#ገዛ_ተሰሪሕዎን

  Рет қаралды 31,559

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 573
@gedamtube
@gedamtube 3 ай бұрын
ክቡራት ወገናተይ እዛ ቻናል ተዓብያ ቁመነገሩ ንኸልና እዩ ብዓብዩኡ ኻዓ ነዓና መተባቀዒ እዩ ሞ share like subscrube ንግበር
@ruiojj
@ruiojj 3 ай бұрын
እሺ ጎይታዋይ ዝሓወይ🙏🙏❤❤
@merrymerry9926
@merrymerry9926 3 ай бұрын
እሺ መምህር ፀጋይ ሓወይ ኣነስ ናብ ማሕበራት ሼር ኢለ ሳብስክራይብ ግበሩ ኢለ እውን ፀርፊ እየ ወሲከሉ ሕዝን ኢለ ንክፍኣት ቀዳሞት ንሰናይ ድማ ዳሕረዎት ኮይንና ግን ድማ ፈጣሪ ምስቱ ሰናይ ዝገብር እዩሞ ኣጆካ ርግፀኛ እየ ፈጣሪ ፈቂድዎ እዚ ሚድያ እዚ ካብዚ ንዓቀብ ዓብዩ ንብዙሕ ህዝቢ ካብዚ ንዓቀብ ንብዓት ከምዝሕብስ ናዓካ ድማ ፈጣሪ ዓስቢ ሰማይን በረከት ምድርን ይሃብካ ካብዚ ንዓቀብ ብርትዐ ይሃብካ ፀላእትካ ኣብ ትሕቲ እግርካ ይግበረልካ ፈተውትካ የብዝሐልካ ዝሓወይ ናዓካ ዝገልፀሉ ቃላት ኣይብለይን ካብ ሰብስ ወይከ ግን ብፈጣሪ ርከቦ ❤❤❤
@gedamtube
@gedamtube 3 ай бұрын
ዋይ ዝሓፍተይ🙏​@@merrymerry9926
@deradubai1754
@deradubai1754 3 ай бұрын
እሹኒ መምህር ጸጋይ ሓወይ ማዓረይ❤🙏
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi 3 ай бұрын
Eshin memihiriny where kinibilelika ena hayilikum hayili hatsin yikunnn❤🙏🙏🙏
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 3 ай бұрын
መምህር ጸጋይ ሓወይ ናይ ሰብ ነገር ኩሉ ወዮ እዩ ኣይዞኻ ዝሓወይ ጠንክር ሰናይ ተግባር ምስ ትገብር ድያብሎስ እውን ኣብ ሰብ ሓዲሩ የዕገርግር እዩ ነቲ ሰናይ ነገር ከዳክም ኣይዞኻ ዝሓወይ ኣብ ጎንኻ ኣለና ዝሓወይ ማዓረይ
@ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh
@ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh 3 ай бұрын
ኣቤት ተዓዲልኩም ኣብዚ ስናይ ሰራሕ እዚ ዝተሳተፍኩም ፈጣሪ ኣብዚሑ ይዓድልኩም😍🙏😍🤲🤲🌹🌹🌹🌹🌹
@MileyAsem
@MileyAsem 3 ай бұрын
ኣቱም ሰባት እዚ ቻነል ይሪኦ ኣለኹስ ቁሩብ ላይክ ሪአ ዋ ንኸመይ ዝበለ ዲና ደኣ ነተባብዕ ን ውግእ ፖለቲካ ሓሶት
@abelsolomon8453
@abelsolomon8453 3 ай бұрын
ጸጋይ ሐወይ ብትገበሮ ሰናይ ስራሕ በዘይረብሑ ሰባት ከይትገድፎ ንሕናዉን አብጎንኻ ኢና ዝሐወይ🙏🙏🙏
@Vcinlv23
@Vcinlv23 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ruiojj
@ruiojj 3 ай бұрын
ቅድመኽን ድፍእ የብለኒ ኣደዋይ ዓለመይ❤💛ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ማማየይ❤🙏🙏ፀጋይ ሓወይ ዘረባ ሰብ ኣይትገደስ ወድነይ ናይዘን ኣዶ ምራቀ ርአ ኢኻ ጎይታዋይ ምራቀአን ይብፃሕኻ ይብፀሐና ኣሜን🙏🙏❤❤💛
@bettyboo7783
@bettyboo7783 3 ай бұрын
መምህር ፀግሽ እግዚአብሄር ይባርካ ብደቅካ ተሀጏስ እግዚኣብሄር እድመን ጢኢናን ይሀብካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@FarahFarah-qt5fg
@FarahFarah-qt5fg 3 ай бұрын
በጣዓሚ ደሰ ዝበሊ ሰራሕ ብርሃን ተዓደሉ በዝወፀ ይተከእለኩሙ እግዚአብሔር ❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 ай бұрын
መምህረይ ናዓኻ ዶ ሕማቅ ቃል ካብ አምላክ ዝተልአኽካ ሕያው ጓሳ ኢይኻ መንገድኻ ሰማሃል ይኹን ብዝወፀ ይተክኣልኩም ገበርቲ ሰናይ ❤❤❤❤❤
@Wedibri1
@Wedibri1 3 ай бұрын
ኤህ ኤህ ደኣ ኣንቱም ሕማቅ ተሓስቡን ትዛረቡን እግዝኣቢሄር ተሎስ ናይእድኩ ይፍደኹም😣 እግዝኣቢሄር ኣሎ ጸጋይ ሓወይ ኣይትገደሰሎም ሓቅነትካ ብኣምላኽ ጥራይ ይፈለጥ ❤❤❤
@rhdtfghfhgihg4566
@rhdtfghfhgihg4566 3 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ እሰይ ዝሓወይ ዕደመይ ጥዕናን ይሃብካ ኣሜን ማማዋይ እልልልልልሌሌልሌሌ❤🙏🙏ኣሰይፀገሸይ ሕማቅ ዘረባ ሰሚዕና ነይርና ሓቂ ዘይብሉ ዘረባ ምኳኑ ሕዚ ኣሚንና ፀግሸይ እዚ ፅቡቅ ሰራሕ ደሞ ንባዕልካ እዮ ንሓሸዉቲ ደማ ቦታ ኣይተሃቦም👌🙏
@zxzx6334
@zxzx6334 3 ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሓ መምህር ፀግሸይዊይ አነስ ስርሐይ ተወዲአስ መፁዩ ዶ ይኮን ናበልኩ ይፅበየካ አምላክ ዓስብካ ይክፈልካ አቱም ሕማቅ ትዛረቡ ትሓስቡ ናይ ኢድኩም አይትሳአኑ😢😢እና አዮኩም ፀግሸይ ዓደይ ምስ መፃኩስ ንፀግሽይ ክረክቦ ዶ ይኩን አነስ ክፈትዎ ሰናይ ዝገበረ ሰናይ ይሃብካ❤❤❤
@gedamtube
@gedamtube 3 ай бұрын
🙏💐ይይ ፀሎትኩም
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 3 ай бұрын
እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ኣብ ዝኸድካዮ ጻዕዳ መንገዲ ይግበረልካ❤❤❤
@Sarah-ut6nk
@Sarah-ut6nk 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል መምህረይ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዝኸድካዮ እመቤቴ ትከተልካ ሓወይ ናተይ
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 3 ай бұрын
ኩነታት ትግራይ ፅቡቅ ሰለዘየለ ቅርሺ አብ ኢደን አይተሃበን ፀጉሸይ
@MizanBreho
@MizanBreho 3 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ቡሩኩ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ
@ليامزقبة
@ليامزقبة 3 ай бұрын
ተባረክ ❤❤❤መምህረይ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 3 ай бұрын
🙏🕊
@smirhss4421
@smirhss4421 3 ай бұрын
ተባረክ መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 3 ай бұрын
ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ተዓዲልኹም ኣይይ ኣነን ከማይንስ በይኮን ንኣቱ ንኾን😢😢😢😢 ጎይታየ ንሰናይ ግብሪ ኣብቅዐኒ😢 ክቡር ሓውና መምህር ፀጋይ እውን ናብራኻ ይባርኽ እግዚአብሔር
@robelbereket9406
@robelbereket9406 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን። መምህር ጸጋይ ምስ መሳርሕትካ እግዚኣብሔር ሓሳብ ልብኩም የስምረልኹም❤❤❤።
@kdstiKidu-bu7qt
@kdstiKidu-bu7qt 3 ай бұрын
ሞቧይል ተትገዝኡለን ፅቡቅ ነይሩ ቡዙሕ ሰብ ናደወለ መጫወተን መዛናግዒ ይኮነንን ድምፅኩም ኣይጥፋኣኒ ኢለን ድምፂ ሰብ ይደልያ ኣለዋ ፀላኢና ብፅምዋ ይበላዕ 💔
@gedamtube
@gedamtube 3 ай бұрын
ይይ ረሲዕናዮ ወደይ
@abigaltigray-x5w
@abigaltigray-x5w 3 ай бұрын
ኣረጊት እየን ከመይ ገይረን ክኽእልኣ ጓል 80 ዓመት እየ ይበለዋ
@ማዕበል
@ማዕበል 3 ай бұрын
​@@abigaltigray-x5w ሓቅኺ ኣበይከ ቻርጂ ክገብረኦ😢
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ 3 ай бұрын
መጀመርያ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብፃሕኻ ክቡር መምህረይ❤❤❤❤ኣብ ዝሓለፈ መዓልቲታት ሽምካ እንተጥፍኡ ብሓቂ ነቢዐ እየ ግን ንስኻ በፍፁም ተኣምር ንድሕሪት ከይትብል❤❤❤❤
@adde1852
@adde1852 3 ай бұрын
Elllllll Elllllll Temesgen ,kubur hawna ka Egziabiher msaka ykun😂❤🙏🙏🙏
@gjshsh1337
@gjshsh1337 3 ай бұрын
አደዋኒ ብርሃን ገፀን መምህረይ ዕድሜ ጥዕና ይሃብኻ ዝሃብኺም አሕዋተይ ፍሬ ፀማኹም እግዚአብሔር አምላኽ ይኺፈልኹም❤
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 3 ай бұрын
ብሰንኪ ንቁፅ ይነድድ ርሑሰ እዩ ንሰካ ሐቀኛ ኩን እንበር ወቀሳ አይትፍራሕ
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 3 ай бұрын
ተመሰገንፈጣሪ አደይ ከምትሐጎሳ የሕጉሰኩም
@embebaaraya6361
@embebaaraya6361 3 ай бұрын
Ajoka zehwey mareyy be dukumate sebatt ayettanqef eika ❤amlke xegue yebzahleka
@mtkSpd-rd7vm
@mtkSpd-rd7vm 3 ай бұрын
አሰይ ብታሕጋስ ነብዐ ኣሜን ማሚተይ😢💜👏
@selamhaile8324
@selamhaile8324 3 ай бұрын
እግዚአብሄር አብቲ ዓንዲ ወርቁ ይጽሐፈልኩም🙏
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 3 ай бұрын
እሰይ ሰይ ፈጣሪ ወሃብቲ ዘይውዳእ ይሃብኩም ኣምላክ
@trhasgide-pl9wi
@trhasgide-pl9wi 3 ай бұрын
እዋይ ኣነስ እንታይ ከምዝብል ጠፍእኑ ኣደይ መዓረይ ሰይይይይይ እቲ ምርቀእን ብርሃን ዓለም ይግበርኩም 👏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ብታሕጋስ ምክኣል ስእነ መ/ም ሓወይ ካብ ኮንቱ ምስጋና ይሰውርካ መፈጸምታካ የጽብቀልካ በረከትኩም ይሕደረና ❤❤❤❤❤
@ምስኩሉፍቅሪየዓዲለናፈጣሪ
@ምስኩሉፍቅሪየዓዲለናፈጣሪ 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ በረከቱ የብዝሓልኩም🙏
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 3 ай бұрын
አሰይይይ ወላዲተይ እንኻዕ ደስ በለክን ቡሩከይ ኣብዝከድካዮ እመብርሃን ፅሓይ ፅላልኻ ትኩን ጎታዋይ ❤️❤️❤️❤️
@mearzenebhemen8602
@mearzenebhemen8602 3 ай бұрын
ጉልበትካ ይባረኮ ሓዉና ዕደመን ጥዕናን ይሀብካ❤❤❤🙏🙏🙏
@asliruessom3573
@asliruessom3573 3 ай бұрын
ጸጋይ፡ማለት፡መምህር፡፡ቡሉ፡ጸጋ፡ይብዛሐሊካ፡ኮሎቲብ፡አለኻ፡እቶምዝቡ፡ሰማት፡ከፍቱ፡ይባርኮም፡ቢጣዕሚ፡ደስዘብል፡፡፡እዩ፡፡፡❤
@Roo-ej5xz
@Roo-ej5xz 3 ай бұрын
Atum zeythgzu hemak negr Ayetzarbu ezi bakmu yehgz Alo Atum tehgzu ewn Amelak mesakum yekun wala 500 yehaben entay yemlketkum
@tsegakiflemariam
@tsegakiflemariam 3 ай бұрын
Adeyey Mar afen enkae hagosekn❤❤❤❤ ahwat ka amlak asbikum yebzhayo
@misgina9680
@misgina9680 3 ай бұрын
ሽግር አይተንኪፍካ ንፁጉም ዘልዔልካ ፀገም አይርከብካ ኢግዝአብሄር ይባርካ ኢንዳሃብካ ንበር
@ليامزقبة
@ليامزقبة 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤ዋውውውውውው ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ዘሰብና ምልዋ❤❤❤❤❤❤❤❤ሁ ተጋረዋኒ ከምዘይ እዩ ዘጥዐመልና
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 3 ай бұрын
አሰይ ዕልልል ዘብል ስራሕ ፀግሸይ ምርቀኦም ይብፃሓካ አቱም ላአክቲ እውን 🙏💘💘💘
@RahwaAsmerom-lu2mn
@RahwaAsmerom-lu2mn 3 ай бұрын
Adey marey enkae des beleki nakum ka deywdae shshay yhabkum❤❤❤❤❤❤
@genigeni452
@genigeni452 3 ай бұрын
አሰይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ክቡር መምህርና ንዓካ ዝገልፅ ቃላት እዩ ዝሓፅረኒ ብዝከድካዮ ወላዲተ ኣምላክ ትከተልካ ብሩከይ🤲 ንዋሃብቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም 🤲 እቶም ሕማቅ ዝብሉ ኣይትገደሰሎም ዓስብካ ካብቲ ኩሉ ዝክእል ኣልሻዳይ ኣምላክና ኢካ ትረክቦ ክቡር ሓወይ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ 3 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 3 ай бұрын
ገና ከይረአክዎ ተሓጊሰ❤❤❤❤ ተመስገን ንዝሓገዝኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ በረከት ሰጋን ነብስን ይግበረልኩም ከምዙይ ሰናይ ሰራሕ ምስራሕ ተዕድልቲ እዩ
@AlulaTewelde-z4q
@AlulaTewelde-z4q 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ Egzer yhabka Hawey Tebarek
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ 3 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ኣደዋይ ምስ ልተሓጉሱ ተሓጉሱ ምስ ልሓዘኑ ሕዘኑ ሮሜ ምዕራፍ 12 ፍቂዲ 15 መምህር ፀጋይ ሓውና ንሃብኹም እውን ኣብዝሑ የሃብኹም
@avg4628
@avg4628 3 ай бұрын
ፀግሸይ ናይሰብ ነገር ብዘይ ኣገድስ ድካምኵም ኣቲ ዘለኣለማዊ ሰማይ ይፅሓፉ
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb 3 ай бұрын
ኣደዋይ እንካዕ ደሰበለኪ ❤ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ምስ መሳርሕትኻ ❤
@ራህዋመብራህቱ
@ራህዋመብራህቱ 3 ай бұрын
ኣሰይ ዛሓወይ ታዓድልካ ዕድመ ያሃብካ ደስ ዝበላ ወላድት😍
@AfariAfari-ql7it
@AfariAfari-ql7it 3 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ መምህሪ ፀጋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ዝኩሉ ንፅብቅ ኮይኑ ተመስገን❤❤❤ ተጋሩዋይ ዝኩሉ ስራሕ እናሰሪሑ ላይክ ሳብስክራይብ ሸር ዘይትገብሩ ንምንታይ😢❤❤❤❤❤❤
@berekettesfamhret1814
@berekettesfamhret1814 3 ай бұрын
ኣካውንት ክፈተለን ኩቡር ሓወይ ብሰረቕቲ ከይተቕትለን
@Aranshiabrha
@Aranshiabrha 3 ай бұрын
Kbret yhabka hawey sesenayu naka
@romangebre3222
@romangebre3222 3 ай бұрын
እድመን ጥዕናን ሓጎስን ያሃብካ አቱም እትህቡ ዘለኹም ድማ አምላኽ ይባሪኹኩም ቡሩኻት ኩኑ
@birhanhaddis6802
@birhanhaddis6802 3 ай бұрын
እግዝአቤሕር ይመስግን በጣም ነው ደስ ያልኝ ቤታችው ተሰርቶሳየው መምህር እድሜ ና ጤና ይስጥህ ተባርክ
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 3 ай бұрын
Yikre gbereley zhawey anewn wala kab klte shih zwhade eyu mesiluni neiru mknyatu edka chebitka slezhabkayen 5000 aymesln eyu neiru slzi yikreta zom ahwatey egziabher enatehagoskum yenbrkum🙏❤️❤️❤️
@gedamtube
@gedamtube 3 ай бұрын
ይቅረ ንፈጣሪ
@lauradavidson3630
@lauradavidson3630 3 ай бұрын
ጎይታይ እግዚአብሔር እድመን ጢዒናን ይሃብካ bro
@shewitsimon8441
@shewitsimon8441 3 ай бұрын
Edmen tenan yhabkum klukum tebarek hawey netom af zeyblom af konkayom from Eritrea ❤❤❤
@meemjjo677
@meemjjo677 3 ай бұрын
Beautiful nurture lovely kindness tigray woman give birth brilliant tigray leaders and brilliant tigray people stay strong mather God bless you and protects you all the time mather 🙏🙏🙏
@ተመስገንኣምላኸይ-አ8ዠ
@ተመስገንኣምላኸይ-አ8ዠ 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ንኣካ ዝመስሉ የብዘሐልና ክቡር ሓዉና እንተዝኮነለይ ላይክ ዝደጋገም ግን ተጋሩ. አብ FB&tiktok. ዘለኩም ምብዛሕኩም ይቱብ ዘይትፈልጡ እናኣተኩም ዘይተበራትዕዎ ኣይትከፍሉሉን እኮ ዩቱብ ንክከፍሎ ነዕብያ ዛ ቻናል አብ ትግኣይ ንፀጋይ ሓዉና እና መምህር ሙሉ ኣይዞኩም ዝብልዎ ህዝብና ነበራታዓዮም 🎉
@hiwetokbamicael9638
@hiwetokbamicael9638 3 ай бұрын
Asheyyyy Adey meorey onka dessss belekin Adwaye merkakn ab tsrha aryam yebtsehaya Amen❤❤❤
@Mona-z5d
@Mona-z5d 3 ай бұрын
ደስስ ዝበል ብስራትን ስራሕን ብዝወፀ ይተከአልክም ዘም ሓተይ
@axsum---tsion21
@axsum---tsion21 3 ай бұрын
ኣሰይ እንካዕ ደስ በለኩም ኣቱም ዝሃቡኩም❤❤❤
@TsegaybariTsegaybari
@TsegaybariTsegaybari 3 ай бұрын
❤❤❤ asey adey marey tsrgay haey ka ajoka ene eritrawi haka eye bsm yesus xelai senay ab lelela sltan yebuln tsega amlake msaka eyu.❤❤❤❤
@TsgeredaSeyfu
@TsgeredaSeyfu 3 ай бұрын
ስለ ኹሉ ነገር እግዚኣብሄር ይ. ይመስገን 🙏🙏🙏🙏
@BellaG-h9d
@BellaG-h9d 3 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሃወይ እንካእ ደስ በለካ ህዚ ኢካ እተደበስካ ተመስገን ናይ ኣዴና ምርቃን ፀሎትን ኣብ ሰማይ የ እርገልካ ይሀው መስኪረናልካ እንካእ ኣይሞታ ዝተረፈተን ግዜ ብታህጋስ የንብረን ግርማ ተከድኑ
@Elimtub
@Elimtub 3 ай бұрын
Egzabher zewxakumo ytekalkum
@meberatasefa9657
@meberatasefa9657 3 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል ተመስገን❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 3 ай бұрын
ጸጋይ ብ3000 ክትጥርጠር አይኮነን እቲ ስራሕኻ ብ3000 ዝግመት አይኮነን፣ ካብ ስድራኻ ሪሒቅካ እሞ አብ መገሻ ሓደጋ አሎ ሕማም አሎ እዚ ኹሉ ኺኢልካ ዓብይ ጾር አብ ዝባንካ ክንዲ ኩላህና ተሸኪምካ ናይ ሂወት መስዋእቲ ኢኻ ትኸፍል ዘለኻ እሞ ብዝናይ ሓሶት ዘረባ ብዙሕ ክተስተማስል የብልካን። ዝጀመርካዮ ነዊሕ ጉዕዞ በርቲዕኻ ቀጽል ዝሓወይ።
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 3 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናናን ይሃብኩም ዞም ኣሕዋተይ ሓይሊ ይሃብኩም ኣሰይይማማየ ቤተ ኣንበሳ ይግበሮ ❤❤❤❤❤❤☘️
@selamtsegay5125
@selamtsegay5125 3 ай бұрын
Selam Tsegay Hawona xagan berektnn Amlak abzihu yahabka bzaeba nayseb aythseb xubuq gebrika trah qexlo Amlak esbka khbeka eyu
@ساره-ث6ب3ق
@ساره-ث6ب3ق 3 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽኩም መምህረይ ናይሰብ ነገር ከምኡ እዩ ብዙሕ ኣይትገደስሎም🙏💘
@ሰላምሰላም-ኘ3ጀ
@ሰላምሰላም-ኘ3ጀ 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜንኣሜን አሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
@fotofoto378
@fotofoto378 3 ай бұрын
ተመስገን እግዛብሄር ይመስገን ናይዘን ወላዲትና ደስታ ብምርኣየይ ብጣዕሚ ደስ እሊን ኣነ ❤❤❤❤ ፀጋይ ሓወይ ድማ እግዛብሄር ኣምላኽ ድማ ፀግኡ ይብዝሐልኹም ይሕዋተይ ማዓረይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏እዞም ናይ ልስን ዕንቅፋት እምበይ ልናይ እግሪ ዕንቅፋት ዘይሪኡ መምህረይ ኣይትሓዘሎም እግዛብሄር ኣምላኽ ይቅር ይበሎም ዝሓወይ
@lauradavidson3630
@lauradavidson3630 3 ай бұрын
bro ንስካ ስራኽካ ጥራሕ ግበር ንቶም ቁምነገር ዘይብሎም አይትገደስ።
@HiwiGaltigray
@HiwiGaltigray 2 ай бұрын
ተባረኩ ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባርክኩም ❤❤❤❤ ኣደዋኒ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበክን ❤❤❤❤❤❤❤❤
@FiFi-q6q
@FiFi-q6q 3 ай бұрын
Nebia enber Edime tenan yihabikum burukat yehiwaty marey
@RahelZemicheal
@RahelZemicheal 3 ай бұрын
ንብዓተይ ክከፅፀር ኣይከኣልኩን
@haset1987
@haset1987 3 ай бұрын
I am so so so happy, God bless you memhr Tsegay
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 3 ай бұрын
ደው በልልል መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@axsum---tsion21
@axsum---tsion21 3 ай бұрын
ተመስገን እካዕ ናብዚ ኣብቀዐክን ኣደዋይ ፀጋይ ሓወይ ከዓ ሓይሊ ትዕግስቲ የሃብካ ብሰንኪ ዛቢዱ ተፀሪፍና ኢና ዋ ንፅቡቅ ገይረልኩም❤🙏
@AlmazAssfaw
@AlmazAssfaw 3 ай бұрын
ልባችሁን አይቶነዉ እደዝአይነት ሀገር የሰጣችሁ እደኛ ለምለም ሀገር ቢሰጣችሁ ሰዉ አታኖሮም የጁታጥጋብ በ27 ሰባት አመት አየናችሁእኮ አመዳሞች ቆማል አጋመ
@رهوهالر
@رهوهالر 3 ай бұрын
ደንቆሮ
@Aa21219
@Aa21219 3 ай бұрын
አደዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ❤❤❤
@MizanBreho
@MizanBreho 3 ай бұрын
ክሕግዝ ይደሊ አየ ብከመየ ክረክበካ ዝሓወይ❤❤❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 3 ай бұрын
አፍታ ቪድዩ አሎ ቁፅሩ አሎ ማዓረይ
@እንኳንበስላምመጣቹ
@እንኳንበስላምመጣቹ 3 ай бұрын
እልልልል🎉🎉❤ ፀጋይ ሓወይ እግዚአብሄር ይባርካ ብደቅካ ተሓጎስ እግእዚአብሄር እድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 3 ай бұрын
Naybhaki egzabiher xamaka yhabka kubur hawna edmen tonan yhabka ezen adetatna ka edmen tonan yhaben❤❤❤ temesgen
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 3 ай бұрын
Egzabher Zewxakumo ytekealkume Etome Zhagzkume Tebarku🙏
@albadralbadr1822
@albadralbadr1822 3 ай бұрын
አልልልልልልል ተመሰገን አምላክ ጀግና ሓወይ ማዓረይ ዕደመን ጥዕናን ፈጠሪ አምላክ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@atakltigmedhin1813
@atakltigmedhin1813 3 ай бұрын
ፀግሽይ በይዛካ በዞም ሕማቅ እምበር ፅቡቅ ዘይወፃም ሕማቃት ከይትዳሃል
@ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ
@ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ 3 ай бұрын
ኣሰይይይይ ክቡር መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ትካምኩምን ፃዕርኩምን ይክፈልኩም ንገበርቲ ሰናይ እውን ብእትህውዎ ኣምላክ ኣብ ዓንደ ወርቂ ይፅሓፈልኩም ዕፅፊ ድርብ ይክፈልኩም🤲🍃🌹❤
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 3 ай бұрын
Agziabiheir amlak tegeu yebzhalkum❤❤❤❤❤❤❤❤
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq 3 ай бұрын
Nayzom hmakat sebat aytsmae egziabhery newih edme ms tena ms mulue betesebka ❤❤❤❤❤❤
@baarn5671
@baarn5671 3 ай бұрын
Aseyyyy aseyyyy ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤ ktiamn zeytkial mhnanu zesegrega egziabhier amlak tiana yhabkummmmmmmmmmmmmm ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MebartMehari
@MebartMehari 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብዓመደ ወርቂ ይፃሓፈልኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤
@meharitesfay3583
@meharitesfay3583 3 ай бұрын
ዝክበርካ መምህር ኣጀካ ናይ ሰብ ክግደስ የብልካን ኣነ ዝብለካ ብሰብ ዝብለካ ከይትዕንቀፋ ብእመብር ሓደራ ይህበካ ኣለኩ❤❤❤❤❤💒💒💒💒💒
@berryfamily2846
@berryfamily2846 3 ай бұрын
አብ ጎንኻ አለና አጀኻ
@LamlmLamlm-lg8np
@LamlmLamlm-lg8np 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይብኩም መ/ር ፀጋምስ ሓገዝተኩምን ተሓገዝትኩሙን ብጣዕሚ መንፈስካ ዘሐድስ❤🎉🎉
@WeiniHagos-u7b
@WeiniHagos-u7b 3 ай бұрын
God bless you all honest person. Specially for you god be with you.
@Wedizom123
@Wedizom123 3 ай бұрын
ከምኡ ግበር ዝበልኩኻ ሕጂ ሄለን ሕፈሪ
@SalamaSalama123-ur1nj
@SalamaSalama123-ur1nj 3 ай бұрын
Amen 🙏🙏 edmen tienan yhabkum fetari 😍😍😍😍❤️❤️
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb 3 ай бұрын
Mamaway mearey kehzenaka kulukum nezi senay serah teserhu zelekum edmen teenan yehabkum kefue aynkeakum🙏♥️♥️♥️♥️🙏
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 3 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሓዉና ንስካ ፅብቅ ስለ ዝሰራሓካ ንዓካ ንምፅላም ዝገብርዋ ሕማቃት ሰባት ኣይትገደሰሎም ንዓካ እኮ ምክሪ ዘድልየካ ኣይ ኮነን ምስ ይቅርታ 🙏❤
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 50 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 33 МЛН
Officer Rabbit is so bad. He made Luffy deaf. #funny #supersiblings #comedy
00:18
Funny superhero siblings
Рет қаралды 13 МЛН
#መደባይ_ወለል ዕድመይ ሙሉእ ዘይፈልጦ ሓጎስ ተሓጊስ
18:33
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
ዕልልል  ኢለናልና አደይ ኣብርሀት ገዝአን ተሓዲሱለን
30:08
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 29 М.
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 50 МЛН