@GDrar ቅልጡፍ ምዕባለ ዘይሓሰብካዮ ሽግር የምጽእ ዩ - South Korea and its hidden Dark Side

  Рет қаралды 4,018

G. Drar

G. Drar

Күн бұрын

Пікірлер: 12
@gDrar
@gDrar Жыл бұрын
ብዛዕባ ስቶክ ማርኬት ኮርስ ሓበሬታ ምስትደልዩ👉drarhiwet.com/
@desaleberhe359
@desaleberhe359 Жыл бұрын
Mr. G,Drar ጽኑዕ ሰብ ኢካ ኣብ ዕላማካ: ኣዝየ ይሕበነልካ: Thank you for motivating , Sharing different true history, ኣብ ሂወተይ ዛጣዕሰኒ ተሎ: ካብ ዝጀመርካ ዕለት ኣትሒ እዳተካታተልኩኻ , comments ክጽሕፈልካ ዘይምክኣለይ እዩ: Comments ኣብ ሕብረተሰብና : ከም ባህሊ ክውሰድ ዘለዎ :መገምገሚ ጻማ ስራሕ እዩ: ብዛዕባ ጥቅሚ comments ውን ሓደ መዓልቲ መደብ ተትገብር ጽቡቅ ነይሩ: (ዓዲ-ኳላ ካብ ዳላስ ቴክሳስ USA ,
@weletbilen247
@weletbilen247 Жыл бұрын
Well come brother jorjo thank you so much
@jemalsied727
@jemalsied727 Жыл бұрын
Thanks betami gergo hawna kexelo ab goneka alna
@classicalmusicentertainment
@classicalmusicentertainment Жыл бұрын
Thank you so much Jorgo Can you please Compare Switzerland vs USA about economic and Life!
@teklenebay3897
@teklenebay3897 Жыл бұрын
Thank you dear brother.god bless you
@EriOneMood
@EriOneMood Жыл бұрын
#ቅድምን ድሕርን 1994 ዓ/ም ዘጋጠመን ናይ ዓለታውን ሽግርን ምስጢር ቅልጡፍ ለውጢን ምዕባለን ኣፍሪቃዊት ሃገረ ርዋንዳ ሃሰው በለልና።
@Josephsol55
@Josephsol55 Жыл бұрын
I really like your videos I found them very educational but I would like to challenge you on your comment “ what can we learn from Korea” I’ve been to south east Asia their mental attitude towards life and work ethic is on another level if you compare it to ours . Before we copy others I think we need cultural revolution. Keep making your videos well done 👍
@መምህርጆርጆዩመምህረይ
@መምህርጆርጆዩመምህረይ Жыл бұрын
ኣሜን ክቡር መምህረይ 🙏ክኣ እወ ካብዚኣቶ ካብ ትምርቲ ፍልጠት ካብ ፍልጠት ድማ ክእለት ተማሂርና ኣእምሮና ከነስርሖ እሞ ንነብስናን ንህዝብናን ንሃገርናን ክንከውን ተስፋ ኩላህና ዩ ሶ ሪኢቶይ ተቐቢልካ በቲ ንጹር ትንታነካ ሕቶይ ስለ ድመለስካለይ ካብ ልቢ የመስግን ክቡር መምህረይ 😍ባይዘወይ ኮርያ ብዕድመ ከማን ካብ ዓለም ትፍለ እያ ሓደ ሰብ ውልድ ምስ በለ ሓደ ዓመት ጌሩ ኣሎ ኣብ ሓደ ዓመቱ ድማ ክልተ ዓመት ይገብር ኢሎሞ 👈
@siemberhe5841
@siemberhe5841 Жыл бұрын
Pls nay Holland qtobea ab mntay ztemorkese iyu
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
❓️ ቁልጡፍ ምዕባለ ዘይሐሰብካዮ ሽግር የምፅእ እዩ❓️ዝኾነ ምዕባለ ብፍልጠት እዩ ዝምሃዝ ወይ ዝምስረት As long As ሰባት ብሂወቶም ስጋዕ ዘለዉ ምዕባለ ከምኡዉን ፍልጠት ገደብ Limit 👍የብሉን ንምሳሌ Korea Samsung መስሪቶም ብሕጂ እውን ካልእ ካብኡ ዝበለፀ ንኽምስርቱ ተኽኡለታት ስለዘሎ በዚ ሕጂ ዘላቶ South korea ብዙሐት ሽግራት ዝመፅእ አይመስለንን ምናልባት አብቲ ሕብረተሰብ ዝኾነ ስራሕ ምስራሕ ስጋዕ ብናይ ሞያኻ ስራሕ እትረክብ ዝመስል ዓይነት እንድሕር ደአ ከምልብዲ ክትአታተው ክላማመድ ተኻኢሉ እንደገና ሕጂ እውን ፍልጠትን ምዕባለን ደረት ስለዘይብሉ😎 ብዙሕ ሽግራት ዘምፃሎም አይመስለንን ሰላም ንኹሉ ደላይ ፍትሕን ሰብኣውነትን ብፍላይ ን መምህር ጆርጅ
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 14 МЛН
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 130 МЛН
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 22 МЛН
Lajmet qendrore 16.12.2024
30:06
RTK
Рет қаралды 8 М.