#ቢንያም

  Рет қаралды 46,068

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 352
@እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ
@እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ 2 ай бұрын
ዝሓመሙ ኩሎም አምለከ አቡነ እንድርያስ ምሉእ ሞሕረት የውርደሎም አሜን ዝሃብኩ ድማ ዘውፃእኩምዎ አብዚሑ ይሃብኩም መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ካብዚ ንላዕሊ ተገልግልሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መዓረይ❤
@UfYd-g9c
@UfYd-g9c 2 ай бұрын
ፀግሸይ ቃላት እየ ሲኢነልካ ንኹሎም ተሓፀብቲ ማይ ፆሎት ሙሉእ ምሕረት የዉረድልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ
@ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
@ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ 2 ай бұрын
ንኹሉ ዝሓመመ ምሕረት የውርደሉ መድኃኒአለም❤
@FreTube12
@FreTube12 2 ай бұрын
አሜን ደምረኒ ማዓረይ
@MahletTadele-g6y
@MahletTadele-g6y 2 ай бұрын
ንኹሉ ዝሓመመ ምሕረት የውርደለልኹም መድሃኒአለም❤❤❤❤
@WihsohhDihshgeuge
@WihsohhDihshgeuge 8 күн бұрын
ንኸሉ ዝሓመመ ምሕረት የዉርደሉ መድኃኒአለም❤❤❤
@Liveyourlifewithlove-3L
@Liveyourlifewithlove-3L 2 ай бұрын
Thanks!
@Genet1223
@Genet1223 2 ай бұрын
ብዝወፀ ይተክእ
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Ай бұрын
ብዝወጸ ይተክእ ❤❤❤
@BellaG-h9d
@BellaG-h9d 2 ай бұрын
ኣቱም ኣህዋተይ ንኩሉኩም ምህረት የውርደልኩም ተመስገን ፈጣሪ እንካእ ነዙይ ኣበቃካ መምህር ፀጋይ ሃወይ እንካእ ተመሰለልካ
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mhretgaltewahdo3459
@mhretgaltewahdo3459 2 ай бұрын
ውይ ኩሉ ግዜ ካብ ሕልናይ ዘይወፅእ ቆልዓ መዓረይ😢 ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ
@FreTube12
@FreTube12 2 ай бұрын
አሜን ደምርኒ ማዓረይ
@WgshyWhfgh
@WgshyWhfgh 2 ай бұрын
ዝሓመሙኩሎም ምሕረት የውርደሎም ልአካትኩምለ ፈጣሪ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🎉🎉🎉🎉
@BirBirr-bd3xz
@BirBirr-bd3xz 2 ай бұрын
ንኹሎም ዝሓመሙ ኣምላኽ ኣቡነ እንድርያስ ምሕረት የዉርደሎም መምህር ጸጋይ ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ያዓድልካ
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 2 ай бұрын
ፈጣሪ ምህረት የውረደልኩም❤❤❤❤
@erinatey2165
@erinatey2165 2 ай бұрын
Asey temesgen, amilak tuim, ezgabiher amilak mulue Mhret ygberelkum 🙏
@MussieyosiefJoss
@MussieyosiefJoss Ай бұрын
Nikulom tehaxebty Mihret Yewredelom Fetary 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@LieltiyGirmay
@LieltiyGirmay 2 ай бұрын
Mulue mhret ygberelkum ❤❤❤
@tamutafu528
@tamutafu528 2 ай бұрын
🙏 AMENE.
@TegstiGebrekrstos-yr2wv
@TegstiGebrekrstos-yr2wv Ай бұрын
Asey hji dea dehan koynu temesgen amlak Aboy 🤲🤲🤲🤲🤲🇪🇷😍
@nfreefqr9657
@nfreefqr9657 Ай бұрын
✝️✝️✝️☝️ temesgen
@ganoush3003
@ganoush3003 2 ай бұрын
መምህረይ ኣፍሲሱ ይሃብካ ምሰ ወሃብትኻ ብሓቂ ካብ ኣምላክ ርከቦ ዓስብኻ
@MihretZetigray
@MihretZetigray 2 ай бұрын
I do not have words to explain how this person is supper kindfull. God bless you again and again ...........
@binyam1578
@binyam1578 2 ай бұрын
እዋይ መም/ትማሊ ናይ በዓል Dr,እንዳቦይ ይሕደጎ እንዳ ረአኩ ንባዓል ቢንያም ከምማኩም የማስሎ🎉ጸሎት ይገብር ነይነ ንብርሃነ ዉዲ ሐለፍይ 🕊🔔💒☔️👏
@RzanAl-cm8hw
@RzanAl-cm8hw 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ሙሉር ሜሕረት ይላኣክልኩሜ💛🙏🙏❤❤
@ህልናጓልተዋህዶ
@ህልናጓልተዋህዶ 2 ай бұрын
ፀጉሸይ እመብርሃን ኣደዊተይ ምሳካ ትኩን ካብኩሉክፉእ ዘበለ ታሓሊካ ንታሓፀብቲ ኣሕዋትና ኣቦታትና ኩሎም እግዚአብሔር አምላክ መሊኡ ይፈውስኩም🙏😘🥰♥️❤
@johniTsegay
@johniTsegay 2 ай бұрын
Amlak mhret yewurdelom nzhamemu neaka dma xegeu ybzhalka kbur hawuna🙏🙏🙏
@MolowHadabaga
@MolowHadabaga 2 ай бұрын
አይኩፋእኪን ማምይይይ😢😢ምልኢ ምሕረት የዉርደሎም ንኩሎም መምህረይይይ ቃላት የለን❤❤❤❤
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 2 ай бұрын
ኩብር ሓወይ ፀግሸይ እግዝኣብሀር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባሪኽ❤
@almazgebre8681
@almazgebre8681 2 ай бұрын
Abune Endrias Tsadiku, ni kulom tehatsebki may tselot Egziabher Amlak mulue mihret yewrdelkum. Amen amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@AfariAfari-ql7it
@AfariAfari-ql7it 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውሪደልኩም ወገናተይ❤❤❤❤
@MerhawitGebrezgiher
@MerhawitGebrezgiher 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ኑፉዕ ኢካ ኣምላኽ ካብ ኩሉ ኩፉአ ዝበለ ያሓልካ ዛሓወይ
@Bfgkg7f
@Bfgkg7f 2 ай бұрын
❤ተመሰገን አምላክ
@SaraSaa-le1oo
@SaraSaa-le1oo 2 ай бұрын
ንኹሉኹም ታሓፀብቲ ማይ ፆሎት ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ🙏🙏
@RazanRazann-n6f
@RazanRazann-n6f Ай бұрын
ዝሓመሙ ሙሉእ ምሕረት የዉርደሎምእድሬስ ኣቦይ ንዝተጨንቀ አብረሃሉ❤❤❤❤🎉🎉
@AlmazZenebe-d9v
@AlmazZenebe-d9v Ай бұрын
እግዚኣብሔ ኣምላክ ምሕረት ይውርደልኩም🙏
@TemriSerekeYehdego-q3x
@TemriSerekeYehdego-q3x 18 күн бұрын
Mhret yewrd nkulu zhameme medhanialem
@JohnTubeጆን
@JohnTubeጆን 2 ай бұрын
ንኩሉ ዝሓመመ ምሕረት የውርደሉ መድህኒአለም❤
@SaraSaa-le1oo
@SaraSaa-le1oo 2 ай бұрын
መምህረይይይይይይይይ በቃ ቃላት ሓፅሩኒ ብሩኾይ
@Nataniya22
@Nataniya22 Ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረርሉ።ንኩላትኩም ከኣ ኣምላኽ ምሕረት የዉርደልኩም።
@KbetiGerezgiher
@KbetiGerezgiher Ай бұрын
አሰይ ተመስገን እንካዓ ለዉጢ ኣረአየከን ማማዋይ ተመስገን ኣዉነዲርያስ ኣቦይ🙏🙏🙏
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 2 ай бұрын
Nkulom zhamemu mhret yewrdelom medhaiealem Amen.
@SndayoHagos-r6e
@SndayoHagos-r6e 2 ай бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ ምሕረት ይወርደሎም መምህር ፀጋይ ተባረክ❤❤🤲🤲🤲💒💒
@SemiraHaftu
@SemiraHaftu 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም
@fdg761
@fdg761 2 ай бұрын
እግዝዮ ምሃረና ክርስቶስ ምሕረት ይሃብኹም ኣያዋይ
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan Ай бұрын
Amlaek Mhretu Yewrdelu Amennnnn🙏🙏🙏
@አኩስሟዊት
@አኩስሟዊት 2 ай бұрын
እግዝያብሔር አምላክ ምሉኡ ምሕረት ያዉርደልኹም ንኹልኹም🙏💞💞
@ለምለም21
@ለምለም21 2 ай бұрын
ተመስገን ፊጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@NgstiNgsti-j7o
@NgstiNgsti-j7o 2 ай бұрын
ናዓኻ ዝኮነ ኮ ቃል ሲኢነለኻ😢እመቤቴ ትሓለኻ
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 2 ай бұрын
Agziabiheir amlak mhretu ylakelkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@geze-q1k
@geze-q1k 2 ай бұрын
አሜን 🙏አሜን🙏 አሜን 🙏 ምሕረት 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ይወርድሉ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ ኩሎም ንዝሓመሙ ወገናትና እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም ❤🙏❤
@MelatAskal
@MelatAskal 2 ай бұрын
ንኹሉ ዝሓመሙ ምሕረት የውርደሎም❤❤❤❤
@SamuelGoitom-f5h
@SamuelGoitom-f5h 2 ай бұрын
Fetari mulue mhret ygberelkum 🙏🙏🙏🙏
@HchdBxjcj
@HchdBxjcj 2 ай бұрын
ፈጣረ🙏🙏🙏🙏
@lisanutilahun4975
@lisanutilahun4975 Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ቅሰን ንስኻ እኮ ብፈጣሪ ዝተልኣኽካ መምህር ሰናይ ምግባር ኢኻ እግዛቢሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ፀጋን ኣብዚሑ ይሃብካ ኣነስ ቃላት ስኢነልካ እየ ኣምላከይ ሓደራ ነዚ ሓወይ ዋጋ ፃዕሩ ክፈሎ ኢለ ስኽ ክብል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SfgGgh-h3k
@SfgGgh-h3k 2 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኩም❤❤❤
@ፋነይ
@ፋነይ 2 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ጥዕና ቀስ እንዳበልካዩ ዝመጽእ እሞ እንቋዕ ከምዚ ኢልካ ርኣናካ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት ይኣዝዝ❤❤😢😢
@اياي-ع7خ
@اياي-ع7خ 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረት የዉረድልኹም ፈጣሪ ኣታ ተመስገን ንበል ንፈጣሪ ❤
@rozaroza7147
@rozaroza7147 Ай бұрын
መታደልነው ማዓረይ ፀግሸይ🎉
@GediayGebiar-cf7sw
@GediayGebiar-cf7sw 2 ай бұрын
ንኩሎም ዝሓመሙ እግዚአብሔር ምሕረት ይውርደሎም
@MahletTadele-g6y
@MahletTadele-g6y 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም ወገናትና❤❤❤❤
@FycgXhu
@FycgXhu 2 ай бұрын
ምሕረት የዉርደልኹም ኣሕዋተይ ንዓኹትኹም እዉን ጉልበትኹም የፅናዓዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤❤
@VjbnbBjbjb
@VjbnbBjbjb 2 ай бұрын
Amlak aboy nkulkum zhamemkum mhret yewurdelum amen amen amen
@AAAa-fm8xi
@AAAa-fm8xi 2 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት የውርደሉ እግዝእብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@almaztesam9020
@almaztesam9020 2 ай бұрын
መምህር ፀጋ ከምሽምካ ፀጋ ኢካ❤❤❤❤❤❤
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ 2 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ ተመስገን ልልቀደመ እግዚአብሔር ዝሰኣኖ የለን ሞ 👏
@kuwaitkuwait-my7je
@kuwaitkuwait-my7je 2 ай бұрын
ሙሉአ. ምሕረት. ይግብረለም❤❤❤❤❤
@shewitteklesenbet5969
@shewitteklesenbet5969 2 ай бұрын
Nkulom nzhamemu mhret yewurdelom fetari hawey ka tsgu ybzhalka 🙏
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን
@SaSa-x8t9z
@SaSa-x8t9z 2 ай бұрын
ምሕረት የውርደሉኹም እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏🙏🙏🙏
@መብራት-ወጀራት20
@መብራት-ወጀራት20 2 ай бұрын
እግዝአብሔር ይመስገን ሙሉእ ምሕረት ይግበረሉ❤❤
@ምልኣትገብረሂወት
@ምልኣትገብረሂወት 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት ይላኣክልኩም 💚🙏
@FhDb-rc4gd
@FhDb-rc4gd 2 ай бұрын
ምሕረት የዉርደልኩም👏🙏
@Merhawittesfamichael-y4o
@Merhawittesfamichael-y4o 2 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ፀጋ እግዚአቢሄር የበዘሐልካ ንዝሓመሙ ምሕረት የዉርደሎም ንዝሃቡ እግዚአቢሔር ወሲኩ ይሃቦም ❤❤❤
@FreTube12
@FreTube12 2 ай бұрын
አሜን ደምርኒ ማዓረይ
@tfgddyfyg38750
@tfgddyfyg38750 2 ай бұрын
ንወሃብቲ ይሃቦም መምህር ፀጋይ እዉን ፈጣሪ ፀግኡ የብዘሐልካ🙏🙏🙏
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም❤❤❤
@hiwettegry9288
@hiwettegry9288 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም
@destakonjo2505
@destakonjo2505 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልኹም ኣሕዋተይ ቢንያም ሓዉና ዉን ሓዊኻ ዝተገልግል ይግበረልኻ ተባረኹ ንሰናይ ጉዕዞኹም ፈጣሪ ይሓግዝኹም
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 2 ай бұрын
ምሕረት የዉርደልካ ፈጣሪ ጎታዋይ
@مرفدصالح
@مرفدصالح 2 ай бұрын
ቃል yebleyn
@HiwotBashay
@HiwotBashay 2 ай бұрын
Igziabher ymaharew🙏🙏🙏🙏🙏
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 2 ай бұрын
ንኩሉኩም ምሕረት የውርደልኩም አግዚብሔር አምላክ🙏🙏🙏
@BrzafgrmayGebru
@BrzafgrmayGebru 2 ай бұрын
ዕድመ ይሃብኻ መዓረይ
@mlyen-wu4yx
@mlyen-wu4yx Ай бұрын
ንኩለኩም ታሓፀብቲ ማንጨለት ኦሕዋተይ አቦነእንደርያስ ይማሓርኩም
@AbieTklsh
@AbieTklsh 2 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ መምህር ፀጋ ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ
@TsadiFikrrr
@TsadiFikrrr 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ሓወይ ማዓረይ ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ 🙏🙏🙏🙏🙏👏😢
@KhanKhan-fr4zs
@KhanKhan-fr4zs 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይውረደልኹም ንኹሎኹም ❤❤❤❤❤
@FitsumBirhane2727
@FitsumBirhane2727 2 ай бұрын
ብዝወፀ ይተክኣልኩም 🙏🙏🙏
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 2 ай бұрын
ንዝሓመሙ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም 🙏
@AbabaAsfaw
@AbabaAsfaw 2 ай бұрын
ፈጣሪ ምህረቱ ይልአከልኩም
@HghhdHgddj
@HghhdHgddj 2 ай бұрын
መሊኡ ምሕረት የዉርዶ እግዜአብሔር ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
@ኣዙጋልትግራይAzuGalTgray
@ኣዙጋልትግራይAzuGalTgray Ай бұрын
Amlak Meliu Mhret Yewrdelka Zhawey
@SaraMoh-n8g
@SaraMoh-n8g 2 ай бұрын
እግዚኣቢሔር ምሕረት የውረድልኩም
@ganoush3003
@ganoush3003 2 ай бұрын
ኣይይይይ መድህናኣለም ምሕረት የውርደልኹም ወገናተይ
@medhin8187
@medhin8187 2 ай бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የዉርደሉ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ መ.ር ምስ መሳርሕትኻ ❤
@FhcJcg-ie6kx
@FhcJcg-ie6kx 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም🙏🥺
@Bfgkg7f
@Bfgkg7f 2 ай бұрын
ጎይታዋይ ተመሰገን ሞልኡ ምሕረት ይገበረልካ❤❤❤
@salamb9556
@salamb9556 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ሙሉእ የውርደሉ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 ай бұрын
_እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ምሕረት ይውርደለኩም ንኩላትኩም ኩብራተይ❤❤❤_
@EeSs-k1s
@EeSs-k1s Ай бұрын
ምሉኡ ምሕረት ይግበረልኩም እሕዋተይ❤❤
@BbxJhjx
@BbxJhjx 2 ай бұрын
ወይ ንእስይ እግዚአብሔር አምላክ መሊኡ ምሕረቱ ይላአከልካ ወድነይ
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 2 ай бұрын
እግዚብሔር ኣምላክ ይማሕረኹም
@GhDh-x9x
@GhDh-x9x 2 ай бұрын
ንኩ ታሓፃባይእግዚአብሄር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልኩሞ 👏👏👏
@ጓልዕፎይቲ
@ጓልዕፎይቲ Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ምሉእ ምሕረት የዉርደልኩም ንኩልኩም አምላኽ እንድርያስ ክቡር መምህርና እዉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላኽ ቅዱሳን❤❤❤
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
45:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 158 М.
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН