Gere emun Part 61 ገሬ እሙን ክፋል 61

  Рет қаралды 492,082

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

3 жыл бұрын

ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና

Пікірлер: 825
@user-rw2ob7pw6m
@user-rw2ob7pw6m 3 жыл бұрын
ተኸታተልቲ "ጌረ እሙን" ወፊርኩም እተዉ። እሾኽ ኣይውግኣኩም ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ሰንበት ይግበረልኩም።
@mumufhj7907
@mumufhj7907 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@fa4r269
@fa4r269 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen marr 👏🙌
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Egziabher ymesgen 🙏
@user-vo3wv7lg3r
@user-vo3wv7lg3r 3 жыл бұрын
ኣሜንንን?ናልሌከይ ለባም💖
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@mcavram182
@mcavram182 3 жыл бұрын
*ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኩም ኣሕዋተይ በረከት* *ረድኤት ይዓድልኩም ካብ መከራ ካብ ጭንቂ* *ይሰውርኩም* *ኣሜን ኣሜን ኣሜን*🕯🕯➕ !
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@user-vi9sr8ho5i
@user-vi9sr8ho5i 3 жыл бұрын
ኣሜንን ኣሜንንን ኣሜንንንን
@umluel8787
@umluel8787 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Mikiele_Wedi_Humera_Tigray
@Mikiele_Wedi_Humera_Tigray 3 жыл бұрын
ሕጂ ግርም ግርም ሕጂ ግርም ግርም እወ ሓፍተይ ሓወይ ሓብሪ ክከርም ሕጂ ግርም ኣሰይ ተውላእ ፋንሰይ ኣስመራ ዓደይ ጻእዳ ስመንዊት ኾኾብ መቐለይ ዝያዳይ ሓደ ቲ ቛንቛ ሓደ ቲ ባህልና ሓደ ቲ ድለትና ናይ ራሄል ሃይለ ደርፊ ጋብዘኹም ኣለኹ ንኹሉኩም ያሕዋት ያሓት love you guys 💯❤👍🏿👍🏿
@welldon1836
@welldon1836 3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@user-yi7vn7kt3u
@user-yi7vn7kt3u 3 жыл бұрын
@@welldon1836 👍👍👍❤❤❤
@abebaguwalmekelle2579
@abebaguwalmekelle2579 3 жыл бұрын
💖💖💖
@mebrhtuweldezgi6964
@mebrhtuweldezgi6964 3 жыл бұрын
@መዓዛ ደምሴ q11111qo1o1q1qqqq1qqq1q1qqqq1q11q1qq11q1o1q1oq11q11oqqq1qq11oq11qo1111
@user-di5pe5nf4g
@user-di5pe5nf4g 3 жыл бұрын
ግደፍ ብዛዕባ ባርሳ ከይትዛረብ ጆኬር ብሩክ ሰምበተ ኪዳን የሕዋተይ ምስ ስድራና ንራከበሉ ጊዜ ይፍጠረልና ፈጣሪ ካብዚ ሕሱም ስደት
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@user-ky7se2wn7g
@user-ky7se2wn7g 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏
@user-sx2co3oo8o
@user-sx2co3oo8o 3 жыл бұрын
Abza geriye emunus tbil hade wey kilte eritrawi ente tewasuelas zyada mefqernakum nerna
@bdwsw533
@bdwsw533 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@hanayirga4132
@hanayirga4132 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@morheedfosa1292
@morheedfosa1292 3 жыл бұрын
በጃኩም እዛም ኣብ ሳዑዲ ዘለዉ ኣብ እስርቤት ዝሳቀዩ ዘለዉ ገለ ሓገዘ ገበሩ ናብ ዓዳም ከምዝመለሱ ፍጣሪ ይሓልዎም
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@zerayalem102
@zerayalem102 3 жыл бұрын
ትኽክል እዩ ገለ ግበሩ
@northernmedia190
@northernmedia190 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/lZeQkKmBl9xlfNE
@saba_Gal_Maykadra_Tigray
@saba_Gal_Maykadra_Tigray 3 жыл бұрын
ኢዛ ደራማ ማሓዛይ ብጣዕሚ ኢያ ትካታተል ኣነ ካኣ እስከ ዘይካታተል ኢለ መጻ ኣለኹ።
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@halamadrid7779
@halamadrid7779 3 жыл бұрын
ኢዝነይ ምሓዝ ምሓሸኒ ለምለመይይይይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐⭐⭐⭐⭐
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 2
@tube41
@tube41 3 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም ዳ ገሬ እሙን እሲ ኣብአ ከለኩም ፅባሕ ናይ መለስ 8ይ ዓመት ዝክሪ እዩ እሞ ዝክርኩም ግለፁ ብላይ my king my hero መለሰይ ኣይጠዓመናን ብድሕሬካ ።
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@madinamad6663
@madinamad6663 3 жыл бұрын
❤❤❤💛💛💛👍👍
@sharingiscaring5878
@sharingiscaring5878 3 жыл бұрын
Entay amxeo nay meles ametu ab film
@Hiran_Wedi_Humera_Tigray
@Hiran_Wedi_Humera_Tigray 3 жыл бұрын
ያ ጆማዓ ከመይ ቐኒኹ? ጆማዓተየ ኣነ ናፊቐኹም ቐኒየ ነሬ ያ ኣነ ብጣዕሚ የ ዘፈትወኹም
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@user-xe9by2us7z
@user-xe9by2us7z 3 жыл бұрын
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም አር በይዛኩም አብ ሰዑዱ ዘለው አሕዋትና ብሙቀትን ብጥመትን ተወድኦም አረ ፍትሕ ፍትሕ
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@user-xe9by2us7z
@user-xe9by2us7z 3 жыл бұрын
@@kulamulu.50 ጣጠኛ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@nigusberwo2274
@nigusberwo2274 3 жыл бұрын
ኣሜንንን
@zerayalem102
@zerayalem102 3 жыл бұрын
ትኽክል
@selamtube-vr8sz
@selamtube-vr8sz 3 жыл бұрын
ሓጎስ ገ/ህይወት ካብዛ ዓለም ተፈልዩ በጣዕሚ እየ ሓዚነ ዓለም.9 😭😭😭😭😭😭😭😭
@zd6493
@zd6493 3 жыл бұрын
ናይ፣በሓቂድዩ፣ኣዝየ፣ሰቢደ፣ኣነውን፣ኡፍፍፍፍ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@user-ws3ht4dc8t
@user-ws3ht4dc8t 3 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ ኡሙን 💓💓 ንኹልኹም ተኸተልቲ ገሬ ኡሙን ድራማ ሩሑስ በዓል ዕለተ ሰንበት💚💚💐💐 ናይ ኣቦና ማህበረ ቦክሩ ረድአት በረከት ምስኹልና ይሕደር ናዓመት ሰብ ይበለና 😍😍🙏🙏🙏
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@melatgerye4308
@melatgerye4308 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማር
@Mulue844
@Mulue844 3 жыл бұрын
ኣዝያ ዝመሰጠጥኒ መኽሪ፡ ኣንብብዋ ክተበግስ ብርቱዕ ሓይሊ ኣለዋ። ምኽሪ ካብ ፓኪስታናዊ ስደተኛ ምስቲ ፓኪስታናዊ ኣብ ሓደ ቦታ ኢና ተራኺብና። ብዛዕባ ስደት ብዙሕ ኣውጊዕና። ካብተን ዘዕለልናየን ኣብ ርእሰይ ዝተረፈት ግዳ እታ ዛንታ ቆጽልን ገረብን እያ። እነሀት፥- " ኩሉ ስደት ሓደ እዩ፡ ኩሉ ስደተኛ ግዳ ሓደ ኣይኮነን" ኢሉ እዩ ጀሚሩ እቲ ፓኪስታናዊ " ንኣብነት ዘይተማሃረን ዝተማሃረን ስደተኛ ፍልልይ ኣለዎም። ዘይተማሃረ ስደተኛ ንሂወት ከም ዝወደቐ ቆጽሊ ኮይኑ እዩ ዘሕልፋ። ኣብ ባይታ ኢዩ ዝነብር። ዘርከበ እዩ ዝረግጾ፥ ዝነፈሰ ንፋስ እዩ ዝወስዶ። ናተይ ክነግረካ፥ ናብ ሆላንድ ክኣቱ እንከለኹ ለይለይ ዝብል ወዲ 25 ዓመት እየ ኔረ። ግና ኣይተማሃርኩን። ሕጂ 64 ጌረ ኣለኹ። ክሳዕ ለይቲ ሎሚ ንሂወት ከም ዝወደቐ ቆጽሊ እየ ኣሕሊፈያ።" ኣብ ገጽ እቲ ፓኪክስታናዊ ከቢድ ጓሂ ተራእዩኒ። ጸኒሑ ግዳ ፍሽኽ ብምባል ዘርባኡ ቀጺሉ፥- " ናተይ ነገር ተወዲኡ እዩ። ደቀይ ዝወደቑ ኣቑጽልቲ ዘይኮነስ ኣግራብ ኮይኖም ከሕልፍዎ ግዳ ብርቱዕ ጻዕሪ ኣካይደ እየ። ርኢኻ ኣለኻ፡ ዝተማህረ ሰብ ከምዚ ገረብ እዩ። ሰብ ኣይረግጾ፡ ዝመጸ ንፋስ ኣየሽካዕልለሉ። ኣማሪጹ ድማ እዩ ዝሰርሕ። ሰለስተ ደቂ ኣለዉኒ። ደጊም ኣግራብ ኮይኖም እዮም። ቦኽሪ ወደይ ዶክተር ኮይኑለይ እዩ። ማእከለይቲ ጓለይ ፋርማሲስት እያ። እቲ ንእሽተይ ወደይ ንዓመታ ብ ኢንጂኔሪንግ ክምረቕ እዩ።" ሞባይሉ ከፊቱ ስእሊ ደቁ ኣርእዩኒ። ገጹ ብሓበን ከም ፋኑስ ክውላዕ ኣስተብሂለሉ። " ወሊድካ ዲኻ?" ሃንደበት ሓቲቱኒ። " እወ፥ ሓንቲ ጓል ኣላትኒ" " ገረብ ክሳዕ ትኸውን ደግፋ። መንእሰያት ደቂ ዓድኻኸ ኣብዚ ስደት ኣለዉዶ?" " መሊኦም ኣለዉ" " ገርቡ በሎም" " ብርግጽ! እንተ ሰሚዖምንስ ክብሎም እየ።" ሓዙ በሉ። ደቂ ዓደይ መዓረይ፥ ደመይ፡ ወገነይ፡ ኣብዛ ከርፋሕ ስደት ከም ዝወደቐ ቆጽሊ ከይትንከራተቱስ ተማሃሩ! ተማሃሩ! ተማሃሩ!
@user-kb4px7kr9z
@user-kb4px7kr9z 3 жыл бұрын
አብዛ ስውር ስፌት አንቢበያ ብጣዕሚ እያ መሳጢት ንተገድሶካ ብጣዕሚ ነመስግን
@Mulue844
@Mulue844 3 жыл бұрын
@@user-kb4px7kr9z ya xbuq aleka ane eye
@user-kb4px7kr9z
@user-kb4px7kr9z 3 жыл бұрын
@@Mulue844 እወ ማዓረይ ፈሊጠካ እየ
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym 3 жыл бұрын
des zbil zanita
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@meazi_mizu
@meazi_mizu 3 жыл бұрын
ቤትዋይ ማዓረይ ክፍትወኪ እንዳ ገሬ እሙን ኩልኩም ሽኮራት ከይንዓብድ እዚ ድራማዚ ከይተቃርፅዎ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@kubromangesom
@kubromangesom 3 жыл бұрын
ዘግየ ዝፈቱ ድንን ኢሉ ሰላም ይበለኒ ምስ ለምለም ዓይነይይይይይ
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@fishalefutsum2696
@fishalefutsum2696 3 жыл бұрын
ሕጂ ረኪበያ ኣለኩ ቀዳማይ ላዪክ ሃብኒ
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@fishalefutsum2696
@fishalefutsum2696 3 жыл бұрын
@@Hrfanentrtainment kedem endiye Subsreib gerya
@zuzuadme3491
@zuzuadme3491 3 жыл бұрын
ቤተሰብ ንኩን ወዲ ቀሺ
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 3 жыл бұрын
Tgrawet nay Himamey from Eritrea 🇪🇷
@mamaynataymaminaty4936
@mamaynataymaminaty4936 3 жыл бұрын
Wwwwwww xbqeat anea si mra eya zftwkeum Hftkeum keab 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋❤️❤️
@samaraweldu9600
@samaraweldu9600 3 жыл бұрын
welcom xebukati haftikim gali 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamnaybzih1373
@selamnaybzih1373 3 жыл бұрын
ትግራዋይ ብምኮነይ ብታሚ ኢየ ዝኮርዕ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@black_____life7668
@black_____life7668 3 жыл бұрын
እዋይ ኣታ ድሮ 424 በፂሑ ትኮመንት ምስኣ እዮ ወሪዶሞ ዶ ትብሉኒ ዋይ በሉ ግጨይኒ 👍👍😁 😁ኣብ ዘለኽምዎ ቁዱስ ሚካኤል ይሓልውኩም
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@user-dw9jb4ow6m
@user-dw9jb4ow6m 3 жыл бұрын
ጆኬር ዕዋላ ክክክክክክክክክክ ማራ የ ዝፈትወካ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@user-dr7ku3yz9w
@user-dr7ku3yz9w 3 жыл бұрын
🌹👈 ዳገሬ ሙቁራት ♥👈 💛♥ ፍትዋተይይይ 🇪🇷 💛♥🌹👈👈
@melatmilli6302
@melatmilli6302 3 жыл бұрын
👌💕💕💕💕👏
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@sasing2281
@sasing2281 3 жыл бұрын
ትዕበ ክትዛረብ ከላ ቲቭ ወይ ሞባኢሉ ድምጺ ዘትሕታ ኣብዚኣ like ግደፉ ግደፊ ግደፉ like ከይ ገበርኩም ከይትሓልፉ።
@himomsofia1112
@himomsofia1112 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk hakeka
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ክክክክ
@alenadema8334
@alenadema8334 3 жыл бұрын
Anes dahan neru gorebabtey rebichtom huket 😀😀😀
@zttgy7054
@zttgy7054 3 жыл бұрын
@@alenadema8334 ክክክክክክክ ምሽ ዳ
@abelcra3296
@abelcra3296 3 жыл бұрын
ኣያ ተኸስተ ዝፈቱ ግደፍ,ግደፊ.....
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ5 kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@daniagualtigray5555
@daniagualtigray5555 3 жыл бұрын
Have a blessed Sunday 🙌Deki Tigray Meret Deki Halal Meret 💛❤️ love you 😍 all 💋
@binyjr.5652
@binyjr.5652 3 жыл бұрын
በጃኹም 1k ላይክ ሃቡኒ ሕማቅ ኣለኹ
@Shewitkahsay.
@Shewitkahsay. 3 жыл бұрын
*ሂበካ ኣከኹ ግን እንታይ ኣጋጢሙ ሓወይ ናተይ*
@binyjr.5652
@binyjr.5652 3 жыл бұрын
ሰበይተይ ምስ ካልእ ሰብኣይ ደቂሳ ጸኒሓትኒ ሓሊመ😪
@abelcra3296
@abelcra3296 3 жыл бұрын
@@binyjr.5652 እሞ ኣይሰሳዕካን 1k dea
@Shewitkahsay.
@Shewitkahsay. 3 жыл бұрын
@@binyjr.5652 ክክክክክክክክክክክክክክክክ ሞይተ
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ5 kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 3 жыл бұрын
Welcom እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ብድሓን መጻኩም ብርክ ቀዳመ ሰንበት እግዛቢሄር ኣምላክ ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ካብ ኤርትራዊ ሓውኩም love you tegaru የሕዋትና ዘይተወሓጠሉ ገመድ ይምለስ ክሳዱ
@abebechabraham4086
@abebechabraham4086 3 жыл бұрын
Tiebe metashiln enkuan denn metashiln 👍👍👍👍
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 3 жыл бұрын
💛💛💛💛💛💔💔💔💔💔💔💖💖💖💖💖💖💗💗💗💗💗💜💜💜💜💜💙💙💙💙💙💙💕💕💕💕💕💔
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@user-lt5id2sx8o
@user-lt5id2sx8o 2 жыл бұрын
❤❤❤🥰
@Shewitkahsay.
@Shewitkahsay. 3 жыл бұрын
*ነዞም ተዋሰእቲ ጌረ እሙን ዝፍትዎም (like) ላይክ ወይ ሳብስክራይብ ሃቡኒ ሽኮሪናታት*
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 3 жыл бұрын
ኣነ ሂበካ ኣለኩ ምቅረይ ስላምካ ይብዛም ዝያዳይ 💋💋💋❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@Shewitkahsay.
@Shewitkahsay. 3 жыл бұрын
@@user-cq2xj8fe2z *ኣሜን(3) ሽኮረይ ሓፍተይ ዋላ ናዓኺ*
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@Shewitkahsay.
@Shewitkahsay. 3 жыл бұрын
@@Hrfanentrtainment ኣነ ዳኣ ቀደም ክትጅምሩ ከለኹም እየ ገረልኩም ኣያ ዘአኣኣብሩኽ ሽኮር
@wainywini5832
@wainywini5832 3 жыл бұрын
@መዓዛ ደምሴ 😘😘😘😘
@habeshafunny
@habeshafunny 3 жыл бұрын
እንዳ ገርየ እሙን ገለ ኣይነት ቀጽልዎ ንሕና ካኣ ኣብ ጎድንኹም ኣለና ቡሩኽ ሰንበት ሓላላት
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 2
@fyoritube
@fyoritube 3 жыл бұрын
ብሩክ ሰንበት በብዘለናዩ ኣህዋተይ እስኪ ንበኣል ገሬ ትፈትዉ ላይክ ግበሩ ።
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@Herimon514
@Herimon514 3 жыл бұрын
*ዝተባረኸ ሰንበት ይግበረልና* *እዛ Comment ተንብብ ደለካ ፍቕሪ* *ዝዓሰሎ ሂዎት ይምነየልካ* 💔💔
@rihirichu642
@rihirichu642 3 жыл бұрын
Amen
@esuesey2716
@esuesey2716 3 жыл бұрын
Amen🙏 wala neaki kemu
@user-uc3fv4qi5l
@user-uc3fv4qi5l 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@issuuodjjeh6880
@issuuodjjeh6880 3 жыл бұрын
Amen zyaday
@yonigebru7587
@yonigebru7587 3 жыл бұрын
ገሬ እሙን ድራማ ማራ እዬ ዝፈትዎ ግናስ እንታይ ይብለኒ ድዩ ናዕይ ሃንቲ ላይክ ተትቡኒ ክብረት ይሃበለይ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@nurulove6450
@nurulove6450 3 жыл бұрын
ደቅ ዓደይ ማዓር ደቅ ትግራይ ሽኮር እንኳዕ ለኣንሸንዳ ባዓል በሰላም ኣብፀሐኩም ናይ ሰላም ናይ ጥዕና ይገበርለና በትረፍ ኮሮና ካማን ያጥፈእልና ፈጣር ሆይ 🙏🙏
@marilyneabourizk6284
@marilyneabourizk6284 3 жыл бұрын
amen 🙏
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓላላይ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 3 жыл бұрын
ኩልኩም እቲ ናይ ትግራይና ባህሊ ገፀባህሪ ሲ ተላቢስክምዎ ጎበዛት ብሓቂ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 61
@theboy3651
@theboy3651 3 жыл бұрын
Gere/ uncle Joker/ Uncle Zerabruch / tesechte/Gidef man are the best actors in the History of Ethiopians. Like if agree
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
ተጋሩ ናይና ቋዕ ብሰላም መጻኹም like & subscribe ኣግርጭው ✌️
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@user-yi7vn7kt3u
@user-yi7vn7kt3u 3 жыл бұрын
ናኣካ like ይንእሰካ አዩ ።ምቅንያቱ ፈታዊ ትግራይ ሰለዝኮንካ ንሕናዉን ፍትዉዉ ደቂ ኤሪ
@Pp-rd8bd
@Pp-rd8bd 3 жыл бұрын
ስንግል ማዓረይ ተሞሪዕካዶ
@user-vk7sf8jb9x
@user-vk7sf8jb9x 3 жыл бұрын
ሲንግለይ ዳም ዳም ኢልካ ዶ ሓንቲ ሕርማ ኣይረኸብካን ዶ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@user-ic5yd7xd5m
@user-ic5yd7xd5m 3 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@Asd-wd1yq
@Asd-wd1yq 3 жыл бұрын
አሰይይይይይ ሙቁራት ደቃ ዓደይ ማዓረይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@eritreaneritrean7833
@eritreaneritrean7833 3 жыл бұрын
hhhhhh Nay china bandera
@teklutewelde803
@teklutewelde803 3 жыл бұрын
ኣያ ጆኬር ሓዊኩምስ ናብ ምትላል ኣቲኩም ጽቡቅ ስልቲ "ሞራል እስከ ሃቡለይ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@sempertube
@sempertube 3 жыл бұрын
m.kzbin.info/door/dFntzyu1aAEMBr6i797OCg
@LoveLove-sw3jk
@LoveLove-sw3jk 3 жыл бұрын
ስረሐይ እስካብ ዝውድእ ንፍቅቅቅቅ ፍትውትው ማራ እየ ዝፈትወኩም
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@LoveLove-sw3jk
@LoveLove-sw3jk 3 жыл бұрын
እንካን ብሰላም መፃኩም ቅድሚ ኩሉ ፂሒፈ ዓሽ ሰናይ ምክትታል ኣና ናብ ስራሕ እየዋ😍 ሰናይ ምዝንጋዕ ይኩነልኩም ልኩልኩም ደቂ ዓደይ ፍትውትውው
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@zenithzenith8941
@zenithzenith8941 3 жыл бұрын
ሰላም ምቁራት እንቛዕ ዳሓን መፃካም ዝሰራሕኩምዎ ብረከት ዝረገፅክምዎ ለምለም ይግበረልኩ ፀፁቡቁ ፁቡቅ ንዝምነ ኩሉ እንቛዕ ኣብፀሐኩም ንኣሸንዳ ባዕልና 💓💔💕💕💖💖💖💖ትግራይ ዓድና💓💕💖💖💗
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@hayelomhadish9793
@hayelomhadish9793 3 жыл бұрын
ዓቺ ሕቁፍ ኣቢለ ምሰዓምኩኺ ዋ ሜሳ ዝኾነ ሕማም ኣትይና ወድዛ ጉማማ ክክክ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@Beautyinnature2
@Beautyinnature2 3 жыл бұрын
😅😅😅
@kedirxx6722
@kedirxx6722 3 жыл бұрын
ኣድነቅት ገሬ እሙን 👍ሀቡን
@vpvipvipvip8391
@vpvipvipvip8391 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 2
@makdatube8713
@makdatube8713 3 жыл бұрын
Deki ሓንቲ ልቢ ብሩክ ሰንበት
@moletewe2681
@moletewe2681 3 жыл бұрын
Eritrea my country love you 🇪🇷❤️😘
@user-eo5wh3to3t
@user-eo5wh3to3t 3 жыл бұрын
ኣያ ጅንኮር ክፍትዎ መዓት አየ ሶ ደቂ ትግራይ ሓላል መርየት l. Love. You. So. Mahc
@finfinie
@finfinie 3 жыл бұрын
ዋዋዋዋዋዋ እንኳዕ ደሓን መጳእኹም ሽኮራት ደቂ ትግራይ ኩሑሎ
@iloveetho7531
@iloveetho7531 3 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ ቤት ሽኮር ከመይ ድየ ልፎትየክ ምቅሪት
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@user-dp9sz2ll1w
@user-dp9sz2ll1w 3 жыл бұрын
እዛ ሓዳሽ ተዋሳኢት ብዙሕ ይቀርያ እዩ ....ትረኒክ ያድልያ እዩ ...ገሬ እሙን ግን ክፈትየኩም መዓት
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@aviaman7624
@aviaman7624 3 жыл бұрын
ሰላም እንዳ ገሬ እሙን መልካም ሰንበት ይግበረልኩም (ንገሬ እሙን ) ድፈቱ ላይክ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@tesfaeusnqey1615
@tesfaeusnqey1615 3 жыл бұрын
Enda gerie More sle zfetwekum si nay beyney konkum trayuni kemay do tkonu atum tekatatelti 🇪🇷
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 3 жыл бұрын
ንዕልቲ ሕማም ኩርምቲ ኣይምልከታን ኢዩ ንትዕበ ሕማም እዝኒ ክክክክ
@brhankelelom2034
@brhankelelom2034 3 жыл бұрын
ኣብቲ ዩቱብ ግዲ እኩም ትሓድሩ ኣነስ በሉ like ፀፍዕኩሙኒ ሕለፋ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 3 жыл бұрын
ሽኮሪናታት እንዳ ገሬ እሙን ሰላም ቅሳነት ናዓኩም @♡♡♡♡♡♡♡♡♡ አነስ ክፈትወኩም ማዓት እየ ።።።።።።።።።።
@fghughij3275
@fghughij3275 3 жыл бұрын
ፁቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 3
@galtigray6523
@galtigray6523 3 жыл бұрын
እስቲ ገሬ & ዘጌም ኣድነቅቲ like 👍👍
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 2
@ummita8730
@ummita8730 3 жыл бұрын
ኣቦይ ዘብራእብሩክ እና ገሬ ዝፈቱ ላይክ ይርገፀኒ ብሩካተይ ፍትው
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@amanhabtezgikahsayhayelom5399
@amanhabtezgikahsayhayelom5399 3 жыл бұрын
አንቃዕ ብሰላም መጻኹም እንዳ እሙን
@seluloveazitey3095
@seluloveazitey3095 3 жыл бұрын
ዌልካም ቡልፃተይ ❤🥰 ሩሑሰ ባዓል ይገበረልና
@Ethiorango
@Ethiorango 3 жыл бұрын
ከያኒ ሓጎስ ገብረሂወት ኣብ ሙዚቃ ትግርኛ ዓብይ ግደ ዘበርከተ፡ ብህያው ስርሑ ኣብ ልቢ ፈተውቱ ዝነብር ስነጥበባዊ ኔሩ:: ክቡር ኣያና ሓጎስ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ል Dimtsi Weyane አየ ድወት ንሃጫሉ 3 መዓልቲ ናይ ሐዘን መዓልቲ አዊጅኩም አዋርሕ ከም አጀንዳ ጌርኩም ኔርኩምስ ነቲ ጅግና ንህዝቢ ትግራይ ናይ ንእስነት ግዜኡ ዝተቃለሰ ግና ካብዛ ዓለም ተፈልዩ እትብል ቃል ግና ብኽንደይ ልመና ኣብ ካልአይ መዓልቱ አሕሊፍክምዋ ጠቅሊልኩም ምገደፍክምዎ መሐሸ መሕፈርቲ እንተ ነቲ ካብ ኣብራኽ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈጠረ ጅግና ግና እ/ር ነብሱ ኣብ ገነት የንብራ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 3 жыл бұрын
ኣሜን
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@user-tk3ud9xk9u
@user-tk3ud9xk9u 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@dahlak7181
@dahlak7181 3 жыл бұрын
ሰላም እንዳ ጌሬ እሙን ዝታባረክን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ።
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@godhelpme930
@godhelpme930 3 жыл бұрын
አንቃዕ ብሰላም መጻክም ፍትዋት ይሕዋተይ ካብ ልበይ ናፍቀኩም ቀኔ ስለዚ ኣምልኽ ምአሳክም ይኹን እዚኣ ኮሞቲ ተንብብዋ ዘለ ኩም ይሕዋተይ ሓደራኩም ላይክ ሃቡና እዚ ኩሉ ጥዕና ተሜኔልክም ስለዚ ሃቡና ላይክ ካብ ሓውክም ወዲ ኤረይይይይይ ምቅርቲ ንበርለይ ኤረይይይይይይይይይይይይ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@awadsights3087
@awadsights3087 3 жыл бұрын
አረ ጆኬር ይሞችይኻ ብሱሩ......."ዋላ ኮሮና ይሓዝካ ሱቒልኻ ሕቑፍ ኣቢልኻ........."
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh 3 жыл бұрын
ገሬ እሙን ፓርት 62 ሲኢነያ ኣይወጸትን ድያ ያ ጀምዓ
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 3 жыл бұрын
ከመይ ቐኒኹም እንዳ ገሬ እሙን? ድሓን ዶ ቐኒኹም?
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 3 жыл бұрын
ዳሓን ኢና ክክክክ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@ekinahom8621
@ekinahom8621 3 жыл бұрын
ዋውውው we'll come ሙቁራተይ እስከ ሳብስክራይፕ በሉኒ ደቢሩኒ እኒኦ ዋኣ 😒😒 ላእወካ እዩ እኒኦ ለምለም ዓይነይ😅😅😅😅
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@lewiabraham8507
@lewiabraham8507 3 жыл бұрын
Xbqtey
@ekinahom8621
@ekinahom8621 3 жыл бұрын
@@lewiabraham8507 ማዓረይ❤❤
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@lewiabraham8507
@lewiabraham8507 3 жыл бұрын
@@ekinahom8621 aytesekfni eba emo mearey gele kesekfeni meat eyu amlak skuf geru eyu fetirni
@birhangebremariyam3954
@birhangebremariyam3954 3 жыл бұрын
ከመይ ቀኒኩም ዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ሰላምን ፍቅርን ይብዘሐልኪ ትግራይ ዓደይ🙏🌹🌿
@aidaabraha2243
@aidaabraha2243 3 жыл бұрын
Much love & blessing...I wish you all the best ♥️🙏♥️🙏♥️🙏
@user-yi7vn7kt3u
@user-yi7vn7kt3u 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ዳ ገሬ ሽኮራት ብሩክ ሰንበት ካአ ይግበረልና
@alemgerye7993
@alemgerye7993 3 жыл бұрын
ትማልን ድየ ክደልያ ውዒለ ነይረ ለከስ ዘንጊዐ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 3
@miliyemaryamlj21
@miliyemaryamlj21 3 жыл бұрын
ሽኮሪናታት ደቂ ትግራይ
@danielniguse5321
@danielniguse5321 3 жыл бұрын
ኣንታ ንሰካትኩምሰ ኣይትሳኣኑ ብጣዕሚ ደሰ በሃልቲ ኢኩም 🌹 💕💕💕
@tigrayadey7559
@tigrayadey7559 3 жыл бұрын
ውይ ዘብራኣቡሩክ ሐዚም ብስሱዑዑ ድዩ ዘሎ ብሕልሚ እካ ኣይተማሃርን ድዩ።ሱሱዕ ስብኣይ ፀላእኩ
@okubaymichael6771
@okubaymichael6771 3 жыл бұрын
ዋውውውው ደስ ይብል from Eritrea መንነታዊ
@user-qn5cj3vt2y
@user-qn5cj3vt2y 3 жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ተናፈቅቲ ደቂ😘❤️ ትግራይ ዓደይ ፣ብሩክ ቅንያት ኣሸንዳ🌼🌹😘❤️♥️ 👉ትዕበ ኣታዮ ዘርኣብሩክ ሓወይ ጥዕናካ ካብ ኣድጊ ትጥዒ 😁ኩሉ ግዜ እንዶ ኣይተንፀርፅር ተመስገን በል 👉 ዘርኣብሩክ እሞ ምስ ጥዕናይሲ ሓደ ሚልየን ተዝህልየኒ ታይዶ ክብለኒ እዩ,♥️😁😁
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 3
@user-el4jd1fr5l
@user-el4jd1fr5l 3 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ኮኮባተይ ቡሩክ ሰንበት ክኾነና ይምነ ከመይ ዲኩም መቅሰናት
@yonastere9585
@yonastere9585 3 жыл бұрын
እንኳን በደህና መጣህ ነገር ግን ሁሉም ነገር ሰላም ነው
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 2
@user-kq7fg8qu5b
@user-kq7fg8qu5b 3 жыл бұрын
ቢትየ የኔ ቆንጆ ደስ ክትብል ንገሬ ክትቀባጥር ተኸኽ እላምበር
@zekointertainment8312
@zekointertainment8312 3 жыл бұрын
ርሑስ ሰንበተ-ችዳን ሰላም ንህቢ ዓለም ይግበረልና በቲ ፅብቅቲ kzbin.info/www/bejne/oITdpXp3js6rmKM&feature=share ጓል አሸንዳ 😍
@sabatadese6384
@sabatadese6384 3 жыл бұрын
Asssy xebuqat 🙏🙏🙏enke bi dhan mexekum
@kulamulu.50
@kulamulu.50 3 жыл бұрын
ኣብ 3ደቂቃ ስልኪ ንምጥላፍ ትኩስ ሓበሬታ kzbin.info/www/bejne/hmbVgZelo5Z7hLc
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y
@zekointertainment8312
@zekointertainment8312 3 жыл бұрын
@@Hrfanentrtainment Ale subscribe
@sempertube
@sempertube 3 жыл бұрын
ዘኮ ሳብስክራይብ ይገብረልካ ኣለኹ ንስኻ ውን ኣብዛ ናተይ ሳብስክራይብ ግበር kzbin.info/www/bejne/qJfYkmSkmcuUjc0
@sabasaba1323
@sabasaba1323 3 жыл бұрын
we'llcome Deki adey Senay mealti😍
@mulugeta3917
@mulugeta3917 3 жыл бұрын
ኣታ ልለምለም ዓይነይ ኣኮ ኣፅምማታ እዝና ዋይ ክክክክክክ
@loveisbornfromunderstandin1467
@loveisbornfromunderstandin1467 3 жыл бұрын
Love you jokier keep going Form Norway but my county is Eritrea
@beshirsaleh3352
@beshirsaleh3352 3 жыл бұрын
Des zebel Serah Akribkum Gen Tekest Gedef ne Gere umun Betami Amekiruwa iyu Dehri Zerabruk 🇪🇷🇩🇪👍🏾👌🏾
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 3 жыл бұрын
እንዳ ገሬ ሽኮራት ብሩኽ ቕንያት አሸንዳ ይግበረልና 🌻🌼🌻🌼🌻
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 3 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ሰናይ #ሰምበት ይግበረልና ብሩካተይ ንአያ #ዘብረአብሩክን #ለምለይ ዓይነይን ዝፎቱ👍 #መረፃ #ትግራይ #ህወሓት #ትዕወት👍👍 እስቲ ግምትኩም አቀምጡ ደቂ ትግራይ መዓረይ? #ትግራይና #ልቅድሚት❤️❤️❤️
@eslamkhaled8827
@eslamkhaled8827 3 жыл бұрын
ብሩክ ሰንበት ይግበረልና እስኪ ልለምለም ዓይነይ ዝፎቲ ሳብስካራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ
@Hrfanentrtainment
@Hrfanentrtainment 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/n4K6i5yqoaiCj5Y 1
@eslamkhaled8827
@eslamkhaled8827 3 жыл бұрын
@@Hrfanentrtainment ኣያ ዘብራኣብሩክ እንኳዕ ድሕና መፃኩም ሳብስክራይብ ገርኩም ድኩም ግበርዋ እስኪ
@rigbetube1077
@rigbetube1077 3 жыл бұрын
ለምለም ዓይነይ ናይ ኣደታትና መርኣያ
@albadralbadr2104
@albadralbadr2104 3 жыл бұрын
ዋዋ ደስ ክትብሉ ቀፅሉሉ 💐💐💐💋💋
@user-it5sm3ss1p
@user-it5sm3ss1p 3 жыл бұрын
ገሬ እሙን ሓውስካ በሓፈሽኢ የኔ ቆንጆ like beki❤❤
@helengirmay4028
@helengirmay4028 3 жыл бұрын
Gobezati Beritiu ❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏
@user-bp2il6ov7w
@user-bp2il6ov7w 3 жыл бұрын
enkae Dahin metsakum Deki Abay Tigiray Fituw Eye Zeblekum Love.You.Kemay Zifetiwem Teliyu Like wekutleyy
@yut9623
@yut9623 3 жыл бұрын
አንካዓ ደሕና መፃአኩም እንዳ ገሬ ሽካር ነፍቀኩም ቀኒየ ፍትውውው so ቀፅልሉ💋💋💋💋💪💪
@meradedeart9949
@meradedeart9949 3 жыл бұрын
ን"ኩልኩም ተኸታተልቲ እዛ መደብ "ገሬ እሙን" ዝኾንኩም እቶም ሲንግል ተወርዓዉ እቶም፥ ምርዕዋት ከኣ ውለዱ መቀረት ምንባር ንሱ እዩ መኽሰባ። ብሩኽን ቕድሱን ሰንበት ከኣ ይግበረልኩም ሓውኩም ፈታዊኹም ወዲ Eri
@wasli8257
@wasli8257 3 жыл бұрын
ክክክክክክ ስሓቅ ሞይተ ሰላም ናዓኩም እንዳ ገሬ እሙን
@tirhashaile7515
@tirhashaile7515 3 жыл бұрын
እንዳ ገርየ እሙን ሙቁራት ኣጆኩም ቀጽልዎ ተናፈቅቲ
@jvghct1306
@jvghct1306 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም ምፃእኩም ኩቡራተይ
@roza7068
@roza7068 3 жыл бұрын
ኣይ እንዳ ገሬ እሙን ወቐረት ትግራይ 😍😍😍
Gere emun part 62 ገሬ እሙን ክፋል 62
27:13
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 433 М.
gere emun part 186 | ገሬ እሙን ክፋል 186 ቻው ድኽነት ክፋል ክልተ
30:50
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 128 М.
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 12 МЛН
ТАМАЕВ УНИЧТОЖИЛ CLS ВЕНГАЛБИ! Конфликт с Ахмедом?!
25:37
Best father #shorts by Secret Vlog
00:18
Secret Vlog
Рет қаралды 22 МЛН
Gere emun part 16
27:34
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 1,5 МЛН
gere emun part 68 ገሬ እሙን ክፋል 68
23:10
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 455 М.
gere emun Part 32 ገሬ እሙን ክፋል 32
22:46
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 412 М.
Gere emun Part 27 ገሬ እሙን ክፋል 27
31:37
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 554 М.
Gere emun Part 17
32:12
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 1,2 МЛН
ЕНЕШКА 2 СЕЗОН | 3-бөлім | АНГЛИЯҒА КЕТЕМІН!
28:02
She got an idea 😂😂 #shorts #viralshorts #funny #comedy
0:46
HRA CHALLENGE
Рет қаралды 9 МЛН
МАМА И УРОКИ 😂 #юмор #мама #а4
0:32
SAASHA
Рет қаралды 1,3 МЛН
Didiya hume wo chidiya dila do na 🦜🦜 #shorts #comedy 😜
0:34
Sikha shorts and vlogs
Рет қаралды 108 МЛН