Gere emun part 184 | ገሬ እሙን ክፋል 184

  Рет қаралды 284,971

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Күн бұрын

ገሬ እሙን አፖልኬሽን DOWNLOAD play.google.co...
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 796
@DgvFg-uj8fr
@DgvFg-uj8fr 3 ай бұрын
ተፋናቀልቲ ልምላሶም ደስ ልበለኩም ከማይ እስቲ ላይክ ገጭዩ
@SaraSara-c8y7g
@SaraSara-c8y7g 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@MuktarAwel-bc6mu
@MuktarAwel-bc6mu 3 ай бұрын
ዘብራኣብሩኹ ዝፎቱ👍❤
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 3 ай бұрын
ሎምስ ቀኒዑኒ ግዲ ብሩክ ሰንበት ንተከተልቲ ገሬ እሙን ኩለኩም💚🙏
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@Jsjs-qt4fs
@Jsjs-qt4fs 3 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤
@HagerSebuq4ot
@HagerSebuq4ot 3 ай бұрын
Abza geza zeleku ftewti ❤❤❤ gere emun subscriber like
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh 2 ай бұрын
🎉🎉🎉😊
@musayemane2268
@musayemane2268 3 ай бұрын
ኣትን ቀስ በላ 😂😂 እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰናይ ባሕቲ ሓምለ ይግበረልና🕊🙏🥀
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 ай бұрын
ደምርኒ🎉
@BiniyamAsgedom
@BiniyamAsgedom 2 ай бұрын
Amen
@HelloGMusic
@HelloGMusic 3 ай бұрын
ሰላም❤️‍🩹 ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስድትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና❣️ አሜን ፫ ተጋሩዋይ ኣብ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ አሕዋተይ💓💖
@SabeSabe-v2b
@SabeSabe-v2b 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤
@mohammadnajjar4868
@mohammadnajjar4868 3 ай бұрын
Amen amen amen❤❤❤
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ኣሜን ደምራኒ ክብራተይ ንታሓላለ❤❤❤🎉🎉
@SlasNugus
@SlasNugus 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@وفانهاحمد
@وفانهاحمد 3 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 geyrelukum aleku ane ❤❤
@genet3442
@genet3442 3 ай бұрын
ቡሩክ ሰንበት ይግበረና ኣሐዋተይ ማዓረይ ፁቡቅ ክራማት ይግበረና❤❤❤❤
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@genet3442
@genet3442 3 ай бұрын
@@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal ገይረ ማዓረይ❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 3 ай бұрын
ፅቡቅ ትምህርቲ ነዘን ጥራሐን ዝኸዳ ኣዋልድ ብሕጂ ክመሃራ ተስፋ ንገብር😓👏
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b 3 ай бұрын
@@EtadaErada-rs9bz yes kkkkkkkk
@Dolar1219
@Dolar1219 3 ай бұрын
ጎበዛት ዳገሬ 😊 አብኡ ስመሩ አብኡ ርገፁ ባህልና ይከበር ❤
@ውሽጣሕሩርቲ
@ውሽጣሕሩርቲ 3 ай бұрын
ደቂ ተዋህዶየ እንኳዕ ዳሕን መፃእኹም ኣበይ ኣለኹም⛪❤✅
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
አሜን ማዓረይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@AsqAsq-o5v
@AsqAsq-o5v 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ሰብእንታይዘይበለ
@ሰብእንታይዘይበለ 3 ай бұрын
Alena maerey 🙏🙏🙏
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 3 ай бұрын
ቤት ክርስትያን ድዩ ኮይኑ እዚ ገዛ ተሳሊምና ክንኣቱ😂
@ራሄል-ጐ5ለ
@ራሄል-ጐ5ለ 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 3 ай бұрын
ብ ስም 𝗧𝗗𝗙 𝗟𝗶𝗸𝗲 👍 ሃበኒ 💛❤️⚔️ 👇
@Almi_Alm
@Almi_Alm 3 ай бұрын
ደምሪኒ ናተይ❤
@HagerSebuq4ot
@HagerSebuq4ot 3 ай бұрын
Abza geza zeleku ftewti ❤❤❤ gere emun subscriber like
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi 2 ай бұрын
​@@HagerSebuq4otገይረልኪ❤
@ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
@ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ 2 ай бұрын
ኣሜን ሰናይ ዘመን የምፀልና ተጋሩዋይ♥️
@cbffhf1567
@cbffhf1567 3 ай бұрын
ኣድነቅት ወዲ ቀሺ እሰከ👍 ጠውቅኒ ጀምዓይ😂😂😂❤❤❤❤
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
@hagosatsbaha-zf3zp
@hagosatsbaha-zf3zp 3 ай бұрын
😢😢😮😂😅
@hagosatsbaha-zf3zp
@hagosatsbaha-zf3zp 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@عليعلي-خ8ذ
@عليعلي-خ8ذ 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
@KidaneGebremicheal
@KidaneGebremicheal 3 ай бұрын
አረ ጀኮር ጠፊኡና በጃካትኩም❤❤❤❤❤
@gvvcccc1938
@gvvcccc1938 3 ай бұрын
ለምለም ዝፈቶ ላይክ
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 3 ай бұрын
ብሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ንኩለኩም ተካታተልቲ ገሬ ኡሙን🙏❤❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 3 ай бұрын
መበል 26 ግጨዩኒ Tegaruwani my fam💛♥️
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🇻🇳🥰🌿🌼🌿💖💖💖💖
@HagerSebuq4ot
@HagerSebuq4ot 3 ай бұрын
Abza geza zeleku ftewti ❤❤❤ gere emun subscriber like
@romanatsimu9460
@romanatsimu9460 3 ай бұрын
እካዓ በሰላም መፃኹም ሙሩፃተይ ሕሞራወ ሑሞራ ናፊቕናዮ መረብትና ዓድ ፃዓዳወርቂ ዓድጠስምን ፃባን
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
@rozar227
@rozar227 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂ሙሉእ እሰከ ይግበረና ተመዛብልቲ ናቦኦም ኣብ ትግራይ ዞሎው 💛❤️🙏🙏🙏
@JesusKing-wp1yi
@JesusKing-wp1yi 3 ай бұрын
ጌረ እሙን""" ጆኬር ካብ ዝወጽእ ፡ ጥዑማይ ዋላስ ጥዑም ካብ ዝመጽእ ትበላሾ ኣላዶ ሓቀይ? ዝተባላሸወቶ ላይክ ይግበር
@Lali-m4r
@Lali-m4r 2 ай бұрын
🤔😎🤣🤣
@فتسوم
@فتسوم 3 ай бұрын
እዳ ገርየ ዓይኒ ትግራይ ቅሰኑለይ❤❤❤❤
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@seft5286
@seft5286 2 ай бұрын
እንኳን ሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ አተን ጥራይ ነብሰን ዝከዳ አማ😢ዓባይ ትምህርት እያ ሰላም ክወርደና ናብ እግዚኣብሄር ንመለስ🤲🥰😢
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 2 ай бұрын
ደቂ በርሀ ይመቺኩም ❤ዝናብ ዘኒብ ጎይታ ይኣክለኩም ኢሉልና እዩ ጎይታ ፀገምና ሓፂብልና ክከድ እዩ ኣሜን ከም ኣፍኩም ይግበረልና ❤
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 2 ай бұрын
አንዶ ዘብራኣብሩኽይ ተነፍቅት አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ 🙏🙏🥀
@letshabrha6005
@letshabrha6005 2 ай бұрын
ብሓቂ ናይ ኣከዳድና ነገር ነዊሕ ንካደን ግደፋ😊😊😊
@kobizefishaye5737
@kobizefishaye5737 3 ай бұрын
ዘብራኣብሩኽ ዘይኮነ ዘርኣብሩኽ እዩ እቲ ቅኑዕ፡ ትርጉሙ ከኣ ካብ ብሩኻት ዝተረኽበ ዘርኢ ማለት እዩ፡፡ ሰሙናዊ ዝጽበያ ኮሜዲ እያ። ነጠዓዕሞ ካብ ዝሕወሳ ግን ኣይጠዓመትን፡፡
@ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ
@ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ 3 ай бұрын
ደቅ ትግራይ ጀጋኑ እንኳዕ ብሰላም መፃኤኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SemiraHaftu
@SemiraHaftu 2 ай бұрын
ዋው ኣያ ዘርኣብሩክ ኣብ ኣካዳድና ዝሃብክምወን ምክሪ ፈትየዮ👍😍😍😍
@AwetBerhe-xm1ju
@AwetBerhe-xm1ju 3 ай бұрын
ንኣብራሃም ዝፈቱ ላይክ ይላይክ ይገበር❤❤🎉🎉
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 2 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃአኩም እንዳ ገሪየ እሙን ለባማት ስድራ❤❤ሰናይ ዘበን ክረምቲ ይግበራልና ተጋሪዋይ❤❤❤
@Fyori-e6b
@Fyori-e6b 3 ай бұрын
Amen 🙏 lemlem ayney Mariyam adey kidanemihret adey eta keyah sebeyti weladite amlak mulue selam tigberelna ❤
@ጋልሃገረትግራይ-ኘ7ዘ
@ጋልሃገረትግራይ-ኘ7ዘ 3 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ደቂ ሓላል መሬት ፅቡቅ ክራማት ይገበረልና
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@SmretTube
@SmretTube 2 ай бұрын
ሳብስክራይ ብ ግበርለይ ምቅርተይ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ እሙን ተፈተውቲ❤❤❤❤❤ መበል 100 እየዋ ለይኩኒ ኢኩም😂😂😂
@ሃገረይመንግስተሰማይእያ
@ሃገረይመንግስተሰማይእያ 3 ай бұрын
101 እየ ኣነለ😂🙄
@Tomas-y8y
@Tomas-y8y 3 ай бұрын
​@@ሃገረይመንግስተሰማይእያentay eyu Eza ለ
@NegasiKidane-lw7pc
@NegasiKidane-lw7pc 2 ай бұрын
እዛ ናይ ገርየን ቤትን መርዓስ መወዳእተኣ መኣስዮ ክኸውን ገርየ ፈሪሑ ነዛ መርዓ ክክክክክክክክክ❤❤
@ffff8192
@ffff8192 3 ай бұрын
እወ ዝቃደም ተመስገን ኣምላክ ምልእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ❤❤❤❤ ይኣክለክም ይበለና
@NormalUser22
@NormalUser22 3 ай бұрын
ጂኬር ይመለስ፡ ነጠዓዕሞ ይቀነስ(like ብዚ ዝሰማማዕ)
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሩኒ ክብራተይ❤❤❤❤
@ሕጂኸናበይ
@ሕጂኸናበይ 3 ай бұрын
ኣነ ከማን ምሳካ ኣለኹ😂
@wediweyinking
@wediweyinking 3 ай бұрын
እንታይ ድኣ ግጥሚ ጌርካያ😂😂
@ኣርሱጋልትግራይ
@ኣርሱጋልትግራይ 3 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ሙሉኡ ሰላም ይግበረልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣንዳ ገሬ እሙን ❤❤
@SmretTube
@SmretTube 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@ኣርሱጋልትግራይ
@ኣርሱጋልትግራይ 2 ай бұрын
@@SmretTube እሺ 👍🥰❤️
@منىع-و2ي
@منىع-و2ي 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤ዋይ ዘራኣብሩኽ ጋሊ ቡሽፋና ትክክሊ ትክክሊ ዋእ እነኻ ሚግሊላፂ 😂😂😂😂😂
@Mesi-k16
@Mesi-k16 2 ай бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓበይቲ ንሃገርናን ህዝብናን ለ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልኣከልና❤❤ ገሬ ግን መን ይብሉካ ንቤቲ ፍቅራ ዘይትርደአላ ተፋቀሩ😅😁
@MmMm-fh9hp
@MmMm-fh9hp 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኩም ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋይ ደሞ ፁቡቅ ክራማት ይግበረልና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@DegiYouTube
@DegiYouTube 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩ ፅሩያት ፍጥረት🙏❤💛
@MahammedJud-uy7qn
@MahammedJud-uy7qn 3 ай бұрын
ደስ ክትብሉ ምስ ግዜ ኣመልኽቱኹም ድትሰሩሑወ ስራሕ ደስ ባሃላይ እዩ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfayberhane1374
@tesfayberhane1374 3 ай бұрын
እገላ ረሲዕኩማ እንዳ ገሬ እሙን ❤
@BreFekr
@BreFekr 3 ай бұрын
አድነቅቲ ለምለም ዓይነይ አበይ አለኩም ግጨውኒ🔔🔔👍👍👍
@seft5286
@seft5286 2 ай бұрын
ፈጣሪ ሆይ ብሓይሊ መርዓ ኣሎ ድዩ😂
@GjhG-d8u
@GjhG-d8u 3 ай бұрын
ኣይEinglish ናፀማማት ኮይናህና ኣይ😂😂 ብርክ ሰንበት ተጋሩዋይ❤❤❤🎉🎉
@Ñåţhaňbőÿ-n3d
@Ñåţhaňbőÿ-n3d 3 ай бұрын
184 senbet rieya 184 like rgexuni kab hawkum eritrawi🎉❤❤❤❤selam fkri nhzbi tgray erey🙏😊
@DannyTekaBeyene
@DannyTekaBeyene 3 ай бұрын
ፍቅርን ሰላምን ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን❤🎉❤🎉
@Ñåţhaňbőÿ-n3d
@Ñåţhaňbőÿ-n3d 3 ай бұрын
❤❤❤​@@DannyTekaBeyene
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ጥንስቲ እየ ዋ ሳብስክራይብ ላይክ ግበሩለይ ከይትሓልፉኒ🙏🕊❤️💊 ብሩክ ባሓቲ ይግበረልና ንህዝብና ምሉእ ሰላም ይግበረልና🙏🕊❤️🕊🌹🌹💦💊
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 ай бұрын
ደምርኒ ደምረኽክ እየዎ🎉
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
​@@WejeratAdeyእሺ ወለላይ ደምረኪ❤🎉❤
@DannyTekaBeyene
@DannyTekaBeyene 3 ай бұрын
ዝጥንስስ መቐለዲ ኾይኑ😮
@mairyleb9245
@mairyleb9245 3 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤❤
@Kdsan-lz3gu
@Kdsan-lz3gu 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@HlufMsgna
@HlufMsgna Ай бұрын
ባሓቂ ቆማጥታት መክፈእ ዎሎዶ💞💞💞💞
@letshabrha6005
@letshabrha6005 2 ай бұрын
ጥራሕኽን ኪዳ ዝብል መሰል የለን ሕደጋ🤗🤗
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube 3 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ሪመይ ዝፈትወኩም❤❤❤❤
@tirhashabeshashop
@tirhashabeshashop 3 ай бұрын
ሙሉእ ይግበሮ 🙏 💊💊💊
@ሄሩየማራናታቻናል
@ሄሩየማራናታቻናል 2 ай бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ ኡሙን ሰላምታኩም ይብዛሕ ወርሒ ሓምለ ፅቡቅ ዘመን ይግበረልኩም ቡሩኩ ባሕቲ 🥰♥️
@albadralbadr945
@albadralbadr945 3 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ሙሉኡ ሰላም ይግበረልና እግዚአብሔር አምላክ ተጋሩዋይ እንካዕ ብስላምመፃኩም ኣንደ ገሬ እሙን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Adhin629
@Adhin629 2 ай бұрын
ገርየ ንበቲ ኣወዲእካያ፡ ሓዳር ግበረላ እንዶ፡የእሪካያ፡ ቆልዓ እየ❤❤❤❤
@Teddytube1214
@Teddytube1214 3 ай бұрын
ቤቲ ሃይላይስ ክትልምን ክትነብር ገሬ ዘይምርዓዋ ባ 😂😂
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 2 ай бұрын
ሓቆም ኣያ ዘብረኣብሩኽ መዓርግዘለዎ ይከደና
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 2 ай бұрын
ትመርዓያ ያ ገሬ ንቤቲ ብሓይሊ ድዩ ኮይኑ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ኣይትሳአኑ ሳሓቅ ቀቲሉኩምና ተጋሩዋይ 🤗🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi 2 ай бұрын
አንቃዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ አዛ ሓፃር ክዳን ፅብቅቲ ትምህርቲ❤❤
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 2 ай бұрын
ዋይ መሰልና ጥራሕ ዝባንኪ ክትወፂዶ መሰል ተዋሂቡኪ እግዚአብሔር ተዓጊሱና ብሓቂ መሰል ላበልና ወዝና ሓሲሱዋ ነስተኻኽልዋይጉድ ዓይኒ😢
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ 3 ай бұрын
ዘብራኣብሩኹ ዘድንቅ ላይክ👍
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤ ተጋሩዋይ❤❤ ግን ኣከዳደና ኣስተካክሉ ብተለይ ኣጋላታ ሰርዓት ሓዛ😮😮😮 ዓብየይ ሚደያ ሰለ ዝኮነ ኣከዳደና ኣስተካክላ ኣጋላት😮😮 ቤቲ እንደ ቀሰ በሊ በልዋን መፅኢት. ልዚ ደራማ ተደብረሎ ትብፃሕ ላብ ደራሳ •√√√√√√
@MakiMaki-jj3kf
@MakiMaki-jj3kf 2 ай бұрын
አያ ዘብረአብሩ ጅግና ቀፃኢ ውልዱ
@Gudy-i3i
@Gudy-i3i 3 ай бұрын
ኣያ ጄኬር ኣምፅእዎ ብዘይሱ ደስ ኣይብልን😢♥
@mohariasuip4936
@mohariasuip4936 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ቀፅልሉ
@lionelmessi-ps7ei
@lionelmessi-ps7ei 2 ай бұрын
ሓንቲ ነገር ግን ደስ ዘይትብል ተዓዚበ ካብ ትግራይ ወፃኢ ተወልዶም ንዝዓብዩ ተጋሩ ክብሪን ፍቅርን እና ክንህቦም ዘለና እንበር ክነርሕቆም የብልናን
@MahammedJud-uy7qn
@MahammedJud-uy7qn 3 ай бұрын
ኣጆኹም እዞም ደቅ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 2 ай бұрын
ናይ ኣካዳድና ፅብቅ ትምህርቲ ሓሊፍ
3 ай бұрын
እንዳ ገሬ እሙን ሓደሓደ ኣለው እዚ ቀይሩልና እዚ ኣይተመቸወናን ኣብ ጥበባትኩም ዝውስኑ ትግራዎት እንከለዉ ናይ ትግራዋይነት ስነልቦና ዘይብሎም ኣቃልቦ ኣይትግበሩሎም መልሲ ህብዎም
@ሸዊት-ቀ3ፈ
@ሸዊት-ቀ3ፈ 3 ай бұрын
ባዕለይ ቅድሚት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@AbrahamAbraham-re4di
@AbrahamAbraham-re4di 3 ай бұрын
ሰላማት እንዳ ገርየ እሙን ሓንቲ ዝገደፍኩሞ ተማዛባላይ ይኸይድ ኣሎ ግን ግዝያዊ ምምሕዳር ዘይ ኣተወ ፀኒሕኻ ሽግርዶ ኣይፍጠርን
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 2 ай бұрын
ክክክ ተስሓቢ ሽፈርዶ ኢልክሙዋቶ ዳሕናዋ ይመልአሉ ሕዝብና ኣምላከ ቅዱሳን ይርደአዮ እዙይ ካብመንግስቲ ዝመፀ ኣይኮነንን ቅዱስ እግዚአብሔር እዩ ዝምልሶዘሎ ሕዝብና ናይሰብስልጣንማ ርኢናዮኮ ኣሕሚመሙዎ ሕዝብና
@merhawimerhawi-my7rq
@merhawimerhawi-my7rq 2 ай бұрын
ዳ ገሬ እሙን ይመቸኹም❤❤❤💪💪💪💊💊
@simonbrhane2231
@simonbrhane2231 3 ай бұрын
Comment qedanay bealey like regexuni🤨
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ 3 ай бұрын
ኣየ በቲ ሃያላይ ሺካሪና❤❤❤❤😂
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 ай бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ
@Rae-e7f3n
@Rae-e7f3n 2 ай бұрын
ሳምሪ ሽኮርርር❤❤❤
@wedihidmo8760
@wedihidmo8760 2 ай бұрын
❤❤❤ሰላም ኢንዳ ገርይ ኢሙን ቁሩብ ዝሕል ኢልኩም ኣለኩ ንኣይ ዘራቡርክብ ሃፍታም ገበሮም ኢሞ ንገር ክትቀንዕ ኢያ ተራዪኒ ሓራክት ክግብሩ ክክክ
@Secor-v5d
@Secor-v5d 2 ай бұрын
❤❤❤እንዳ ገሬ ሰብ ቁምነገር ❤😢ብሓቂ ኣከዳድናና ነስተካክል ክብሪና ባዓልና እና ንሕሉ
@RfgSfr
@RfgSfr 2 ай бұрын
ቤት ሃይላይ ዕብዲት ሰበይት ገሬ እሙን ዉለዲሉቧ ሓደ ወዲ መዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@BirhanuReda-wi9ts
@BirhanuReda-wi9ts 3 ай бұрын
መበል110 በፅሓትን❤❤❤❤
@አሴጋልተዋህዶ
@አሴጋልተዋህዶ 2 ай бұрын
ብሩክ ሰበት ይግበረና❤❤❤🎉🎉🎉
@SamA03s-u9c
@SamA03s-u9c 3 ай бұрын
እታተስሓቢት ኢ/ያ እቲ ሽፈር ጌታቸው ረዳ ማለት ድዩ ብትክክል ገሊፅኩማ
@ZzC-v2h
@ZzC-v2h 2 ай бұрын
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 2 ай бұрын
ኣምላከ ቅዱሳን ወገናትና ይመልሰልና
@ሰላምዲወዲሰብ
@ሰላምዲወዲሰብ 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 3 ай бұрын
Good drama Enda grey omone it's absolutely amazing ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሰድራ ገሬ እሙን
@selamgaldesta9173
@selamgaldesta9173 2 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ፍትዋት ስድራ ገሬ እሙን❤ እሞ'ሲ ኣብል ኣብልኩም ገለ ኣብሉልና ህዝብና😐
@እግዞኦተሳሃለነ
@እግዞኦተሳሃለነ 2 ай бұрын
ኣሰይይ ዳገሬ እሙን ቁም ነገር ዘለዎ ኢኩም ሒዝኩም ትቃርቡ ኩሉ ጊዘ ባህልና ይከበር ጓላት ንማሃር
@gizegize4486
@gizegize4486 2 ай бұрын
ጌቾ,ምሰጋና,ይግባእካ
@SmfjdngmnsmmdDmxmfmjdmsmmdf
@SmfjdngmnsmmdDmxmfmjdmsmmdf 3 ай бұрын
ናይ ተከስተ ይብዛሕ
@gjh3021
@gjh3021 3 ай бұрын
ሰላማት ደቂ ዓደይ❤️😘
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 3 ай бұрын
ንተጋሩ ዝፈቱ ላይክ ወቁጡ 🤗🥰😂😂😂
@shambelnguse
@shambelnguse 2 ай бұрын
ይመችኩም
@Ahmed-k5w2r
@Ahmed-k5w2r 2 ай бұрын
እንካዕ ዳሕን መፃአኩም ፅብቅ ክራማት ይግበረና
@Shwati308
@Shwati308 2 ай бұрын
ትዕግስቲ ጡዑም ❤❤❤❤😊😊😊😊🎉🎉🎉
@mebritmebrit1605
@mebritmebrit1605 3 ай бұрын
እንኳን ዳሕና መፃእኩም ሽኳርናታት❤❤
@binyam1578
@binyam1578 3 ай бұрын
ቡሩክ ሰምበት ከመይ ሐዲርኩም ዝሓለፈ ሰምበት ተጸብየ ግን?? 🥰🕊✌🏻🎉
@DivoraAbi
@DivoraAbi 3 ай бұрын
ፊልሚ ጌሬ እሙን ካብ መጀመርታ ተካታቲለያ ብጣሚ ብልጽቲ ኢያ እዚነጣዓዕሞ ከራክተረ ካብ ዝመጽእ ኣዝሒልዋ እዚ ከይ ኣክሎ ካኣ በርሀ ሓወይ ወደነይ ይብሎ ኣሎ ንኣያ ዘራብሩኽ ኣቃልብሉ
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
@@DivoraAbi ደምሪን
@ZzC-v2h
@ZzC-v2h 2 ай бұрын
ወዲ በርሀ ወድነይ እዩ ዝበለ
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 2 ай бұрын
ብሓቂ ኣከዳድናና ነስተኻኽል 😢 ፋሽን ክንብል ፋሽን ኮይና ተሪፍና መሕዘኒ
@HamidHamid-tr4bu
@HamidHamid-tr4bu 2 ай бұрын
Kumneger zeyblu kam gere❤❤😂😂
GERE EMUN PART 197 | ገሬ እሙን ክፋል 197
38:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 223 М.
gere emun part 186 | ገሬ እሙን ክፋል 186 ቻው ድኽነት ክፋል ክልተ
30:50
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 290 М.
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 124 МЛН
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 20 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
ЭТО НАСТОЯЩАЯ МАГИЯ😬😬😬
00:19
Chapitosiki
Рет қаралды 3,4 МЛН
kulu woyo  - ኩሉ ወዮ - Best Eritrean Movie By Mekonen Tesfamariam
1:23:11
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 108 М.
Betoch | “የአዲሱ ዓመት ዕድል ”Comedy Ethiopian Series Drama Episode 353
29:12
Betoch Drama ቤቶች ድራማ
Рет қаралды 2,6 МЛН
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 124 МЛН