ገዛ እንዳ ኣቦይ የሕደጎ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ሰይጣን ብ ጸሎተ ዕጣን ተሳዒሩ

  Рет қаралды 39,028

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 1 200
@gedamtube
@gedamtube Ай бұрын
በቃ 50000 ከይተእትውዋ ኮ ሓንጊድኩም ብተወሳኺ ናብ #whatsapp ግሩፕ ኣሎ ሕብረት ንምፍጣር ተሊኹም ተሓወሱና
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Ай бұрын
❤❤❤
@selamasgodom4226
@selamasgodom4226 Ай бұрын
Ygerm hzbna nezi knzeabi ab kale ywel
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 Ай бұрын
Ajoka kisen keteatu eya don’t worry 🎉🎉🎉
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ Ай бұрын
Ajoka Memhrey ❤❤❤
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 Ай бұрын
ኣጆካ መምህረይ ክትመልእ እያ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር❤❤
@user-cu3mz2ot9e
@user-cu3mz2ot9e Ай бұрын
ቀደማይ ብጣዕሚ እየ ነቢዐ ንዛ ገዛክራይ ዝከነት ዓለም ኣብ ክንዲ ፅቡቅ ሕማቅ ንገብር ከዚ ደማ ብታሕጋስ ዕልልልልታን ንብዓትን ተሓዋዊስኒ ተመስገን ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤
@miletegebermedhin4540
@miletegebermedhin4540 25 күн бұрын
ተመስገን መዳሃኔአለም አቦይ❤❤❤❤❤
@HgehgUgeyhe
@HgehgUgeyhe Ай бұрын
ተመስገን ኣምላክይ ኣነስ ብቃደማይ ብጥዕሚ እየ ሓዘን😢 ነይረ ሐዚ ግን ታይ ይስኣኑ ቅዱስ ገብርኤል ኣቦይ❤❤❤❤
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 Ай бұрын
ብሓቂ ሎሚ ኸመይ ተሓጉሰ ❤❤❤❤❤❤
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m Ай бұрын
ተመሰገን አምላኬ አቦይ✝️✝️
@DyanaDiyana
@DyanaDiyana Ай бұрын
ዕልልልል ኩሉ ግዜ ከምዙይ ዝበል ፅቡቅ ምርኣይ ክንደይ ይፅብቅ ነይሩ😢😢😢😢
@jjgghh3724
@jjgghh3724 Ай бұрын
❤ተመስገን ኣነሲ ንኣምላክ ብልቢ እንተለሚነዬ ኣይሓፍርን እሞ ሕዋተይ ኩላትን ብፀሎትና ንዘኩሮም ❤መድሃኒኣለም ❤ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም
@nomoredictator7172
@nomoredictator7172 Ай бұрын
እልልልል ሕጉስ ኢልና ሐጎስና ምቁጽጻር ሲእና ምስ ሰበይተይ ከምዝ ጸላይ ሰናይ ተሳዕሩ እልልልልልል ናካውን እደመን ጥዕናን ይሃብካ መ / ም ጸጋይ 🙏🙏🙏🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 Ай бұрын
አብየት መ/ር ጸጋይ አብ መሬት ከላኻ ጽድቅ ድራኻ እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርክ ⛪️⛪️⛪️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@fsefdsrg7015
@fsefdsrg7015 Ай бұрын
ተመስገን ንዋሃቢ ይህቦ ንስካትኩም ለ ሓይልኩም የፅነዐዮ❤❤❤❤
@user-vf4tl9pf9u
@user-vf4tl9pf9u Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልል ተመሲግን እግዜብህረ አምለኪ ሙሶኩም ዮኩኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shewitsimon8441
@shewitsimon8441 Ай бұрын
Nezi zgebre Amlak kbri ykuno netom nezi kulu ktserhu amlak hayli zhabokum haylkum ybzah edme yhabkum from Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤
@gedamtube
@gedamtube Ай бұрын
አሜን ዝሓወይ የቀንየልና🙏🙏
@temsgnamlaky6373
@temsgnamlaky6373 Ай бұрын
ተመስገን ጌታየ ንመድሃኒኣለም ታይ ይሰኣኖ ዕልልልልልልልልልልልልልል❤
@arsutekeste2044
@arsutekeste2044 Ай бұрын
Asey Temesgen enqae hagosekum ajokum bhji zelo gzye hagoskum eyu tehagiskum kitnebru ikum 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Samriye10-10
@Samriye10-10 26 күн бұрын
ካብ ዝፍጠር ከም ሎሚ ተሓጒሰ ኣይፈልጥን ማርያምን እልልልልልል❤❤❤❤❤
@SelamKahsay-iv5vu
@SelamKahsay-iv5vu Ай бұрын
ማርያምን ምንም ክዛረብ ጠፊኡኒ መድሃኒአለም ባዕሉ ካብ ክፉእዘበለ ይሓሊኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዛብሔር አምላኽ ❤
@yirgalemabraha3070
@yirgalemabraha3070 Ай бұрын
ዕልልልልልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ዕድመን ጥዕና ይሀብካ እንድዒ አነስ ብታኽጓስ ቃላት ሲኢነሎካ መምህረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤🧨🧨🧨🧨
@user-gq4jb8nz9j
@user-gq4jb8nz9j Ай бұрын
መምህረይ መንገድኻ ብእግዚአብሄር መንገድኻ ብሩህ ይኹን❤❤❤❤
@aydateklemichael
@aydateklemichael Ай бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ዕልልልል
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Ай бұрын
እልልልልልልልል ተመስገን መዳሃኔአለም አቦይ ነዞም አብ ፀበል ዘለው እውን ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም❤❤❤❤❤❤
@mesfuntesfay1193
@mesfuntesfay1193 28 күн бұрын
Amen Amen Amen❤❤❤
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr Ай бұрын
ኣብዚ በረከትዚ ዝተሳተፍኩም ተዓዲልኩም❤ ተመስገን ብሓጎስ ነቢዐ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@user-io5kt1pk6y
@user-io5kt1pk6y Ай бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመሰገን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SelmeSelme-ei6dd
@SelmeSelme-ei6dd Ай бұрын
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብራሃን ልበሱ ብራሃን የልብስኹም እስይይይይይይ አግዚኣብሔር ዓስብኹም ይሃብኹም ብስጋን ነብስን ብራሃን ትዓደሉ ክንደይ ደስስስስ ይብል ተመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሙሉእ ምሕረት ክህወም ኣምላክ ባዓልቲ ሙልእ ተስፋ አየ አግዚኣብሔር ኣይሕፍረን❤❤❤
@user-wy3dk9gc6i
@user-wy3dk9gc6i Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉ተመስገን አምላኬ እስራኤል❤❤❤❤❤❤❤
@almaztesam9020
@almaztesam9020 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ የነፃ ኑሮ ይስጥህ ወንድሜ ሠላምህ ያብዛው❤
@hurthailueto7355
@hurthailueto7355 Ай бұрын
Amen amen amen temesgen temesgen temesgen temesgen temesgen temesgen
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Ай бұрын
ኣሰይይይይይይ ተመስገን ኣምላክ ብጣዕሚ ደስስስስ ኢሉኒ ነዚ ሰናይ ተግባር ዝገበርከም ፈጣሪ ብዝወጾ ይተካኣልኩም እንኳዕ ከምዚ ኢሎም ኣረአየና ፈጣሪ መምህር ጸጋይ ሓውና እግዝኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቲ ኩሉ ሰናት ተግባራትካ ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ረከቦ ቡሩከይ🙏❤❤❤❤
@rozer4624
@rozer4624 Ай бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ❤🙏
@rahelrahel810
@rahelrahel810 Ай бұрын
ተመሰገን ተመሰገን ተመሰገን 🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@kidantesfemariam6206
@kidantesfemariam6206 Ай бұрын
ተመስገንካ ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ ሰላካ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ🙏🙏🙏
@freywoldu9901
@freywoldu9901 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ አስይ አስይ አስይ አልልልል ❤❤❤❤❤❤ አግዝአቢሕር ይምስገን
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልዕልልልልልልልዕልልልልልል እግዝኣብሄር ይመስገን መሊኡ ልኩላቶም ምሕረት የውርደሎም መምህር ፀጋይፀግኡ ይወስከልካ ኣብዙይ ልተሳተፍኩም ብዝወፀ ይተካኣልኩም ብጉልበትኩም ልሓገዝኩም ጉልበትኩም ይባረክ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ementseyon652
@ementseyon652 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@MK-rg1og
@MK-rg1og Ай бұрын
ተመስገን እግዚአብሔር አምላኽ እቶም ዝሃብኩም ሂወትኩምን ናብራኹም ይባርኽ ❤ እቶም ደኺምና ከይበኩም ውን ነዞም ስድራ ብጉልበትኩም ዝሓገዝኩም ጉልበትኩም የጽናዓዮ አምላኽ ማሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ ኢዮም ቅዱስ ወንጌል አቤት ደስ ዘብል ❤❤❤❤❤❤ ደቆም ውን ጥዕና ረኺቦም ከም ሰቦም ሰሪሖም ክኣትዉ ስድራ ከዕርፉ ደስ ይብለና ሓዉኹም ኤርትራዊ ኢየ❤❤❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Ай бұрын
ክቡር ሰብ መጠን ነብሱ ይክብረካ እግዚአብሔር አምላክ ንኩላ ዓለም ሰላምን ማሕረትን ይግበረልና ዝሓወይ❤
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 Ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እግዛእብሄር ይስገን
@gifjfvfjxhdghfjfhgbh6015
@gifjfvfjxhdghfjfhgbh6015 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅዱሳን ፃድቃን ብቃል ኪዳኖም ይዓቅቡካ ካብ ውዳሴ ኮንቱ ይሰውርካ ንፅቡቅ ተግባር ከኣ ጀማሪ ዘይኮነስ ፈፃሚ ይግበርካ
@salamas5553
@salamas5553 Ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላክይ❤❤❤❤❤❤❤
@user-yb9fv7xy6l
@user-yb9fv7xy6l Ай бұрын
እንታይ ከምዝብል ሕርብት ኢልኩም ይፈልጥ ዶ እንታይ ኢለ ከምዝፅሕፍ ሓርቢትኒ ፀጋይ ሓወይ እግዚአብሔር ዘይውዳእ ፀጋ ይሃብካ ልዕሊ ኩሉ የሕድርካ ንኣሕዋትና ሙሉእ ምሕረት ገይርሎም ፅባሕ ብስራታዊ ገብርኤል የበስረና❤❤❤
@gebremikalmebrahtom
@gebremikalmebrahtom Ай бұрын
Aseyyyyyyyyyy Aseyyyyyyyyy Aseyyyyyyyyyy❤❤❤❤❤❤ Temesgen Amilak amilak xeletkim semie eyi eme kabi hiji nidahar Hages ygiberelikm amilak eme Birhan misakim tikin ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@messiliyu1647
@messiliyu1647 Ай бұрын
ቃላት የብለይን ንኣኻ መምህረይ ❤❤❤❤❤❤
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 Ай бұрын
ትግራይ ከምዚ ዝበለ ቅዱስ ስራሕ ዝስርሓላ ሙኻን ምርአይና ተስፋ ክንገብር ይገብረና። ዕሙቅ ታሪኽን ክብርን ዘልዋ ዓድን ፈቃርን ሕቡኑን ዝኾነ ህዝቢ አለና። መምህር ንዓካን ንብጾትካን ጸግኡ የብዝሓልኩም።
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን አብ ለዋሃት ሰባት ሓዲሩ ነዛ ገዛን ነዞም ስድራን ምሕረት ዝላአኸላ
@Alaia-fy2lx
@Alaia-fy2lx Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን አምላክም 🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tiebedebesay8448
@tiebedebesay8448 Ай бұрын
ኩላትኩም ኣብኡ ዝተሳተፍኩም እግዝኣብሄር ጻማኩም ይሃብኩም ምስ ጉልበትኩም የንብርኩም።
@amittadele4118
@amittadele4118 Ай бұрын
ተመስገን ዕልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን🙏❤ በውኑ ለእግዚአብሔር የሚሳነው ነገር አለን? በእውነት ምንም የለም ሁሉን የምትችል አምላክ ሆይ የትናትናውን ታሪክ የቀየርክ በፀበል ያሉትንም ወንድሞች ሙሉ ጤናቸውን መልሰህ ስምህን ለማመስገንና ድንቅ ስራህን ለመመስከር አብቃቸው አሜን!!❤❤❤ እኔም ከዚህ በረከት እንድሳተፍ መልካም ፈቃድህ ይሁን 🙏🤲
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 25 күн бұрын
እእእልልልልልል ስለ ዘይንገር ውህብቶኡ ንአምላኽ ስብሓት ይኹኖ ምሉእ ምሕረት እግዚአብሔር አምላክ
@Shewitzetwahdo
@Shewitzetwahdo Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ታይ ይሳኣኖ ክብርን ምስጋናን ልፈጣሪና ይኩን🤲
@user-jh8hw8ut6r
@user-jh8hw8ut6r Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኽ❤❤❤❤❤
@user-qb3rx7lx6u
@user-qb3rx7lx6u Ай бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ታይስኣኖ እግዚአብሔር ንእሕዋትና እዋን ምሉእ ምሕረት የውርደሎም🙏🙏🙏
@bestebeste5137
@bestebeste5137 Ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን እግዚኣብሔር ይመስገን 😊😊😊
@user-nd6pk5gn6h
@user-nd6pk5gn6h Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ታይ ይሳኣነካ ንዓካ ግርማ ተከደኑ ኣሕዋተይ መምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃብኩም ❤❤❤
@atsede435
@atsede435 Ай бұрын
❤❤❤❤❤ እእልልልልልልልልልልተመሰገን
@weyni12tube
@weyni12tube Ай бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ታይ ስኣኖ እግዚአብሔር ንኣሕዋትና እውን ምሉእ ምሕረት የውርደሎም🙏🙏🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉
@user-ix5mr7gn6z
@user-ix5mr7gn6z Ай бұрын
ተመስገን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@user-sl2nr5jq5u
@user-sl2nr5jq5u Ай бұрын
ዕልልልልልልል ተመስገን አምላክ ስለት ደይንገር ውዕለታኻ ኣብዝ ትሳተፍኩም ኩላትኩም እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልቡኹም ያስብረልኹም
@user-kk7zi8hh7l
@user-kk7zi8hh7l Ай бұрын
ኣሰይ ተመስገን እንታይ ይስኣኖ እዞም ኣሕዋትና ውን ምሉእ ምሕረት የውርደሎም መ/ር ፀጋይ ሓውና ምስ መሳርሕትካ ,ውን ተባረኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንዝሓገዝኩም ኣሕዋትና ብዝወፀ ይተከአልኩም
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Ай бұрын
እሰይይ ዕልልልልልል ኢለ አነስ ፀግሸይ ቃላት የብለይን ንዓኹም ዝከውን 🙏🕊አምላክ አብዓወደወርቁ ይፃሓፈልኹም ንኹልኹም 🙏🕊❤️
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ኣሰይ እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህር ፀጋይ ሓዉና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀሎት ኣቦታትና ኣይፈለየና 🙏♥️
@user-fo5ei4fz5l
@user-fo5ei4fz5l Ай бұрын
እልልልልልል እግዚአብሔር ተመሰገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shashugebre8931
@shashugebre8931 Ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን እንዃዕ ደሰ ብልኹም ንመምህር ዝኽውን ቃላት የብለይን ኣጅኻ ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ብዝውፅ ይተክኢኹም ፊጣሪ
@user-in4hz6ew8oSelam
@user-in4hz6ew8oSelam Ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ኣምላክ ባዕሉ ውለታኩም ይክፈለልኩም🙏🙏🙏🙏
@user-in4hz6ew8oSelam
@user-in4hz6ew8oSelam Ай бұрын
ዝብሎ ጠፊኡን ብጣዕሚ ተሓጉሰ ኣምልክ ብርሃን ይኩን ናብራካ መምህረይ🙏🙏🙏♥️😘🥰
@user-wm3lt3zo3v
@user-wm3lt3zo3v Ай бұрын
ኣሰይይይይ ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ኣምላክ እስራኤል እንታይ ይሰኣነካ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ❤ ፀጉሽየይ ብትገብሮ ሰናይ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክ ዋጋካ ይክፈልካ ምንም ቃላት የብለይን ንዓካ ዝገልፅ ኣምላክ ንዓካ የምስለና ክንሕግዝ ፍቃዱ ይኩን ብቅርሽኩምን ብግልበትኩን እትሕጉዙ ዘለክም ፍቅራት ኣሓትና ፈጣሪ ኣብ ዓንዲ ወርቂ ይፅሓፈልኩም ናይ ስጋን ነፍስን ድሕነት ይገበረልኩም ብዝወፀ ይተክእ ኣሜን(3)✝️🤲
@SelamZeTewahdo
@SelamZeTewahdo Ай бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ታዓዲልኩም ኣብዙይ ለተሳተፍኩም ብግልበትኩም ብገንዘብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጸጋን የሓሊኩም ሓጎሰይ ሙቁጽጻር ኣብዩኒ ብኡነት❤❤❤❤❤❤
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j Ай бұрын
ክቡር ሓውና መምህር ፀጋይ ምስ መሳርሕትኻን ምስ ስድራኻን ዓስብኹም ብእግዝኣብሄር ርኸብዎ🙏እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ጀጋኑና ድርብ ክብሪ ንዓኹም🙏❤❤❤❤
@user-pv3fh1rq2n
@user-pv3fh1rq2n Ай бұрын
ተመሰገን ኣምላክ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🤲🤲🤲🤲🤲
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Ай бұрын
አሰይ ተመስገን ፈጣሪ ክቡራት ኣሕዋተይ ነዚ ቅድስ ስራሕ ትሳተፉ ዘለኩም ነዛ ገዜ እዚኣ ሙሉእ ጥዕና ሓጎስ ግበረላ ካብዚ ዝዓብይ ሓጎስ የለን ኣሕዋትና እዉን ጥዕዮም ብሰላም ከም ዝምለሱ ምሉእ እምነት ኣለና ተመስገን ሕጂ እዉን 🙏🙏
@user-wb2pg7cs6c
@user-wb2pg7cs6c Ай бұрын
እልልልልልልልልልልልእልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏 እልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏 እልልልልልልልልልልል💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር እሰይይይይይይይይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 እንታይ ይስአኖ ክርስቶስ አምላኽና መግለፅ ቃላት ስእነ ብሓቅ 👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tsgleglassle-8857
@tsgleglassle-8857 Ай бұрын
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላክና ይመስገን ዓስብኩም ብሰማይ ርከብዎ ‭ሉቃስ 14:12- ] ኢየሱስ ድማ ነቲ ዝፀውዖ ሰብኣይ ከምዙይ በሎ፦ “ምሳሕ ወይ ድራር እንተ ገበርካ፥ መሊሶም ከይፅውዑኻ እሞ፥ ልቓሕ ምምላስ ከይኾነካ፥ ኣዕርኽትኻ ወይ ኣሕዋትካ፥ ኣዝማድካ ወይ ሃብታማት ጐረባብትኻ ኣይትፀውዕ። ምሳሕ እንተ ገበርካስ፥ ድኻታትን ቈራያትን ሓንካሳትን ዕዉራትን ደኣ ፀውዕ። ዝፈድዩኻ የብሎምን እሞ ብፁእ ክትከውን፥ ብትንሳኤ ፃድቃንውን ክትፍደዮ ኢኻ” በሎ።
@user-in9mk3xk4i
@user-in9mk3xk4i Ай бұрын
እልልልልልልልልል እግዚኣብሄር ይመስገንንንንን
@jsgsbxvx8978
@jsgsbxvx8978 Ай бұрын
እልልልልልል ተመስገን ታይ ይሳአኖ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤
@Qw88Ww
@Qw88Ww Ай бұрын
አስይይይይይ እልልልልልልልልልል ተመስገን አምላክ እልልልልልልልልልልል
@fanafani2638
@fanafani2638 Ай бұрын
ውይይይ ፈጣሪ ሆይ ከም ሎሚ ኣይተሓጎስኩን ተመስገን እስኪ ሙሉእ ይግበሮ ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@user-xy4uv5yf5b
@user-xy4uv5yf5b Ай бұрын
አልልልልልልልልልል ተመሰገን አምላክ ❤❤❤❤❤
@rishanteklit1303
@rishanteklit1303 Ай бұрын
ምሉእ ሓጎስ ክኮነልና ንዛም ኣሕዋትና እዉን ምስ ሓወይ ብዙይ ኣምጸኣልና ኢካ መምህር ጸጋይ ሓወይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@rishanteklit1303
@rishanteklit1303 Ай бұрын
ገይረልኪ ኣለኩ ሓፍተይ ናተይ ናዓይ እዉን ሳብስክራይብ ግበርለይ ኢኪ
@genethagos9547
@genethagos9547 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ብዘውፃእክምዎ እግዚአብሔር ይተክአልኩም ፀግኡ የብዝሐልኩም ዝሓመሙ አሕዋትና ምሕረት የውርደሎም አሜን❤❤❤
@user-kx3ss6re4x
@user-kx3ss6re4x Ай бұрын
መድሐኒያለም ስራሕካ ግሩም እዩ ምሉእ ሓጎስ ግበረሎም ቶም ዝሓመሙውን ይፈወሱ አብዚ ኩሉ ዝተሳተፍኩም ዋጋ ነብሲ ይግበረልኩም ጸጋኡ የብዝሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@user-kx3ss6re4x
@user-kx3ss6re4x Ай бұрын
@@merhawitmuaz1619 እሺ
@HogytsYutd
@HogytsYutd Ай бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን
@sarahhbashi4053
@sarahhbashi4053 Ай бұрын
እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢እንታይ ክብል ሎሙስ ተመስገን ፈጣር😢😢😊😊😊❤❤❤🎉🎉🎉
@user-iz3mc9dv4o
@user-iz3mc9dv4o Ай бұрын
ኣሰይይይ ተመስገንካ ፈጣሪ ኣቦይ ኣቱም ብሩኻት የሕዋተይ ከመይ ሸውዓተ ወለዶታትኩም ካብ መዓት ይውጻዮም ፈጣሪ ካብ መዓት ኣውጺኽሞም ነዞም ስድራ ኣቱም ነዞም ዝተሸገሩ ትሕግዙ ዘለኹም ኤርትራዎትን ትግራዎትን የሕዋተይ ድማ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሰላም ዘለዎ ሂወት ይኹነልኩም ነቶም ሓሚሞም ዘለዉ ድማ ምሉእ ጥዕና ይግበረሎም
@SmakJeid
@SmakJeid Ай бұрын
ተመስገን🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@danielmichael9221
@danielmichael9221 Ай бұрын
Amlak xegu yebzhalakum yhwatey ❤🎉
@user-gh4gx4uy6m
@user-gh4gx4uy6m Ай бұрын
እልልልልልክ እግዚኣብሔር ይመስገን ❤❤❤
@user-ti6ru1ud6i
@user-ti6ru1ud6i Ай бұрын
አሰይይይይይይይተመሰገን
@user-cu3mz2ot9e
@user-cu3mz2ot9e Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿👏👏👏👏👏👏👏
@user-dw7un5fb3n
@user-dw7un5fb3n Ай бұрын
Egziabher exifn dirbn geru ybarka hawna netom hamimom zelewu dima mihret yewrdelom Amen 🙏
@RShaN-kiki
@RShaN-kiki Ай бұрын
ብሓቂ ቃላት ሓፂርኒ ዝብሎ ስኢነ እግዚአብሔር ፀላእትኹም የርሕቀልኹም ♥️😘😘🥰🥰♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🥰😘♥️♥️♥️🥰🥰🙏🙏🙏🙏🥰🥰♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@selamasebaha6289
@selamasebaha6289 Ай бұрын
እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ንእግዚኣብሔር ተመስገን🙏ንሕዋትና ውን ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም🙏
@Mahder-eg8kc
@Mahder-eg8kc Ай бұрын
እድብተይ እውቀትኪ ልዕሊ ኩሉ ቡሉፅ እዩ እሞ እቶም ፅቡቃት ቁሞና ለዋሃት ኣሕዋትኪ እውን ድሒኖም ንምስገና የብቃዓዮም ✝️❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@Mahder-eg8kc
@Mahder-eg8kc Ай бұрын
@@merhawitmuaz1619 ኣቲ ሕምምቲ ዲኪ ናሓለፍኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ ትብልኒ ፎቆዶ ዝከሞትክዎ ከልዕላ እየ በሊ ።
@Mhalt-m7h
@Mhalt-m7h Ай бұрын
ተመስገን አምላክ ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz Ай бұрын
እልልል ተመሰገን ፈጣሪ ሐዉና አቱም ሰናይ ትገብሩ ፈጣሪ ይሀብኩም
@user-fx2eg5ne5x
@user-fx2eg5ne5x Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን/3/🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 Ай бұрын
ቃላት የብለይን ንኣኻ ዝኾን መምህረይ
@fisu2283
@fisu2283 Ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኬ
@mulugebre6918
@mulugebre6918 Ай бұрын
ዕልልልልልልልዕልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@user-vb7kq8jt4f
@user-vb7kq8jt4f Ай бұрын
ተመስገንን ታሕጎሰይ ወሰን የብሉይ ብሓቂ ኣምላኽና ርህርህ እዩ ተመስገን እልልልልልልልልል ❤💒✝️💚🙏
@Tete-dt6nk
@Tete-dt6nk Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኩሉ ዘይስኣነካ ኣምላክ ክብርን ምስገናን ንዓካ ይኩን 🙏🙏🙏ንገበርቲ ሰናይ ኣሕዋተይ ለ ብኣምላክ ርከብዎ🙏
@user-du2wh3pp9n
@user-du2wh3pp9n Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamLife-sz6yl
@SelamLife-sz6yl Ай бұрын
ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን እንታይ ይስኣኖ ፈጣሪ እልልልልልልልልልልል ዕጣንኹም ፀሎትኹም መድኃኔዓለም ይቃበለልኹም ብሓቂ ክቡር ሓውና መምህር ከምኡ ውን ማሕበርኹም ብሙልእኹም ስራሕኹም ብዓምዲ ወርቂ ይፅሓፈልኩም በረከትኹም ይብፀሐና ክብርን ምስጋናን አምልኮ ውዳሴ ይግበኦ
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je Ай бұрын
እልልልል ፀጋይ ሓወይ ኣምላክ ዓስበኩ ያሃብኩም ንኩለኩም
ተዋሳእቲ ብረይ ድራማ_ንኣሸንዳ ብሃንቀውታ ይፅበየኣ 'ለዋ_Brey drama crew #ashenda
31:00
1 1 ENTERTAINMENT - ሓደ ሓደ ኢንተርተይመንት
Рет қаралды 48 М.
መን ኣዩ ተሃድሶ  ተዓዊትካ በልዎ ቁጽሪ 2
47:17
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 33 МЛН
这三姐弟太会藏了!#小丑#天使#路飞#家庭#搞笑
00:24
家庭搞笑日记
Рет қаралды 118 МЛН
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 55 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 33 МЛН