ገዛኺ ማኣዝ ኢኺ ሰሪሕክዮ ኣብ ስደት ኸ ክንደይ ተቐሚጥኺ?👍👈

  Рет қаралды 19,617

ado haben youtbe

ado haben youtbe

Күн бұрын

Пікірлер: 486
@r7vvg997
@r7vvg997 7 ай бұрын
አብ ቤተ ክርስትያን ከድኪ ፆሎት ግበርልና አብ ስደት ዘለና አሕዋትኪ ሓደራኪ
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 7 ай бұрын
ኣረ ስደት ከቢዱኒ ጥዕና ኣብይኒ ግን ብሂወተይ ንዓደይ ክምለስ ፆሎትኩም ኣይጋደፈኒ ተጋሩዋኒ ስለ ትምኽርኪ ብጣዓሚ እየ ዘመስግነኪ ኣነውን ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ ርግእቲ ጓል ትግራይ❤❤❤ ስደትና የሕፅረልና ጋይስ
@lifeistest5790
@lifeistest5790 7 ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ፀሎት ወለድኺ ኣይፈለይኺ 🙏💚
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ 7 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ መንገድ ኣምላክ ይግብርልኪ
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ አጆኪ ብጸሎት በርትዒ❤
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 7 ай бұрын
@@lifeistest5790 ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🥰
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 7 ай бұрын
@@ሜሪጓልእመብርሃን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏 እሽኒ
@hhgg856
@hhgg856 7 ай бұрын
ናይ ጥዕና፣ሰላም፣ናይ ዉላድ ገዛ ይግበረልኪ ፍረ ፃዕርኺ እግዚአብሔር ይባርኸልኪ❤🎉🕊🙏🙏🙏
@sarahwelcome2560
@sarahwelcome2560 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ለባመይ ብስላ ብሩካት ቤተስብ አብ ዓቢይ ደረጃ ኣብፂሖምና ተመስገን እዛ ጃግና ኣዶይ እስኪ መርቃለይ አብ ሂወተይ ሙሉእ ገይራትኒ እያ
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 7 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበልኪ ክብርተይ
@sarahwelcome2560
@sarahwelcome2560 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጋልነዋኒ
@mairyleb9245
@mairyleb9245 7 ай бұрын
የቀንየልና ክብርተይ ናተይ በርትዒ ጠንክሪ እና ክርስቲያን እንተኮይንኪ መስቀል ግበሪ መስቀል ሓይሊ ዩ መስቀል መድሓኒ ነፍስና ዩ መስቀል ፅንዓትና ዩ እና መስቀል ናይ ክርስትያን መፍለይ እዩ ምስ ይቅሬትኡ መዓርይ 🙏🙏🙏
@ugyugyytgty9690
@ugyugyytgty9690 7 ай бұрын
መስቀል እሰሪ ዝያዳይ ሰለ ምክረኪ እግዚአብሔር የክብረልና ዛሓፍተይ
@avg4628
@avg4628 7 ай бұрын
ክርስትያን ተኮይንኪ ማዕተብ ግበሪ ዝሓፍተይ ገዛኪ የምንኪ
@TtTt-wn4jf
@TtTt-wn4jf 7 ай бұрын
ብሓቂ✅
@NgstKahsu-h3v
@NgstKahsu-h3v 7 ай бұрын
ገይራኮ እንሃ ባች
@እግዚአብሔርኩሉግዜምሳይእ
@እግዚአብሔርኩሉግዜምሳይእ 7 ай бұрын
ገይራ ኮ ኣላ ዓውርኻ/ኺ ዲካ/ኺ
@TtTt-wn4jf
@TtTt-wn4jf 7 ай бұрын
@@እግዚአብሔርኩሉግዜምሳይእ ማዕተብ ኢና ንብለና ሰንሰልማ እወ እኒአዋ ስቁልክን ናብ ክርክር ኣይትቀይሮኦ ሓደሓደ እኒአክንስ ጠውላቃት ሐዚ እቲ ምክሪ ንዓኪ የኮነይ ንዓኣ እያ ፂሒፍትላ
@NgstKahsu-h3v
@NgstKahsu-h3v 7 ай бұрын
@@TtTt-wn4jf ፣ጠውላቅ መሰልቲ ፃዲቃን ኣይትመሰሉ ኣሲራ እያ
@NgstKahsu-h3v
@NgstKahsu-h3v 7 ай бұрын
አነም አብ ሰደት 10 ዓመት ገይረ አምላክ ይመስገን ዋላኮ ብዙሕ ግዜ እንተቅፀርኩ ንቤተሰበይ እንሓገዝኩ ጎናጎኒ ከምናትኪ ገዛ ሰሪሓ እግዚአብሔር ይመስገን ልለዚ ኩልና ሰደት ዘለና ንወለድና ናሓገዝና ጎናጎኒ ንባዕልንለ ንቆጥብ❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ ይግበረልና ከማየ ተኮይንክን ታ መፅለሊተይ ናይ ባዕለይ ክገብር እዩ ሕልመይ😢 ፈጣሪ ይታሓዎሶ
@azebhailu8937
@azebhailu8937 7 ай бұрын
ኣጆና ጥራሕ ዝያዳይ ፈጣሪ ይፈልጥ ናተይ እውን ንሳ እያ ትምኒተይ🙏❤️❤️❤️
@bsigaltgray
@bsigaltgray 7 ай бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ክከውን እዩ ኩሉ ብሓይ ሊ ፈጣሪ❤❤❤
@ሙዚትተዋህዶ
@ሙዚትተዋህዶ 7 ай бұрын
ኣሲተይ ዝያዳየይይ ርግዕቲ አኪ ጠባይኪ መቀረተይ❤🤲ኣብ ገዛኪ ፍረይሉ ፅገይሉ ዘሓፍተይይ
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 7 ай бұрын
ንገዛኪ ሓዳሽ እየ ህዳእታኺ ትሕትናኪ ምክርኽን ደስ ክብል ሳብስክራይብ ከይረኺ ኣለኹ ማዓረይ ኣብ ዓብይ ደረጃ የብጽሕኺ❤❤
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 7 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ካምናተይ ቤተሰብ ይፍጠረልክን ንዓይ ልዕለይ እሶም ይሓልዩለይ ❤ባዕሎም እዮም ቦታ ገዚኦም መሥርሒ ይብልንለው እግዚኣብሔር ይመሥገን
@stegahiayluhiaylu1843
@stegahiayluhiaylu1843 7 ай бұрын
የቀንየለና ክብርቲ ሓፍተይ ኣነ ኣለኩ በቃ ሉሚ ሉሚ ሲ ይደክመኒ ኣሉ ሶ ዮዳሄ እግዚአብሔር ኣምላክ ይፍለጥ እምብር ሓቅኪ ሓቦኛ ሰብ ኣብ ዓዲ ተልይካ ብጣዓሚ ኢካ ትጥክር ❤❤
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 7 ай бұрын
Bteami Ab Sdet Kndi Zserahna Nsrah Ab Adi Seb Yedli Eu
@ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ
@ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ 7 ай бұрын
ንሕና ውን ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ኣኽቢርኪ ንሕቶና ስለ ዝመለስኪ እና ጎበዝ ኢኺ ብሓቂ ቀፅልሉ ንዓናም ንዓኺ የምስለና ክብርተይ❤
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
@DegiYouTube
@DegiYouTube 7 ай бұрын
​@@SelamKZbin-g8yደሚረኪ ኣለኹ ዛምበይተይ በርትዒ🙏😍😍
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
@@DegiKZbin ኡሲኒ የቀንየለይ ክብረተይ
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 7 ай бұрын
አብየ ሓፍተይ ምሰ ይቅረታ 🤲ክርሰትያን እንተኮይንኪ ማዕተብ ግበሪ ዝሓፍተይ🤲❤
@ትግራይዛዓደይ-የ1ቈ
@ትግራይዛዓደይ-የ1ቈ 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ለባመይ🎉🎉💟💟ናዓኺ የማስለና ፈጣሪ 🤲🤲🤲
@SleepyApron-cs2dx
@SleepyApron-cs2dx 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ለባመይ ንዓኪ የማስለና❤ኣነለ 5ተ ዓመት ገይረ ብዙሕ ኣይተለወጥኩን ካብ ሐዚ ንባዕለይ ኩከን እየ ወዮ ዳኣ ስራሕ ዘየለ ኮይኑ እንበር 🥺♥️
@ኣደይኣደይyoutube
@ኣደይኣደይyoutube 7 ай бұрын
ብጥዕም ዝያዳይ ልዕሊ ነብስካ ካልእ የለን ዝሓፍተይ ወለድኪ እውን ህብካዮምን ዝይሃብካዮም ዋጋ የብሉን ኣነ ኣስምረላ ብልጽቲ ሓፍተይ ቀጽልሉ ❤❤
@user-pw4le8ru5m
@user-pw4le8ru5m 4 ай бұрын
ለባመይ ላአኪ የምስለና ዛቤተይ🙏🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤❤💗💗💗💗💐💐💐💐
@HelenKalay
@HelenKalay 7 ай бұрын
የቀንየልና ❤ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኺ ወለላይ ጠንኪርኺ ስርሒ ኣብ ዓብይ ደረጃ ትበፅሒ ኢኺ ቢድዬ ተሎ ተሎ ልቒቒ ብልተረፈ❤❤❤
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@BanaBeauty14
@BanaBeauty14 7 ай бұрын
ሳብክራይብ ግብርለይ ኣህዋተይ❤
@بيانشبيانشسميره
@بيانشبيانشسميره 7 ай бұрын
ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ፈጣሪ ❤❤❤🎉🎉🎉
@tgray2416
@tgray2416 7 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኪ ጋል ዓደይ 💝💝💝💝💝💝ንደቂ መዳም ፅቡቅ ፅቡቅ ስራሕ ሕዝክንልና ክትመፂ ተሰፋ ንገብር ብተስፋ እና ንፅበ❤❤
@MaaanjJopnj-pg2bu
@MaaanjJopnj-pg2bu 7 ай бұрын
ጠንክሪ ዝሓፍተይ ትሕትናኪ ክኢ ድስስስ ክብል❤❤❤
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@tsege531
@tsege531 7 ай бұрын
ቦሎፎንኪ እና ሰራሚክ እውን ኣሪእና ብርሃነይ
@tedggfdmm5516
@tedggfdmm5516 7 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ክብርቲ ሓፍተይ ረጋዕታኺ ፎትዮ እየ ብጣዕሚ ዓብዪ ደረጃ ክትበፅሒ ይምነየልኪ🙏 ❤
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 7 ай бұрын
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኪ ዮብዘሐዮ ዝሓፍተይ ማዓረይ ናዓኪ ይምሰለና መስቀል ግበሪ ዝሓፍተይ 💞💞💞_
@UmArsulove
@UmArsulove 7 ай бұрын
ብሓቂ ለባመይ ደስ ዘብል ምክሪ እዩ ገዛኪ ይምኒኪ ሓፍተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ♥️💚😘
@edentsegai5801
@edentsegai5801 7 ай бұрын
ርግእ ዝበልኪ ስደት ዝነበርኪ ዘይትመስሊ ❤
@ኣቢቲ
@ኣቢቲ 7 ай бұрын
ብሬ ሓፍተይ ምዕባየይይ ክሉ ግዜ እየ ዝፈትወኪ ዝዝክረኪ እተን ምሳኺ ዝተቀመጥኩለን ሜዓልታት ክንደይ መኺርክኒ ምዒድክኒ እኺ ግን ከምዝሰራሕኽዎን ከምዝተደፋእኽዋ ኣይኮነን እምበር ኣዝየ እየ ዝፈትወኪ ብሬ ሓፍተይ ❤
@Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n
@Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n 7 ай бұрын
ጓልነይ ሳብሰክራይብ ግበርለይ ዝያዲይ❤❤ ❤❤❤
@komaistekle4512
@komaistekle4512 7 ай бұрын
በእውነት ደስ ይብል እማይ የምኒኪ ንሕናም ንዓኪ የምስለና እና ማዕተብ ተትገብሪ ክርስትያን እንተኮይንኪ ይቅርታ ከምድፍረት ከይትቆፅርለይ ማዕተብና ክብርና መግለፂ ሀይማኖትና እዩሞ።🙏
@tgray2416
@tgray2416 7 ай бұрын
ትሕትናኪ ዋውው👌 ሕፅር ዘበለን ፁፉፉን ዘረባኪ ❤
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 7 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ንዓኺ ይምሰለና ማዓረይ🤲❤
@AkiJki
@AkiJki 7 ай бұрын
ለባመይ ፀባየ ሰናይ የቀንየልና ምክሪኪይ ኣይፈለየና 🎉🎉🎉❤❤❤❤
@sarayan525
@sarayan525 7 ай бұрын
አሜን ዝያዳይ ንሕና ውን ብጣዕሚ ኢና ነኽብረኪ ክብረተይ❤❤❤❤❤
@ግርማነሽ
@ግርማነሽ 7 ай бұрын
ኣሰይይይይ ርግዓትኺ ደስ ክብል ሓፍተይ ምዓረይ ሰላምኺ የብዛሕ 🎉🎉🎉❤❤❤
@kal_kidan21
@kal_kidan21 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
@ጓልሰብዓእንደርታመቀለ
@ጓልሰብዓእንደርታመቀለ 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቆ ምኽሪ የቀንየልና ዝሓፍተይ
@MamunKsa-d7o
@MamunKsa-d7o 7 ай бұрын
ርጋዕታኪ ደስ ክብል ፅጋበይ ❤❤💛🙏😍😍 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 7 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርተይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል ምክርኪ ህድእተይ😘😘
@Sarah-gr6rg
@Sarah-gr6rg 7 ай бұрын
ፅሪተይ ደስ ክብል ትርግዕ ምባላ❤👌
@meliff2083
@meliff2083 6 ай бұрын
ልኣኺ የማስለና ፈጣሪ ገዛኺ ይባርኸልኪ❤❤❤❤❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 7 ай бұрын
የቀንየልና ፍትውተይ ደስ ባሃሊት ርግዕቲ❤❤❤❤🎉
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 7 ай бұрын
አሰይይ ምዕርግተይ ረጋዕታኪ ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝብለኒ ቀፅልዮ ፀጋበይ❤
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት 7 ай бұрын
እግዚአብሔር የክብረልና ኣክብርኪ ሰለ ዝመለሰክልና ናኣኪ የምሰለና
@habssaby4061
@habssaby4061 7 ай бұрын
ደስ ክትብሊ ትሕትናኪ❤❤❤❤❤
@Rosa-b3d
@Rosa-b3d 7 ай бұрын
ኣሜን(3)ማዓረይ ይግበረልና እና ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ አብ አጉላዕ ቦታ 140ክንደይ ኣሎ ተገዲሰኪ ምልሰልይ ዛሓፍተይ❤
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ 7 ай бұрын
ደስ ከትብሊ ሓፍተይ ትሕትናኽ ኹሉ❤️🥰🥰🥰🥰🥰
@ji8m012
@ji8m012 7 ай бұрын
ዝሃፍተይ ኣንበሳ ንይብሃኪ በአልኪ ምንርውዮ ህዚ ልከርየኪ ህዳር ተባዩ መዚንኪ ዉለዲ ዘምዲ
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ማዓረይ ንዓኪ የምስለና ጎል ዓደይ❤❤
@DegiYouTube
@DegiYouTube 7 ай бұрын
ትሕትናኺ ደስስ ክትብሊ በርትዕልና ዛምበይተይ🙏
@seluAdokalu8121
@seluAdokalu8121 7 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሊ ትሕትናኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወሊድኪ ክበዲ
@titinotitino2910
@titinotitino2910 7 ай бұрын
ማዓረይ ሰለ ምክርኪ የቀንየልና ናይ ብሐቂ አድላይ ምክሪ እዩ 🥰🥰
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
@abiii5952
@abiii5952 7 ай бұрын
Way mkrtey des ktbli Gal ney ya tetkoni😢❤❤bmntay krekbeki
@tsegshTube5kk3g
@tsegshTube5kk3g 7 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ቀሪይ ዘመንኪይ ይባርከልኪይ ንዓኪይ የምስለና ዝሓፍተይ❤❤👍
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@fyufu9308
@fyufu9308 6 ай бұрын
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍትና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@jdt6fter414
@jdt6fter414 7 ай бұрын
ርሑስ ገዛ ይገበረልኪ🎉
@Kidangaltewahdo
@Kidangaltewahdo 7 ай бұрын
ደስስስ ክትብሊ ርጋዓትኪ እና ኣብ ስደት ዘለና እዉን ናኣኪ የምስለና ደቂ መዳም
@shxb228
@shxb228 7 ай бұрын
ክንደይ ደስትብሊ ህድእቲ❤❤❤❤
@AaAa-vn6xl
@AaAa-vn6xl 7 ай бұрын
ኣይዘኽ ማዓረይ በሪትዕ❤😘💖💖😍😍
@procell3625
@procell3625 7 ай бұрын
የቀንየልና ሓፍትና
@-wg6wt
@-wg6wt 7 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ፍትዉተይ ንዓኺ የምስለና ክብርቲ ሓፍተይ❤😍
@ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ
@ግርማነሽጓልተዋህዶ-ቐ1ጰ 7 ай бұрын
ድሰ ክብል ዘርባኪ ተባርኪ ክብርተይ
@ሓፍቲንጉስ
@ሓፍቲንጉስ 7 ай бұрын
ብቃራርፃኢ ብርጋዓትኪ ውድእቲ ኢኪ ዛቤተይ💖💖
@ጓልትግራይዓደይ
@ጓልትግራይዓደይ 7 ай бұрын
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍትና ብሓቅ ❤
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@kahsudesta6738
@kahsudesta6738 7 ай бұрын
ደስ ከትብል ሽኮርና ❤️❤️❤️🥰🥰❤🎉🎉
@SalhahHzazy-t6x
@SalhahHzazy-t6x 7 ай бұрын
ብርሃነይ ለባም ❤❤
@GjggGff-p7p
@GjggGff-p7p 7 ай бұрын
ላኣኪ የማስለና መቀረተይ🥰❤🎉
@zaydgebremedhn6824
@zaydgebremedhn6824 6 ай бұрын
Mearey leaki yemslela fetari❤❤❤❤
@zaydgalhadush6948
@zaydgalhadush6948 7 ай бұрын
ብለፎን@ሰራሚክ ከይትሓልፍና ናተይ❤❤❤
@ابوعلي-ض6ش6ض
@ابوعلي-ض6ش6ض 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ የምኒኺ ማዓረይ 🤲🙏🥰🥰🥰
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
@ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 7 ай бұрын
ብሓቂ ለባምይ ሳኣን ሰብ ደው ኢለ ቃሪየ ምስ ገንዘበይ
@ክብሪንTDF
@ክብሪንTDF 7 ай бұрын
ዛሓፍተይ ትሕትናኺ ደስ ክብል ኣምላክ ይፈፅመልኺ👏❤
@sarhsa8406
@sarhsa8406 6 ай бұрын
ንዓኺ ይምሰለና❤❤
@jjmylh
@jjmylh 7 ай бұрын
ብሓቂ ካብ ልቢ የመስግን ❤❤❤ እቲ ምክርኪ
@እግዚአብሔርሓላዊናእ-ቈ2በ
@እግዚአብሔርሓላዊናእ-ቈ2በ 7 ай бұрын
ምክሪ አሕዋትኪ ተካታተልትኪ ብትሕትና ብአግባቡ ስለዝመለስክልና ክብረት ይሃበልና እግዚአብሔር ይክብረልና ዝሓፍተይ መዓረይ ❤❤🎉🎉ጎብዚ አብ ዝዓበየ ደረጃ ይብፅሕኪ ዮትቡኪ ድማ ጽብቅ ገይርኪ ስርሒ ንዓና አብ ስደት ንዘለና ይጠቅም እዩ ትብልዮ ስርሕልና ኢኪ ዝሓፍተይ ❤
@Mary-k6c6h
@Mary-k6c6h 5 ай бұрын
ማዓረይ ልፈትዋ ❤
@YyYy-c5g4c
@YyYy-c5g4c 5 ай бұрын
ብጣዒሚ ኢኪ ብልፅቲ ዛምበተይ❤❤❤❤❤❤
@ksuksu-t2r
@ksuksu-t2r 4 ай бұрын
ደስ ተበለ ርጋዕታኪ ገብዚ❤
@azfarabrha8735
@azfarabrha8735 7 ай бұрын
ጎበዝ ኢኪ የምንኪ ምዓሪተይ ንአናውን ንአኪ የምስለና❤❤❤❤❤
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb 7 ай бұрын
ብሓቂ ብሬዋይ ዋና ሰብ ክህልየካ ኣለዎ
@محمدمحمد-ت9
@محمدمحمد-ت9 7 ай бұрын
አሰይይይይ ክብረተይ ለአኺ የምስለና ❤❤❤❤❤❤😘
@TtTt-wn4jf
@TtTt-wn4jf 7 ай бұрын
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኪ ማዓረይ❤❤❤
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 7 ай бұрын
❤❤ንፍዕቲ ሓፍትና ንዓኪ የማሰለና
@Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n
@Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n 7 ай бұрын
ነብየይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤❤
@ConfusedBamboo-vx7dw
@ConfusedBamboo-vx7dw 7 ай бұрын
ቦሌፎኒኪ አርእኒ ወለላይ ❤️🫶
@azebTsegay172
@azebTsegay172 7 ай бұрын
ደምርኒ
@ConfusedBamboo-vx7dw
@ConfusedBamboo-vx7dw 7 ай бұрын
@@azebTsegay172 ደሚረኪ እየ
@fsefxswf9054
@fsefxswf9054 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ላአኪ የምስለና ማዓረይ
@MerryMerry-b4r
@MerryMerry-b4r 7 ай бұрын
ላኣኪ የምስለና ጽብቅተይ🥰
@tsegahailay4717
@tsegahailay4717 7 ай бұрын
Geweze kexululu marey ❤
@AskalMehari
@AskalMehari 7 ай бұрын
ብሓቂ❤❤❤❤
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 7 ай бұрын
ጋል ዓደይ ዳኣከነትይ ኣጉላዕ ፅጋበይ❤❤❤ ናዓኪ የመለሰልና ክብረተይ
@ማህሌነኝይትግራይልጅያውም
@ማህሌነኝይትግራይልጅያውም 7 ай бұрын
ረግእቲ እዴቢት ኣጋላልፃኪ ደሰ ከበለ ጥዕቲ ላዛ ጋል ኣጎላዕ❤❤❤
@hymiyoutubechanel6651
@hymiyoutubechanel6651 7 ай бұрын
ቀዳሜቲ ብሽም ዛሓፍትና ሳብስክራይብ ግበሩኒ❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 7 ай бұрын
🥰
@kal_kidan21
@kal_kidan21 7 ай бұрын
ገይረልኪ ናዓይለሳብስክራይብ ግበርለይ
@ማህሉጋልወየንቲ
@ማህሉጋልወየንቲ 7 ай бұрын
ገረልኪ❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 7 ай бұрын
ገይረልኪ ማዓረይ ንዓይ ውን ግበሮለይ🙏❤
@hymiyoutubechanel6651
@hymiyoutubechanel6651 7 ай бұрын
@@ማርያመይኣዶፍቅሪ እሹኒ❤
@kidan5256
@kidan5256 7 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ምክሪ እዩ የቀንየልና ቀፅልሉ ካዓ🙏😍😍😍
@لالا-س5ع
@لالا-س5ع 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም❤❤❤
@SjEu-q3v
@SjEu-q3v 7 ай бұрын
የኔ ለባመይ❤❤❤❤ ደሰ ክትብሊ 🙏
@tsegahadush7204
@tsegahadush7204 7 ай бұрын
ርጋዓትኪ ብጣዕሚ ደስ ትብሊ ❤❤❤❤
@Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n
@Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n 7 ай бұрын
ጓልነይ ሳብሰክራይብ ግበርለይ ግን ምስ ይቅርታ🎉🎉🎉🎉🎉
@ffff8192
@ffff8192 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤ምቅርተይ
@trhaaryam
@trhaaryam 7 ай бұрын
የቀንየልና መዓረይ ብሓቂ ፅቡቅ ምኽሪ❤🙏 ብሽም ሓፍትና ሰበስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ አነውን አብ ቀረባ መዓልቲ ንዓዲ ይሓስብለኩ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን❤
@selamburuk
@selamburuk 7 ай бұрын
አሜን ንኣኪ የምስለና ዝያዳይ ኣነ ናብዛ ገዛኪ ጋሻ እየ ግን ደስ ስለ ልበልክኒ ሳብስክራይብ ገይረልኪ ንስኪ እዉን አጆኪ ጠንክርልና ዝሓፍተይ ወለላይ❤
@Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n
@Tigitubeቲጂጓልትግራይ-g7n 7 ай бұрын
ንአየይለ ግበርለይ 🎉🎉🎉🎉
@BbH-cr7dm
@BbH-cr7dm 7 ай бұрын
ኣሰይ ርግዓትኪ ደስ ክብል❤❤❤
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኺ ይብዛሕ ስለ ምኽርኺ የቐንየልና ዝሓፍተይ😍
@SelamYouTube-g8y
@SelamYouTube-g8y 7 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@gualabaytigray
@gualabaytigray 7 ай бұрын
የቀንየልና ዛ ምበይተይ ❤
ገዛኺ ከመይ እዩ ኣቑሑተ ኸ?👈
13:20
ado haben youtbe
Рет қаралды 29 М.
ስራሕ ተሰሪሕካ ኢኻ ትኽበር ። ዓፂድ ዓድና ልናፍቐኩም😂
8:50
兔子姐姐最终逃走了吗?#小丑#兔子警官#家庭
00:58
小蚂蚁和小宇宙
Рет қаралды 11 МЛН
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 16 МЛН
ዕላማ ኣብ ገዛ ምምሃር እንታይ እዩ
10:35
Vision Home Schooling Family
Рет қаралды 1,1 М.
oct 24/2024 ክሳብ ምፍርራሕ በጺሓ ወይ ጉድ ተቋዋሚት'ያ ኔይራ
39:54
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 19 М.
መስተፋቅር አሰራችብን
19:59
Endalk Tube
Рет қаралды 45 М.
ካብ ብሰንሰለት ምእሳር ይምሓረና💔😭
11:14
Sador Media - ሳዶር ሚድያ
Рет қаралды 15 М.
ዋጋ ናይ ገዛ አቅሑ ብሕሳር
9:21
Nberuta
Рет қаралды 11 М.