ካብ ዝዕዉር 10 ዓመተይ

  Рет қаралды 21,788

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 313
@gedamtube
@gedamtube Ай бұрын
ሓበሬታ ናይ ዞም ስድራ share like subscribe እንዳገበርኩም ስልኪ ናይ ዛ ገዛ 0948451822 ብርሂን ሃይለ አካውንት 1000217539297
@berhane3303
@berhane3303 Ай бұрын
Amlak mhret yewurdelkum
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea Ай бұрын
ናይ አምላኽ ፍቃዱ ምቅባል እዩ እዋይ ስድራይ እስከ ከምቲ ዘምጽኦ አምላኽ ይቀንጥጠልኩም አይንሕመቅ ዝዐቅምና ንሐግዝ። ከብድኻ ዝበልዑ ፍጡራትና🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 Ай бұрын
@AfrikaEritrea ለባማት የሕዋትና ❤
@Nightmare-sr6go
@Nightmare-sr6go Ай бұрын
ናይ ብሐቂኣምላኪ ንዚተፈጢረ የዲሕኖ
@habtomalhabtome2166
@habtomalhabtome2166 Ай бұрын
ኩሉ ጸጋማት ሪኤሞ ኣይ ከምዛ ስድራ ኣምላኽ ምሕረት ኣውርዱ ሰላማን ፍቅርን ኣቤቶም ይንገስ ንፈጣሪ ዘይካኣሎ ነገር የሎን መ ም ጸጋይ ካኣ እዝግኣብሔ ረድኤትን ፍቅሩን ኣይፈለኻ ዕድመን ጥዕናን ምስ ደቅኻ ሃይብካ ብውላድካ ተሓጎስ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 28 күн бұрын
እግዝኣብሔር ኣሜላኽ ምሕረት የዊሪደሉኹም😢
@utsr5458
@utsr5458 Ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የወረደሎም 😢😢🙏🙏🙏
@KsanetHadush-e2f
@KsanetHadush-e2f Ай бұрын
Eff መድሂን ኣለም ኣቦይ ፈጢርካ ኣይትረሰዐና 😭😭😭ገዳም ሚድያ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
@liverpoolawimukanedlenaeye3616
@liverpoolawimukanedlenaeye3616 Ай бұрын
ትሕትና ናይ መምህር ጸጋይ ግን🥹 ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ
@RubelMolla-f8l
@RubelMolla-f8l Ай бұрын
መድሓኒአለም ምሕረት የውርርሎም🙏🙏🙏
@ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ
@ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ Ай бұрын
ኣሕሕሕ እዋይ ፈተና ናይ ሰይጣን ብሓቂ የሕዝን እዩ። ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልኩም።
@GoitomTrhas
@GoitomTrhas 11 күн бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ምሕረት የውርደሎም ሚካኤል ኣሎ ንመምህርናን ሓገዝቱን ከዓ ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 Ай бұрын
ኣብ ዛ ዓለም ከም ህዝቢ ትግራይ መከራ ዝወረዶ ይህሉ ዶ ይኾን ?😭😭😭 ኦ ፈጣሪ ሆይ ምሕረትካ ለኣኸልና ስለ ቅዱሳን ክትብል መሓረና 💔😭😭 መምህር ፀጋይ እዞም የሕዋትና ናይ ኦቲዝም ተጠቃዕቲ ዝኮኑ ይመስለኒ እሞ በዓል ሞያ ተዝሪኦም ይብል ከምኡ ውን ናብ ፊረሚናጦስ መሐብሐቢ ተዝኣትው እውን ነቶም ወለዲ ዕረፍቲ እዩ እተን ወላዲትውን ብሚሒር ንብዓት ዓይነን ከይዕውራ ንብፀሓለን።ናይ ራሄል ንብዓት ዝሓበስካ ፈጣሪ ሆይ ናይዞም ወለዲ ንብዓት ተመልከት😭😭😭
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ዕድመ እና ጢዒና የሃብካ
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 Ай бұрын
እዋይ በስመአብ ኣብ ዛ ዓለም ግን ንሓደ ሓደ ብርሃን ንሓደ ሓደለ ብርሃን ንእሽተን ገዲላትና ሙሉእ ጥዕና ዓይነ ብርኪ ሒዝናለ ነማርር ተመስገን ኣምለከይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀሎት ናይቶም ወላዲ ናይ ዳዊቶም ንዐኦምለ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይፈዉሶም መምህረይለ ኣብ ኩሉ ሰራሕካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይከተልካ
@RozaMaima
@RozaMaima Ай бұрын
ብጣዓሚ ልገርመኒሲ መምህር ፀጋይ ልረገፅኩምዋ ገዛስ ኩሉ ይማሓር ❤❤❤
@AbrehetRedae
@AbrehetRedae Ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደሎም እመብርሃን አደይ ፆሎታን አማላጅነት አይፈለዮም እግዚአብሔር ዝሰአኖ ነገር የለይ እሞ ከም ፍቃዱ ሓደማዓልቲ ቆላሕ ክብሎም እዩ
@Adisasgedew
@Adisasgedew Ай бұрын
ኣቱም አሕዋተይ ፀሎት አብ እንገብሮ ንሕወሶም
@haftomkidane
@haftomkidane Ай бұрын
ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ትጎብኒኹም ወለዲ 🙏🙏🙏
@BirBirr-bd3xz
@BirBirr-bd3xz Ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፈዉስን ምሕረት የዉርደሎም ኣይ ክንደይ ይኸብድ 😢
@የአያቶቼሀገርየትነሽኢትዮ
@የአያቶቼሀገርየትነሽኢትዮ 29 күн бұрын
ገዳም ሚድያ እግዚአብሔር አምላክ ከእናንተ ጋር ይሁን በእውነት መልካሙን ዋጋ እውነተኛው አምላክ ጌታችን መድኃኒታችን ኢየሱስ ክርስቶሰይክፈላቹሁ በረቱ ጠንክሩልን አይይይ 😭😭😭😭ውስጥ የሚታየው ሊላ በላይ ዉጭ የሚታየው ሊላ ብቻ የሰማይ አምላክ ይረዳቹሁ ይርዳን ወገኖቼ
@areki7
@areki7 Ай бұрын
ፀግሸይ እስክ ፈጣረ ምሳካ ይኩን እድካ ይምሕሮም ይኮን ፈጣረ እንታይ ይሳኣኖ ✝️🙏✝️🙏✝️🙏
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 9 күн бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም😢
@marym9462
@marym9462 Ай бұрын
መድሃኒኣለም ምሕረት ያውርደልኹም 💔😭🙏
@FifiHayelomTube
@FifiHayelomTube Ай бұрын
ኣረ መምህረይ ናብ ማይ ጮሎት ሓብርዎም🤲🤲🤲
@abjtabjt3859
@abjtabjt3859 Ай бұрын
አየ ወላዱ 😢አምላከይ ፈዉሲ ምሕረትካ ላአከሎም😢😢
@waskan9610
@waskan9610 Күн бұрын
ግርማ ይክደንካ መምህር ፅጋይ❤❤❤❤
@SelamYamene-2716
@SelamYamene-2716 Ай бұрын
ኣይይይ ብመጀመርያ ዘይብፃሕ በፂሕካ ዘይወረድ ወሪድካ ፀገምን ወፀዓን ህዝብና ናብ ማሕበረሰብ ዓለም ታብፅሕ ዘለኻ ሓወና መምህር ፀጋይ( ገዳም ሚድያ ) ክብሪ ይግባአካ። ብምቅፃል ነዚ ሰናይ ስራሕ ክብሪ ሂብካ ናብ ማሕበረሰብ ዓለም እቲ ፀገም ህዝብና ተረዲኦም ዝኻአልዎ ለተሐገዚ ኣሕዋተይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ 🙏ሰላምን ራህዋን ነቲ ምንም ዘይፈልጥ የዋህ ህዝብና ልዑል ፈጣሪ ያሃበሎና። ሓዚነ 🙏😭😭
@Tigrayculture159
@Tigrayculture159 Ай бұрын
ማርያም ኣደይ ምሕረት ኣውርድሎም😢😢
@mahrrat1866
@mahrrat1866 Ай бұрын
ዝእምኖቶም ዞም ወለድና ምዝኩሉ ሸግርን ፀባባን እናሃለው ግን እምኖተምስ ፅኑዓት 😢😢😢
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp Ай бұрын
ፀግሽ ምስ ህዝብካ ነቢዒካ ትእብድ ፈጣሪ ክእለቱ ይሀብካ❤❤❤
@bege8567
@bege8567 Ай бұрын
ኣይይይ ኣምላክየ ማሓረን ካዝ ምሕረት ይኣዝዘልኹሙ መድሃን ኣለም😢😢😢
@ALEXASSA-zx7sm
@ALEXASSA-zx7sm Ай бұрын
መምህረይ የኽብርካ ዝሐወይ ንቀጳሊ ውን አይትግደፎም።
@Frutgalagame
@Frutgalagame Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢 እዚስ ት ተገይርሎም ይከውን ማንጨሎት ተዝፀዓረሎም ክሓውዩ ይኮኑ ከሕዝኑካ😢😢😢
@Adisasgedew
@Adisasgedew Ай бұрын
ምሕረት ይወርደሎም ከም እምነትኩም ኣመላካ ብርሃን ዓይኖም ይመልሰሎም
@ብርሃንደሰታማሓሪ
@ብርሃንደሰታማሓሪ Ай бұрын
አፍፍ አግዛብሄር ኣምላክ አሰቲ ይምሓርኩም ንኡሳት ኣሕዋተይ ፈጣሪ ኩሉ ይካኣሎ አዩሞ ማንጮሎት ተትሕፀቡ 😢😢
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሓወይ ከባቢ ሕዳር ፄዮን ብኢድ ሓፍተይ ዝላአኩልካ ንኡሽተይ ገንዘብ ንፅጉማት ሓበለይ ሹመይ እመብርሃን ትፈልጦ ኢለ ነዞም ስድራ እንትዉዕላለይ ደስ ምበለኒይ
@gedamtube
@gedamtube Ай бұрын
እስኪ whaysapp ፀሓፍለይ ቡዙሓት ሰለዝሃቡኒ
@AffvfSggff
@AffvfSggff Ай бұрын
መድሃኒኣለም ይሓግዝኹም
@teamehaile7097
@teamehaile7097 Ай бұрын
ኦ ኣምላኬ እስርኤል ይቅረ በለና ምዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ክንራት ይሕዋተይ ምሕረት የውርደልኩም ፈጣሪ
@Letay-cn7hl
@Letay-cn7hl Ай бұрын
እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደለም😢😢😢
@GgfFffy
@GgfFffy Ай бұрын
ፆግሸይ ባዓል ሕልና ስልካኮ ላኣከለይ ዝሓወይ መግለፂ ሲኢነ ኣነስ ዋ በስማኣም እመብርሃን ኣደይ ኣብ ጎንካ ትኩን ዝሓወይ ኤህህህ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@TsadiFikrrr
@TsadiFikrrr Ай бұрын
ፀጋይ ሓወይ እስክ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ኣምላኽ ምሕረት ይልኣከልኩም 😢😢❤❤❤
@FifiHayelomTube
@FifiHayelomTube Ай бұрын
ኤህህህህ ኣምላከይ ምሕረት የውርደልኩም 🤲🤲
@MezgebeTesfay-n4b
@MezgebeTesfay-n4b 24 күн бұрын
ኣነስ መ/ም ፀጋይ ክፈትዋ ሓንቲ ማዓልቲ ንዝተሸገሩ ክሕግዝ ይኾን
@safdfadwf2794
@safdfadwf2794 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክምሕረት የውርደል🙏🙏🙏
@haftumenberu9667
@haftumenberu9667 Ай бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ወላዲ ዝረክቦ አለም አብሓደ ሓደ ብፅጋብ ንወለዶም ይብድሉ አብሓደ ሓደ ከኣ ከምዚ ተግኒ ዘለካ ልብካ ዝሰብር ትረክብ አብሞንጎ ዚኣዶ አብውሽጣ ተሓርር ከምእንጣጢዕ ተሓርር አደይ ትረክቦ 🙏🙏🙏🙏🙏
@SalamSalam-e3t
@SalamSalam-e3t Ай бұрын
ምሕረት የውርደሎም ኣይይ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልአኸልኩም ኣይ ኣታ ህዚ ህዝብና ኣብ እምነቱ ዘለዎ ፅንዓትኮ ዝገርም እዩ እዘን ኣዴና ብእምነተን ከይፍተና ፈሪሐን
@HhgTgyy
@HhgTgyy 12 күн бұрын
ኦ አምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ለኣከሎም😢
@ابي-ي5ث
@ابي-ي5ث Ай бұрын
እግዛብሄር አምላክ ምሕረት የዉርደልኹም🙏😥
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 Ай бұрын
አደዋይ መአረይ አይብኸያ አደይ መአረይ ፈጣሪ ይርደአየን 😢
@AtsedeMaryam-r3f
@AtsedeMaryam-r3f Ай бұрын
እግዚአብሔር ምህረት. የውርደልኩም
@Nightmare-sr6go
@Nightmare-sr6go Ай бұрын
ኣየ ዚህብና ብእምነቱ ንከብዱ እሉ ዝይዳራደረ ፅንዕ
@Wedibri1
@Wedibri1 Ай бұрын
ዓሕ ኣባይኪ ኣደይ መዓረይ ኣጆኺ ወላዲተይ ❤❤
@habtemikaelsolomon4053
@habtemikaelsolomon4053 Ай бұрын
Egziabher amlak mhretu yiazizelkum fetari
@ጓልሰብዓእንደርታመቀለ
@ጓልሰብዓእንደርታመቀለ Ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኹም አሕዋተይ😢
@goodplaza119
@goodplaza119 Ай бұрын
መዳሃኒኣለም ብምሕረት ዓይኑ ይጠምትኩም ኣሕዋተይ😢😢😢
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 Ай бұрын
መምህር ፀጋይ አእምሮካ ተቆፃፀር እንተሊካ ኢካ ንፅጉም ትበፅህ ዘለካ እግዚአብሔር ጉልቦት ይሓብካ
@መንከምእግዚኣብሄር
@መንከምእግዚኣብሄር Ай бұрын
ኣምላኽ ራሃዋ ይፈጠረሎም ናዓኹም ጻማኹም ይሃብኩም
@MeazaDemewoz
@MeazaDemewoz Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ዝሓወይ❤❤❤❤
@SlasZeru-i6v
@SlasZeru-i6v Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝድነቅ ብየተስብ ኣብ ብዝሕህ ጸገም እታ እምነቶም ከይስሕቱ ምህታቶም እግዝኣብሔር ምህረት ክልእኮሎም እዩ ። ተመስገን ከምዝ ምስትውዓል የዓድለልና
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 Ай бұрын
ትእምነቶም ግን ዞም ወለድና ቀደማኩም ክቡራት ወለደይ እግዚአብሔር ኣምላኽ እምነቱም ሪኡ የድሕንኩም ዝኣመነን ዝተጠመቀን ከድሕኖ እየ ይብልሞ እዞም ገዛ እዚኦም ክድሕና ናይ ኩሉ ግዜ ፀሎትና ትምኒትናይ እዩ መንጨለት ዊሰድዎም መምሆረይ ዝካኣለኩም ተኮይኑ
@GhDh-x9x
@GhDh-x9x Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ሞሕረት ዮዉረድሎም አሕዋተይ ማዓረይ❤❤🎉🎉
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም
@Mebrahtey
@Mebrahtey Ай бұрын
አብዚ ዝተሳትፍኩም ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወጸ ይተከአልኩም ንሕዋትና ደሞ ምሕረት የውርደሎም ንወላዲትና ውን ኣክእሎ ይሃባን እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር መምህር ውን ዓስብካ ካብ እግዚአብሔር ርኽቦ ዛሓወይ
@Azeb1782
@Azeb1782 Ай бұрын
ምላኽ ሂቡካ ሰናይ ግብሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BxdHjd
@BxdHjd Ай бұрын
ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረት የዉርደሎም😢😢😢😢
@FcFx-i3y
@FcFx-i3y Ай бұрын
ኣፍፍፍ ካብዙይ ማሓረኒ ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከሉኩሞ😢😢😢
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 Ай бұрын
አጆኩም ወለደይ ክሳብ ሕጂ ዘፅነሕ እግዚአብሔር ሕጂዉን ምሳኩሕ አሎ እግዚአብሔር ፍጡሩ አይድብርን ክበርህ እዩ
@ማማየወለሎ
@ማማየወለሎ Ай бұрын
ፈጣር ምሕርት ይላአኸልኹም👏👏❤❤
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 Ай бұрын
መመህር ፀጋይ ሓወይ እድመን ጥዕናን ይሓብካ
@sarahgg783
@sarahgg783 Ай бұрын
ዋይ እግዚያብሄር አመላክ ምሕረቱ ይላኽሉኹም ፈጣር እንታይ ይሳኣኖ ግን እግዚአብሔር አምላክ የፅኒዒኺን ወለዲተይ ጠንኪራ 💔💔💔
@medhinbirhan4306
@medhinbirhan4306 Ай бұрын
ናብ ፀበል እንዶ ውሰዶም መ/ር ፀጋየይ እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ እግዚኣብሔእ ይሓግዝኩም ኩሉ ትሰርሕዎ ዘበለ❤❤❤
@hdbw9970
@hdbw9970 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክምሕረት የዉርደሎም😢😢😢
@FgsVddggg
@FgsVddggg Ай бұрын
memhir stegay nezi tgebro stbuk senay amlak ab gonka ykun🙏🙏🙏🙏
@hanamasho3158
@hanamasho3158 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የወርደልኩም 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽 Gedam media ዕድመን ጥዕናን የብዛሐልካ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ወለዲ አኻእሎ ይሀብኩሞ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@علبعله
@علبعله Ай бұрын
ኣምላኽ ምሕረት ይልኣኸሎም😥
@TesfamichaelGere
@TesfamichaelGere Ай бұрын
እግዚኣብሄር ይምሓሮም
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓይልኻ የፅንዐዮ ገበርቲ ሰናይ አብ ዘልኽምዎ አምላክ ይሓሊኹሞ ኽፉእ ዘበለ የርሕቐልኩም ብዝወፀ ይተክኣልኩም አሜን 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@LiliKeshi
@LiliKeshi Ай бұрын
ቃላት የብላይን ንዓካ ዝገልፅመምህረይ
@ኣራንሺ-ቀ3ሸ
@ኣራንሺ-ቀ3ሸ Ай бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውደልኩም እግዛብሔር ኩሉ ትክእሎ ኢሞ ምሕረትካ ላኣከሎም🙏
@Ksa-s2k
@Ksa-s2k Ай бұрын
እግዛኣብሔር ኣምላክ ብዓን ምሕረቱ ይጠምትኹ ኣሕዋተይ ንብዓትኹም ይሓብስልኹሙ ፈጣር 🙏🙏🙏🙏🙏🙏😥😥😥
@WdKn-s4b
@WdKn-s4b Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢መዳሃኒኣለም ፈጣሪ ብምሕረት ዓይኑ ይጠምትኩም 🙏🤲🤲🤲😢
@amazonamazon9832
@amazonamazon9832 Ай бұрын
እግዝኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም
@getahagos
@getahagos Ай бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረቱ የወርደሎም።😢😢😢
@GuDg-v8i
@GuDg-v8i Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፈውሲ ምሕረቱ ይልኣከልኩም ኣይ ክንደይ ይከብድ😢😢
@Fanus-r9v
@Fanus-r9v Ай бұрын
mhret yewrd egzabiher amlak
@kulukemkulu5927
@kulukemkulu5927 Ай бұрын
ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኩም
@abringtsehaye755
@abringtsehaye755 Ай бұрын
Eti kulu zkaelo amelak mehretu yleakelom
@TitikahsayTitikahsay-o3j
@TitikahsayTitikahsay-o3j Ай бұрын
አግዚአብሔር አምላክ ምህረት ይውርደልኩ አሕውትይ 🙏🙏🙏
@shkoratttaaaa9839
@shkoratttaaaa9839 Ай бұрын
ፈጣሪ ምህረት የዉርዶሎም 😢🙏 ዞምሓተይ
@gshdbhd6590
@gshdbhd6590 Ай бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh Ай бұрын
አሕዋተይ እግዚአብሔር ሙሉኡ ምሕረት የወረደሉኩም😢😢😢😢
@BiniamFJohannes
@BiniamFJohannes 6 күн бұрын
Medhanalem mhrey yewrdelkom
@AbebaGebrekidan-l5b
@AbebaGebrekidan-l5b Ай бұрын
Tsebel awne endryas wesedwom memheriy hawey
@rahelhabtom1846
@rahelhabtom1846 Ай бұрын
Egzabher mhretu yewurdelkum
@Tesfa-f4r
@Tesfa-f4r Ай бұрын
ምሕረት የውርደሎም
@breyAlemu
@breyAlemu Ай бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደሎም😢
@زيتونهه-ك4و
@زيتونهه-ك4و Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የወረደሎም ውይይይ ክንደይ ልብኻ የሰብረኻ መምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻፈጣሪ
@EeSs-k1s
@EeSs-k1s Ай бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ፈጣሪ ኣምላክ😢😢 መምህር ፀጋይ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤
@AlganeshTekulu
@AlganeshTekulu Ай бұрын
እ/ኣምላክ ምሕረት ይልኣከልኩም 😢😢
@haftamuchekolerezene76
@haftamuchekolerezene76 Ай бұрын
እዋይ ኣሕዋተይ እንታይ እዩ ዝበሃሎ ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልኩም። መ/ር ፀጋይ ድማ ሰናይ ስራሕ እዩ ብፈጣሪ ኢኻ ተላኢኻሎም ፅቡቅ ስራሕኻ ቀፅለሉ ዕድመይ ጥዕናንን ይሃብካ።
@LuwamHabtom-i1x
@LuwamHabtom-i1x Ай бұрын
Amlak mhret yewrdelkum yehwatey
УЛИЧНЫЕ МУЗЫКАНТЫ В СОЧИ 🤘🏻
0:33
РОК ЗАВОД
Рет қаралды 7 МЛН
Caleb Pressley Shows TSA How It’s Done
0:28
Barstool Sports
Рет қаралды 60 МЛН
ዘላ እዩ ዝመስለኒ...ኣብ ባጃጅ?
27:24
Unique Show
Рет қаралды 20 М.
ብወለዲ ምምርዓው ይበልፅ ፡ #amazing lovestory #wedding
32:36
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 27 М.
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
45:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 158 М.