Gere Emun Part 45

  Рет қаралды 362,484

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Күн бұрын

Пікірлер: 893
@gezaegoitom214
@gezaegoitom214 4 жыл бұрын
ከመቲ ልሙድ፡ ኣያ ዘራኣብሩኽ ዝፈቱ አስከ " like" ይርገጽ ብሩኽ ሰንበት
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 жыл бұрын
Gezae Goitom amen amen amen
@natiadu5041
@natiadu5041 4 жыл бұрын
amen amen amen
@awatgeraefial871
@awatgeraefial871 4 жыл бұрын
@@samuelnegash6333 nic
@danm1829
@danm1829 4 жыл бұрын
አነ ንዘረአብሩኽ ክርኢ'የ ናብዛ ድራማ ዝመጽእ፡
@kante5318
@kante5318 4 жыл бұрын
@@danm1829 Dani ወላ ኣነ
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ 4 жыл бұрын
ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኩም መድሃኒኣለም ይሓልውኩም ንህዝቢ ዓለም ምሕረቱ ይልኣከልና ብሩክ ሰንበት🙏🙏☝
@emnet93
@emnet93 4 жыл бұрын
Amen amen amen nkulatina
@ጓልትግራይዓቃልሰደተኛ
@ጓልትግራይዓቃልሰደተኛ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን
@ገነትፀጋይ
@ገነትፀጋይ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@liebegrue4168
@liebegrue4168 4 жыл бұрын
አሜን ነኩለና
@roozroozy6793
@roozroozy6793 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜሜን ኣሜንንንንን
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 жыл бұрын
ኣድነቅቲ ፊልም ገሬ እሙን ዝፈቱ like
@wedikeshiwedikeshi1140
@wedikeshiwedikeshi1140 4 жыл бұрын
ኣንግሻ ወዲ
@fhfdghhht4172
@fhfdghhht4172 4 жыл бұрын
Weya
@Mikimiki-tx4ql
@Mikimiki-tx4ql 4 жыл бұрын
መርሓባ ኩሉኩም ዳ ቦይ ዘርኣብሩክ ምስ ደቅቁም ምስ ለምለም ዓይነይ ኣቦይ ጆኬር ገሬ አሙን ኣሰክሕ አንቃዕ ብ ሰላም መጻኩም ካብዚ ኣብ ዓለምና ወሪዱ ዘሎ ሓደጌና ሕማም አቲ ልዑል ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልና
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
መርሓባ ብርሃን ገፆም እንኳዕ ዳሓን መፃኩም እግዚአብሔር ካብ ኩፉኡ ነገር ይሓልወና ምስ ንፈትዎም ስድራና ዓይኒ ንዓይኒ የረኣእየና ኣሜን (3)🙏
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen. ❤🌹🌹
@ቅዱስሚካኤልሓደራ
@ቅዱስሚካኤልሓደራ 4 жыл бұрын
ኣሜን ማሚየ
@ሊሊጋልትግራይ-ቀ1ፈ
@ሊሊጋልትግራይ-ቀ1ፈ 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
@ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ 4 жыл бұрын
እንቋዕ ን፯ ሰንበት ኒቆዲሞስ ብሰላም አብጸሓና አሜን ብሩኽ ሰንበት ከዓ ይግበረልና 🙏🙏🙏 ሕማም ኮሮና የጥፍአልና
@ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
@ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ 4 жыл бұрын
ክክክክ ለሙዓንቲ ቤቲ ሃይላይ ኣቁሲላትኒ ስሐቅ ንቤቲ ዝፈቱ like ኣጀኹም በርቱዑ እንዳ ጌረ ጽቡቅ ስራሕ እቲ ኣብ ዓለም ወሪዱ ዘሎ ሕማም መድሃኒ ዓለም ምሕረቱ ይኣዝዘልና ኣሜን (3)🙏🇪🇹♥️🇪🇷
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen. ❤❤❤🌹
@bcbc6693
@bcbc6693 4 жыл бұрын
Ameen Ameen Ameen
@ኦዝያንኦዝያን
@ኦዝያንኦዝያን 4 жыл бұрын
*𓹥ናይ ንግሆ ጸሎት♥* *በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ ኣምላኽ ኣሜን።* *፨🙏ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ዘመናት* በዓል ቤት ዝኾንካ ነቲ ግርማ ለይቲ ቀንጢጥካ ብብርሃን ክንርኢ ስለ ዝፈቐድካ የመስግነካ ኣለኹ።ኣብ መደቀስየይ ዝሓለኻኒ ካብ ሞት ውን ዝሰወርካኒ ኣእዳወይ ናባኻ የልዕል ኣለኹ!! ጉዕዘይ *፨ሕያዋይ ጋሳ ፍጹም ዘይታኸስ ሓላዊ እኻ* እሞ ከምቲ ለይቲ ጸግዐይ ኮንካ ዝሓለኻኒ ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ክውዕል የማናይ ኢድካ ናባይ ዘርግሕ። ንኹሉ ቅድመይ ኮንካ ምርሓኒ። ካብ ድካም ፍጥረተይ ዝተላዕለ ብድሕረይ እንታይ ከም ዘሎ ኣይፈልጥን ኢየ እሞ ሓልወኒ። ጸላእተይ ኣብ ዙርያይ ኩሉ ኣጻዊደምለይ ካብ ዘለዉ መዐንቀፍን መሰናኽልን እለየለይ። *፨ብምሕረትካ መንፈሰይ ሓድስ፡ ካብ ብዝሒ* ፈተና ዝተላዕለ እካ እንተ ወደቕኩ፡ ኣተስኣኒ እምበር ኣይትሕደገኒ። በዛ ብርኽቲ መዓልቲ ኣብ ስርሐይ፡ ንግደይ፡ መገደይ፡ ሂወተይን ኣጎልጉሎተይን ኩሉ ናይ ጥፍኣት መርበብ ዘርጊሑ ሰላመይን በረኸተይን ከግድፈኒ ተዳልዩ ዘሎ ጸላእየይ ድያብሎስ ንፍሕስኡ በቲኽካ ሰላም ኣጎናጽፈኒ። *፨ብድፍረት ተላዒለ ሓጥያት ከይገብር* ዘንጊዐ ውን በደል ከይፍጽም ደግፈኒ። ደም ካብ ዝፈሰሉ፡ ፍርዲ ካብ ዝቕይንነሉ፡ ድኻ ካብ ዝብደለሉ፡ ምትላልን ምጭቕጫቕን ካብ ዝኽበረሉ፡ ጣኦትን ሰይጣንን ካብ ዝምለኸሉ ስፍራ ኮነ ስራሕ ብፍጹም ሓልወኒ። *፨ድኹም ውሉድካ ኣእዳወይ ዘርጊሐ* መገደይ ክትመርሓኒ ናባኻ ኣብ ዝቐርበሉ ግዜ ሓጥያተይን በደለይን ከይተጸየፍካ ተቐቢልካ ምርሓኒ። *፨መዓልቲ ኩሉ ፈጺመ ንምፍጻም ምእንቲ* ክኽእል ብቓላትካ መሓረኒ። መንፈስ ቅዱስ ድማ ንሂወተይ ተቖጻጸር።ከምቲ ትማሊ ዝሓለኻንን ዝመገብካንን ካብ ክፉእ ውን ዝሰወርካንን። ዝፈወስካንን ሎሚ ውን ከም ፍቓድካ ሓልወኒ። *፨ንስኻ ዝበልካዮ ግድን ክኸውን ኢዩ እሞ* ካብ ምጭንናቕን ምትካዝን ተስፋ ምቑራጽን ሰውረኒ ንዘልኣለም ኣሜንንንን:: ኣሕዋትናን ኣሓትናን ንኸንብብዎ ብሸር ነካፍሎም። *ኣሜን! ኣሜን!! ኣሜን!!!* *🙏🙏✔️🙏🙏*
@asdfhxidheidksk2dsaa604
@asdfhxidheidksk2dsaa604 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@سارهمحمد-ت1د
@سارهمحمد-ت1د 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏ክብረተይ ቃለ ህይወት የስመዐና
@احمدالبوكمال-ق7ب
@احمدالبوكمال-ق7ب 4 жыл бұрын
Amen amen amen 👏👏👏
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 жыл бұрын
ኦዝያን ኦዝያን አሜን አሜን አሜን ቃልሂወት የስመዐልና ክብርተይ🌺🌺🌺🌺🌺🌺
@temiesolo8666
@temiesolo8666 4 жыл бұрын
amen amen amen
@ትግራይዓለመይ-ጰ6ዸ
@ትግራይዓለመይ-ጰ6ዸ 4 жыл бұрын
ዘብረአሩኽን አያ ጆኮርን ከወግዑ ከለዉ ዝስማዕ ዘሎ ቅዳሴ ፆም 40 ዓደይ አናፊቁኒ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ አይ ስደት
@samisamuel47
@samisamuel47 4 жыл бұрын
*ያ ኣነ ንኣያ ዘርኣብሩኽ ክርኢ ሰሙን ይነውሓኒ ኣሎ...! ከምቲ ልሙድ Like ጌርኩም ኣጸናንዑና፡ እዛ ወያል ሕማም ድማ ይሰውረልና፡ ብሩኽ ሰንበት የሕዋተይ🇪🇷♥️🇪🇷*
@ጓልዘርኢራያትግራይ
@ጓልዘርኢራያትግራይ 4 жыл бұрын
Amen bro
@galmekele6165
@galmekele6165 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ 4 жыл бұрын
ኣሜን(3)
@gsggsgsg6797
@gsggsgsg6797 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@leteshgebremkale6410
@leteshgebremkale6410 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@heluhabeshawit3283
@heluhabeshawit3283 4 жыл бұрын
ብሩክ ሰምበት ይግበረልና መድሃኒኣለም ኣቦና ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየና🙏
@yordanostsfay5201
@yordanostsfay5201 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@garmshgg6101
@garmshgg6101 4 жыл бұрын
Amen meaery
@bcbc6693
@bcbc6693 4 жыл бұрын
Ameen Ameen Ameen
@salamsalamxxx4344
@salamsalamxxx4344 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ
@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ 4 жыл бұрын
እንዃዕ ብዳሓን መፃኩም እንዳ ገሬየ እሙን መቅሰናት ካብ ሕማም ኮሮና ይማሓረና ፈጣሪ
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 жыл бұрын
ፈተውቲ ለምለም ዓይነይ ዝሓለፈ like ኣውሒድኩሙለይ ኢኩም ሎሚ ብዕጽፊ ክትክሕሱኒ ኣለኩም ሓውኹም እየ ወዲ ኤረ ፈታዊ ለምለም ሓላል ለምለመይ ኩሕሎ ፈተውቲ ለምለም ሎሚ ከይተሕፍሩኒ ኣብዚኣ ላይክ ላይክ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይሃብኩም ብሩክ ሰንበት
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ካብዚ ክፍእ ሕማም ይምሓርኩም ይምሓረና ደቂ ኤሪ ሽኮሪናታት
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 жыл бұрын
@@nwnjwwnwnjwwjnw8550 ኣሜን ክቡረይ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
@@meradedeart9949 ጓል ኣነስተይቲ የ ምቁረይ ክፍእ ኣይዝርኹም እቶም ዝሓመሙ ድማ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተልና ፈጣሪ
@سارةشراحلي
@سارةشراحلي 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜንወዲ ኤረ ፃዕዳ ሓፍትኻ ካብ ትግራይ 💓💔💕💕💞
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 жыл бұрын
@@سارةشراحلي miss u ምቕርቲ love
@ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ
@ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ 4 жыл бұрын
ሎማዕት መድሃኒአለም ናይ ዓመቱ እዩ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ማዕልት እዩ
@ማዓዛኣዲኣፈታዊት
@ማዓዛኣዲኣፈታዊት 4 жыл бұрын
*ስዓቶም ብ ኣግባቡ ተጠቒሞም ኣብ ሳዓቶም ዝሰዱልና እንዳ ገሬ እሙን የቐንየልና።ኣብ ህይወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም*
@loveyourself3398
@loveyourself3398 4 жыл бұрын
ቤቲሃይላይ ናፊቅዋ ዝቀነየ like ካብዚ ሕማቅ ሕማም ክኣ ፈጣሪ ምሕረቱ ይኣዝዘልና ካብ ሓፍትኹም ጓል ኤሪ ❤❤
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 жыл бұрын
ፈታዊት ኣብርሃም ኣፈወርቂ amen amen amen 🙏
@tdf3074
@tdf3074 4 жыл бұрын
አሜን(3) ሓቢብቲይ💝💜💛💚💚💜
@molyuzho7552
@molyuzho7552 4 жыл бұрын
Amennn
@سارةشراحلي
@سارةشراحلي 4 жыл бұрын
ሓፍትኺ ካብ ትግራይ ጋል ኤረ ፃዕዳ💓💔💕💐💞
@loveyourself3398
@loveyourself3398 4 жыл бұрын
@@سارةشراحلي ❤❤
@ጋልወጀራትጋልወጀራት
@ጋልወጀራትጋልወጀራት 4 жыл бұрын
ኢንካዕ ብዳሕን መፃኹም ዳ ገሬ ኡሙን ።።።ካብት ተላባድ ሕማም ኻዓ ኣምላኸ ይሓልወና።።ኣብ ሰደት ዘለና ውን ብሰላም ናብታ ለምለም መሬት የምለሰና ።።።።።አሜንን።።አሜን💗💗💗💗💗
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mizanberihu8936
@mizanberihu8936 4 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንን
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 4 жыл бұрын
ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ብሩኻት ካብ ሕማቅ ነገር ይሓልወና ፈጣሪ ኣብ ስደት ዘለኩም ክዓ ናብ ስድራኩምን ዓድኩምን ብሓጎስ ክትምለሱ እቲ ልዑል ፈጣሪ ምሳኹም ይኩን 🙏🙏🙏💕
@ክንፈወዲቀሺ
@ክንፈወዲቀሺ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ማር
@samisenay
@samisenay 4 жыл бұрын
ኣያ ዘብረኣብሩኽ ዝፎቱ like ወዲ ኣለማት ቀዳማይ
@samuelnegash6333
@samuelnegash6333 4 жыл бұрын
sami habesha yes
@gechman1072
@gechman1072 4 жыл бұрын
Keep up the good work guys! I love your sitcom.
@smrahgazi2851
@smrahgazi2851 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃኩም ገሬ እሙን ሳዓትኩም ኣክብሪኩም ስለ ትመፁና ኣዚና ነመስግን ኣለና 💖👍
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 4 жыл бұрын
#አደይ ደዊለ ረኪበያ ድምፃ ሰሚዐ ሕጉስ ኢለ ከማይ ተሓጎሱ አዴታትና 1000 ዓመት ንበራልና ፈጣሪ ካብዚ ቀዛፊ ሕማም የድሕነና
@نوفنوف-ض6ب
@نوفنوف-ض6ب 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@habengirmay6197
@habengirmay6197 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@grindingallmylife3705
@grindingallmylife3705 4 жыл бұрын
@ቤቲ ሃይላይ እሜን እሜን እሜን ንኩላን እደታት።
@خالدابوعبدالله-ض8ز
@خالدابوعبدالله-ض8ز 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@yoditghebremichael7718
@yoditghebremichael7718 4 жыл бұрын
Amen
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 4 жыл бұрын
እንኳዕ ደሕን መፃእኩም እንዳ ጌረ እሙን እዚአ ፅሕፍ ተንብቡ ካብ ሕማም ኮሮና ማርያም ፅዮን ባዕላ ትሓልኩም. ስናይ ስንበት ይግበረልኩም ደቅ ትግራይ ኩሕሎ
@dahlak7181
@dahlak7181 4 жыл бұрын
እንቃዕ ደሓን መጻኩም እንዳ ገሬ እሙን ፍቱው ኢየ ዘብለኩም፡መድህን ኣለም ካብዚ ተላባዒ ሕማም ምሕረቱ ይኣዝዘልና
@ማተቤንአልበጥስም
@ማተቤንአልበጥስም 4 жыл бұрын
ካብዚ ብግብርናን ብስራሕናን ብሓፂያትናን ዘምፀናዮ ስዳድ ፈጣሪ ይመሓረና ከም ምሕረቱ ይረአየና አብ አለም ዘሎ ሰብ ኹሉ ይምሓሮ ኩላትና ንፀሊ
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
@ናይማርያምባርያእየናይኣም 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን!
@gdfd5905
@gdfd5905 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን. አሕዋተይ
@ማተቤንአልበጥስም
@ማተቤንአልበጥስም 4 жыл бұрын
@@gdfd5905 አሜን//፫//
@kbromgrmay19santi30
@kbromgrmay19santi30 4 жыл бұрын
*ሎሚ ናብ ማዘር ደዊለ ሕጉስ ኢለ ከለኩ* *ገርየ እሙን መቅሰነይ ከኣ መጽዩ*
@ዓለምግርዲድ
@ዓለምግርዲድ 4 жыл бұрын
👌
@عوضالشهري-ص8س
@عوضالشهري-ص8س 4 жыл бұрын
ከመይ ኣሎ ዓዲ ሰላምድዩ ሞ
@kbromgrmay19santi30
@kbromgrmay19santi30 4 жыл бұрын
@@عوضالشهري-ص8س ዓረብ ኮሎ ሞ እንታይ ሰላም ኣሎ
@Eritreachanel1234
@Eritreachanel1234 4 жыл бұрын
@@kbromgrmay19santi30 kkkkkkk eway enqae hagoseka bel seldi kea sdedela
@ሳምሪገብረስላሴመክሰበይ
@ሳምሪገብረስላሴመክሰበይ 4 жыл бұрын
እናተሓጎስቲ ንበሪ ወይከዓ ንበርርር
@selamselam5983
@selamselam5983 4 жыл бұрын
እንኮዕ ንመድሃኒአለም ክብረ ዓመት ባዓል አብፀሐኩም ቸሩ መድሃኒአለም አአብዘለናዮ ይሓልወና ምሕረቱ ይአዝዘልና ቡሩክ ሰንበት )👏👏👏👏👏👏
@ጓልዘርኢራያትግራይ
@ጓልዘርኢራያትግራይ 4 жыл бұрын
Like እስኪ ግበሩ ስለ ሰንበት ልዋም ማዓልቲ ይግበረልኩም like ስለ ፍቅሪ
@ሆነሊዮሁሉም
@ሆነሊዮሁሉም 4 жыл бұрын
Amennn
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@senaittsegay4563
@senaittsegay4563 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@samitigray4537
@samitigray4537 4 жыл бұрын
ኣሜን
@filmonzerzghi9929
@filmonzerzghi9929 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@አምላኬሆይአንተጠብቀ-በ2ጐ
@አምላኬሆይአንተጠብቀ-በ2ጐ 4 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 ዋይ ሰሓቅ እኮ ቀትልኩምና ደቅ ዓደይ ማዓረይ እግዚአብሔር ካብ ክፍኡ ነገር ይሓልወና አሜን (3)
@ableldebesay
@ableldebesay 4 жыл бұрын
ኤረትራዊ ተዛራቢ ትግርኛ ነዛ ኮመንት ዘንበበ እንተ ሃሊዩ ነዞም ጀጋኑ ተጋሩ የሕዋትና like ወቁጥለይ
@NeguGalTgray
@NeguGalTgray 4 жыл бұрын
Yekenyelna. Mukurat. Ftwwww. Eina. Neblkum. Deki. Eirey
@yonashabtezgi2558
@yonashabtezgi2558 4 жыл бұрын
Wala nihna ke afkir ena neblekn bflay ni haramu
@ፍቕሪዩመንገደይ-ሠ5ሸ
@ፍቕሪዩመንገደይ-ሠ5ሸ 4 жыл бұрын
ኦ ህዝበይ ቅድሚ ሕጂ ከም እትጭነቑ ጌርኩም ኔረ እየ፥ ድሕሪ ደጊም ግና ኣይከጨንቐኩምን እየ ት.ናሆም 1፥12 ኣምላኽና እግዚኣብሄር ዘየጨንቕ ግዜ ይፍጠረልና።
@jcfug3355
@jcfug3355 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@teklayteame9575
@teklayteame9575 4 жыл бұрын
ኣያ ዘራኣቡሪኽ ዓብይ ዘረባ ተዛሪቦም "እዛም ብኮሮና መኽንያት ዋጋ ዝውስኽ ዘለው ካብቲ ሕማም ኮሮና ፈሊና ኣይንሪኦምን" ንሕና ውን ፈሊና ኣይንሪኦምን
@eritrealove9616
@eritrealove9616 4 жыл бұрын
ከም ሰብ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጽቡቅ ኣረኣእያ ዘሎኒ ሰብ ኢየ ምክንያቱ ኩሉ ህዝቢ ዓለም ሓደ ኢዩ ዕሽነት ጥራይ ኢዩ ንሕና፡ኣነ ኣነ ዝብል ኣተሓሳስባ ኢምበር። ብጣዕሚ ደስ ትቢልን መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ድራማ፡ሓይሊ ወረ ከኣ ብጣዕሚ ተጉልሕ፡ ቀጽልዎ ቀጽልዎ ንወረ ኣንስቲ ብጣዕሚ ኢየን ዝቕበልኣ ኣዝያ ኣዘናጋዒት
@ባጽዐይስየ
@ባጽዐይስየ 4 жыл бұрын
ትግራዋይ መንነትናን ቋንቋ ትግርኛናን ንቕድሚት መንነት ዩ ወሳኒ ኣብ ዓለም
@yonasnicekraristabuandrhus3143
@yonasnicekraristabuandrhus3143 4 жыл бұрын
Nfuat nay bhaki kexlwo ajokum kab hawkum wedi senafe awraja akeleguzay
@ባጽዐይስየ
@ባጽዐይስየ 4 жыл бұрын
@@yonasnicekraristabuandrhus3143 ብሓቂ ሓወይ ናተይ ለባም ፈታዊ ርስቱ ከም ኣቦታቱ
@kemkiefey5664
@kemkiefey5664 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክ
@danm1829
@danm1829 4 жыл бұрын
ትግርኛ ብሄር ኢዩ ትግርኛ ዝቋንቅኡ ፡ መንነት አይኮነን አንታ ማቶ
@becool4344
@becool4344 4 жыл бұрын
Tgrigna bher kanka eyu....ata drbay senbet aykonenn.... Mennet lab hager eyu zbges... Eritreawi eyu mennet.... I am an Eritrea and am proud...
@እመንእንጂኣትፍራ-ቸ6ቈ
@እመንእንጂኣትፍራ-ቸ6ቈ 4 жыл бұрын
እሰይ እዳ ዘብርኣብሩክ ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ሰላም ጥዕና ንኩሉ ፍጡር ዓለም ይኩን ኣሜን በሉ ፈጣሪ ምሕረቱ ይስደደልና ካብ ጭንቂ የድሕነና
@gdfd5905
@gdfd5905 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ
@እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ 4 жыл бұрын
Well come ሮዳስ (ርግኣት) ዝናፍቀ
@ristomyeman2210
@ristomyeman2210 4 жыл бұрын
ሎሚ ጥንቲ ስቕለቱ ናይ ጎይታናን መድሓኒናን እዮሱስ ክርስቶስ መድሓ ኒኣለም ተበጅዊ ኣድሕኒና ዩ እሞ ልሚ ክኣ ካብዚ ሕማቕ ሕማም የድሕነና
@phonephone-pg7km
@phonephone-pg7km 4 жыл бұрын
Amen
@azyebsyum908
@azyebsyum908 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@rutamisginamisgina3489
@rutamisginamisgina3489 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@سارهمحمد-ت1د
@سارهمحمد-ت1د 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏ክብረተይ
@gvhugguu4070
@gvhugguu4070 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 жыл бұрын
ብስም ትግራይና እስኪ 👇ኣጋራጭው ተጋሩዋኒ💟💌💌
@ትግራይቲዪብ
@ትግራይቲዪብ 4 жыл бұрын
ክክክክ ነያ ዘርኣብሩኽ ሓፍቶም ዝፈትዎ እስኪ ላይክ ግጨውኒ
@azmerayikalo8244
@azmerayikalo8244 4 жыл бұрын
I’m here right now 🤩
@emteemte3985
@emteemte3985 4 жыл бұрын
ewae men kifetwa neaa dea eznna kedidato
@ኣደኮኩሉአያ
@ኣደኮኩሉአያ 4 жыл бұрын
እዝንካ ኣይትደልዮን፡ዲካ
@hawistevengerrard4620
@hawistevengerrard4620 4 жыл бұрын
Anes ayfetwan ye rebashit ya ni lemlem ayney eye dfetu
@azmerayikalo8244
@azmerayikalo8244 4 жыл бұрын
Guys follow on TikTok habi&azmera or instagram Azmera_yikalo plz 🙌♥️
@titizetigray8768
@titizetigray8768 4 жыл бұрын
ደቒ ትግራይ ማዓረይ እንኳዕ ደሓን መጻኩም ብሩክ ዝተቐደሰን ዝተባረከን ሰንበት ይግበረልና ። መድህን ኣለም ካብ ክፉእ ይሓልወና ኣሜን 🙏።
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 4 жыл бұрын
እንኳዕ ንዓመታዊ በዓል መድሃኒያኣለም ብሰላም ኣብፀሐኩም/ና ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ቫይረስ ኮረና ይምሃረና ኣምላክ ኣሜን(3)
@ወዲአፍሮየየአብስራአባት
@ወዲአፍሮየየአብስራአባት 4 жыл бұрын
እንካዕ አብፀሐኩም ን 27 መድሂንአለም ፈጣሪ ባዕሉ ካብ ሕማም ኮረና ይምሓረና ፈጣሪ
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ
@ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@احمدمحمد-ك5ط4م
@احمدمحمد-ك5ط4م 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zhaftey
@ሜሮንትግራወይቲ
@ሜሮንትግራወይቲ 4 жыл бұрын
እዋይ ኣንታ ኣብዙ ጭንቅ ዝበለና ሳዓትባ ኣስሕቁምና ከብደይ ቆሲለ😃😃😃😃
@semereandebrehan8716
@semereandebrehan8716 4 жыл бұрын
Welcome guys good job I'm from Eritrean I like gere emun film
@mebrhitglakesehi6632
@mebrhitglakesehi6632 4 жыл бұрын
l LOVE YOU. ደቂ 🇻🇳ትግራይ እንዳ ገሬ እሙን 😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖🙏💓
@selammskulu1
@selammskulu1 4 жыл бұрын
Hiii
@teamesium8163
@teamesium8163 4 жыл бұрын
ብልጽቲ ፍሊም ገርየ እሙን ቀጽልዎ man of the much ዘርኣብሩክ ዓይነይ ።እግዝኣቢሄ ኣምላክ ካብዚ ወርዱ ዘሎ ሕማም ምሕረቱ ይሃበና።
@በለይነሽወለተእየሱስ
@በለይነሽወለተእየሱስ 4 жыл бұрын
ንቤት ሀይላይ ዝናፍቅ ዝነበረ ብላይክ አፍሉጥና
@rahsienterteiment1491
@rahsienterteiment1491 4 жыл бұрын
Ane aya zerabruk eye zfetu kendi Kemu kea neta hsas lde gualu
@filmonzerzghi9929
@filmonzerzghi9929 4 жыл бұрын
እዋይይይይ ዝፈለጥካ ዘይብልካ እልልልል ክክክክክ እስኪ በሉ ዕልልልልል ይግበረልና ኣምላኽ
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh 4 жыл бұрын
አድነቅቲ ገሬ እሙንን ላይክ ሃቡኒ 💘❤አታ ፈላጢ ልቢ 😊😊😂
@محمدعلي-ط5د5ت
@محمدعلي-ط5د5ت 4 жыл бұрын
❤️❤️👍👍❤️👍
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh 4 жыл бұрын
@@selammskulu1 weye🙄
@wedibinbina1364
@wedibinbina1364 4 жыл бұрын
ስለ comedy ዮናስ ማይናስ ኣብ ገሬ እሞን እንተ ዝዋሳእ ከመይ ምኮነ ነየሩ። ማይናስ ንፉዕ እዩ እንዳ ገሬእሙን ውን ንፉዓት እዮም ብሉጽ Comedy ምስ ሰርሑ ዝብል እምነት ኣለኒ። like እስከ ድሊት ዘለኩም ኣብዛ ሓሳበይ።
@ፊፊጋልትግራይ
@ፊፊጋልትግራይ 4 жыл бұрын
ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ምዓልቲ ሰንበት ይኹነልና ኣሕዋተይ
@mulubirhanarmed3683
@mulubirhanarmed3683 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ገፁ ይምለሰልና ኣሕዋተይ
@yoditghebremichael7718
@yoditghebremichael7718 4 жыл бұрын
Mulubirhan Armed amen
@milkyashabtom8208
@milkyashabtom8208 4 жыл бұрын
ያ ጀምዓት ኬር እዛ ኮሮና ጽቡቅ ድራማ ኣስሪሓ ማይናስ ጌሬ እሙን ልክክ
@ጋልዞምተጋሩ
@ጋልዞምተጋሩ 4 жыл бұрын
ዝታባረኸ ሰንበት ይግበረልና ..ደቂ ዓበይቲ ኣምላኽ ካብዚ መፂኡና ዘሎ መከራ ይሻግረና ምስ እንፈትዎም ቤተ ሰብና የትሓቓቑፈና
@azmeragbrmkiall7551
@azmeragbrmkiall7551 4 жыл бұрын
Amenn♥♥♥
@ሜላት-ቈ9ሰ
@ሜላት-ቈ9ሰ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@wedikeshiwedikeshi1140
@wedikeshiwedikeshi1140 4 жыл бұрын
@@ሜላት-ቈ9ሰ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@sarax4999
@sarax4999 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@azunatey5382
@azunatey5382 4 жыл бұрын
ዝፈልጦ ታኣምር የብለይን ወዲ ቀሺ😂
@zufanhadush3615
@zufanhadush3615 4 жыл бұрын
እልልታ ሓጎስ ይግበረልና ክጥዕም ዕልልታክን ናይና ነገር እኳ ይቅር ይበለልና ድኣንበር ወረ ቃዲዱና እዩ ዋ
@ሚሊጓል3ተዓዲዴስኣ
@ሚሊጓል3ተዓዲዴስኣ 4 жыл бұрын
Alllllll des kbl
@በለይነሽወለተእየሱስ
@በለይነሽወለተእየሱስ 4 жыл бұрын
መልካም እሁዲ ይሁንላቹ ገሬ እሙን አፍቃሪዎች ከክፍ ነገሪ ይሰውራቹ❤🙏
@wedibisha390
@wedibisha390 4 жыл бұрын
Amen
@TechTalkWithAwel
@TechTalkWithAwel 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ጓልዘርኢራያትግራይ
@ጓልዘርኢራያትግራይ 4 жыл бұрын
@@TechTalkWithAwel በርቺ ውዴ ቤትሽ መጥቻለው
@sarahh6264
@sarahh6264 4 жыл бұрын
እሜን
@ጋልመቐለ-ኀ3ጸ
@ጋልመቐለ-ኀ3ጸ 4 жыл бұрын
ኣያ ዘብራኣብሩኽ ማራ እየ ዘድንቆ ናይ ኣቦታትና ፅቡቅ ገይሩ እዩ መሊኽዋ ምስ ንእስነቱ ሶ ሰሰናዩ ናዓኹም ከም ሕማም ኮሮና እቲ ሉዑል ፋጣሪ ኩሉ ዝካኣሎ ይሓሊኹም
@የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ
@የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ 4 жыл бұрын
ስላም እሕዋት እንኳዕ ንጎይታና ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ዓመታዊ ክብረ በዓል አብፃሓና ፍፃሜን እግዚአብሔር የፅብቆ አሜን ኣነ ላይክ ምልማን ኣይፈቱን ግን ልብኹም የዓቢ!
@ሆነሊዮሁሉም
@ሆነሊዮሁሉም 4 жыл бұрын
Amennn
@semiryesue3587
@semiryesue3587 4 жыл бұрын
መዳኒኣለም እዩ ዝብሃል ኢየሱስ ክርስቶስ ልደት ታሕሳስ 29 እኮ ሓሊፉ ሕጂ መዳኒኣለም ኣለም ካብ ዘልኣለማዊ ሞት ዝድሓናላ እያ
@የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ
@የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ 4 жыл бұрын
@@semiryesue3587 ኢየሱስ ክርስቶስም መድህን ዓለምን እንታይ እዩ ፍልልዮም?
@semiryesue3587
@semiryesue3587 4 жыл бұрын
@@የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ እየሱስ ክርስቶስ ማለት ናይ ክርስትያን መድሓኒት ማለት እዩ መዳኒኣለም ማለት ድማ ናይ ዓለም መድሓኒት ማለት እዩ ብዙህ ፍልልይ የብሉን ግን መዳኒኣለም ማለት በዛ ምዓልቲ እዚኣ ዓለም ካብ ሞት ናብ ሂወት ዝተመለስናላ እያ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢልና ነክብሮ ድማ ኣብ ልደት ታሕሳት 29 ዓለም ንምድሓን ካብ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዝተወለደሉ ምዓልቲ እዩ
@የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ
@የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ 4 жыл бұрын
@@semiryesue3587 ኖ ጌጋ ዘሓወይ ምንም ፍልልይ ዘይብሉ ክርስቶስ ማለት ሽሙ ንባዓሉ መድሕን እዩ እቲ ሽሙ በተለመዶ ስለንፈልጦ ክንፍላልዮ እቲ ሽሙ ስለንደሌዮ ኢና እምበር ስለዚ ሓደ እዩ ካልአይ ከአ ልደተ ክርስቶስ አይበልኩን ዘሓወይ ግን ከኣ የቐኔለይ ስለ እቲ ምኽርኻ
@ንስድራይአየዝነብሪ
@ንስድራይአየዝነብሪ 4 жыл бұрын
ቅዳሴ ምስምዐይ ደስ ኢልኒ ካብ ስደት መሊሱ ነቅድስ ይግበረና አሜን👏👏👏
@نوفنوف-ض6ب
@نوفنوف-ض6ب 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ጋልትግራይኩሕሎ-ኰ9ለ
@ጋልትግራይኩሕሎ-ኰ9ለ 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ መዳሃኒኣለም ከብ ኮሮና ቫይረስ የድሕነና ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ።
@selamtigray8706
@selamtigray8706 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፅእኩም እንደ ገሬ ኡሙን ካብ ሕማም ኮሬና ኣምላክ ይሓልወና ደቂ ዓደይ
@tdf3074
@tdf3074 4 жыл бұрын
አንኮዕ ብሰለም መፃአኩም አን ዳ ገሬ አሙን ከም ከመይ ድኩም መቅሰናት ሓባይብ ከብ ሕማም ኮሮና ይማሓረና አሜን(3)😍😍😍😍💗💛👍👍👍👍👈
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
*ዝተባረኸን ዝተቀደን ሰንበት ይግበረልና ኮሮና ካብ ዓይኒ ምድሪ ይጥፍኣልና ኣሜን*
@Tube-eh6yq
@Tube-eh6yq 4 жыл бұрын
Amennnnn
@azmeragbrmkiall7551
@azmeragbrmkiall7551 4 жыл бұрын
Amenn♥
@tigrayalulaabanega85
@tigrayalulaabanega85 4 жыл бұрын
ኣንታይ ገይሩ ኮሮና ጽቡቅ ኣሎ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
pubgmobiel 665 ዋእ ኣታ ሓወይ እዚ ኩሉ ዓለም ዝቅዘፍ ዘሎ ከ ኣይሕመካን ድዩ ወላስ ኣብ ነብስካ ስለ ዘይመጻካ እዩ
@saras50
@saras50 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@gualtigrayfetawitselomunha2504
@gualtigrayfetawitselomunha2504 4 жыл бұрын
ገሬ እሙን ገሬ እሙን ገሬ እሙን😏😂 ክርኢ ከለኹ ኩሉ ግዜ ሕጉስ እየ ዝብል ዋ እንኳዕ ማ በሰላም መፃኹም ካብ ሕማም ኮሮና ማርያም ፅዮን ትሓልወና💒🙏🙏🙏 ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ተጋሩዋኒ እግዚብሔር ምሳኹም ይኹን🙏🙏🙏
@temesgenfetari1535
@temesgenfetari1535 4 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልና እዛ ሕማም ን ድኻ ሕዝበይ ከይወርዶምን ሕዝቢ ጣልያን ክማሓሩን ጸሎት ይገብር ኣሜን።
@ትግራይዓደይምሰበልኩአንድ
@ትግራይዓደይምሰበልኩአንድ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@teskidane5273
@teskidane5273 4 жыл бұрын
Wooow thats great show im really impress by this film specially the autor urs from eritrea
@eden9876
@eden9876 4 жыл бұрын
ቅዳሴ ዘስማዕኹምና የቅንየልና ልዑል እግዚአብሔር ዙሑማም አጥፊኡ ብሰላም ናብ ዓድና መሊሱ ንዙቅዳሴ ክንሰምዕ ፈቃዱ ይኹን አሜን 😥🙌
@ወዲሃገረትግራይ-ጀ6ሰ
@ወዲሃገረትግራይ-ጀ6ሰ 4 жыл бұрын
እካዕ ብሰላም መፃእኩም ካብዙ ሩጉም ሕማም ይምሓረና ደቂ ትግራይ ወለላላላላ
@ዳኒማንኣዝማሪኖ
@ዳኒማንኣዝማሪኖ 4 жыл бұрын
መኣረምታ ጋል ወየንቲ የኪሶም ዘላ ቶኪሶም ዘይስሕቱ እያ
@ዳኒማንኣዝማሪኖ
@ዳኒማንኣዝማሪኖ 4 жыл бұрын
የኪሶም ኣይኮንን ቶኪሶም ዘይስሕቱ
@sarahh6264
@sarahh6264 4 жыл бұрын
እሜን
@rahelhaileadwa6509
@rahelhaileadwa6509 4 жыл бұрын
ደቂ ዓዳይ ማዓረይ ክፍትውኩም ካብ ኩፉእ ሕማም ይማሕረኩም ብሽም ገሬ
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 4 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ አብ ጭቅን ፀበባን አብ ናፍቆት ስድራን ፍርሒ ሞትን ህልዉናን አብ መላእ ዓለም ፎቆዶ ስደት ትነብሩ ደቂ ሰማት ካብዛ ፀልማት ቀጣን ማዓልቲ አቦና መደአኒአለም ጭቀትና የቅለና ገፅ ዝናፈቅናዮም ስድራና የሪኤና ቆፆራ ዘይንተልም ከም ገሬ እሙን አብ ሰዓትና ንክንርከም መደአኒአለም አቦና ይሓግዘና ዉዒልኩም እተዉ ደቂስካ ካብ ምትራፍ ይምሓረና
@abraajabraaj6004
@abraajabraaj6004 4 жыл бұрын
አሜንንንንንን
@hrithailay5904
@hrithailay5904 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@mahamh1565
@mahamh1565 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 4 жыл бұрын
@@mahamh1565 Amennnnnn
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 4 жыл бұрын
@@hrithailay5904 Amennnnn
@wedimisgna9259
@wedimisgna9259 4 жыл бұрын
ሎሚ ዓመታዊ ዝክረ መድሃኒዓለም እዩ ስለዚ ፈጣሪ ምሕረቱ ይልኣከልና ኣሜን!!!
@AAa-fl7nn
@AAa-fl7nn 4 жыл бұрын
እንዳ ገሬ ሽኮራት ሰላማትኩም ይብዛሕ ካሕማም ኮረና ይምሓረና አታ አነስ ጉድ ረኪበ መድያመይ ካብ ኮረና ዝገደደት ኮይናትኒ አብ ገዛ ብምዉዓል ጨሆትን ፃዊዕታን እፍፍፍፍፍፍ
@fa4r269
@fa4r269 4 жыл бұрын
Naye le 🤭😁😁👍❤
@Tes.H
@Tes.H 4 жыл бұрын
ኣብርሃም ጉድ ገይሩ ማይን ሽኮርን ስተዩ ኢሉ ገዛ ውጽኣት ንውጽኣት ገይርዋ ክክክክክክ
@Loveyou-wt9sl
@Loveyou-wt9sl 4 жыл бұрын
ቅዳሴ ይስመኣኒሎ 17ዳገብሪኤል መቐል ክንከይደ ተለና
@ኪያጋልቀሺዛሌ
@ኪያጋልቀሺዛሌ 4 жыл бұрын
Mukuratey kfetyekum ኦ amlakie kab hmamm korona ysewrena
@Loveyou-wt9sl
@Loveyou-wt9sl 4 жыл бұрын
@@ኪያጋልቀሺዛሌ ኣሜን ማዓርይ
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 4 жыл бұрын
አነውን
@tsdatheshehashe9344
@tsdatheshehashe9344 4 жыл бұрын
ኣሜን ህያበይ
@negasigerie6197
@negasigerie6197 4 жыл бұрын
ኤረትራውያንን ተጋሩን ይሕዋተይ ካብዚ ተካል ንፋስ መጽዩ ዘሎ ኣምላኽ ይሕልወና ኣሜን (3) ካይበልኩም ካይትሓልፉ ላይክ ካኣ ርግጽ ኣብሉ ኢኹም ።
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 жыл бұрын
men amen amen
@oneday9699
@oneday9699 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@sarahsara6906
@sarahsara6906 4 жыл бұрын
Amen amen
@سارةشراحلي
@سارةشراحلي 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን💝💔💔💞
@habengirmay6197
@habengirmay6197 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@helenakolom-w5f
@helenakolom-w5f 4 жыл бұрын
መድሐኒአለም ( 27)ካብዚ ፀበባ ወፂና አብስደት ዘለና ምስ ስድራና ንራከበሉ ማዓልቲ ይውጋሓልና ሕዋተይ 🙏
@tigraweyti8564
@tigraweyti8564 4 жыл бұрын
Amennn
@helenakolom-w5f
@helenakolom-w5f 4 жыл бұрын
@@tigraweyti8564 አሜን
@احمدمحمد-ك5ط4م
@احمدمحمد-ك5ط4م 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zhaftey
@helenakolom-w5f
@helenakolom-w5f 4 жыл бұрын
@@احمدمحمد-ك5ط4م አሜን
@hiwetged9122
@hiwetged9122 4 жыл бұрын
ሎምዓንቲ 27 መድሃኒኣለም እዩ እንካዕ ኣብፀሐኩም ካብ ዝወረዳና ሕማም ፈጣሪ ምሕረት ይልኣከልና ።
@ኩርስቶስኢዩብርሃንዓለም
@ኩርስቶስኢዩብርሃንዓለም 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@gigicell7059
@gigicell7059 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🌹❤
@sarahh6264
@sarahh6264 4 жыл бұрын
እሜን
@سارةشراحلي
@سارةشراحلي 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏💞💞
@ሽመይኣይነግርንእምቢ
@ሽመይኣይነግርንእምቢ 4 жыл бұрын
*ኣቱም ሰባት ኣነ ተጸሊልካ ኢሎምኒ* *እንንታይ ሓቆም ድዬም ተጸሊለድየ* *ትግራይ ትግሪኒ እዩ መትከለይ ኮይሶዶ*
@anemeneye2090
@anemeneye2090 4 жыл бұрын
እወ ኣስተቢህለልካ ኣለኹ ተጋሩ ዮም ተሓዚኻ
@kingtyson240
@kingtyson240 4 жыл бұрын
ኣብ መትከልካ ርገጽ ጽሉላት ንሶም እዮም እቶም ኣብ ዘይናቶም ዝነብሩ
@amanyeibyo2826
@amanyeibyo2826 4 жыл бұрын
Xlul iwe hakom intay tigray tigrini zeyele iske aytzarebu ab nay kalot ilama sk ilka aytetakk
@Fetlii
@Fetlii 4 жыл бұрын
ኣሰይ ጀጋኑ ተጋሩ እሕበን በኣኩም
@Loveyou-wt9sl
@Loveyou-wt9sl 4 жыл бұрын
ዋይ ቤቲ ክክክክ ጥራሕ አግርኻ ጉያ ፍቅሪ ሑሱም
@KerenEri
@KerenEri Ай бұрын
I laughed so hard I couldn't even breathe 😂😂😂😂😂😂😂😂😂 thank you for bringing this much smile to our lives 🙏🏽
@abrhamabrhan1400
@abrhamabrhan1400 4 жыл бұрын
Wawwwww ኣምነኣረጋዊ ከፊ ኣለኩም እንዳ ገርየ እሙን ( ጀኮር ኣደይ ትሙት KKKKKKK)
@ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
@ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ወለላ ደቂ ዛ ሓላሉ መሬት Like እስኪ ግበርለይ
@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 жыл бұрын
ቤቲ ና ኣብራህምና ገሬ ኣስሒቀሙኒ ክክክክክ ይመቺኩም እስቲ ደቂ ትግራይ
@wediama7565
@wediama7565 4 жыл бұрын
Merhaba selam deki tewahdo xelot dma ayngdef bmhretu yhalwena amen amen amen
@ኣሉትግራወይቲ
@ኣሉትግራወይቲ 4 жыл бұрын
እዳገሬ እሙን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም እና ኣነ ብወገነይ ታይድየ ክብል ደልየ ከምታ ዘለኹምዋ ወሲኽኩም ኣመቅር እናበልኩምሲ ከምዚ ኣምሓርኛ ድራማ ቤቶች ዝብል መስሓቕን ቁምነገር ሓዛልን ኮይኑ ከምኣቶም ንብዙሕ ዓመታት ተትቕፅልዎ ደስ ይብለና በሃሊት እየ በዛናተይ ሓሳብ ዝስማዕማዕ ከኣ ብlike ሓሳብኩም ግለፁ
@negste2212
@negste2212 4 жыл бұрын
ዋውውውውውውውው እንቋዕ በሰላም መፃኩም ዲቃ ሓላለ ትግራይ💘💘💘💘
@erieritrea6645
@erieritrea6645 4 жыл бұрын
ገሬ እሙን መስሓቕ እንታይ ክወጸለይ የውጸኒ ኣሎ እምበር። ኣነ ከማን ክፍትኖ ሓሲበ ነይረ ዘውጽእ ኣንተኾይኑስ ክገድፎ።
@mlat9280
@mlat9280 4 жыл бұрын
ውይ ቅዳሴ ምስ ሰማእኩ ኣይከኣልኩን ውይይ ስደት ሕሱም 😭😂😭😭
@brhanesaymon6412
@brhanesaymon6412 4 жыл бұрын
ሎምስ ይርኣየኒ ኣሎ ምዓት like ክትህቡኒ ኢኹም
@እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ
@እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ 4 жыл бұрын
እምቢ
@abadieri8870
@abadieri8870 4 жыл бұрын
@@እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ እስኪ እታይ ትጎድኣኪ
@tdf7101
@tdf7101 4 жыл бұрын
Hebak
@yorisalemhagereselam7586
@yorisalemhagereselam7586 4 жыл бұрын
Hibeka aleku
@brhanesaymon6412
@brhanesaymon6412 4 жыл бұрын
@@እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ ጨካን
@abelsamuel1193
@abelsamuel1193 4 жыл бұрын
ስለ ለምለም ዓይነይ ላይክ ርገጹ
@ትግራይዓደይወለላትግራይዓ
@ትግራይዓደይወለላትግራይዓ 4 жыл бұрын
አብ ዘለኩም ሃልኩም ምድሂናአለም ይሓሉኩም አብ ስደት ዘለኩም ብስላም ናብ ዓዱኩም ይምልሱኩም የምለሰኒ አሜን አሜን አሜን። አሜንንንንንንንንን
@SalamSalam-ke1iu
@SalamSalam-ke1iu 4 жыл бұрын
ኣሜን ⛪️⛪️⛪️
@tekilenotekileno5647
@tekilenotekileno5647 4 жыл бұрын
Love you from Eritrea deki Tigray.
@wedibisha390
@wedibisha390 4 жыл бұрын
Ata እታርግአት ዘይተምፁዋ ናፊቀያ
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 жыл бұрын
ጥንስቲ እያ
@wedibisha390
@wedibisha390 4 жыл бұрын
@@TV-nm3fy blbi Eway hub nhub enda geratni dea niera emo
@SalamSalam-ke1iu
@SalamSalam-ke1iu 4 жыл бұрын
እንዳ ገርየ እሙን ከመይ ድየ ዝፈትዎኩ እንኳዓ ስላም መፃእኩ ብርክ ቀዳመ ሰንብት ይግብርልና🙏🙏🙏🙏👌
@ኣሉጋልትግራይሓላል
@ኣሉጋልትግራይሓላል 4 жыл бұрын
በጃኩም ብሽም ገሬ ብቲ ላይክ ፅፍዕኒ ክክክ
@user-habeshawit
@user-habeshawit 4 жыл бұрын
Kkkkእዋይ ሎምዓንቲ ብሳሓቅ ኣይተረፈናን ኣይትሳኣኑ ዳገሬ እሙን ፈጣሪ ምሕረቱ ይልኣከልና ኣሕዋተይ ማዓረይ
@weynigualtegrayselehulumne4670
@weynigualtegrayselehulumne4670 4 жыл бұрын
Well come enda gere emun marey l love you and l miss you so amlak hemam korona kab medere alem yetfelna amen !!!
@simoneritrea9223
@simoneritrea9223 4 жыл бұрын
Enda gere emun eway eskum si enqae dahan mexakum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Gere emun part 46
39:21
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 462 М.
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 1,7 МЛН
didn't manage to catch the ball #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 31 МЛН
啊?就这么水灵灵的穿上了?
00:18
一航1
Рет қаралды 51 МЛН
ТИПИЧНОЕ ПОВЕДЕНИЕ МАМЫ
00:21
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 1,3 МЛН
gere emun Part 53
23:11
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 388 М.
GERE EMUN PART 199 | ገሬ እሙን ክፋል 199
28:51
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 153 М.
gere emun part 48 / ገሬ እሙን ክፋል 48
27:07
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 355 М.
gere emun part 49
34:20
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 429 М.
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 1,7 МЛН