ገምጋም መጽሓፍ ማህደር ኑረነቢ ብእዮብ ጸጋይ

  Рет қаралды 17,864

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 41
@zaidtedros9938
@zaidtedros9938 3 ай бұрын
wwwwaw Good hestory fani contiu.......❤❤❤❤
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 4 ай бұрын
ፍናን አንጸባርቅ🙏🏾🙏🏾💕
@VpWr-o7c
@VpWr-o7c 4 ай бұрын
Wowwwww❤❤❤❤❤haqi sleztezarebe qetilomo
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 4 ай бұрын
ኣንቢበያ ኣለኩ ድንግርግር ዝብለካ ቡዙሕ ኣለዋ እዚ ድርሰት ቁሩብ ሓቅታት ክልወ ይክል ይከውን ንዓይ ግን ናይ ምንባብ ባህገይ ኣላዓዒላትለይ ተስፋየ ንፉዕ ጸሓፋዩ ኔሩ ስለያ ኤርትራ ኔሩ ከይከውን ይጠራጠር እየ ወይ ኣፈራሪሖም ነቲ ሓቂ ጥወዮ ኢሎሞ ከይኮኑ ፈጣሪ ይፈልጥ ፍናን የቀንየልና ዓቢ ትሕዝቶ እዩ 🙏🙏🙏
@mikihabte4108
@mikihabte4108 4 ай бұрын
ጽቡቅ ገምገማ ኢዩ ናይ ኤርትራ ሰላይ ኢዩ ኔሩ ንምሸቱ ክኣ ሻዕቢያ በሊዓቶ፡ኣብ ኣጋ መወዳእታ ናይ ሂወቱ ኣብ ፋይስቡክ ናቱ ብጽሑለይ ኣብ ሕማቅ ኣለኩ ኢሉ ኔሩ ዳሕራይ ሃክ ተጌራ ኢያ ኣካውንተይ ኢሉ እቲ ቀታሊ ኣምባሳደር በየነ ርእሶም ኣብ ጎድኑ ኔሩ ኮፍ ኢሉ ናይ መወዳእታ ሳዓቱ ምኳና ተረዲኡኒ
@jambolala7945
@jambolala7945 4 ай бұрын
አነ ዝተራአየኒ አብዚአ መፀሓፍ ኤርትራ ተዛራቢ ትግርኛ ከመዘይውንና ናይ አሰላም አዲ ጌሩ እዩ ዝገልፃ እና ፀልኢ ተጋሩ ብሰፊሑ ይረዕይ
@mehariasfha9901
@mehariasfha9901 4 ай бұрын
Fnan xere hzbi Eritrea neza mexhaf thysa dika zeleka wela intay mnalbat aqmka intetgebr xbuq iyu
@arestocr747
@arestocr747 4 ай бұрын
Thank you fani
@በለው-ከልው
@በለው-ከልው 4 ай бұрын
ሓስውን ቆርበትን እና ሓደር ይፈኩስ! ተስፋየ ገብርኣብ ብርግጽ ዝኣመነሉ ሓሶት ክጽሕፍ"ውን ዝደሊ ኣይመስለን እንተኮነ ነቲ ፍጠራ ዘቃናጀው ሰባት ንሓሶት ከም ጥበብን ዓወትን ዝሓስብዎ ምኩኖም ታሪኮም የምስክር"ዩ።በዚ ኮነ በቲ ዘይጭበጥ መርተዖ ዘይብሉ ፍጠራዊ ጽውጽዋይ እዩ
@Am.pm.chanel
@Am.pm.chanel 4 ай бұрын
Hasot kifetu gud ayu moytu damber ab nay Sweden semeyo nere ab comment aytihasu tsibah mewati ayika ayleyo nere ab 1 ametu ka moytu
@Welduzerea91free
@Welduzerea91free 2 ай бұрын
ፍናን ተሕዝን ብጽልኢ ዓዊርካ ሰነፍ ዓቅምኻ ፍለጥ
@NatnaelWelday-v6g
@NatnaelWelday-v6g 3 ай бұрын
Mnew shuwa/anashwa
@EyoramPetros
@EyoramPetros 4 ай бұрын
Welcome
@Habesha28
@Habesha28 4 ай бұрын
ካብ ተስፋየ ልብ ወለድ እንበር ካልእ ነገር አይትጸ በ።
@freeomkesete1306
@freeomkesete1306 4 ай бұрын
ተስፋየ ንፉእ ጸሓፋይ ጥራይ ኣይኮነን። ደራሲን ሓያስን እዩ። በረከት ስምዖንብሰንኪ ሕያሳዊ ባሕርያት ተስፋይ ካብ መዝነቱ ኣውሪዶም ከምዝስደድ ጌሩዎ። ኢሳያስ ካ ኣንጻር ወያነ ኽጥቀመሉ ናብ ኤርትራ ከም ዝኣቱ ጌሩዎ።
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 4 ай бұрын
ኣዛ መጽሓፍ መመላእታ ናይ እድሪስ ዓዋተ ኢያ። ንህዝቢ ትግርኛ ርእሱ ንምድናን ኮነ ኢልካ ዝተጻሕፈት'ያ።
@በለው-ከልው
@በለው-ከልው 4 ай бұрын
well done F❤nan
@Aronsaka-r8d
@Aronsaka-r8d 4 ай бұрын
ከነንብባ እስከ.
@በለው-ከልው
@በለው-ከልው 4 ай бұрын
ተስፋየ ገብርኣብ በቲ ዝዓበየሉን ዝነበሮ ስነምግባርን ንሓሶት ክጽየን የገዾ እዩ። ስለዚ ድማ እዩ ተማራማሪ ታርኽ ኣይትበሉኒ ዝብል ዝነበረ ንነብሶም ስለ ዝፈልጥዎን ህዝቢ ኤርትራውን ስለ ዘለለዮም ብሽም ተስፍይ ክግብርዎ ክእሎም ።ይኩን እምበር ፍሽል"ዩ ብርግጽ ድማ ነታ ሓቀኛ ህግድፍ ከም ዝፍንፍና ጥርጥር የብሉን ።
@jossy222
@jossy222 4 ай бұрын
Hasad
@fitsumabedefisseha4889
@fitsumabedefisseha4889 4 ай бұрын
ተስፋየ ገብረኣብ ፕሮፖጋንዳ ሻዕብያ ከሳኽዕ ክብል ድራማዊት-መጽሓፍ ጽሒፉ ፥ እታ ድራማ ከምቲ ዝደልይዎ ስለዘይከደትሎም ድማ ብድራማዊ መልክዕ ኣጥፊኦሞ። ሕግ ዓሳን ሻዕብያን ተባላላዕ !
@weditesfu7657
@weditesfu7657 4 ай бұрын
Thnkis Fnan. and qdmi hji tarik nay wedi hadera zergihkalna nerka gn bqultuf wexya etimknyat bzeyegedis degimka ketewrdelna ymhxen pls 🙏
@Eriboy
@Eriboy 3 ай бұрын
እቲ ንሓደ መጽሓፍ ንምግምጋም ዝተጠቐምካሉ ተክኒክን ቃላትን ዝድነቕ እዩ : ካብ መጻሕፍቲ ናይ ኤርትራውያን ክንዲ መጽሓፍ ማህደር ኑረነቢ ተነባብነትን ናብ ዝተፈላለየ ቋንቋ ምትርጓምን ዝና ዝረከበት መጽሓፍ ዘላ ኣይመስለንን ። ግዳ ድንቂ መጽሓፍ እውን እንተኮነት ጉድለት ኣልቦ ክኸውን ኣይክእልን ። ይኹን እምበር ኣብ ኣቃራርባኻ መጽሓፍ ምግምጋም ጥራይ ዘይኮነ ውዱቕ ፖለቲካዊ ጥሙሕካ ዝደፋኦ ድጓሕ ክተፍእ ኢኻ ተራኢኻ ። ነቶም ኩሎም ኣስማቶም ጠቒስካዮም ዘሎኻ ጸሓፍትን ተመራመርትን ታሪኽን ካልኦትን ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ኣብዛ መጽሓፍ ኢዶም ዘንበሩ ክትዝልፍን ንሞያኦም ከቃልልን ምፍታንካ ናይቲ ለኪፉካ ዘሎ ሕማቕ ሕማም ጥርዚ ሕመቕ እዩ። ወድሓንካ ! ምሕረት ከኣ የውርደልካ !
@Kubkubta
@Kubkubta 4 ай бұрын
ኣብ ሰራዊት ካብ መራሒ ቦጦሎኒ ንላዕሊ ብሓይሊ ኢዮም ገዚኦማ ብፍላይ እንዳ 65 ምስ ምክትታል ዶባት
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 ай бұрын
🙏🩵
@NajiMuhammad-x1j
@NajiMuhammad-x1j 4 ай бұрын
Neska ekwa alula ketbel zeyhaferka si nure nebi ketbel moral yeblun
@rezuwedihagereseb1283
@rezuwedihagereseb1283 4 ай бұрын
ተስፋዬ ገብረአብ ካብዚ ኩሉ ድፍረቱ ኣብ ሻዕብያ በጺሑ ምፍርሑን ንታሪኽ ሻዕብያ ከቓናጁን ምስጀመረ ማራ ገሪሙኒ መቸም ታሪኽ ናይ ኢሰያስ ወይ ካኣ ናይ ሻዕብያ ብዝገምጠልካ ገምጢልካ ሕማቕ ታሪኽ ጥራይ ኢኻ ክትረኽበሎም ትኽእል 90% እንተኾነ ግና ተስፋዬ ሕማቅ ናይ ሻዕብያ ክራኣዮ ኣይካኣለን ዘይኮነ ሲ ከጻባብቀሎም እዩ ዝፍትን ኔሩ:: የቐኔልና ፋኒ ካኣ ቀጽሎ
@tesfana
@tesfana 4 ай бұрын
ናይ ሓሶት መጻሕፍትን ታሪክን ሕናጢጥካ ነቲ ሓቀኛ ታሪክ ህዝቢ ትግርኛ ንምድምሳስ ዘይተገብረ የለን። እቲ ዘሕዝነካ ብዙሕ ህዝቢ ብዛዕባዚ ጉዳይ ግዲ ዘይብሉ ነቲ ናይ ሓሶት ታሪክ ውን ብመገዲ ኢሰያስ እንተመጺኡ ክቅበሎ ዘይወላወል ባዕሉ ታሪኩን መንነቱን ዝቀብር ምካኑ ኢዩ። ተስፋየ ገብረኣብ ኣምሓራይ ዓስቢ ሓሶቱን ድፍረቱን ንሓጺር ግጌ ደኣ ይኩን እምበር ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብዘሽካዕለሎን ረሳሕ ታሪክ ብምግዳፉን ኣብ ሲኦል ይቃጸል ክህሉ ተስፋ ንገብር።
@merhawiande5598
@merhawiande5598 4 ай бұрын
Entay dea hade aynet xuhuf 2 KZbinrat aqribku hab wusti klte semun
@YohannesHagos-nw9uf
@YohannesHagos-nw9uf 4 ай бұрын
ጸረ ደቂ ትግርኛ እዩ ኔሩ ኢልኩሞ እዚ ኣድጊ
@mengashatesfagabir2935
@mengashatesfagabir2935 4 ай бұрын
ዝኸበርካ. ሓውና. ነዚ ሓደ. ካብ ባሕሪ. ብጭልፋ. ዛንታ ኤርትራውያን. ዝጸሓፈ. ከተቃናጽብ ብጣዕሚ. ንባዕልኻ. ትግራይ. ትስዕር ክትብል. ግዜ. ዝሓለፈካ. እንታይ. እዩ ብዛዕባ. ኤርትራ. ብኸመይ. ይምልከተካ ተስፋየ. ገብራኣብ. ዝዓቅሙ. ንኤርትራ. ዘይሃስስ ታሪኽ. ጺሒፉ. ሕሊፉ. ንስኻ. ግን ሓተላ. ታርኽ ኣብ. ኤርትራ. ኢኻ. ትፍለጥ. ስለዚይ. ንኻሊእካ. በሎ.
@Am.pm.chanel
@Am.pm.chanel 4 ай бұрын
Tshafi aykonen kihsu gud ayu moytu damber muwut aykisesin koyunu ember
@johnnywalker133
@johnnywalker133 4 ай бұрын
Facts don't care about your feelings. Hawey aytigear ab tibetseho yebilkan. Nab kali zekiyid yebilkan, mejemeriya do you rwad the book? Chibti teleka abzi tegagika ab page kindizi chibti alo elka tezareb; tezeyele neka suk elka tiliflif abzi mibul ewan. Resika asrihayo
@filahawiberie3706
@filahawiberie3706 4 ай бұрын
Ata hawey hatela diyu meliu eti rieska donqoro 😅😅😅
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 3 ай бұрын
Tesfaye gebrab kab ztehabala beati wutsiom zefanewuwo …..zemesgnom ayseann eyu. Tesfaye gebrab tegaru metsiom Eritrea kihzu ydelyu bmbal…neten ab Eritrea zneberelen gziat hzbi akibka ab mudunkar tewafiru neru. Entekone newih keykede afaniyomo…”karma “
@nomoret.2017
@nomoret.2017 4 ай бұрын
ዓፍናቁ! በየናይ ዓቅምኻ ኢኻ ድኣ፡ ንተስፋይ ገብረኣብ ክትህይሶ? ደንቆሮ!!
@mohmoh-ce9bi
@mohmoh-ce9bi 4 ай бұрын
ዓቅምኻ ፍለጥ አንብብ እንዳ ፈለጥኩ ምስ ከድኩስ ከም ዘይፈልጥ ፈሊጠ ኢሉ ሐደ ምሁር ትግርኛ ኢኻ ተዓጻጺፍከ ተዛሪብካ
@filmongoytom6183
@filmongoytom6183 4 ай бұрын
Malet Kab mejemerita b negative eyu zijimiri tirekaka xilie hisidina abaka yrea
@yonaskiflemariam2942
@yonaskiflemariam2942 4 ай бұрын
Akemka felat ata af kuto
@dmgalves3291
@dmgalves3291 4 ай бұрын
ዉሓጥዋ ጥራይ 100% ኣብ ሓቀኛ ታሪክ ዝተመርኮሰት እያ : ዝኣክለክን ኣንቢብክንሲ ሕጂ ተዕገርግራ ዕስለ ኣህባይ 🙈🙈🙈💩💩💩💩💩ፍናን ዓፉናቅ ናትካ ተምጾ ትንታነ ከድኣ ካበይ ዘምጻካዮ እዩ ? ምንጪ የብሉ ሓሳብ የብሉ : በጀካ ወረ : መስክናይ መንእሰይ ትጻወተሉ ኣለካ:: ቀጽል ጥራይ ወረካ ሓሳዊ💩💩💩💩
Caleb Pressley Shows TSA How It’s Done
0:28
Barstool Sports
Рет қаралды 60 МЛН
Война Семей - ВСЕ СЕРИИ, 1 сезон (серии 1-20)
7:40:31
Семейные Сериалы
Рет қаралды 1,6 МЛН
ССЫЛКА НА ИГРУ В КОММЕНТАХ #shorts
0:36
Паша Осадчий
Рет қаралды 8 МЛН
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 124 М.
ክሳብ ሕጂ ዝተዓቑረ ምስጢር እንክቕላዕ....
17:28
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 55 М.
Caleb Pressley Shows TSA How It’s Done
0:28
Barstool Sports
Рет қаралды 60 МЛН