ገዛና ደስ ኢልዋ ኣሎ ዞም ደቀይ

  Рет қаралды 14,404

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 152
@TekleSolomon-zn8zf
@TekleSolomon-zn8zf 2 ай бұрын
ትሕትናካ ልቦናካ ብጣዓሚ ኢኻ ደስ ትብል እሞ 'እግዚአብሔር ሓይሊ ግልቦት ይሃብካ'ወገነይ ሓውካ ኤርትራዊ''' Comment ቀዳማይ በዓለይ ክንደይ,Like ትሁቡኒ ደቂ ዓደይ
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Wedibri1
@Wedibri1 2 ай бұрын
ጸጋይ ሓወይ እንታይ ደኣ ጨሓምሓም ኢልካ ተቀምቀሞ ዘሓወይ ደስ ክብለና ኣንታ ብሩኹ ወዲ ብሩኻት 🇪🇷❤❤
@Genet398
@Genet398 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@gedamtube
@gedamtube 2 ай бұрын
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🙏💞💞💞
@selamhaile8324
@selamhaile8324 10 күн бұрын
ጸጋይ ሐወይ ናይ እግዚኣብሔር ይሐይሽ አጆኻ አነ ቁዱስ ቅንኢ አለኒ ጸግኡ የብዝሐልካ። ንዝሀበ ከአ እግዚኣብሔር ይተከአሎም🙏❤️
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 2 ай бұрын
ብሓቂ ፅብቅ መልእክት ዝሓፍተይ 😢😢አበይ እሞ ንፅብቅ ስራሕ የለን ሰብ ለሚ😢😢
@mmn-sy7vo
@mmn-sy7vo 2 ай бұрын
ኩሉ ንጽቡቅኻ እዩ ጸጋይ ሓወይ ዕድመን ጥዒናን የሃብኻ 🌺🕊🕊 ሓፍትና ግን ማይ ጸሎት ትዝኸይድ ፅቡቅ ነይሩ አምላኽ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኺ መዓረይ
@binyam1578
@binyam1578 2 ай бұрын
አታ እልልልል ተመስገን 🎉ግን ንመምህረይ ምስ መሳርሕቱ ሚኒ ባስ ተድልዮ አላ 👏🕊🔔🔔🔔🌿
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 2 ай бұрын
ማርያምን 👌እሞ ብኸመይ ክንገብሮ 😔ልምቺ ተልኾን ግን
@gedamtube
@gedamtube 2 ай бұрын
​ግሩፕ ኣሎ ክሓውሰክን@@user-ce2jq4eb5i
@gedamtube
@gedamtube 2 ай бұрын
ግሩፕ ኣሎ ክሓውሰክን
@tilahungebreslassie
@tilahungebreslassie 2 ай бұрын
እቲ ግሩፕ ኣብ ምንታይ እዩ ዝነሄ ክንሳተፍ ​@@gedamtube
@tilahungebreslassie
@tilahungebreslassie 2 ай бұрын
ዋላ ኣነ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተሎ እና ዝኸዶ ቦታ ብባጃጅ ብሞተር ብሳይክል በቃ ኣዝዩ እዩ ዝገርመኒ ምእንታና ክንብል ተሓባቢርና መኪና ኳ እንተንገዝኣሉ ኩላትና እጃምና ነወፈና እቲ group እውን ሕወሰና ኮቡረይይይ ፈጣሪ ኣብ ጎንኻ ይኹን
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 ай бұрын
ተዓዲልኹም አህዋተይ ፅቡቅ ስራሕ ንባዕልኻ እዩ ናይ ፅባሕ ስንቂ ❤
@user-xr6lv9di6b
@user-xr6lv9di6b 2 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ኣብ ፁቡቅ ስራሕ እዩ ሰይጣን ዝፈታተን እና እዞም ኣብዚ ፅቡቅ ስራሕ ቀኒኦም ክንዲ ምስራሕ ንምትዕንቃፍ ዝወፍሩ ሰይጣን በኣካሉ ስለ ዘይመፀካ ብኸምዚኦም ዝበሉ እዩ ዝኸሰት እም ፈጣሪ ምሳኻን ምስ መሳርሕትኻን ይኹን ኣብ ኣውደ ምህረቱ ይፀሓፈልካ መ/ር።
@hfgsdfhdhh9922
@hfgsdfhdhh9922 Ай бұрын
አጆኪ ዝሐፍተይ ናይ ጸጋይ ጽቡቅ ዝገብር ዘሎ እዩ ናይ ሰብ እዝኒ አትግበሩ ሰብ ርጉም ኩሉ ናትካ እግዚአብሄር ይሪኦ አሎ አጆካ ዝሐወይ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን
@temesgenamlaki9833
@temesgenamlaki9833 2 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኬ ተባረክ ዝሓወይ🥰🥰🥰🥰
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
ሰይጣን ሰናይ ስራሕ አይፎትን ስራሕኻ ስራሕ ፀግሸይ ማዓረይ ሓደ ሓደ መታዓናቐፊ አይሳኣንን ተባረኽ እዙ ኹሉ ዓቀብ ቁልቁል እናበልካ ምክግና እዩ ዝግባአካ ❤❤❤❤
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 2 ай бұрын
መምህረይ ኩሉ ሻዕ ፅየነይቲ ትከተልካ ብዝከድካዮ ምስ ሙሉእ መሳርሕትካ 😍🙏
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ኣየውአ ናይ ሰብ ነገር ኣይትገደስ ቀፅል ጥራሕ ንሓፍትናለ ሙሉእ ምሕረት የውሪደላ🙏❤❤❤
@ferateghidei1519
@ferateghidei1519 2 ай бұрын
xebukeka bezihu. Ferihelka, ab tekedo xelalu yembrelka .xebuk nayseb zeyhgusom buzuhat sebat alwu mo sele xegumat nebska halwa ab tehti fetari 🙏🏾🙏🏽
@melataskal9201
@melataskal9201 2 ай бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ካብ ኩሉ ትሕትናኻ
@user-gh8mx3hk7g
@user-gh8mx3hk7g 2 ай бұрын
መድሐኒ ኣለም ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ማይ ጨሎት ተሐጸቢ ኣምላክ ክምሕረኪዩ ዝሰኣኖ የለን 🙏🙏🙏
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 2 ай бұрын
ተመስገን፡ሙሉእ፡ምሕረት፡የውርደልኪ፡መዐረይ❤❤❤❤❤❤❤
@fotofoto378
@fotofoto378 2 ай бұрын
ፈጣሪ ኣምላኽ ኽብሪ ይሃብኹም ዞም ኣሓተይ ፀጋይዋይ ብደቅኻ ታሓጎስ ብርክኻን ሓልኻን ፈጣሪ ይባርክኻ ❤❤❤ንዝሕግዙ ወገናትና ድማ ብዝወፀ ፈጣሪ ይመላኣሎም 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@user-cl7vy2kd3j
@user-cl7vy2kd3j 2 ай бұрын
መምህረይ ወላዲተ ኣምላኽ ኣብ ዝኸድኻዮ ትከተልኻ ኣጆኻ ዝሓወይ ንሓፍትና ድማ ፀበል ንኽወስዳኣ ንገረን ዝሓወይ
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 2 ай бұрын
Way zkine sebe da entay kibele elekiyo nhemaki aytidigemon eka nzgebher eka tihebo enber nslem eka tizarb bezkin memeher tigay adimen tianani yehabeka Ezgbeher 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@wskn7283
@wskn7283 2 ай бұрын
መምህረይ ❤❤
@maryamdjggifhyft9082
@maryamdjggifhyft9082 2 ай бұрын
መምህረይ እግዝአብሄር አምላክ ይባርካ ኩብር ሰብ🙏🙏
@arsutekeste2044
@arsutekeste2044 2 ай бұрын
Srah fetari zserih seb fetari yhlwo eyu ajoka hawey btaemi des zibil sirah ika tserih amlak misakum ykun ❤❤
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር፡ኣስብኩሙ፡ይክፈልኩሙ፡ዞሙ፡እሕዋተይይንንንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 ай бұрын
ብርክቲ ፅቡቕ መልእክቲ ኣመሓላሊፋ ኣላ ቅኑዕ ሕልና ንዘለኩም
@Merifit
@Merifit 2 ай бұрын
Elellllll asey asye 🎉🎉🎉 ezom ahwatey amlak yekbrkum adeway ajoki deqiki alewuki❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hadasgesessew8978
@hadasgesessew8978 2 ай бұрын
GOyta yebarka zehwey senay tegar eka tegeber zeleka nehena kulatna kengebro zegebeana tegbar eyu tsga Amlak yebzhalka Tsegay hawey .
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 2 ай бұрын
ጸላኢኻ ዓይኑ ይድፈነልካ መምህረይ
@user-lj6yg8xb2s
@user-lj6yg8xb2s Ай бұрын
ተመሰገን አምላክ
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 2 ай бұрын
Amlakie edmen tiana yehabekiam ahawayeye mearye❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Giday-dz8wt
@Giday-dz8wt 2 ай бұрын
Edmen tenan yhabkum 🎉🎉
@AlmazAregawi
@AlmazAregawi 2 ай бұрын
ንዘአበ እግዚአብሔር ይበአርኩም አሜን🙏🙏🙏
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 2 ай бұрын
ጎበዛት እግዚአብሔር ይሀብኩም
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 2 ай бұрын
Destakihame yebezahi temsgen
@haftomgera5495
@haftomgera5495 2 ай бұрын
Memhery bekeber lay keber Tesga yebzhalka
@user-eb2rf2nd4k
@user-eb2rf2nd4k Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ ተባረኽ❤❤❤
@tilahungebreslassie
@tilahungebreslassie 2 ай бұрын
ተባረኽ ዝሓወይ ኩሉኹም ነዛ ሪኢቶ እተንብቡ ዘለኹም ክዓ ንሰናይ ትምኒትኩም ኳ ሓደ ኣካል ናይ ሞራል እንተኾነ ዝሓውና ግን ኩላትና ዐዓቅምና ኣውፂእና መኪና እንተንገዝኣሉ ካብ ብቃል ሓሊፍና ብተግባር ክንድግፎ ይላቮ ስራሕቱ ምሒር ካብ ምድናቅ ዘተለዓለ።
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 2 ай бұрын
Ayzokha when they go low you go high.💐💐💐
@user-qd2xq1ky6y
@user-qd2xq1ky6y 2 ай бұрын
ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hu1pq7zp4b
@user-hu1pq7zp4b 2 ай бұрын
God bless you you are the hero angel
@shewitsimon8441
@shewitsimon8441 2 ай бұрын
❤❤❤ from Eritrea
@kokebtekle-kc3zk
@kokebtekle-kc3zk 2 ай бұрын
እግዚአብሄር፣ልቦና፣ይሃቦም፣ፅቡቅ፣ምስራሕ፣ዘይክእል፣ጭንቅላት፣ንሕማቅ፣ስራሕ፣መወዳዳሪ፣የብሉን፣ፀግሽ፣ንዘርእካ፣ዝሐልፍ፣ታሪክ፣እንዳ፣ሰራሕካ፣ኢካሞ፣አምላክ፣ምሳካ፣ይኩን፣አሜን፣
@euffrirt4982
@euffrirt4982 2 ай бұрын
መምህርይ❤❤❤❤
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi 2 ай бұрын
Tsegue ybizahilikum ahiwatey ❤❤❤
@user-en4zd4jr7y
@user-en4zd4jr7y 2 ай бұрын
ልክዕ. ኣለኪ. ሓፍትና. ነቲ. ሕማቅ. ንንቀፎ. ነቲ. ሰናይ. ንስዓቦ. ብሓቂ,, ነቶም. ኣሕዋትና. ግን. ልቦና. ይሃቦም
@berryfamily2846
@berryfamily2846 2 ай бұрын
ጎበዝ ብርክትየ ክትሽኩር ኮይንኪ ብዝተረፈ አምላክ ይሓግዙኩም
@Genet398
@Genet398 2 ай бұрын
ክቡር ሓውና ፍጣሪ ኣብ ዝከድካዮ ይሓልካ ማዓረይ እሽክ ኣይጋእኩም 😢
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 2 ай бұрын
Ajekia ze Haweye mearye naye seb Were ayetesimaia mearye tsegakia yebezahi
@wskn7283
@wskn7283 2 ай бұрын
ሰለ ኩሉ ነገር ክብሪ ንመድኃንዓለም❤
@lchirusom9612
@lchirusom9612 2 ай бұрын
ናይብሓቂ ለባምወዲ ካብሰብዘይኮነስ ካብእዝጋቢ ሄር ዕጽፊ ገሩ ክበካኢዪ
@hhh8698
@hhh8698 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@habenmehari4344
@habenmehari4344 2 ай бұрын
ኣጆካ ብከምዚ ኣይድዳሃል ሰይጣን ደኣ እንታይ ክሰርህ ኢልካዮ።ንአምላካ ሂዝካ ጥራይ ተጋአዝ ኑሱ ክረድኣካ ኢዩ።አምላክ ምሳካ ይኩን።
@sewitafewerki791
@sewitafewerki791 2 ай бұрын
Teawitlka,temerika ,bunet,❤❤❤
@yodittesfat2286
@yodittesfat2286 2 ай бұрын
Good. Job 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@znawuhagoss9176
@znawuhagoss9176 2 ай бұрын
ተባረኩ ❤❤❤❤
@smirhss4421
@smirhss4421 2 ай бұрын
መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርካ ❤❤❤❤
@user-or8qt2fc6d
@user-or8qt2fc6d 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Salm-wo6ko
@Salm-wo6ko 2 ай бұрын
❤❤❤
@ShewitHaile-xm6iq
@ShewitHaile-xm6iq 2 ай бұрын
tebareku
@user-xg3lt9ev9k
@user-xg3lt9ev9k 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-xz1ol1kp5t
@user-xz1ol1kp5t 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏
@ghyu9291
@ghyu9291 Ай бұрын
እሰይይይይይይይሰ
@user-lj6yg8xb2s
@user-lj6yg8xb2s Ай бұрын
❤❤❤❤
@ghhg1825
@ghhg1825 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@meberatasefa9657
@meberatasefa9657 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@albadralbadr1822
@albadralbadr1822 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi 2 ай бұрын
ኣትሙ ንመምህር ፀጋይ ብሕማቕ ሽሙ ተጥፍእዎ መጀመርያ ንባዕልኹሙ ኣነ መን እየ እልኹሙ ርእስኹሙ ሕተቱ ሕማቕ ዝሓስብ እግዚብሔር ኣምላክ ልቦና ይሃቦ ከም መምህር ፀጋይ ዝበሉ ዲማ እግዚብሔር ኣምላክ ዕዲሜይ ጥዕናይ ይሃበልና ፀግሸይ ለዋህ ሩሕሩሑ ሰብ ኣቦ ኹሉ እኻ ብሓቅ ፀግሸይ ንዓኻ ዝኾዉን ቃላት❤❤❤የብለይ መአንተ ናዓኻን ከማኻን እሉ ይትዓረቐና❤❤❤❤❤❤❤❤ ፀጋይ እግዚብሔር ኣምላክ ፀጋኻ ያብዘሐልኻ❤❤❤ ብዉላዲኻ ትሓጎስ❤❤❤❤ ነዉሕ ዕዲሜይ ጥዕናይ ይሃበካ እዞሞ ሕማቕ ዝሓሱቡ ከይትሰምዖሞ❤❤❤ ወዲነይ ሕሩዩ❤❤❤ ሰብ❤❤❤
@gedamtube
@gedamtube 2 ай бұрын
ፈጣሪ ኹሉ ንሰናይ ክገብሮ ደልዩ እዩ ሞ ኾይኑ ኸዓ
@tilahungebreslassie
@tilahungebreslassie 2 ай бұрын
እማንኪ ጓለይይይ
@selamgebrewahd7801
@selamgebrewahd7801 2 ай бұрын
ላይክ ንግበረሉpls ንእኡ ሓገዝ እዩ🙏
@Genet398
@Genet398 2 ай бұрын
መምህር ምስ ይቅርታ ናብ ፅበል ምውሳድ እውን ታሓባበርን ክቡር ሓወይ ግዘ ከይወሰዳ
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@genetkebede3379
@genetkebede3379 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@idhgydgc1654
@idhgydgc1654 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hiwet817
@hiwet817 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@albadralbadr5199
@albadralbadr5199 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@user-wt6sq7bd5i
@user-wt6sq7bd5i 2 ай бұрын
❤❤❤🎉
@adwsdas25
@adwsdas25 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏
@BrhaneMehari-lk6mc
@BrhaneMehari-lk6mc 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Giday-dz8wt
@Giday-dz8wt 2 ай бұрын
Memhr xegay 1 ,2 kufuat aysanun eyom aytgedeselom
@Trhas-qx7jk
@Trhas-qx7jk 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤💐💐💐
@n.g.7977
@n.g.7977 2 ай бұрын
Ka whabs mewahabi dekime keybelka tlak. Zeleka Amlak gulbetka yetsne.naatpm dma ntenan nhagosn ygberelom AMLAK
@luwamabraham3190
@luwamabraham3190 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@lchirusom9612
@lchirusom9612 2 ай бұрын
ናይሰብ ዘይምግዳስ ሕልና ዘንብሮ
@user-px1ux4ow5e
@user-px1ux4ow5e 2 ай бұрын
😍😘😘😘😘💚💚💚💚💚😘😘😍😍
@Mizan-tn6ch
@Mizan-tn6ch 2 ай бұрын
Ata bruk zerai kab hayli amlak tbebe seytan aybrtaenyumo ajoka er msakayu
@user-jh1it6yj4j
@user-jh1it6yj4j 2 ай бұрын
ኩሉ ዝዓደለካ ለዋህ ኢካ
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 ай бұрын
Egziabher Amlak edmen tienan yhabkum
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 2 ай бұрын
ሓው ጸጋይ ብዛዕባ አብ ሶሽያል ሚድያ ዝበጽሓካ ዘየድልይ ወቀሳ ኾነ ጸርፊ ዋጋ ከይሃብካ እቲ ካብ ልቡ ዝሕግዝን፣ እቶም ጽጉማት ሒዝካ ጀሚርካዮ ዘለኻ መንገዲ አጽኒዕኻ ሓዝ። ተብጽሓሎም ዘለኻ መልእኽቲ ንሓጺር እዋን ዋላካ ተኾነ ዘለዎም ጸገም ዝቀርፈሎም እዩ፣ እሞ በርትዕ እግዚአብሄር ምሳኻ ይኹን።
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@hayawe2767
@hayawe2767 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ahmadk4740
@ahmadk4740 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-yh1bp5io7w
@user-yh1bp5io7w 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fm9jr7ys1u
@user-fm9jr7ys1u 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Vcinlv23
@Vcinlv23 2 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@comceill6635
@comceill6635 2 ай бұрын
❤❤❤🙏
@user-qv7xk6ld2z
@user-qv7xk6ld2z 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@ChfhhfJcfjfhhf
@ChfhhfJcfjfhhf 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-vt8xp4up7e
@user-vt8xp4up7e 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hskf4344
@hskf4344 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 13 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 34 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 10 МЛН
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 15 МЛН
መዓር በጺሕዎን ወላዲትና  መዓር ይኩን ናብራኩም
24:20
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 26 М.
ዕልልል  ኢለናልና አደይ ኣብርሀት ገዝአን ተሓዲሱለን
30:08
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 29 М.
ዮአዳን (ክፍል 27)
29:12
ለዛ
Рет қаралды 148 М.
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 13 МЛН