እግረይ ክቁረፅ ተባሂለ ቃሉ ምሰ ኣማን ዝገርም ፃኒሒት ኣብ መደብ ፀወታ ንTIK TOK ኣነ እየ ዝኸፍሎ 2024

  Рет қаралды 47,527

Adi Khulu Entertainment ዓዲ ኹሉ

Adi Khulu Entertainment ዓዲ ኹሉ

Күн бұрын

Пікірлер: 611
@Entertainment-nf7vr
@Entertainment-nf7vr 8 ай бұрын
youtube.com/@kalu_nekifar?si=nffNV4m2WAnQEppL #ኩቡራተይ_እዚኣ_ናይ_tik_toker_ሓውና_ቃሉ_ነኪፊር_ኢያ_like_comment_share_subscribe_ብምግባር_እናስሓቕና_ንማሃር
@ትጂጋልቅሺ
@ትጂጋልቅሺ 8 ай бұрын
ተጋሩ ግን ኣበይ ኣለኩም በጃኩም ሳብስክራይብ ላይክ ሸር ግበሩሎም ናይ ባዓልና ንዐቢ❤❤❤
@BirenaዕጣንቤትL-veme
@BirenaዕጣንቤትL-veme 8 ай бұрын
ንዓይ ውን ደምርኒ❤
@assass8589
@assass8589 8 ай бұрын
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 8 ай бұрын
ደቂ ምድራዊ ገነት ሳብስክራብ እባ👏❤❤❤
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 8 ай бұрын
እሽኒ 🙏🕊❤️🥰
@Peacean
@Peacean 8 ай бұрын
ንምንታይ ኢና ከነዕብዮም ኣብዚኣ ነዚ ህዝቢ ትጠቅም እንታይ ተራእይኪ?,,,?
@qjvjvvx8907
@qjvjvvx8907 8 ай бұрын
ቃሉየ ተጋደላይ ዲካ እውን ዛሓወይ እንቃዕ ብሰላም ተመለሰካ ❤❤❤❤
@freweynidesta
@freweynidesta 8 ай бұрын
ዋው ይገርም ኣማን ን ቃሉን ሓሳባትኹም ከመይ ከም ትገልፁ ተደኒቀልኩም ናይ ኣናእሽተይ ዓበይቲ ዕበዩልና ሰሱኑልና ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን❤❤❤❤🙏🙏🙏
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 8 ай бұрын
ሳብስክራብ ፅጋበይ👏❤
@kidantube11
@kidantube11 8 ай бұрын
ሳሬዋይ ክልቲኦም ንፉዓት እዮም ብሓደ ስለ ዘቅረብካልና ድማ የቐንየልና❤
@Entertainment-nf7vr
@Entertainment-nf7vr 8 ай бұрын
የቐንየልና ኪዳነይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 8 ай бұрын
ትሕሽ እንዳ ትሕሽ ድራማ ንምታይ ገድፍኩሞ🙄
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 8 ай бұрын
ቃሉዋ ኣነስ ክፍትዎ እኒኦዎ ትሕትና ሙቅረይ❤❤❤❤❤ ❤❤ዓዉቻ. እና ዜነብ ኣምፅእልና❤❤❤❤
@emmaq1588
@emmaq1588 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትወሞ ክልተ ኮኮባት ትግራይና
@ሓበሻhabeshatube
@ሓበሻhabeshatube 8 ай бұрын
ወይለከ ኣታ በላሕቲ ኢኩም እባ እኒኦኩም ርእስኩም እዉን ኣብ ተዋሰኦ ጥራሕ መሲሉኒ🎉🎉❤❤❤
@Mimisyum2813
@Mimisyum2813 8 ай бұрын
ንገቾ ወዲ ራያ ወይ ደማ ሰቐላ ኣቅርበልና ትብሉ 👍👍👍🥰🥰🥰🥰🥰
@Entertainment-nf7vr
@Entertainment-nf7vr 8 ай бұрын
እሺሺሺሺ
@Dave_mekelle
@Dave_mekelle 8 ай бұрын
​@@Entertainment-nf7vr😂😂😂😂
@Nekallbi-gx2uw
@Nekallbi-gx2uw 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰዓረ ኣቦ ጥበብ ናብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት እናጠመትካ ኩሉ ፈትሾ ብዝተክኣለካ መጠን ኣባኻ ዘለኒ ክብሪ ክዓ ልዑል እዩ(መምህር መርሃዊ)
@rosehama
@rosehama 8 ай бұрын
.ቀፂሊ እዉን ዓዉቸ እና ዜይኑ አቅርብና መምህር ሳዓረ ሓዉና
@HlftiGrazihar
@HlftiGrazihar 8 ай бұрын
ጀጋኑ ኢኩም ኣሕዋተይ ቀፁሉሉ❤️💛❤️💛
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 8 ай бұрын
ሳብስክራብ ☘️ እባ ማዓረይ
@ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ
@ተጋሩዋይንበሩለይምንባርኩ 8 ай бұрын
ሓቢሩ ኣብፀሐና ዝፈትወኩም ቃሉየይ እማየይ ክብሪ ንተጋድልቲ ❤❤
@Bana07tv
@Bana07tv 8 ай бұрын
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘኽብሮምን ዝፈትዎም ጀጋኑ ተጋሩ ኢሚ ና ቃሉ❤❤❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 8 ай бұрын
አስይ ደስ ክብሉካ ለባማት ጀጋኑ ንፉዕት ክልተ ዝፍትዎም ስብ ቀፅልሉ 💞💞💞💞🤴🤴🤴
@Tesfayhaftu-od8pl
@Tesfayhaftu-od8pl 8 ай бұрын
ኤማና ቃሉ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ቀፅሉሉ❤❤❤❤
@kidangerezhar5304
@kidangerezhar5304 8 ай бұрын
ኣማን ቃል ብጣዕሚ ንፍዓት ኢኩም ቀፅልሉ ጎበዛት ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 8 ай бұрын
ኣጀኩም ቀፁሉሉ አብ ሃይማኖት ኩም እወን እግዚአብሔር አምላክ እወን አብቲ ዶክተር ሓድሩ እዩ ማሕረካ ንእግዚአብሔር አመሰገን❤
@BirenaዕጣንቤትL-veme
@BirenaዕጣንቤትL-veme 8 ай бұрын
ደምርኒ❤
@yousfYousf-bq1ns
@yousfYousf-bq1ns 8 ай бұрын
ብሃይማኖተይ አይዳራደሪይ"yessss"። አይዘኹም ናይ ሎሚ ዕምበባ ናፅባሕ ፍረ እኹም💐💐💐💐💐💐💐 ሰላም ናዓኺ ትግራይ👏💊💊💊💊
@ወዲፍሴ
@ወዲፍሴ 8 ай бұрын
መራ ኢኩም ኬፍ ትህቡኒ፡ from,Eritrea❤
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 8 ай бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ነይረ ዋ ሐዚ ከማን በቃ ፍትወተይ ልዕሊ ቃላት ኮይንኒ ኣተሓሳስባኹም ዘለኩም ራኢ ብጣዕሚ ተደኒቀ❤❤❤❤❤❤
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k 8 ай бұрын
ዋውውውው ቃሉ ኤማ ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ዘኽብረኩም ኣሕዋትና ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በፂሕኹም ክሪአኩም ተሰፋ ኣለኒ ።ጉቡዙ ጎበዛት ኢኹም 🙏💖💖💖💖💖
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 8 ай бұрын
ሳብስክራብ ፅጋበይ❤👏
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 8 ай бұрын
ኤማየይ & ቃሉዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ዘድንቀኩምን ኣጆኹም በርትዑ ንፉዓት❤❤❤❤ ጅግና ተጋዳላይ ሰዓረ ሓውና እውን ንበረልና ጀግናና❤❤❤❤❤❤
@assass8589
@assass8589 8 ай бұрын
ክልተ ጀጋኒ ተጋርና እየም ቀፅልሉ እክ ዞም ናትና❤❤❤❤❤❤❤ንፍዓት❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MmMm-fh9hp
@MmMm-fh9hp 8 ай бұрын
ኣጀኩም ቀፁሉሉ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ተጋሩዋ ❤❤🥰🥰
@Frutgalagame
@Frutgalagame 8 ай бұрын
ብጣዕሚየ ዝፈትዎምን ዘድንቆምን❤❤❤❤ ንዓውቼና ዜኑ ለ አቅርበልነ❤❤❤
@HiwiGaltigray
@HiwiGaltigray 8 ай бұрын
ክብሪ ይሃብኩም ትክክለኛ ብሉፃት ንፁሃት ተጋሩ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም ይስመረልኩም ኣብ ዝላዓለ ደረጃ በፂሕኩም ክሪአኩም ባዓልቲ ምሉእ ተስፋ እየ ❤❤❤❤❤
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 8 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ጀጋኑ ደቂ ዓደይ ገቡዝልና ❤
@hrjh5007
@hrjh5007 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@elengere2655
@elengere2655 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ 🙏
@ggff7595
@ggff7595 8 ай бұрын
ዋይ ልፈትዎም ቆሉዑ❤❤🎉🎉ቃሊዋይ ሽኮር ኣይ ፈልጥክስ ክትብል ከለካ ደስ ክትብል ኣነውን ሙደይ ገይረያ 😂ሶ ኩሎኩም በሩቱዑ ሙቁራተይ ❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 8 ай бұрын
ሳብስክራብ እባ ፅጋበይ👏❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትየኩም ብሉፃተይ ቃላት የብለይን ክፈትወኩም መዓት እየ ♥️♥️👌
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 8 ай бұрын
ዓዉቾ እና ዜኑ ኣምፀኣልና ኣዕርኽቲ ድዮም ኣሕዋትለ ጠይቀልና😂
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 8 ай бұрын
ቃልዋይ ፅርይ ኣነስ ክፍትዎ ኩልኩም ንፍትዮኩም ኢና❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 8 ай бұрын
ቃሉዋይ ግርማ ጭሕሚ🧔 ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኻ❤🥺🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 8 ай бұрын
ሳብስክራብ ህያበይ👏❤
@gullala4624
@gullala4624 8 ай бұрын
ገዲም አይተቅምጣናይ ቃሉ ዓርኪ የብለይን ኢሉ😂😂😂
@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ
@ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ፈ7ጰ 8 ай бұрын
😂😂😂😂​@@gullala4624
@letshabrha6005
@letshabrha6005 7 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ሞይተ😂😂😂😂😂😂
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ዘድንቀኩም ተጋሩዋይ ኣቱም ተናፈቅቲ❤❤❤❤❤❤❤
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 8 ай бұрын
ደስ ክትብሉ ተጋሩዋይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ምንጪ ሳሓቅና❤❤❤
@tesfaybr580
@tesfaybr580 8 ай бұрын
እረ ንስካትኩም ትገርሙ ኢኩም መፃኢኩም ብሩህ ይኩን❤❤❤❤❤
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 8 ай бұрын
ፅቡቃት ልዕሊ ክትበፅሑልና እዩ ትምኒተይ💚🙏 ኤማ ግን ከም ኣፍቃሪ ኣጠማምትኡ ደስ ክብለካ ዓይኒዓይኑ ይጥምቶ💚💚
@ራየተይት
@ራየተይት 8 ай бұрын
ብጣዕሚ እና ኔፈትወኩም ❤ቃሉ ፈሊጥካስ😂
@MuLuDesta-dw3iy
@MuLuDesta-dw3iy 8 ай бұрын
ወይ ዘቆልዓ ክንፋዕ ኣደነቀካ ብእወነት ቃሉየይ ለ ፅቡቅ ሓስባት እኩም ሃበክመና ❤❤❤❤❤
@Haregte
@Haregte 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ጎበዛት መናእሰይ ብፅቡቅ ባህልኹም ዘኹረዕ ክትሰርሑ ተስፋ ይገብር ብፍላይ ቃሉ❤❤❤🤲
@BirenaዕጣንቤትL-veme
@BirenaዕጣንቤትL-veme 8 ай бұрын
ደምርኒ ምዓረይ
@Haregte
@Haregte 8 ай бұрын
@@BirenaዕጣንቤትL-veme እሽኒ ገይረልኪ መልሲ ንስኺ ውን
@BirenaዕጣንቤትL-veme
@BirenaዕጣንቤትL-veme 8 ай бұрын
@@Haregte እሺ ምዓረይ ፅባሕ ኽገብረልኪ የ መታን ኸየልዕሎ ዩቱብ
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 8 ай бұрын
​@@Haregtenateyyy hafteyyyy ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏
@Haregte
@Haregte 8 ай бұрын
@@seblegoitom3719 ሰብልየ ከመይ ኣለክለይ🥰🥰🥰
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 8 ай бұрын
ዘም ናተይ ቀፅሉ ❤❤❤❤❤
@ትጂጋልቅሺ
@ትጂጋልቅሺ 8 ай бұрын
እሞሲ ብጣዕሚ ይፈታወኩም እየ ❤❤
@tigrawyti
@tigrawyti 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ ፅቡቃት ርጋዕታኩም ደስ ክብል ቃሉ እና ኣማን❤❤
@bege8567
@bege8567 8 ай бұрын
ተጋሩ ለባማት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@musse_shakur
@musse_shakur 8 ай бұрын
ኣይ ቃሉ ኣይ ፈሊጥካስ 😂😂
@BirenaዕጣንቤትL-veme
@BirenaዕጣንቤትL-veme 8 ай бұрын
ደምረኒ ሙሴ❤
@yemaryamleg9164
@yemaryamleg9164 8 ай бұрын
ሙሴዋይ ናይ መርሃዊ ኣድራሻ እባ ተሓባበረኒ
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eeee4739
@eeee4739 8 ай бұрын
ናይ ሰሓቀይ ምንጪ ኮኮባት ትግራይ ቀፅሉሎ አጀኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 8 ай бұрын
ዋውውው ክልብሙ ብዙሕ ክንፅበ ኢና ካባኩም ቀፁሉ ❤❤
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 6 ай бұрын
ኣዝና ንፈትወኩም ኣሕዋተይ ብሉፃተ ናይ ብሉፃት ተጋሩዋይ ንፍዓተይ ቃሉዋይ 😍 ኣማነይ ሽኮራት 😍😍💊💊🙏🙏💙😍😍😍💙❤
@zinbfjh7267
@zinbfjh7267 8 ай бұрын
ቆናጁን ፈቀራትን ኢኩም❤❤
@MORO-ENTE1994
@MORO-ENTE1994 8 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ❤❤ሕቶታት ዩ ከም ቲክቶኮራት ሃፋትም ዩ ዝመስለና
@mahlettadesse6444
@mahlettadesse6444 8 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ልፎቴኩም ን 3 ኩም ፍትውትውውውውውውው❤❤❤❤❤
@BaryGabrslsy
@BaryGabrslsy 8 ай бұрын
ቃሉ ሓፍርካ ፍሊጥካስ ❤
@GSf-h8i
@GSf-h8i 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ርእስኩም ቡሱል እዩ ቀፅልሉ ፁፉፉ እዩ ሓሳብኩም ንምርዳእ
@jamalgaberut1654
@jamalgaberut1654 8 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃኩም ኣዚና እና ንፈትወኩም ኮኾባት ትግራይና ኢኩም
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 8 ай бұрын
Betami ena nafatwakuma kaselalu ❤❤❤love you daki Adey Mareyyy ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏
@GgfVg-bp1vs
@GgfVg-bp1vs 8 ай бұрын
ቃሉ ፈልጥኻ ስ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hgggg7143
@hgggg7143 8 ай бұрын
ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕኩም ፅቡቃተይ ብጣዕሚ ኢኩም ሰብ ተስፋ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 8 ай бұрын
ናይ ደቂ ዓባይ ትግራይ መፊሎዮኦምኮ ሰነ ሰራዓቶም እዩ ዕድመ ያሃብኩም ደቂኖ ኣጀኹም በሪቱዑ❤🙏ሳዓረ ፅሓይ ገፁ ኣይቲ ጣፈአና ፀላእካ ይጣፋእ💔❤
@aasaas7284
@aasaas7284 8 ай бұрын
ጎቦዛት ደቂ ትግራይ ኣማን ዝዛረቦ ብደምቢ ይርደኣኒ ዘረብኡ ብሱል ቃሉዋይ እውን ጎበዝኢኻ ኮታስ ኹልኹም ጎበዛት ኢኹም❤❤❤❤❤
@MeazaHagos-w1z
@MeazaHagos-w1z 8 ай бұрын
አጀኩም ደቂ ዓደይ በርትዑ 💪ካብኡ ለለስ ካብ ቲክቶኩ ብላዕሊ ቃሉ አብ መጨረሻ ዝጥቀሞም Emoji ዋው ምንጪ ሰሓቀይ😍😍😍
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ 8 ай бұрын
ዋዉ ጀጋኑ እንኳዕ ብስላም ናይ ሳሓቀይ ምንጭይ ዝኳን❤❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 8 ай бұрын
ሳብስክራብ ማዓረይ❤❤
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 8 ай бұрын
አሰይይይይ መግለጺ ስኢነልኩም ደቂ ማህጸን ትግራይ ፈጣሪ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም አብ ዓብይ ደረጃ የብጽሕኩም ❤❤❤
@Madina-q1p
@Madina-q1p 8 ай бұрын
ሳዓረ ስላምካይብዛሕልና❤እንቃዕ አብፅሕካ ንዳግማይ ትንሳኤ እንዳትሕሽ እንታይ ክስይነካ አቓሪፅኻዮ😢
@BirenaዕጣንቤትL-veme
@BirenaዕጣንቤትL-veme 8 ай бұрын
ደምርኒ ሲስ❤
@zedulove7611
@zedulove7611 8 ай бұрын
Adkimkna ko😂
@Madina-q1p
@Madina-q1p 8 ай бұрын
@@zedulove7611 አረ ከይደከምካ መብላዓ ተጋሩ አይነፍቱን ይፍትውኩም እየ ድማቡጣዕሚ
@AaAa-n6o8q
@AaAa-n6o8q 8 ай бұрын
ካብ ኩሉ ግን ፍቕር እዩ ፅቡቕ ፍቕርኹም ይብዛሕ ካብ ኩሉ ግን ሓዉርኹም ከም ትሰርሑ ተስፋ ንገብር
@letekidangirmay5518
@letekidangirmay5518 8 ай бұрын
Betamy eye zdenkikom zefatewakom 2+keletakom nay humamey ekom❤❤❤❤❤❤
@tarhastube9099
@tarhastube9099 8 ай бұрын
አረ ናይ ቃሉ ሰልኪ 09…❤😂ይመችኩም ተጋሪዋይ ካዓ ደሙሪኒ
@HaftomTeklay-bu8dr
@HaftomTeklay-bu8dr 8 ай бұрын
ገረምቲ ኢኩም በጣዕሚ ኑፉዓት ካባኩም ቡዙሕ ንፅበ
@ህልናጓልተዋህዶ
@ህልናጓልተዋህዶ 8 ай бұрын
ኣሰይይ ተጋሩየይ ብሉፃተይ♥️😘ዓንብቡልና ብጣዕሚ ኢና እንፈትወኩም🥰😘
@mghsw3508
@mghsw3508 8 ай бұрын
ቃሉዋይ ኣድናቂትካየ❤❤❤
@MuluBRhanTesfakiRos
@MuluBRhanTesfakiRos 8 ай бұрын
ሰይይይይይይ ለባማት ደቂ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 8 ай бұрын
ላይኽ ነዞም ኸዋክብቲ ትግራይና❤💛❤🎉🎉
@aadd8069
@aadd8069 8 ай бұрын
ከምዚ ከማይ ናቃሉ ኣዘራርባ ብጣዕሚ የስሕቀኒ😂ይህልዶ ተጋሩ ፅሩያት❤❤❤❤❤
@DestaHadush-ub2qo
@DestaHadush-ub2qo 8 ай бұрын
ንበርሉና ደቅ ዓቢቴይ መኩረዐቲይ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AluGalTigray
@AluGalTigray 8 ай бұрын
ጎብዙ ተጋሩዋይ❤❤❤🎉
@ትግራይዓለመይእያናዓይ
@ትግራይዓለመይእያናዓይ 8 ай бұрын
ክልተ ዝፈትዎም ጀጋኑ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ትግራይ ሸኮር ❤❤❤❤
@AaAa-n6o8q
@AaAa-n6o8q 8 ай бұрын
ቀፅልሉ እዞም ኣሕወተ ዒድመን ጥዒናን ይሃብኹም❤❤❤❤❤
@genet3442
@genet3442 8 ай бұрын
ቃሉ ትርእለኩ😂 ይመፀኒ ብእነት❤❤ይመችይኩም ተጋሩዋይ❤❤❤🎉🎉
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 8 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@SaddGasd
@SaddGasd 8 ай бұрын
😂😂😂
@ዓዊ
@ዓዊ 8 ай бұрын
😂😂
@Mebratselemun
@Mebratselemun 8 ай бұрын
ተስፋ ፅባሕ ኢኩም🙏💘💘💘🌷🌷👍👍👍👍
@MåëbélTubéChannel
@MåëbélTubéChannel 8 ай бұрын
ደስ ልብል ፕሮግራም እዩ ቀፅልሉ❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ ቃሉየይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤አማነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኩሉኩም አሜን አሜን አሜን አሕቢሩ ብሐቂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሰሉጋልባልሆ
@ሰሉጋልባልሆ 8 ай бұрын
እሰይ ደስ ክብሉ እቱ ምትሕልላዮም ኮሙኡ ቀፅሉ ታሓላላለዩ ተፋቀሩ ዞም አሕዋተይ💖💖💖💖💖💖💕💕💞😍😍😍😍😍😍😍😍
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ጎበዛት መናእሰይ ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 8 ай бұрын
ኡፍ ደስ ክብሉ ብኡነት ትሕትና ርእሲ ኣታሓሳስባ አረ ብስሩ ትፍለዩ ኢኹም 😁2+ ቡሱላት❤
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 8 ай бұрын
ዋውው ተጋሩዋይ ብጣዓሚ ኢና ንፈትወኩም ቃሉዋይ ማዓረይ አማዋይ ማዓረይ 💋💋💋💋
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 8 ай бұрын
ሳዕረ ዶሞ ንፈትወካ ኢና ቀጽለሉ ኢኻ❤
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናነን ይሃብኩም❤❤❤❤😘😘
@AbiGalDesat
@AbiGalDesat 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤ብሩቱዑ ተጋሩዋይ
@SaraSara-n4u
@SaraSara-n4u 8 ай бұрын
ይሞቺኹም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤
@mairyleb9245
@mairyleb9245 8 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም ኢማየይ እና ቃልየይ ተጋሩዋኒ ፅሩያት እውነት ደስ ዝብል አገላልፃ በርትዑ ❤❤❤❤
@GSf-h8i
@GSf-h8i 8 ай бұрын
ንፉዓት ዞም አሕዋተይ ሓሳብኩም የስምረልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ🙏💙
@BirenaዕጣንቤትL-veme
@BirenaዕጣንቤትL-veme 8 ай бұрын
ደምርኒ ሲስ
@titiberhan9358
@titiberhan9358 8 ай бұрын
ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም አብ ስደት ከይንና ፍሽክ ተብልና❤❤❤❤
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 8 ай бұрын
ዓውቸ እና ዓረኩ እዉን ኣሎ ኣቅርቡልና የቅርታ ሹሙ ሰለ ዘይፎልጦ እየ ❤
@BirenaዕጣንቤትL-veme
@BirenaዕጣንቤትL-veme 8 ай бұрын
ደምርኒ ሲስ❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 8 ай бұрын
ሳብስክራብ ፅጋበይ👏❤
@DrarTeklay-hs3mm
@DrarTeklay-hs3mm 8 ай бұрын
ዜኑ
@GGmanchanel-n6y
@GGmanchanel-n6y 8 ай бұрын
ዜኑ
@abebechmulaw8995
@abebechmulaw8995 8 ай бұрын
ንቃሉ ኮ የፍቅሮ እየ ብወላዲትካ ባ ገለ በለኒ😢😢
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 8 ай бұрын
ዋዉዉዉ ደስ ክትብሉ ኣገላልፃኹም ቀፅሉሉ💝💝💝😘😘
@FerFerFe
@FerFerFe 8 ай бұрын
በጣዕሚ ዝፍተውም ቲግቶጓራት ❤❤❤❤❤❤
@zfanhayle929
@zfanhayle929 6 ай бұрын
ብጣዕሚሚሚሚሚ እየ ዝፈትወኩም ክልቲአኩም እና ይሞችኩምምምም 😘😘😘😘😘😘💖💖💖💖💖💖💖❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞💞💞💞💞💞💞💝💝💝💝💝💝💝🌺🌺🌺🌺🌺🌺💗💗💗💗💗💗♥️♥️♥️♥️♥️♥️💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@samerhmahlet
@samerhmahlet 8 ай бұрын
ቃሉየተጋደላይዲካእዉንንዛሓወይእንቃዕብሰላሞተመለሰካ❤❤
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
BET MEWSUBON MELAGBON MS MIKI $ DAHLAK $ ABRAHAM
8:22
Tezben •
Рет қаралды 66 М.