Gere emun ኩሎም ኣመራርሓ ሕወሓት ዝተረኸብሉ ገሬ እሙን ኣብ መድረኽ ዘቕረብሮ ብሉፅ ስራሕ

  Рет қаралды 39,076

Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት

Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት

3 күн бұрын

Пікірлер: 66
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 2 күн бұрын
❤❤❤ቻይናዊ ናብ ትግራይ እና አተወ ካናዳዊ ናብ ትግራይ እና አተወስ በጃኹ ተጋሩ መንእሰያት ነዛ ኩለንትናኹም ዝሃብኩማ ትግራይ ሓዲግኩም ናብ ስደት አይተምርሑ!! ንዓና ንኤርትራውያን እካስ አይጠቀመናን❤❤❤ ካባና ተምሃሩ
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምርን😍
@Hanj9581
@Hanj9581 2 күн бұрын
ንፉዕ ትክክል
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Күн бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓዉና ዓድኻ ጥዑም
@ggmm2340
@ggmm2340 Күн бұрын
መጺኦም ድማ ወርቂ ሒዞም ይኸዱ አለዉ።
@samsamsun367
@samsamsun367 2 күн бұрын
ትግራይ ሉአላዊነት አረጋግፀ ካንምስግነኩም
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምርን😍
@samsamsun367
@samsamsun367 2 күн бұрын
ትግራይ ብቅልፅማ ዘምፀእቶ ክትምንጠል አይፈቅድን ብሽምግልና ናብ ፀለምቲ ካአትው ማለት እንታይ እዩ ስቁ ኢልኩም ትርኡ ተጋሩ ምእራብ ትግራይ ክትአትው ዝፈቅደልኩም አምሀራይ ድዩ ናይ ምንታይ ሽማግሌ እዩ😢😢😢😢😢😢😢
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv Күн бұрын
ትኽክል።
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
ተፈጥሮ፡- ህጻን ይውለድ፣ ኣበይን ካብ መንን ንዕዑ ነቲ ዝውለድ ምርጫ ዝሓተተ ኣይኮነን። - ካብ ምሕዛል ክሳብ ምጉያይ በቲ ዘለዎ ከባቢ ተሓጊዙ ይዓቢ። - ምስ ምዕባይ ብዕድመ ሕጂውን ተፈጥሮ ዝፈጥሮ ተፈጥሮ ብዘይ ናቱ ምርጫ ናይ ስጋ ፍትወት ኣብኡ ይፍጠሮ። - ነዚ ተፈጥሮ ዝፈጠሮ ተፈጥሮ ናይ ስጋ ፍትወት ዕንክሊል ንምትግባር ካብ ወለዲ፣ ቤተሰብ፣ ዓዲ፣ መንግስቲ በብጽሒቶም ብዝዋጽእዎ ሓላፍነት ዓቓብ ዓዲ ይዕቐብ እብል። - ነዚ ተልእኾ እዩ እውን ኩሉ ወላዲ፣ ቤተሰብ፣ ዓዲ፣ መንግስቲ ዝነብር እየ ዝብል። - በዚ ናይ ተፈጥሮ ናይ ስጋ ፍትወት ኣተሓሕዛ ዓዲ ናይ ምህላውን ዘይምህላውን ግደ ኣለዋ ይብል።
@TesfayeBerhe-l7m
@TesfayeBerhe-l7m 2 сағат бұрын
ልዕሊ ኩሉ ሉኣላዊት ትግራይ ምርግጋፅ ሙዃኑ ተረዲእና ሓድነትና ነጠናኽር።
@samsamsun367
@samsamsun367 2 күн бұрын
ጌታቸ ህዋሀት ፀረ ህዝቢ ትግራይ አምሀሩ ከይወፀኡ አብ ገዛእ አዶም ተመዛበልቲ ክአትው ዝፈቅዱ አምሀሩ ድዬም
@wediweyinking
@wediweyinking 2 күн бұрын
ናብ ምዕራብ ትግራይ ዝምለሱ ዘለዉ ተፈናቀልቲ ጠመተ ይገበረሎም ዕጡቃት ኣምሓሩ ኣብ ወልቃይት ሑመራ እንዳሃለው ህዝብና ከመይ ጌሩ እዩ ብሰላም ክነብር
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምርን😍
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
ኣነ ከም ርዲኢተይ መንበሪ ገዛ (ዓቢ ይብል የለኹን፡ ልዕሊ ዓቕሚ ዝኾነ ይብል የለኹን) ንሓደ ዓቕሚ ኣዳም ዝበጽሔ ዝውሃቦ እዩ፣ ንሱ ባዕሉ ዘጥርዮ ኣይኮነን፣ ናይ ስጋ ፍትወት፡ ሕደረኒ፡ ጽናሕ፡ ትብሎ ኣይኮነን ብናይ ተፈጥሮ ሕጊ ዝግዛእ እዩ። እንተዘይኮይኑ ከምዚ ሕጂ ንርእዮ ዘለና ነፍሲ ወከፍ ዓቕሚ ኣዳም ዝበጽሔ ቃልሲ ኣብ ዝህልወሉ ግዜ ንበረኻ፣ ሰላም ኣብ ዝኾነሉ ግዜ ዓዱ ገዲፉ ንስደት እዩ። ሰላም ንኹሉ
@zamzammohammed9789
@zamzammohammed9789 12 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ህበሩ ሰስኑ
@user-tz3fm6zk5f
@user-tz3fm6zk5f Күн бұрын
ተጋሩዋይ ፁሩያት❤❤❤
@user-wr5ym5qt3x
@user-wr5ym5qt3x Күн бұрын
❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉🎉🎉
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
ነዚ ናይ ዘመን ዘምጽኦ ናይ ኣነባብራ ስግግር፡ ን ውሬዛ/ጎበዝ/በጽሒ መረበቱ ሓዲጉ ምንቅስቃስ፡ ውድባት ጀብሃ፡ ሻዕብያ፡ ሕውሓት ከም ዓቅሚ ሓይሊ ቃልሰን ክጥቀማሉ ኪኢለን እይየን እብል። ብዝገበርኦ ዝነበራ ፕሮፓጋንዳ ቀንዲ ናይቲ ውሬዛ/ጎበዝ/በጽሒ ናይ መረበቱ ሓዲጉ ምንቅስቃስ ድልየቱ ፍታሕ ዘማልኣ ውድባት ክኾና ኪኢለን እይየን እብል። ናብዘን ውድባት ዝጽንበሩ ዝነበሩ እቶም ዝበዝሑ ውሬዛ/ጎበዝ/በጽሒ ነቲ ዝግበር ዝነበረ ቃልሲ ናይዘን ውድባት፡ ናይ ባዕሎም ናይ ቃልሲ መዐቀኒ ይኹን ናይ ባዕሎም ዕላማ ዘይነበሮም እይዮም ነይሮም እብል። ነዚ መርኣያ ድሕሪ እቲ ቃልሲ ነቲ ሕይወት ብጻይዮም ዝወሰደን፣ ኣካሎም ዘጉደለን ቃልሲ፡ ካብቲ ክብሃልዎ ዝጸንሔ ዓላማ ወጺኡ እንዳረኣይዩ ዓገብ እኳ ክብሉ ኣይከኣሉን እብል። - - - ሕጂ እውን እዚ ተግባር ክድገም ንርእዮ ኣለና እብል።
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Күн бұрын
ሰላምኺ ይመለሰልኺ ዓደይ ሰላምን ፍቅርን ንኹሉ ወዲ ሰብ❤
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 Күн бұрын
Tegaru please make independent state of tigray so we become good neighbors coz weyane dekikum atfieatom tigray Tiewet Labelet wayway😂
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
- መንበሪ ምህላው ማለት ዓቃብ ዓዲ ምዕቓብ ማለት እዩ። - መንበሪ ምህላው ብምቾት ክርኤ የብሉን። እኳደኣ በንጻሩ ሓደ መንበሪ ዝገበረ ሂወቱ ነቲ ሕብረተሰብ ዝሃበ እዩ። - መግቢ፣ ክዳን፣ መንበሪ ሓደ ካብቲ ሓደ ዝንእስን ዝዓብን ኣይኮነን። - ከመይ ይስርሑ ኣብዚ ግዜዚ ከቕርብ፥ ንዋት - ሓመድ ፣ እምኒ ፣ ዕንጨይቲ፣ ካብ ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝፈርዩ ካልእ (ስሚንቶን ሓጺንን ኣብዚ እዋን ዝተኸልከለ ይኸውን) ብዘይ ገለ ስእሊ ዋና ቃጽዖ ከም ዝመስሎ ካብ ጎረቤቱ ተፈንቲቱ ብኣርባዕቲኡ ሸነኹ ካብ 2 ሜትሮ ብዘይንእስ ኣብ ቦትኡ ኣትዩ መንበሪኡ ይሰርሕ። (ካብ ሎሚ ድሕሪ 50 ዓመት ይኹን ድሕሪኡ ንመጻኢ ምስ ዕብየት ናይ ትግራይ ተራእዩ ዋና ቃጽዖ ፕላን ኣቅሪቡ እቲ ምምሕዳር ከተማ ብዘፍቅዶ እንደገና ክሰርሖ ይኽእል)
@BreFekr
@BreFekr 2 күн бұрын
❤❤❤💊💊💊💊
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምርን😍
@HagosWere
@HagosWere Сағат бұрын
Anda gere amun btami andina nketatelekum gn bzaba tesanabitom ztemelesu btsotna kolah zblom sianom ab skay ayom zelew slezi dmtsi kunu srahkum awun azu ktam mantan
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
ቅድሚ እዚ ዘመናዊ ምሕደራ ምእታዉ እቲ ሕብረተሰብ ብዝነበሮ መነበባብሮ ከይተደረተ ነቲ ናይ ተፈጥሮ ወድሰብ፡ ዓቅመ ኣዳም ምስ በጽሔ ብጸይቲ ክትህልዎ፡ ብጻይ ክህልዋ ማሕበረሰብ ብምልኡ ብዝተኻፈሎ ይፍጸም ነይሩ እይዩ እብል። እቲ ሕብረተሰብ ዓቅሙ ከም ዝፈቅደሉ እግሪ የትክሎ ነይሩ እይዩ እብል። ውሬዛ/ጎበዝ/በጽሒ ኸኣ ኣብ መረበቱ ናይ ምንባር ዕድሉ ዓቢ እይዩ ነይሩ እብል።
@tsegayguesh7765
@tsegayguesh7765 Күн бұрын
ኣብ ቅድሚ ሃፋትም ስለድኽነት ተምህሩ ድ ዩ🤔
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
ንወለዲ፣ ቤተሰብ፣ ዓዲ፣ መንግስቲ ዝብሃል ኣብ ልዕሊዖም ምስ ተጻዕኖም ብስም ትምህርቲ ውላዶም ካብ ኢዶም ወጺኡ ኣብ መረበቱ ናይ ምንባር ዕድሉ እንዳጎደለ መጺኡ እዩ። - - - ብዛዕባ መንግስቲ ብዙሕ ክብሎ ዝደሊ ገዲፈ ናብቲ ሕጂ ነቲ ዓቃብ ዓዲ ከመይ ትዕቅቦ ናተይ ርእይቶ ከቕርብ፥ - ብዝቀልጠፈ ኣብ ምሉእ ትግራይ፡ ከተማን ሓውሲ ከተማን ዝኸውን ቦታ ክጣየስ። - መሓንዲሳት ኣብ ዓዲ ዘለዉ ይኹን ኣብ ደገ ናይቲ ዝተጣየሰ ቦታ ማስተር ፕላኖም ከቕርቡ።
@user-lr7lh1nj3j
@user-lr7lh1nj3j 2 күн бұрын
🙏🙏🙏💔😭
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምረን😍
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
እዚ ሓድሽ ኣነባብራ ነቲ ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበረ ወለዶ ውሬዛ/ጎበዝ/በጽሒ፡ መረበቱ ሓዲጉ ገሊኡ ናብ ክኸዶ ዝደሊ ዝፈልጥ ገለ ኸኣ ዓደይ ዝብሎ ዓዲ ገዲፋ እግሩ ናብ ዘምርሖ ኣብ ውሽጢ ሃገር ምንቅስቃስ ነይሩ እይዩ እብል።
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምረን😍
@adug-nj3gp
@adug-nj3gp Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
ኣብ እዋን ንጉስ ኃይለ ስላሰ ነዚ ናይ ውሬዛ/ጎበዝ/በጽሒ ምንቅስቃስ ፍታሕ ዝገበራ እተን ዝፍጠራ ዝነበራ ከተማታትን፡ ብፍሉይ ከኣ ከተማ ኣ.ኣበባ ብትሑት ዋጋ ገዛ ክራይ ብዘቅርብኦ ዝነበራ መንበሪ ቤት እይዩ እብል። ደርጊ ኣብ ፈለማ ነቲ ክፍጠር ጀሚሩ ዝነበረ ናይ መንበሪ ቤት ክራይ ዋጋ ናህሪ፡ ገዛ ናይ ውልቂ ብምውራስ፡ ዋጋ ኣትሒቱ ከካርይ ፈቲኑ፣ እንተኾነ ብዝግባእ ሓደስቲ መንበሪ ገዛውቲ ክሰርሕ ብዘይ ምኽኣሉ ከምቲ ዝድለ ፍታሕ ገይሩ ኣይብልን።
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 Күн бұрын
እንዳ ጌርየ ኹልሻብ ደቅ ሕዝቢ ዝኾንኹም
@HIfti-H
@HIfti-H Күн бұрын
ሓንት ግዘ🎉ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ ጀማሪት እየዋ🎉
@abebamebratu7054
@abebamebratu7054 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-kb8yy6nb6l
@user-kb8yy6nb6l Сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ra_7ui
@ra_7ui 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gj1qu9eo7r
@user-gj1qu9eo7r Күн бұрын
ድራማ ብስንከር ክጥዕም
@MeriMeri-qj7ku
@MeriMeri-qj7ku Күн бұрын
❤❤❤❤❤😢
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Күн бұрын
ተመዛበልቲ ኣበይ በፅሑ ኾን ?
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Күн бұрын
ኣታ እቲ ጌታቸው ከ እንታይ ኮይኑ ኢዩ መነጽር ኣብ ገዛ ገይሩ ወዲዛ ፋራ😂😂😂
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw Күн бұрын
❤❤❤❤😢😢
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
ወለዲ፣ ቤተሰብ፣ ከም ዓዲ ኣብ ዝተኣኻኸብሉ ከም ዘርከብናሉ ንውላዶም እቲ ዕድመ ናይ ስጋ ፍትወት ምስ በጽሔ ብጸይቲ የምጽእሉ የምስልዎ። (ውላዶም ዝብሎ ዘለኹ ውላድ፡ ውላድ ወለዲ፣ ውላድ ቤተሰብ፣ ውላድ ዓዲ እዩ።) - እዚ ምጽማድ ነቶም ዝጻመዱ ኣብ መረበቶም ናይ ምንባር ዕድሎም ዝዓበየ ይገብሮ። - ዓዲ ተሓባቢሩ ኸኣ ከጽልሉላ ዝኽእሉ ቤት ይገብርሎም። - መጻምድቲ እውን ካብቲ ወለዲ፡ ቤተሰብ፡ ዓዲ ዝረኸብዎ ልምዲ መነባብሮ ዓቕሞም እንዳዕበዩ`ኸኣ ብግዲኦም ኣብ ናይ ወለዲ ቦታ ይበጽሑ።
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
ውድባት ጀብሃ፡ ሻዕብያ፡ ሕውሓት ቅድሚ ምፍጣረን ኣቀድም ኣቢሉ፡ ኣብ ሕብረተሰብና ካብቲ ዝነበሮ ልምድን ኣነባብራን ዝወጸ፡ ብማእከላይ መንግስቲ እንዳሰፍሔ ዝመጽእ ዝነበረ ናይ ዘመናዊ ምሕደራን፡ ትምህርትን ምትእትታው ነይሩ እይዩ እብል።
@negahaile5391
@negahaile5391 2 күн бұрын
እቲ ሽግር ክሳብ ዘይተፈትሐ ውሬዛ መረበቱ ሓዲጉ ምንቅስቃሱ ባህርያዊ እይዩ እብል። እዚ ባህርያዊ ምንቅስቃስ ናይ ውሬዛ ን ናይ ፖለቲካኻ ዓላማ ክጥቀመሉ ዓገብ እብል።
@user-hz9xw3es8r
@user-hz9xw3es8r 2 күн бұрын
ቆላሕታ ንዝገላትዑ ዘለው ተፈናቀልቲ
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምርን😍
@aronyonas7563
@aronyonas7563 Күн бұрын
ዲ/ር ደጀኔ እየ ዝብል ብውሽጡ ተንኮል አሎ ካሊእ ይትረፍ ግንብንብ ይብል ንምንታይ? ቅድሚ ህዚ ዝገበሮ አሎ ምልእአል ምስ ኪዳነ እምነ ክብሮም ዝባሀል ባይቶና ዝብል ፈካሪ እዚኦም ህዝቢ ትግራይ ህስበሉ
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j Күн бұрын
እዋይ እንታይ ዳኣ እዮም እቶም መረሕቲ ትግራይ ከም ቆልዑ ማስቲካ እንዳሓየኹ ዝራኣዩ ዘለዉ? ዓይነይ ድዩስ ዋላ ሓቂ ኢዩ?
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv Күн бұрын
ንዓፍ ጨና ሓጋዚ ዩ። ግን ትኽክል ዩ ክብረት የጉድል ዩ።
@DaniMeli-kp4gq
@DaniMeli-kp4gq Күн бұрын
እዛ ደርፊ ሲ ! ቻው ንበላ ንስርቂ ቻው ንበላ ንስርቂ ከይተምጸኣልና ጠንቂ ኣይተእትወናን ናብ ጽድቂ ንቃለስ ንሓቂ ንጸየፍ ንስርቂ :: ***ክትኸውን ነይሩዋ
@gdutvvygengr2075
@gdutvvygengr2075 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲👌👌👌👌👌👌💛❤️💛❤️👌👌👌👌
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምረን😍
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Күн бұрын
ቻው ንበሎ ንድኺነት ጉጂለ ሰረቂቲ ሓፂንመፃን ናብ እንዲ ገሬዶ ኣቱኩም ተማሃሩ ኣቱም ባሃማት ሸኪሚ ህዝቢ ክታጎሓፉ እዩ ዘለኩም ናይ ጥፋኣት ወሎዶ ።
@user-kl7tu4du4s
@user-kl7tu4du4s 2 күн бұрын
😢😢😢😢❤❤❤❤❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma 2 күн бұрын
ደምርን😍
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Күн бұрын
እንታይ ጉዱ ጌች ፀሊም መነፀር አብ ገዛ ዳሓን ዲና?ወይስ ናይ ካሊእ ነገር እዩ?
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 Күн бұрын
Wedi afe hanti bugna wesidewa eae meneser kegeber alewo ayfeletkan dika 😂😂
@yonasgebrelibanos356
@yonasgebrelibanos356 10 сағат бұрын
Meaningless
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 Күн бұрын
ዳኒኤል ዘብራኣብሩኽ ካብባሕሪየምንዳኣ የድሕንካምበር ስደትምፍታን የሐሸካምበር ግደፍ ኣብትግራይ ሰሪሕካ ክትልወጥስ ትግራይዉን ህላዉነታ ተብቅዕያዘላ ።
@samsamsun367
@samsamsun367 2 күн бұрын
ጌታቸው ደብረ ፂዎን ኩሉኩም ባአልስልጣን ፀሊኤኩም አው ተለኩም ምርሸንኩኹም ትግራይ ክትእርፍ 😢😢😢😢😢
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu Күн бұрын
ጊታቸው ረዳ ይወገድ ካብ ሃላፊነት ። ግዚያዊ መንግስቲ ናይ መን መንግስቲ ኢዩ? ናይ ትግራይ መንግስቲ አይኮነን። ናይ ዓቢይ ምስለኒ ኢዩ። ጊታቸው ረዳ ይቅር ትግራይ ከመርህ ንዓርሱውን ዝመርህ ሰብ አይኮነን ሰካራም ስለ ዝኮነ። ስለዚ ንክልተ ዓመት አብ መቀለ ክፍ ኢሉ ህዋህትን ህዝብናን እናመቃቀለ ህዝብና አብርእሲ ሃዘኑ ሃዘን ደሪቡሉ አሎ። እሞ ጊታቸው ረዳ ንምንታይ ኢዩ እዝይ ኩሎ ስልጣን ብዕልግና ተዋሂቡ? እሞ ህዝብና ክልተ ዓመት እናጠመየ ጊታችው ግና ቮድካ ቁስሩ ምሳሁ ድራሩ። እሞ አብ ሰላም አለና ይብለና? እሞ እዝይ ደንቖር ሰብኣይ ካብ መርሂነት ይተአለ። ጊዝያዊ መንግስቲ ዝበሃል አየድልየናን። እዝይ ዝቅጽል ስጉምቲ ይወሰድ፤ 1። ጊዝያዊ መንግስቲ ይፈርስ ይወገድ ስቃይ ህዝብና አብዝሁዎ 2።መርሒነት ሕዋህት ካብ መርሂነት ይወገድ 3። ሃይሊ ትግራይ (TDF) በትሪ ስልጣን ትግራይ ይቀብል 4። ለቀ ሰራዊት ትግራይ ምግበይ መራሂ ሃገር ትግራይ ይኩን ትግራይ ጹሩይ መንገዲ እስካብ እቲ ሃንጽ 5። ሕኣሊ ትግራይ ታሪካዊ ምድርና ይመልስ 6። ሃይሊ ትግራይ ህብና ናብ ምሰረቱ ይመልስ 7። ናይ ህዋህት ናይ አራት ኪሎ ዝሞተ ህገ መንግስቲ ናአና መጥፍና እምበር ጥቅሚ የብሉን። 8። ናይ ሕዋህት ስነ ሃሳብ ካብ ትግራይ ይጥፍእ ። እቶም ሰብ ዝይኮነ ኢትይ ርኩስ ሃሳቦም ህብና አውዲእዎ 9። ኩሉ ትግረዋይ አብ ሃደ ይጠርነፍ ዘላዊ መፍቲሂ የናዲ 10። ወዳባ ዝበሃል ካብ ትግራይ ይጥፍእ 11። ናብ ታሪካና ስልጣነና ንመልስ 12፣ Let TDF rule Tigray for now 13. This must be done now 14. ድሕሪ ህዚ ህትኩትኩ ይአክል 15። ሕትኩትኩን ጊታችውን በቃ ይአክል ድህሪ ክለተ ዓመት ሕትኩቱክ
gere emun ገረ እሙን ኣብ መድረኽ ዝሰርሕዎ ዝገርም ናይ መድረኽ ስራሕ
9:11
Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 6 М.
Betty hailay(helen) Vs Lidya Desta ገሬ እሙን #ልሳንና #lsannaEnt #gereemun
31:32
Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 44
Неприятная Встреча На Мосту - Полярная звезда #shorts
00:59
Полярная звезда - Kuzey Yıldızı
Рет қаралды 7 МЛН
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 43 МЛН
Получилось у Вики?😂 #хабибка
00:14
ХАБИБ
Рет қаралды 6 МЛН
Must-have gadget for every toilet! 🤩 #gadget
00:27
GiGaZoom
Рет қаралды 12 МЛН
ዘይተርኣዩ ቪድዮታት ኣብ ኣቀባብላ TDF - TDF ENTERING MEKELLE
10:34
Неприятная Встреча На Мосту - Полярная звезда #shorts
00:59
Полярная звезда - Kuzey Yıldızı
Рет қаралды 7 МЛН