Gere emun happy new year 2017 part 194 | ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት 2017 ገሬ እሙን ክፋል 194

  Рет қаралды 198,546

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን

Күн бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 654
@merontes1626
@merontes1626 6 күн бұрын
ሰላም ንህዚ ኤርትራን ትግራይን❤❤❤❤
@MahamedHusen-l8o
@MahamedHusen-l8o 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ምሰኩሉብፍቅሪ
@ምሰኩሉብፍቅሪ 4 күн бұрын
Amennn❤❤❤❤
@selam801
@selam801 6 күн бұрын
ዝሓመመ ዝፍወሰሉ ዝተኣሰረ ዝፍተሐሉ ርሑሰ ሓዱሸ ዓመት ይግበረልና ብሩካት😊❤
@gvvcccc1938
@gvvcccc1938 6 күн бұрын
አሜን አሜን
@allbaad6689
@allbaad6689 6 күн бұрын
Amien amien amien❤
@GgyFg-j8g
@GgyFg-j8g 2 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Peaceforeveryone-l8i
@Peaceforeveryone-l8i 6 күн бұрын
ሩሑስ ኣዉደኣመት ይግበረልኩም እንዳ ገሬ እሙን ብሓፈሻ 💙"ከምኡ ዉን ነዚ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ ናብ ንቡር ሂወት ዝምለሰሉ ግዜ ይግበሮ🎉 ዓመተ ሰላምን ፍቅርን ምትሕልላይ ዝመልኦ ዓመት ይግበረልና🙏😻
@MiliMili-d3b
@MiliMili-d3b 6 күн бұрын
ኣሜን ዛሓወይ ዘይናኣኩምሰ ማኣዘ ጥዒምኩም ንኩሉትና እዩ ሓሰሙና እንሆ ኩናት ወረ ኩናት ኣጥፊኡ አዚ ክልተ ህዝቢ ተሓዋዊሱ በሰላምን ብፍቅርን እንነብረሉ ግዜ የምፀአልና ፈጣሪ❤🎉
@ቀባፅጓልተምቤን
@ቀባፅጓልተምቤን 6 күн бұрын
ኣሜን🎉❤
@user-xt1jk4dm6h
@user-xt1jk4dm6h 6 күн бұрын
Amen lebamey nakawun xbuk zemen ykunelka🙏
@selam801
@selam801 2 күн бұрын
@@Peaceforeveryone-l8i አሜን፫ ፒሰ ዓይነይ
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፐሰ ሓውና ክብረ ሰብ ንኩልተ ህዝብና ሰላም ይግበረልና መታሓቃቀፍ ግዜ ያምፀአና 😍😍🙏💙💙💛💛💙💙
@YonasAbraham-pe7qt
@YonasAbraham-pe7qt 6 күн бұрын
ንመላእ ገሬ እሙን ተዋሳእቲ ርሑስ በዓል ሓዱሽ ዓመት 🌻ሰናይ ዘመን ንኩልና🌻
@kiduGrm
@kiduGrm 6 күн бұрын
ደምረኒ ማዓረይ❤
@user-xd5qv6bs4r
@user-xd5qv6bs4r 6 күн бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ like?
@FihbHhjj
@FihbHhjj 5 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ወለላይ❤❤❤❤❤
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 6 күн бұрын
❤❤❤❤እንኳዕ ኣብፀሐኩሙ በተልይ ኣብ ስደት ዘለክን ኣሕዋተይ😢😢😢 ❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 5 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. 6 күн бұрын
ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ ሓድሽ ዓመተ-ግእዝን ይግበረልና🙏🌿💙❤
@m11vms72
@m11vms72 6 күн бұрын
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰበይ ንኹልና እንካዕ ኣብፀሐና 🙏💛💛💙💙💙😍😍😍
@ugh6249
@ugh6249 6 күн бұрын
እንኮእ አብፀሁኩም ተጋርዋይ ሀዲሽ አመት ትግራይ አደይ ህዝቢ ትግራይ ዝስህቀሉ ዝህጎሰሉ አመት ይግበረልና
@وذيس
@وذيس 6 күн бұрын
Amen amen amen amen
@shewiteyob2717
@shewiteyob2717 6 күн бұрын
Amen Amen ygberelkum💙💙💙💙💙
@tewilitbirhanie9345
@tewilitbirhanie9345 6 күн бұрын
ትግራዋይ ከም ትግራዋይ ፅሩይ ትግርኛ ኽዛረብ ኣለዎ ተዘይኾይኑ....
@kuwaitkuwait-my7je
@kuwaitkuwait-my7je 6 күн бұрын
❤❤❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 6 күн бұрын
ኣሜን❤❤❤ ኣሜን❤❤❤ ኣሜን❤❤❤
@slameberhe1435
@slameberhe1435 6 күн бұрын
እንዃዕ አብፅሐኹም ዳ ገሬ እሙን ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ካዓ ሰላም ዝረክበሉ ዓመት ይኹነልና ❤❤ኣይ ሰድት😢
@saimonmerhawi4579
@saimonmerhawi4579 6 күн бұрын
ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ዓመተ ሰላምን ቅሳነትን ይግበረልና 🙏🙏🙏
@MiliMili-d3b
@MiliMili-d3b 6 күн бұрын
ዳኣያ ዘብራኣብርክ ዝቅየርካ ኣምላክ ግዚና ቃይርልና❤
@mikelebaraki5269
@mikelebaraki5269 6 күн бұрын
ኣሜን የጌታ ሰው😂
@ኣርሱጋልትግራይ
@ኣርሱጋልትግራይ 6 күн бұрын
𝙖𝙢𝙚𝙣 𝙖𝙢𝙚𝙣 𝙖𝙢𝙚𝙣🙏🙏🙏
@Shewit4569
@Shewit4569 6 күн бұрын
Amen (3)🙏🙏🙏🙏
@Selam-j9p
@Selam-j9p 2 күн бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤
@NdjjJsjsj
@NdjjJsjsj 6 күн бұрын
ተመስገን እስቲ ፈጣሪ ንህዝብና ኩሉ ኣረሲዑ ሰናይ ሓደሽ ዓመት ይግበረሉ ዝተባረከ ዝተቀደሰ ዓመት ይግበርልና ተጋርዋይ❤❤❤❤❤
@saimonhagos6996
@saimonhagos6996 6 күн бұрын
ዳ ገሬ እሙን ምንጪ ስሓቅና,,, ርሑስ ሓድሽ ዓመት ከምኡ ውን ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ 💙💙💙
@kiduGrm
@kiduGrm 6 күн бұрын
ኣሜን ማዓረይ ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@tsegaasrat460
@tsegaasrat460 6 күн бұрын
ልክ እንደድራማው ለመላው ታግራዋይ ህዝብ ደስታ ሰላም ይሁንለት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ከ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ነው
@MuluGermay
@MuluGermay 5 күн бұрын
❤❤❤❤amen
@cbffhf1567
@cbffhf1567 6 күн бұрын
ርሑሰ ሓድሸ ዓመት ሕቡሸይ🎉 ኣድነቅቲ ተኸሰተ እሰከ🤙 ጠውቅኒ🤣🤣🤣
@Withsabawyan
@Withsabawyan 6 күн бұрын
ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ ናይ በረከት ዓመት ይግበረልና ልዑል ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@ኣስኮል
@ኣስኮል 6 күн бұрын
አሜን ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏💓
@natubeee5669
@natubeee5669 6 күн бұрын
NEKULATNA DEKI TIGRAY SHIKORAAT RUHUS AWDAMET FETARI KULU AMLAK MEDHANI ALEM YEGEBERELNA EMBER
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j 6 күн бұрын
​@@ኣስኮልዋይ ዘይድገም ኮይኑ እምበር ናይ ሓዱሽ ዓመት ክደጋግመልኩም ነይረ ንኩሉኹም❤❤❤❤
@ኣስኮል
@ኣስኮል 6 күн бұрын
የቐኒየለይ ክብረተይ💓💓😄
@Fyorigdeya
@Fyorigdeya 3 күн бұрын
አሜን አሜን❤❤❤
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame 6 күн бұрын
አነስ አውደአመት አውደአመትስ ክንዲ ዝሕጎስ ብክይ ይውዕል😢😢😢 ገዛና ስነስረዓቱ ተአካኪብን ክነብዕሎ ናተርአይኒስ አውደአመት መፀት ይሓዝን አይ ስደት እህህህ😢😢😢 እንካዕ አብፀሓኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 6 күн бұрын
ኣጆኺ ማዓረይ ብዘለኺ ተሓጊስኺ ወዓሊ እንታይ ገድሽኺ ትበኽዩ❤👏
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 күн бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ
@garrickalana7261
@garrickalana7261 6 күн бұрын
ሀረገወይኒ ሸኮር ብታዐሰሚ ጎበዝ ተዋሳእት እያ አድናቅኪ እየ እሟሸይ 😂😂😂😂❤❤❤
@HgHc-m9p
@HgHc-m9p 6 күн бұрын
ኣይ ሰድትዛ😢 ሎምስ ናፊቆቱ ቦዙሑና እንኳዕ ኣብፅሐኩም ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 6 күн бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ንኹሉኹም ህዝቢ ትግራይ-ትግርኚ (ተጋሩ ኢትዮጵያ ወ ተጋሩ ኤርትራ)! 💛❤ 💙
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti 6 күн бұрын
ተጋሩ ወይ ትግራይ ምባል ጥራሕ እኩል እዩ🙏
@Bahgi_
@Bahgi_ 5 күн бұрын
@@liyatTigraweyti : ትግራይ ምባል እኹል ኣይኰነን። ምኽንያቱ ተጋሩ ካብ እታ ሎሚ ትግራይ ተባሂላ ትፍለጥ ጂኦግራፊ ብተወሳኺ ኣብ እታ ሎሚ ኤርትራ ተባሂላ ትፍለጥ ጂኦግራፊ እውን ኣለዉ:: ዋላ ድኣ ሻዕቢያ፡ "ብሄረ-ትግርኛ" ወይ "ትግርኛ" ኢሉ ይፅውዓዮም እምበር ተጋሩ እዮም። ተጋሩ ምባል ግን ሓቅኺ እኹል እዩ፤ ምኽንያቱ ከም እቲ ኣብ ላዕሊ ዝገለፅኩዎ፡ ተጋሩ ማለት ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኤርትራን ዘሎ ሓደ ብሄር ንመፀውዒ ክንጥቀመሉ ይግባእ፤ እቲ ሓቂ እውን ከምኡ ስለ ዝዀነ።
@misganayebio
@misganayebio 2 күн бұрын
​C​@@Bahgi_ mishdoni 😂😂😂😂 Eritrea is only for Eritreans "misakum keythasbwo..delikumo tighrinakum atsryu.🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritreans please say something for those liar's
@misganayebio
@misganayebio 2 күн бұрын
✅Eritrea is only for Eritreans . love ma country &ma people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Alas liar one don't tell your own fiction.😅😅😅 Even our pronunciation is clear tighrina not like yours.
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 6 күн бұрын
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም። 2017 ከምዜአ ህዝብና ተሓጊሱ እፎይ ቀሲነ ተሓጊሰ ዝብል ራህዋ የምጰሉ። በጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ።ዘመንኩም ኩሉ ይባረኽ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe 6 күн бұрын
እንቋዕ ንሓድሽ ዓመት ኣብጽሐኩም ይሕዋተይ ሰላም ቅሳነት ራህዋ ንተማዛበልቲ ዘለዉ ህዝብና ናብ መረበቶም ዝኸድሉ ዓመት ትኹነልና❤❤🎉🎉🎉
@kiduGrm
@kiduGrm 6 күн бұрын
ኣሜን ማዓረይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
@helengebreslasie2841
@helengebreslasie2841 6 күн бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 🥰❤️💛❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
@genetkahsay354
@genetkahsay354 5 күн бұрын
ሩሑሰ ሓዱሸ ዓመት ይግበረልና ❤❤❤🎉🎉
@Hareg675
@Hareg675 6 күн бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይኹነልና 🎉🎉🎉🎉 ሰናይ ኣውዳኣመት❤🙏
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i 6 күн бұрын
ኣእንኳዕ ኣብፀሐኩም ገሬ እሙን ንመላእ ህዝብና ናይ ሰላም ናይ ራህዋ ናይ ቅሳነት ዓመት ይግበረልና ኣይ ናፍቆት ብዓል ብድመፀ ግዜ ከብደይ ሕቑንቑን ይብል ስደት ሕሱም😢❤❤❤😊
@selam-ng4ib
@selam-ng4ib 6 күн бұрын
ሩሕስ ኣዉደ ኣመት ይገበርልና ኣሜን❤🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 6 күн бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ሰላምን ፍቅርን ዝዓሰሎ ዘመን ይግበረልና ዝተፈናቀለ ህዝብና ናብ መረበቱ ዝምለሰሉ ይኹን ፅቡቅ ንጅማር ዘመነ ማቲዎስ ይግበረልና 🙏♥️
@user-zo3sm2ds9h
@user-zo3sm2ds9h 6 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤🎉ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋይ ብስሩ ይመቹዉኩም ኣያተከስተ ግን ❤ ኣየስደት😢😢😢😢 ግን ናፍቀት ወድእና.ለሙስ😢❤
@genet3442
@genet3442 6 күн бұрын
እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ የሐዋተይ 🌻🌻🌻🌻🌻🌸❤🌸🌺ሩሑሰ በዓል ይግበረና❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ተጋሩዋይ
@LemlemGaladigrat
@LemlemGaladigrat 6 күн бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ዓደይ ሰላምን ራሕዋን ንህዝብናን ንዓድናን
@SiemSemere-mo9pt
@SiemSemere-mo9pt 6 күн бұрын
❤ ne melae tektatlti gere emun rehus beal ygberla yemchkum
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 6 күн бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ህዝበይ በረኻን ዓድን ዘለኻ ኣኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ራህዋን ይምነየልኻ❤️🌼👏
@kebedeberihu1243
@kebedeberihu1243 5 күн бұрын
እንካዞ አብጸሃኩም ዳገሬ እሙን።ጽቡቕ እዩ።ናያተኸስተ ሕቶ ን ግጥምን ግን አይተረዳአንን።አይመተገበአን።አይቦቱኡን።
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 6 күн бұрын
እንካዓ ኣብጸሐኹም ተጋሩዋይ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ኣነስ ስቅ ኢለ ይናፍቅ ይሻቅል ኣለኩ ዓደይ ክይኣቱ የሕዋተይ ዳሃይ ዘይብሎሞ ጠፊኦሞ ንመን ክረክብ ክኣቱ ኢለ ኣሕ😢 እዚ ዘመን ዳሃይ ክረኽብ ኣብ ፀለቱኩም ዘኩሩለይ በጅም😢
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 5 күн бұрын
ኣጆካ
@user-mm4cm1ht1f
@user-mm4cm1ht1f 5 күн бұрын
ኣጆኪ መዓረይ😢❤❤🎉
@DenyTeam-ii7su
@DenyTeam-ii7su 5 күн бұрын
ኣጆኪ ዝያዳይ አምላክ ምሳአቶም ይኩን👏
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 6 күн бұрын
እንቋዕ ነዚ ኹቡር በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐኹም ኣብፀሐና ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፡💛❤️👏 ነቶም ምእንቲ ዓዶምን ህዝቦምን ሓለዋ ፎቆዶኡ በረኻታት ዘለው ጀጋኑ TDFይ እንቋዕ ናብዚ ኣብቀዐኹም!💎🥺🙏 ንዘለው ሰናይ ዘበን ክኾነሎም ይምነ፡ነቶም ዝሓለፉ ኸኣ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳናት የንብሮም።ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና!!ደጊመ ርሑስ በዓል❤🌼💛🌼❤️💛🌼🎉💝🌿🌿🙏🙏🙏
@ኣርሱጋልትግራይ
@ኣርሱጋልትግራይ 6 күн бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ማዓረይ❤❤❤❤
@MemhurAbdelwahab
@MemhurAbdelwahab 5 күн бұрын
ሓደራ አያ ዘርአብሩኽ ሕልሚ እዪ ከይተብሉና
@HelloGMusic
@HelloGMusic 6 күн бұрын
ሰላም❤️‍🩹 ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስድትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና❣️ አሜን ፫ ተጋሩዋይ ኣብ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ አሕዋተይ💓💖
@ትግራይ-ዸ9ሐ
@ትግራይ-ዸ9ሐ 6 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 6 күн бұрын
እንዃዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም🙏ዝሓለፈ ናይ መከራና ዝመፅእ ዘሎ ናይ እንጀራና💐🌻ናይ ሰላም🌼ናይ ፍቕሪ🌼ናይ ቅሳነት🌼ናይ ጥዕና ይግበሮ ፈጣሪ
@WintaMarsilas
@WintaMarsilas 6 күн бұрын
Deki medam alekn do 😢😢😢 ans nbat ymexeni awdeamet msreaku🎉
@HgYg-ew1xu
@HgYg-ew1xu 6 күн бұрын
ርሑስ ሓዱሸ ዓመት ይግበረልና ሰላምን ፍቅርን ዘለዋ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኡንካዕ አብፅሕክም.❤❤❤❤
@azebtigray6298
@azebtigray6298 6 күн бұрын
ርሑስ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ዝተፋናቀለ ህዝብና ናብ ዓዱ ዝምለስሉ ዝሓምመ ዝፈወስሉ ዝተኣስረ ዝፈተሐሉ ስላምን ፍቅርን የውርደለና ፈጣሪ 😍🌻🙏
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 5 күн бұрын
ዋውውውው ኣሰይ ደሰ ክብል አንዳ ዘብራኣብሩኽይ አንኮዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ርሑሰ ሓድሸ ዓመት ይገብረልና ብጣዓሚ ደሰ ይብል 🥰🥰🥰💋💋
@emnetberhe
@emnetberhe 6 күн бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ወጋናተይ ❤️🌻🌻🌻
@frfjtffht5651
@frfjtffht5651 6 күн бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 🙏🙏🙏🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 6 күн бұрын
_እንኳዕ ኣብጸሐና ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋይ❤️🌻🍂🌼_
@SahleTeklegergish
@SahleTeklegergish 5 күн бұрын
ሽልማት ክሰደልኩም፡ደሊየስ ብኸመይ ክረኽበኩም ይኺኢል።ብጣዕሚ ትግርብሩዎ ምሃሪን ኣዛናጋዕን 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@seft5286
@seft5286 4 күн бұрын
ኣየ ተከስተ ግን ማራ እዮም ዘስሕቀኒ🤗🤣🤣 እንኳን ኣብፅሐኩም ዓይኒ ትግራይ🤗🎉🎉❤❤❤❤❤❣️❣️❣️
@MerkabGera
@MerkabGera 6 күн бұрын
Ruhus Beal hadsh amet kuds yewhans zebene selam zebene fkri ygberelna
@Smira-mb9xr
@Smira-mb9xr 6 күн бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣሜን ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-yj5bq8qc9w
@user-yj5bq8qc9w 5 күн бұрын
Happy holiday to all of the people. Welcome to a new year, 2017 🎉🎉🎉🎉🎉
@user-fq2sz4ur8s
@user-fq2sz4ur8s 6 күн бұрын
ኣውደኣምት ኣብ ስደት ሲ ክሓስም 🤔🤔 ኣብ ስደት ኮና ኢና ብ ሶሻል መድያ ንሕልፎ ዘለና, ኣምላኽ ኣቦይ ስደትና የሕጽሮ, ነዞም ስደት ክንበሊ ዝገበሩና ከኣ ዕምሮም የሕጽሮም,, ሩሑስ ኣውደኣመት ግዳ
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 6 күн бұрын
ሐነስ ዛ ነብሰይ ሐንትይ መዓልትይ ኣክብረያ ዘይፍልጥ ክሉ ግዜ ዳ ዓረብ አረ ዙ ስደት መን ጀመሮ😢
@Meri-yu8yx
@Meri-yu8yx 5 күн бұрын
እንካዓ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AronAsefa-wn7sf
@AronAsefa-wn7sf 6 күн бұрын
Asemra koyen kezekerkume wile rehus beal
@rutiWele
@rutiWele 6 күн бұрын
ደሰ ክብሉካ ርሑሰ ሓዱሸ ዓመት 😢❤❤❤❤❤❤
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k 6 күн бұрын
እንኳዕ አብፅሐኹም ሰናይ ሓዱሸ ዓመት ይግበረል ❤
@RfgSfr
@RfgSfr 6 күн бұрын
ዋይ ናይ ሉዋመይ ቀሚሽ ደስ ክብል መዓረይ ራያዶ ከይድክ ነይርክ ብዝኾነ ብጣዕምኡ ዘጥዐመልክ ❤❤❤❤❤❤❤
@Sew-mehon07
@Sew-mehon07 6 күн бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝብ ትግራይ❤❤❤
@sisaygebrekirstoss3400
@sisaygebrekirstoss3400 2 күн бұрын
Happy New year for the member of Gere Emun group and For Tigray Peoples
@hiyableomessi2020
@hiyableomessi2020 5 күн бұрын
ድሓን እተዉ ጽቡቅ ተዘናግዑና ኣለኹም እንዳ ገሬ እሙን❤ ካብ ፈታዊኹም ኤርትራ ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና
@JgD-fr4ny
@JgD-fr4ny 6 күн бұрын
ርሑስ ባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና 🙏🙏🥀🥀🌷🌿🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@user-lj6ns9sc9v
@user-lj6ns9sc9v 6 күн бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ🥰🥰
@MotivationAHSahs
@MotivationAHSahs 6 күн бұрын
ርሑስ በዓል my all tegaru ❤️🙏🌼🌻🌻🌻
@SheliDavid
@SheliDavid 6 күн бұрын
ንዓና ውን እባ ተጋሩ ጥራሕ ኣይባሃልን ብ ኣምሓርኚ ዘረኝኘት ይባሃል ርሑስ ኣውድኣመት ንኣመንቲ ክርስትያን በል
@SarahMohammedSarahMohammed
@SarahMohammedSarahMohammed 5 күн бұрын
​btgrgna enatsehafkas😂​@@SheliDavid
@Mehari-r7j
@Mehari-r7j 2 күн бұрын
ኡኳዕ ኣብጸሓኩም ንኩሉኩም ኣብዚ ስነጥበብ ትሳተፉ አንዳ ገርየ ኡሙን ኣያ ተኸስተ መምህር ናይ ጥበብ ምችውው ይበልኩም አስከ
@hayelomwedimeri
@hayelomwedimeri 6 күн бұрын
ንኩሉኹም ኣባላት ገሬ እሙንን ንመላእ ህዝቢ ትግራይን እንኳዕ ን 2017 ዓ/ም ብሰላም ኣብፀሐኩም❤🎉🎉🎉🎉🎉
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 6 күн бұрын
ለምሽ ዓይነይ ምስሊ ኣደይ ዝፎቱ❤ይሃበኒ🎉❤️🤲
@meronteklu5410
@meronteklu5410 3 күн бұрын
ሩሑስ ብዓል እንዳ ገሬ እሙን 😘😘😘😘😘
@Fsahakahase6275
@Fsahakahase6275 5 күн бұрын
እዛ ቢ ኣስካዲላ ምብላዕ ግን ኣይባህልናን እክብ ኢልኩም ኣብ ሓደ መኣዲ ተትበልዕ ብጣዕሚ ፅቡቅ ነሩ ብሩክ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ❤
@beharwabela6385
@beharwabela6385 5 күн бұрын
ኣብ ከባቢ እንደርታ ብእስኳዲላ እዩ ባህሎም ዋላ ኣብ መርዓ መቀለ እዉን
@aderajewguesh2076
@aderajewguesh2076 6 күн бұрын
Rhus Hadshe ametn bael kudus yohanes ygberelkum bahlkum tekbru selamkum ybzah tegaru ❤❤❤❤❤
@abdusemed1204
@abdusemed1204 2 күн бұрын
ዘርአብሩኽ ተሓሊፍሉስ አታ ንሕና 'ውን ተስፋ አለና ማለት እኙ ዋኝኝ😅 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ተጋርዋይ ዓይነይ
@shishiAlexander
@shishiAlexander 6 күн бұрын
ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ነቲ ኣብ መክራ ዘሎ ዝተፈናቀለ ጭዋ ህዝቢ ትግራይ ብሓፍሻ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ❤
@tesfayhagos9113
@tesfayhagos9113 4 күн бұрын
I love the intension of the drama. keep it up
@yohni283
@yohni283 5 күн бұрын
ተመስገን ኣምላክ ኣብራሃም ዝከብረሉ ማዓልቲ መፂኡ😅❤❤❤
@lilitylility4864
@lilitylility4864 5 күн бұрын
ሩሑስ ሓደስ ዓመት2017 ዓ,ም ናይ ስላም ናይ ራህዋ ህዝብና በሉዑ ዝፅግበሉ ጡዑም ዝበለዐሉ ስላም ዝረኽበሉ ካብ ስደት ናብ ዓዲና ምስ ቤተስብና ምስ ፍታውና ንውዕለሉ ዘመን ይግበረሊና🌻🌻🌻🌻🌻💐💐💐🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ God bless you and Happy New year In 1917 Tigray Callander peace of people Tigaru 🙏 Amen 🙏 🙌
@Mnbarbmelamnbarbmela
@Mnbarbmelamnbarbmela 6 күн бұрын
ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ብፍላይ ንተመዛበልቲ ኣብ ኬንዳ ዝርከቡ ኣሕዋትናን ወለድናን እንቋዕ ኣብፀሐኩም
@FrhGgg
@FrhGgg 4 күн бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረና ልመላእ ትግራይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BrktiMiki
@BrktiMiki 6 күн бұрын
Endaya zerabruk zkeyerka fetary neana ewn temtena❤
@Freedomhabeshadress
@Freedomhabeshadress 3 күн бұрын
ፀነውቲ አስላማይ ድአ ሰይትሓውሱ ትግራዋይ እንድዩ
@AlWakel-y8l
@AlWakel-y8l 4 күн бұрын
❤ምቅር ፋልካ ጥዕም ይግብር ዝጣዓመ ዘመን ይግብርልና ኣጣዓዕም የብለልና ፈጣሪ
@AmanAman-jj2gc
@AmanAman-jj2gc 23 сағат бұрын
እንኳዕ ንሐድሸ ዓመት አብፃሓኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@user-xy1vk5iv9m
@user-xy1vk5iv9m 2 күн бұрын
2017 ሰላም ዝዓሰሎ ዘመን ይግበረልና❤❤❤
@kevronbahre7317
@kevronbahre7317 5 күн бұрын
Good job you are doing great...our culture is such beautiful 🎉🎉
@AlWakel-y8l
@AlWakel-y8l 4 күн бұрын
❤ምቅር ፋልካ ጥዕም ይግብር ዝጣዓመ ዘመን ይግብርልና ኣጣዓዕም የብለልና ፈጣሪ ምቁር ኩሉ ግዘ ኣምፅእው ዳገሬ እመን❤ 27:22
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 6 күн бұрын
ኣያጆኮር ናበይ ከይዶም ኣውድኣመት መዓልቲ
@Mesele-ix6sy
@Mesele-ix6sy 6 күн бұрын
ንመላእ ትግራይ እንኳዕ አብፃሓኩም አብፀሐና
@AlWakel-y8l
@AlWakel-y8l 4 күн бұрын
❤እንካዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐክም ንሓድሽ ዓመት እንዳ ገሬ እመን
@amelworkdesta4601
@amelworkdesta4601 4 күн бұрын
ዘራአብሩክን ፉሚሊ የቀየርክ አምላክ የትግራይ መሪዎችንም ሚሞሪ ወደ2017ዲጂታል5gvቀይርልን🙏🙏🙏🙏🙏
@AyatMizen99
@AyatMizen99 6 күн бұрын
Ruhs awudeamet mehogona amet ygbero n kulukum Tegaruway❤❤❤🎉🎉🎉
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 6 күн бұрын
❤❤❤❤እንኻዓ ኣብፅሐና ኣብፅሐኩም ንሓዱሽ ዓመት ፡ 🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ዘመነ ሰላም ዘመነ ፍቅሪ ዘመነ ጥዕና ይግበረልና 🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ሓዱሽ ዓመት ሓዱሽ ህይወት ይግበረልና 🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
@BulaNeng-c7i
@BulaNeng-c7i 4 күн бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ደቅ ትግራይ☺
@muzetekle7297
@muzetekle7297 6 күн бұрын
ኣየ ኣያ ዘብራኣብሩኽ ክንደይ እምነ ኩርናዕ በልኩም ይመችኹም
@jfttrt1275
@jfttrt1275 4 күн бұрын
ርሑሰ ሓዱሸ ዓመት ንመላአ ሃዝቢ ዓለም አንኳዕ ብሰላም ኣብፅሐኩም ኣብፀሐና ☘️☘️☘️☘️🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺 ኣሜን
@osmannasirmacammadosmannas4514
@osmannasirmacammadosmannas4514 4 күн бұрын
እጅግ በጣም ጡሩ ነው እንወድቺለን 🙏🙏❤❤❤
@Tirfey
@Tirfey 6 күн бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ሓተይ ማዓረይ ፍቱዋት ደስ ብሃልቲ ቀፅልሉ፡፡
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 6 күн бұрын
ሩሑስ ባዓል ሓድሽ ዓመት ይግበረልና❤❤❤ ሰላም ንህዝቢ ትግራይይ🌻🌻🌾🌾🌾🌾🌻🌻🌾🌾🌾🌾🌾
@IdrHtr
@IdrHtr 5 күн бұрын
ርሑስ ሓድሸ ዓመት 🙏🌼🌼🌼🌼🌼
@titilenopo
@titilenopo 6 күн бұрын
ኣሜን ፫ እንኻዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ተጋሩዋይ🌻🕊
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 3 күн бұрын
እንኻዕ ኣብፀሐና 🎉🎉🎉❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@user-ei7em1fd6h
@user-ei7em1fd6h 6 күн бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ርሑስ ኣውደአመት ይግበረልና እግዚአብሔር ኣምላክን💚💚💚💖💖💖💖💖🌼🌼🌼🌼🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌿🌿🌿🌿👏👏
gere emun part 195 | ገሬ እሙን ክፋል 195
30:22
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 157 М.
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 19 МЛН
HAH Chaos in the Bathroom 🚽✨ Smart Tools for the Throne 😜
00:49
123 GO! Kevin
Рет қаралды 11 МЛН
ብመፅበዓ ኢና ሓዳር ገይርና #amazing love story
57:27
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 25 М.
🔴 በጎ ዘመን 2017 || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New sibket 2017
2:41:52
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 213 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Exodus | ኦሪት ዘጸኣት
3:41:39
Tigrigna Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 977 М.
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 19 МЛН