ጓልካ ኣይኮነትን ኢላትኒ Josias denden

  Рет қаралды 105,214

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

ጓልካ ኣይኮነትን ኢላትኒ Josias denden
VISIT AT JOSIAS DENDEN
linktr.ee/josi...
FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#micahele#micahelesayem

Пікірлер
@Tv-gr6rg
@Tv-gr6rg 6 ай бұрын
ሓደ ኣቦ ንልዕሊ 40 ዓመት ኣብ ስደት ዝገበሩ ዝተዛረብኒ ካብ ኣእምረይ ዘይቲ ርሳዕ።ተመሪዒካዶ ኢሎም ሓቲተምኒ ኣይተመርዓኩን ኢለዮም። እዚ ወደይ ሓንቲ ነገር ክብለካ ንሰብኣይ ስደት ኣይከብዶን ኢዩ ሕልና ዘለዋ ሰበይቲ ተረኪብካ ሓዳር ጥዑም ኢዩ።ንፈጣሪ ሕልና ዘለዋ ሰበይቲ ሃበኒ ኢልካ ኩሉ ግዜ ጸሊይ ኢሎም መኪረምኒ።
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 6 ай бұрын
Emo ab kemey dereja bexahka
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 6 ай бұрын
​@@semeretesfaghabir186ሕልና ዘለዋ ጓል ስጋብ ዝረክብ ይጽሊ ኣሎ
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 6 ай бұрын
⁠@@yonaskeshi1863😂
@semretkabreab4962
@semretkabreab4962 6 ай бұрын
Amlak xelotka ysmeaka😊😊😊
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 6 ай бұрын
@@yonaskeshi1863 ኣይትረክብን ኢካ በሎ
@ኩብኩብታሳሕል
@ኩብኩብታሳሕል 6 ай бұрын
ኣሕ መንእሰይ ረኪብዎ ዘሎ ኣጆካ ዝሓወይ ብሕጋዊ ሕተታ ተስፍ ዘይምቅራጽ ክሓልፍ ኢዩ❤
@aronbrhane374
@aronbrhane374 6 ай бұрын
ሓንቲ ክብለኩም ቁዱስ ቁርባን ከም ቀሊል አይትራኢዎ መብዛህቱ ሰብ ቅዱስ ቁርባን ተቀቢሉ ናብ ዘይተደልየ ነገር ይአትዉ አለዉ ነብስኩም አብ ዘይትወጽዎ ሽግር ትአትዉ አለኩም በጃኩም ሓደራ ሓደራ ሓደራ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 6 ай бұрын
Bzey aflto z'atwwo bezihom
@zlove8820
@zlove8820 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሓወይ ሎሚ እቲ ሰብ ክንድምንታይ መንፈሳዊ ትምህርትን ኣፍልጦን ኣለዎ ከይፈለጡ ናይ ተኽሊል መርዓ ይፈቅዱሎም ብፍላይ እቶም ካህናት እንታይ ይኮኑ ኣለው እቶም ዝምርዓው ከ ክብደቱ ፈሊጦሞ ዲዮም እንድኢ እግዚኣብሄር የቅልለልና ኢዩ ዘብል ሓወይ ከኣ ኣጆኻ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን!
@Tesfa325
@Tesfa325 Ай бұрын
ጉድለት ቤተክርስትያን እዩ አብዚ እዋን እዚ ብሰንኪ ድኽመት ቤተኽስያና ከምዚ ዓይነት ተርእዮ ዝረኤ ዘሎ
@TrgumXbah
@TrgumXbah 6 ай бұрын
ሚኪ ሓወይ ናይ ቤተሰብ ሓገዝ ደሊካ ኣምላክ ይሓግዝካ እምበር ሰብ ሎሚ ሕማቅካ ዝደሊ እምበር ጽቡቁካ ዝደሊ ቤተሰብ የለን።ኣነ 10 ዓመት ገረ ኣለኩ ኣብ ሕክምና ይእለ ኣለኩ። ኹሎም ቤተሰብይ ነጊረዮም ድሃየይ ገሮም ኣይፈልጡን ።ኣብ ኣምላክካ እመን ደርቢዩ ኣይድርቤካን ኢዩ።ኣይትጨነቅ ሕማቅ ግን ኣይትሕሰብ ሓደራካ።
@wudassieguesh8558
@wudassieguesh8558 6 ай бұрын
Ajoka zihawey mearey ab hikimina koynikas ajoka tiblo aleka gejina eka
@dawit033
@dawit033 6 ай бұрын
Abey Hager alka ab Holland 🇳🇱 telka mexye kreka fekadka khatet zehawey jegna ❤
@ነቓጽዮምዝብሉኒ
@ነቓጽዮምዝብሉኒ 6 ай бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኩን ❤እምበር ናይ ቤተሰብ ገዲፍካ ተዛረብ ቤተሰብካ ደኣ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ እንተ ኣለካ እንደኣሎም ዝቀርቡካ ኣብ ግዜ ንእስነትና ከለና ማለት ክንዓቢ ከለና ዝሓልፈልና ዘይመስሎም ብዙሕ ነገር ዝብድሉና ዝነበሩ ሎሚ ሃህህ ኢሎም ክልሙኑና ኮለዉ ብጣዕሚ ኢካ ትግረም ምቅናይ ምቅናይ ንኩሉ ንምርኣይ ትብል ሽዑ !ወዓግ ሲ ዘይወግሕ መሲሉዋ ኣብ ቦኩራ ትሓርእ ይብሉ መሰልቲ ሳላ እግዘኣቢሄር ዝሰኣን ነገር የለን ኣነ ኣምላኽ ይመስገን ኣይ ከም ዝዓበክዎን ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ኣለኩ። ኩሉ ከምእትኽእልን ነቲ ዝመደብካዮ ዝኽልክለካ ከም ዘየሎን እፈልጥ ኣለኩ መጽሓፍ እዮብ 42፥2 ሓወይ ነዓይ ይማስልካ🙏
@MlatMm
@MlatMm 6 ай бұрын
ኣብ ኣምላኽ ዝኣመነ ወዲቑ ኣይተርፍን እሞ ኣምላኽ ኩሉ ፀገማትካ ይእለዮ
@SabaAbedom
@SabaAbedom 6 ай бұрын
Nay bhaki hawey marey ajoka ab fetari meman teray u enber lomi betsab zibhal yelan
@Mestrymovie
@Mestrymovie 6 ай бұрын
ሕጂ ክትሰምዖ እንድያ ዘይተሓራሪቅና ኢና ጋልካ ርኣያ ብጽሓያ ጸገም የብልካን ክትብለካያሞ ተጠንቀቅ ምኽንያቱ ጉዳ ከይወጽእ ከይትግራህ( D N A ) ንግበር ጥራይ ኢልካ ወድኣያ እንድሕሪ ተገሪህካ ዘይውላድካ ከተዕቢ ኢኻ ምናልባት ድሕሪ 25 ወይ 30 ዓመት እዚዩ ኣቦኣ ትብለካ ትኸውን ሓንቲ ኣማራጺት ዘላትካ( ዲ,ኤን,አይ)ጥራይ ኢያ
@medhanehaile349
@medhanehaile349 6 ай бұрын
ዋላ ገለ ጌይራ ክትቀትሎ ትኽእል ya ኣብቲ ገዛኣ እንተ ከይዱ እዚኤን እንታይ ዘይ ገብራ ገበነን ንምሽፋን
@ST-qz8jf
@ST-qz8jf 6 ай бұрын
I feeling very sad 😢😢😢😢, ስለምታይ እዮም ኣብ ሞንጎ ሓዳር ዝኣትዉ ዘለዉ😢😢፡ ጆሲ ብውሽጢ ርኸቦ እዚ ወዲ መራ ተጨኒቁ ኣሎ። 2ይ ነገር ከኣ እታ ጓለይ ትብላ ዘለካ ልዕሊ 2 ዓመት ከይራኣያ ብጣዕሚ የሕዝን።
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 6 ай бұрын
ኣጆኻ ትሕትናኻን ትዕግስትኻን ኣድኒቀካ❤❤❤ ሕጂውን ቀጽል
@senaitmengstab2163
@senaitmengstab2163 6 ай бұрын
አጆኻ ከምዚ እልካ ምዝራብካ ጽቡቅ እዩ ሰላም ጥራይ ሕሰብ አይት ሸገር እታ ቆልዐ ውላድካ እንተዳአ ኳይና ውዒላ ሐድራ ናትካ ሙኻና አይትርፋን እዩ ናብሕማቅ ዘአቱ የብልካን ንእሽቶይ እኻ ንኹሉ ሐሊፍካ አብ ጥጡሕ ሐዳር ገቸትገብር እኻ ሸግር ሐላፋይ አዩ።
@Tsegai98
@Tsegai98 Ай бұрын
እዋይ ክጥዕም እቲ መጸናንዒ ቃላትኩም። ኣምላኽ ይባርኽኩም እዞም ደቀይ። ህዝብና ብሕልፊ ድማ ደቀንስትዮ ወለዶ ሎሚ ብዙሓት ሕልናኣልቦ ይኾና ምህላወን ኣዚዩ ዘተሓሳስብ እዩ። እቲ ንሳተን ዘዕብይኦ ውላድከ እንታይ ኮን ክኸውን እዩ??? May God have mercy !
@tesfithaile5668
@tesfithaile5668 6 ай бұрын
ብሕጋዊ መገዲ ናብቲ ዓዲ ምምሕዳር ከድካ ሕቶካ ኣቅርብ ከሙኡውን ጸገም ከምዘለካ ንገሮም ምሶም ከይተዛረብካ ስራሕካ ግበር ከሙኡ ይመስለኒ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 6 ай бұрын
Xegem zelewo aymeslenn abxi paternity court tbl ab tiktok zr'eya ala yfqed eyu keregagx xegem yeblun
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 6 ай бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ብዘለኻዮ ቀጽል ናብ ሕጊ ኣቅርቦ ወረቀትካ ኣይዉላድካንያ ስለ ዝበለት ድሓር ዉላድካ ዩ ምስ በለት ዝትኣከበ ዕዳን ዒንድዳን ከይመጸካ ትዕግስትኻ ግን ቀጽለሉ
@Habeshat-r5j
@Habeshat-r5j 6 ай бұрын
ATI hsuw abilu eyu baelna ena amerienayo bzuh mstir eyu zelewo hasot hasot 💯
@ገናዩቲጒዕዞ
@ገናዩቲጒዕዞ 6 ай бұрын
​@@Habeshat-r5jወላ ንስካ ትከውን ኣውሊድካያ 😂
@Habeshat-r5j
@Habeshat-r5j 6 ай бұрын
@@ገናዩቲጒዕዞ nay germen eka dehan niaka dea men khzelka 😫🤣
@ገናዩቲጒዕዞ
@ገናዩቲጒዕዞ 6 ай бұрын
@@Habeshat-r5j ናይ ጀርመን ሰብ ኣይኮኑን ድዮም 😂😂 ናይ ብሓቂ ንስካ ጃና ኢካ 😂😂
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu 6 ай бұрын
​@@ገናዩቲጒዕዞ🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@dians1273
@dians1273 2 ай бұрын
Wow jurnalist Eritrean brother i don't know your name but i am so proud of you solving like this in tigrina 👍🇪🇷 💫 i wish i can see more in tigrina ❤👍💫🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇺🇸👌
@Samihaile-t3f
@Samihaile-t3f 6 ай бұрын
ኣጆካ ሚኪ ሓወይ ናብ ሕጊ ክትቀረብ ኣለዋ ምስ ኣቦኣ
@WegahetaWegaheta
@WegahetaWegaheta 6 ай бұрын
ኣጀኻ ዝሓወይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ብዓቅሊ ኣምላክ ይሓግዝካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏❤️
@tsegatesfalem9038
@tsegatesfalem9038 6 ай бұрын
I like your program bruk!!ajokum yhwatey kulu khalf eu Amlak btegsti ybarkum.
@leterufaelkiflu8230
@leterufaelkiflu8230 6 ай бұрын
አምላክ,ናብ,ጹቡቅ,ይምራሕኩም,,አጆከኻ,ዝሐወይ,ሽግር,ሐላፋይ,እዩ,,
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari 6 ай бұрын
ጽቡቅ ምክሪ ኢዩ ኣነ እተን ኮምኡ ዝገብራ ትርጉም ኣዳም ይርደኤን ዶ ኣነ ከም ጋል መጠን ዝኮነ ክብደል ኣይደልን ኣብ ስደት ግን ሕልናና ኣጥፊኢና እዋይ ኣንቲ ማርያም ኣደይ በዳልት ኣይትግበሪኒ ዝሓወይ ኣደንግጺኒ😢😢😢 ኣየ ስደት
@alfamedia1
@alfamedia1 6 ай бұрын
Fetari yhagzki❤
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 6 ай бұрын
Hawey mearey ajoka fetari ms qunaat eyu. Nay eda ktrekb eya.
@senaitberhane3248
@senaitberhane3248 6 ай бұрын
Fdyti hene ine I'm so proud like that girl
@Hadisa13
@Hadisa13 6 ай бұрын
Emo ane klaleyeki haftey natey blbi
@dians1273
@dians1273 2 ай бұрын
Brother no worries the one u have a problem god is with you don't think about her father sometimes family r a problem thanks god this brother journalist will help god will be with u🙏🇪🇷🇺🇸
@eastafricainformation2825
@eastafricainformation2825 6 ай бұрын
ኣጆኻ ብራዘር ዝኸፈልካ ከፊልካ ጠበቃ ጌርካ ምዕለቢ ግበረሉ
@Luulawi
@Luulawi 5 ай бұрын
ዘይተነግረንበር ዘይተገብረ የለን ዝተባህለስ ሓቂዩ ፡ ኣጆካ በርትዕ ዝሓወይ ፡ ኣብዓለም ተሰሚሩ ዝነብር ሽግር የለን ኩሉ ኣብግዚኡ ክልወጥዩ ።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 6 ай бұрын
ዘይተመርዓኩም ሕልና ዘለዋ ሰበይቲ ተመርዓዊ ተወሳኪ ቤተሰባ ሕተቱላ ከመይ እዮም ሕልና ዘለዎም ድዮም ወድሓንኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@AliOsmanOmar
@AliOsmanOmar 4 ай бұрын
Ajaka mike haway aqali taray gebar kulu mes geza kabrhlka eu amlak alu ajoka josai ka batame eya zdnqka taqrbum hasbatk buzuh ena namhar qaxlu eka nehna ka ab gunka alna enta bhasb enta comnti maska alna ❤❤❤❤
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 6 ай бұрын
❤❤❤ ጅግና! ❤❤❤ ጆሲሞ ፍሉይ ኢካ❤❤❤ ኣቦ ኹሉ!
@ghennettesfagiorgis9074
@ghennettesfagiorgis9074 6 ай бұрын
Hi Mickele ! don't worry be strong When the right time comes you know God will be help you . JUst taker your self .May God be with you Amen
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 6 ай бұрын
እዋይ አነ ደቀይ አምላኽ ይኹን ምሳኹም አይጠዐመኩምን እስከ በሉ ኢዱ የንብረልኩም ፈጣሪ። ሚኪ ወደይ ሐደራኻ ነብስኻ እለ አይትሕረቅ ኩሉ ክዕረ እዩ ወሀዝወደይ መድሀነአለም ዕርቂ የውርደልኩም🙏🙏🙏
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 6 ай бұрын
ኣጀኻ ዝሓወይ ህዱእ ኢልካ ረአዮ. ጠበቕ ገርካ ( D N A) ግበር ሹዑ ሩፍ ኢልካ ሂወትካ ትመርሕ ከትሽግር የጓንፍ ኢዩ .
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 6 ай бұрын
ዘይግበር የለን!!! ኩሉ ግዜ ግን ኣብ ቦታ ሓቂ ምዃንን ሓቂ ምድላይን!!! ኣጆኻ ሕጂውን ብሩኽ ሓወይ
@fannykbs6230
@fannykbs6230 6 ай бұрын
መን ከም ኣደ ኢና ንብል እወ ኣደ ንውላዳ ኩሉ ዓይነት ዋጋን መስዋእትን ያ ትኸፍል ፡ ኣደ ንብዓል ቤታ ኸ ? ብጣዕሚ ዘሐዝን ታሪኽ ነዞም ኣቦ ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃቦ፡
@armanadonat2015
@armanadonat2015 6 ай бұрын
ኣጆኻ ዲኤኔ ግብር ኣይትገራህ ከይትዕወተልካ እዚኤን ኩፏኣት የን ።
@asmaabubakar2646
@asmaabubakar2646 6 ай бұрын
وهي تولد اذا ما فرمتا ليها في المستشغي فمش حتدفع براي وزي ما قال جوسي اسال من المستشفي اوراق ميلادها للطفله وقول اريد فحص dna وهذا يساعدك كتير وبعده ترتاح اذا بنتك تدفع مصاريفا واذا مابتك فالله يسلمها هي وعملها وانتا الله يعوضك ماتزعل زوجه تجي وزوجه تجي لسه صغير انتا وهذا تجربه لك لكي تتعلم الدنيا مدرسه لانو بناتنا اتغيرو للاسف في الغربه الله يحفظكم جميعا❤❤❤
@TahguasYohannes
@TahguasYohannes 6 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ንኣምላክ ምፍራሕካ ብጣዕሚ ደስ ኣቢሉኒ ንሰባት ዝገፍዕ ኣምላክ ስቅ ኢሉ ዝርኢ ይመስለና ይከውን ግን ከቢድ እዩ ካ።ብ ኣምላክ መልሱ ኣይትጨነቅ ኣምላክ ዝርስዕ ገፋዒ ኣይኮነን ክክሕሰካ እዩ ዝሓወይ ኣጆካ
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ 6 ай бұрын
ሶሪ ዝሓወይ ብዝወረደካ ኣዝየ ይሓዝን ፡እንተ ቤተ ክርስትያን ግን ፡ኣቦኣ ዘየሎ ኣይትጥመቅን ያ ክብሉ ኣይክእሉን ዮም ፡ንስካ ብ መንግስታዊ ቤት ጽሕፈት ኢካ ፡ክትማጎት ዘለካ እምበር ፡ቤተክርስትያን ተፋቀሩ ትብል እንተ ኣቢካ ግን ኣይትሃርም ኣይትግድድ ፡ስለዚ ንስካ ጌጋ ኣለካ ፡ ናትካ ኣይኮነን እንተ ኢላትካ ፡ወዲእካ ፡ብ ሕጋዊ መንገዲ ድ •ኤን •ኤ• ጌርካ ኣረጋግጽ ፡ኣብ መድያ መጺካ ብ ዛዕባ ሰብ ምዝራብ ዉን የሕትት ዩ ፡ኣይናትካን ዩ እንተኢላትካ ፡ግን እንታይ ክገብርካ ቀሺ ንስኩም ሓንጊድኩም፡ኣለኩም 😢
@yodittsegay1036
@yodittsegay1036 6 ай бұрын
Before we make decision who is right and who is wrong we have to hear her side too.
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 6 ай бұрын
Klae sek beli shoramut awalid seb awaridkin zelekin
@AmbessaAmbessa21
@AmbessaAmbessa21 6 ай бұрын
ስላም ጆሲ ሓውና እቲ ናይ ሕክምና ዝብሎ ዘሎ በይንኻ ኽትገብሮ ይካአል እዩ ኣነ ባእለይ ጌረ አለኹ❤
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ 6 ай бұрын
አብዚ ናይ ሓደ ወገን ሰሚዕኩም ኛርርርርርር ትብሉሲ ንሱኸ እንታይ ከምዝገበራ እንታይ ትፈልጡ?ዋላ ንሱስ መን ፈሊጥዎ?ንባዕሉ ሓደ መደንዘዝ ይኸውን ህውከት😕ሓቂ ተዝህልዎ ብሕጊ ተመርዕየያ እንዳበለስ ንምንታይ ብሕጊ ዘይሕዛ?
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 6 ай бұрын
Kedi sek beli zemedki diya shoramut awaled menisey dem anbikeno zeleki sdetu keyakelo
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ 6 ай бұрын
@@amanuelmengsteab5384 ድርባይ ረሳሕ ለዛይ እንታያዴኻ ዘመድርይ ክትከውን ደኣ ኣበይ ይፈልጣ ዘይ ፉሉጥ እዩ ጉድኩምዶ ትዛረቡ ኢኹም? ካባኹም ዝኸፍእ ዘየለ ክንሱ 99መዓልቲ ትብድሉ ኔርኩም ሓንቲ መዓልቲ ምስትብደሉ ኛርርርርርርርር😂 ዓዲ ዓሰርተ ኬድኩም ምኒን ትብሉ ተካላት ፍጥረት😤
@mihreteabsyum1780
@mihreteabsyum1780 6 ай бұрын
​@@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ😂😂ጸርጸር ዶ ኣቢልኪ
@MillionBrhane-jr2ob
@MillionBrhane-jr2ob 6 ай бұрын
​@@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ ata hawey b zaeba galu eyu zihatit zelo .
@eru5343
@eru5343 6 ай бұрын
​​@@ዓወትነቲውፅዕህዝበይTrue 99% በደልቲ ኮይኖም ጸኒሖም 1%ምስ ተበደሎ ኡይ ይብሉ ሰበይቶም ዓጽዮም ብሰልዲ ምስ ጻዓዱ ክምንዝሩ ዝሓድሩ፡ወይ ቁማርጂ ይኮኑ በደሎም ምሸፈኒ ኣብዚ መጽዮም ኛር ይብሉ
@meramkchanel957
@meramkchanel957 6 ай бұрын
ይቕረታ ድኣ እምበር፡ እዛ ቆልዓ ግን ብልክዕ ተወሊዳ ድያ? ምኽንያቱ፡ ዝኾነ photo, ተዘይሃሊይዎ፡ ብፍላይ ካ ነብሰ ጾር ከላ ተዘይ ርኢዋ፡ ዘይተወልደት ክትከውን ተኽእሎ ኣሎ፡ ኣምላክ ካብዚ ይሰውረና።
@abiner1187
@abiner1187 6 ай бұрын
መጀመርታ መጀመርታ ሓደራካ ክብለካ ግን ምስ ነብስካ ግዜ ውሰድ፡ቂምታ ኣሎካ እዚ ከኣ ነዓካ ኣብ ሕማቅ ኸየውድቀካ ❤ ይመክረካ!
@MussieAberham-vx4lu
@MussieAberham-vx4lu 6 ай бұрын
ሓወይ ናይ በሓቂ ጅግና ኢኻ ኣጆኻ ኣዴታትና ኮይነን እምበር ርግማት ዘርኢ እየን
@temesghentekie2145
@temesghentekie2145 6 ай бұрын
ዝኸበርካ ጆሲ ሓወይ ከመይ ኣለኻ ።ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕና ይምነየላክ ። ቀጺለ ነዚ ሓውና ሚኪ ንስኻ ጹኑዕ ሰብ እኻ ከም ግርናኻ ይራየልካ ፈጣሪ።ስለዚ በቲ ጋልካ ኣይኮነትን ዘበለትካ ገልካ ኮይና ኣትስዓንን እያ እዛ ቆልዓ ምኽናቱ ኩሉ ትፈልጥ ኣደ እያ ጠኒሳ ኸላ ውን ተመርዓትካ ክትከውን ትኽእል እያ ።ስለዚ ኣጆኻ ሚኪ ሓወይ በርትዕ ከምቲ ጽቡቅ ሕልሚ ዘለካ ድማ ቀጽሎ ምክናቱ ናዓኻ ትከውን ኣምላኽ ሕዝዎ ኣሎ ጋል ትኮነት ጋል ትመጽእ በዚ ሒዛቶ ዘላ መንገዲ ንሳ እያ ትጉዳእ እንበር ንስኻ ሰብኣይ እኻ ኣጆኻ ገለ ኣትከውንን እኻ።ስለዚ በርትዕ እያ ክብለካ ዝደሊ እግዛቤሄር ዓይኒ ኣለዎ መንገድኻ ከጠጥሓልካ እይ ጽቡቅ ጥራይ ሕሰብ ። መውዳእታ ዘበን በጽሕና ኣምላኽ ባዕሉ ይቅረ ይበለልና።ሓይጣትና በዝሑ።
@hasansaid2059
@hasansaid2059 6 ай бұрын
ኣጆኻ ሓቂ ዝሓዘ ግዜ ይነውሕ እንበር ኣይ ስዓርን እዩ
@asefawabreha2369
@asefawabreha2369 6 ай бұрын
🌿 እቲ ምፍራም ዝበልካዮ ናይ ግድን ኣይኮነን ንስካ ክትፍርመላ ( ንሳ ) ባዕላ Fit ወይ ጥዕይቲ እንዳ ሀለወት, ደሓር ከኣ Social problems are very complicated, ሓንሳብ ኣብ Media እንተ ወጺእካ ከኣ ....? I don't think so easy.👉 This is my impression 🌿
@eru5343
@eru5343 6 ай бұрын
ያ ናይ ብሓቂ ብመዛጋጃቤት ውን ኣይተመርዓውን በበይኑ ዓዲ ኢዮም ውን ዝቅመጡ ኣደ ውን ምሉእ ጥዕና ጣለዋ ክፍርም ኣየፍቅድሉን ምክንያቱ ኣብቲ፡ናይ ኤሮጳ ኢንተርናሽናል ናይ ምርዑዋት መዝገብ የለውን ኣይፈልጥወምን ኢዮም ብዘይካ እታ ዘመርዓወቶም ቤትክርስትያን
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 6 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሐዉ አጆካ ቅንዕና እተሎ ኩሉ ክትዕወተሉ ኢካ አበይ ዘሎ በተከርሰትያን እዬም እዘኦም ክሕተቱ አለዋም ብናይ በተከርሰትያን ሕጊ እዚ ጉብኡካ እዩ ብሕጊ ሕተት ጠበቃ ግበር ዩግድ አምቲ አለዉ ዲኤንአ ክትገብር ግቡእካ እዩ አጆካ ጽቡቅ ሂወትካ ብግቡእ ምራሕ ሐደዐፈጣሪ እዩ ናትካ ሂወት ማንም ሰብ ከበታትኖ አይክእልን እዩ ንሱ መድሂንአለም ናትካ ኮይና አይትጨነቅ ሰላም ጊርካ ንፈጣሪካ ሃቦ መልሲ ክትረክብ ኢካ አብ ሐጺር ጊዚ እወ ግድን ክትገብር አለዋ ሕጊ አሎ አብትሕቲ ፈጣሪ ቅሰን ንሐቂ ማንም ሰብ አይዓግታን እዩ ክትዕወት ኢካ ብዉላድካ ዝመጸ ነገር ከይተቆርጾ ሰበይታ ትከይድ ሰበይቲ ትመጽእ እወ ካብ ሕማቅ ገር ተቆጠብ እወ ጠበቃ ግበር አጆካ ገጥ በል ከይትሕለል አወ በተክርሰትያን እቲ ቀሺ ክሕተት አለዋ ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👊👍💪✍️🙏✊❤️🌹👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹✊
@MerhawitYemane-g9q
@MerhawitYemane-g9q 6 ай бұрын
Sebay azerarbaka adnikeka belh menesey haki kisab trekib ajoka.kmti b higi gemirkayo zeleka bkemau wedayo.b endakemkamay ka hilf bel anbesa❤ 25:42
@Niyetnatu
@Niyetnatu 6 ай бұрын
መሻሪፍ ክፈል ይብሉኻ እንተሃልዮም ነቲ ንሳ ትብለካን ነቲ ናይ ኣባት ነብሳን መርትዖ ሒዝካ፡በዚ ምኽንያት ኣይከፍልን'የ ክትብል ትኽእል ኢኻ፡ንዓኣ ተወኪሶም ከረጋግጹልካ ብሕጋዊ መንገዲ ጥራይ ኪድ፡ ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና።
@titi12341
@titi12341 6 ай бұрын
እዋይ ስደት ሕሱም ። የሕዋተይ ብዝተኻእለ መጠን ውልቃውን ስድራቤታውን ኣብ ሜድያ ኣይተምጽእዎ። ሓወይ መዓረይ ታሪኽካ ኣይትሽጥ 😢😢😢😢።
@Asmi-r9b
@Asmi-r9b 23 күн бұрын
ካብ ሠብ፡አይትፀበይ፡ፀሎት፡ግበር፡አምላክ፡ምሣካ፡እዮ፡አጆካ፡ወዱ፡ኤሪ
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 6 ай бұрын
ኣጆካ ዝዓርከይ መንእሰይ ብድሆታት ስደት ከይኣኽሎ በዘን መረዛማት ኩፉኣት ዉድቀት ሓወን ደስ ዝብለን ጠርሽካ ክትለየለን ኣለካ
@astertsegay1646
@astertsegay1646 6 ай бұрын
Kebed geze deu wela nehna ena kefena ufff
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ግን እዚ ነገር እዚ ኣብ ኤሮፖ ጥራይ እዩ ኣብ ኣዉስትራልያ ካናዳ usa ከምዚታት የብልናን እንተሎ ከኣ 5% ኢካ ትሰምዖ ኩሎም ብከምዚታት ኣብ ዕግርግር ዝኣትዉ ካብ ኤሮፖ እዬም እንታዩ እቲ ጸገም? ስራሕ busy ዘይምኾን ዶ ይኸዉን ኣብ ችች ዝእቱ ዘሎ ንሕናስ ሰንበት ኢና ንራከብ ሰዓታት ስራሕና ፋሕ ዝበለ እዩ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 6 ай бұрын
​@@BlesssedDaybzuh nay erefti gzie alewom nkulu yerkbulu
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
@@rahelgoitom6686 that's why bezihu ko germni srah busy trzgbrom ati mengsti mesakin ab kmxi aymwedekun that's why ke kulom Eroupa zelewu ab tiktok kixarefu kbasu zwualu zelewu
@RuthRtuh-dh2uk
@RuthRtuh-dh2uk 6 ай бұрын
Nay bhaqi wedi amlak Seb ajoka hawey kulu xhfuto amlak eu 🙏
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ
@ይናፍቀኪኣሎበልለይንማማ 6 ай бұрын
ናይ ደም መርመራ ድዮም ኣብዮምካ ያ ጽብቅ ኣለካ ብዘይካ ደም መርመራ ካሊኢ ክትኣምኖም ኣብ ቃልካ ጽንሕ ሓደ ዓርከይ ንሓደ ዘይወዲ ሙሉእ መዋኢሉ ኣክብዮ ምስ ጎበዛ ካሊአ ሰብ ወደይ ኢዩ ኢሉ መንጥልዎ ስለዚ ኣብ ቃልካ ጽንዕ😊
@teklemariamberhe6782
@teklemariamberhe6782 6 ай бұрын
ስማዕ ወደይ ኢዝይ ኮ ዓድና ኣይኮነን ኣዲኡ ዝሃበቶ ውሁብ ዚብሃሎ አይኮነን መርመራ ገርካ ውላድካ ተቀበል ኣብ ቢሕጊ ኣቅርባ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 6 ай бұрын
Nay bhaqi qelal srah eya ksu aqribu tebeqa qoxiru bnay DNA mermera ab biet frdi frdka mqbal. Kulu meselu keman knegrwo eyom
@hizbawit
@hizbawit 6 ай бұрын
Dear brother. I understand that you are going through a situation where you are trying to understand legal and medical issues, especially around your marriage and health care decisions. Here is an overview of the relevant laws and regulations in Europe: 1. Civil marriage In most European countries, a civil marriage is required to be legally married. A church marriage without a prior or additional civil marriage has no legal status. 2. Legal status of marriage If you and Lewam are only married in church, you are not considered spouses in the eyes of the law. This has implications for legal rights and obligations, including healthcare decisions. 3. Medical decisions In European countries, an individual's right to make decisions about their own body is well protected. This means that the medical staff is obliged to follow the patient's wishes. If Lewam is the patient, she has the right to decide on treatments such as a caesarean section.
@heavenlygod5950
@heavenlygod5950 5 ай бұрын
Yes ! May be she had some problems that’s why she gave birth before her due date ! So that’s can happened in pregnancy even a month could give birth after 6 months! So try to understand this kind of woman situations, or problems, just have trust and try to know deep reason of her giving birth of her child.
@hawinebyat
@hawinebyat 6 ай бұрын
ኣሕሕሕ እዋይ መንእሰይ ረኺብዎ ዘሎ ሓቁ እዩ ኣብ ስደት ሞት ክንበሊ ሓንቲ ግን ክላበወካ ሓወይ ናተይ ነቶም ናይ ጀርመን ቤት ጽሕፈት ብዛዕባ ናይ ጓልካ ዝሓቱኻ ዘለው ብዛዕባ ኪፊሊት ክሳብ ጓልካ ኢላ መርመራ ዘይ ገበረትካ ነቶም ጀርመን ክኽፍል ኣይ ክእልን እየ ምኽንያቱ ኣብ መንጎ ሰበይተይን ኣይተሰማዕናን ጓልካ ኣይኮነትን ኢላትኒ ኢልካ ንጎሮም 😢
@Sanirey777
@Sanirey777 6 ай бұрын
👌👌👌
@filmonhaile2765
@filmonhaile2765 Ай бұрын
Hi Josi can respond me I got question for yu
@eritreanizm
@eritreanizm 6 ай бұрын
One way story! ዮስያስ ነገራት ኣንጠልጢልካዮም ኣይትኺድ እዚ ናይ ክልተ ሰብ ጉዳይ ብሓደ ሰብ ጥራይ ተነጊሩና ዝሓልፍ ስለምንታይ ? ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይፍረድን እዩ ቕድሚ ናብ ሚድያ ምምጻእካ ንኹሎም ዝምልከቶም ኣካላት ርኸቦም ተዘይኮይኑ ንሰማዒ ምድንጋራት እዩ ዝፈጥር
@semerearaya7302
@semerearaya7302 6 ай бұрын
ብሕክምና መሰረት ጋልካን ዘይ ጋልካን ብመጀመርያ ኣረጋግጽ , ካባኡ ኣጆኻ በርትዕ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 6 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ሎሚ ቀሊል እዩ ኣመርምራ ዓርስካ ነፃ ኣውፅእ በርትዕ ሓቂ ሓቂ እያ ሕሶት ውን ሕሶት እያ
@AsmeretGere
@AsmeretGere 6 ай бұрын
Ewayyy ane hawey ajoka mearey. Aten awaled bejaken lebi negber ezom yeheatna entay geberu sedetomen kalue shigeromn yeaklom bejakatken nehagezom. 😔
@eru5343
@eru5343 6 ай бұрын
እንታይ ከምዝገበራ እንታይ ንፈልጥ ገሊኦም ውን ናይ ቆልዓ ከይከፍሉ ኣይናተይን ዝብሉ ኣለው ብሕጊ ምስ ተሓነቁ ድኤንአ ውልዶም ምካኑ ይኣምኑ
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 6 ай бұрын
Abet zemenu galiom wladom derbiyom yekedu niska ka wladka tihatit aleka amlak yehagzka 🙏♥️✝️
@akberethaile9072
@akberethaile9072 6 ай бұрын
Wow, God bless you God bless you and thank you for sharing the video. ❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@myownoasis
@myownoasis 6 ай бұрын
ብቕንዕና እንተ ኮይኑ ዝዛረብ ዘሎ እታ ሰብ ብህጹጽ dna ትግበረሉ... ንሱ ውን ሕጉስ ኮይኑ ጓሉ የዕቢ.. ግን ኣነስ ኣይተዋሕጠለይን ዘረብኡ:ካብዚስ እንታይ ኢና ክንምሃር: 1- መጀመርታ ንዓኣ እዩ ዝወቅስ ዘሎ ዘረባ ክልተ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ.. 2- ቤተሰበይ ከዲዖኒ /ቤተ ሰብ ሰበይተይ ብፍላይ ኣቦኣ በዲሉኒ 3- ካህን ከድዑኒ 4- መንግስቲ ክፈል ኢሎምኒ 5- መጺኡ ክቐትለና እዩ ኣነ ጥዑይ እየ ኣይጓዳእን(ኣይተሃራረምን) 6-ነብሰይ-ከጥፍእ ደልያንኒ:ምኪ ክመውት ኣለዎ ኣነግን ነብሰይ ኣይከትፍእን እየ.. ኢልካ ምዝራብ ጣቃ የብሉን 7- ሃገር ምስ ሃገር ከም ዝተጋጨዋ ኮይኑ ቀሪቡ/ተጋኒኑ/ ኣስማት ብዙሓት ተዘዝሩ ስለዚ ኣነ ዝብሎ ኣብዛ ጉዳይ ሓደ ምስ ሰበይትኻ ተባኢስካ/ተፈላሊኻ ቆልዓ ምርኣይ ከልኣካ ሰብ የለን ብሕጊ ጠልጠል ተብላ ኣቐዲምካ ኢድካ ወስ ኢላ እንተ ኮይና ግን ናብታ ትነብረላ ከተማ ውን ክትረግጽ ሕግ ክኽልክለካ እዩ..ህጊ ኤውሮጳ ንጓል ጥራይ ዘይኮነ ጸግዒ ዝሕዝ ንዝተበደለ ውን ይቐጽዕ እዩ.. ኣብ ህጊ እመን ካብዚ ውጻእ ቅኑዕ ንነገር ግበር
@muluegebresgie9180
@muluegebresgie9180 6 ай бұрын
ሰላም ሰላም ጆሲ ወድ 7ተ ወርሒ ዝተወለደ ቆልዓ ይፈልጥ ኢየ ወድ 8ተ ወርሒ ዝተወለደ ውን ይፈልጥ ኢየ ስለዚ እንተዝጥርጥራ ኮይኑ ምርመራ እንተገበሩ የሓይሽ ግን ምርግ ልጋእ ዛዶኢ ይመስለኒ ሓዳር ኮ ትዕግስቲ ያድሊ ኢዩ !!!
@YohannsAndeheweri-uf4xj
@YohannsAndeheweri-uf4xj 6 ай бұрын
Wedi hawebey galka tezeykoyna chugut gerka n neta gedifka nsebeytkan neti wushman ktelom kab skay ktgalagel eka nazi ente zeygerka nzelalem ahh😢 enda belka ktnebr eka n klitiom teg ablom good luck
@simontekleab8844
@simontekleab8844 6 ай бұрын
Mqtal hatyat eyu 😅
@eru5343
@eru5343 6 ай бұрын
ኢሂ እታ ዓሻ ዘመድ ሽዑ ኣብ እሱርቤት ዲዩ፡ክኣርግ ባዕልካ ድኣ ዘይትውዕላ መርሰኒ ኣብ ሓዊ ክተእትዎ ሓፍትካ ኔራ ተትከውን ከምኡ ኣይምበልካን😮
@tebenegash7933
@tebenegash7933 6 ай бұрын
Bemejemerta kedus kurban malt entay malt iyu? Etia gual hge takebrew iya
@helenheli410
@helenheli410 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ajoka hawey ab xamana namlak redeani belo xelot gber fetari plzz kmlselka eyu
@AdamTekle
@AdamTekle 6 ай бұрын
ኣሕ ኣጆካ ሚኪ ሰብ ናይ ኢዱ እዩ ዝረኪብ ።
@AdamTekle
@AdamTekle 6 ай бұрын
ስድራካ ከይተጉሂ ነደካ ረኣ ።
@seblemehari2817
@seblemehari2817 6 ай бұрын
I’m really sorry እዚ ወዲ በቲ ዘረቡኡ ዝተዳአኩዎ ብዙህ ነገር ዝህሱ ይመስል
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 6 ай бұрын
Btaemi ember meantaka zehrir zehzin zanta ekuy atehasasba zkyed zelo Dakar zetaes u ezi bnatey ruyto meksebkan kisarakan zeymiflat EU ele ygmt tteaselu mealtn seatn yemxiala
@M16-y4c
@M16-y4c 6 ай бұрын
Ya eta gual bzuh hmam halifala qdmi nabzi wsane mbxha, I think he is narcissist
@semerehaile4344
@semerehaile4344 6 ай бұрын
​@@M16-y4c what are you? a donkey ? How can you be so lame ?
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 6 ай бұрын
ንስኻ ግን ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ! ሓቂ ክሳብ ግዚኣ ሕሶትያሞ ሓቂ ፍትሒ ርኸብ ሓወይናተይ
@adonay8279
@adonay8279 6 ай бұрын
Mekera deqi tebatyo ab sedet. Xebxibka. Aywden. Eu hawey ajoka kab natka zkefe bzuh alo berte
@weredetesfagaber9944
@weredetesfagaber9944 6 ай бұрын
ኣጆካ በርትዕ ሚኪ ሓወይ
@yosiefgebrhiwet1311
@yosiefgebrhiwet1311 6 ай бұрын
ሰላም ደንደን እሞ እዚኣ ድኣ ውድእቲ እንድያ ናትካ ኣይኮነን እንተ ኢላቶ፡ ንሱ እውን ናተይ ኣይመስለነን ይበል ኣሎ ሰለዚ እንታይ ንኸምጽእ ኢዩ እቲ ተደልዩ ዘሎ ዕላማ።
@ghennettesfagiorgis9074
@ghennettesfagiorgis9074 6 ай бұрын
Even though he said. He have a right to know
@egziabhieralo4185
@egziabhieralo4185 6 ай бұрын
Wuladka aykonen kdmi mbala wereket aferimato natka eu ela
@afeworkitesfu
@afeworkitesfu 6 ай бұрын
ናትካ ኣይኮነን ተላትካ ድኤን ኤ ይትገብር ጽዓር ብዓቅልን ሞራልን ቀስ ብቀስ ዩ ኣጆኻ ውላድ ከብድ ዩ ድሓር ቲ ውን ክሓታ መን ዩ ኣቦይ ኢሉ ኣጆኻ,
@Yorda-k8p
@Yorda-k8p 6 ай бұрын
Jossi Niay'ba Bejaka temerieaweni🫠🙃❤ kab Zfelteka (5te Ametey koynu, idime keyaday'yu bejaka😊
@mantilengobyen2473
@mantilengobyen2473 6 ай бұрын
Bial hadar Abo koliu eyu
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 6 ай бұрын
ኣነዶ ክወልደልኪ ብወሰን
@makhulu2013
@makhulu2013 6 ай бұрын
Wey Gud hakom eyom nay German kebluna men intay kgebrelka eu abzi hiwetka tzergih
@brhanabahta5009
@brhanabahta5009 6 ай бұрын
Ajoka hawey nfue eka beta zeleka ya frhat egziabiher zeleka ketselo seb sine aytibel seb zi telam aytiemen fetari alo msaka kulu senay kigebrelka u ,gebari himak gzea yinewhin yihaxern ember mifdahu ayterfon u eska ajoka kulu kemdlayka kikonelka u neti seb zeyblu zimeslo fetari kulu gzea ms u u
@dengeleyadefeqri9989
@dengeleyadefeqri9989 6 ай бұрын
Seb gen naybahaki diu gezie rekibu hadar nay seb zebeten dahar ka qudus qurban aqlilkum ayterayu nebsekum felitkum etewuwo egziabiher ala ne haqi zefered ajoka zehawey
@Ruta0922
@Ruta0922 6 ай бұрын
ጓል ምዃነይ ኣጽሊኡኒ 😢😢 እቲ ምፍልላይሲ ድሓን ጓልካ ኣይኮነትን ማለት ግን ሰይቲ ብዙሓት ኢኺ ማለት እዩ 😢😢😢
@Vulcan_Fun
@Vulcan_Fun 6 ай бұрын
eway Hawey hmaq rekibka. Eway Antum sdruu dehayu gberu hagzwo .. Shigir eyu rekibu hawkum Ab Gonu kunu YOU ARE HIS FAMILY.
@freweniyohannes2650
@freweniyohannes2650 6 ай бұрын
Btami hamk gn ajoka egzabiher mhret ewrdelku.
@AbebaAsfeha
@AbebaAsfeha 6 ай бұрын
❤❤❤❤ Ajoka zehawey xiebuk tiraye hisebi
@mengsteabhabtegabir199
@mengsteabhabtegabir199 6 ай бұрын
Josi ezi hawuna gn stress zelewo yimesil alo ,eta sebeytu ab media mexia mitizareb alewa 😢
@MillionBrhane-jr2ob
@MillionBrhane-jr2ob 6 ай бұрын
Kemey malet eyu stress
@maezenhiwetchanel4565
@maezenhiwetchanel4565 6 ай бұрын
ብሩኽ ሓወይ ካብ ሚሕር ጭንቀትን ዓቅሊ ጽበትን እዚ መደብ ከምዝግበርካዮ ይርደኣኒ ኢዩ ግን ዓቢ ጌጋ ኢካ ጌርካ።ምክንያቱ ሕማቃ ይኩን ጽቡቃ ኣብ ዓለም ዘርጊሕካያ።ሕጂ ጋልካ ክትርእያ ጉዳይካ ክትፈትሕ ዘለካ ዕድል ኣዝዩ ጸቢብ ኢዩ።እካ ደኣ ንሳ ክትከሰካን ኮለል ክትብለካን ትኽእል ኢያ።ምክንያቱ privacy ክትሕሉ ኔርካ ክቡር ሓዉ።ዊዕሉ ሓዲሩ ጋልካ ድያ ኣይጋልካን ምፍላጥካ ኣይትረፍን ኢዩ ኔሩ ወላ 20 ዓመት ይግበር ሕጂ ግን ጋልካ ኮይና እንተጸኒሓ ጽባሕ ንግሆ ጋልካ ጎቢዛ እዚ ቪድዮ ክትርእዮ ኢያ ከመይ ክስመዓ ይክእል እሞ ገምቶ።ብዝኮነ የሕዋት ዝኮነ ናይ ስድራቤት ሽግር ኣብ ሜድያ እንተዘይመጸ ይምረጽ ምክንያቱ እዚ youtube እንበር ቤትፍርዲ ወይ ሕጋዊ ስራሕ ዝፍጸመሉ ቦታ ኣይኮነን።
@Ruta0922
@Ruta0922 6 ай бұрын
ስእላ ክሳብ ዘይዘርግሖ ወላ ሓንቲ ሓላፍነት የብላን ,
@HabuJ-w6v
@HabuJ-w6v 6 ай бұрын
Ezy kbur hawy wey hafty haki endyu gn ezy seb ke chnketu keyteraye hiwetu kehf wn ykl. Eyu shgru n sebat negiru mraf yhsho akly axbibu tay kgebr yefkra kea ykewn 😢😢😢😢😢
@HabuJ-w6v
@HabuJ-w6v 6 ай бұрын
​@@Ruta0922You Are Smart ❤❤❤❤❤❤❤
@Ruta0922
@Ruta0922 6 ай бұрын
@@HabuJ-w6v you to hawey /tey 💓
@jhjv7573
@jhjv7573 6 ай бұрын
ጠንካራ ዝኮነ ወድ 😮
@alexanderhagos3063
@alexanderhagos3063 6 ай бұрын
Ajoka bro egzabher amlak mska ykun 🙏🙏🙏
@LuaulaTemelso
@LuaulaTemelso 6 ай бұрын
ኣነስ ሓንቲ ዘይተረደአትኒ!! ሓንቲ ኣደ ክትወልድ ከላ ሰብኣያ ምስኣ ኮይኑ እንተዘይ ኣዋሊድዋ (እንተዘይ የሕሪስዋ)እታ ቆልዓ በቦኣ ኣይትጽዋዕን በዲኣ ያ ትጽዋዕ እዚ ሓዉና ሕጂ ክትወልድ ከላ ኣይነበርኩን ኢሉ እታ ቆልዓ ድማ ብስመይ ትጽዋዕ ይብል ኣሎ ከመይ ከመይ ዩ 😢ባዕላ ጺሒፉ ፈሪማ ሰዲዳትሉ ከይትኸዉን ናይ ንዕቀት ስራሕ😢ጆሲ ኣረድአኒ ኣብዛ ናተይ ሕቶ ብዝተረፈ ኣምላኽ ምሳኻ ይኩን ሰላም የዉሮደልኩም🤲🙏 ቤተሰብ ኩኑ የዕሩኽ ትፈልጥዎ ኣጆኻ በልዎ ጸቅጢ ተነጽሎ ይስመዖ ኣሎ💔😥
@eru5343
@eru5343 6 ай бұрын
International marriage mera tezeytemrika ab Europa. BAdiom eyom zexweu Ezi ab betchrstyan nmerawo International aykonen ayamnlun Europa selzi bsemu aytxwaen eya
@desbeleangosom4313
@desbeleangosom4313 6 ай бұрын
ናዓባ ኣይትጋገ ኣነ ኣብህላንዲ ኢየ ዘለኹ ደጉተር ብዘይፍቃደይ ከመይገሪ የሕርሳ ዝበሎ ገጋ ኢዩ ብዓቢኡ ዓገብ ረኽብካ ኩሉ ገዲፍካ ዘረባ ኣይተብዚሕ ብዲ፡ኤን ኤን ኢኻ ትፋላለ ርጊጸና ኢየ ስማ ታማሙሽ ብስካ ኣይመስላኒን ምሰኢን ኢኮሎዉ ኣስማቶም ንኽቅይሩ ብዙሕ ጸጋት ይረኽቡ ስለዚ ኣብ ዘረብኡ መኢሰሪ የብሉም
@nyg2212
@nyg2212 6 ай бұрын
ኣኽላባት ኤውሮፓ ተቐይረን፡ሂወት ብዙሓት መንእሰያት ኣብ ሓደጋ ኣውዲቐ ንየን
@Azmarino2023
@Azmarino2023 6 ай бұрын
Ajoka zhawey bhgi mhaz yhsheka hmaq mhsab wxietu kebid eye awald ka yehwatna aylbedl bejakn kab hftkn ab saudi zqmet ❤
@ngstiberhe7133
@ngstiberhe7133 8 күн бұрын
Ajoka hawey ❤❤❤
@heaven2574
@heaven2574 6 ай бұрын
Hawey ezi guday btnkake 😢hzo mekinyatu menfesawi mtqati agtimukum key hlu galka wn kitkewn tkilie eya slezi ab germen ❤❤❤edhri halika ab gedam endaba anteniyos kedka hagez htet ❤❤❤ dheriu bhgi d.n.a gbere ❤❤❤ selam yewrdeliekum 😢😢😢
@sweetfamily5514
@sweetfamily5514 6 ай бұрын
Way entay eyu xegemkum ezom awedat gn bhayli msay zeyneberet elka alo foo😒tezeydelyatka entay gberi tbla 😁😁gualka aykonetn malet eyu ember tetkewn komu aymbeletkan🤕
@sabahailemichael4043
@sabahailemichael4043 6 ай бұрын
Gelen welidu yahadum gele ka galey elu yuqales nay eza alem eko methazi sienalu
@Amleset-yn5ml
@Amleset-yn5ml 6 ай бұрын
Ajoka zi hawey nebska ele. Nsa kea nab lba ymlesa 🙏 ezom kahnat nay tewahdo entay eyu gudom? Aythazuley
@hab5704
@hab5704 6 ай бұрын
ስለምንታይ ግን ኣብ ዩ-ቲዩብ ምውራድ ኣድለየ ምኽሪ እንተደሊኻ ወይ ዘድልዮ እንተኮይኑ ኣብ ዓዲ ሕጊ ዶ ኣይኮነን ዘሎ ዘላ ግን ንሰናቲም ምእካብ ዘይግበር የለን ዓገብ
@RomaSume
@RomaSume 6 ай бұрын
Buruk hawey ane roma ybehal Telefonica sdedel krekbedelye. Yekeniyeley.
@muluetekie8716
@muluetekie8716 6 ай бұрын
Sebeytka ayneberetn gualka win aykonetn hiwetka mrah
@HabuJ-w6v
@HabuJ-w6v 6 ай бұрын
Ewy mewedata alem koynu ysmeka 😢😢😢😢😢😢😢😢Eska gn berte miki hawey
@yohanaberhe9451
@yohanaberhe9451 5 ай бұрын
Ja genau so meku gut Jobi macht so weiter
@Keren37
@Keren37 6 ай бұрын
kilae aqiqshishti ny tewhado dea balom edyom zgebrwen abat nbsi elkum mistrkum tngriom anstkhun kea yigbriwom mikinyatu kb sharie ekhum aqishishti tgbrwom ane zifelto qeshi alo seb hadar zigbir😂
@hadishgualay7493
@hadishgualay7493 6 ай бұрын
ኣጆኻ ዝዓርከይ !! ኣቕሊ ገርካ ከምቲ ንስካ ትደልዮ ብሕጊ ኩሉ ክትበጽሖ ኢኻ !! ከማኽረካ ክሕግዘካ ብውሽጢ ረኸበኒ ተግድስካ ሚኪ ሓወይ !!
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 6 ай бұрын
Nab josias denden email xhifka rkebo kemakum lebamat aysaanu .hagzwo hawna eyu.
@weinibrhane2868
@weinibrhane2868 6 ай бұрын
Ajoka miki hawey kulu kihlaf u ❤❤❤
ዘምኡ እያ የእሲራቶ Josias denden
21:31
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 52 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
Family Games Media
Рет қаралды 55 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
ደም ከንብዓኩምየ እያ ትብለና josias denden
29:48
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 93 М.
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 145 М.
ምስ በራሕ ዘምሰየና ዕላል
1:40:05
Denden Negede
Рет қаралды 17 М.
ሩታ እና ፍቅር ተደባደቡ. ከባድ ፀብ ተፈጠረ😱😭
32:35
AB Grace አብርሽ ግሬስ
Рет қаралды 333 М.
ጽልኢ ይምህር ኣሎ ብዝብል ዝቐረበ ክሲ
19:08
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 8 М.