስቅ ኢለ ይደዋወሎ ነበርኩ ችላ ከምዝበልክዎ ተረዲእዎ ይመስለኒ ከምዚ ሰሚዐ ከምዚ ገይርኪ ስኡት ነይሮምኪ ምባል ጀመረ ኣነ ከዓ ስቅ ኢለ ይሰምዖ ሕሶት እዩ ይብሎ ንባኣስ ንተዓፃፀ ድሕሪ 2ወርሒ ይድውል ይቅረ በልለይ ይብለኒ በል ንምንታይ ከምዝተባኣስካኒ ንገረኒ ስኡትኪ ምናምን ናበል ኢለዮስ ክሰርሕ ስለ ዝደለኩ እየ ተባኢሰኪ ኢሉኒ ንገንዘብ ክብል ኩንትሮ ስለ ዝሰርሕ ምስ ረከበ ይመስለኒ ምስ ተበላሸዮ እዩ ደዊሉለይ ይመስለኒ ከምቲ ድሕረ ዝተረዳእክዎ ብገንዘብ ምስ ቀየረኒ ልበይ ተፊእዎ ዋላ ናፍቀርክዎ ተስፍ 0 እምነት 0 ከምዛ ዘይነበረ ዓንኪረ ተፊኣዮ ንዒቀዮ ማዕረ እቲ ዘፍቅሮ ፀሊኣዮ ተዛዚሙ 👊👊👊👊ድሕሪ ኣዋርሕ እዚ ዘፍቅረኒ ብዜካ ካልእ ጋል ዘይጥምት እሙን ኣፍቃርየይ ንኩሉ ገዲፍና ንተዓረቅ ምስ በለኒ ተዓሪቅና ናተከባበርና ናተሓላለና ድማ ናብራና ንመርሕ ኣለና ተመስገን ኩሉ ሓሊፍ ይቅሬታ ዕግበት ሕልና እዩ ንኣፍቃርየይ ኩሉ ነጊረ ይቅሬታ ሓቲተዮ እየ ንሱ ድማ ፍርሓት እግዚአብሔር ኣለዎ ተመስገን🥰🥰🥰🥰🥰ስለዚ ኣስተውዕላ ዝኮነክን ፍለጣ ❤
@AsAs-lz6bh
@AsAs-lz6bh 26 күн бұрын
ናይ ኣቢ ምኽሪ ኣብ ተግባር ኣውዕልዮ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 26 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 25 күн бұрын
አረ ክብርቲ ሓፍተይ ምስቱ ዘፍቅረኪ ወድዓድኪ ኩኒ ሓቀኛ አፍቃሪ አይኮነን ቱዳሕረዋይ ተዘፍቅረክስ አፍቃሪ አለኒ ናበልክዮ ግደፍዮ ዝብለኪ ጥዑይ አይኮነን ብኡነት ሂወትኪ ባዕልኪ አብዓዘቅቲ ከይተእትውያ😢
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 26 күн бұрын
ብጣም ብሉፅ መሳጢ ምኽሪ ዋው ታይ ክንውስኸሉ ካብዙይ ንላዕሊ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 26 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ ዝያዳይ❤
@SleepyApron-cs2dx
@SleepyApron-cs2dx 26 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኪ ኣብየይ እና ደስ ዝብል ምኽሪ እዩ ዝሓፍተይ ውን ኣብ ቃላት ኣይ ትመኒ ብስሩ ውን ዘፍቅረካ ሰብ ብዙሕ ቃላት ኣይዛረብን::ስለዚ ብቃላት ኣይትታለሊ::ዙወዲ ዓድኪ የሕሸኪ 😊
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 26 күн бұрын
አብ ጣዓስ ከይትአትዊ ዳሓር ምስ አመሉ ትፈልጥዮ ዝፈልጠኪ የሐሽኪ
@bdfkjuerig-hy2zt
@bdfkjuerig-hy2zt 26 күн бұрын
ነቲ ወዲ ዓድኪ ይሕሸኪ ነቲ ናይ ፈስብኪ ወዲ ድማ ዕፀውዮ ወይ ምስኡ ትራከብሉ ዝነበርኪ መራከቢ ዕፀውዮ ምክንያቱ ምስኡ እንዳተዳዋወልኪ ነቲ ወድዓድኪ ክተፍቅርዮ ኣይትክኢልን እኪ ክብርቲ ሓፍቲ
@AsAs-lz6bh
@AsAs-lz6bh 26 күн бұрын
ሰላምኪ ይብዘሐለይ ክብረተይ ኣነ ዝብለኪ ምስ ወድ ዓድኺ ብኣካል እትፎልጥዮ ወስኒ ግዘኺ ንዑኡ ሃብዮ ዳሓር ከይትጣዓሲ ሓፍተይ ናተይ
@selamselam6413
@selamselam6413 24 күн бұрын
ኤረ ምስ ለፍቅረኪ ወዲ ዓድኺ የሐሸኪ❤
@bxnydu2194
@bxnydu2194 20 күн бұрын
ምንም ጎደሎ ደይዉላ ናኣተይ ህወት ዲነኹዋ ዛንታ😭
@hgf6568
@hgf6568 26 күн бұрын
ሰለ ዘይትግደስሉ ከይትኩኒ ንብስኪ መርምሪ ማዓረይ አነ ዝብለኪ ምስቲ ዘፍቅረኪ ወዲ ዓድኪ የሐሸኪ እቲ ብፈስብክ ዝተላለክዮ ብቃላት ጥራይ እዩ ሰለዚ አብ ቃላት ዘይኩነ አብ ተግባር እዩ ዘገድሰኪ ንዓኪ
@user-du3lc7to8d
@user-du3lc7to8d 26 күн бұрын
ጓል አንስተይቲምስ ዝፈቅር ትነምር እዩ ዘለዋ ንስኪዉን እናተለመደኪ ምሰከደኪ ተፈቅረዮ ኢኪ ማዓረይምስ ዘፈቅረካ አሎ ሂወት ❤
@sLAmAZz
@sLAmAZz 18 күн бұрын
Mkrki ayfeleyena haftey ketsllu❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq 26 күн бұрын
ምስዘ ወድ ዓድኽ ❤ሐሸኽ እፍፍ አነ ድነአኽዎ😢😢😢😢😢
@user-so6xc4gr3l
@user-so6xc4gr3l 25 күн бұрын
ምስ ወዲ ዓድኪ የሐሸኪ 👌❤
@mlilYouTube
@mlilYouTube 25 күн бұрын
ምስ ወዲ ዓድኪ ይሐሸኪ ማዓረይ
@selamgabrhans1662
@selamgabrhans1662 26 күн бұрын
ምስ ዘፍቅረኺ ይሕሸኺ መዓረይ❤
@user-ud9uy9yt9u
@user-ud9uy9yt9u 26 күн бұрын
እቲ ወዲ ዓድኪ ይሖሽኪ ማዕረይ ካብዘይትፈልጦ ምልአክ ትፈልጦ ሰይጣን ይሕይሽ እውን ይባሃል እዩ ማዕረይ ወዲ ዓዲ እዩ ዝሖሽኪ ❤
@user-sw3fy1oc8k
@user-sw3fy1oc8k 26 күн бұрын
ሰላምኪ ይቡዛሓ ዛፉተይ ቡዙበለፅ መሉሳቶ እያ ኣነ ዙቡለኪ ካብ ዘሕጉሰኪ ዙጠቅመኪ ሙረፂ ዛሓፉተይ ፆሎት ግበሪ ኣዘኪ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 26 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@goodplaza795
@goodplaza795 25 күн бұрын
ሙሱቱ ዘፈሉጠኪ ዘፍቅረኪ ዘሓፉተይ ❤
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 25 күн бұрын
ኣቢ ሓፍተይ ለባመይ ❤❤
@user-oo6vi6fx1l
@user-oo6vi6fx1l 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@Selam256
@Selam256 23 күн бұрын
Wedi adki yhshek haftey marey❤❤❤
@Selam-zi8qy
@Selam-zi8qy 25 күн бұрын
ፍቅሪ ምልምማድእዩ ዛወለላይ ምስ ወድዓዲኪ ይሕሸኪ❤ ዘይትፈልጥዮ ወዲ የደልየካን በልዮ ምስላ ወለድና ብጌጋ ዝዘራእካዮ ንዓመት የጥምያካ ብጌጋ ዝተዋስብካዮ ክሳብ ዘለካ የንብዕካ ይብሉ መፃሚዲ ብሽኮላ ክንውስን የብልናን ንዓና ዝጠቅም ይሃበና አምላክ ዮሓንስ❤ ኦ አምላክ ዘክርና ምስትውዓል ይሃበና
@brhangarzhir421
@brhangarzhir421 24 күн бұрын
ምስወድዓድኪ ይሕሸኪ ❤❤❤
@user-wj9rg7zr1l
@user-wj9rg7zr1l 26 күн бұрын
በስምኣም በጃኪ ነዚ ቀደማይ ከይትጎድእዮ በጃኪ 😢😢😢 ወዲ ዓድኪ ይሐሸኪ 😢😢😢
@user-lz1hr6pn6d
@user-lz1hr6pn6d 25 күн бұрын
ምሰቱ ዘፍቅረኪን ወዲ ዓድኪን የሓሸኪ ማዓረይ
@YdtHr
@YdtHr 26 күн бұрын
እቲ ወዲ ዓድኪ ይሐሽኪ❤❤❤🎉🎉
@galltigray4548
@galltigray4548 24 күн бұрын
ምስዚ ወድዓድኪ ይሐሸኪ ዘክብረካ ዝመስልዎየለን ምስ ወድዓድኪ ይሐሸኪ።❤❤❤❤❤
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 26 күн бұрын
ምስ ዘፍቅር ማዓረይ ❤❤
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 26 күн бұрын
ቀደመይቲ ኣነ❤❤❤❤
@user-kq3dk6mf5w
@user-kq3dk6mf5w 26 күн бұрын
በስመ ስላሴ ኣረ ወዲ ዓድኪ ይሕሸኪ ምክንያቱ ንመፃእኺ ሕሰብ መዓረይ ዝኩሉ ግዜ በልዕክዮስ ንዘትፈልጥዮ ብሚድያ ግን ዳሓር ከየጣዕሰኪ ምስክን ሰብ ከይትከስሪ ብድጋመ ሕሰብሉ😢
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f 26 күн бұрын
ሰላም አብንመላእ ዓለም አተረከባ ደቂ አንሰቱዮ አሕዋትይ በመቀፀሊ አቢ ሓፍተይ ይቀንይልና ኩሉ ምክሪታትኪ ፅብቅ አዩ ናዚ ሓፍተይ ግን ካባይ ሓፍቲኪ ተማሃሪ ከምዚ ወዲ ቱቡሉዮ ዘለኪ መሰንጀር ናይ አም ገለታት ዝባሃል ወሕዲት አዩም ሓቀኛታት ገድፈየኒ አየ ሓዳር ይብለይ ናዓኪ ጥርሕ አየ ዘፍቅር ዘብሉ ቃላት ሒዘም ልቢና ተጉዲኡ አሎ ተጥንቅ ነዚ ወዲ ዓዲኪ ብኣካል ተፈሉጡዮ አሸ ምባል ተሐሸኪ ዳሓራይ ከይትናሰሒ ሓፍተይ በጀኪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-lj6cp9fj6w
@user-lj6cp9fj6w 26 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉ለባመይ
@genet3442
@genet3442 26 күн бұрын
ኣቢየይ ማዓረይ ንፈትወኪ❤ህያበይ ምቅርቲ ኣቢት ኣክሪ ምቅርቲ❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 26 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@genet3442
@genet3442 25 күн бұрын
@@tsegatsega238 እሺ❤
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 25 күн бұрын
ምቅርተይ ናተይ❤❤
@user-hy6uq8cv7v
@user-hy6uq8cv7v 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@briefkr
@briefkr 26 күн бұрын
ወድዓድኪ ይሕሸኪ ከባልሸየኪ አዩ ደልዩ
@HfgJff-le8zu
@HfgJff-le8zu 26 күн бұрын
ኣነስ ናይ ባዕለይ ጥያቄ እዩ መልሲ ከንብብ አየ ኣቢዋይ ያቐንየልና😌
@user-vy4yg3gn9n
@user-vy4yg3gn9n 24 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@brhantesfay8948
@brhantesfay8948 26 күн бұрын
ሓፍተይ ማዓረይ ምስ ወዲ ዓድኪ ይሐሽኪ ፍቅሪ ካኣ ተላማሚድካ ይመፅእ እዩ
@fserdss1437
@fserdss1437 26 күн бұрын
ፈትንዮ ብዓዲ ወድእ ካብኡለ ዓዲ ኢና ንራከብ በልዮ ታይከምዝብል ረአዮ ሽዑ ነቲ ብሚድያ ትፈልጥዮ
@HadasTedros
@HadasTedros 26 күн бұрын
ዝብሎ ይብለይ ግን ሓደራ ሓደራ ናይ ኣቢ ዝበለተኪ ምክሪ ስምዕያ ጋልነይ
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 26 күн бұрын
ጓልስያ ካብ ፈጣሪኣስ ፋሕጣሪኦ ካብ ዝፈትየክን ዘክብረክንስ ናብ ዝውስልተልኪ ምሕረት የውርድ እቲ የዋህ ኣፍቃሪ ግን ኣምላክ ንዐኡ ትመስል ጓል የጋጥሞ ፈጣሪ ንስኪ ግን ንዐኡ ኣይትበቅዕን ጥለምዮ እሞ ናይ ዝተጠለሙ ደገፍ ፈጣሪ ክክሕሶ እዩ ርግፀኛ እየ ንስኪ ግን እናነባዕኪ 😢😢😢😢ትነብሪ ምክንያቱ ብልቢ ዘፍቅረኪ ስለ ዝጠለምኪ ወዳሕናክይ
@user-qk8dt6nd7q
@user-qk8dt6nd7q 26 күн бұрын
ኣብ ጣዕሳ ከይቲነብሪ ወዲ ዓዲኪን ተፈሊጥዮን እዩ ዚሕሸኪ ማዓረይ ናይF.b ወዲ ተባዕታይ ኣይዲሊይኪን ማዓረይ❤
@amnaslama4484
@amnaslama4484 26 күн бұрын
ሓደ ሓደ ኣጓላት ኣለናስ ደፍቅረና ገድፍና ምስ ዘያፍቅረና ንኸይድ ግን ትክክል ኣይኸነይ ጓል ምስ ደፍቅራ ክትነብር ኣለዋ ምስ ወድ ዓድኽ ሐሸክ ቀስ ብቀስ ታፍቅርዮ እኽ ስቅ እልኽ ምስኡ ቀፅል✅🙄✍️
@yguygu4625
@yguygu4625 25 күн бұрын
ምስ ዘፍቅረኪ ምረፂ ማዓረይ ወዲ ክሳብ ዝርክቡካ እዩሙ እንበር ርክብ ተቡለሙካ ክንድታ ጭላፍ ፅፍር ኣይ ርአካን😢😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 26 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ ማያረይ❤
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@MariG-z3l
@MariG-z3l 26 күн бұрын
ሓዳ ሓደ ዘለና ኣጓላት እኮ ዘክብረና ዝሓልየልና ኣይንፈቱን ብጃኪ ታኮሜንት ተንብቢ ተሀሊኪ ብዘይ ለጋ ላጋ ዞወዲ ዓድኪ የሐሸኪ ብስሩ እውን ኣብ ምርጫ ኣይተእትውዮ ካብርኪ ምእንታይ ትነብሪ ይብለኪ እንተኣቢክዮ ግን ናተጣዓስኪ ክም እትነብሪ ብዛኮሜንት ዘክርኒ ወዳሓንኪ😊
@Shewitshewit-ze8fb
@Shewitshewit-ze8fb 26 күн бұрын
ምሰ ወዲ እዱኪ ይሐሸኪ ዛሓፈተይ
@user-kh3hn4lp4s
@user-kh3hn4lp4s 26 күн бұрын
ምስ ወዲ ዓድኪ ይሕሸኪ
@AbcdAbcd-nf1jx
@AbcdAbcd-nf1jx 26 күн бұрын
ምስ ዘፍቅረኪ ይሐሸኪ ፍቕሪ ብተግባር እምበር ብ ኣፍ ዋጋ የብሉይ ወዲዓድኺ ይሐሸኪ ሓፍተይ
@AbebahayluHaylu
@AbebahayluHaylu 26 күн бұрын
ሰላም ሓፍተይ ናተይ መሰንጀርኪ እባ ኣቀምጥለይ ይደልየኪ እየ ብዉሽጢ
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 25 күн бұрын
Abeba Gebre እዩ ዝብል❤
@Mari-yp7yp
@Mari-yp7yp 26 күн бұрын
ወዲ ዓድኺ ይሕሸኪ እቱ ሓደ ንቓላቱ ኢኺ ኣፍቂርኪ ዘለኺ ንዙ ቐደማይ ተሓዲግክዮ መቸም ኣይጥዕመክን።
@user-sb6dq9yu1w
@user-sb6dq9yu1w 26 күн бұрын
ከምሰመዐ እባ እቲ ወዲ ዓድኪ ንስኪ ምኳንኪ ጋሕ ምባልኪ ኔሩ ንዓኪ ስ ክብረት ዘይፍትወልክን ሓደ ሓደ ዝኒሀክን ኣጋላት
@user-hw4se4di5r
@user-hw4se4di5r 25 күн бұрын
ዋይ እዚይሰ ምክሪ የደለየኪ ማለት ደዩ ዋ ኣጓላት እኮ እቱ ዘፍቅረኪ የሐሸኪ ፍቅሪ በለመመደ እዩ እቱ ናይ ፌሰቡክ ካፍተን ኣጓላት አተሐሺ ክሰካበ ዝረክበኪ እዩ እምኡ ዝበለኪሎ እንበር ምሰ ረከበኪ ክሸንደሐኪ እዩ ኣነ ዝበለኪ ምሰቱ ወደ ዓደኪ የሐሸኪ ከትካሰረዮ በጃኪ🙏🥰🥰
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 26 күн бұрын
ካብያ ልጠመየሥ ልጸገበ የሕዝነኒ ዶ በለት ኣደዋይ ከምዚ ረኪባ ኮእያ ዝኩሉ ዓመት ኣጸቢክስ ኣብ ቀረባ ዝተፋለጥክዮ ኢልኪ ክትሓድክዮ😮ነቲ ዝተዛረቦ ሰብ ዘይልውጥ ሰብ ብጹእ እዩ ስለዚ ቃልኪ ኣይጥለሚ ድሓር ዝገደደ ከይመጸኪ
@frweyankelaey4525
@frweyankelaey4525 25 күн бұрын
ምስቲ ወዲ ዓድኪ የሐሸኪ ብልመምድ ተፍቅርዮ ኢኪ
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k 26 күн бұрын
ተጫዊቱ ክድርብየኪ እዩ ወዲ ዓድኪ የሐሸኪ
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 26 күн бұрын
ወዲ ዓደካይ እይድረበየካን ዱዩ
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k 25 күн бұрын
@@faswelsfr1974 ካምቱ ካሊእ አይኮነን እምበይ አሎ እዩ
@user-fw1jg7qi3v
@user-fw1jg7qi3v 26 күн бұрын
ሓፍተይ ናተይ ኣይትጋገይ ወድዓድኺ ዝፈልጠኪ ትፈልጥዮ ይሕሸኪ እዚ ብፌስቡክ ተላለኽዮ ወዲ ወይ በዓል ሓዳር ክኾን ይኽእል ወይ ካልእ ምኽንያት ይህልዎ ትፈልጥዮ ተኣምር የብልክን ፡፡ ብፌስቡክ ተፍቀሩ ኩሎም ናብ ሓዳርን ናብራን ይበፅሑ ማለት ኣይኮነን ፡፡ ሓንቲ ብቀረባ ዝፈልጣ ብፌስቡክ ምስሓደ ወዲ ተላልያ ንሳ ኣብ ኢትዮጰያ እያ ትነብር እቲ ብፌስቡክ ተላለያ ድማ ኣውሮፓ እዩ ኔሩ ደቂ ዓዲ ግን ኣይኮኑን ክንምርዖ ተባሂሎም ቤተሰቡ ናብ እንዳ ጋል ሰዲዱ መርዓ ተቆፂሩ ወዲ ግን ስልኪ ኣጥፊኡ በቃ ዓዱ ቀረባ ስለዘይኮነ ምንም ክገብሩ ኣይክኣሉን ፡፡ ዝገርም ድማ ቅድሚኡ ዓርኪ ኔሩዋ ብፌስቡክ ምስተላለየት እያ ነቲ ናይ ቀደም ዓርካ ሸንዲሓቶ ፡፡መጨረሽኡ ግን ታሕጋሱ ኮይና ስለዚ ሕሰብላ
@hgggg7143
@hgggg7143 25 күн бұрын
ናብዛ ምክሪ ምንም ኣይዉስከላን ትኣክለኪ እያ ንሳ ደሞ ንምንታይ መጀመርያ እሺ ኢልክዮ ክተማርፂ ዝግበአኪ እኮ መጀመርያ እዩ ግዚኡ ዕድሚኡ በሊዕኪ ዝኩሉ ዓመትስ ሐዚ የደልየካይ ክትብልዮ ከቢድ እዩ😢😢 ልቢ በሊ መዓረይ ፅባሕ ንጉሆ ኣብዘይትወፅዮ ዓዘቅቲ ክትኣትዊ ኢኪ
Gym belt !! 😂😂  @kauermtt
00:10
Tibo InShape
Рет қаралды 17 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
DAD LEFT HIS OLD SOCKS ON THE COUCH…😱😂
00:24
JULI_PROETO
Рет қаралды 16 МЛН
Gym belt !! 😂😂  @kauermtt
00:10
Tibo InShape
Рет қаралды 17 МЛН