(ገጠመኝ 9ይ)ኣብ ሰማይ ሰብ ምስ ሞተ ዘጋጥሞ

  Рет қаралды 8,709

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Күн бұрын

Пікірлер: 39
@ሻም
@ሻም 2 ай бұрын
ናይ"ዛ ቆልዓ ታሪኽ ልክዕ ምስ ናተይ ይመሳሰል ፡ምናልባት ኣነ ወዲ ስለዝኮንኩ ቁርብ ፍልልይ ይህልዎ ፡ ከጋጥም ከሎ ስግደትን ውዳሴ ማርያምን ኣብ ሓጽር ግዜ ይኣስሮም ፡ዘይምፍራሕ ዘይምጭናቅ
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 2 ай бұрын
ስሙ ለእግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን ብምሕረቱ😢😢😢
@kisanetweldegebreal2215
@kisanetweldegebreal2215 2 ай бұрын
ናይ ነገስታት ንጉስ ናይ ኣማልክቲ ኣምላክ ናይ ነገስታት ንጉስ ጐይታናን ኣሞላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ስለ እቲ ዘይውዳእ ምሕረቱን ፍጹም ፍቅሩን ይክበር ይመስገን.ናይ ቀራንዮ በረከትና ልመንኣ ብ ፍቁር ወዳ ዝስማዕ እንበር ዘይንቀፍ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ትክበር ትመስገን .
@HIfti-H
@HIfti-H 2 ай бұрын
ጀማርት እየዋ ብስም ቅድስት ድንግል ማርያም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብብዘለኽሞ ትሓልኹም ከትሓልፉን አሕዋተይ🎉❤😊
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 2 ай бұрын
ደቀምሓረ ድኣ ኣቦይ መንገዲ መቃብር ጥራይ ክልተ ጠንቆልቲ ኔሮም ሓደ ኣቦይ ኣበበ ኣብቲ ገዛውቲ ካብ ማዕደጋ ዝመጹ ሰብኣይ ኔሮም ክልተ ኣብ መቃብር ዘላ ጎቦ ኣብ ከውሒ ጉድጎድ ኣላ ኣንስቲ ተኣኪበን ቡን ዕምባ ይገብራሉ ገበል ኣሎ እዩ ዝብሃል ንዕኡ ተባሂሉ ኣነ ይሓዝን ኔረ ብሰንኪ ግዱድ ዕስክርናን ናይቲ ዓማጺ ስርዓት ሓሰውቲ ሰላም ስለዝከልኡና ተጨኒቀ ክራር ሒዘ ናብታ ጉድጎድ ንበይነይ ክራር ሒዘ ይደርፍ ግዲ ጎሮሮይ ደስ ኢልወ ገበል ኣይርኣኩ ተመን ብልቢ ዘሕዝን ተታሓሒዝካዶ ይጥፋእ እዩ ደቀይ ኣምላክ እቅረ ይበለልና ዝበዝሓ ከተማታት ሃገርና ጠንቃሎ መሊኦመን እዮም ናይ ከልቢ መራሒ ሃገር ውን ኣብ ብኮ ዝብሃል ቦታ ጠንቆሊ ኣለወ እዩ ዝብሃል ሰማእት ዘእምበለ ደም ኣቡነ ኣንጦንዮስ ንጥንቆላ ካብ ዝተቃለሱ ኣቦታት ሓደ እዮም በረከቶም ኣይፈለየና ኣሜን 💙💙💙
@selamgaltewahdo5510
@selamgaltewahdo5510 2 ай бұрын
መጀመርያ እንቃዕ ብድሓን መፃእኩም ክብራተይ ናይዛ ሓፍትና ሂወት በተለይ ለይቲ ለይቲ ናመፀአ ዘሸግራ ልክዕ ከም ናተይ እዩ ንዓይ እዉን ከምኡ ናበለ የሸግረኒይ😢አብ ስዑዲ ዓረብ ስለ ዘለኩ ግን በቃ ተዳኪመ ፆሎት ስግደት ገዲፈዮ ጥራይ ኣዉነ ሰማያት እየ ዝብል ኣንዊሕካ ፆሎት ስግደት ምስ ገደፍክዎ ግን ገዲፍኒይ ፆም ፆሎት ስግደት ተጀሚረ ግን ፊት ለፊት እዩ ዝዋገአኒይ ብጣዕሚ የጨንቀኒይ😢 እና ሓፍተይ ምክሪ ማዓዳ እዉን ናመከርክና ኪዲ ፈጣሪ ስደትና የሕፅሮ🙏
@snitzeru
@snitzeru 2 ай бұрын
ሓፍተይ ወላ ነዓይ ዩ ኮምኡ ዝገብረኒ ጾሎት ጌረ እንተ ደቂሰ ወይ ከኣ ሰይፈ ስላሴ እንተ ኣንቢበ በቃ የለኹን ተካል ለይቲ የ ዝሓድር ሕንቅ የብለኒ ምጽላይ እነተ ገዲፈዮ ካኣ ይገድፈኒ😢
@AdeGoytaTv
@AdeGoytaTv Ай бұрын
@@selamgaltewahdo5510 እዚ ኣብ ኩልና ዘሎ ዩ ጸሎት ክነውሕ ከሎ ዩ ድያብሎስ ዝያዳ ፈተና ዘብዝሓልና ከምዚ ኸማይ ሓጢያተኛ። ሓፍተይ ምንዋሕ ጸሎት ምስ ገደፍክዮ ዝገድፈኪ ጸላኢ ሰናይ ኣብ መጻወደያ ምስ ይእተወካ ንስኻ ዝሓሸካ ዩ ዝመስለካ። ፈሊጥክዮ ኣለኺ ብዝተኻእለ ብዙሓት ይሕዋት ኣለዋ ኣብ ኢሞ ናይ ሓባር ማሕበር ኣሎ ኣብኡ ውን ጸሎት ዝኣትዋ እሱ ውን ጽቡቅዩ መንፈሳውነት ክትዓቢ መኽንያቱ ስዑድያ ናብራ ክብድ ዝለ ዩ።
@merhawitguesh5884
@merhawitguesh5884 2 ай бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤
@filiposhaile7738
@filiposhaile7738 2 ай бұрын
Thank you sister xega goytan bumulu adimkum ysiabkum aehwatey kulukum behabera ✝️✝️✝️💚💛❤️✝️✝️✝️
@HelenBirane
@HelenBirane 2 ай бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 2 ай бұрын
አቲ አምላኽ አብ ዝሕደረ ሕዲሩ አምህሪ አዩ ወዲ ስብ ግና አይትውዒልን አዩ ዝብሃል ብሕቂ አዚ ብቅልል ዝሪኢዋን ዘይረዳምን ስባት አህልው አዩ ዘላግጹ አንተ አይልውም ግና ወይልና
@Semhargebre384
@Semhargebre384 2 ай бұрын
Ewayyy kemze naty eu Haide boni backa beyeny yesetya nery kedset Arsema xebilie mise tihaxebukou kedfenie Mesgen amlkie elie hij 🙏🙏🙏
@milkatekle228
@milkatekle228 2 ай бұрын
Medhanie alem nay bhaki eiu zfetweki haftey neana wn kabzi kulu kotet wexina kem natki nmskrnet yebkana fetari❤❤❤❤
@trhashadish6175
@trhashadish6175 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@mengismsgna3697
@mengismsgna3697 2 ай бұрын
Nayza haftna tblo zela natey ka temasasali eya yehelife liki leyti ms deqesku ksadey zhanqeni zelo koynu eyu zsmani edegena bxogurey ymrchceni dmxi zelowo kemzi hubobula btami ychneq su uwy kbl tedeleku ka tnfas yhaxreni qetri wn komu ymexeni btami teshegire nera bdhru kdqs aykiln eye btami yferh xolot gera ayfeltn eya nera xolot jemire kabta sat ita gn bselam ydqs bselam ytsi ezgabher ymasgen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 2 ай бұрын
ዝገረም አዩ
@gerebrhantsige2707
@gerebrhantsige2707 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@RishanAbraham
@RishanAbraham 2 ай бұрын
Amlaky kabkufua neger sewreni mesanakel hiwet bezhni alo❤❤❤❤❤❤❤
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ 2 ай бұрын
ኩቡር ሐወይ ... ናይ አልሻዳይ Orthodox telephone number ክትረክበለይ ተሐጋግዘኒ🙏
@KokobAbraham-r6t
@KokobAbraham-r6t 2 ай бұрын
❤❤❤
@yordanostesfahiwet7079
@yordanostesfahiwet7079 2 ай бұрын
Egzabher amlak enqae mhretu awredelki temesgen yqrta gn bun aytsteyn deykonet si kemzi tblyo deleki qeyah wedi qeyah mgbar ezi amlkoka nab amlak deykone nab bun koynu alo
@MikiYehdego
@MikiYehdego 2 ай бұрын
ምሓረትይዉሪዲ😢🙏🙏😥🙏
@filiposhaile7738
@filiposhaile7738 2 ай бұрын
✝️✝️✝️
@meazaandom4657
@meazaandom4657 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@selammati8684
@selammati8684 2 ай бұрын
Eway anes intay drama eya tzareb zela. Bejaki n Egziabher Amlak blbki lemno kigletslki
@ፍረወይኒ-ሸ6ፈ
@ፍረወይኒ-ሸ6ፈ 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amanuelghirmay9445
@amanuelghirmay9445 2 ай бұрын
Hewey natey nay olanepike ebu amexlena please
@dingileyadey7236
@dingileyadey7236 Ай бұрын
Eza habitina gin ab hlimi ab terani kit amino yebilan mekini yatu adena kidist Afomiya kem melikak Egizabiher temesilu mesiwa
@merkebmekonen4062
@merkebmekonen4062 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamteka2751
@selamteka2751 2 ай бұрын
Egazebehare yamesgane ✝️ ♥️ ❤❤
@MerkebMekonen
@MerkebMekonen 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hani-jy6cg
@Hani-jy6cg 2 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@ሻም
@ሻም 2 ай бұрын
ጠንቆልቲ ኣብ ኩሉ ከተማታት ኤርትራ ኣለው ፡እታ ብስንበት መዓልቲ ንክርስትያን ትቅበል ተንቁሊት ኣብ ኣፋዕበት ትርከብ
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit Ай бұрын
Gen anes zegremni zebzeh seb abe gehanbe eyu zeatu
@berekethaile4978
@berekethaile4978 2 ай бұрын
Kinegreky haftey xbuq mskirnetky des zbil eyu. Gn kem haftey kinegreky seb zdhin eyesus kem medhzniky ms tqbeli tray eki. Hji ewn zehaftey ab fetena slezeyeleki eky ember fetena entezmexaky enda tenqalit mkedky slezy completely kzb kulu kitragefy cristos mqbal tray eya. Nmskrnetky ya yrdeany.
@temesgen1553
@temesgen1553 2 ай бұрын
ክርስቶስ ምቕባል ደሙን ስግኡን ምቕባል ማለትኪ ድዩ ቅዱስ ቁርባን ንምባል ድዩ ሓፍተይ ስለዝይበርሃ ለይ አየ ❤
@BeilulMelake
@BeilulMelake 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
(ገጠመኝ 11)ካብ ከብደይ ዝወጸ ርስሓት
33:27
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 8 М.
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18
She's very CREATIVE💡💦 #camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
00:26
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,5 МЛН
(ለሉሲፈር ተጻዊተሉ) ነዚ ቪድዮ ከም ዘይትሪእዋ ይፈልጥ እየ
23:15
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 1,8 М.
ኤርትራዊ ዲኻ ፣ ትግራዋይ፧
2:37:42
Zelenayo Show
Рет қаралды 10 М.
Evening News in Tigrinya for October 20, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 921
GERE EMUN PART 200 | ገሬ እሙን ክፋል 200
30:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 103 М.
(ገጸመኝ 2ይ ክፋል)ዛንታ ኣመተሩፋኤልን  ናይ ቤተሰብ መናፍስትን
48:27
(ገጠመኝ 30 ክፋል) ንልዕሊ 50 ዓመት ከርተት ዘበላ ናይ ቤተሰብ ዛር
32:30
ካብ ሓወይ ጠኒሰ ደሙ ስሒቡኒ
30:37
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 154 М.
Fuscaaaa 😂😂😂😂
0:10
O Cara da Sirene 🚨
Рет қаралды 3,8 МЛН
Типичный таксист в Сочи #сочи #таксист #юмор
0:59
ОДНАЖДЫ В СОЧИ (2 канал)
Рет қаралды 433 М.
Пошёл в лобовую по встречке!
0:18
ДВИЖЕНИЕ С УВАЖЕНИЕМ LIVE
Рет қаралды 2,2 МЛН