ገዳም ሚድያ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta

  Рет қаралды 21,901

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

Пікірлер: 323
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 9 ай бұрын
መ/ርፀጋይ ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ንከምዝኦም አብ ሰናይ ስራሕ ዝነጥፉ አምፀአልና ነበራታትዖም ካአ አብ ቀፃል በርሀ ሳዶር ምድያ ይቅረበልና ትብሉ👍ዉቀጡ
@FihbHhjj
@FihbHhjj 3 ай бұрын
ደሚረኒ ማዓረይ❤❤🎉🎉🎉
@efbv5178
@efbv5178 9 ай бұрын
ኣቤት ትሕትና መምህር ፀጋይ💙💙💙💙ወሊደ ትበል ኣደዋካ ጎታዋይ
@tilahungebreslassie
@tilahungebreslassie 9 ай бұрын
ብዙሓት ፅጉማት ብመንገድኻ ተዓንጊሎም ዮም ሞ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ
@YordanosHaile-o6g
@YordanosHaile-o6g 2 ай бұрын
መ/ም ፀጋይ እድመን ጥእናን ይሐብካ ፀጉኡ የብዝኻለካ❤
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 9 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ናይ 2008 ን 2009 ICT መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 9 ай бұрын
ዋው ኣብ ዓለማዊ ትምህቲ ውን መምህር ድዩ ?
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 9 ай бұрын
@@ቅዱስሚካኤለይ እወ ብጣዕሚ ንፉዕ መምህር ንሱ ዘምሃረና ክሳብ ሕዚ ኣይርስዖን
@deradubai1754
@deradubai1754 3 ай бұрын
ምስ ክብርቲ በዓልቲ ገዝኡ 2ይ ክፋል ይምጻእ ትብሉ ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን 👍ሃቡኒ
@manjussegen3654
@manjussegen3654 9 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ በረከት ሓወይ ጠንካራ ሓዉና ዓዲምካ ብምቅራብካ ኣመና ደስ ኢሉኒ,ከምዚይ እዩ ዘጥዕመልና ተጋሩ❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፈትወካ ነኽብረካ ኢና መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓይልኻ የፅንዐዮ ፈተና ግድን እዩ ሰጣን ሰናይ ስራሕ አይፎትን
@Frutgalagame
@Frutgalagame 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፈትዎን ነክብሮን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሀቦ አቦ ድካ
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k 9 ай бұрын
መ/ር ፀጋይ ዋውው ትሕትንኡ ደሰ ክብለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏💖💖💖💖💖
@Hyrgdbn
@Hyrgdbn 3 ай бұрын
ክቡር መ/ር ፅጋይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኩላትኩም 🌹ተመስገን አምላክ ንዓኩም ዝሀበና ስሙ ይመስገን አሜን 😢አዶ ትግራይ ስላሙ ይሃበለና
@ጓልድጅታልወያነ
@ጓልድጅታልወያነ 9 ай бұрын
ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ፀጉሸይ ቁዱስ ቅንኢ ይሕዘኒ እና ብድዮታቱ ላደደጋገምኩ እየ ዝሪኦ ዓደይ ሃትየ ከምናቱ ሰናይ ስራሕ ክሰርሕ ይምነ 🙏❤
@ngsti8856
@ngsti8856 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 9 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ብሓቂ ዝናኣድን ዝድነቅን ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ ኣሞ ቀፅልሉ ዕድሜን ጥዕናን የሃብካ❤
@እመቤቴማርያምሩፍታልበይ
@እመቤቴማርያምሩፍታልበይ 3 ай бұрын
ክቡር ሓውና መ/ር ፀጋይ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ምስ ምሉእ ስድራቤትና
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 3 ай бұрын
Gedam Midea ( Memhir Tsegaye ) bulus andebet rutue subuk sebay lelewo nay hizbi segem keltifu lrideo kifiter telo fetari limereko eyu emo tebatek zereka yibzah 🙏🌹💐🌿💝
@destatigray9547
@destatigray9547 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ሓሳብ ልብኻ የስምርልኻ መምሕር ፀጋይ ሓወይ ናይ ስጋን ነፍስን ምስደግፍትኻን ይግበረልኻ መምሕረይ❤❤❤ በረከት ሓወይ ስለ ዘቅርብካልና እግዚኣብሔር የኽብርካ❤😊
@FihbHhjj
@FihbHhjj 3 ай бұрын
ኣቤት ትሕትና መምህር ፀጋይ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ❤❤❤ጎይታዋይ ❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤አብይ አለኩም 👍👍👍👍ተጋሩዋይ ኑዑ ኑዑ👍👍💞💝💝💘💗💖💊💊💕💓💓💋💋💋
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 3 ай бұрын
ክቡር ሓዉና መምህር ጸጋይ ናይ ብሓቂ ትሕትናኻ ካብ ኩሉ ንላዕሊ የድንቀካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ክብርቲ በዓልቲ ገዛኻዉን ክብሪ ይግበኣ ክቡር ሓዉና በረከት ክብረት ይሃበልና ከምዚኦም ሰብ ህልና ተምፀአልና ከማኻቱም የብዘሐላ ትግራይ ዓድኒለ❤🙏❤🙏❤
@SelamSelamalem
@SelamSelamalem 3 ай бұрын
ምርቃ እቶም ወለድን ህፃናትን ኣብሰማይ ዓብዩ መሕደሪ ኣብ ምድሪ ሰላምን ፍቅርን ምስ መላእ ስድራካ ይብፃሕኩም ብገንዘብኩምን ብግልበትኩምን ትሕጉዙ ዘለኩም ብፍላይ ተላኣክቲ እግዚኣቢሄር ኣብዝርያኩም ይኩን❤❤❤❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ድያቆነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 9 ай бұрын
መምህር ጸጋይ ክቡር ሰብ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ጸሎት ናይዚ ዝዕንገል ዘሎ ሰብ የሰንኻ
@AxumawitGebreyohans
@AxumawitGebreyohans 9 ай бұрын
ቀዛሕታ ሚዲያ ክብረት ይሀብካ ለባማት መምሀሪ ንመናእሰይ ተምፅእ ቀፅለሉ... መምህር ፀጋይ ለባም የዋህ ናይ እግዚአብሄር ሰብ ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ፅላል ይኩንካ ዝሓወይ መዓረይ ማርያም ፅዮን ፅላል ትኩንካ ገዳም ምዲያ🙌☝ፀፅቡቁ ይፅናሕካ መዓረየ
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 3 ай бұрын
ዕድመ ጥዒና ይሃብኩም ኣምላከ ቅዱሳን ንኹሌኹም❤
@hareguzewdu6530
@hareguzewdu6530 9 ай бұрын
He is a hero for the tigray people and he is a great example to others
@gshhdh5051
@gshhdh5051 3 ай бұрын
ቱ ሓውና ትሕትንኡ ኹሉ ኣየ እግዚኣብሔር ክሓርየካከሎ😢👏
@FycgXhu
@FycgXhu 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዝሓወይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጉልበትኻ የፅናዓዮ ዝቀረብኻልና ቢኺየይ ሓወይ የቀንየልና❤
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤❤❤🎉🎉🎉
@ተቲየጋልተዋህዶ
@ተቲየጋልተዋህዶ 9 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሓውና ብጣዕሚ ኢና ንፍትውካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤❤
@areki7
@areki7 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ ሃለቃ ፀጋይ / መምህረ ፀጋይ ብጣዓም ዝፉትወን ዘክብሮን ቡሉፁ ሰብ ሪሁሪሁ ሰብ ፈጣረ መንግዱ ኩሉ የሳካዓሉ ❤😍
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 9 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ኣንደበተ ርቱእ እመ ብርሃን ኣብ ምውፃእኻን ምእታውኻን ሓላዊትካ ትኹን ጎይታይ ኣቦ ውፁዓት ብዕድመኻ ንኡሽተይ ብሕልናኻ ዓብይ ብሉፅ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
@MadinaYorsalem
@MadinaYorsalem 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏መ ር 🙏ፀግሸይ
@gjgj-cg2qy
@gjgj-cg2qy 3 ай бұрын
መ/ር ፀጋይ እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ምስ መላእ ሰድራካ በረከት ሓዉና እዉን ነመስግነካ ❤❤❤❤
@aishaais8070
@aishaais8070 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ተፈታዊ መምህር ፀጋይ እብር መምህር ናትህትና መምህር ናሰነረይ ስራሕ መምህር ፈጣሪ ብዕድመ ብጥዕና የሓልወልና።
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 9 ай бұрын
ክቡር መምህርና መምህር ፀጋይ ብሓቂ ርህሩህ ለባም ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቤኽለ ማራ ኢና ንፈትየካ ብሉፃተይ 🙏♥️
@KiratAbdulqader
@KiratAbdulqader 3 ай бұрын
ካብ ናይ መምህር ፀጋይ ኣዝዩ ልምስጠኒ ባህሪ ሓደሰብ ልገጠሞ ችግር ሓላፊ ሙካኑ ሰለዝፈልጥ ሚድያ ልሓዞ ድማ ስለለይለቅቅ የመና ዉፅእ ልበለ ከዉግዑ ኣይፈቅደሎምይ ብጣዕሚ የ ለድንቆ ኩሉሽግራትካ ላብሚድያ ከምለይወፅእ ይርድኦ እዪ ናቀፅለሉ ❤❤❤
@genetraya9799
@genetraya9799 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ንዋሃቢ ወሲኹ ይሃቦ ንኩቡር ሓውናለ ነዊሕ ዕድመይ ጥዕኛይ ይሃብኻ 🙏ማሃብ ቓሊል እዩ ብኣካል ፀገም ሰብ ምርኣይ ምሰማዕ ግን ኻብዲ እዩ ተባረክ እዚሓውና🙏❤
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 3 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
@MehretTsegay
@MehretTsegay 13 күн бұрын
መምህር ጸጋይ ድምጹ ጡዑም ግብሩ ጹቡቕ ትሑት ገባሪ ሰናይ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤
@deradubai1754
@deradubai1754 3 ай бұрын
መጋቤ አእላፍ መምህር ጸጋይ ዝፈትወካ ለባመይ❤❤❤🎉🎉🎉
@azebwoldaregay5834
@azebwoldaregay5834 Ай бұрын
Really ready I appreciate to himGod blessed to him❤❤❤❤❤
@selamawethabtegergis1660
@selamawethabtegergis1660 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉 nezi kudus srah nay mejemeya jemarit mkaneyt mkaney desta ysmaani kburey megabi aelaf memhr tsegay hewey
@ميموريميموري-ظ7ج
@ميموريميموري-ظ7ج 3 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ክቡር ሓዉ❤ ሳዶር ሚድያ እዉን ይቅረበልና ❤
@AAAa-fm8xi
@AAAa-fm8xi 2 ай бұрын
መምህረይ መግለፅ የብለይን ስራሕትካ ትሕትናካ ከመሰግነካ ኣይ ሓልፍን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣር ናኣካ የምስለና🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@luwamnega6042
@luwamnega6042 9 ай бұрын
Sador meda amxealna. Plis keAbi zgbo seb u
@Abeba-d6m
@Abeba-d6m 3 ай бұрын
ባዓል ሙሉእ ሕልና ፀጉሽ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
@dgstu5765
@dgstu5765 3 ай бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤
@سميرةالفيفي-خ4ح
@سميرةالفيفي-خ4ح 3 ай бұрын
አቤት ትሕትናካ ዝሓወይ ብሓቂ ዓቅልን ትዕግስቲካን መገለፂ ይብለይኒ መምህር ፀጋይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣግልጉልትካ ፍረ ፃምእካ ይሃብካ ዝሓወይ
@GoAsd-u9p
@GoAsd-u9p 3 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ጥዑም ልሳኑ
@alemgirmayadhanu4961
@alemgirmayadhanu4961 9 ай бұрын
ጅግና ሓውና ዝሰርሕ ሰብ ዕንቅፋት ቡዙሕ እዩ እቲ ዕንቅፈት ዝኸን ድማ አብ ስራሕ ዘየለ አብ ሓገዝ ዘየለ ሰብ እዩ
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 9 ай бұрын
መመሞህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🎉🎉🎉❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🧡💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd 3 ай бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ድንግል ማርያም ትሓሊካ ጎታዋይ❤❤❤
@Madina-q1p
@Madina-q1p 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን😢😢😢 መምህረይ ቃልካይሳዓር
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 9 ай бұрын
ፀግሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቀዛሕታ ሚዲያ (ብረክት)ብጣዓም ክብር ኣለኒ ንዓኻ ❤
@nnnKk-dy9ng
@nnnKk-dy9ng 3 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ናይ ትግራይ ዓምዲ እካ ብሓቂ ኣንስ ኣዝየ እየ ዝፈትወካ ኣቦ ትግራይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@selamawethabtegergis1660
@selamawethabtegergis1660 2 ай бұрын
Bereket and tsegay klete jeganu🎉🎉❤❤❤❤
@mdhdd9899
@mdhdd9899 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ ፈጣር መምህር ፀጋይ ክብር ሰብ❤❤❤
@bibatigray4002
@bibatigray4002 3 ай бұрын
Memhir Tsegay you are amazing 👏 ❤️ 💖 ♥️
@ggdhdbfhamenamenamen6583
@ggdhdbfhamenamenamen6583 3 ай бұрын
መምህረይ ዕድመይ ጥዕናን ያሃብካ እግዛብሄር ሓይልኻ ይባረክ ❤️❤️❤️
@EhamAs-ep9co
@EhamAs-ep9co 3 ай бұрын
ኣቤት ኣንደቤት እግዚኣብሔር ፀጋኡ ይብዘሐልካመምህር ፀጋይ ሓወይ ትሕቲና ግን ታዕዲልካ ወሊደ ትበል ኣዶ❤❤❤❤❤
@destasemeretesfamariam5046
@destasemeretesfamariam5046 17 күн бұрын
ቡሩኽ ሰብ መምህር ጸጋይ ዕድመ ምስ ጥዕና የሃብካ ፈጣርይ ሩሁሩህ ሰብ ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@zenaanena1832
@zenaanena1832 9 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ናኽብሮይ ንፎትዮይ ሓውና ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበለይ ፈጣሪ ፈቱወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube 3 ай бұрын
ኣጆኻ ክቡር ሓውና እቲ ሞራልካ ዝትክፍ ዝዛረብ ናይ ጸላኢ ሰናይ ፈተና እዩ። ኣጆኻ በርትዕ❤❤❤❤❤እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን❤❤❤❤
@aishaais8070
@aishaais8070 3 ай бұрын
በረከትውን ካፍቶም ጽቡቕ ዝሰርሑ ሓደ ኢኻ የቐንየልና ቓዛሕታ ምድያ።
@hadguluul8785
@hadguluul8785 9 ай бұрын
Enkae biselam mexika tsegay jigna hawina ❤❤❤❤
@ምገብ
@ምገብ 3 ай бұрын
መኹሲ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘድነቀካ ኣምላኽ ይባርኽካ ዘሓወይ
@ትግራይ-ቘ7ኘ
@ትግራይ-ቘ7ኘ 3 ай бұрын
ትሕትኑኡ ደስ ክብለካ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ሓወኒ❤
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 9 ай бұрын
ህዝቢ ሑመራ ፍቕሪ 100% 😍😍😍❤
@AberhatsyonGebresilse
@AberhatsyonGebresilse 9 ай бұрын
ፀጋይ ሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እካ ትሰርሕ ዘለካ እም ኣጆካ ዝሓወይ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይሓልካ❤❤ ማርያም ኣኩሱም ትሓልካ
@Salam-in7ct
@Salam-in7ct 3 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ገበሪት ሰናይ ኣሕዋተይ🌹❤🎉
@titinotitino2910
@titinotitino2910 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መር ፀጋይ ትሕትና እግዚአብሔር አምላክ ዓዲሉካ
@لرلن
@لرلن 2 ай бұрын
መግቤ አእላፍ መምህረይ ፀጋይ ዝፍተወካ ቅኑዐ ባዓል ሕልና ❤😊
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 9 ай бұрын
ክቡር ሐሐውና ዝተባረኸ ሰናይ ስራሕኻ ካብ.ፈጣሪ ርኸቦ ❤🙏🙏🙏
@habengalkeshi3819
@habengalkeshi3819 3 ай бұрын
Abet tihtina Amlak xegu yebzhalka memhire xegay hawey edmen tenen yhabka fetari🙏
@abrhamaregawi7599
@abrhamaregawi7599 9 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነድንቀካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ከክብከክብ
@ከክብከክብ 3 ай бұрын
ዕዲመን ጥዕናን ያሃብካ መ/ር ፀጋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ
@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ 3 ай бұрын
መምህር ፀጋ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በእውነቱ
@haileatsbeha5697
@haileatsbeha5697 3 ай бұрын
To Hear this news is panic and horrific but Tigray leaders happiness instead giving solutions they are computing for power it is heart breaking
@JMGD44
@JMGD44 9 ай бұрын
God bless you GEDAM Media ገዳም ሚድያ❤❤❤
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ 3 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክብር ሓዉና ❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@rosahaile445
@rosahaile445 9 ай бұрын
Thanks ❤❤
@biriktiatsebha4561
@biriktiatsebha4561 3 ай бұрын
He’s a hero person ❤ Thank you for you kind ❤️🙏 when I see his video, always I cry 😭😭
@hiwothagos3849
@hiwothagos3849 2 ай бұрын
U too
@britawita3738
@britawita3738 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሉፅ ሰብ መ/ር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@ዕባይ-ዓጋመ
@ዕባይ-ዓጋመ 3 ай бұрын
መምህር ፀጋይ እግዚአብሔር ይባርኻ ኣቦ ውፃዓት❤❤❤
@latshlatsh7389
@latshlatsh7389 3 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ❤❤❤
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube 3 ай бұрын
ኣቤት ትሕትና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኡን ክብሩን ሞጎስን ይዓድልካ ክቡር መምህር ጸጋይ❤
@BirKahsay-q6g
@BirKahsay-q6g 3 ай бұрын
መ/ር ፀጋይ ናይ እግዚአብሔር ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤🙏
@saronhabtu1381
@saronhabtu1381 3 ай бұрын
Egzabher xegu yebzhalka edmen tenan yhabka hawey natey
@tirhaswelu
@tirhaswelu 3 ай бұрын
Great job 👏
@Sabscrayb
@Sabscrayb 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም መምህር ፀጋይ ብሩኽ ሰብ 🎉❤❤❤
@eeeekkkk2211
@eeeekkkk2211 3 ай бұрын
መምህር ላዛኻ ጥዑም እዩ። እተፀገሙ ሰባት እንትተዛርብ እቲ ላዛኻ ማዕረ እቲ ለጋሳት ዝለገስዎ ውህብቶ ንቶም ተሓገዝቲ ፈውሶም እዩ።እግዚአብሄር ይባርኽካ። ቀፅለሉ።
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤❤❤
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 9 ай бұрын
I’m happy to see you guys 🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾
@titichannel8465
@titichannel8465 4 ай бұрын
😮😮😮ይበል ትሕትና ❤❤❤🙏😘
@حسن-ظ3ن1ل
@حسن-ظ3ن1ل 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ትሓልወልና ጎይታዋይ❤❤❤
@brananai8977
@brananai8977 3 ай бұрын
ፀግሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ጎይታ ትሕትና ፀባየ ሰናይ❤❤❤
@adug-nj3gp
@adug-nj3gp 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትውይ የኔ ምዓረይ❤❤❤❤❤
@BestBuu68
@BestBuu68 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@UfYd-g9c
@UfYd-g9c 3 ай бұрын
መመምህር ፀግሽ ♥️♥️❤🌺
@sassagaddd1676
@sassagaddd1676 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኣሕዋተይ😊 ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@ማሾጓል70እንደርታ
@ማሾጓል70እንደርታ 3 ай бұрын
ክብር ብዓል ሕልና❤❤❤❤❤❤
@azmeraasmelash7532
@azmeraasmelash7532 9 ай бұрын
ሃላል ሃወይ ተባረኽ❤❤❤
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
🔴ድሕሪ ክልተ ዓመት/ ተገንዩ 😮
20:32
semina tube
Рет қаралды 24 М.
🔴 ኣብ ዓይነይ  ክርሸን ተወሲኑ ..
26:30
Unique Show
Рет қаралды 46 М.