ጋዜጠኛ ተስፋልደት ቶፖ ሾው ኢዱ ከም ዝሃበ ቢቢሲ/ ነርወይ ንሞኒካ ክትጣበቐላ ፍርሒ ደገፍቲ

  Рет қаралды 67,782

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

ጋዜጠኛ ተስፋልደት ቶፖ ሾው ኢዱ ከም ዝሃበ ቢቢሲ/ ነርወይ ንሞኒካ ክትጣበቐላ ፍርሒ ደገፍቲ ስምዑ

Пікірлер: 263
@DesietHilna
@DesietHilna 22 сағат бұрын
ሰላም ኣሕዋት ን ኣፍልጦ ክኾነና ቁሩብ ሕጋዊ መሰላት ከካፍለኩም በዚ ኣጋጣሚ ኖርወይ ኮነት ካልእ ሃገር፣ ዜጋኣ ኣብ ካልእ ሃገር እንተ ተኣሲሩ እሞ ከኣ እታ ኣሲራቶ ዘላ ሃገር፣ ብ ገበን እንተ ከሲሳቶ ኣላ፣ እታ ናይቲ ዜጋ ሃገር፣ ካብቲ ፍርዲ ይኩን ማእሰርቲ ነጻ ክትገብሮ መሰል የብላን። ናይ ጠበቃ ሓገዝ፣ ንስድራ ቤት ምርካብ ከምኡ ድማ ሃለዋት ናይቲ ዜጋ ክትሓት ት ተክእሎ ኣሎ። ብተወሳኪ እተን ሃገራት ኣብ ሞንጎአን ናይ እሱራት transfer ውዕል እንተ ኣለወን፣ እቲ ዜጋ ኣብ ዓዱ ክእሰር ክግበር ይክእል። ከምቲ ኩላትና ንፈልጦ ግን ኤርትራ ምስ ኖርወይ ከምኡ ዓይነት ውዕል የብላን። Haftikum Desiet Hilna ናይ ትምህርቲ ድሕረ ባይታይ ከኣ ሕጊ ኢዩ.
@neshnesh_show
@neshnesh_show 22 сағат бұрын
🙏🙏🙏
@te5602
@te5602 21 сағат бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ግን ፖለቲካዊ ዑቅባ ሓቲትካ ምንባር ተኸልኪለ መሰለይ ተጋሂሱ ኢልካ መንበሪ ወረቀት ምሰተወሃብካ ከምዚ ሕጂ ባራዩ ኢሰያስ ከፉሎም ዝኣትው ብሕጊ መሰረት መንበሪ ወረቀት የሕድግ ኢዩ
@Danini-o1i
@Danini-o1i 21 сағат бұрын
Ata sebay hazega xeazega❤❤
@DesietHilna
@DesietHilna 21 сағат бұрын
@@te5602 ክቡር ሓዊ እዚ ካልእ ሕጋዊ ሕቶ ኢዩ። ብዙሕ መሰላት ዝሓዘ ውን ኢዩ። ቀዳሚነት ነታ ዑቅባ ዝ ሃበት ሃገር ዝምልከት ክከውን እንከሎ። ከም ተወሳኪ ብ ናይ ሰብኣውነት ጸገም ወይ ውን ማሕበራዊ፣ እታ ዑቅባ ዝሃበት ሃገር ናብ መበቆል ሃገርካ በጺሕካ ክትምለስ ሕጋዊ ፍቃድ ክትህብ ትክእል እያ።
@Sinksar605
@Sinksar605 Күн бұрын
ነሹ ኡሙን ጋዘጠቻ🎉
@neshnesh_show
@neshnesh_show Күн бұрын
❤️❤️❤️
@wedid.c6732
@wedid.c6732 23 сағат бұрын
ጋዜጤኛ ፡ቻx
@m.d1701
@m.d1701 23 сағат бұрын
Nice program about the generational identity of Eritrea! Timely program as we have never been divided based on region/awraja. Bravo Neshu in reminding us that we are all ONE ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 сағат бұрын
❤️🙏
@selamabkulu7075
@selamabkulu7075 19 сағат бұрын
ከም ኤርትራዊ ሙርኡይ የለን ንዘዕቆቦ ሕብረተሰብ ይንዕቕ አረ ገለ ገለ ሰባትሲ ንጥቕሞም እዬም የዕቕቦምና ክብሉ ትሰምዕ አብ ጥራሕ ማዓኮርካ ትዕቢት
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 23 сағат бұрын
ነሹ ንሞኒካ ዋላ ዜግነት ናይ ኖርወይ ይሃልዋ ኖርወይ ኣይትጣበቀላን ኢያ ምኽንያቱ ኤርትር ካላኣይ ዜግነት ክትሕዝ ዘይተፍቅድ ሃገር ኢያ።ንኣብነት ጋዘጠኛ ሽወደናዊ ዳዊት።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 сағат бұрын
✅✅✅
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 23 сағат бұрын
ኦይ ንኤሮጳውያን ኮነ አመሪካውያ አይንጸሬፎምን ኢና ልዕለና ጌርና ኢና ንሬእዮም.ዝገርም ነገር እዩ ናትና ድንቁርና ኡጓንዳውያን ብዝተዓጻጸፈ ብትምህርቲ ይበልጹና ምኳኖም እዩ.
@militenegasi172
@militenegasi172 23 сағат бұрын
አቱም ሰባት ዳዊት ኢሳቅ ኤርትራዊ ሽወደናዊ እዩ ሽወደናዊ አይኮነን
@Higuain1995
@Higuain1995 22 сағат бұрын
ናይ ሞኒካ ምእሳራ እካ ዘሕዝን ኣይኮነን በቲ ብድዕ ዘረባ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ አብ ልዕሊ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ኢዳ ኢያ ረኺባ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 21 сағат бұрын
ዝኾነ ሰብ ሕማቕ ረኪቡ ንዓና ረብሓ የብሉን ሞኒካ እቲ ሕማቕ መልሓሳ ከንዘየርብሓ ብዘይምፍላጣ ግዳይ ኾይና So ብሕና ዉን ዝኮነ ሰብ ብምእሳሩ ረብሑ ክሳብ ዘይህልወና ሕማቕ ኣይንዛረብ
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 23 сағат бұрын
ንአዶ ትግራይ ዶ ይፃረፉ አለ ዉን ሰለ ዘዕቆበቶም
@serbibeyene9217
@serbibeyene9217 23 сағат бұрын
ነዞም ናይ ነርወይ ስሞም ኢዮም ሓደ ዝፈልጦ ኣሎ የሕቂቀሞ ኣለዉ ሻዕብያ ነርወይ ኣይጣበቁን ኢዮም ዝኰነ ርክብ የብሎሙን።
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 23 сағат бұрын
ዜግነት እንተወሲድካ እታ ሃገር ዘለኻያ እያ ክትጣበቀልካ ዝግባእ እዞም ደገፍቲ ህግደፍ ግን ብፓስፖርት ናይ ኤረትራ ካብ ኣፍሪቃ ኣህሪሞም ኢዮም ዝኣትዉ።
@fretesfayy6615
@fretesfayy6615 Күн бұрын
ብጻይ እሙን ጋዜጠኛ ነሽነሽ 😊 ኣፉቲ ክትእቱ ከለካስ music ናይ ተቋወምቲ ወይ ናይ Brged nehamdu ባ ግበረልና ከም ሓሳብ ኢያ ተተቀቢልካያ like geberela Schönen Tag noch.😊bro
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 сағат бұрын
💙🙏🙏🙏
@shewiteyob2717
@shewiteyob2717 23 сағат бұрын
Ya nsuwn tekalasi sle zkone xbuk eyu 💙💙💙💙
@shewitabraham4285
@shewitabraham4285 23 сағат бұрын
😂😂😂
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 23 сағат бұрын
ሓበን! ከም ጋል ጀነራል ፍሊፖስ ጋል ሞኒካ ድማ ኣፍሪቃዊ ከምተወሸመት ትሕመ ኣላ፡ እዚ ድማ ብዘመነ እኒእኒ ሕምባሻ ከሎ እምኒ፡ ማለት ጥንቃውያን ወለድና ቆርበት ተከዲኖም ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክስጉሙ ከለው፡ ኩቡራት ዓባያተን ባንቱ ምስ ዓረብ ከምተሓናፈጻ ስለዘረጋገጻ ወይ ርሰርች ብምግባር ዕዮ ገዝኣን ስለዝሰርሓ ኢዩ፡ ብዘይቀልዓለም ደቂ ጀጋኑ ይከኣሎ ሳሕለን ዋርሳይ ሳዋን ምካነን ኣመስኪረን! እምበኣርከስ ኩቡራት ይሕዋተይ ጽጉማት እናተሸገሩ፡ ገንዘብክን ኣብ ጥማዕ ጨጉርግን ኩሕሊምሕልን ክትዘርውኦ ሰፍዘይብል ሃየንታ ኣለዎ! ስለዚ ከምቲ ባሃር ዑስማን ዓብደልራሒምን የማነ ባርያን ዝደረፍዎ፡ ብቆርጫጭ ባንቱ ጭጉርክንን፡ ከምናይ ኣቶ ነሽነሽ መቁሎ ዝመስል ከደራይ ቆርበትክንን ክትሕበና፡ ሓደራክን ሰኒ ማዕዳይ ስምዓኒ ኢክን😀 🤝❤🕊
@holykdsti
@holykdsti 2 сағат бұрын
​@@dawitgebrat1878ሃጠው ቀጠው፡ ጋዜጣ ሙሉአ
@RobelRedaeGarnacho
@RobelRedaeGarnacho 23 сағат бұрын
Neshu one of the most Haland nayzena
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 сағат бұрын
🙏🙏🙏
@atranos2198
@atranos2198 9 сағат бұрын
በዓል ሞኒካ ብድዐ ጸርፊ በጺሑ። ሰብ ነቲ ዝዘርኦ ኢዩ ዝዓጽድ ይብለና ቃል እግዚኣብሔር። እዞም ኣብ ጸርፍን ምፍልላይን ተዋፊርኩም ዘለኹም ካብዚ ተማሃሩ
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 14 минут бұрын
Well done Tesfaldet 👏 Thanks thanks Neshu Lebamm.
@ካብቲክቶክ
@ካብቲክቶክ 23 сағат бұрын
ሓቂ ዘረባ ነዓይ ወሎዶ ወላሓንቲ ኣይርደኣንን እዩ፡ ገን ሎሚ ነዓይ ዝመስል ሰብ ወዲ ሃገር ኮይኑ ከም ትግርኛ ከኣ ትግርኛ ኮይኑ ነዓይ ሓወይ'የ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 сағат бұрын
❤️
@alulaalula9344
@alulaalula9344 Күн бұрын
ጉድ ስማዕ ነሹ ንቢቢሲ ዓፃፂፍዎም ! ሓቅኻ አለኻ ነሹ እንድሕር ዕቁባ ሓቲታ ኮይና ነረወይ ታይ ትገብር ከይዳ ኢሉ ክሓታ ይኽእል እዩ
@oneday4824
@oneday4824 23 сағат бұрын
እቶም ባራዪ እንታይ ክብሎዎ እዪም ? ገሹ ወይስ ገዛ ክራይ ቀይሩ ጥራሕ ከይብሉና።ተስፍልደት መብራህቱ ከ ይልብም ዶኾን ይኸውን??
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 23 сағат бұрын
ድርብ ዜግነት ዝሓዘ ሰብ ናብ ኤርትራ ክኣትው ዝኽእል በቲ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ጥራሕ እዩ ። ዳዊት ኢሳቕ ብ ኤርትራዊ ዜግነት ፖስፖርት ገይሩ ስለዝኣተወ ፡ ሽወደን ክትሓተሉ ኣይትኽእልን እያ ፣ ኢሰያስ ኣፈወርቒ ውን ስለዚ እዩ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ኣይፈልጦን እየ ዝበለ
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 Күн бұрын
እንተ ናይ ተፋልደት ግን ሓቂ እንተኮይኑ ተደርቢሹ ኩነታት ኣብ ዓዱ ከሎ ምተቐየረ ነይሩ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 23 сағат бұрын
ከምኡ ይረኣየካ ሎ ከምቲ ትብሎ ዘለኻ ይግበረልና ይቀየረልና ዓድና ክንኣቱ❤❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 21 сағат бұрын
ዝተጸመሞ'ዶ ዊሒዱ ሕጂ እዩ'ኾ ወጺኡ!
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 23 сағат бұрын
ዘኾነት ሃገር citzenship ሓዝ neritrea አንተ ከድካ ኣይትጥብቐልኻንያ ወላ ካብ america ኺድ ወላ ካብ eroupe ኺድ
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 23 сағат бұрын
ሻሎም ጋዜጠኛ ነሹ ♥️
@ShamSham-jh9ln
@ShamSham-jh9ln 15 сағат бұрын
ነሹ ጡዑም ድምጺ♥️♥️
@saraama1312
@saraama1312 20 сағат бұрын
Norway atitabekelan eye, ab passport nay Norway komnu zibil higi alo, anxirom mebirihi hibimulo eyom. Ab kali Hager ente tieser eyom zitabokula, mikiniyatu nab zigedefoto bi political refugee sile zimexet. Tewesaki Eritrea zegineta aytilikikin eya . Ab Norway sile zeleku eye felitoyo
@EvenKefela
@EvenKefela 19 сағат бұрын
ነሹ ሓቂ ተዛራባይ ኤርትራዊ ❤❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 19 сағат бұрын
❤️❤️❤️
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 22 сағат бұрын
CONGRATULATIONS TO TESFALDET . ENJOY FRESH AIR OF FREEDOM AND FOR FREEING YOURSELF FROM THE WORLD"S LARGEST PRISON.
@neshnesh_show
@neshnesh_show 22 сағат бұрын
❤️❤️❤️❤️
@awegeny6875
@awegeny6875 9 сағат бұрын
Tesfaldet was from the same school I had graduated, Vetego (Ibrahim Sultan high school), interesting 👍.
@kedishmikael4143
@kedishmikael4143 23 сағат бұрын
Neshu nia iba enkando Norwey tbl Norwey qedameyti Sebawi mesel sebat tekbr hager👍💚
@aradom344
@aradom344 19 сағат бұрын
She was rude snd she was insulting a lot of people. She has no respect to anyone including her family. She needs to get punished for what she did.
@MedhanieMheretab-rh2of
@MedhanieMheretab-rh2of Күн бұрын
Neshu selamka ybzah ita mezmur meatewit entetnegreni 👍👍👍
@diedani6169
@diedani6169 11 сағат бұрын
ናይ ገለ ሰብ ነገር ዝገርም'ዩ፡ ንእሽተይ ኣፍልጦ ሒዝካ ከምትፈልጥ ብዙሕ ምዝራብ፡
@gualakriya3620
@gualakriya3620 7 сағат бұрын
Neshnesh hasawi keyhasewe Zeykôolu
@teclitembaye5038
@teclitembaye5038 20 сағат бұрын
ብውዕል ኢና ናይ ሐባር መረዳድኢ ምንባር ንገብር
@neshnesh_show
@neshnesh_show 20 сағат бұрын
✅✅✅
@yordanosmekonen7747
@yordanosmekonen7747 14 сағат бұрын
Yes if she went as a nerway citizen, then they can ask for her but if she went as Eritrean , then Norway cannot interfere.
@faligali6690
@faligali6690 16 сағат бұрын
ብዙሕ ሰብ ሞኒካ ሞኒካ ይብል ኣሎ።ሞኒካ እናፈለጠት እያ ኣትያ።ኣድግስ ምስ ጸገበት ሃ ሃ ሃ ክብል እየ ኢላ።ግደፊ ኢሎማ ሽዑ ዝብኢ መጽዩ በሊዕዋ።እታ ታሪኽ ነዋሕ እያ ከነሕጽራ።
@-se9hk
@-se9hk 20 сағат бұрын
ኣደይይ ሰውኣዋ ❤️
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 22 сағат бұрын
ነሹዋይ❤💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 22 сағат бұрын
❤️💙❤️💙
@sahayabray5699
@sahayabray5699 23 сағат бұрын
NESHENESHE SHEKORR ❤❤
@tesfamemgugsa6086
@tesfamemgugsa6086 22 сағат бұрын
ነሽነሽ እዚ ዛንታ ናይ ወለዶ ጽንጽዋይ ኮይኑ ይስማዐኒ ጫሉቕ ማሉቕ ፋሉቕ ናከለሁዛይ ወሊዶም ከምኡውን እቶም ዝተርፉ ንኻልእ ኣከባቢ ንምሳለ ኣብቲ ግዜ እቲ ኣከልውጉዛይ ካበይ ናበይ ኣዩ ነሩ
@titiking3552
@titiking3552 Күн бұрын
Good morning neshu
@neshnesh_show
@neshnesh_show Күн бұрын
❤️❤️❤️
@TheRhut
@TheRhut Күн бұрын
ጋዜጠኛ ተስፋልደት ቶፖ ሾው ኣነ ባዕለይ ብዕለት 13 ዓርቢ ኣብ ኦስሎ ባስ እስትሺን ረኺበዮ ነይረ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 сағат бұрын
❤️❤️❤️
@selamselam7358
@selamselam7358 Күн бұрын
ደቂ ጫሉቕ ማሉቕ ፋሉቕ 😂😂😂😂
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 Күн бұрын
Nishtey Bruder 👉❤️💙💙ab mera Entertainment alatka neshu
@neshnesh_show
@neshnesh_show Күн бұрын
💙💙💙
@MerhawiKidane-zx3dc
@MerhawiKidane-zx3dc 23 сағат бұрын
ናይ በሓቂ ሓደ ኢና ከምዚ ዝበልዎ ዘይ ኢሰያስ እንደኣሉ ኢሰያስ እኮ እዩ ነሹ😅😅😅
@yordanosmekonen7747
@yordanosmekonen7747 14 сағат бұрын
That is not true mama I American Eritrean when I went to Eritrean as Eritrean . Tell this lady to come down .
@BerhaneZewde-m4s
@BerhaneZewde-m4s Күн бұрын
አእቲ ቆቢዕ የኽፋኣልካሎ ኣውርዶ
@Fnan-rg5wj
@Fnan-rg5wj 5 сағат бұрын
ኤረትራ ምድረ ጀሃነብ ቀይሮማ ኢዮም ህግደፍ
@hiwotgebremichael1803
@hiwotgebremichael1803 22 сағат бұрын
Neadey kekeyed aykelen eye elka ferimka menberi tewahibokas ne Adeka entekedeka geben ika tegeber zelekka.
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju 19 сағат бұрын
ኪኪኪ.።፡ ሓደ ጀርምናዊ ሓረስታይ .።ከም'ዚ ኢሉኒ " ኣብ ሳልሳይ ዓለም ሰለስተ ዝተርግሙ ኣህዛብ ዝርኢ መርገማት ( ኣብ ዓዶም ሰላም ጸሊኦም ኣብ ስደት መጺኦም ዝዕገርግሩ ሰላም ንነብሶም ዝኽልእዋ ) ኣለዉ ንኤዉሮጳ ዝስደዱ 1.ኩርድሽ፡ 2 ፍልሲጠማዉያን 3፡ ኤርትራዉያን..ንጸሊም ጓዉና ባርያ.. ንጻዕዳ ሓሰማ......ይጥምቕዎም..
@sahayabray5699
@sahayabray5699 23 сағат бұрын
NAYMEN FAMILLE EYOME
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 23 сағат бұрын
ሰላም ሰላም ነሹ ሓውና ከመይ ኣለኻ 🙏💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 сағат бұрын
💙💙💙
@Peaceforeveryone-l8i
@Peaceforeveryone-l8i 23 сағат бұрын
ደቂ ዓድና ኸኣ ተጋሩ ክብሉና ይዉዕሉ😅 ኣብ ኤርትራ ዘሎ ትግርኛ ኩሉ ብስጋ ይተሓሓዝ እዩ ....እቶም ኣኮሎግዛይ የሕዋትና ኣይኮኑን ፥ሰራየ ኣይቀርቡናን እዮም ፥ሓማሴን ደብያ እዮም ትብሉ ዓቢ ትምርቲ እዩ ስለዚ ኣዉራጃ ከም ምሕደራ ሓሲብና ጸላኢና ነወግድ ።💙🙏
@Ruta4475
@Ruta4475 23 сағат бұрын
😀😀 eziom abo ztezarebwo kulu haqi aykonen negede Israel aykunkumn ::
@Kokob-ym6hf
@Kokob-ym6hf 19 сағат бұрын
ነሽነሽ ይቅልጥፍ እምበር ኣይሕሱን ❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 19 сағат бұрын
❤️❤️❤️
@YowhanskubromYowhans
@YowhanskubromYowhans Күн бұрын
ጭሕሚ ግን ኣቅቢጸን ነሹ 💙🤣
@neshnesh_show
@neshnesh_show Күн бұрын
😂😂😂
@GirmayAsgedon
@GirmayAsgedon 23 сағат бұрын
ከም ናይ ታይታኒክ መርከብ ኣብ መንከሱ ጥሒለን እኮ ተሪፈን 🤷‍♂️🤦‍♂️😂😂
@OkubayDebesay
@OkubayDebesay 23 сағат бұрын
Aklilu zbela zereba lbey tenkifatni wowww
@Fili_brgidawi
@Fili_brgidawi Күн бұрын
Welcome neshu💙🌿💙🌿💙💙💙✊🥰💊🥰🥰🥰💙💙
@m.g5367
@m.g5367 20 сағат бұрын
Topp hawey ab mewghu
@BinyamBeraki
@BinyamBeraki 21 сағат бұрын
ጋዜጠኛ ነሽነሽ ❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 21 сағат бұрын
❤️❤️❤️
@aexum1597
@aexum1597 22 сағат бұрын
Selam neshu hawey 🙏🏾 ❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 21 сағат бұрын
💙💙💙
@BerheAguaStories
@BerheAguaStories 19 сағат бұрын
ነሽ ነሽ እዚ ወለዶ ዝገልጽ ዘሎ ሰብኣይ ፈጺሙ ይጋገ ኣሎ ንደቀምሓረ ዝወለደ ኣይፈለጦን ጌጋ ኣለዎ ኣይፈልጦን እዩ
@militenegasi172
@militenegasi172 23 сағат бұрын
አብ ዩጋንዳ ዘለዉስ ሐልፍ ዝበሉ እዮም ገሼ ነይረ አቡኡ ሐደ ቤተ ስብና ጸሎሎ እዩ ዝመስል አነ ቤተ ስበይ ስለ ዝኮነ ይፈልጦ እየ ዘይፈልጦ ስብ ኤርትራዊ'ዩ ኢሉ ዝግምቶ የለን ስኑ እምበር ዓይኑ ቀይሕ ሐደ ግዜ የዕልለና ንይሩስ አነስ መጀመሪታ ዝመጻኩሉ ምስ እዞም ጸለምቲ እንድየ ዝሰርሕ ነይረ ርእሲ ዝብሃል የብሎም ምስ በለኒ ስምቢደ መን'ዮም ጸለምቲ ተበልኵዎስ እዞም ኡጋንዳውያን ኢሉኒ ጋሻ ከልኩ ማልት እዩ መሳርሕትካ ድዮም ተበክዎስ ምሳኦም ተቖጺረ እሰርሕ ነይረ ምስ በለኒ'ሞ ተገሪም ድዛረቦ ጠፊኡኒ ፍዝዝ ኢለ ብጣዕሚ'ዩ ዝገርመካ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 22 сағат бұрын
😂🙏
@hiwetmilash604
@hiwetmilash604 20 сағат бұрын
Willkommen naschu 🎉
@sarasarha7302
@sarasarha7302 23 сағат бұрын
ጋዜጠኛ ነሹ❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 сағат бұрын
❤️❤️❤️
@berktiberhane6858
@berktiberhane6858 20 сағат бұрын
The issue is that the Eriteran government accepts dual citizenship, so the Eriterian law takes persedent over other countries' laws, so for your information, you are answerable to the Eriterian Government no other country will save you at all!!
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 23 сағат бұрын
2001 ዶ 2021 ንሶም ድዮም ተጋግዮም ወላስ ኣናብባኻ ኢዩ ነሹ ዓርከይ
@natsamulue1246
@natsamulue1246 20 сағат бұрын
Nashu kemey wikilka ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 20 сағат бұрын
❤️❤️❤️
@Ostirch
@Ostirch Күн бұрын
Waww first comment ❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show Күн бұрын
❤️❤️❤️
@weldeabgebremariam8138
@weldeabgebremariam8138 18 сағат бұрын
Non nay Norway passport hizka nay USA hizka keman embassy USA ztabeqelkum keymeslekum
@MamayeyAlemey-b1j
@MamayeyAlemey-b1j 2 сағат бұрын
ነሹ ዓቢ ሰብ
@ingKirs
@ingKirs 9 сағат бұрын
𝑻𝒆𝒔𝒇𝒊𝒆 𝒆𝒔𝒖 𝒅𝒂 𝑨𝒕𝒂𝒚 𝒚𝒃𝒍 𝒚𝒉𝒍𝒖 😮𝒔𝒎𝒂𝒓𝒕 𝒃𝒐𝒚
@TedrosKidane-xk6xn
@TedrosKidane-xk6xn 23 сағат бұрын
Mesarka metan ketemelom wala zegenet yehaleka menenet keleweka alewo
@Higuain1995
@Higuain1995 21 сағат бұрын
ብዛዕባ እዚ ሓውና መሃሪ ዘረባ መቸስ ኤሬትራውያን ካብ ቀደም ዝጸንሐ እዩ እቲ ምንዓቅ. ንድኻ ሓዉ ዚንዕቅ ህዝቢ እካ ኢና. ንኻልእ ግዳ እንታይ ኢልና ከነሳህሉ. ተመሲሕና ዘይንድረር ህዝቢ ክንስና ብትምክሕቲ ግን መን ክኽለና ዘሕዝን ከምዚ ሙኻና. እቲ ትጽቡኩ ኣነ አብ ኤዉሮጳ 40 ዓመት ካብዚ ኣተሓስስባ ነጻ እየ . ሰብ ከም ሰብ ክኸብር ኣሎዎ ብዘይ ገድስ ቆርቦት ሕብሩ ዓሌቱ እምነቱ. ንስኻ ነሽነሽ ኣብዚ ንኡስ ዕድሜኻ ኣተሓሳስባኻ ጽቡቅ እዩ. ቀጽሎ 🙏
@wedimeriet3576
@wedimeriet3576 19 сағат бұрын
ነሽነሽ ኩሉኹም ትጋገዩ ኢኹም ዘለኹም ምኽንያቱ እቲ ሕጊ ኣይተረድኣኩምን ዘለሎ ስንግልን ዳብልን ዜግነት ፈላሊኹም ኣይተረዳእኩሞን ዘለኹም።
@abrahaleyyemane9112
@abrahaleyyemane9112 23 сағат бұрын
እዞም ሰረጀቃ ጥራሕ እዮም ኣብትኸባቢ ጸንሖም ማለት ድዩ😅😊😅
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 22 сағат бұрын
ጌጋ ሓበሬታ እዮ። ንምንታይ ? ትግርኛ ተዛራብቲ ሰለስተ ብቻ ነይሮም ኣብ 16 ክ/ዘመን ። ካሊእ ኣይነበረን ? መዛግብቲ ከምዝሕብሮ ናይ ኣክሱምን ይሓን መጠራን ስልጣነ ኣብ ልደተ ክርስቶስ ከባቢ 1 ክፍለ ዘመን ከምዝጀመረ እዮ።
@AdhanetAdhanet-pn6yf
@AdhanetAdhanet-pn6yf 21 сағат бұрын
Nesu wrja 🥰🥰🥰🥰
@neshnesh_show
@neshnesh_show 21 сағат бұрын
❤️❤️❤️
@tesfaalemabadu1241
@tesfaalemabadu1241 10 сағат бұрын
ቁዋም ዘይብላ ሃገርሲ አብ ፓስፖርት ሕጊ ናይ ኤሪትራ ትገልጸና እዛ ዓዋን አብ ኢንተርቪው አቲ መንግስቲ ኤሪትራ ከምዝበደሎም ቃል ሂቦምሲ ንኤሪትራ ክትከይድ አይፍቀድን እዩ ሕጊ ናይ ዓለም እዩ !!!!
@semharweldu5965
@semharweldu5965 22 сағат бұрын
ኣይድሕንዋን እዩም መሊሶም እምበር ይጥርዝዋ ነርወይ ኣዝዩም ተረርት እዩም
@kesetegedey6728
@kesetegedey6728 23 сағат бұрын
ነሹ ብዙሕ ጌጋ ኣለዋ
@mhm8274
@mhm8274 2 сағат бұрын
ነሽነሽ ዳካ። ካልእ ኢልካ ዘይትበልዕ። ብዛዕባ ሞኒካ ኢልካ ክትዛረብ።
@BizenAbrha
@BizenAbrha 22 сағат бұрын
Yes ❤️ ❤️ ❤️ neschu
@neshnesh_show
@neshnesh_show 22 сағат бұрын
❤️❤️❤️
@geneamha7584
@geneamha7584 21 сағат бұрын
If she has Nerwegian Nationality,She’s Nerwegian ! Period!!! What lack of knowledge Hgdf girl!
@ንሳንወዳን-ሰ1ቐ
@ንሳንወዳን-ሰ1ቐ Күн бұрын
ኣይፍቀደካን እዩ ኤርትራ ክትኣቱ እንድሕር ብፖለቲካ ኢድካ እንተ ሂብካ ነሹ ኣብ ነርወይ ውን
@kelabbokuretsion9480
@kelabbokuretsion9480 22 сағат бұрын
❤❤❤
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 22 сағат бұрын
ደቂ ጨላቅ ፋላቅ ስራየ ከ ካባይ ድኣ መጺና፣
@BanaeyobBana
@BanaeyobBana 20 сағат бұрын
Hakika seraye kea eba woledina nugeruna
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq 23 сағат бұрын
ኣነስ ኮ ምግራም ሓሊፉኒ እንድዩ፣ እቲ ዝጣበቐላ ዘሎ ስደተኛ ኮይና ዝኸደቶ መንግስቲ፡ እቲ ዝኣስራ ዘሎ ድማ እቲ መንግስተይ ኢላ ትምክሓሉ ስርዓት ወይ ጉድ እንዳረኣኻ ዶ ኣብ ውርደት ትነብር ኢኻ ብፍታውካ ዶ ባርያ ትኸውን ዲኻ፡ እንታይ ኢናሞ ክንብል
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 сағат бұрын
✅✅✅
@bahrnameretna5687
@bahrnameretna5687 22 сағат бұрын
Monika ...sensreat ketmhar alwo ...Haqi tkonu misara xibqe eyu ....deandrto aywehaden....daywardeto seb yelen
@berhaneh7587
@berhaneh7587 21 сағат бұрын
ካብ እግሪ ኣፍ ይዕንቀፍ ከምዝብሃል: ከተንብብ እንለኻ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት 2021 ዘይኮነ ተዓጽየን ኣብ 2001 ኢዩ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 21 сағат бұрын
🙏🙏🙏
@Moneyalo4588
@Moneyalo4588 19 сағат бұрын
ናይ ሞንካ karma እንታይ ክትገብር ከይዳ እንድሕር ዕቁባ ሐቲታ ????
@BlesssedDay
@BlesssedDay 21 сағат бұрын
እዚ ናይ ሞኒካ ኣጀንዳ ከይኾነ ኣይተርፍን እዩ እንበር ሓቂስ ኣይመስለንን
@KisanetGhirma
@KisanetGhirma 3 сағат бұрын
ነሹ ሓወይ ኣነ ተክታተሊትካ ኣይኩንኩን ግን ትምርቲ ሃብ ሓድ ሓደ ግዜ ንመንእሰይ ዝጠቅም 4 ዓመት ተቀሚጥካ ምስ ኣቶርጎማይ ክትከይድ እንታይ ይብሃል?
@neshnesh_show
@neshnesh_show 2 сағат бұрын
@user-lm6tq4gy9b
@user-lm6tq4gy9b 22 сағат бұрын
እንታይ ግን እስበሻሊ ኣብዘን ኣዉራጀ እዝአን ኩሉ ግዜ ኣሕዋት ዝብሉ ኣብ ኤርትራ ኮይኖም እቶም ከ ኣሕዋት ኣይኮናን ማለት ድዩ
@SAMdave183
@SAMdave183 18 сағат бұрын
ሞንካ ኸም ምኣል ዳዊት ይስሓቕ 23 ዓመት ኣይኽትእሰርን ኢያ ተስፋ ይገብር ገለ 5 ኣመት ተስፋ ከይቖረጸት ኣቕሊ ክትገብር :: ኢሳያስ ካብ 5 ኣመት ንልኣሊ ብሕይወት ዝነብር ኣይመስለኒን:: ኢሳያስ ህልኸኛ ኢዮ ብጠበቓ ብዘተ ዝኣመሰለ ኣይኽፈትሓን ኢዮ:: ኣብ መውድኣታ ንመን ኣሚንኺ ኸድኪ እዚ ጉዳይ ኤርትራውያን ንሓሳድን ህልኸኛን ዝኾነ ኢሳያስ ንኽፈልጥዎ ክንደይ ኣመት ይወስደሎም? so sad.
@daAbay-q5v
@daAbay-q5v 23 сағат бұрын
ገሊኣ ንሓሰማ ገሊኣ ንዝብኢ ገሊኣ ክኣ ናብ ህበይ ፈሊቃ ማለት ድዩ ፡ ኣብኦም ከ እንታይ ኔሩ ይኸውን። ድቢ ዶ ይኸውን
@biniamhaile9428
@biniamhaile9428 14 сағат бұрын
ነሹ ሎምዓንቲ ዓቅሊ ጌረ ወዲኤዮ መደብካ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 11 сағат бұрын
❤️❤️❤️
@mehretghebrekirstos1731
@mehretghebrekirstos1731 23 сағат бұрын
Monica zibluwa, shelow yebluwa
@samuelrussom2816
@samuelrussom2816 19 сағат бұрын
ወሎዶ ኤርትራ ግና ኣይኮኑን ዝትርኹ ዘለዉ። ኤርትራ ናይ 9 ተብሄራት ሃገር እያ፡ ወለዶ ትግሪኛ ተዛረብቲ ኤርትራዊያን ብምባል ክትእረም ግብኣ። ካልኣይ ከኣ ናይ ሓደ ክፋል ጥራይ እዩ እቲ ታሪኽ። ካብ እስራኤል ኢና ፡ ነገደ እስራኤል ። ኣታ እንታይ ወደይ ኢና ክንሰምዕ። ቅድሚ ሕጂ ማርያም፡ ኣብርሃም፡ ካብ ኤርትራ ተባሂልና
@adiamberhane9515
@adiamberhane9515 23 сағат бұрын
Eritrean government ask you to get Eritrean id because they need you to get you arrest that why they dot not give you other choose like to go Eritrea like foreign
@neshnesh_show
@neshnesh_show 23 сағат бұрын
❤️❤️❤️
@tediambes3908
@tediambes3908 21 сағат бұрын
Abti tinebro hager visa gerka teatika ok xegem yelen ,tasera Eritrea gierka teatika gin bi Eritrea tihitet agedasi tekoinu
@wegahtagebrekidan649
@wegahtagebrekidan649 Күн бұрын
Mara Entertainment eya tezergiha zela
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 19 МЛН
hot tigrina gayla by dawit Zerazghi.
8:34
Dawit Zerazghi Official
Рет қаралды 11 М.
ዮአዳን (ክፍል 28)
41:47
ለዛ
Рет қаралды 33 М.
ዘመን እና ኢትዮጵያዊነት፣ ክልላዊ መፈንግለ-ወንበር?
Buffet of Ideas-የሀሳብ ገበታ
Рет қаралды 268