GERE EMUN PART 214 | ገሬ እሙን ክፋል 214

  Рет қаралды 286,318

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Күн бұрын

Пікірлер: 1 000
@habeshaboy5401
@habeshaboy5401 12 күн бұрын
like,ዝገበረለይ ምስ ስድሩኡ ቅዱስ ገብርኤል ኣይፍለዮ እንካዕ ኣብፀሓኩም ተጋሩዋይ❤
@سلاخاحمد
@سلاخاحمد 12 күн бұрын
ዘይገበረ ኸ ይፍለዮ ድዩ
@Mahlamedia
@Mahlamedia 12 күн бұрын
@@سلاخاحمدtmnit eu gunuf
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 12 күн бұрын
ላይክባ ምንምኮ ጥቅሚ የብሉይ😂
@ትርሓስፀጋይ
@ትርሓስፀጋይ 12 күн бұрын
😂😂😂​@@سلاخاحمد
@SdSe-p8v
@SdSe-p8v 12 күн бұрын
Amen(3)maearey❤❤❤❤❤❤
@SolomonMehari-rf5vc
@SolomonMehari-rf5vc 12 күн бұрын
ፀሎት ግበሩልና family from Libya❤
@سلاخاحمد
@سلاخاحمد 12 күн бұрын
ፀሎት ቅዱሳን ኣይፈለይኹም ፍቁራት የሕዋተይ 🙏🙏🙏❤❤
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ 12 күн бұрын
ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን👏💜
@EyalEyal-r7b
@EyalEyal-r7b 12 күн бұрын
Ajoka zhawey fetari msakum ykun
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 12 күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ካቤቲ ዘለኹሞ ጸበባ ኣውጺኡ ናቤቲ ትደልይዎ ቦታ ብሰላም የብጽሕኩም ኩላትኩም ኣብ ጸበባ ዘለኹም❤❤❤❤❤
@hiwetgrimy7857
@hiwetgrimy7857 12 күн бұрын
EGZABIHER AMLAK msakatkum ykun Agwatey 🙏❤❤❤
@musayemane2268
@musayemane2268 12 күн бұрын
እንዳ ገሬ እሙን ድምፂ ህዝብና ኢኩም ተሕልፉ ዘለኩም ዝሰምዕ ግን የለን ይኣክል ህዝብና ስቃይ መንከራ😢😢
@abebaabraha726
@abebaabraha726 10 күн бұрын
😊😊😊😊😊
@abebaabraha726
@abebaabraha726 10 күн бұрын
😂😂😂🎉😂😂
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭
@ግርማሓፍቲኣሴየ
@ግርማሓፍቲኣሴየ 12 күн бұрын
እንኮዕ ኣብፅሐኩም ተጋሩዋይ 💊ሩሑስ ጥምቀት ንመላእ ህዝቢ ክርሰትያና ይግበረልና ፍቁራተይ ኣሕዋተይ🙏✝️🕊
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 12 күн бұрын
ደምርኒኒ❤❤
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭
@SelamHadgi
@SelamHadgi 12 күн бұрын
ኣያዘረአብክ ናይ ብሓቂ ኣብዝነበረ ነይሩ እንኳዕ ኣብፀሐኩም 😢😢😢
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭
@Egleeye-b9b
@Egleeye-b9b 12 күн бұрын
ዋውዋው ብጣዕሚ ዝገርም ኹሉ ከማኹም እንተዝከዉን ትግራይ ምተቀየረት ነይራ
@AwetSeltene-l1q
@AwetSeltene-l1q 11 күн бұрын
😂😂😂 29:43
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 12 күн бұрын
ዋውው ጉዳኣት ኣኻል ተጋደቲ ሰላማዊ ሰልፊ ክወፁ ኸለው ስለ ምንታይ እቲ ህዝቢ ምሳኦም ዘይወፅእ ሕቶ ዝኾነትኒ ዘረባ እያ ነይራ😢👌የቀንየለይ ጆኸረይ💖
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭
@elilta70
@elilta70 11 күн бұрын
ብጣዕሚ ኑፉዓት ብተዋስኦ አቢልኩም ሽግር ህዝብኹም ምግላጽ ብጣዕሚ ኑፉዓት👏👏👏👍👍👍👌👌👌💊❤️💛💊💛❤️
@LIDYAGEBRU-w6y
@LIDYAGEBRU-w6y 7 күн бұрын
😂😮❤jsjs
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭
@BirhanuHadera
@BirhanuHadera 12 күн бұрын
ብጣዕሚ ነቲ ሐዚ ዘለናዮ ግዜ ገላፂ። ቀፅሉሉ
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭
@SelmnSelmn-y8t
@SelmnSelmn-y8t 12 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፅአኹም እንካዕ አብፀሐና ንብርሃነ ጥምቀቱ❤🥀🌿💐🌾🌿🌿🌿
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 12 күн бұрын
ኩሉ ግዜ መሃርን መዘናገዕን ኢኹም ተሕሉፉ እንዳ ገሬ እሙን ሽኾራተይ ምንጪ ሳሓቅና ኢኹም💖🕊❤🙏
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 12 күн бұрын
ደምርኒኒኒ❤
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 12 күн бұрын
ደምርኒኒ❤
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 12 күн бұрын
❤❤❤
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭 ኣነውን ኽምልስየ ቃለይ እዩ🙏
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
​@@ሸዊት.ቻናል🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭 ኣነውን ኽምልስየ ቃለይ እዩ🙏
@habtomfesseha6089
@habtomfesseha6089 12 күн бұрын
ፅብቅቲ ኣባህላ እንካዕ ኣብፅሓኩም ዘይኮነስ ከመይ በፅሒኩም እያ እታ ሓቂ
@RibsYTaccount
@RibsYTaccount 12 күн бұрын
ሩሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልና 💒🙏🥰
@መሰረትሲስ
@መሰረትሲስ 12 күн бұрын
Amen ❤🎉ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 12 күн бұрын
ደምርኒኒ❤
@HailushabHailush-i5r
@HailushabHailush-i5r 12 күн бұрын
አይይ አደይ ንዓኺ ክብል ኩርባ ገደል ሰጊረ፣ ዕሾኽ ዕንቅፋት ኽኢለ መስዋቲ ዝኸፈልኩልኪ መሲሉኒ እመበር ዝበአሰ ዘምፃእኹልኪ መሲሉንስ ምግዳለይን ንዓደይ ምሕላፈይ የጣዓሰኒ አሎ😢😢 አደይ ሕጅ'ውን ካባኺ ርሒቐ ምስ ናብራ ክቃለስ መስዋእቲ ይኸፍል አለኹ 😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭አምላኸይ🙌🙏🙏🙏😢😢😢😢😢😢😢😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@PutinRussiaEthiopianViladmiroP
@PutinRussiaEthiopianViladmiroP 12 күн бұрын
አሕ😭😭😭አደይ ሰብ ዝኾንክዮ ሰብ ኩነኒ ኢልክዮስ አብዩኪ😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አደይ ግን 🙌🙌🙌🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@HiwetKidane-c7p
@HiwetKidane-c7p 12 күн бұрын
ኣጆኩም አሕዋተይ
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭 ኣነውን ኽምልስየ ቃለይ እዩ🙏
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
​@@PutinRussiaEthiopianViladmiroP🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭 ኣነውን ኽምልስየ ቃለይ እዩ🙏
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
​@@HiwetKidane-c7p🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭 ኣነውን ኽምልስየ ቃለይ እዩ🙏
@theboy3651
@theboy3651 12 күн бұрын
Pls 😢bejakum bsm mama lemlem likes habuni
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭
@rezeneberhe818
@rezeneberhe818 11 күн бұрын
ይበል ዋዛ ምስ ቁምነገር ዝሰምዕ ተተረኪቡስ እግዚአብሔር ዕደመን ጥዕናን ይሀብኩም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ኣስሊዜና
@ኣስሊዜና 12 күн бұрын
እንኳዕ ኣብፅሐና ኣብፀሐኩም ርሑስ ብዓል ጥምቆት ይግበረልና ኣሜን(3)👏🥰💒✝️
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭 ኣነውን ኽምልስየ ቃለይ እዩ🙏
@Meaza_meazawit
@Meaza_meazawit 12 күн бұрын
ያ ንስኹም ትፍለዩ ኢኹም ከም ኩሉ ግዜ ብሉጻት ድምጺ ህዝቦም❤❤❤❤❤
@juniormedia-qd4pv
@juniormedia-qd4pv 5 күн бұрын
🎉🎉🎉ተጋሩ ኣሕዋተይ ናሃለኹም ተስፋ ይቆርፅ ኣይደልን ሰብስክራይብ ሓግዙኒ 😭😭😭😭 ኣነውን ኽምልስየ ቃለይ እዩ🙏
@nnnKk-dy9ng
@nnnKk-dy9ng 12 күн бұрын
ተመስገን ንበል ዓመት ን ዓመት ዘፅነሐና ፈጣሪ ንዓመታ ካምዝይ ብሰላም የፅነሐና ምስ ወለድና አሕዋትና ደቅና ኣሜን3///❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pn2sv4sf7j
@user-pn2sv4sf7j 11 күн бұрын
ጆኬር is a real fighter right now. He is acting like an army who defends his people. Real Actor. Keep the good work man. This is the time to fight. ልማዓታዊ ደረፍቲን ናይ ጥበብ ሰባትን ንህዝቢ ትግራይ ክሒዶምዎ ንስኩም ግና ምስ ህዝቢ ምውጋንኩም ደስ ይብል።በርትዑ።
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 12 күн бұрын
ጥላሁንየ ዝኹላይ ሰብከ ታይይኹንየ፣፡መንግስትየ ዝኹላይ ሕዝቢትግራይ ታይይኹንየ ካብ መንግስትስ ተስፋ የብልናንዋ 😢ካብ ኣምላኽና ንፅበ ኣሎና ኣምላኽና ክዕረቐና
@ZeradawitAbrha
@ZeradawitAbrha 12 күн бұрын
ሐሳባትኻ ናይ ምዝራብ ዲሞክራሲ ሐደ ለዉጢ ልረአኽሉ ድራማ ሙኻኑ ኹርዓት ተሰሚዑኒ! ይበል🙏
@tesfayberhane1374
@tesfayberhane1374 12 күн бұрын
እንዳ ገሬ እሙን: ኩሉ ግዜ ምስ ህዝብኹም ኢኹም:: ከም ናይ ሎሚ ግን ኣይትሓጎስኩን:: ብድምቢ ድምጺ ህዝቢ ኢኹም ብሓቂ::😢😢😢
@Biniam-o5t
@Biniam-o5t 12 күн бұрын
ሽኮራተይ ዋጋ ምስ ቁም ነገር ሓቂ አውጺኢኽሙዋ የቐንየለይ ስላም ንህዝብና
@kidanytube
@kidanytube 11 күн бұрын
ደምርኒ እንበይተዋይ
@ساراع-ص1ث
@ساراع-ص1ث 12 күн бұрын
ቃዶሞይት ባዕለይ ተጋሩዋይ እንካዕ ኣብፀሐኩም ❤😂❤😂🎉
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz 12 күн бұрын
እንካን ብሰላም መጸእኹም እንዳ ገረየ እሙን ኩሉ ስራሕቱኹም ማሃር እዩ ቃጹሉሉ ብጣዓም እና ንፈትየኩም ተጋሩይ ፈተዉትይ ተጋሩይ ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ሳብስክራይብ ጉበሩኒ 🙏ምሽም ጥምቀት
@SdSe-p8v
@SdSe-p8v 12 күн бұрын
Amen (3)gyrelki maearey❤❤❤❤
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz 12 күн бұрын
የቀንየለይ ክብርተይ​@@SdSe-p8v
@HshHd-j3o
@HshHd-j3o 11 күн бұрын
ኡንካዕ ንዓመታዊ ክብረባዕል ብርሃነ ጥምቀቱ ንኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ፅዮነይ ዳገሬ ኡሙን ኣዝዩ ደስስስ ዘብል ነገር ተሃልዩ ፀገም ህዝቦም ዝዛረቡ ሙካኖም እዩ
@biniyamhailuawash
@biniyamhailuawash 12 күн бұрын
ርሑስ በዓል ጥምቀት ኽቡራት 💛❤️
@መሰረትሲስ
@መሰረትሲስ 12 күн бұрын
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉🎉🎉🎉❤
@motivationpictures.
@motivationpictures. 12 күн бұрын
​​@@መሰረትሲስ ብሙጅ ሸብሽክኛኝብ ኝገባበኝ እምበኝ ኝቹብ ክግጭመኛ እኙ እኙ 😎
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f 12 күн бұрын
እታ ጋዜጠኛ ሪኤያ አይፈልጥን ብጣዕሚ ጎበዝ እያ አበራትዕዋ
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 11 күн бұрын
ድራማ እኮ እዩ ትክክለኛ ጋዜጠኛ ኣይኮነትን😅።
@juharmahamed7196
@juharmahamed7196 12 күн бұрын
The best and most realistic drama of the year!! Thank you so much. We wish you a long life and bright future!! 🙏❤️
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 12 күн бұрын
እዚኣስ ሓቁ ኣያዘብረኣብሩኽክክ ኣብዝነበረ ነይሩ እንኳዕ ኣብፀሐኩም እዚኣስ ሓቂ 😢
@AshenafiGher-j9v
@AshenafiGher-j9v 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@gebrejeworgsabrha8436
@gebrejeworgsabrha8436 12 күн бұрын
እንካዕ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብጸሐና ትንሳኤ ሃገረ ትግራይ የቕርበልና
@mihretarkebe9285
@mihretarkebe9285 11 күн бұрын
ትክክል እተን ናይ ህዝቢ ዝባሃላ ትካል ማኣስ ድየን ንህዝቢ ዝኮና ጅግና ጆኮር
@AwetBrhane-r4h
@AwetBrhane-r4h 12 күн бұрын
እንቋዕ ንብርሃነ ጥመቀቱ ኣብፀሐኩም ተጋሩ ፅላኢኩም ይገምጠል 💊💊
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 12 күн бұрын
Men eyu xelaetom n tegaru gohafat dea deki lementi ab zihaxere gizie kunat alekum mis Fano deki Amenziratat Dil le Fano ethiopia Nay Amharu eya nisikum gena kitrigexu ekum we're shaebiya Mendelay 💪 💪 💪 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@HahaHshs-u2h
@HahaHshs-u2h 10 күн бұрын
​@fetawihaki3672ባርያ ማንነት ኣልቦ😂😂😂ኣታ በላዒ ሓርኢ
@hgfana6731
@hgfana6731 12 күн бұрын
ዋውውውው ገሬ እሙን 👉ድምፂ ህዝቢ🙏
@Mayear-w8y
@Mayear-w8y 12 күн бұрын
ተጋሩ ተዓዊትልኩም ህውሓት ይስምዑኩም ኣይስምዕኩም ድላይኩም ንመንግስትኩም ብናጽነት ኣብ ዓድኹም ኮይንኩም ትነቕፍዎ በዚኣ ንህውሓት የመስግኖም እንተ ንሕና የሕዋትኩም ኤርትራውያን ግን ኣይኮነን ኣብ ዓድና ኣብ ድያስፖራ እካ እናፈራሕና ኢና ሓሳብና ንገልጽ!😏ተጋሩ 🦁💝
@AmanuelGebremedihen
@AmanuelGebremedihen 11 күн бұрын
መድሃኔ አለም መፍትሒ ክመፅእዩ አብሐፂር ግዜ በግእዝ 2018 ብፈረንጂ 2026
@AleMeY_Media
@AleMeY_Media 12 күн бұрын
ርሑስ በዓል ጥምቀት ገሬ እሙን ብሩኽ ሰንበት ይግበረልን🙏🕊️💎
@NegaSi-w5k
@NegaSi-w5k 12 күн бұрын
ርሑሰ በዓል ጥምቀት ይበል ድንቂ ሰራሕ ቀፅልሉ
@berhnekahsay6101
@berhnekahsay6101 11 күн бұрын
ኦኦ ኣያጆኬር ዝገርም እዩ ተደሌም ጸላም ጻዓዳ የጻውቱ ተደሌም ሓያል ፖለቲከኛ ይኩኑ i'm proud by your work wow nice you are smart really appreciate
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix 12 күн бұрын
ኣያ ጀኮር ፅቡቅ ገሊፂክምዎም ንዞም ድቃሉ መራሕቲ
@እቲፈቓርስኩረይ
@እቲፈቓርስኩረይ 11 күн бұрын
ዋውውውውዋ ከም ኤርትራዊ ብዘለኩም ነጻ ናይ ምዝራብ መሰል ቀኒአ ንህዝበይ ድማ ነጻ ናይ ምዝራብ ሃርርነት ተመንየሉ ፣ብቅጻል ድማ ስነትበባውያን ኤርትራ ስ ምዓስ እዮም ከምዚ ከርእዩና ፥ ኣብ ውሽቲ ኤርትራ ዘሎስ ደሓን ፥በዚ ኣብ ደገ ዝሎ ስነቀንጠባዊ ሓሪርና ።
@AsqAsq-y4m
@AsqAsq-y4m 10 күн бұрын
ናትናሰ እወ መልእ ኮፌደንሰ መልኦም የዛረቡ ግን መን ሰማዒ ናሰመዐ ከምዘይ ሰመዐ የኮነሎ መንግስትና😢😢😢
@ኣፀደ
@ኣፀደ 11 күн бұрын
ልዕሊ እዙይ ዓብዪ መልአኽቲ የለን ሰሚዑ ዘተግብር መንግስቲ ካብ ዘይሃለወና😢ንፈጣሪና ንለምን ኣቱም ህዝቢ ቀስ ብቀስ ከይንጠፍእ
@DtEy-ki7cx
@DtEy-ki7cx 12 күн бұрын
እንቃዕ ኣብፀሐኩም ንመላእ እምነት ክርስትና❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@Haregte
@Haregte 11 күн бұрын
ሰማዒ የለን😢 እምበይ ይበል መልእኽቲ🥰🙏
@Aserkalayu
@Aserkalayu 12 күн бұрын
ብሉፅ መልእክቲ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
@fetgfwet9654
@fetgfwet9654 11 күн бұрын
ኣሕዋት ኣብ ስዑዲ ዘለዉ እዉን ኣብ እስሪቤት ቁርን ተላጋቢ ሕማምን ኣቸጊሩና ይብለዉ ድምፂ ንኩኖም❤❤❤❤❤❤❤❤
@ማማየናፊቐ
@ማማየናፊቐ 11 күн бұрын
እዋይ ተዓዊትሎም, ኣብ ዓድኻ ኮንካ ን ምንግስትን ውድብን ኣብ tv / drama/ ገሮም ክነቕፉ,, ዝገርም ዩ,, ኣብ ዓድና ከኣ ምንቃፍ ማለት ምስ መላእክት ምበኣስ ዩ ዝቑጸር,, ብዝኾነ ናይ ብሓቂ ደስ በሃልቲ,,, ሓብትኩም ካብ ሰሜን, ኤርትራ,
@HailabBrhane
@HailabBrhane 9 күн бұрын
Ygermeki eyu teasire niere elka hiwetka tetezaribka tgraway ybluka😂😂
@NebyatHagos-j5b
@NebyatHagos-j5b 12 күн бұрын
ጌሬ እሙን ድራማ መግለፂ የብለይን ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ድምፂ ድካ የቀንየልና ❤❤❤
@Zizu-Zizu-q1p
@Zizu-Zizu-q1p 11 күн бұрын
እንዳ ገርየ እሙን ይበል ዓርሱ ዝከኣለ ዓብዪ ውድብ ህዝቢ ኢኩም ጎቦዛት ዞም ኣሓተይ ❤❤❤ይኣክል
@TitiTiti-o1u
@TitiTiti-o1u 12 күн бұрын
እዲ ገርየ እሙን ጀጋኑ ደቅ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 12 күн бұрын
ደምርኒኒ
@ዩትቡር
@ዩትቡር 7 күн бұрын
ያ ተኽስተ ሳሓቅ ቀትልኒ ገልጥማ ደንቆሮ እንቲ ፍራ 😂😂😂 ዋዛ ምስ ቁኑሞገር ተጋሩ ዋይ ፅርያት❤
@HafomFsha
@HafomFsha 12 күн бұрын
እንኳዓ ብስላም በፃሕና ንበዓል ብርሃነ ጥመቀቱ
@SarhSarh-x4p
@SarhSarh-x4p 12 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፅርያት ፈጥረት❤❤❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 12 күн бұрын
ብሓቂ ዳገሬ እሙን ትሰርሕዎ ዘለኩም ዓቢ ነገር እዩ ክቡራተይ ግን መንጎ ሰማዒ 😢😢😢
@ShewaWedigere
@ShewaWedigere 11 күн бұрын
@SHAMBAKOMUSIC-ሻምባቆሙዚቃ
@SHAMBAKOMUSIC-ሻምባቆሙዚቃ 12 күн бұрын
ርሑስ ጥምቀት ይግበረሉም ተጋር ሽኮራተይ
@wedighirmay5930
@wedighirmay5930 11 күн бұрын
Seraki kmerhani aydeln ye:: I love you enda gere emun emunat ❤❤❤
@ማማየናፊቐ
@ማማየናፊቐ 11 күн бұрын
ስነ ጥበብ ማለት, ን ውጹዕ ድምጺ ምኻን,, ሓቂ ምዝራብ, ሓቂ ምንባር ዩ,, ኣብ ትግራይ ስነጥበብ ኣብ ጉቡእ ቦቱኡ ዘሎ ኮይኑ ይስመዓኒ,, ቀጽልዎ
@tarikteklay
@tarikteklay 11 күн бұрын
እንኳዕ ንበዓል ጥምቀት ኣብፅሐና ኣብፅሐኩም ልዓመታ ኸምዚ ብሰላም የብቅዐና
@OkOk-ve6xp
@OkOk-ve6xp 12 күн бұрын
ዋይ ገለዓይነት ቃንዛህዝቢትገልፅ ጥበብማለት
@gebgeb977
@gebgeb977 10 күн бұрын
ዝሓስብ ኣእምሮ ንዘለዎ እቲ መልእኽቲ ንፁር እዩ። ብጣዕሚ ፅቡቕ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 12 күн бұрын
I love Joker & Zebrabruk those are an absolutely actors however, you are very good all you, Happy Tmket all you, Amen 🙏 ❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 11 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሰድራ ገሬ እሙን ❤ድራማ ገሬ እሙን መግለጽ የብለይን እና ድምፅ ህዝቢ ትግራይ ይሰምዕ ድምፅ ተጋደልቲ ይሰምዕ
@TemesghenTsegai
@TemesghenTsegai 12 күн бұрын
Greeting from 🇪🇷 eritrea 🇪🇷 💖 🎉
@MehariBrhane-xx2op
@MehariBrhane-xx2op 11 күн бұрын
እቲ መልእክትኩም ፈጣሪ ይተሓወሶ ቡሩካት አሕዋት አሓት ኩሉ ግዜ ክሰምዕ ናባኩም የብሎ እዝነይ አብ ትሕቲ ፈጣሪ ስለ ህዝቢ ዝሓስብ መራሒ የለን ልቢ ንግበር ሰለ ዓደይ አቦይ አደይ ኢሉ ዝሞተ ግን ይከብድ
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. 12 күн бұрын
ሓዳሽ ዉድብ ኣያ ጆኴን (ሕከኸኒ ክሓከካ ፓርቲ) " ሕክፓ"😂😂😂😂
@destakonjo2505
@destakonjo2505 12 күн бұрын
ዋዉ ዝገርም ስራሕ እንኳዓ ኣብፀሐኩም ዘይኾነስ ከመይልኹም በፂሕኹም ክብል ነይሩ ዋእ ኣብ ዝነበረ ነይሩ ፅቡቅ ስራሕ ዓብዩ መልኣኽቲ ዝሓዘለ ❤❤❤ይመቸይኹም
@emsontadesse
@emsontadesse 11 күн бұрын
ዉድብ ሕ.ክ.ፓ ንምረፅ ብዉድብ ህ.ወ.ሓ.ት ከይንርገፅ 😂😅
@solomonaster
@solomonaster 10 күн бұрын
I really admire you for becoming the voice of your people. Keep it up!
@ሰላም1221
@ሰላም1221 12 күн бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ዓደይ🙏☦️🛐❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@lemlemg542
@lemlemg542 12 күн бұрын
"እንቋዕ አብጻሓኩም ዘይኮነሲ ከመይ ኢልኩም በጺሕኩም" ዮ ክብል ዝነበሮ 😂😂😂😂 ጽብቅቲ አገላልጻያ 👌👌👌👌
@adiamgebre7805
@adiamgebre7805 12 күн бұрын
እንዳ ገሬ ምስ ኩሉ ትግራዋይ እንኳዕ ንጥምቀት ብሰላም አብፀሐኩም ግን እንተጥፊኤ አቀዲመ ይቅረታ እሞ እዛ ጨወታ/ንጫወት/ ተጫወቱ ትብል ቃል ብፀወታ/ ብንፃወት/ ብተፃወቱ ብትል ቃል ተትቅየር ደስ ምበለኒ
@ኣርሱጋልትግራይ
@ኣርሱጋልትግራይ 12 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@nahi8977
@nahi8977 12 күн бұрын
😂😂 ኣያ ተከስተ ከመይ ዓይነት ሰባብ ሰብኣይ እያ ኬፍ ክህበካ ቀዉጢ እኮ ጌርዋ ምድረ ሰማይ ❤❤❤
@henmel1581
@henmel1581 11 күн бұрын
You guys are always amazing but today is completely different ❤
@SabawiFilms
@SabawiFilms 12 күн бұрын
ርሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልና ❤🎉 ኣብ ስደት ዘለና ናብ ዓድና ይመልሰና❤🎉
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 12 күн бұрын
Lemanit entay adi aleki Gualta Amenzra komal sahsah teref Areb kelbi ahwatki ab Yemen 🇾🇪 yiregfu alewu temesgen fetari we're shaebiya 😅😅😅 mendelay 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@AaaFff-d8w
@AaaFff-d8w 12 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏 ኣሕብሩ
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f 12 күн бұрын
አጆኩም ሊብያ ዘለኩም አህዋትና ጎይታ ህምሳኩም ይኩን ፀልዮ አንህናውን ንፅሊየልኩም ኢና
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 12 күн бұрын
ዝህዝብና ረኺብዎ ዘሎ እኮ 😢💔
@filahawiberie3706
@filahawiberie3706 11 күн бұрын
This is top 👌 👏 🙌
@YonasTeklay-29day
@YonasTeklay-29day 12 күн бұрын
First comment ተጋርዋኒ👍 ግጨውኒ ደቅ ሪመይ😊😊😊
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 12 күн бұрын
ደምርኒኒ
@michaelmike6084
@michaelmike6084 11 күн бұрын
ናይ ሓሳብካ ናይ ምግላፅ መሰል 100% am proud of that
@sarassss5088
@sarassss5088 12 күн бұрын
ጎማ ነፊሱ መንግሰቲ ነፊሱ ሓቂ😢
@NesruMohammed-s9x
@NesruMohammed-s9x 12 күн бұрын
ፍትሒ ንሙስሊም ተምሃሮ ኣክሱም😢😢
@muhammenebil3052
@muhammenebil3052 12 күн бұрын
ሒጃብ ክትገብር እያ❤❤❤❤ ትምህርታ'ውን.
@muhammenebil3052
@muhammenebil3052 12 күн бұрын
ሒጃብ ክትገብር. እያ ትምህርታ'ውን ክትማሃር እያ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sonofelamida
@sonofelamida 12 күн бұрын
መን እያ
@Ass-d4b
@Ass-d4b 11 күн бұрын
ሙስሊማ ሓፍትና ናይ ኣክሱም ተምሃሮ
@sonofelamida
@sonofelamida 11 күн бұрын
💚
@negakidane3961
@negakidane3961 11 күн бұрын
ዋውውውውውውውውው ኣብየት መልእኽቲ ፊልም ማለት ኣብ እንዳ ገረ ኡሙን ጥራይ
@ራያራዪሟዓደይ
@ራያራዪሟዓደይ 12 күн бұрын
ለምለም ዓይነይ ግን ብሓቅ ድኡ ጠንሳ😅
@BereketMogos-je8cq
@BereketMogos-je8cq 12 күн бұрын
Dewilna do knhata
@ArodoAkile
@ArodoAkile 11 күн бұрын
​@BereketMogos-je8cq😂
@ራያራዪሟዓደይ
@ራያራዪሟዓደይ 11 күн бұрын
@BereketMogos-je8cq ይሐሽሎ🤣🤣
@habenniguse9727
@habenniguse9727 11 күн бұрын
The number one episode of the drama❤❤ great job 👏 👍 👌
@dawitgg9400
@dawitgg9400 12 күн бұрын
ሓልፍነታውያን ደቒ ሕዝቢ ሰነጥበባውያን።
@AaaFff-d8w
@AaaFff-d8w 12 күн бұрын
ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ናብ ዓድና ብሰላም ይምለሰና
@NgatNgat-ff9xn
@NgatNgat-ff9xn 11 күн бұрын
እንዳ ገርየ እሙን ተሕልፍዎ ዘለኹም መልእኽቲ ብጣዕሚ መምሃራይ እዩ ድምፂ ህዝብኹም ምኻን ዓዐሪኹም ቀፅልሉ ብጣዕሚ ብሉፅ ስራሕ ነመስግን
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 12 күн бұрын
ናብ ጥምቀተ ክርስቶስ እንካዕ ኣብጸሐኩም ኣብጸሐና ሰናየ ሰላም ዝዓሰሎ ባዓል ይኩነልና ናይ ዓመት ሰባት የበለና ቅዱስ ፈጣሪና☦️🙏♥️🍃🍃
@SamriTube-r9r
@SamriTube-r9r 12 күн бұрын
በጃኩም ብስም ለምለም ዓይነይ ደምርኒ🙏❤
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 12 күн бұрын
ደምርኒኒ❤
@SamriTube-r9r
@SamriTube-r9r 9 күн бұрын
@@ሸዊት.ቻናል ዋይ
@meazat.4857
@meazat.4857 4 күн бұрын
God bless you all 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MegistuBirhane
@MegistuBirhane 12 күн бұрын
የዛሬ ድራማ ጌታቸው ጎተራ ትገልፃለች
@tumaytilahun9220
@tumaytilahun9220 12 күн бұрын
ኣታ ፍርጡም
@sonofelamida
@sonofelamida 12 күн бұрын
ኣታ ሃሳስ
@amanuelsolomonabebe6936
@amanuelsolomonabebe6936 11 күн бұрын
​@@tumaytilahun9220 ፍርጥም ያብልኻ!!😂😂😂
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 11 күн бұрын
ትክክል
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 11 күн бұрын
ጉሓፍ
@AbelAtaklti-g3v
@AbelAtaklti-g3v 11 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣገላልፃ 👏👏👏
@ውሽጣሕሩርቲ
@ውሽጣሕሩርቲ 12 күн бұрын
በወንገሉ ያመናቹ እንኳን ለብርሃነ ጥምቀቱ ኣደረሳቹ ኣሜንንን//3//👏👏👏
@selammesfin3928
@selammesfin3928 11 күн бұрын
What an amazing Talent. You always crack me up. I like your party. With full and detail message 😊😊😊😊
@ጋልቃሺTube-h5s
@ጋልቃሺTube-h5s 12 күн бұрын
ንዛ ፅሕፈት ተንብብለኹ አምላክ ሓሳብ ልብኹም ያስምረልኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብስም ወላድት አምላኽ ምስ ይቅረታ ግበሩለየ ለምለ የፈልጥ በዛኹም ከትሓልፉን 😢ወላድት አምላክ ሓሳብ ልብኹም አስምራ ስደትኹም ታሕፅረልኹም 🎉እስት ናባዕልና ሰብ ናዕቢይ ሓብራን ናዓብይ መንተ
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 12 күн бұрын
ደምርኒኒ
@ስናይትአማረጓልሽረምድረገ
@ስናይትአማረጓልሽረምድረገ 12 күн бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ❤ እንኳዕ ንባዓለ ጥምቀቱ ብስላም ኣብፃሓና ንባዓለ ትንሣኤው ድማ ብስላም የፅንሓና❤
@Amele21-r5t
@Amele21-r5t 12 күн бұрын
አቱም ህዝቢ ትግራይ አድሒንኩም ሕማቕ እትፈድይዎ ዘለኹም መራሕቲ ግን 🙄🙄🙄🙄🙄
@ttt-q2b
@ttt-q2b 12 күн бұрын
አሕ😭🙌🙌🙌😭😭🙌🙌🙌🙌🙌###🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ 11 күн бұрын
ሓደ ሓደ እኒአናስ ንፅሕፎ ዘይንፈልጥ እሳት ንመራሕቲ ጥራሕ ድዩ ፈልዩ ቅወቅዕ ተተኳሲ ቦንቢ ጌርክዮ በስመአብ እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይዓድሎም ንቶም መራሕቲ ኢልና ንፀሊይ ምስቶም አቦታትና ፆሎት ዘይፈትሖ ሸግር የለን
@samelaraya
@samelaraya 11 күн бұрын
ብትክክል🎉🎉🎉❤🎉
@metrajojo
@metrajojo 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
GERE EMUN PART 215 | ገሬ እሙን ክፋል 215
34:34
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 211 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
The Lost World: Living Room Edition
0:46
Daniel LaBelle
Рет қаралды 27 МЛН
Andro, ELMAN, TONI, MONA - Зари (Official Audio)
2:53
RAAVA MUSIC
Рет қаралды 8 МЛН
GIZE LEKULU PART 19 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 19
34:08
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 75 М.
🛑 || አጥብቀህ ልብህን ጠብቅ | እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ  Aba Gebrekidan New Sibket  2024 #viral
1:51:18
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 1 МЛН
|ዞሮ መውጫዬ| Zoro Mewchaye| "የሳራ እናት መጡ" S1 Ep 3
31:32
GERE EMUN PART 211 | ገሬ እሙን ክፋል 211
52:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 268 М.
The Lost World: Living Room Edition
0:46
Daniel LaBelle
Рет қаралды 27 МЛН