Gezana: Amanuel Weldegabir/ MOMONA - Tmexinileki /ትመጽኒለኪ : New Eritrean Music 2020

  Рет қаралды 1,395,385

GEZANA

GEZANA

Күн бұрын

MOMONA - Tmexinileki /ትመጽኒለኪ : New Eritrean Music 2020
Eritrean Music of the legend and the best Amanuel Weldegabir (Momona) -"Tmexinileki " , available on iTunes, Spotify and other stores. Follow the links below.
Spotify: open.spotify.c...
: spotify:album:4aqgRAoBGRc0KtRyZHQfTy
Connect with Hawashait Online (ን ዕለታዊ መደባትና በዞም ዝስዕቡ መርበባት ክትካታተሉና ትኽእሉ)
Subscribe to: / hawashayitmedia
/ @hawashayitmedia
Facebook: / hawashayit-media-19032...
Twitter: / hawashait2
Instagram: / hawashait1
Visit: hawashayitmedi...
#HawashaitMusic#HawashaitTigrinya #HawashaitEritrea #HawashaitAmharic #Amanuel Weldegabir #momona
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ'ዚ ዳውንሎድ ምግባር ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ
gezana,
#Eritrean Music # Hawashait Music# Tigrinya Music#
© Copyright: Hawashait Inc 2020.
gezana /eritrean music/ new habsha music/eritrean guayla/tigrinya music/New Ethiopian music/New Ethiopian music 2021/Adam Wondime/Ethiopian new song/New Amharic Song 2021/new Ethiopian music 2021 this week/Ethiopian music mp3/Ethiopian Music mp3 download/Amharic Movies/New Ethiopian Film/Addis Ababa/yared negu/yared negu birabiro/milen hailu/yared negu and millen hailu/amanuel weldegabr momona/momona tmexinileki/ትመጽኒለኪ : ትመጽኒለኪ

Пікірлер: 950
@ermilove685
@ermilove685 4 жыл бұрын
#ሞሞና #ኾኾብ #ኤርትራ❤🇪🇷 #like ንግበረሉ በቃቃት ኣይንኩን👑👑
@tiblestgere2790
@tiblestgere2790 4 жыл бұрын
Momona shikor
@shamwediesrajr5632
@shamwediesrajr5632 4 жыл бұрын
ኣሰይ ዕልልል በሉ ኣቱም ገዛ
@meda2775
@meda2775 4 жыл бұрын
Enka ሃጎሰካ ወዲ #ሞሞና #Ermle# Smret ኣይጸላክዋን አዛ # music ✌✌✌ 👇 #L,ike
@yordanosteklu4340
@yordanosteklu4340 4 жыл бұрын
Welcom
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ 4 жыл бұрын
@@meda2775 ኣበይ ኣሎ ወድ ሞሞና
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
*ንሞሞና ዝፈቱ ላይክ ገርክምለይ ሕለፉ ደቂ ኤረይ ናተይ ኤማ ሓወይ ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ከም ናይ ቀደም ብ ላይክ ስኪ ፍትወትና ንግለጸሉ ነዚ ኣቦ ትዝታ*
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 4 жыл бұрын
#MOMONA# Blux ARTIST Mara Yigirem kexali entay koynom dege zeysediwo kiderif ele yehasib. HGDEF DEKALU N BLUX Zeykonu. #AJOKA MOMONA# MEALTI ALEWO N KULU. BEABIEU HZBI MISAKA EYU.
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
Yikun kem Fikadks ይገርመካ እዩ ኣነስ ኢንተርቭው ክገብር ትጽቢት ኣለኒ እንበር ንተስፋይ መገሻን ን ሞሞናን ኣይውጾምን እዩ እዚ ፍጉር ሰብኣይ
@Dani_dino_4
@Dani_dino_4 3 жыл бұрын
ane yfetwo endye gn Slow derfi eyu nay momona tium kem qedemu tezderfelna des mbeleni Love u momona
@eritreaeritrea3640
@eritreaeritrea3640 4 жыл бұрын
ቀዳማይ ባዕለይ ረኺበያ ብስም ሞሞና ላይክ ወቁጡ
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
ሞሞና ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ስነጠበባዊ ሃገርና እዩ ስለዚ ክብሪ ይግብኦ እዩ like ሳብስክራይብ ኣይንሕመቕ ንግበረሉ መተባብዒ ይኾኖ ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ክኣ ሰላምኩም ይብዛሕ።like ኣድነቕቲ ሞሞና
@alazarzere5441
@alazarzere5441 4 жыл бұрын
ኣድነቅቲ ሞሞና ሃየ share like ንግበር
@NS-218
@NS-218 4 жыл бұрын
ኣታ ኣታ ስምዑ እባ ስጥመት ሙዚቃን: ግጥምን: ሓድሽ ዜማ ምስ ልዙብ ድምጺ:: ያ በጃኩም ክምለሰና ሞሞና ነተባብዓዮ:: ጸገሙ ፋይናንስ ኢዩ:: ሚልዮን ነእትዋ::
@Zeray-sj9pz
@Zeray-sj9pz 4 жыл бұрын
Momona wotru bults eka ajoka qetsl ngus dmtswyan eka bsm kulom afqrtn tefeqertn yohana ybleka zeray kab esral telavivv
@ermilove685
@ermilove685 4 жыл бұрын
#ግጥሚ *ትመጽኒ ኣለኪ ገጽ መሊስኪ ፍቅረይ* መርሓባ ንዕኒ ሎሚ ኾነ ሕራይ *ራሕቂ ዓቅሚ የብሉን ከህስስ ንፍቅሪ* ክዳን እምበር ፍቅረይ ቃል ኪዳን ዶ"በሊ እእዳወይ ዘርጊሐ *(2×ንክቅበለኪ)* ካብ ርሑቅ መገሻ *(2×ብተርባጽ ክርእየኪ)* ክገልጾ ዘይክእል ገጸይ ተትርእዪ ብሓጎስ በሪሁ ከም ሎምስ እንድዒ ታይ ድኣ ኮይኑ (2×ከብደይ ዝኣብየኒ) ገጽኪ ከይርኣኩ (2× ንብዓት ዝመጸኒ) ገዛ እባ ከፊተ ሎምስ ተስፋ ጌረ ሓዊ ኣጉደሉ ማሙቄ ሓዲረ ኣብ ማሙቅ ዶ ደቂሰ ይመስል ፈሪሔ ኔረ ከይጽለል ውዑይ ዘይበላዕኩ ድሕሬኪ መልኣኩ ሃዲሙ ገዛኪ #ይኣክለካ ኢሉኒ ሎምስ ወዲኡለይ ፍቅረይ ክትመጽኒ ጸቢቁ ዕድለይ ንዓኪ ኣይጥዓመ ንዓይ ዝገደደ ዘይተመልሰ ልበይ ሽዑ ምስ ሰንበደ #ስምራ #ስምራ እንተዝመልእ ክብረተይ ምስ ስብ ምንባር'ዩ ብሓቂ ብስራትኪ ምስ መጻኒ ጻሓይ ወጋሕታ ክትበርቂ ንዒ እባ ንዒ እባ ኣሚነይ ንዒ እባ ንዒ እባ ንዒ እባ ክብለኪ መርሓባ ታይ ክዓብስ ናይ ጓና ኣዳራሽ ንዒ ቤትኪ ከርተትስደት ብላሽ ነኩ ይጽበ ሃንቀው ኢለ ይጽበ ትመጽሉ መዓልቲ ጸብጺበ....። እንተዝበሊ ክብረተይ ምስ ሰብ ምንባር"ዩ ብሓቂ⚘ ብስራትኺ ምስ መጻኒ ጻሓይ ወጋሕታ ክትበርቂ⚘ ንዒ እባ ንዒ እባ ኣሚነይ ንዒ እባ ንዒ እባ ንዒ እባ ክብለኪ መርሓባ ታይ ክዓብስ ናይ ጓና ኣዳራሽ ንዒ ቤትኪ ካብቲስደት ብላሽ ትመጽሉ መዓልቲ ጸብጺበ💌 ነኩ ይጽበ ልበይ ከይረብረበ ታይ ክዓብስ ናይ ጓና ኣዳራሽ ንዒ ቤትኪ ከርተትስደት ብላሽ ነኩ ይጽበ ሃንቀው ኢለ ይጽበ ትመጽሉ መዓልቲ ጸብጺበ💌 Lyrics Er#MoMona
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
Ermi love ሞሞና ኣታ ወዲ የሕጉስካኒ ሕጂ ከምዚ ብግጥሚ ዝተጻሕፈ ደርፊ ንኸጽንዖ ግዜ ኣይወስደለይንን እዩ so Merci beucoup
@hiwetmelakehaile8178
@hiwetmelakehaile8178 4 жыл бұрын
Momona shkor❤❤
@ermisweety4895
@ermisweety4895 4 жыл бұрын
Kief alewa eza derfi ms kief zelewa gtmi
@natialmeysari9699
@natialmeysari9699 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💝
@temesghenweldu981
@temesghenweldu981 4 жыл бұрын
ደርፍስ ጥዑም ኔሩ፡ ድምጺ ውን ታይ ክወጾ... እታ ጌርዋ ዘሎ ማልያ (ቀዳድ ዘለዋ) ምስኡ ኣይትከይድን እያ። ኣብ እርጋኑ ጸይቅካዮ ዳይረክተር። ቀዳማይ ዙርያ ኣያና ሲ፡ ከምዞም ናይ ሕማመይ ቀዳድ መዳድ ክትከድኖ.. እሞ ከኣ ዘየጸብቀሉ
@ኣሌክፈታዊሞሞና
@ኣሌክፈታዊሞሞና 4 жыл бұрын
ፈተውትን ኣድነቕትን ሞሞና እንቋዕ ሓጎሰና። Like Share እንዳ ገበርና ናብ ኩሉ ኣፍቃሪ ሙዚቃ ነብጽሓያ። ን'ሞሞና ብ'ምንታይ ዲየ ዝፈትዎ መሲልኩም… ጥዑም ድምጹ ፍሉይ ህርመት ዝውንን። ብ'ቐሊሉ ኣብ ትዝታ ዝሸመካ ብ'ምዃኑ። ትሑትን, ርጉኡን, ልዕሊኡ ዘይጥምት። ን'ነብሱ መሲሉ ዝኸይድ። ኣማንኤል ወ/ጋ (ሞሞና) ቅርሲ ፈላሚ 1ይ ዙር ቅጭን። እቲ ሕቡእ ኮኾብ ስነ - ጥበባዊ ሃገርና !!!
@merihwedishishy4848
@merihwedishishy4848 4 жыл бұрын
Tefieka endyu neru mexika alo eknkae gex momona arayeka nklatna enkae hagosena b fuley gn naeka b momona culu ela wela abzi gexat facebook yriaka nere
@ኣሌክፈታዊሞሞና
@ኣሌክፈታዊሞሞና 4 жыл бұрын
@@merihwedishishy4848 ክብረት ይሃብካ ክቡር ሰብ።
@HawashayitMedia
@HawashayitMedia 4 жыл бұрын
ኣሌክ ፈታዊ ሞሞና: Thank you Bro!
@yonasaman8402
@yonasaman8402 4 жыл бұрын
Ale momona king ⭐⭐⭐⭐⭐❤❤❤❤❤🙏🇪🇷
@meyou6723
@meyou6723 4 жыл бұрын
yes
@shamwediesrajr5632
@shamwediesrajr5632 4 жыл бұрын
ብነብሱ ብሩክ ምሸት ዩ ቀቢጸየን ዝነበርኩ ገንዘበይ ይቅሬታ ሓቲቱ ገንዘበይ መሊስለይ ከማይ ዝጠለምኩም ንዓይ የማስልኩም ሰላምን ቅሳነትን ነዛ ሉል ሃገርና like me plc 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💘
@4asmarashantawi407
@4asmarashantawi407 4 жыл бұрын
haney wedi esra kendey eyen neren eten faka
@shamwediesrajr5632
@shamwediesrajr5632 4 жыл бұрын
@@4asmarashantawi407 kkkk buzuy yu ta ዕልልል በል ቅድም😂😂
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ 4 жыл бұрын
@@shamwediesrajr5632 bel እንቆዓነይ የሕጎሰካ
@4asmarashantawi407
@4asmarashantawi407 4 жыл бұрын
Ellllllllll enqua tehagoska
@rooneylegend2216
@rooneylegend2216 4 жыл бұрын
የሕዋት እቲ Like ዝብል ዘሎ ጽሑፍ ርገጽዎ ኢድኩም ኣይቆርጸኩምን ዩ። ሞሞና ወናኒ ኣደራሽ ፍቕሪ እንቋዕ ድሓን መጻእካ።
@daniellloyd8607
@daniellloyd8607 4 жыл бұрын
ኤርትራዊነት ማለት ንኤርትራዊ ሓዉኻ ምሕጋዝ ማለለት እዩ። በዓል ኣገረጭው ንኤርትራዊ ደርፊ ንምጥፋእን ኬፍ ዘዘይብሉን እዩ። ኣነስ ዋላ እቲ ፋችኦም ከማን ኬፍ መዐንዱ። ኬፍ ዘይብሉ ደርፍታት 1 ወይ 2 ሚልዮን like መን እዩ like ዝብሎ ዘሎ ገጢምናዬም አለና። ብዝኾን ነዞም ኬፍ ዘለዎም ደረፍትና ኣብTiktok, Facebook , ኣብ ኩሉ social media advertise ንግበረሎም። ንሓግዞም ኣሕዋት።
@shishiAlexander
@shishiAlexander 4 жыл бұрын
ቃንዛ ሓቀኛ ፍቅሪ ዘለኩም ጥራይ ኣብዚ ርገጹ ፍሩሙለይ Like Like Like
@hanifqr3824
@hanifqr3824 4 жыл бұрын
መጸ ባባ ሞሞና አንክዕ ብድሓን መጽጸካና እስኪ ደቂ ኢረይ ነተበባዓዮ ባባ ሞሞና ክሉ ግዘ ኣብ ልበይ እስኪ ንዓና ካ ርጎጽና like ዲኡ ዝብሃል ኣይተውሑድልና
@yosefyemane7730
@yosefyemane7730 4 жыл бұрын
ኣብ ልበይ ስፍርኩም ደቂ ኤረይ መዓረይ ብሩክ ቀዳመ ስንበት ይግበረልና ሐሳብ ልቡኩም የስምረልኩም ብሩካተይ
@landlstaddon7061
@landlstaddon7061 4 жыл бұрын
For you too bro
@habtomasgedom8833
@habtomasgedom8833 4 жыл бұрын
ካብ ኣለውና ንብሎም ቡሉጻት ስነጥበብ ሞሞና the best 👌
@mekalhafewerki3130
@mekalhafewerki3130 4 жыл бұрын
ራሕቂ ዓቅሚ የብሉን ከህስስ ንፍቅሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ሞሞና ቀረባ ንፍቅሪ። ዝሒልካና ኣቦ ገላጺ ፍቅሪ ብጥበብ
@thomasnaomi8764
@thomasnaomi8764 4 жыл бұрын
ብስም ዙር ቅጭን መርሓባ ሱሑል ድምጺ ሙሴላ እስከ ላይክ ሰሉምለይ.
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ 4 жыл бұрын
እንቆዕ የሕጎሰና ከምዝ ከማይ ኣድነቅትን ፈተውትን ሞሞና ❤💓❤💓
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 4 жыл бұрын
ሞሞና እእማሪኖ ንእስመራ ዘይጠለማ ኩሉላትና ክንጠልማ🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@eritreahagery6474
@eritreahagery6474 4 жыл бұрын
መጺኻለይ ዶ ኣንታ ክቡር ሓወይን መታዓቢተይን ሞሞና ዓቢ ሰብ !!! ናትካ ደርፊ እንክሰምዕ ውሽጠይ ገለ ኢዩ ዝፈጥረለይ ሞሞና ሓወይ : ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏👉🇪🇷
@ሰይፈናይልበይ
@ሰይፈናይልበይ 4 жыл бұрын
ሞሞና ኣቦ ፍቅሪ ኣቃናይ ዘማሪ ኩሉ ንዓካ ክብሪ ናፊቅናካ ኔይርና ነቲ ጡዑም ድምጽካ ሕጂ ግን ባህ ኢለና፡ ናዓካ ብምራኣይና፡ ይበል ኩሉ ስራሕ ምስ ግጥሚ ይኩን ዜማ ውህደት ኣብ ቦቱኡ ።
@mussiefitsumwedifache1139
@mussiefitsumwedifache1139 4 жыл бұрын
መርሓባ እባይ ካርነሽም ወዲ ኤረይ ሞሞና እንቃዕ ብሰላም መጻእካና እዚ ከቢድ ሕማም ቀንጢጡ ገጽ ንገጽ ንረኣእየሉ ሰናይ ዘመን የምጸኣልና ልዑል ፈጣሪ ንኩልኩም ኣመንቲ ክርስትና እንቃዕ ናብ ዓመታዊ በዓል ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ልደታ ማርያም ብሰላም ብጥዕና ኣብጸሃና ፈጣሪ ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ምስቶም ፈቃራት ወለድና የራክበና ኣሜን ።።።።
@landlstaddon7061
@landlstaddon7061 4 жыл бұрын
AMEN
@almaztesfamariam6938
@almaztesfamariam6938 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen ❤🇪🇷
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 4 жыл бұрын
ሞሚተይ ከም ልበይ ድሃይ እኮ ተጥፍእ ኣለካ ፍትወይ 😘 ንግጥሚ እንበር ንክሊፕ ዘይ ትግደስ ምኳንካ ዝያዳ ፍትው ይገብረካ ። ታይ ይዓብስ ናይ ጓና ኣዳራሽ ንዒ ኣብ ቤትኪ ከርተት ስደት ብላሽ ነኩ ፅበ ሃንቀው ኢለ እፅበ ትመፅሉ መዓልቲ ፀብፂበ
@habteabkesete3974
@habteabkesete3974 4 жыл бұрын
Xbuq Fkr EU deleki ms momona shkorna
@robielredea5318
@robielredea5318 4 жыл бұрын
Etay emo kengber bezom nay lome Demxwaen ina behltoe seb albo qenqa tewrdina tergiem zeyblu getmie hezom yerbschna alwu
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
ናብ ልብና ንመለስ እንተ ዘይተጋግዬ ቅድም፡ስምኪ ፈታዊት ሞሞና ገርክዮ ኔርኪ ምሽ ሕጂ ግን ቀይርክዮ ሓቀይ
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 4 жыл бұрын
@@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ ኣይተጋገካን ሓወኒ ሰብ ምስ ሓሰመ ሰሳትካ ሕማቅ ትምኒት ምስ በዝሐ #ናብ ልብና ንመለስ ቀይረያ ።
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
ናብ ልብና ንመለስ ናይ ብሓቂ ናብ ልብና ንመለስ ዘብል ግዜ እዩ በዛ ደርፊ ግን በቃ ሓሚመ ኣለኩ ብፍላይ ኣብ ሓንቲ ማይ ቤት ዘላ ግጥሚ *እንታይ ደኣ ኮይኑ ከብደይ ዝኣብየኒ ገጽኪ ከይረኣኩ ንብዓት ዝመጸኒ*ብሓጺሩ ናይ ሞሞና ደርፊ ወላ ጋይላ ይኩን ከብድካ እዩ ዝበልዕ
@gauldnglmaryam.4780
@gauldnglmaryam.4780 4 жыл бұрын
*ሞመና ሽኮር ናትካ ደርፊ ንዓይ ፍሉይ ኢዩ በቃ ኩሉ ናትካ ክሰምዕ ከለኩ ትም ኢለ ይነብዕ💔💕💋💋 ኣድናቂትካ በቃ ብፍሉይ ኣብሊጸ ዝሪአካ ጠፊኢካና ወዲ 🇪🇷ኤሪ ጻዕዳ*
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
kem fkadka ykun amlakey ኣብ ካርቱም ከለኩ ብደርፊ ሞሞና ኣይሰምዕ ኣይዛረብ ኮይነ ኔረ ደቂ ገዛይ ከይዝለል ይፈርሁለይ ኔሮም ንሶም፡ይዛረቡ ኣነ ከኣ ፎን ጌረ ኣብ ቤይነይ ሓሳባት ህልም፡ይንል ኔረ ናይ ሞሞና ደርፊ ወላ ጋይላ ይኩን ገለ ስምዒት ኣለዎ
@ወዲኣብራርዑስማን
@ወዲኣብራርዑስማን 4 жыл бұрын
ሞሞና ኣቦ ትዝታ ኡንቋዕ ብሰላም መጻእካና ደቂ ሓላል፡መሬት ካብዚ ተካል ሕማም ኮሮና ፈጣሪ ይሓልኹም
@bekitgirmay9953
@bekitgirmay9953 4 жыл бұрын
Zfetwo kab nesnetey ksab hji zsemeao momna beal mukur qanza Kemzi natey tfetwuwo fetwetkum glexu @Like # agerachiwu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ
@ግዜስሓልፉንህግደፍገድፉ 4 жыл бұрын
ከመይ ዓይነት ሓሳዳት እዮም እዞሙ 32 ሰባት ድስ ላይክ ጌሮሙ ዘለው love Momona
@Samri_
@Samri_ 4 жыл бұрын
Momona kem lbey❤️ ኩሉ እቲ ዝስማዓኒ: እቲ ዘጋጥመኒ ብደርፍታትካ ጌርካ ገሊጽካዮ ኢካ'ሞ ኣብ ዘለካዮ ሰላምን ፍቅርን ይምነየልካ❤️
@ghebremeskelkesete1019
@ghebremeskelkesete1019 4 жыл бұрын
Amanuel momona ፈውሲ ስነጥበብ።ይበል ድምጺ ይበል ግጥሚ ዜማ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራኻ።
@johnkidane5066
@johnkidane5066 4 жыл бұрын
ዘመድ ልበይ ብዘይ ድምጺ ሰምዕተይ ትርዳእ ሞሙናይ እንቓዕ ብሰላም መጻካ ጎይታ ፍቅሪ ሕብኡ ኮኾብ
@domoztesfay5758
@domoztesfay5758 4 жыл бұрын
ንመጀመርያ ግዜ ኮመንቲ ይጽሕፍ ኣለኩ ንሞሞና ስለ ዝፍቱ ሞሞና ኣቦ ፍቅሪ ደቂ ኤረይ ከኣ ኣብ ትከድዎ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@GualEri13
@GualEri13 4 жыл бұрын
🙏🇪🇷
@estifanosamanzgi7200
@estifanosamanzgi7200 4 жыл бұрын
ሞሞና ኩሉ ስራሕካ ናይ ዓይኒ ዘይካነስ, ናይ እዝንን ልብን ዩ። ሓላለይ❤️
@eritube3898
@eritube3898 4 жыл бұрын
Momi nay hemamey Kexbeya ende xenhe Alkom do kemzi kemeyu nu momi tehbywo🥰🇪🇷
@dejufeqar7767
@dejufeqar7767 4 жыл бұрын
ሞሞና ጎይታ ጥበብ እንቃዕ ብሰላም መጻእካና ጥበብ ናፊቅና ቀኒና ብዘይ ምግናን ንመመና ዝፈቱ ኣብዚኣ like ክውቅጥ ኣለዎ እንተ ከይ ገበረ ሓሊፉ ክኣ ብእዝኑ ወጢጠ ናብ እንዳ ኮመንት ምጽሓፍ ከሕልፎ የ። ክክክክ
@meresiekesete4200
@meresiekesete4200 4 жыл бұрын
መርሓባ ሞሞና ፈውሲ ልቢ ከይሰምዓኩዋ ኮመንት ጺሕፈ ፍሉጥ ስለ ዝኮነ ኣይትጥፋና ብዘመናዊ ከኣ ክንጽበ ኢና ብተስፋ።
@biniamsimon5513
@biniamsimon5513 4 жыл бұрын
ሞሞና ኣቦ ጥበብ አንካዕ ብሰላም መጻካ ጽቡቅ ስራሕ
@ሳሚማንቸስተራዊ-ጀ2ፈ
@ሳሚማንቸስተራዊ-ጀ2ፈ 4 жыл бұрын
ሞሞና ጡዑም ድምጺ እንቃዕ ብድሓን መጻኻ ኣታ ጅግና።
@abrahamalem959
@abrahamalem959 3 жыл бұрын
This Eritrean artist is above and beyond he is simply a king 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mesitesfi2486
@mesitesfi2486 4 жыл бұрын
N MOMONA zfetu eska 👍 regixu yhlaf
@MeronMatiwes-iw1wd
@MeronMatiwes-iw1wd 9 ай бұрын
ሞሞና ሓወይ ኩሉ ኣብ ምምላሱ ኢዩ ኩሉ ኽራኽብ ሽግርና ተወዲኡ ኢዩ ❤❤❤❤❤
@yonaswerede6932
@yonaswerede6932 4 жыл бұрын
ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሞሞና ኮኾብ ጥበብ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
ዌል ሞሞናይ ቋዕ ብሰላም መጻኻ ከምዚ ከማይ ክትጽበዮ ዝቐነኻ ብሩኽ ቀዳመሰንበት ይግበረልካ ብፍላይ ሲንግል
@fitsumfache4598
@fitsumfache4598 4 жыл бұрын
Will comme wegeney
@meleyalemey168
@meleyalemey168 4 жыл бұрын
Wawww knmexeee ena. Good job Like qedamay commentar Erefti weside kthgosu deqi erey
@Aumsalmand1234
@Aumsalmand1234 4 жыл бұрын
Awayyy kem gele gratni aza derfi sdetna yehxrelna bal betey 👫❤zderfeley zelo koynu tesemieni sdet gedifki kidyo mexini ati taum qalatu bal betey tezekirni fetari metakakbo yfterelna kabzi korona bselam yewxana ❤💖❤❤🇪🇷🇪🇷
@ምንባርብዓቅሊ
@ምንባርብዓቅሊ 4 жыл бұрын
Sebayki gedifki kemey tesdidki weys tefatihkum
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 жыл бұрын
ሞሞና ጅግና ጥዑም ድምጺ ካብቶም ንሕበነሎም ብመሰረት ስነጥበብ ዝተነድቀ ኮኮብ ናይ ዓድና ንበረልና ክቡር ሓው ብጥዑም ህርመት ክራርካ የእዛና ዝቃነካየን ኣብ ሳዋ ይዝክር ሞሞናየ ኣዝማሪኖ ።
@michaelmehari8301
@michaelmehari8301 4 жыл бұрын
ገዛ እኳ ከፊተ ሎምስ ተስፋ ጌረ ሓዊ ኣጒደሉ ማሚቀ ሓዲረ ሞሞና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እምበር ስደትሲ ዘይናትና ኣደራሽ ከም ንርኢ ጌሩና ዩ
@sham3872
@sham3872 4 жыл бұрын
ሞሞና ናይ በይኑ ኣካይዳ ዘለዎ ብርቒ ስነጥበበኛ። ከማኻ የለን።
@MerhawiTekeste-hj1jd
@MerhawiTekeste-hj1jd Жыл бұрын
ዝበለጸ ደራፋይ ሞሞና ናይ ልበይ በቲ ጥዑምን ዝሑልን ዜማካን ድምጽካን ንልበይ ተርስርስ ,so god bless you
@masonmount1146
@masonmount1146 4 жыл бұрын
Well come momona wedi arey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️
@nahomabel5682
@nahomabel5682 4 жыл бұрын
ኣታ ሺፍታ ኣበይ ተሓቢአካ ቀኒኻ ኣታ በዓል ጡዑም ደሃይ ዘማሪ ገጣሚ ኣቦ ፍቅሪ አስከ ብlike ርገጽዎ ነዚ ጸሓይ ብራቅ!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@eritreadobub3398
@eritreadobub3398 4 жыл бұрын
I come from Eritrea Adikeyh and i love momona music
@yeemafkrljj5249
@yeemafkrljj5249 4 жыл бұрын
Semere Tesfa 🧐
@merhawihaile6560
@merhawihaile6560 4 жыл бұрын
Nina majambrtek duy u ka ab youteb hahh
@ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ
@ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ 4 жыл бұрын
Entay tbel Aleka
@negasitewelda1060
@negasitewelda1060 4 жыл бұрын
Enya yabs nay gana adarash niebetki
@2008millena
@2008millena 3 жыл бұрын
@@merhawihaile6560 LOL
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 4 ай бұрын
ሞሞና ኣቦ ትዝታ ደርፍታትካ ንሻዕ ሰሚኻ ዘይምኖ the greatest showman of the best song ever time 👁️😳💔🎶🎤👍💯
@user-mnbar
@user-mnbar 4 жыл бұрын
Wellcom #ሞሞና ካብቶም ዝፈትዎም ደረፍቲ ካብዚ ዘሎ ሕማም ኮሮና ይሰውርኩም ቡሩካተይ ስደትና ኣብቒዑ ሃገርና ንምለሰሉ ግዜ ይሃበና #ዘፍቐረ ዘይጉዳኣሉ #ዕጽፊ ብፍቕሪ ዝካሓሰሉ #ግዜ ይሃበና
@zerutesfayegebrehiwot3610
@zerutesfayegebrehiwot3610 4 жыл бұрын
😍💚💛❤️ "ይበል ሙዚቃ" - ኣታ ህጉስ ኢሌ'እባ - "ሃጎስ ይሃብኻ ኢዮብ (ወዲ ተጨላ) !!! ........ From Good Neighbor Country Ethiopia ........ Long Live Ethio-Eritrea Relationship !!! ❤️💛💚😍
@streritube1948
@streritube1948 4 жыл бұрын
ውውው አንቃዕ ብሰላም መጻኻ ሞሞናይ ክጽብየ የ ጸኒሐ ሃይ አስከ ታ አቲ ላይክ ኣይንፍራሓዮ
@ሳባሳቢና
@ሳባሳቢና 4 жыл бұрын
ኣማን ኢለ'እስከ ክጽወዓካ ኣታ መክሰብ፡ እምበር ንሓደ ሰብ'ያ ተወፍያ እዛ ስም። ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ሞሞና፥ ከም ኩሉ ግዜ ጥዕምቲ ግጥምን ዜማን። ላይክ ኣይተውሕዱ $ ኣይክፈሎን'ዩ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
ሞሞና ሑቢ♥ ከምዚ ከማይ ድፈትዎ ላይክ ኣጥዑሙኒ👍
@melakegnbotsemera8453
@melakegnbotsemera8453 3 жыл бұрын
Llookk hsA
@filmontesfay5325
@filmontesfay5325 4 жыл бұрын
Wawww momona enkae dahan mexakana btaemi des tebl derfi!!!!!!! Belu eske yehwat kasoti keyadekukum keleku like regexuni bkbretkum
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 4 жыл бұрын
Eritrean legend of legends 💯💯💯 keep up your beautiful work 🇪🇷🇪🇷
@ሳሙጓልኪሮስኩሉበጃኪሮሰይ
@ሳሙጓልኪሮስኩሉበጃኪሮሰይ 4 жыл бұрын
ሞሞናይ ጥዕም ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
@ብረህዩተስፉና
@ብረህዩተስፉና 4 жыл бұрын
ንመሞና ተሐብዩ ላይክ ጸዓኑኒ ብሽም መሞና
@flameshockey7688
@flameshockey7688 2 жыл бұрын
Nazreit Tasfamikale አማኒኤል ሓንቲ ካብቶም አድናቂትኻ እየ ስሑል ጎሮሮ ቀጽሎ ጅግና ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@ሰላምጋልዓጋመ
@ሰላምጋልዓጋመ 4 жыл бұрын
ዋውውውውው ሞሞና ሽኮር መረዋሕ ድምፁ ናበይ ከይዱ ናበልኩ እንኳዕ ገፅ ንፈትዎ ኣርኣና። ኩሉሻብ ኣብልበይ ሰፍርካ ኣቦ ጥበብ
@እስኮብሊ
@እስኮብሊ 4 жыл бұрын
Momona ልዕሊ ኩሉ ነዞም ናይ ቀደም ደረፍቲ ክርኢ ከለኩ ሓበን'ዩ ዝስመዓኒ ምኽንያቱ every thing is with out of makeup Origina ደርፊ Oringinal ክሊፕ በቃ ዕግበት ይስመዓካ ደርፊ ክትሰምዕን ክተስተማቕርን ከኣ ትግደድ Gbu ኣነ ሓደ ማራ ካብ ፈተውትኻን ኣድነቕትኻን እየ ኣይትጥፈኣና ኤማ bro
@ichliebedichmeinemutter1001
@ichliebedichmeinemutter1001 4 жыл бұрын
Momona kulu nensu love zkone adam ❤️ msay tsemamau like
@baqr4383
@baqr4383 4 жыл бұрын
ይበል ዜማ ይበል ግጥሚ ይበል ሉስሉስ ጣዕሚ ሙዚቃ።ብዙሕ ስራሕ ዝፈሰሶ ውጺኢቱ100%
@binam5814
@binam5814 4 жыл бұрын
ሞሞና⭐️👑☝️ መረዋሕ ድምጹ ብፍላይ ዜማኻ ከመይ ዲዩ ዘይምኖ ❤️
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ 4 жыл бұрын
"ዋውው ሞሞናየ እንቋዕ ብሓድሽ ደርፊ ጥብ በልካና!!! ወልካም ፈተውቲ ሞሞና Like
@mnbarkerfah9101
@mnbarkerfah9101 4 жыл бұрын
Welcome willkommen benvenuto bienvenue enkae bdehan mexaeka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ Momena shikor 🤞love so much your songs
@ጽሉልደጋፊቸልሲሰመያዊ
@ጽሉልደጋፊቸልሲሰመያዊ 4 жыл бұрын
ሞምየ ሓቢቢ ደርፍታትኪ ተንካፊ ልቢ ዩ ፍሉይ ህርመት ፍሉይ ቅኒት ናይስስስስስ.
@habtomblackman9649
@habtomblackman9649 4 жыл бұрын
Welcome back momona nayhmamey wetru blux srha eu keep it up going my favourite song every time 💯💯💯💯💯🇪🇷✌
@tesfagebreberehan1606
@tesfagebreberehan1606 4 жыл бұрын
ሞሞና ጅግና ኣቦ ጥበብ ወዲ ኤረ🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌
@mussienguse5999
@mussienguse5999 4 жыл бұрын
ሞሞና ብዘይ ሙዚቃ ድምጹ ፉሉይ ዓይነት ህርመት ኣለዎ ምሳይ ዝሰማማፅ like ይህረመኒ
@ምንባርኣብራሃምኣርኣያ
@ምንባርኣብራሃምኣርኣያ 4 жыл бұрын
ሞሞና ኣቦ ስነ ጥበብ እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ጥዑም ድምጺ።
@ፍሽኽበሊወላተመረረ
@ፍሽኽበሊወላተመረረ 4 жыл бұрын
መርሓባ ኣቦ ስነ ጥበብ እንቃዕ ብሰላም መጻካ ሞሞና ዓቢ ሰብ ❤️❤️❤️
@efi2281
@efi2281 4 жыл бұрын
Momona habibi well come 🎼🔥
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 жыл бұрын
ትመፅኒ ኣለኺ ለባም ከያኒ ኣማኒኤል ክቡር ሰብ ብሓቂ ብሉፅ ከያኒ ጠቢብ ኣቦ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@sofianhassen9857
@sofianhassen9857 4 жыл бұрын
Good job momona nic 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@sofianhassen9857
@sofianhassen9857 4 жыл бұрын
Our duty
@dohadoha4459
@dohadoha4459 4 жыл бұрын
Momona. Shikor. Hakka. Entay. Yabs. Bgeka. Skay. Xemti. Derfi. Lbey. Rekibkaya. Aytxfae. ❤❤❤💋💋💋👍👍👍
@samrawitlove1230
@samrawitlove1230 4 жыл бұрын
Momona fewsii ❤❤❤❤
@ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ
@ኣደናቂያቆብዳዊትኣደናቂያ 4 жыл бұрын
congura ኣድነቅቲ( ሞሞና) ❤❤❤❤❤❤❤😘❤❤❤❤ ሞሞና ፋና ልበይ ናትካ ድምጺ እኮ ቀመም እዩ ነዓይ
@lwatem7472
@lwatem7472 4 жыл бұрын
ንኹልኹም ደቂ እረይ እዚኣ ጋቢዘኩም ኣሎኹ🇪🇷
@zecheredaberhane7226
@zecheredaberhane7226 2 жыл бұрын
Aman kologize ywot derfika betaymi eyo zimisiteni, ydmen tiynan yhabka ❤🙏Awet Nihafach 🦾
@ዕባይመራጉዝ
@ዕባይመራጉዝ 4 жыл бұрын
2020 ዝሰምዓ እስኪ ላይክ ይብኒ መሞና ናይ ሕማመይ
@merhawitesfagergsh6016
@merhawitesfagergsh6016 4 жыл бұрын
Wellcome momona shikor
@wediyemane8
@wediyemane8 4 жыл бұрын
ፈተውቲ like sher scbscrib ኣይትሕመቁ። እዚ ቦታ ኣበይ ኢዩ ተሓባበሩኒ plzzz.
@merihwedishishy4848
@merihwedishishy4848 4 жыл бұрын
Momona kabtom nmkahalom snetbebawi eyu like aynbkekelu kemti alekulkum zbelena alenalka nbelo 🎹❤❤❤❤🎹🎹
@awetteklemariam6158
@awetteklemariam6158 4 жыл бұрын
ሞሞና ሽኮር እንቓዕ ብደሓን መጻካ ብርሃን ገጹ..........!!!!!
@ሰላምእየዝደሊሰላምእየዝደ
@ሰላምእየዝደሊሰላምእየዝደ 4 жыл бұрын
ገለ ዓይነት ደርፊ ሓደ ካብ ኣደነቅተካ እየ ክፈትወካ ግድ እየ ኣጆካ ቀጽሎ ኣንታ ጎይታ ዜማ
@emunasmelash8255
@emunasmelash8255 4 жыл бұрын
Momona ma best ❤️❤️
@ksanetgualgolij
@ksanetgualgolij 4 жыл бұрын
Kidan ember fkrey kal kidan do ybeli💯. Momona malet❤️
@dawitsolomon8643
@dawitsolomon8643 4 жыл бұрын
The best vocals musicians who not get that’s much attention super talented
@makdateame551
@makdateame551 4 жыл бұрын
momona natey abo fqrr love u beqa kulu gize xbuq srah 👑👑👑👑👑
@ፍቅሪምስኩሉዕባይኣባሻውል
@ፍቅሪምስኩሉዕባይኣባሻውል 4 жыл бұрын
Welcon natey ✌️✌️✌️
@lidiagebreyewhanes8789
@lidiagebreyewhanes8789 3 жыл бұрын
Momon shekor bitami eye zednqkan zfetwekan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@makusmart9301
@makusmart9301 4 жыл бұрын
ኣብዝ'ሎ ብቕዓት ኣብዚ'ሎ ውህብቶ ዜማ ዝነድቅ ከምቲ ሓያል ሳርቶ ባህታ ዝፈጥረልካ ዘይምኖ ጣዕሙ ወሰኽ ዘይደሊ ምስ ኩሉ ቀመሙ። ብሉጽ ኢኻ ለባም መስተውዓሊ መሉሱ ዝደምቅ ዜማኻ ዘይበሊ ኤማ ናተይ ጎይታ ጥበብ ዘይትነጽፍ ዛራ ከም መጽሓፍ ትንበብ። መሊኡ ዝሃበካ ጥበብ ብጥበቡ ምቁር ዜማኻ ዝሓድር ዓምቢቡ መግለጺ ስኢነ ንዓኻ ዝኸውን ኣቤት ርእሲ ንኹሉ ዝውንን። መሊሱ ዝምቅር ትዕድልትኻ ከተንብቦ ተስፋ ዝህብ ዘስንቀካ ሓቦ። ብሉጽ'ዩ ዜማኻ የብሉን ዝድርበ ቅዱስ ቅንኢ ሒዙኒ በሓቂ ዓጊበ ዓይኒ ከተማ ምበልኩኻ ኣበይ ከይበዝሓካ ፍቅሪ፡ተስፋ፡ጽንዓት ኩሉ ተማሂርና ካባኻ ውሑሉል ስነ ጥበባዊ ዓቃል ሓውና መን ኣሎ ክንዳኻ ዝምዕደና ዝምህረና ብሉጽ'ዩ ዜማኻ የብሉን ዝድርበ ቅዱስ ቅንኢ ሒዝኒ ብሓቂ ዓጊበ ሓንቲ ግን ሓደራ ክብለጃ ዝደሊ ደው ከይተብሎ ጥበብካ ፈልፋሊ ካብ ፈታዊኻብ ኣድናቂኻን መኮነን የማነ
@ermilove685
@ermilove685 4 жыл бұрын
ዎውውውውውው Thanks maku smart boy
@playstoreapp6213
@playstoreapp6213 4 жыл бұрын
ሞሞና ሽኮር ፈዊስ ልቢ ደርፍታትካ መግቢ እዮም ናዓይ ኣብኩለን ደርፍታትካ ፉሉይ ትዝታታት ኣለኒ
@berekethabtom
@berekethabtom 4 жыл бұрын
you well come ema
@tsegaymehari3425
@tsegaymehari3425 Жыл бұрын
ኣዝዩ ዝናፍቆ ድምጺ፡ደስ ዝብል ።ሞሞና ሞሞና ሞሞና።ኣይትጥፋእ
@ithrustingod1845
@ithrustingod1845 4 жыл бұрын
Momona shewhatey ❤️❤️❤️
@ን2025ዩቲኣንፈትበቃ
@ን2025ዩቲኣንፈትበቃ 4 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻካና ኩቡር ምቁር ቃና ድምጺ ሞሞና ። ግን ሎምስ ዜማ ዶ ቁሩብ ፎኮሳትኒ ጀምዓ ደስ ኣነ የ ጽቡቅ ገረ ዘየስማቀርኩዋ ዋላ ንዓይ ንቀፈታ ተሊኩም ወስ ኣቡሉለይ ሞሞና ንኩሉ ግዜ ምጸና።
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
ምንባር ማለት ምጽውዋር ሜሪ ፈቃር ኣነስ ግዳጋግማ ከፍእኒ ኣሎ
Momona /Amanuel Weldegabir - Non-Stop Eritrean Traditional Music 2024
1:11:05
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 21 МЛН
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,5 МЛН
She's very CREATIVE💡💦 #camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
00:26
Офицер, я всё объясню
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
Feven Tsegay & Ghirmay Andom New Eritrean Audio Music 2020
5:14
WEDI MAMA CHANNEL
Рет қаралды 195 М.
Nebski Eleyi
5:42
Amanuel Weldegabir - Topic
Рет қаралды 323 М.
new Eritrean Lyrics music amanuel momona (hmam Dhar)
6:28
Asmerom Tube
Рет қаралды 223 М.
Eritrean music video by Amanuel(Momona) "Telemeni"
6:09
Hazhazino
Рет қаралды 4,4 МЛН
Klamodo Eye (Eritrean Music)
8:16
Thomas Alazar
Рет қаралды 6 МЛН
Tium Nafikeyo
7:10
Amanuel Weldegabir - Topic
Рет қаралды 249 М.
new hagos ስዚኒኖ  tgrigna music video
6:12
Ttes Pictures
Рет қаралды 1,2 МЛН
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 21 МЛН