Gere Emun Part 177 | ገሬ እሙን ክፋል 177

  Рет қаралды 353,264

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

19 күн бұрын

Пікірлер: 1 200
@gereemunentertainment
@gereemunentertainment 17 күн бұрын
🔴ገሬ እሙን አፕልኬሽን Download👇👇 play.google.com/store/apps/details?id=com.ccl.gereemun
@user-kr7zg2ph3e
@user-kr7zg2ph3e 17 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-dw5rh7yy6s
@user-dw5rh7yy6s 17 күн бұрын
App Store
@molmalgigi9757
@molmalgigi9757 17 күн бұрын
መን ኣጥንሳ ኢሉካ ፡ንስካ ድካ ከ ኣጥንስካያ ?
@amitteklezgi
@amitteklezgi 17 күн бұрын
@RaEe-uc4ui
@RaEe-uc4ui 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-ne8de4ex1o
@user-ne8de4ex1o 17 күн бұрын
ሰበይተይ ጥኒሳ ላይክ ቃሕ ኢለዋ ላይክ ሃቡኒ 😂😂😂
@abrhagebremeskel6416
@abrhagebremeskel6416 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@user-zl7yf2kz8w
@user-zl7yf2kz8w 17 күн бұрын
nay lomi tnsi eko pow bka terifna 😢😢
@user-yh6zb4sq3w
@user-yh6zb4sq3w 17 күн бұрын
ይሄው😂
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 17 күн бұрын
Waye atum sbate yefle eyou meslni naye lome tensi😢😂
@KalabHagos-ue6wo
@KalabHagos-ue6wo 17 күн бұрын
ነቲ ህፃን ኮሜንት በልዎ ስሙ 😂
@user-lj3gr3kc4n
@user-lj3gr3kc4n 17 күн бұрын
ዘብራኣብሩኽ ዓይነይ ልቀየረ ፈጣሪ ልኣናውን ይቀይረና ደቂ መዳመይ😂❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 17 күн бұрын
_ሳብስክራይብ ግበርለይ ጓል ሪመይ❤️_
@AdonayKahsay
@AdonayKahsay 17 күн бұрын
TEMELISU KOMO
@RtudUdfuf
@RtudUdfuf 17 күн бұрын
ኣሜን(3)ማዓረይ🙏🙏🙏🙏
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 17 күн бұрын
አሜን
@GgGg-yz2gm
@GgGg-yz2gm 17 күн бұрын
ኣሜን ከምዚ ዝበለምቅያርስ የለን ብስሩ😂😂😂❤❤
@cbffhf1567
@cbffhf1567 17 күн бұрын
ወዲ ቀሺ ያክ ምንጭ ሳሓቀይ😹😹ኣድነቅት ወዲ ቀሺ👍 ሃብኒ ጀምዓይ😂😂
@user-cx7vk5vj6j
@user-cx7vk5vj6j 17 күн бұрын
ዕልልልልልል እንኳዕ እዙይ ረአና ዘብረኣብሩኽ ዓይነይ ምኣዝ እዮም ፀጊቦም ድራማ ክሰርሑ እየ ዝብል ነይረ ተመስገን
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 17 күн бұрын
ደምርኑ ሲስ❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 17 күн бұрын
እውይይይይይይይ እንታይሞ ይዓብስ ሂብካስ ለይቲ ድቃስ ሲኡኑ ንክሓድርሲ ዘይምርአይ ይሐይሽ😢😢😢
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 17 күн бұрын
ኣብርሃመይ ጎይታዋይ ኣብርሃም ትፈትው ከማይ like ግጨይኑ ❤❤❤❤❤
@Eri_572
@Eri_572 17 күн бұрын
ናይ ድሕሪት ዝመጻኹ like 👍 ግበሩ😂
@user-wu4vy5xk1j
@user-wu4vy5xk1j 17 күн бұрын
እንኳዕ ንዳግማይ ትንሳኤ ኣብፀሐኩም ደቂ ሪመይ🙏💖💚
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 17 күн бұрын
ብውሽጢ ንቀረባ ዘይበልካስ ኤ 😮😢
@abelabrham931
@abelabrham931 16 күн бұрын
ይፍቲ ኣባ ቀሺ
@user-cj3qk2mb6j
@user-cj3qk2mb6j 17 күн бұрын
መጨረሽኡ ሕልሚ ከይኸን ልፈርሐ መን ኣሎ ናያ ዘውራኣውርክ ፅጋብ ርአ ልህዝብና ተስፋ ገይረ😢❤
@UmArsulove
@UmArsulove 13 күн бұрын
ኣነ ኣለኩ ❤
@sulekhamoosa5801
@sulekhamoosa5801 12 күн бұрын
ኣነስ ፅቡቅ ፋል እዮ ንዓድና ባ ኢለ
@Bana07tv
@Bana07tv 17 күн бұрын
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
@Mebrhitwelgergis
@Mebrhitwelgergis 17 күн бұрын
ገይረ ዋ ደምሪኒ❤
@hadgutesfahiwet6778
@hadgutesfahiwet6778 17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ሊብያ ኣለና ኣብ ሓሳብን ጭንቅን ፆሎትኩምን ጾሎት ቁዱሳንን ኣይፈለየን ኣብ ጾሎትኩም ዘኩርና ❤❤❤❤❤
@user-mf4im7nf6n
@user-mf4im7nf6n 17 күн бұрын
ክንደይ ይጥዕም እቲ መልሓስካ ሓወይ ናተይ ኣሜን ንዓካ ውን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሓወይ ብሩክ❤❤❤
@user-ne2rs9ix1k
@user-ne2rs9ix1k 17 күн бұрын
Amen amen amen amen
@bestebeste5137
@bestebeste5137 17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@Goteytom
@Goteytom 17 күн бұрын
ውይ ተመስገን ንኣያ ዘርኣብሩኽ ዝቐየረ ንትግራይና ይቐይረልና❤🥺😂
@HagerMennet
@HagerMennet 17 күн бұрын
ተቀይሮም ዘይኮነ ብሬዲኤት ንዝተረክበ ወላ ምሕደራ 0 ምካንኩም ዘርእይ መስትያት እዩ
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti 16 күн бұрын
ኣሜን፫ ወለላይ😊💛❤
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 14 күн бұрын
ደንቆሮ ባርያ​@@HagerMennet
@mam556
@mam556 17 күн бұрын
ዘረኣብሩክ ዘለወጠ ናዓና ዉን ይለዉጠና ደኽነት ክታባባዕ ይብሉይ❤😮😊😂
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 17 күн бұрын
❤ብሓቂ ድኽነት ዓይኑ ይጥፋእ❤ ደምርኒ ሲስ
@user-mf4im7nf6n
@user-mf4im7nf6n 17 күн бұрын
ወዲ ቀሺ'ከ ክክክክ ገሬ መሕረር ደኣ ጎሪሑ ነብሱ ነጊርዎ ኢዩ ኣቅሚጥወን ነተን ጉሩሽ ብሽም ገሬ ላይክ እስከ ሃቡ ያ ጀምዓ ❤❤❤
@Kalnugus
@Kalnugus 12 күн бұрын
😂😂😂😂
@user-ev9ne1zm7d
@user-ev9ne1zm7d 17 күн бұрын
ደቂ ተዋህዶየ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንዳግማይ ትንሳኤ 🙏🙏🙏
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ❤ደምርኒ ሲስ❤
@user-mi7xq5fc9h
@user-mi7xq5fc9h 17 күн бұрын
Amen❤
@Mussie5
@Mussie5 17 күн бұрын
amen amen amen 🙏🙏🙏
@mairyleb9245
@mairyleb9245 17 күн бұрын
አያ ዘብራኣቡርክ ዘቀየር አምላክ ንዓና እውን ይቀይርና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
@ggybgh2567
@ggybgh2567 16 күн бұрын
,😂😂😂😂❤
@user-up5go2xc1z
@user-up5go2xc1z 16 күн бұрын
ዝቀይርካ ደራሲ እዩ ዝብሃል እንበር ኣምላክ ዘይቀየሮ
@user-qo5ix6ln5g
@user-qo5ix6ln5g 16 күн бұрын
😂😂😂
@user-sm9vu8jf1u
@user-sm9vu8jf1u 15 күн бұрын
😂😂😂😂 amen
@SimretAregawi
@SimretAregawi 14 күн бұрын
Ataaemwo kitlwetu ekum😅😅😅😅
@user-pk2cg1ew3q
@user-pk2cg1ew3q 17 күн бұрын
ቡሱም ደቅ በርሀ 👍 ክፈትዎም 😘
@milenlove1295
@milenlove1295 17 күн бұрын
ካብ ስንግል ተጋላግለ ድሕር 40ዓመት ላይክ ሃብን 😂
@user-vj9uh1ji2i
@user-vj9uh1ji2i 17 күн бұрын
🤣🤣🤣
@user-nr5zm4kd7j
@user-nr5zm4kd7j 17 күн бұрын
😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣💖💖
@gullala4624
@gullala4624 17 күн бұрын
ናዓካ/ኪ የምስለና እንተተመዒኩም ካአ መርዓአብራሃምሳራ ይግበረልኩም 💝💝
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 17 күн бұрын
😂😂😂
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 17 күн бұрын
ነዓኪ የማስለና
@user-jb5bd7jz6i
@user-jb5bd7jz6i 17 күн бұрын
ኣያ ዘርኣብርክ ሕልሚ ጥራይ ከይ ትከውን እዚ ኩሉ ፍሰስ ተፋሰስ ሕጂ እየ ዝሰምዓ ዘለኩ❤❤❤ ዝፈትዋ ድራማ እያ ባይ ዘወይ i lave you😂
@sooqusabya7899
@sooqusabya7899 16 күн бұрын
ኣነለየ ፈሪሐ ክሳብ ዝውደኣ
@user-yk8du6yf5i
@user-yk8du6yf5i 13 күн бұрын
ናይታ መወዳአታ ግና ኣምሂራቶ አያ
@abrhamesfin7205
@abrhamesfin7205 17 күн бұрын
ኮሜንት ብድንግላ ልመጀመርያ ግዘ ላይክ ግጨዩ❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 17 күн бұрын
_ሳብስክራይብ ሓግዚን ማዓረይ_
@user-pl7xt6jg4r
@user-pl7xt6jg4r 17 күн бұрын
​@@__-wj7zqኢሸ
@Abiiiiiiiii882
@Abiiiiiiiii882 17 күн бұрын
ኣታ ጎተተይ ታኡ 6 ደቂቃ ለይመልአ 1200 ሰብ ከ ኣብዚ ዲኩም ትውዕሉ 😮😮😮😮😢😂
@user-ft4ed5vk7o
@user-ft4ed5vk7o 17 күн бұрын
😂😂
@AlexnderKbrab-jl5mn
@AlexnderKbrab-jl5mn 17 күн бұрын
ክፅንበዮም ዊዕልና😂😂
@user-sj6ru7xd4b
@user-sj6ru7xd4b 17 күн бұрын
ንስካከ ኣበይ ትዉዕል😅😂
@MmMm-fh9hp
@MmMm-fh9hp 17 күн бұрын
መበል 45 በዕለይ ሎምስ ሓለመፉለይ 😂እንኳዕ ኣብፀሐና ንዳግማይ ትንስኤ ተጋሩዋይ🙏❤️ ❤️🥰🥰
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 17 күн бұрын
ኣሜን❤ ደምርኒ ሲስ❤
@elsaleghesse1144
@elsaleghesse1144 17 күн бұрын
Happy birthday
@MmMm-fh9hp
@MmMm-fh9hp 17 күн бұрын
​@@AbushEtanbetL-veme እሺኒ 🥰
@user-vj9uh1ji2i
@user-vj9uh1ji2i 17 күн бұрын
ሎማዓንት ፈሰስ ተፋሰስ እያ እንዳ ዘብራኣብሩኽ እሰኪ ድኽነት ኣይተምፃእልና ደስ እልኒ እነሰ ኩልና ደቂ በርሀ ኣታ ከምኡ ላበልኩም እማ ሰሪሕ ሃፍት ባሃፍት ትኹን ትግራይና🥰🤣🙏🥰🥰
@user-nr5zm4kd7j
@user-nr5zm4kd7j 17 күн бұрын
Amen amen. Amen😂❤❤❤
@user-px4hg5nw2u
@user-px4hg5nw2u 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤😂😂😂
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 17 күн бұрын
ኣነ ወድ በርሀ ኩሉና 😂ደቅ በርሀ ደቅ በርሀ ገብረስ ንበይንኹም ኢኹም😂😂❤❤
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 17 күн бұрын
😂😂❤🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ❤
@user-xi9ym6dy8p
@user-xi9ym6dy8p 17 күн бұрын
ዋይ ገንዘበይ ጀሚሩ ወዲ በርሀ 😂 ናብራ ናብ ዝነበረቶ ግዲ ክትምለስ ያ ፡ የድሕነና ኣቤት ደራሲ ጥንቅቅ በል🎉❤😂😂😂😂😅
@KahsayLuel
@KahsayLuel 12 күн бұрын
😂
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
እስኪ ሳብስክራብ በሉለይ ደቂ ትግራይ ❤😂
@herilove7188
@herilove7188 17 күн бұрын
ኣያ ዘብራኣብሩክ ዝፊትው እስኪ 👍❤🤣
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 17 күн бұрын
እግዝኣቢሔር ኣምላክ ትንሳኤ ትግራይና የርእየና ቡሩካተይ🙏❤❤❤❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 17 күн бұрын
ኣሜን ❤ደምርኒ ሲስ❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ እባ ህያበይ❤☘️
@SalamSalam-gb7tx
@SalamSalam-gb7tx 17 күн бұрын
ለያ ዘውርኣውሩኽ ልቓየርኻ ልስብኣየይ ቓይረለይ😂❤
@user-ne2rs9ix1k
@user-ne2rs9ix1k 17 күн бұрын
Amen amen amen
@AmareYemane
@AmareYemane 17 күн бұрын
😂
@user-nr5zm4kd7j
@user-nr5zm4kd7j 17 күн бұрын
😂😂😂😂😂❤
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 17 күн бұрын
😂😂😂❤❤
@DestaHadush-nw5gh
@DestaHadush-nw5gh 17 күн бұрын
ኣያ ዘበራኣብሩኽ ቦሽ ቦሽ ኣበልዋ ገዛ😂 እንካዕ ኣብፀሐና ንዳግማይ ትንሳኤ ❤
@hyagfddgfddhhdd
@hyagfddgfddhhdd 16 күн бұрын
ቀፃሊ ደኣ 😂😂😂😂😂😂
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
አሕሕሕ እስኪ ሳብስክራብ ❤☘️
@alemaraya686
@alemaraya686 17 күн бұрын
ኣየ ለምለም ዓይነይ ኩሉ ግዜ ዘርኣብርክ ምስ ሓሰበልኪ ተዓዲልኪ እሰይ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 17 күн бұрын
ደምርኒ ሲስ❤
@febufebeney7892
@febufebeney7892 17 күн бұрын
ሰላም የሕዋት እዛ ገረብ ደቂ በርሀ ኣጽሊሎምላ ዘለው እንታይ ትብሃል ? ሓፍትኹም ካብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ተኻቲዕና ኣለና🙏
@user-xy6wl8vl4q
@user-xy6wl8vl4q 15 күн бұрын
ጽብቅ ገይራ ኣይትረእን ዘላ
@user-vs5ds3ni9h
@user-vs5ds3ni9h 10 күн бұрын
ደቂ በርሀ ማለት ብሩህ ማለት እዩ
@Mhkldhjd
@Mhkldhjd 17 күн бұрын
ኣብ ምድሪ ሓበሻ ሓጎሰን ደስታን ክዓስል ዝነበሮ ኩናትን ሞትን ኣሎ እዚ ሓበሻ ዝብሃል ህዝቢ ተሳማሚዑ ከይነብር 80 ዓመት ኣብ ኩናት ኣሎ ትግርኛ ኣምሓራን እንተ ዝሳማመዑ ከኣ ምረግኤ ኩሉ እዞም ክልተ ቢሄር ልዕሊ ዝኮነ ኣሕዋትን ሓደ ሓረግ ወለዶ ዘሎዎምን ስንሶም ግን ሰላም ገይሮም ኣይፈልጡን ተጋሩን ኤርትራውያንን ኣምሓሩ ኣሕዋት እዮም ። እንዳ ገሬ እሙን ነዚ ኩሉ ኩናትን ጭንቅን ተሰክምና ዘለና ምንጪ ሳሓቅና ምካንኹም ዕድመ ይሃብኹም ሰላም የውርድ ኣብ ኩሉ ፈጣሪ።
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ ክብረተይ❤
@user-qx6tu1et4z
@user-qx6tu1et4z 17 күн бұрын
እንኳዕ ንዳግማይ ትንሳኤ በሰላም አብጽሕኩም አብጽሕና ደቂ ተዋሕዶ ደቂ እመብርሃነይ💞🙏
@__-wj7zq
@__-wj7zq 17 күн бұрын
_አሜን፫❤️ ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ_
@tekichowe
@tekichowe 17 күн бұрын
💊💊💊💊ትግራይ ዓድኩም ዝናፈቅኩም ከምዚ ከማይ 👍ኣጣዓዕሙ🥰
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ ወላለይ❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 17 күн бұрын
ናጣዓምካ ዩ እሎም ኣያ ምቁር ሲ ❤ዓዲ ጥዒማ
@AfariKsa-uq6om
@AfariKsa-uq6om 17 күн бұрын
ኣድነቕቲ አብርሃም አበይ እነአኽን ደምራኒ❤
@Dolar1219
@Dolar1219 17 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ ሽኮር 😊 ርሑስ ዳግማይ ትንሣኤ ይኩነልና ንመላእ ክርስትና እምነት ተከተልቲ😊
@__-wj7zq
@__-wj7zq 17 күн бұрын
_አሜን፫💜 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ_
@Dolar1219
@Dolar1219 17 күн бұрын
@@__-wj7zq እሽኒ
@user-lz2ds2dp9y
@user-lz2ds2dp9y 17 күн бұрын
ኣቱም ህዝቢ ሕልሚ ከይኮዉን🤲 ዘርኣብርክ ዓይነይ ተቀዩሮምዋ😂😂😂😂
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 17 күн бұрын
ተመስገን ዩ እምበይ😂❤ ደምርኒ ሲስ
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 17 күн бұрын
በስላሴስም ኣትዮ ሓቅኺ ኮ ኢኺ 🤔ቀደም ኮ ሃፍታም ኮይኑ ናይ ለምለም ዓይነይ ልደት ከኽብር ምስ ውዓለ ሕልሚ ኮይኑ እዩ 🙄😄😄😄😄😄
@Hareg675
@Hareg675 17 күн бұрын
ተስፋ ይገብር ከይኾን ፈሪሐ እየ ዘለኹ😂😂😂😂
@user-ft4ed5vk7o
@user-ft4ed5vk7o 17 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀአኹም ዘብራኣብሩኹ ዓይነይ ፅቡቅ ነይሪ ገን ዝኩሉ ለዉጥሰ ፃዓዳ ኪዳን ዘይገበሪኹም ብጣዓሚ ደስ ዝበለኒ ለለ ናይ ገሬ እሙን ልቃሕ ምክፋልኩም😂😂 ዋይ ገንዘበይ ተመልስኻ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ እባ ❤☘️
@user-xt1jk4dm6h
@user-xt1jk4dm6h 17 күн бұрын
ዝገርም ቅኔ እዩ።ብርግጽ ን አብ ስዑዲ ዘለና እያ ትገልጽ።😢
@AA-kt5zj
@AA-kt5zj 16 күн бұрын
Way halawlaw
@DestaHaftay
@DestaHaftay 17 күн бұрын
መወዳእትኡ ሕልሚ ከይኾን እምበይ ዘብረኣብሩኽ ዓይነይ😂😂😂😂😂
@fyoriamengedye9421
@fyoriamengedye9421 10 күн бұрын
እኮ😅😅😂😂
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 17 күн бұрын
ካብ ሂብካ ምጥዓስ ብእዋኑ ምጥንቃቅ ዓባይ ት/ቲ እያ ቀፅለላ ዘብራአሩከይ❤❤❤❤❤
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ እባ ማዓረይ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 17 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ እንኳዕ ንዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብጸሐና/ኩም 🙏❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@__-wj7zq
@__-wj7zq 17 күн бұрын
_አሜን፫__#ሳብስክራይብ__ በልኒ ወለላይ_
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 17 күн бұрын
@@__-wj7zq ገይረልኪ ኣለኩ ንዓይ እውን ደምርኒ ክብረተይ🙏❤❤❤
@Reem-iy8pz
@Reem-iy8pz 17 күн бұрын
ኣታ ኣብዚኣ ድኩም ነይርኩም ሎምስ ሓሊፍለይ መበል 20 ኮመን ፂሐፈ ኩሉሎኩም ፋጡራት ዓለም ዘይ ሓሰብክምዎ ሹሻይን በረከትን ይበና ንዓመታ ከመዚ ውን ካብ ስደት ተመሊስና ዓድና የእትወና እንደ ገሬ እመኑ ክኣ ቀፅሉሉ ኣጆኩም ይፈትወኩም እየ❤❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን❤ ደምርኒ ሲስ❤
@user-du3lc7to8d
@user-du3lc7to8d 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@user-ne9uu2gz5w
@user-ne9uu2gz5w 16 күн бұрын
ኣብ ስዕድ ደነሀና ሃም አየገብረአብርክ ይሕለፈልና❤❤❤ ኣሜን❤👏
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ እባ ህያበይ❤
@amanuelgebreyohanes3896
@amanuelgebreyohanes3896 15 күн бұрын
Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇲💚🌿🌿💚🌿
@ALALEM7
@ALALEM7 17 күн бұрын
ኣይ ኣነ ፈሪሐ ሕልሚ ከይትከውን😅
@user-sc8pf5nl6c
@user-sc8pf5nl6c 17 күн бұрын
ዋላ ኣነዋይ😂😂
@galtigray5257
@galtigray5257 17 күн бұрын
እንኳዕ ንዳግማይ ትንሳኤ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ❤❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 17 күн бұрын
_አሜን፫❤️ ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ_
@galtigray5257
@galtigray5257 17 күн бұрын
@@__-wj7zq እሺኒ ገይረልኪ ኣለኩ
@__-wj7zq
@__-wj7zq 17 күн бұрын
​@@galtigray5257_የቀንየለይ ማዓረይ_
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤🎉
@Adhin629
@Adhin629 17 күн бұрын
ሎሚ ሲ ኣያ ዘርኣብሩኽ የሕጉስኒ ጽቡቅ ገርካ ይከስከስ እልካዮ ናይ ብሓቂ ገንዘብ ክትጥቅመሉ ኣሎካ፡ጽባሕ ንግሆ ሒዝካዮ ኣይኮንክቅን ትከይድ ንመንግስቲ ሰማያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mekalihtigray8627
@mekalihtigray8627 17 күн бұрын
ድሩኡ ፕሮፋይልኻ መን ድዩ እኒኦ😂😂😂😂
@HdjbHxjbih
@HdjbHxjbih 16 күн бұрын
ኣየ ዘውራኣውሩከ ዓይነይ ምንጪ ሳሓቀይ ዋይ ገንዘበይ ዶ በለ ብትን ውዒሉ😀😀😀
@user-dw2qc5eh2u
@user-dw2qc5eh2u 16 күн бұрын
😂😂😂
@SamiYewah
@SamiYewah 17 күн бұрын
ለምለም ዓይነይ ክሓልፈላ ግድእዩ ዘመን ይመልሰሎም ኣቱም ሰባት ሰብ ዶ ግቦሪናይ ምባል ዳኣ ክገድፎ ይኮን ሰብ ኮይኑ ክንሪኦ ዘብራ ኣብሩክ እስኪ ዕድመ ንግዜ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሰብ ዶ ግቦሪናይ ሳብስክራብ ዓይነይ❤
@SamiYewah
@SamiYewah 9 күн бұрын
@@hiwettsegay1616 ሰብ ገይረኪ ኣለኩ
@Brye341
@Brye341 17 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገርየ እሙን😌🥰እሞስ ላይኪ ሃብን😢😅
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ክብረተይ ሳብስክራብ በልኒ❤
@user-dh5ue8gf3w
@user-dh5ue8gf3w 17 күн бұрын
ኣያ ዘበረኣብሩክ ዝቀየርካ ንዓይ እውን ቀይረኒ 🤲🤲🤲
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
እስኪ ቀይረኒ ክብረተይ ላአየላ ሳብስክራብ 😂
@user-tb5jb8vn1d
@user-tb5jb8vn1d 17 күн бұрын
ለኣያ ዘረኣብሩክ ዝለወጠ ልትግራይ ዓድና ይለውጠልና🤲😅❤❤❤❤❤ሕልሚ ካዕ ለይኮን😅😅😅
@user-tm5lf5uo4i
@user-tm5lf5uo4i 17 күн бұрын
🤣🤣🤣
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 17 күн бұрын
እንኳዕ ን ዳግማይ ትንሳኤ አብፅሐኩም አብፅሓና ❤🙏 አቱም ናይ አብርሃም አድነቅቲ አበይ አሎኩም እስቲ ፍቅርኩም ግለፅሉ እዚ ወድነይ❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ 😂ክብረተይ❤
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 8 күн бұрын
@@hiwettsegay1616 geyrelkii 🥰🥰🥰
@emmaq1588
@emmaq1588 17 күн бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ እንኳዕ ኣብፅሓና ንዳግማይ ትንስኤ
@__-wj7zq
@__-wj7zq 17 күн бұрын
_ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ_
@MizanAbay-gw5pv
@MizanAbay-gw5pv 17 күн бұрын
ለያዘብረኣብረክ ልቀየርካ ልኣናለ ቀይረና ሕልሚ ደኣ ከይኮን እንበይ 😂😂😂❤❤😢😢
@user-zl1lb1ek2c
@user-zl1lb1ek2c 17 күн бұрын
እረ😂😂😂😂
@MizanAbay-gw5pv
@MizanAbay-gw5pv 17 күн бұрын
@@user-zl1lb1ek2c እነት😂
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m 17 күн бұрын
ሎሚ ምሸት ኣብ መቐለ ብርቱዕ ማይ ክወቕዕ ኢዩ ,፡ተመስገን ዘራብሩኽ ተተቐይሮም ሽግር ትግራይ ኹሉ ክፍታሕ ኢዩ ክክክክክክክ❤❤❤
@wediweyinking
@wediweyinking 17 күн бұрын
እንታይ ድኣ ናይ ትግራይ ፀገምስ ዘርኣብሩክ እዩ ኢልካ 😂😂😂😂
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 17 күн бұрын
እንታይ ዳኣ ናይ መናፍቃን አምሲልካያ ትንቢት😂
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 17 күн бұрын
ሃለልያ😂
@khjh8891
@khjh8891 17 күн бұрын
ዋየ ገንዘበይ😂😂ኣየ ዘብራኣቡሩክ ዓይነይ😂
@GggYy-vx4ie
@GggYy-vx4ie 17 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰✝️ 🌻🌻💐💐💐🌻🌻 🌻🌺 እንኳን 🌺🌻 🌻🌹አደረሰሽ🌹🌻 🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 17 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ኣረ ሕልሚ ከይኮን እዙ ኩሉ ፍሰስ ተፋሰስ ኣየ ዘብራኣብሩክ 😂 🎉❤
@Erilovetube
@Erilovetube 17 күн бұрын
ዕልልልልል አዩ ታ አንካዕ አዚ ርኣና ኣያ ዘዛኣብሩኽ
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 17 күн бұрын
ሕልሚ እዩ😂😂
@meazakahsay6307
@meazakahsay6307 17 күн бұрын
ኩልና ደቅ በርሀ 😂😂😍
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ ማዓረይ😂
@zuberzuzu1903
@zuberzuzu1903 7 күн бұрын
😂gual berhe
@brged885
@brged885 17 күн бұрын
ኮሜ ብድንግላ😂😂 ዋዕ ተተረኺባስ ዳም ዳም ምበልኩ ባ ኣልሽለይ እንዶ ግዳ🤣🤣
@mikelebaraki5269
@mikelebaraki5269 17 күн бұрын
ድንግል ጓል ደማ ከይትድውር😂😂
@__-wj7zq
@__-wj7zq 17 күн бұрын
​@@mikelebaraki5269_🤣🤣😁 ሳብስክራይብ ቦልኒ ኣሕዋተይ💜🙏_
@user-nr5zm4kd7j
@user-nr5zm4kd7j 17 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂🤣🤣🤣❤️
@Sooozx-og5hk
@Sooozx-og5hk 14 күн бұрын
ንያ ዘርኣብሩክ ዝቀየርካ ዕድመይሃብካ🎉🎉❤❤❤
@AllBaad-ev9ny
@AllBaad-ev9ny 17 күн бұрын
ዕልልልልል እንኳ ኣብፀሐኩም ዘውራኣውርኽ ዓይነይ ለጋስ ኣሰይ ጊን መጨረሻ ላይ ሓያል መርዚ ተላዕሉ😂 ጊን ሽጊር የለይ ክገዲፈካ ይኡ❤
@bettyboo7783
@bettyboo7783 17 күн бұрын
ብጣእሚ ደስ ዝብል ድራማ
@HelloGOfficial
@HelloGOfficial 17 күн бұрын
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ስደትኩም የብቅዐዮ💖 ሳብስክራይብ💝 ብምግባር ኣተባብዑኒ💖 የቐንየለይ💖💝
@user-jg4cx5nt1z
@user-jg4cx5nt1z 17 күн бұрын
ገይርናለና መልስ ናተይ እውን 🥰🙏😊
@KuluNews
@KuluNews 17 күн бұрын
ኣሜን ክቡረይ😊
@wediweyinking
@wediweyinking 17 күн бұрын
እቲ ገንዘብ ማራ ኣጋኒንክምዎ እምበር ማራ ሓሪፍ ድራማ ነይሩ❤❤❤
@user-xy1vk5iv9m
@user-xy1vk5iv9m 16 күн бұрын
ልዛብራአብሩክ ልቀየረ ልአናለ ይቃይረና ደቂ መዳመይ ለተሓሰበ እንጀራ ይሃበና ስደትና የሕፅረልና❤❤❤❤
@Firata2721
@Firata2721 17 күн бұрын
ልኹሉኹም አመንቲ ኦርቶዶክስ እንኻዕ ል ዳግማይ ትንሳኤ አብፀሐና ኣያ ዘርኣብሩኽ ለጊሱ ለይፈልጥ ሰብ ትልግስ እኮ ዓይኒ የብሉይ 😅 ኣይይይ ዘርኣብሩኽ ሕልሚ ብቻ ከይኾን እዚ ኹሉ ልግሲ 😂 ኹሉና ደቂ በርሀ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ እባ ህያበይ
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 17 күн бұрын
ኣሰይ ተጋሩዋይ ፍቅርኩሞ ይብዘሐዮ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 12 күн бұрын
ፅቡቅ ከዚ ጥምየት ላበልኩም ጥምየት ንዉዳእ ኢልና ነርና ኢናዋ ካምዚ ቃፅልዎ ፋል ፅቡቅዩዋ😊
@Abrhet_youtube19
@Abrhet_youtube19 17 күн бұрын
ክክክክክክክ አረ ዘብርአብርክ ዓይነ ሕልሚ ክኮን ተፀበየ ነይረ ነጊፎም ነጊፎም ከዱ ተደጊፎም ደበሉ ከምዚ እዩኮ😂😂😂😂😂😂😂😂
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
እወ እሕሕሕ ሳብስክራብ በሉለይ
@Abrhet_youtube19
@Abrhet_youtube19 9 күн бұрын
@@hiwettsegay1616 እሺ ንዓይለ ግበርለይ
@merakhan9199
@merakhan9199 17 күн бұрын
ሕልሚ ድዩ ጋህዲ ዘብራኣብሩክ ዓይነይ😂
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 14 күн бұрын
😂
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
አሕሕሕ እስኪ ሳብስክራብ በሉለይ❤😂
@MeelatAa
@MeelatAa 17 күн бұрын
መበል 587 ከይነ እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ እንካዕ ኣብፀሐኩም ንዳግማይ ትንሳኤ ❤️💛😘💋💋💋💋💋
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ህያበይ❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 17 күн бұрын
ኣሰይ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም. ተጋሩዋይ❤❤❤ ኣደናቂት ኣያ ዘብረኣብርክን ለምለም ዓይነይ እየ❤❤❤
@Shawy-us4hv
@Shawy-us4hv 17 күн бұрын
ኮሞንቲ ብድንግላ😂
@user-xt1jk4dm6h
@user-xt1jk4dm6h 17 күн бұрын
ብታ ትፈትውዋ አዴኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤እዚአ ከአ ንአዴኹም🌹
@Merimeri-1619
@Merimeri-1619 14 күн бұрын
ደምርኒ ምቅርተይ
@selamburuk
@selamburuk 17 күн бұрын
ብኣነ ወዲ በርሀ ኩለና ደቂ በርሀ እኮ ወዲእኩምና ክክክ ይኣኪ ይመችኩም እስከ ደቂ በርሀ😂❤❤❤
@mesiking-mf2xi
@mesiking-mf2xi 17 күн бұрын
Zerabruk love you so much from Eritrea ❤❤
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 17 күн бұрын
Love you daki Adey Mareyyy ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏
@user-dn7cx8pt4k
@user-dn7cx8pt4k 17 күн бұрын
ቀደመይቲ ባዕለይ😂
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 16 күн бұрын
ዋውውውው ዘብርኣብሩክ ዓይነይ ይበል ከም ናይ ዘረኣብሩክ ዓይነይ ዝቀየረ ናኣይ ለ ቀይረኒ ❤ፈጠሪ እንታይ ይሳኣኖ🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
አሜንንን ሳብስክራብ በሉለይ❤
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 17 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር እንዳ ግረ አሙን ፅርያት❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 17 күн бұрын
ሰብ ዶ እታ ግበርናይሳብስክርይብ ሓግዝኒ🥺
@user-ms4kf5vu7h
@user-ms4kf5vu7h 17 күн бұрын
❤ገይረኪ የኔዋ
@FilimonTemesgen
@FilimonTemesgen 17 күн бұрын
በርሀ ይሙት ይፈትወኺ እየ ለምለመይ😂😂
@mulubrhannemstea
@mulubrhannemstea 15 күн бұрын
😊😅😅😂😅Ohdiwoqurbxl
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
😂😂😂 ሳብስክራብ በሉለይ
@betiselomun
@betiselomun 17 күн бұрын
ዘረኣብሩኩ ዝቀየረ ዘመና ይቀይረለና እሰኪ 🙏🥰😀
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
አሜን ክብረተይ ሳብስክራብ እባ☘️❤☘️
@user-yh9kv5ut4u
@user-yh9kv5ut4u 15 күн бұрын
ኣነስ ናይ ዘብረኣብሩኽ ተቅይር የጠራጥረኒ ኣሎ ሕልሚ ኮይኾን😂😂😂😂😂
@fqrihaqi5453
@fqrihaqi5453 10 күн бұрын
እንዳ ዘርኣቡሩክ ኣራንሺ ዓንቂፍዎም ናብ ባናና ይወድቁ ኣለው❤❤❤
@GghVbh-ej9yb
@GghVbh-ej9yb 16 күн бұрын
ኣያ ዘብራአብሩክ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም😂😂😂
@medhin8187
@medhin8187 17 күн бұрын
😂😂እህእ ኣያዘብርኣብሩኽ ተቐይሮም 😂😂 ዕድመ ልምቁር ክርቢት😂
@temuaraya7007
@temuaraya7007 11 күн бұрын
ኣያ ዘብረኣብሩክ ምንጩ ካበይ እዩ ዝኩላይ ቅርሺ 😂 ሃንጊዶ ጀሚርኩም
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 17 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ስኽሮም ድዮም ነይሮም ኣያ ዘርኣብሩክ ዓይነይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@tigrawyti
@tigrawyti 17 күн бұрын
ኣያ ዘብራኣብሩክ ዘቀየርካ ኣምላክ ኣብ ስደት ዘለና እውን ይቅይረና🤲😅
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
መልካም ሳብስክራብ በሉለይ😂❤
@HdHd-tw2te
@HdHd-tw2te 15 күн бұрын
አያ ዘብራኣቡርክ ዘቀየር አምላክ ንዓና እዉን ይቀይርና አሜን❤🙏
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v 17 күн бұрын
ኣታ ከምዚ ዓነይነት ለውጢ ሪኤ ኣይፈልጥን ዘብራኣብሩክ 😂
@seft5286
@seft5286 15 күн бұрын
እንኳን ሰላም መፃኩም አንዳ ገሬ አሙን ናኣያዘርኣቡር ዝለወጠ 😂ኣብ ሰደት ዘለና ይሐለፈለና ነዓድና ክንምለስ❤❤❤❤❤
@mekdestsige
@mekdestsige 16 күн бұрын
ንዘብረኣብሩኽ ዓይነይ ዝቀየርካ ኣምላክ ንዓናለ ቀይረና❤😂😂😂
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 9 күн бұрын
ልክዕ ሳብስክራብ በሉለይ😂
@user-wc6sy3sl2c
@user-wc6sy3sl2c 17 күн бұрын
አያ ዘብራአብሩክ ተመስገን ለምለም ዓይነይ ክሓልፈላ ግድዩኡ አቱም ሰባት ❤❤❤❤❤❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 17 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤ እንኳዕ ንዳግማይ ትንሣኤ አብፀሐኩም ደቂ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ
Gere Emun Part 179 | ገሬ እሙን ክፋል 179
44:22
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 255 М.
Normal vs Smokers !! 😱😱😱
00:12
Tibo InShape
Рет қаралды 115 МЛН
I Need Your Help..
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 106 МЛН
Когда на улице Маябрь 😈 #марьяна #шортс
00:17
/በስንቱ/ Besintu EP 47  "ሂሩት የሌለች ቀን "
33:40
ebstv worldwide
Рет қаралды 1,2 МЛН
"ተዳሎ" ኪሮስ ኣስፍሃ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ
1:04:58
New Eritrean Show 2024 part 2 ካልኣይ ክፍል ኣብ ERI OASIS ENTERTAINMENT
33:17
ኣስደንጋጭ ዜና መሰማት ያለበት
11:49
Microphone Media
Рет қаралды 940
Gere Emun Part 178 | ገሬ እሙን ክፋል 178
51:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 331 М.
ፍሉይ ፕሮግራም ብዓል ትንሳኤ /ልዩ የትንሳኤ ፕሮግራም
18:55
Fryat Yemane | ፍርያት የማነ
Рет қаралды 164 М.
ВИЛЛИ ВОНКА ВСТРЕТИЛСЯ СО СВОИМ ПАПОЙ
0:44
Estourei 40 mil estalinhos de uma vez!
0:48
Spider Slack
Рет қаралды 36 МЛН