🛑 ኣብ 13 ዓመታ መድፈርቲ | ስቓይ ብሰራዊት ሻዕብያ | ድሙቕ ሰሓቓ ተ/ጋ እየሩሳሌም ሃፍቶም

  Рет қаралды 89,257

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Күн бұрын

ንተጋዳሊት እየሩሳሌም ሃፍቶም ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0975557258 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
t.me/Gedli_plus
/ gedli.plu
/ gedli_plus

Пікірлер: 663
@Gedli_plus
@Gedli_plus 3 ай бұрын
ንተጋዳሊት እየሩሳሌም ሃፍቶም ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0975557258 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@AlemMichael-pg5md
@AlemMichael-pg5md 3 ай бұрын
😮...... ... B w AQ
@MobaeBrhane-xc7yg
@MobaeBrhane-xc7yg 2 ай бұрын
Telefon sdediley niay Eyerusalem Haftom akmey khigza eye ❤❤❤❤
@MobaeBrhane-xc7yg
@MobaeBrhane-xc7yg 2 ай бұрын
@@Gedli_plus Thank you My Sister I am from Eritrea Berged nihamedu I love tigray!!
@EriAdulis
@EriAdulis 2 ай бұрын
ክንልምነላ ደሊና ግዳ ዘይትብሉ ለመንቲ ፡ ጓል 27 ዓመት ትኣክልስ ጓል 13 ዓመት 😂😂😂😂፡ ንዓና ከተስሕቁ እንዲኹም ተፈጢርኩም ፡
@wegihutame542
@wegihutame542 2 ай бұрын
@@EriAdulisata hawey Neska deka welidkaya
@hgf6568
@hgf6568 2 ай бұрын
እየሩሳሌምይ ዛምቤተይ ጠንካራ ሓፍተይ አጀኪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንበደልኪ ናብ ፅብቅ ናብ እንጀራ ይግበሮ ጅግና ተጋዳሊት ጋል ትግራይ
@biniam5322
@biniam5322 3 ай бұрын
ንምንታይ ትግራዋይ ሓዋ ዓሚጽዋ እንኮሎ ሻዕብያ ትብሉ ኩሉ ትገብርዎ ሓሶት ጸለመን ምኻኑ ነጊርኩምና ንሳውን ክብረት የሃባ ሓቂ ዝተናቀረት
@eritrea6062
@eritrea6062 3 ай бұрын
Ezoom Hasad
@dana6577
@dana6577 3 ай бұрын
ተደንግጸካ ግን ሓሶት ግደፋ
@rezenayemane7293
@rezenayemane7293 2 ай бұрын
Kulu hasot eyu nato firhat ezgabiher zeybilom nhasot
@rakigaltigray
@rakigaltigray 2 ай бұрын
ደጊምካ ስመዐያ ኮላይ ሸዓብያ ቀጥቂጦም ደፊሮምኒ ዶ ትብላይ😢
@aumhayat7218
@aumhayat7218 2 ай бұрын
Aygermekan hasot ab tigray eya mesleni werida
@TesgaAngosom
@TesgaAngosom 2 ай бұрын
ጅግና ሰጋረይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣነስ ቃላት የብለይን❤❤❤❤
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 3 ай бұрын
ዋላ ሐዚ ብግቡእ ክቅፃዕ ኣለዎ ንመን ኣንቢዕ ሐዚ ክምርዖ ብሕጊ ይተሓተት😢😢
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 ай бұрын
ሰብ ዘይብለ ኾይነ ስብ አብ ዓድኻ እውን ድዮ አብ ስደት ጥራሕ ይመስለኒ ነይሩ ጅግና እኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ውላድኪ ፅባሕ ካሓሲኺ ክኸውን እዩ
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 3 ай бұрын
እዚ ወዲ.ብሕጊ ክሲ ተመስሪትሉ ክታሓዝ ኣለዎ ወይም ጉቡኡ ክረክብ ኣለዎ😢😢😢😢😢
@jfs1957
@jfs1957 3 ай бұрын
እወ ሓቂ ኣለኪ ብሕጊ ክሕተት ኣለዉ
@zufanbeshir4098
@zufanbeshir4098 3 ай бұрын
ብትኽክል ተኣሊሹ ብሕጊ ክተሓዝ ኣለዎ😢 ዋዕሮና እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ❤
@LiAa400
@LiAa400 3 ай бұрын
Tkikil wala hazi fthi ktrekb alewa waerona tezeykonu nkalot wun ayhadgin
@channel-in8uj
@channel-in8uj 2 ай бұрын
✅️ right
@HermelaHermela-k3k
@HermelaHermela-k3k 2 ай бұрын
አግዚአብሔር ምሕረት ያውርደልኸ ወላዋይ❤❤❤❤❤❤❤
@Mebratselemun
@Mebratselemun 3 ай бұрын
ብሓቂ ጓል ዝደፍርን ዘጋፍዕን ዘይዳግም ፍርዲ ክዋሃብ ኣለዎ ከሐመም ዛሓፍተይ ጅግና 💘💘💘💘💘👍👍👍👍👍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ደምርኒ ሜሪተይ🎉🎉
@ድንግልማርያመይዋሕስሂወተ
@ድንግልማርያመይዋሕስሂወተ 2 ай бұрын
እዚ ወዲ ብሕጊ ክትሓዝ ኣለወ😢 ኣጀኪ ሓፍትና ዉን❤❤🎉❤
@emabianalyst120
@emabianalyst120 2 ай бұрын
Beyzakum hastot awegdu. kab mergem kitwetsu hasot awegdu.
@twinshs8517
@twinshs8517 9 күн бұрын
ሽኮር ኢኪ😘😘😍
@fortune8949
@fortune8949 3 ай бұрын
ክንደይ ከ ትፅብቅ..😢😢😢ፍትህ ዝብሀል መአዝ እዩ ንርእይ😢😢አብትግራይ😢😢😢😢 ደቅ እንስትዩ ትግራይ ግን ከህዝና😢😢😢እግዚአብሄር ይብርትእኪ
@samuelb8089
@samuelb8089 3 ай бұрын
ነዚ ፕሮግራም ንምንታይ ናይ ሻእብያ ሺም ጽሕፍኩሙሉ እንታይ ርክብ ስለዘለዎ እዩ አምላክ እሞ ሓቁ እዩ ክከጻኣኩም ንዓኩም ,,ፌደራል ከይትብሉ ግን ብ ክሳድኩም ኢኹም ተታሒዝኩም
@yorusalemgebregzabhier2309
@yorusalemgebregzabhier2309 2 ай бұрын
እዋእ ሰብ ቀቲሉሲ ተመርዑ ሕጊ የለን ድዩ ይዋእ እዚ ክጻረ ኣለዎ ምክንያቱ ሰብ ቀቲሉ ስቅ ድዩ ዝብል እቲ ህዝቢ ከ ናታ ምዕማጽ ውን ኣሎ 😢😢😢
@netsimedia7648
@netsimedia7648 2 ай бұрын
Bravo Gedli plus ❤❤❤❤❤❤
@FiliMusse2014
@FiliMusse2014 2 ай бұрын
ሓብተይ ሓብተይ ኣነስ ከብደይ በሊዓትኒ😢
@edenadigrat
@edenadigrat 2 ай бұрын
ትግረይ ዓዲ ሕጊ ከአ ይበሃል ሐሰውቲ እዚ ዝገበረ ከአ አናተመረዓወሰ
@merysaleh461
@merysaleh461 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@idhgydgc1654
@idhgydgc1654 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏👏👏👏
@MerkebTewelde-p9x
@MerkebTewelde-p9x 2 ай бұрын
Zeythafra ertirawyan kemu bahri yeblnan medenagerit ab mdfar aytbetshan tigray nifelto ena akndi hazina nihgzekum bihasotkum adkimkumna gud hatiyat frhu pls men kibehal eyu abo eti kola bohasot abo aytesnwom kolu😢😢😢
@akileakile3263
@akileakile3263 3 ай бұрын
ክክክክክ ሻዕብያ ደኣ ፎብያ ጌርልኩም እንድዩ ቆማላት መነዴኽን እዩ ዝደፍረክን ንዓኽን ኣብኡ ተብጽሓ ዓሌት ዘይኮንክን።ደሓር ድርሰት ዘይትቕይሩ ድሙ ሕብረተሰብ። ድሙ እያ ደቃ ተበልዕ ደቆም ዝበልዑ ፉንፉናት ሕብረተሰብ ገና እዚ ኩዳ እዩ ስምራ ኣለኩም ብሕጂ።
@Mlash-p9i
@Mlash-p9i 3 ай бұрын
ኣጆኺ ጀግና ዋዕሮ እኳዕ ብሂውት ተረፍኺ ❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ🎉❤❤
@zemuymeharizemuy3871
@zemuymeharizemuy3871 3 ай бұрын
Fqri nirna tbulna s hji dea men u tekalu gerkum Kem demamu tbaleu twelu zelekum
@ahmedibrahimli3297
@ahmedibrahimli3297 2 ай бұрын
ንስኺ ነብስኺ ከይተጥፍኢ ንስኺ ጀግና ኢኺ።ንሱ እዮ ነብሱ ከጥፍ ዘለዎ።ነብሲ አጥፊኡ ጋል ሰብ ደፊሩ አይሀፍርን እዚ ዉርደተኛ።
@Haftay-s6j
@Haftay-s6j 2 ай бұрын
አጆኺ ዝሐፍተይ ኩሉ ሓላፋይ እዩ ፀገም ።
@hilawehilawe6757
@hilawehilawe6757 3 ай бұрын
የሕዝን ዩ።። ግን ዘይትኣምነሉ ኩነታት ኣሎ ኣብ ኣከያይድኡ እቲ ሓተታ ። በቱይ በለ በቱይ ሓፍትና ኣብ ሽግር ስለ ዘላ ንከኣሎ ንግበር
@okubamariamkfle5574
@okubamariamkfle5574 2 ай бұрын
ኣርእስቲ ብሰራዊት ሻዓብያ መልሲ ብወዲዓዳ ተዓሚጻ ሸቐጥ ግደፉ ንሓፍትና ግን ፍትሒ ትርከብ
@AaWw-y2w
@AaWw-y2w 2 ай бұрын
ኣይዞክ
@EliasTafla
@EliasTafla Ай бұрын
Mejemra Selam kexle dema srawit shebya entay geru donakur ekum gen
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 3 ай бұрын
ማዓረይ❤❤❤
@mefbr07
@mefbr07 2 ай бұрын
እታ ሓፍትና ጅግና እያ ነኽብራ ብዝበፅሓ ምድፋር ኸዓ ንሓዝን. ስለቲ ጅግንነታን ዝበፅሓ ጉድኣትን ሓልዮተይን ኣኽብሮተይን ክገልፀላ ይፎቱ . ግን ሓቂ ንምዝራብ ኣብቲ መድፈርታን ድሕሪ ምድፋራ ዘሎ ኵነታትን እቲ ኩሉ እትዛረቦ ኣየእምንን. ብዘይትደልዮ ሰብ ተደፊርካ ክንድዚ ዕንክሊል ምባል ኣየድልን
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 2 ай бұрын
ኣብ ገድሊ ፕላስ፡ ሓሓሊፈ ቃለመሕትታት ይከታተል ኢየ። ሞራል ጅግንነት፡ ጽሮት፡ የስተማቕረሉ ኔረ። ከምዛ ቪድዮ እዚኣ ጌራ ዘጉሃየትኒ ግን የለን። እሞ ከኣ ናይ መወዳእታ ጅግና ቆልዓ። ኣዝዩ ብዙሕ ሽግራት ጸይራ ትጎዓዝ ጓል። እረ በጃኹም ሒዝኩም፡ በፍንጭኡ ኣብ ቅድሚኣ ኣምበርክኽዎ፡ ካሕሳ ልቢ ይኽሓሳ።
@m.g5367
@m.g5367 2 ай бұрын
Unqa beli tefe enber shemagles mes zamski kemrwki hasibum mes kuslki ketnbri eway ezum adnas ab gal zelewum araeya😭😭
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 ай бұрын
Egziabher. Kefared. Eyu. Ahwatey. Uaye und ✝️😢🙏😢🙏🌿❤️
@LiAa400
@LiAa400 3 ай бұрын
Baelna wun kinhgza alena fthi ktrekib alewa za jigna
@abrhamgoitom8525
@abrhamgoitom8525 3 ай бұрын
Mkrti alem eway habo hagzwa atum tegaru nakum ktbl eya ezi kulu bexihwa zelo from Eri
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 3 ай бұрын
Edmen tianan yhabki Fetari ajoki wearona enqoa bhiwet terfki
@fikerfiker7922
@fikerfiker7922 2 ай бұрын
ሻዓብያ ሸዓብያ አይትበሉ ከምዚ ዝገብር የብልናን ሐሰዉቲ ፎእ ገፅኩም ትርሐቅ
@ahmedibrahimli3297
@ahmedibrahimli3297 2 ай бұрын
ባዓለገ እዮ ንሱ ንስኺ ዋዕሮ ኢኺ ወታደር እንድኺ ግባሩ ዘይትብልዮ።
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 3 ай бұрын
Ajoki zhaftey egziabher mhret yewrdelki.enber n tigraysi lili xela xelati koynemo zelewo atom nata eyom.bejakum kab nay dege xela nay wishti xela gedidu.
@romadimered3771
@romadimered3771 2 ай бұрын
ዛምበይተይ ልበይ ነኺአትኒ 😢
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 2 ай бұрын
ኤርትራዊ ደዊሉ ናናዘዛስ ኣይትሓቶንዶ እዝያስ ንገርየን ኣብ መጨረሻ ኤርትራዊ ደዊሉ የናዝዘን ኣሎ
@LuwamHabtemariam-xn8cn
@LuwamHabtemariam-xn8cn 3 ай бұрын
Hgi gn yelen ab tigray thti edme kola defiru akuu ketilus bselam yzawer alo btaemi ygerm
@Hayat-g5b
@Hayat-g5b 3 ай бұрын
ብሕጊ ክጥየቅ ይግባእ እንተ ንስኺ ግን ፀገም ዘይብድሃ ዋዕሮ ጅግና ኢኺ ወድኺ ካኣ ከሐጉሰኪ እዩ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉🎉
@Hayat-g5b
@Hayat-g5b 2 ай бұрын
@@AbushEtanbetL-veme እንታይ በልኪ
@BENJATUBE99
@BENJATUBE99 3 ай бұрын
tsbktey❤
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅንዕቲ እምነትኪ ዓቢይ እዩ ፀበል ሰተይ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 3 ай бұрын
_የኔ ጅግና ሙሉእቲ ሰበይቲ ቃላት የብለይ ዛምበይተይ ኣጆኺ ጥራሕ_
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉
@Dasna_tube
@Dasna_tube 2 ай бұрын
ወይለከ ገበነኛ ክንሱ ዋላሀንቲ ከምዘይገበረ ሂወቱ ክመርህ እሞ ክዐ ክምርኦ የሕዝን 🥹ሕጂዉን ናብ ሕጊ ንክቀርብ ክትሕገዝ አለዋ
@fishaleniguse6359
@fishaleniguse6359 2 ай бұрын
ኣበይት ሓሶት ንዓና ከዛናግዑ ዝተፈጠሩ ህዝቢ 😂😂 መንደላይ ኮሎ ንኣዲስ ብምሕሳብኩም ተሕፍሩ አኩም
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 3 ай бұрын
መዓረይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ዋዕሮና ኣጆኪ ሰብ ዘየብለይ ኣይትበሊ ናይ ጓል ፀገም ብዝሕ እዩ ኣጆኪ ፅንዕቲ ኢኪ 🙏🥰🥰💪
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 2 ай бұрын
እፍፍፍፍ❤❤😢😢
@Kalkihabeshawit
@Kalkihabeshawit 3 ай бұрын
በትክቶክ ላይ ፖሰቱቱ መረዳት አለባት እደተረዳሁት ለህዝብ በላ ነው እድህ የሆነች ደሞ ስታምር የወርድን ትመስላለች የሆነገርዋ😍😍😍
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉🎉
@nisri1567
@nisri1567 2 ай бұрын
ጓል 13 ፍሉይ ጅግንነት ዝሰርሐት ክትብሊ እንከሎኺስ፡ አረ በጃኻትኩም ዓበይትኹም ናእሽቱኹም ዘይጭበጥ ክትዝስረቡ እንከለኹም ቁሩብ ሰብ ክዕዘበና'ዩ በሉ።
@Balla291
@Balla291 3 ай бұрын
Viva shabya 🇪🇷🇪🇷👑👑🇪🇷🇪🇷
@MamMule
@MamMule 3 ай бұрын
Wedi za bushti😮
@Balla291
@Balla291 3 ай бұрын
@@MamMule wedi gahba kede yehwatka adhen ab godena be yehwatka yektla alwa junta wahed
@jhonocbay693
@jhonocbay693 3 ай бұрын
​@@MamMulekondaf ogame komal hasad gorbet 🐀🐀
@TibletsGegziabher
@TibletsGegziabher 2 ай бұрын
Ere bezaka haki aymesilin b corona elks lele fetena 10 welide gele gidefu eba aytsawetulna
@TeweldeFisehaye
@TeweldeFisehaye 2 ай бұрын
ኣነ እኮ ናይትግራይ ሕጊ እዩ ዝገርመኒ ንዚ ምኳን ስእኖም ሞት ናይዚ ወዲ የሰመዓና
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሰብ ወይ ገንዘብ ተዘይ ይብልካ ቦዶ ኢካ ትከውን😢😢
@awetandom4859
@awetandom4859 2 ай бұрын
Ja
@RusomKasate-zn8xl
@RusomKasate-zn8xl 3 ай бұрын
ተጋሩ ጸላእትኩም ኣብ ውሽጥኩም ኢዩም ዘሎዉ ካልእ ጸላኢ የብልኩምን
@ForGgat
@ForGgat 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጀግና ሓፋተይ ዕደመን ጢዕናን ይሃብኪ ነዚ ዝወለደልኪ ወዲ ግን አቲ ዝዓበየ ፀገም ንውላድ ምንም ነገር እንተዘይ ገይሩ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ንሲ እግን ጀግና ጓል ህዝቢ ብሂወት ምህላውኪ እቲ ዝዓበየ ፀገ እዩ እዚ ወዲ እግን እታ ጋዜጠኛ ከተቅርበላ ንደሊ በሕጊ ደማ ክሕተት ኣለዎ ብጣዕሚ ጀግና ኢክ ኣዶ ትግራይ ወሊደ ትበል😢❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉
@fitsumtesfay6344
@fitsumtesfay6344 3 ай бұрын
ታይ ሕጊ ኢዩ ዘሎ ዋ ዝወዲ ጋል ሰብ ኣባላሽዩ ብሰላም ክነብር የቡሉን ሐዚ እውን ግቡኡ ክረክብ ኣለዎ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉🎉
@wedigirmay3710
@wedigirmay3710 3 ай бұрын
እዞም ረስሓት ሓሰውቲ ሕብረተሰብ ባዕሎም ሰረቅቲ ባዕሎም ዓመጽቲ ባዕሎም ቀተልቲ ሰራዊት ኤረትራ ክንዲ ዝሓገዞም ዘብለዖም ንሰራዊት ኤርትራ ከጸልሙ ይውዕሉ ኔሮም ትግራዋይ ጠላም ሽሕ ግዜ ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ😂😂😂
@muler_mulie4731
@muler_mulie4731 2 ай бұрын
Atum tegaru aytekenshebkumn dikum? Wala ab gize kunat, timet, drqi, anbeta....wezete kem akalib dikum tihakurwen nedetatkumn yehwatkumn? Anta kemey zibelkum ekum agame? Wey mergem tekalit alet, himaq gorebabtiba rekibna? Anta niakum men yidelyekum funfunat.
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ 3 ай бұрын
እዞም ሰብ ክልተ እግሪ አራዊት ሻዕብያ ዘይገበርዎ ጉድ የለን።ናይዚኦም ዘርኢ ዘለዎ ትግራዋይ'ውን ካብ መሬት ትግራይ ተፀራሪጉ ክወፅእ ይግባእ።ተሓፂቦም ዘይፀርዩ ሽንፍላ ሸኽሚ ዓለም ስለዝኾኑ እንኳን ዝምድንኦም ናይ ዘር ማንዘሮም ጉርብትናውን አየድልን።አሕዋትና ትብል ቀልዲ ትትረፍ!ምስ ደም ፀላኢኻ ፍርዲ እምበር ሕውነት ዝበሃል ነገር የለን።
@BelayGmedhine
@BelayGmedhine 3 ай бұрын
ዝቀተለን ዝደፈረን ክርሽኑ አለዎም
@alganeshhabte7432
@alganeshhabte7432 2 ай бұрын
Kidi hasawit
@wedishire2620
@wedishire2620 3 ай бұрын
በቃ አኪልኩም ደደባት ደቃሉ ህወሀት ሺአቢያ ከይበልኩም አይትሓልፉይ ደቃሉ ሻኢብያ ስነ ምግባር ልተማህረ ዮ አንታ ድቃላ ገድሊ ፕሉስ ገደል ተምቤን የእትወካ ሓሳዊ
@AmanGere-pm5hs
@AmanGere-pm5hs 3 ай бұрын
ሚድያ ፓልስ ሔዝውን ይከአልዩ ንስኹም ንሕጊ አማኽሩላ።
@getachewteferi
@getachewteferi 2 ай бұрын
ከምዙይ ዝበለ ሰብ ክስታዩ ክቁረጽ ወይ ከም ብዕራይ ክቅጥቀጥ አዩ ዝግባኦ
@peaceandLove-r2k
@peaceandLove-r2k 2 ай бұрын
subscribe ኢለ ኣለኩ
@genetgebre480
@genetgebre480 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@selamawitweldenseaweldemar4829
@selamawitweldenseaweldemar4829 3 ай бұрын
እዚ ጸለመ ኣብ ልዕሊ ኤሬትራዊ መጀመአታ ኣቃሩጹ!! ቀጺለ ግን እዚ ወዲ ብሓይሊ ንሓንቲ ጋል ምስ ደፈረ--ኣክንዲ ኣብ ሕጊ ምስውሳድ--ሽማገለ ገርካ ንቡር ግበረላብዝባሃል ባህሊ ክጠፍእ ኣለዎ!! ከምኢሎም መጺኦም ምስሕጋ ኣይጸንሐትንን ኢሎም ኣብ ልዕሊ ግፍዕኦምን ዓመጾምን ተመሊሶም ምስሕጋ ኣይጸንሐትን ኢሎም ከሕሱሩካ ኣብ ገዛእ ሃገርካን ኣብ መንጎ ስድራኻ የሕዝን ኢዩ።መግስቲ ነዚ ብተሪር ይሓዞ ንመሰልክን ኡይ በላ ምስ ወለድኽን ጛቢርክን
@AdayHiwet
@AdayHiwet 2 ай бұрын
ኣነ ውን እቲ ዝገርመኒ እተን ብኤርትራውያን ተደፊርና ዝብላ፡ ዝወለዳ የለዋን ድየን ፡ እቶም ቖልዑ ዝተወለዱ ኤርትራውያን ኣበይ ኣለው?
@dh4343
@dh4343 2 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ደቂ ኣንስትዮ ብሓደ ሰብኣይ 50 ትደፊረን፡ ሓደ ሰብኣይ ንደቁ ደፊሩ ታሓንቲ ካብ ኣቦኣ ወሊዳ ናይ HIB ኮይና ግን ከኣ ኣብ ሕጊ ኣይቀረቡን ዝብሃል ኣብ መድያ ብቃልን ብጽሑፍን ወጺኡ ስለ ዝነበረ፡ ዛሓፍትና ተደፊራ ኣብ ሕጊ ኣይቀረበን ክብሃል ንሰምዕ ስለ ዝነበርና፡ ሕጂ'ውን ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ይድፈራ'ለዋ ስለ ዝብሃል ኣይገርምን እዩ። ትዝገርም ግን እዩ ዝኣብ 13 ዓመታ ብሰራዊት ሻዕብያ ዝተደፍረት ተባሂሉ ንምታይ እዩ፡ ዝኹሉ ጸለመ?
@Hntsa12
@Hntsa12 3 ай бұрын
ጓል ዝቀተለን ዝዓመጸን ክርሸን ነይርዎ ሰላም ምረከባ እዘን ሓላላት ኣሕዋትና
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ደምርኒ ብሸም ዋዕሮና❤
@hfjgfu-f5n
@hfjgfu-f5n 2 ай бұрын
@andayaman4097
@andayaman4097 2 ай бұрын
ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ (ክልል ትግራይ) ዝነበረ ተጋሩ ሓሰዉቲዮም ኢሉ ኣብ ዓለም ከቃልሓኩም ብርግጽ ሓቁዩ ሓሰዉቲ ኢኹም።
@habentesfay5951
@habentesfay5951 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ልቢ ልሰብር 😢💔 ሕዚ ዙ ጉዳይ እዚ ከምብሓዱሽ ተታሒዙ ናብ ሕጊ ክቐርብ እኒኤዎ . ድልየት ተሃልይዋ ናብ ሕጊ ክቐርብ እንኤዋ ✊ ዋይ 😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 3 ай бұрын
ደምርኒ ብሸም ዋዕሮና❤
@edumt2039
@edumt2039 2 ай бұрын
Ab tigray do higi alo eu? Kindey awalid teamitsen teketilen zelewa nen tezaribulen ezia gida bihiweta al . Nezen zikitela zelewa dimtsie kunuwen.
@weghtiweghi9706
@weghtiweghi9706 2 ай бұрын
ኣጆኪ እዮርሳሌም ሓፍትና ናይ ኣምላክ ኣቢ ጸጋ እግዚኣብሄር የብዝሓልኪ ኣጆኪ እግዚኣብሄር በላሕ ኢኪ
@MusieWediAsmera
@MusieWediAsmera 2 ай бұрын
እዚ ትብሎ ዘላ ድርሰት ዲዮ ወይስ ሓቂ ስለምንታ ኣብዚ ጉድይ ንሻዕቢያ እንታይ ይምልከቶም ሻዕቢያ ጋል 13 ዓምት ዓሚጾም ትብሉ ደቂ ትግራይ ሰላሙ ሃብዎ ንሰራዊት ሻዕቢያ ኣብ ኮምኡ የለን ይ ኣ ክ ል
@hgf6568
@hgf6568 2 ай бұрын
ንተጋዳልቲ አሕዋትና አብ ጎነም ንኩን ተጋሩዋይ🤲🤲🤲
@rahwara2651
@rahwara2651 2 ай бұрын
❤❤❤ እግዚኣብሄር ሙሉእ ጥዕናኺ ይሃብኪ ጅግና ጋል ጅግና ኣዮኹ
@hannahaile5669
@hannahaile5669 2 ай бұрын
ብሕዋትክን ትድፈራን ትቅተላን ነውራማት መሀዝቲ ከፍእ ሻዕብያ ብዕንጨይቲ አይትንክፉክን
@MhretHadush-vu8on
@MhretHadush-vu8on 2 ай бұрын
Ezi eka kdmi wuge mftaru eyu . Nay hgdrf Ema zereba yebuln
@HaileTesfai
@HaileTesfai 3 ай бұрын
Ezi seb ab Eritrea tezkown neti thti edme Amex tray 15 amet eyu zefrdo.kemeu sle zekone Amex yelen darga ente agatimu Kea teqadadimom eta 15 amet maeserti sle zferhwa kmrawa elom eyom zmrawiwa. Dhar Kea dngl txnah aytxnah Amex Amex eyu ab hgi Eritrea. Tegaru deqkum ahfatkumn ketewhsu tedelikum kebideqxaeti Wes lom namexti. Haftey Kea eti snklna bebqrub kmeblelki eyu. edlki Kea giena eyu. Xbqti eki bhadarki gerki selam qsanetn zelewo bhiwet ketehlfi tmnitey eyu❤❤❤❤❤❤❤❤❤kab Eritrawi haftki
@abelkidane6968
@abelkidane6968 3 ай бұрын
Ab tigray ETOMM, family,NAY,gal ,,,kahsaaa, EYOMM,zedaleuu, ,,Ganzabb,,,mara,EU,zahmemonn
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 2 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣 terf asa haswiti 32 amet abe Sawa zedfra zelwo ahawtka zedfra zelwa neaen tezarb we know everything 😂😂😂😂
@HaileTesfai
@HaileTesfai 2 ай бұрын
@@meazabeyene8485 oy gohaf mechem ezi kulu weyane tblekum propaganda haqi eyu zmeslekum. Ab Sawa da men kqerbeka ane dye neyre Sawa nska. Eske hanti amxe Sawa teamixe tbl. Ahwatka gn ngho ngho teamixe blachi mehseri Chama yhneqa alewa. Zeygeberti gbri. Kulu kem Sawa tezkown Mo deqenstyo alem meselen meragagexa
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 2 ай бұрын
@HaileTesfai gahafu hamsin sheabya abe Eritrea zekweme ember geben zesrhe 15 30 amet ayeseran eu only zetkweme atum denkro animal Sawa we know what is hell Eritrea 🇪🇷 🤣🤣🤣 u can't camper with tigray
@gsgs5577
@gsgs5577 3 ай бұрын
እዚ ወዲ ክታሓዝ ኣለዎ😢
@filmagere-z4j
@filmagere-z4j 2 ай бұрын
ትኽክል
@hageresebtv9493
@hageresebtv9493 2 ай бұрын
ነዚ ኩሉ ተጻዊርኪ ሲ ኣምላኽ ምሕረቱ ይኣዝዘልኪ
@Stavabay1
@Stavabay1 3 ай бұрын
እዚ ናይ ትግራይ ጉዳይ እኮ ብልሓቱ ጠፊእና ጓል 13 ዓመት ዝደፈረ ኣኩኡ ዝቐተለ ከመይ ኢሉ እዩ ናብ መርዓ በፂሑ?
@fortune8949
@fortune8949 3 ай бұрын
????
@danetdanet3069
@danetdanet3069 3 ай бұрын
ንሱ እዩ ዚገሪመን ዘሎ ኣቲገደደስ ናይ ኣኩኡ ነብሲ ከመይ እሉ ዘይተፈረዶ
@shewitsgem8495
@shewitsgem8495 3 ай бұрын
Endi gerimni alo
@filmagere-z4j
@filmagere-z4j 2 ай бұрын
በቃ ታይ እማ ገድሽዎ
@da8387
@da8387 2 ай бұрын
ኣታ ሕጊ የለን ድዩ❓️❓️ ዋይ ጓለይ ልዕሊ ዓቕምኺ መከራ ረኺብኪ❗️ ኣጆኣኪ ሞራልኪ ሓፍ ኣብሊ ምኽንያቱ ጽባሕ ካልእ መዓልቲ'ያ🙏
@fdg761
@fdg761 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት ያውርደልኺ ወለላዋይ ❤❤❤❤❤
@GereziherGebreyewgans
@GereziherGebreyewgans Ай бұрын
ኣነ ዝገረመኒ እቲ ውላዳ ታይ ዓይነት ኣመለኻኽታ ክፈጥር ይኸውን ❤❤❤
@Girmay2023
@Girmay2023 2 ай бұрын
ኣጆኺ ክብርቲ ሓፍቲ ኩሉ ዝብድል ቀሲኑ ኣይሓድርን እስኺ ግን ብጣዕሚ ጠንካራ ዋዕሮ ኢኺ ተስፋ ይገብር ብ ሰብ ሓይሊ ዘይኮነ ብ ፈጣሪ ድሒንኪ ክሪኤኪ እየርስ ሓፍተይ🙏
@zerukeshi9936
@zerukeshi9936 2 ай бұрын
ዝኸበደ ገበን ፈጺምካ ብነጻ ትነብረላ ክልል። ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ዓሚጽካን ሰብ ቀቲልካን ብዘይ ተሓታትነት ክትነብር ዝገርም እዩ። ምጭውቲ ሓው ወይ ኣቦ ዘይኮንኪ ስኢንኪ ፍትሒ ከምጽኡ ዘይክእሉ ጓሓላሉ መራሕቲ ስለ ዘለውኺ ኢኺ።
@abdumahammed3903
@abdumahammed3903 3 ай бұрын
እቲ ኣርእስትን እቲ ተዘንትዎ ዘላ ዛንታን በበይኑ። ወይ ጽልኢ ምንዛሕ ኢዩ
@catholicold2722
@catholicold2722 2 ай бұрын
Ab kebdom endyu atyu shabya king kexlmu yom hik zblu zelewa
@kibromzeru671
@kibromzeru671 3 ай бұрын
ሻዕቢያ ሻዕቢያ ዝብል ምስማር ኣብ ሓንጎልኡም ሰሚሩልኩምዩ።
@barcoteabenet1511
@barcoteabenet1511 2 ай бұрын
ቲዲኤፍን የምትወዱ የሚመች ሃገርና ሁኔታ ያላቹህ ዲያስፖራ እስፖንሰር ሆናቹህ አሳክሟት እችን የመሰለች ቆንጆ ወጣት ካለ ምንም ሜካፕ ውበቷ ፊቷ ላይ ይታያል
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 2 ай бұрын
Aye tegraway meheseri tarko meheseri hzibo neskis mis sheabya tegrway kem temen tekekito kemote zeble Eritreawi sheabya ne tigray ketwerdi mealtime lemnti reshe emo yele dispora ashsho akonane ena sheabya yahagoziki
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 3 ай бұрын
ኣንቲ ሓታቲት ታይ ኮአንኪ ዓ ብርኪ? ሰጋር ማለት ከያዲት ዘይትሕከ ሓያል ማለት ዩ.
@WhyHowWhen-k6d
@WhyHowWhen-k6d 2 ай бұрын
ኣበይ ኣለኩም ተጋሩ ንሃገር ክትብል ብዙሕ መከራ ወሪድዋስ ፣ ዋላ ንወዳ ኣይትሕግዝዋን።
@teswedi4033
@teswedi4033 2 ай бұрын
ይቅሬታ ተጋሩ ንሕዋቶም ሓርዶም ዝበልዑ እዮም ሚሽ ክሕግዙ
@abrhah.4559
@abrhah.4559 2 ай бұрын
ብጣዕሚ መሕዘኒ እዩ። ንስኺ ኣንቲ መዳለዊት እዚ መደብ ምስ ሰብ ሞያ ሕጊ ክተርኽብያ ኣለኪ። ፍትሒ ንኽትረክብ ክንሕግዛ ይግባእ።
@solomonkalab8389
@solomonkalab8389 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝሐዚን ።እዛ ጓል ዓመጽ አብ ልዕሊአ ተፈጺሙ ከይአኽላ ፡ ወታሃደር ክንሳ ባዶነት ተሰሚዕዋ ስነ አእምራዊ በሰላ እዩ ገዲፍላ።እቲ ካብ ኩሉ ዝዝገደደ ስብአዊ ክብራ ምስ ወለዳ ምስ ወዳ ወሪድዋ ነዛ ቆልዓ ቅድም ፍትሒ ርኸቡላ። ጅኖሳይድ " ጅኖሳይድ እልካ አብ ልዕሊ ሰራዊት ሻዕብያ ጽንተት ከም ዝፈጸመ ጌርካ ንውሪምና ምዝራብ ናይዛ ቆልዓ አተግብሪላ። እዛ ቆልዓ ብመጠን ዝወረዳ ፡ ሐቦኛ ጽንዕቲ እያ።
@zemuymeharizemuy3871
@zemuymeharizemuy3871 3 ай бұрын
Gorebitna eza hasot endo gdefwa nteareq
@yoditabraham2576
@yoditabraham2576 2 ай бұрын
Wey serawit shabiya kab gorebietkum tsegru ab wshitkum zelo tezararibkum gda zeytfethu btaemi ekum tgermuni shabiya texhifkumulu diu zreayelkum koynu😢😢😢
@jesusismypover4939
@jesusismypover4939 2 ай бұрын
Wa ሓቂ ድዩ መሲልካ/ኪ እዞም ሻዕብያ እንተዘዮ በሉ you አይራአየለሙን እዩ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 3 ай бұрын
ደቂ ኣነስትዮ ተወዲብክን ክትሕግዛኣ ይግባእ ንሕና እውን ኣብ ጎንኽን ኣለና ተስፋ ቀሪ ፃ እያ ዝኒሃ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 2 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉
Please Help This Poor Boy 🙏
00:40
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 19 МЛН
ПРИКОЛЫ НАД БРАТОМ #shorts
00:23
Паша Осадчий
Рет қаралды 6 МЛН
Пришёл к другу на ночёвку 😂
01:00
Cadrol&Fatich
Рет қаралды 11 МЛН
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 80 М.
25 ዓመት ኣብ ቤት ህንፀት - ቀዛሕታ
36:37
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 110 М.
Please Help This Poor Boy 🙏
00:40
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 19 МЛН